መደንገፂ ፕራንክ ኣብ ገጠር ጀሚርና [ ዘይተፀበናዮ ገጢሙና ]

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 มิ.ย. 2023
  • yada tube ፍልይ ዝበሉ ትግርኛ ፕራንክ [ መዘንግዕ ካሜራ ] ትረኽብሉ ከምኡዉን ዘዘናግዑ መደብ ዝቀርበሉ ቻነል እዩ ሞ ቀፃሊ ቪዲዮና ከየምልጠኩም subscribe ግበሩ::
    Tigrgna prank ትግርኛ ፕራንክ eritrean prank መዘንግዕ ካሜራ new tigrgna music ገሬ እመን new eritrean music ገጠር ተጋሩ eritrean comedy new 2023 eritrean music funny tigrgna

ความคิดเห็น • 395

  • @user-hm6ez8dx1x
    @user-hm6ez8dx1x ปีที่แล้ว +317

    ዕባይ ሃገረ ሰብ ተሊኩም ከምዚ ከማይ ላይክ ወቅጡኒ ኣዘካኪርኩምና ቱካ ገንዘብ ናጋሰና 😂 ❤❤❤❤

  • @user-uh7sy9uy6j
    @user-uh7sy9uy6j ปีที่แล้ว +65

    ከማየ ከፍቲ ናጓሰየ ዝዓበየ 👍😢❤

  • @brhaneye9521
    @brhaneye9521 ปีที่แล้ว +31

    ያዳዋይ ቀዳመይቲ ባዕለይ 😍❤💛 like ግበሩለይ 😕

  • @user-zm7og6yx1t
    @user-zm7og6yx1t ปีที่แล้ว +31

    ናይዚ ዓመት እዚ ምርጥ ዩቱበር❤❤

  • @mkm4736
    @mkm4736 ปีที่แล้ว +15

    ድምፂ ውጉኣት ተጋደልቲ ኣሕዋትና ኹኑ ኸይድኹም ኣጆኹም በልዎም በጃኹም😢😢

  • @mamibabi6805
    @mamibabi6805 ปีที่แล้ว +29

    ከሪመላ ዋላ ገዚእክምሎም ኪዱ ነዞም ህፃናት 🙄😍😍😍ገጠረይ ጥዑም❤❤ያዳዋ ብሉፅ

  • @tdfhoney9161
    @tdfhoney9161 ปีที่แล้ว +13

    ከም ገጠር ዝጥዕም እኮ የለን ብስሩ አብኡ እዩ ዘሎ እቱ ሰላምን ፍቅርን love you more♥♦

  • @hiwotbrhana7405
    @hiwotbrhana7405 ปีที่แล้ว +45

    ን እግረ መገድኩም ብዛዕባ ስደት ሕማቅ ነገሩ እስኪ ነቲ ህዝቢ ኣምህሩ በጃኩም😢

  • @awets23
    @awets23 ปีที่แล้ว +8

    ድሕሪ እዚ ኩሉ ዘሕዝን ኩነታት ዘሕለፍኩሙዎ ሕጂ ከምዚ ኢልኩም ክትሕጎሱ ክትርኢ ኣዝዩ ደስ ዘብል እዩ።

  • @user-ds1bt1of4g
    @user-ds1bt1of4g ปีที่แล้ว +14

    ያዳየ ተጋሩዋይ ፅሩያት ኣብ ዘይ መልአ ናብ ቦታታት ትግራይ እንዳከድኩም ተዘናግዑ ንሕና ለ ንዘናጋዕ ❤️

  • @user-gq2gl2xf6v
    @user-gq2gl2xf6v ปีที่แล้ว +9

    ማኣዘ ኢና ዓድና ንኸዶ ፈቂዒና እኮ 😢❤️😍

  • @bhhsswarjun8926
    @bhhsswarjun8926 ปีที่แล้ว +5

    ተመስገን ኣምላኬ ካብዚ ኩሉ መንከራ እዚ ዳርኤኻና🥺🙏 ተጋሩዋይ ፅሩያት❤❤❤❤❤

  • @frehailu3394
    @frehailu3394 ปีที่แล้ว +6

    አረ ጌታ ሆይ ናይ ስደት መንገድ ይመስል😢😢😢 ሶ ይመቸኹም ሙቁራተይ ደቅ ገጠር ኣለና ዶ?🤔🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @Eruna1993
    @Eruna1993 ปีที่แล้ว +8

    ውይይይ ተዓዊትልኩም እዛ ኣደ ከመይ ጌራ ስዒማትኩም 🙏 ኣደ ብርሃን ገዛ 🙏

  • @user-vj9ld4ni2v
    @user-vj9ld4ni2v ปีที่แล้ว +16

    እግዚአብሔር ኣምላክ ሙሊእ ሰላም ይግበረልና

  • @abiabi-vl6qz
    @abiabi-vl6qz ปีที่แล้ว +8

    ፅቡ ናብ ገጠራት ናከድኩም እዩ ተመልካቲ ልበዝሐልኩም😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @galaxygalaxy2879
    @galaxygalaxy2879 ปีที่แล้ว +9

    ዋው ደስ ዝብል እዩ በጃኹም ክትሓልፉ ከለኹም ዓዲጉዶም ዓደይ አርእዩኒ ናፊቀያ አለኹ 😥🙏💞

  • @fjb5157
    @fjb5157 ปีที่แล้ว +14

    ሂዋነ ዘይኮነስ ሒዋነ እዩ ኡፍ ዓድና እምበር ናፊቅና ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ዓደይ ሪኤያ💚❤❤❤❤

  • @user-so6xc4gr3l
    @user-so6xc4gr3l ปีที่แล้ว +4

    ኣዴታትና ዕድመን ጥዕናን ያሃብክን ኣቀባብላኣ ኣሰዓዕማኣ ናፊቀዮ ማዓዝ እየ ካብ ስደት ተመሊሰ ከምዝይ ገይራ ኣደዋይ ትስዕመኒ 💔😢

  • @kidan5256
    @kidan5256 ปีที่แล้ว +4

    እሰይ ዞም ሓተይ ክብሪ ይሃብኩም 😍😍😍ናብራ ገጠር ክንደይ ይጥዕም ስደትና የሕፅረልና 🙏🙏🙏