ፍሉይ ፕራንክ ንዮርዳኖስ ኣብ ዓራት ኣለና ከተርእይና eritrean best prank

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 370

  • @samitigray4537
    @samitigray4537 3 ปีที่แล้ว +72

    ብልቢ ኣመስጊነኩም ቅዱሳን ገዛ ብሓቂ ባዕልካ ዘይትገብሮም ነገራት ንደቂ ሰባት ክትምህር ከም ዘይብልካ ካብዛ ሓፍትና ተማሂርና ኣለና ስለዚ
    ንስካ/ኪ ፅቡቅ ትደሊ እንተሃሊካ/ኪ ንሰብ ሕማቅ ትምህርቲ ኣይተሕልፈሉ ሓውኩም ♥ ካብ TDF

    • @mamamiya1888
      @mamamiya1888 3 ปีที่แล้ว +1

      Lebam hawna xbuk aleka

    • @gluglu9427
      @gluglu9427 3 ปีที่แล้ว +1

      Abey eyu ke TDF

    • @erey550
      @erey550 2 ปีที่แล้ว +1

      ካብ ደደቢት😂😂😂

  • @lewhatlbey7483
    @lewhatlbey7483 3 ปีที่แล้ว +67

    ፍሉይ ሓሳብ ኣለኩም ብሓቂ ትድነቑ ሰባት ተምጽዎ ፕራንክ ደስ ዝብል እዩ 🤣🤣🤣🤣

  • @akliluaklilu3534
    @akliluaklilu3534 3 ปีที่แล้ว +16

    ንየርዳኖስ ብጣሚ ኣድኒቀያ ከምቲ ትዛረቦ ኣይኮነትን

  • @andomkbrom8072
    @andomkbrom8072 ปีที่แล้ว +2

    ንፍዕቲ ዮርዳ ሽኮር።❤❤ናይ ብሓቂ ፈላጥ ፣ሓብሓቢት ንቡር ባህሊ ኣዶታታ።❤🙏ብልቢ ኮሪዐላ ዮርዳና❤🙏

  • @senedsdettv6521
    @senedsdettv6521 3 ปีที่แล้ว +26

    ንስኩም ክልቴኩም ማራ እየ ዘድንቀኩም ዮርዳ ብልጽቲ ናይ ብሉጻት ሰብ ብማዕዶ ኣይፍረድን ኢዩ እታ ሓቀኛ ዮርዳ በላሕ ምካና ስለ ዘርኣኩምና ከኣ ነመስግነኩም።

  • @ሰላምጓልተዋህዶ-ዀ8ጸ
    @ሰላምጓልተዋህዶ-ዀ8ጸ 3 ปีที่แล้ว +62

    ብሓቂ ብዕሉጋት ኢኩም ኣብ ሕብረተሰብና ከምዚ ዓይነት ኣይፍለጥን ክንደይ ትከፍኡ ኢኩም ንቅርሺ ክትብሉስ ባእ ንዓኣ ከማን ኣቦታትን ድያቆናትን አ እንዳበሉስ ክትምለስ ናማዓዱስ ንስኩም ከኣ ትፃወትላ ዓገብ የሕዋት

  • @albadr2531
    @albadr2531 3 ปีที่แล้ว +23

    ዋይ ሓተይ መዓረይ ተጋጊኩም የርዳ ግን ኣደኒቀኪ መዓረይ

  • @ዓለምፈታኒት-ኘ9ዘ
    @ዓለምፈታኒት-ኘ9ዘ 3 ปีที่แล้ว +37

    እስከ ናይዞም ዓነጅል ስራሕ ኮመንት ከተንብቡ ዝኣተኩም ላይክ

    • @habeney_tv
      @habeney_tv  3 ปีที่แล้ว +1

      Kkkkkk anbb tray

    • @brhanlbey7067
      @brhanlbey7067 3 ปีที่แล้ว +1

      Oyyyy astak kab abzeytdelyo video atika coment ketenbb gzeka tebakn ytqmeni eyu zbelkayo mnbab mhashe tezeyele ger our of the chanel

    • @selameuderetey7076
      @selameuderetey7076 2 ปีที่แล้ว +1

      ምስ ነብስካ ኢካ ተላሊየና ዘለካ
      ወዲ ጎሓፍ ሓሳድ

    • @binibinibi4683
      @binibinibi4683 2 ปีที่แล้ว

      ዓናጅል ጥራይ እታ ጋል ካኣ ካብኡ ዝገደደት

    • @Erenahagerejeganu
      @Erenahagerejeganu 2 ปีที่แล้ว

      ኣታ እንታይ ዓይነት ረሳሕ መልሓስ እዩ ዘለካ
      ንመን ከምትጸርፍ ዘለኻ ይርደኣካ ኣሎ ዲዩ

  • @fqaduabrhaley1186
    @fqaduabrhaley1186 2 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውውው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ልቦና ዮርዳ ከምዚ ትዝራቦ ከምዘይ ኮነ ኩሉ ሰብ ክፈልጥ ኣለዎ ዮርዳ ብጣዕሚ ዓባይ ሰብ እያ ኣምላኽ ኣብ ስራሕኹም ዓወት ይፍጠረልኩም

  • @tdf8250
    @tdf8250 3 ปีที่แล้ว +34

    ሰበይትካ ግን ዝገርም ሰነ ስርዓት እዮ ዘለዋ So ቀፅልሉ ሓውኩም 💊TDF 💊 ሰላምታ ኣይርሳዕኩን!!

    • @danayttamr402
      @danayttamr402 2 ปีที่แล้ว +3

      ፈጣሪምሳኩምይኩንtdfጀጋኑንፈትወኩምንወትሩኣብልብና ❤❤❤

  • @meharigebreyonas3772
    @meharigebreyonas3772 3 ปีที่แล้ว +33

    ብሰሓቅ ዝመትኩላ ፕራንክ ንመጀመርታ ግዜ
    ደስ ትብሉ ፍቅርኩም የብዝሓዮ
    ዮርዳ ለባም በስምኣብ በሉ በሓቂ መልሲ ።

  • @wedihaile7663
    @wedihaile7663 3 ปีที่แล้ว +31

    ዮርዳ ሎሚ ኣድኒቐኪ ብሓቒ ከም ኣብ መደብኪ ተቕርብዮ እዪ ዝመስለኒ ኔሩ ካብ ሎሚ ኣድናቂ ናትኪ እየ

  • @መርሃዊትኃልትግራይ
    @መርሃዊትኃልትግራይ 3 ปีที่แล้ว +7

    ካብዛ ናይ ዮርዲ ፕራንክ ቡዙሕ ት/ቲ ኣለዎ ምክንያቱ ከሉ ኣብ ዩቱዩብ ዝምህር ሰብ ትክክል እዩ ማለት ኣይኮነን ነስተውዕል

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 3 ปีที่แล้ว +28

    ኣቱም ዳፎቶ ተበላሺኩም እንበር ነዛ ሰብ ብክንደይ ዲያቆናትን ብሪካት ሰባትን ተማዒዳ ሰሚዓትና ከተብቅዕ ደሓን ትእቶ ንስኩም ግን ነቲ ሰብ ጽያፍ ኢዩ ግደፊ ዝበላ መሊስኩም ብፕራንክ መልክዕ ክትሰርሕዎ ዓገብ ዓገብ ዓገብ ንሳ ከማን ሰንቢዳ ጽቡቅ ኣይኮነን ኣሕዋት ማለተይ ኣብ ሕብረተሰብና ኣጸያፊ እንከሎ ንፕራንክ ኣገዳሲ ኣይኮነን።ዮርዳ ከኣ ከምዚ ሕጂ ዝሰምበድክዮ ኢና ንስንብድ ክንትዛረቢ ከለኪ።

  • @lave9644
    @lave9644 3 ปีที่แล้ว +34

    በስመኣብ ኣቱም የሕዋተይ አንታይ ኮንኩም ነዛ ሓፍትና ክንዲ ትመክርዋስ ከምዚ ጌርኩም ፕራንክ ኽትገብርዋ 😭ኣምላኽ ይቅረ ይበለልና ኣብዚ ሕማቅ ግዘስ ፀሎት አዩ ክንገብር ዝግበኣና🙏🙏🙏
    የርዱ ሓፍትና ኣምላኽ ናብ ልቦናኪ ይምለስኪ 🙏🙏🙏

    • @nfreefqr9657
      @nfreefqr9657 3 ปีที่แล้ว

      ድፉናት አንድና ክንደይ. ግዜ. አዞም. ገዛ. ደሕዝን. Pramk ኣለዎም

  • @selam801
    @selam801 3 ปีที่แล้ว +20

    ፍትዋተይ peliss አብ ፈተነ አይተእትውዋ ዛሓፍትና ንድሕሪት ከይትመልሰዋ so እንተኽኢልኩም አበራራትዕዋ ኢኹም ወድሓንኹም

  • @NOnonon89325
    @NOnonon89325 3 ปีที่แล้ว +18

    🤣🤣🤣🤣 ኣታ ብሰሓቂ ክትቀትሉኒ ኢኩም , Best prank 👈

  • @adiamabay6731
    @adiamabay6731 3 ปีที่แล้ว +17

    ክክክክ ኣርእዪ ኢባ ዮሪዳ ክንደይ ሰብ ኣባላሽኪ ንገንዘብ ኢልኪ ሕጂ ኣምላክ ምዝካር ኣይኮነን

    • @ambesajrsemere723
      @ambesajrsemere723 3 ปีที่แล้ว

      ብስም ኣብ ትፈልጥ እያ ብጽሑፍን ተግባርን ኩሉ ሓደ

    • @adiamabay6731
      @adiamabay6731 3 ปีที่แล้ว

      @@ambesajrsemere723 ዋላዋላ ኣይሓዝኩካን ኩቡር ሓው

    • @messikahsay3562
      @messikahsay3562 3 ปีที่แล้ว

      Neee anennnn neskin
      Nereyom

  • @selameuderetey7076
    @selameuderetey7076 2 ปีที่แล้ว +2

    ክክክክ ገራሚት ዝኮነት ፕራንክ ክክ
    እንዳ ፎቶ ናይ በሓቂ ካብቶም ኪፍ ትህቡኒ ሰብ ሓዳር ኢኩም ❤❤❤
    ኣምላክ ሰላምን ፍቅሪን ሂቡ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ።
    ነዞም ሓሳዳት
    ሑሉፋት ሃይማነታዊን
    ሑሉፋት መክበርቲ ባህሊ
    ዝብሉ ሰባት
    ብዙሕ ኣይትገደስሎም ኢካ
    ምክኒያቱ እመን ከሓድ
    ኣብቲ ሓቂና ሂወቶም እንተ ኣቲካ ከሞም ጉዑዙያት ሓሳድት ሰረቅቲ ሕልና ኣልቦ ሂወት ዝመርር የለን ።
    ስለዚ ኣጆካ ብዙሕ ከበር ኣይትግበረሎም

  • @ghenetsereke9270
    @ghenetsereke9270 3 ปีที่แล้ว +1

    Yordiy adnikekiy tebarekiy
    Btaemiy tegagikum zehfr u.

  • @Teweldek40
    @Teweldek40 2 ปีที่แล้ว +1

    Degagime endye sheyfeya Kem beal Lichawit si kndey ykona ele hasibe brgts azyen wuhudat eyen akli, thtna, mstwual kotas kulu tsibuk neger ms Lichawit alo 🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🥰🥰🤙🏿🙏🏿

    • @habeney_tv
      @habeney_tv  2 ปีที่แล้ว +1

      Thanks Hawey natey 💕

  • @ابراهيم-ه5و9و
    @ابراهيم-ه5و9و 3 ปีที่แล้ว +8

    አታ ውዲ አዋይ ምሒሪት የውሪደልካ በስማአም ሞይቲና 💛❤💛❤ ክክክክክክክክክክ

  • @alaiai3236
    @alaiai3236 2 ปีที่แล้ว +3

    እሞ መን ክገብሮ እልኪ ደኣ ትምህሪ ንስክስ ፍልቲ ኢኺ ሕማቕ መምሀር ንኣብነት ኢልኪ ኣርእዮም 👌👌

  • @meinliebendesherz7553
    @meinliebendesherz7553 3 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ብሓቒ ዝሕቶቶ ሕቶ ኢኹም ሓቲትኩማ ግርም ገርኩማ
    ብዘይ ኣፍልጦ ዝዝርግሑ ግርም ገርኩሞም ብሕልፊ ንዮርዳ ቤላ ገርኩም

  • @awethaile9748
    @awethaile9748 3 ปีที่แล้ว +7

    ንዓኩም ብጣዕሚ እንድየ ኣመስጊነኩም፡ጽቡቅ ሓሳብ ኔሩ፡እንተ ንዓኣ እንታይ ኢና እሞ ክንብላ፡እቲ መደባትኪ ተዳልዊዮ ዝነበርኪ፡ሰባት ከተግብርዎ ከምዝእሉ ኣየስተውዓልኩሉን ኔርኪ?ሰንቢድኪ እንታይ ኣሰንቢድኪ ምስም ኣብ በል ገለ ...ኣነ ኣይፈልጥንየ ከምኡ፡ኣይገብርንየ ኣንቢበ የ ዘቅርቦ?መን ድኣ ከተግብረልኪ ንስኪ ስምን ገንዘብን ረኪብኪ ንህዝቢ ግና ኣጸሊልኪዮ።ኣብ መወዳእታ ክሳብ ክንደይ ሃሲያ ከምዘውርደኪ ተረዲኪ ኣይመስለንን፡ብምቁራጽኪ ግና ኣዝየ የመስግነኪ፡።

  • @ቤትፍቅረ
    @ቤትፍቅረ 3 ปีที่แล้ว +11

    ዮርዳ ንባዕልኪ ዘይትገብርዮ ሙካንኪ ቀደም ፍሊጥናኪ ንስኪ ዘይፍተንክዮ ሲ ይሕዋትና ሕማቅ ትምህርየን ኔርኪ ንስኪ ን ይቱብ ኢልኪ ሙካንኪ ፍሉጥ ዩ እተን ንዓኪ ስሚዕን ሓዳራን ፋሕ ዘብላ ዩ ንዓይ ዝገርመኒ 2 ክኣ sex ዘይፍልጥ ስብ ኣብዚ ዓለም የለን እንስስራ ክማን ክመይ ይግብር ይፍልጥ ዩ እዞም ስብ ሓዳር ክኣ በጃኩም ክምዚ ስሚዕና ዶ ገለ ኢልኩም ሓዳርኩም ፋሕ ኣይተብሉ

  • @ትግራይዓደይሓዘንክን-ረ1ጠ
    @ትግራይዓደይሓዘንክን-ረ1ጠ 3 ปีที่แล้ว +33

    ፆም ምድሪ በስመኣብ ተሕዙኑ

    • @selameuderetey7076
      @selameuderetey7076 2 ปีที่แล้ว

      ኣብዚኣ ፕራንካ እንታይ ሕማቅ ስለ ዘላ ኢኪ
      ሓዚንኪ ?

    • @shishaybereketab4103
      @shishaybereketab4103 2 ปีที่แล้ว

      Mwurzay eu Amlak zeyfetu.

  • @furteyfurti2544
    @furteyfurti2544 3 ปีที่แล้ว +9

    ኣታ ክንደይ ትስድድ ኢካ ካብ ኩፉእ ክትውጽእ ትሕግዛ ክንደይ ዲያቆናት መማህራን እንዳ ለመንዋሲ እታ ሰበይትካ ካባካ ኣይትሓይሽ ጾም ምድሪ ሰብ ኣይትሕጥኡ በጃኩም 🙏

    • @rackygalerey
      @rackygalerey 3 ปีที่แล้ว

      ezom geliom ayashu eko n genzeb kiblu yom ber dehar kea xom midri kemzi elom kizarebu eta yorda tihaysh loms besmiam ela keman

  • @bsrattesfahiwet121
    @bsrattesfahiwet121 3 ปีที่แล้ว +7

    ኣነስ ካብታ ፕራንኪ አታ ናይ ልቻ ሰላም ሰላም ትካታተልትና ዝበለታ ኣስሒቃትኒ🤣😂

  • @tesfaldet-g2494
    @tesfaldet-g2494 3 ปีที่แล้ว +24

    Full of respect for yorda.

  • @ተመስገንፈጣሪንበል
    @ተመስገንፈጣሪንበል 3 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ የሕዝን ኣ ኣምላክ ምሕረት የውርድልና

  • @zemenloveshow
    @zemenloveshow 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣታ ሂወት ንባዕላ ፕራንክ እያ ቅድሚ ሕጂ ሕማቅ ኣርኢኩምና ኔርኩም ሕጂ ካኣ ኣይገደፍኩ ንድሕነትኩም እየ!!

  • @kesuhabesha
    @kesuhabesha 3 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyy des kitblu shikorinatttt fuluy hasab

  • @temnitsamra4372
    @temnitsamra4372 3 ปีที่แล้ว +4

    እወይ እዚ ንከይ መጽእ ጌ እና በልዎ ትጋጌ ነራ ነዚ ዘይፈልጥ የለን ሶ ትሕቲ ዕድመ እዮም ዝከታትልዎ ነሮም ከአ ቲ ዘገርም 🤨

  • @kazangmichael96
    @kazangmichael96 3 ปีที่แล้ว +5

    ንዮርዳ ፕራንክ ምስ ገብርካያ ነዚ ቪድዮ ናብ ህዝቢ ከምተመሓላሉፎ ንዮርዳ ኣፍቂድካያ ዲኻ ወላስ ሲቕ ኢልካ ኢኻ የእቲኻዮ? ምኽንያቱ ብዘይ ፍቓድ ናይቲ ዝገብርካዮ ሰብ እንተ የእቲኻዮ ብሕጊ ፍቑድ ኣይኮነን ስለዚ ተስፋ ይገብር ካብ ዪርዳ ፍቓድ ሓቲትኩም ክትኮኑ?

    • @habeney_tv
      @habeney_tv  3 ปีที่แล้ว +1

      Ajoka wegeney hgi youtube wn bzey fkad nay seb ayefkdn eu so thanks

  • @Sabi33098
    @Sabi33098 3 ปีที่แล้ว +2

    Owww yorda Nay behaki adnikeki

  • @selammebrahtu4747
    @selammebrahtu4747 3 ปีที่แล้ว +2

    Btaemi nufuat adnikekum. Maer kndey baelege srah tserh mnbara hiji yredeaya. Besmeam kea tbl intay Besmeam dea. Genzeb ktekbi mish b'elugn axeyafn ktzarebi mish tweli nerki bzuh seb tetfi. Btezewawari mechem mihiromki. Egziabhier ybarkkum enda foto anabs.

  • @holykdsti
    @holykdsti 3 ปีที่แล้ว +8

    ፎቶ ፎቶ ፎቶ፡ ክክክክክ መሕጎል ዝኾነ ቖልዓ

  • @Tissemand-u3x
    @Tissemand-u3x 2 ปีที่แล้ว +2

    ጽብቅ ገበርኩማ

  • @omar-ms7ig
    @omar-ms7ig 3 ปีที่แล้ว +6

    Welcome deki halal meret 🇪🇷🇪🇷 ilove you deki Ereeey

    • @habeney_tv
      @habeney_tv  3 ปีที่แล้ว +5

      Love you wegeney

  • @oneday1425
    @oneday1425 2 ปีที่แล้ว +5

    ዮርዲ ዓይነይ ኣድኒቀኪ ገለ ዓይነት ፕራንክ ኣርኢኩሙና

  • @NeweritreanMamanty
    @NeweritreanMamanty 4 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂Eway lbey

  • @robel2319
    @robel2319 3 ปีที่แล้ว +1

    Lomi sihike kab lbey ab Europa kab nmexe tanks so masch

  • @melesdebas5219
    @melesdebas5219 2 ปีที่แล้ว

    Waw nay bahaki comdyawyan kulunebskum meshak seha ketilkumni des teblu fnan & liachiya

  • @michaelwoldeab7425
    @michaelwoldeab7425 3 ปีที่แล้ว +2

    ጽቡቅ ገበርኩማ ነዛ መምህር ዝሙት

  • @meronberih8470
    @meronberih8470 2 ปีที่แล้ว +1

    Kkkk awayyy myta

  • @bereketnguse1741
    @bereketnguse1741 3 ปีที่แล้ว +5

    ጽቡቅ ገራትኩም

  • @haftomkahsay611
    @haftomkahsay611 2 ปีที่แล้ว +3

    በቃ ፕራንክ እዝያ እያ

  • @filimontadese198
    @filimontadese198 3 ปีที่แล้ว +2

    Vraiment incroyable aye foto mehrer zkonka kakkkkkk so kexlwo moyte diye gele ♥️

  • @abdunurahmed1312
    @abdunurahmed1312 3 ปีที่แล้ว +2

    Nay behaki 100% abe qatsli 🇪🇷🇪🇷❤️🤘✊👌👋👫👨‍❤️‍👨

  • @StellaFaustini-z9v
    @StellaFaustini-z9v 8 หลายเดือนก่อน

    Ezia xebkety meshak nefuate 👏👏👏👏👏👏

  • @QALMEDIA12
    @QALMEDIA12 3 ปีที่แล้ว +3

    Besahak moyte dye gele

  • @Menkemade23
    @Menkemade23 2 ปีที่แล้ว

    Kkkkkk nay bhaqi fliyti prank yeman xegam endabelki habrna 😀😀😀 bhaqi kulu Seb kemieu tgebir eyu zmeslo kab hji gin kteqarxo bithtna yhatit 🙏🙏🙏

  • @ፊሊ-m7l
    @ፊሊ-m7l 2 ปีที่แล้ว +1

    ሞይተ ድየ ገለ ኡፍፍፍ🤣🤣🤣🤣

  • @estifanosmassias686
    @estifanosmassias686 2 ปีที่แล้ว +1

    Mara sihike ezias excellent pranki

  • @elsahaile1725
    @elsahaile1725 3 ปีที่แล้ว +2

    Abyi gega ageb ageb 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @filistrijder8765
    @filistrijder8765 3 ปีที่แล้ว +1

    Lichiya zereba thwsiyo aleki wedey zeykones galey eyu zbehal n wedi gn wedey🙏

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 3 ปีที่แล้ว +1

    ግን ኮሙኡ ዘይትገብር ኮይና ንምታይ ን ካልእ ኮሙኡ ግበሩ ትብሎም ኣብዚ ዓቢ ገጋ ኣለዋ በስምኣብ ከኣ ትብል እበር ሕማቅ እዳማሃረት ሲ ስም፡ኣምላኽ ከኣ ትጽውዕ ንሳ ዘይገብሮ፡ን ሰብ ግበሩ እዳበለት ኣብ ሓጥያት ከተእቱ የብላን

  • @fafakahsay4427
    @fafakahsay4427 2 ปีที่แล้ว +2

    Amazing

  • @selammajor4369
    @selammajor4369 3 ปีที่แล้ว +1

    kndey seb axdifa nnebsa zeyttkemelu

  • @merhawiaregay9857
    @merhawiaregay9857 3 ปีที่แล้ว +1

    Yorda ma respect👸📈

  • @merontesfay5130
    @merontesfay5130 2 ปีที่แล้ว +1

    Thanks guys for revealing the real Yorda, but Yorda plz be good at what you master.. Never try this and it is out of you culture ethics.

  • @senitelyas9301
    @senitelyas9301 3 ปีที่แล้ว +3

    Moyte deya gele 💜

  • @wedihagos7208
    @wedihagos7208 2 ปีที่แล้ว

    ተጌምቢሕኺ ኣርእይዮም ። ንስኺ ዘይትገብርዮ ግበርዎ ትብሊ ድኣ ንምንታይ?

  • @redmi8057
    @redmi8057 2 ปีที่แล้ว +1

    Hhh Hhhh bisahaq qatilkana wedi eritrea hhhhhhhhhhh

  • @mullermeary3295
    @mullermeary3295 3 ปีที่แล้ว +2

    መይተ ክክክ ዝፈልጦ የብለይን ሄለን ከንቶ ጽቡቅ ጌርኩምማ እንዳ ፎቶ🥰🥰🤙🤙✅

  • @werknehdejen8654
    @werknehdejen8654 3 ปีที่แล้ว +8

    ገራሚት ፕራንክ'ያ🤣🤣🤣

  • @እዚውንውህበትካዩ
    @እዚውንውህበትካዩ 3 ปีที่แล้ว +4

    Atum ahwatey atgageyu amlak zeyfetwo tegbarat atgberu zom ahwatey amlak nab mengedu ymrhana amen

  • @agogoagogo2955
    @agogoagogo2955 3 ปีที่แล้ว

    wedza fara agefa kemzi aynet prank be helmi keman teraiu ayfltin ne mekun 10 endika dimsus wela eta gual win halay kemzi elki prank tewrdi alem melu enda reyo kelo gual mekanki neski resikya dem welidom sedraki

  • @monaliza3835
    @monaliza3835 3 ปีที่แล้ว +5

    😂😂😂😂😂ይዓውይይይይይ

  • @abadithabte7642
    @abadithabte7642 3 ปีที่แล้ว +1

    እግዛቢሄር ይባርኩም ማለት እግዛቢሄር ጸልማት ፈጢሩ ነቲ ንገብሮ ሕማቕ ነገር ብዝኾነ ግን እዛ ሓብትና እግዚአብሔር ኣብ ልባ እንቋዕ መለሳ ።

  • @asmeromeyob9019
    @asmeromeyob9019 3 ปีที่แล้ว +1

    Best guys 👈👈👈

  • @akilebahta8427
    @akilebahta8427 3 ปีที่แล้ว +3

    ጨና ኣዳም ኣብ እዝና ገርካ ያላ ፎቶ። የርዳ ክረዚ ንባዕላ ደይትገብሮ ክምዚ እንዳበለት ሰብ ጃላ ወጽዩ

  • @selam1421
    @selam1421 3 ปีที่แล้ว +7

    እንዳ መሕጎል ኢኹም ንስኹም. Hhhhhh

  • @enaesfalet65
    @enaesfalet65 3 ปีที่แล้ว +3

    Moite 😂😂😂😂😂😂tiumat geza ❤️
    Yorda 💪🏾

  • @berekettes42
    @berekettes42 2 ปีที่แล้ว +1

    ድሁላት

  • @skeegezabanda7510
    @skeegezabanda7510 3 ปีที่แล้ว +1

    😂😂😂😂😂😂 Ezia ab hiwetey kab zireakiwen nay hagerna prank kabten zibelesa 5 eya ezi kibil keleku mis kulu wela ab medeb teawet kab zireakiwo eyu. Azikum nufuat neta prank ziheberkuma kea tsibuk timirti eyu mikniyatu wisiet timirta rekiba ala silezi bikulu sheneku teterefdiewa abi timirti ekum hibkuma. Kesilu kabzi nilaeli kea kinsibe ena❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @mustefasuleman5991
    @mustefasuleman5991 3 ปีที่แล้ว +1

    Ezes mehari aykonen foto hawey neashetu kole alewu zerewo beles mes nay yeqrata

  • @Tsedihaftiyjeganu
    @Tsedihaftiyjeganu 3 ปีที่แล้ว +1

    በስመ ስላሴ አቱም አሕዋተይ አብ ክንዲ ሚዒድኩም ትመልስዋስ ተፅድፍዋ ንኡሽተይ ይረደአኩም ክብሪ ቤተክርስትያን ክብሪ ሰብ ዘይብልኩም ክብረ አቦታት ክብሪ ዘይብልኩም ንኡሽተይ የሕፍርኩም እዋእ።

  • @mybabymysweetboy893
    @mybabymysweetboy893 3 ปีที่แล้ว +9

    ዝሕዘን ዩ ጾም ምድሪ ተዋህዶ ተባሂልኩም ከምዚ ክትሰርሑ ክንዲ ንዕኣ ምዒድኩም ኣብነታውያን ኬንኩም ክንዲ ትመልስዋስ ደድሕሪኣ ትስዕቡ🤔 ግዚኡ ከቢድ ዩ ኣምላክ ካብ ዝመጽእ መቅዝፍቱ ይምሓረና😔፡ንኩልና ክኣ ምስትውዓል ይዓድለና😢🙏

    • @rhstitekleab4489
      @rhstitekleab4489 3 ปีที่แล้ว +1

      Nay behaki ygerm eyu amlak bmhretu ytemtena eber endei bejaka nasa tearima ente belkas nsom kea hji wey gze

  • @Wawa6191-z2x
    @Wawa6191-z2x 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ንኢደያ ንዮርዳ ደጊሞም ምስ ደወሉላ ምቅባላ ክሳብ ክንድዚ ትሕትና ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ ሃፍተይ ናተይ ቀጺለ ንሳ ተንብቦ ደኣ እንበር ትገብሮ ማለት ኣይኮነን ንዘይትገብሮ ትምህር ዝብል ኮመንቲ ደንቆሮ ኣነ ከሙ ኣየርእይን ደኣ እንበር ነቲ ትምህሮ ጠቃሚ ኣይትጥቀመሉን ማለት ኣይኮነን ክሳብ ከማና ዝኾነት ዘድልያ እንተ ኮይኑ ትጥቀመሉ ኩሉ ዝበለቶ ንኹሉ ንግበሮ ማለት ኣይኮነን ጥቅምታቱ ግን ትነግር ኣላ ✊🏽✌️

  • @alessia9780
    @alessia9780 3 ปีที่แล้ว +1

    Mdre Fara kabchw zble geter metsikum
    Temaebiluley dyu ezi tekrbwo zelekum

  • @jossygebramical831
    @jossygebramical831 3 ปีที่แล้ว +1

    Kkk( xbuk gerkuma nsebat ymhrye tbli da nbalki zey ttkemlu diki

  • @garegawiamare7446
    @garegawiamare7446 3 ปีที่แล้ว +1

    Zeyttkemelu kensa n gual men daaya kemzuy gberi tbl nera gumama

  • @tsegaymelles54
    @tsegaymelles54 3 ปีที่แล้ว +1

    Bravo Yorda

  • @abitube3753
    @abitube3753 2 ปีที่แล้ว

    ሰላምኩም ይበዛሕ አሕዋተይይ ማዓረይይይ ፕራንክ ዝከዉን ሰእንኩም ድኩም ከምዚይ እለኩም ፕራንክ ትሰረሑ እዋይይይ እንሰ ሓቂ ዝረባ ከመዚ ዓይነት ፕራንክ ከይትድገም 🤗🤗🤗 ናይዛ ቻናል ቤትሰብ ሳብሰክራይ ገበሩለይይ እኩም ፈቱዋተይይ❤❤❤🙏🙏

  • @temesgentemesgen9220
    @temesgentemesgen9220 3 ปีที่แล้ว +1

    ay bhaki tegagikum

  • @selameytesfu5847
    @selameytesfu5847 3 ปีที่แล้ว +1

    Kif zelewa prank

  • @ማሪያምያዋሕሰይናይኣምላክ
    @ማሪያምያዋሕሰይናይኣምላክ 3 ปีที่แล้ว +5

    ኤህ ፎቶ ደፍር ሲ ሰበይትካ ተጨኒቃ ሞይታ ኣብ ክንዳካ እንታይ ዓይነት ሰብ ኢካ ጌጋ እዩ ግን ከምኡ ኣይግበሪን ሕራይ እንተትብለካ ኔራስ እንታይ ጌራትኩም

  • @amanmeles6672
    @amanmeles6672 3 ปีที่แล้ว +2

    እውይይ ሎማዓንቲ ሳሓቅ ቀቲልኩሙኒ

  • @galbabamehgol9446
    @galbabamehgol9446 2 ปีที่แล้ว +1

    Biela gierkuma hmaq memhr eya niera

  • @brhaneyebyo8953
    @brhaneyebyo8953 3 ปีที่แล้ว +1

    Wwwwww kef alekum xebukte deki erey Good Job

  • @auosgeh2463
    @auosgeh2463 3 ปีที่แล้ว +4

    🤣🤣🤣🤣የርዱ ጅግና 🤣

  • @melakesium8683
    @melakesium8683 3 ปีที่แล้ว +2

    Etewya galeyamen aeteki da besmam belu nski besmam beli good job bro keep up 💖💖kķkkkķkkk

  • @hxjhgcjvvjgiugtgghvccc9083
    @hxjhgcjvvjgiugtgghvccc9083 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣታ መትኩ😂😂😂😂

  • @mokenenyemane9212
    @mokenenyemane9212 3 ปีที่แล้ว +1

    Egzabiher amlak mhret yewrdelakom betam hemak hesab eu

  • @sarahsaeed4323
    @sarahsaeed4323 3 ปีที่แล้ว +2

    ዮርዳ ግን እውነት ኣድቀኛ በስመኣም በሉ ክክክክ

  • @teklesenbetghilay3685
    @teklesenbetghilay3685 3 ปีที่แล้ว +2

    Gred prank endA foto asli🇪🇷🇪🇷👍

  • @azulove8058
    @azulove8058 3 ปีที่แล้ว +1

    Yorda berah lebam ya more respect ✊

  • @fifilove2148
    @fifilove2148 3 ปีที่แล้ว +4

    ቀቲልኩምና ሰሓቅ ምቁራት😂😂😂😂😂😂