''ሎምዓንቲ ዶ ምሰበይተይ ሓዲረ መፅየ'' ሰበይትኻ ከሲሳትካ ፓሊስ ፕራንክ Funny tigrgna police prank

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 239

  • @yadaprank
    @yadaprank  2 ปีที่แล้ว +33

    ሰላም ፍትዋት❤ጠፍኤ ስለዝነበርኩ ቪዲዮይ ከምዝድለ አይበፅሕን ዘሎሞ share ብምግባር ናብ ካልኦት ክበፅሕ ግበሩለይ😘😘😘

    • @galtigiray138
      @galtigiray138 2 ปีที่แล้ว

      እሺ

    • @ksanetchanel9855
      @ksanetchanel9855 ปีที่แล้ว

      ያዳ pls በበይ ክረክበካ ይክእል ተገዲስካ መልሰለይ
      በዝተረፈ በርት ደስ ብሃሊ እዩ 😍😍😍😘

    • @ambayituteddy5532
      @ambayituteddy5532 ปีที่แล้ว

      Ketslelu yada gn yikuretsuu alewu

  • @FgGhy-t3u
    @FgGhy-t3u 4 หลายเดือนก่อน +1

    ታይኡ ግን ድምፁ ቡዙሓ ኣይኾነይ ካጀዋለይ ዱኡስሱ ዋላ ቡዙሑ ኣይኾነይ😂❤ ብዝኾነ ይሞችኻ❤❤❤

  • @militigraweyti6418
    @militigraweyti6418 2 ปีที่แล้ว +19

    ኣየ ህዝበይ ሓላለይ ማዓረይ ምስኪን ለዋህ ንዓኻ ኮ ዝኹሉ ግፍዒ ኣይግብእካን ኣምላኽ መዋፅኦ ይፍጠረልካ ህዝበይ 💔💔😭😭😭🙏🙏🙏

  • @mynamesl2542
    @mynamesl2542 ปีที่แล้ว +5

    ዋይ ፅቡቅ ኣይኮንን ይዳናገፁ ኣለዉ ኣይትፃረፍ ኣፍካ ዓገብ ግበሪ ትሕትና ህዝበይ ከብደይ በልዕን እቲ ቆልዓ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @meritgraweyti298
    @meritgraweyti298 2 ปีที่แล้ว +12

    ማዓረይ አሕዚኑኒ እዚ ቆላዓ😢
    ብዝኮነ ሰላም አምላክ ምሳኩም
    ይኩን ተጋሩዋይ!!!

  • @asasd7203
    @asasd7203 2 ปีที่แล้ว +5

    ዋይ ወዲ ኣኮይ ማዓረይ ዝሮ የቅኔልና ዝናፈቅናዮም ስድራ ዘረኣካና ፀገዛኣብ ማዓረይ

  • @salojj2828
    @salojj2828 2 ปีที่แล้ว +5

    መስኪናይ እቲ ወድስ ከደንግፀካ😥 መዓረይ.😘 ብዝኾነ ፅቡቅ ቀፅለሉ ያዳ ሽኮር😍😘😘ግን ፕራንክ ክትገብር ክትብል ኣብዘይ ምጥፋእኻ ከየጥፍኡኻ ተጠንቀቅ🙏🙏🙏ተጋሩዋይ ፅሩያት🇻🇳🇻🇳🇻🇳💊💊💊♥♥♥💞💞💞 በብዘለናዮ እግዝኣብሄር ይሓልወና🙏🙏🙏💞💞💞እግዝኣብሄር ሰላምና ይመልሰልና🙏🙏🙏💞♥♥💞💞💞♥♥♥

  • @letishkebede5965
    @letishkebede5965 2 ปีที่แล้ว +9

    ያዳ መሕረር ተጋሩዋኒ ይመችኩም ኣብ ዘለኩም ሰላምኩም ይብዘዝሓለይ ሰላም ራህዋን ልቲ ወፅዕ ህዝብና የወርደና🙏🙏🙏❤❤💛💛💛

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 2 ปีที่แล้ว +4

    እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ያዳ ሓወይ መሕሪርይ ኣነስ ክፈትወካ ልክዕ ከም ወድነይ

  • @tgsd477
    @tgsd477 ปีที่แล้ว +1

    ውይ ልበይ ክንዳኡ ኣነ ተቀይመካ ግን ዋ ፕራንኪ ክንገብር ከለና🙄ዝተመጠነ ስብ ፕራንኪ ንግበር ዋይ😭 ሚሲኪን ሱቅ ኢሉ ናይ እንጀራ ስብ ካልኦት ተዝኮኑ😓ምሃረሙካ ነይሮም ዋ

  • @merigaltgray7771
    @merigaltgray7771 2 ปีที่แล้ว +4

    ተጋሩዋይ መቅሰናት ቀፅለሉ ወዲ ሪመይ ፅቡቅ ስራሕ እዩ💊💊💊

  • @greattigray5290
    @greattigray5290 2 ปีที่แล้ว +8

    ኣይ ህዝበይ ቅድሜካ ይስጣሓኒ ምልዉሁ😪😪😪 ግን ዓድና ሰላማ ይመለስ እሞ
    ቡዙሕ ህዝብና ኣይተንገላተዐዮም ደሓር ከኣ ህዝብና ኮ ገና እዩ ኣይማዕበለን ፕራንክ ገለ ኣይፈልጥነሸ ሓቂ ይመስሎም ካብ ልቦም ይሓርቁ ስለዚ ትዕግስተኛታት ለዋሃት ስለዝኮኑ ኣይተበሳጭዮም በጃካ ቃደማኩም መገዛ ዓዶም ተሸቁሪሮም ከሕዙንካ

  • @Abc-zl6ts
    @Abc-zl6ts 2 ปีที่แล้ว +9

    ሓቀኛ ፕራንክ ከምዚ እዩ ናይ ሎሚ ፕራንክ እኮ ተዘራሪቦም ወዲኦም እዬም ናባና ዠምፅእዎ ንሕናም ይርዳአና እዩ ግን ንርኤሎም ያዳ ግን ጎበዝ ኢኻ አትስሕቅን👍👍👍👍😍😍😍

  • @ሶልያናጋልሑሞራ
    @ሶልያናጋልሑሞራ 2 ปีที่แล้ว +4

    ያዳየ ዓደና እንበር ናፊቅና ተጋሩዋይ ለዋሓት 💔🥰

  • @rahelrich2712
    @rahelrich2712 ปีที่แล้ว

    😂😂😂😂😂 gemit nira yada 🏃🏃🏃🏃🏃🏃🏃

  • @ሰኒ-ዘ9ኘ
    @ሰኒ-ዘ9ኘ 2 ปีที่แล้ว +7

    ሓመድ ትብለዐኒ ከሕዝነካ😭💗💗💗

  • @ርሻንርሻን-ዐ6ኘ
    @ርሻንርሻን-ዐ6ኘ 2 ปีที่แล้ว +1

    ከሕዝናካኻዋይ በኽየ አነስ

  • @ጣዕምጓልተዋህዶ
    @ጣዕምጓልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ክቡር ሓውና እፍፍፍ አሕዙነኒዋይ አዚ ቆልዓ ምሰ ሰበይት ደቀሰ አዩ ሓደረ😂😂

  • @brkti_tube
    @brkti_tube 2 ปีที่แล้ว +4

    ክክክክክክክክክ ጀሚራ ክሳብ ትውድእ ብስሓቕ ወዲአያ

  • @NewLife-n2b
    @NewLife-n2b 2 ปีที่แล้ว +4

    ውይ ምስኪናይ ከብደይ በሊዑኒ😂😂

  • @tgsd477
    @tgsd477 ปีที่แล้ว

    አረ በይዘካ😭😭😭ወይ ሓቂ መሲሉኒ በክየ😭ብኡነት አረ ይቅርታ ሕተቶ ደጊምካ ብሹመይ

  • @elsafisseha7685
    @elsafisseha7685 2 ปีที่แล้ว

    Deki Shire shekorinatat Shereni nafikatini.

  • @senayitsenayit6029
    @senayitsenayit6029 ปีที่แล้ว

    ኪሻዕ መጨረሻ ኪረኤ ነይርዎ ባእ

  • @eree6168
    @eree6168 ปีที่แล้ว +1

    ኣታዮ ግፈዒ ፋኖ ኾኖም 😢😢ምስኪን ህዝብይ❤❤❤

  • @fifilove2148
    @fifilove2148 2 ปีที่แล้ว +3

    ደሰ ክብል ሰራሕካ ቀፅሎ ሓውና🙏💊❤❤❤❤❤🌾

  • @የቅዱስገብርኤልልጅነ-ሸ1መ
    @የቅዱስገብርኤልልጅነ-ሸ1መ 2 ปีที่แล้ว +2

    ውይ ማዓረይ ኣሕዙኒኒ 😥

  • @EyobHagos-uh9eu
    @EyobHagos-uh9eu ปีที่แล้ว

    እሰካብ መጨረሻ ዘይተረኤና ሃረሞምካ ደዮም ኮይኖም 😁😁 ግን ሓረፈ ብራክ ኣደነቀካ ያሬዳ ❤️

  • @ትግራይዛዓደይ-ኈ8ሐ
    @ትግራይዛዓደይ-ኈ8ሐ 2 ปีที่แล้ว +3

    ዋ ኣታ ኣይትድፍር የመና ሰብ ሎሚ ልቢ ረቂቅ እዩ ናብዘይ ተደለየ ከይትኣትው

  • @semhallove3923
    @semhallove3923 2 ปีที่แล้ว

    ህዝበይ መዓረይ ሓመድ ትብልዓኒ ህዝበይ😭ሚስኪን ሰላም ካ ይመለስ ኣጆኻ ቀፅለሉ ያሬዳ ሓወይ ሶ ንበሩለይ ተጋሩዋይ ክፉእኩም ኣየስመዓኒ ሰላም ን ዓወቱን ነቲ ዉፁዕ ህዝበይ ዉድቀት ንፀላእትና💛❤️☺️🥰🥰🥰

  • @jdsdjsjs6982
    @jdsdjsjs6982 2 ปีที่แล้ว

    Mekiye natiy Lebam Seb yadea gin malitika halu baley.hen.kefdilom eya

  • @ዮዳሄ-ቸ1ዠ
    @ዮዳሄ-ቸ1ዠ 2 ปีที่แล้ว +5

    ዊ ኮሙኡ ክይትገብር በዜካ ፕራንክ ክትገብር ከለካ ስርዕት ጌርካ እዛርቦም እዋይ ፅጋይ ማዓርይ ወዲ ዓደይ እዩ እኮ

    • @yadaprank
      @yadaprank  2 ปีที่แล้ว +2

      😂ክፍትን እየ

    • @dkkfkfdiid5534
      @dkkfkfdiid5534 2 ปีที่แล้ว +1

      😂😂😂😂😂

    • @fnotgetachew9180
      @fnotgetachew9180 2 ปีที่แล้ว +1

      😂 ewe kehzneka messebeytey hadere eye meteyeya 😂

    • @thth6123
      @thth6123 2 ปีที่แล้ว +1

      ብሓቂ

  • @انغاميحيى-و9خ
    @انغاميحيى-و9خ 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጎቦዝ ኢካ ድፍረትካ ኣድናቂትካ ሓፍትካ ካብ ጋል እንትጮ

  • @axumawiking9579
    @axumawiking9579 2 ปีที่แล้ว

    ቤላ እዩ ግን መጨረሻኡ ክተርኢየና ነይሩኳ
    ፕራንክ ዝምቅር ኣብ መጨረሻ እዩ እና ቀፅሎ

  • @rahelhaileadwa6509
    @rahelhaileadwa6509 2 ปีที่แล้ว +3

    ማዓረይ ይሕዝንኒ😪💔

  • @ጓልትግራይ-ቐ1ሠ
    @ጓልትግራይ-ቐ1ሠ 2 ปีที่แล้ว +2

    ያዳ ሓወይ ተናዲዶም ሓተኽ ከየብሉኻ
    ጥንቅቅ በል🤨😂😂😂😂

  • @ጓልተዋህዶጓልትግራይ
    @ጓልተዋህዶጓልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +3

    እፍፍፍፍ ክትሓስም ዋይይ ኣበይ ዲኻ ግን ኣለኻ ማዓረይ😍😍😍🙆🙆🙆😂😂

  • @lovetigray7773
    @lovetigray7773 ปีที่แล้ว

    አዋይ ዝወዲ ክዕገስ

  • @raheelrahee9494
    @raheelrahee9494 ปีที่แล้ว

    ዋይ ኣቱም ፍቑራተይ ልቢ ሰብ እናዘነብካ ኣእምሮ ሰብ ናሸጎርኻስ ፀወታሎ ዘምህር ፕሮግራም ዲና ስኢና
    ሕቶ ግን ክሓትት ክቡረይ ካብ ፕራን ዝርከብ ረብሓሲ እንታ እዩ ንኽትምልሰለይ ትሕት ኢለ ይሓተካ ብሩኸይ

  • @danielhaile4665
    @danielhaile4665 2 ปีที่แล้ว +2

    I Like That😁👌

  • @yesyoutubeapp3375
    @yesyoutubeapp3375 ปีที่แล้ว

    ስላም አሕዋተይ ብዙሕ ክብሪይ ስብ አይትድፍሩ አነስ ሽፍር ብጣዓሚይ ዘሑዙኑኒይ

  • @fhhuuikk9179
    @fhhuuikk9179 ปีที่แล้ว

    ህዝበይ ለዋህ ለባም ንህዝቢ ኣይተክፍአለይ እስከ መከረኡ ይኣክሎ ንሮ ከቢድዎ ንባዓሊ ፈጣሪ ይሓልካ 🙏🙏🙏

  • @emnet93
    @emnet93 2 ปีที่แล้ว +2

    ዋይ ኣታ መቅሰን ዝኾንካ ወዲ ደሓር ከ እንታይ ገበረካ 😂🤣 so ኣሕዝኑኒ ግን እቲ ወዲ 😢
    እግዚአብሔር ኣምላኽ ሰላምን ምሕረትን ይልአኸልና ንሃገርና ንህዝብና ትግራይ 🤲💊⭐❤️🌹

    • @brhanbrhan7225
      @brhanbrhan7225 2 ปีที่แล้ว +1

      ዋላ ትሕቲንኡ ብጣዕሚ ደሰ ይብል 💔

    • @emnet93
      @emnet93 2 ปีที่แล้ว

      @@brhanbrhan7225 ብሓቂ ኩሉ ዘሃቦ ወዲታ ሓላል መሬት!!

  • @ድንግለይኣደፍቅሪ-ቸ4ቸ
    @ድንግለይኣደፍቅሪ-ቸ4ቸ 2 ปีที่แล้ว +4

    ክክክ ሚስክናይ ሓወይ አሕዚኑኒ

  • @Sara-en3gb
    @Sara-en3gb 2 ปีที่แล้ว +3

    ተጋሩዋኒ ጽሩያት ፍጥረት❤❤

  • @kdus3506
    @kdus3506 2 ปีที่แล้ว +1

    Are ymechka😂😂😂

  • @HahaHshs-u2h
    @HahaHshs-u2h ปีที่แล้ว

    ኣነስ አሕዝነምኒ ተጋሩዋይ ኣታዮ ከምኡ አይትሰራሕ ምስዚ ዝሓለፈ ኩነታትሲ ቅርፅ እልኒ😢😢😢😢

  • @ትግራይአዩዓደይ
    @ትግራይአዩዓደይ 2 ปีที่แล้ว +2

    ንጉሥ ፕራንክ ከምዉት አየ ሳሓቕ😭😂😂😂😂😂

  • @shewetdarling6800
    @shewetdarling6800 ปีที่แล้ว

    ክክክክክ ፀቅጥዋ ተጋርዋኒ

  • @rahelkidane8733
    @rahelkidane8733 2 ปีที่แล้ว

    timali misia hadire metsie ya hahahaahah

  • @hulubersuhone1356
    @hulubersuhone1356 2 ปีที่แล้ว

    ያዳየ እንኳዕ ዳሓን መፃኻ ዋይ በስመ አብ አረ አሕዚኖምኒ ዙሓዉና ትዕግስቱ አደናቂ እዩ

  • @ghcdt8599
    @ghcdt8599 2 ปีที่แล้ว

    ዋይ ክንደይ ትከፍኢ ትቆልዓ ኢሕዚንን❤️❤️❤️❤️

  • @Tefetawit.12.21
    @Tefetawit.12.21 2 ปีที่แล้ว +2

    ውይይ በጣም የሚያሳዝን ልጅ አንተ ግን ነፍስህ አይማርም😂😂😂

  • @ፍረኃልትግራይ
    @ፍረኃልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +3

    ተጋሩዋይ ደቅነይ😂😂

  • @ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ
    @ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ 2 ปีที่แล้ว +1

    ጎታዋይ ወደነይ ማዓረይ ኤኤ

  • @ሜቢጓልትግራይ-ሐ8ቐ
    @ሜቢጓልትግራይ-ሐ8ቐ 2 ปีที่แล้ว +1

    ደስ ምባልኩም ተጋሩዋይ ❤❤❤

  • @ማራናታ-ቸ5ቸ
    @ማራናታ-ቸ5ቸ 2 ปีที่แล้ว +1

    ብምጉያይ ኣሕሊፍልካ እረ ክክክክ ሞይተ ስሓቅ😂😂😂😂

  • @nebyatneguse3288
    @nebyatneguse3288 2 ปีที่แล้ว

    Jada aytxedkin ika kebdka ybelu zom sebut afrihkayom

  • @haymitube-l8w
    @haymitube-l8w ปีที่แล้ว

    ደስ ባሃሊ ተጋሩዋይ❤❤🎉

  • @ጋል2ኣውላዕሎ
    @ጋል2ኣውላዕሎ 2 ปีที่แล้ว +1

    መኣረይ ኣሕዚኑኒ

  • @nurhussen8819
    @nurhussen8819 2 ปีที่แล้ว

    Yada arkey . Zehbn Srah eyu. Ajoka nayna

  • @swswots6782
    @swswots6782 ปีที่แล้ว

    ብእምኒ ዉን ክዉሕደካ እንካዕ ኣይምፈጉኡኻ😂😂😂😂

  • @MikiNago
    @MikiNago 7 หลายเดือนก่อน

    Emo kiletekum ekum xekitkuma😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @vhyu3237
    @vhyu3237 ปีที่แล้ว

    ኣይ ተጋሩዋይ ለዋሀት ምቁራተይ❤❤

  • @abdullghami9614
    @abdullghami9614 2 ปีที่แล้ว

    አንኳዕ ዳሓን መፃካ

  • @letslasehayle5044
    @letslasehayle5044 ปีที่แล้ว

    ህዝበይ ማዓረይ🥺🥺🥺🥺የ
    አታ ቆልዓ ተጠንቂቅኻ ስራሕ ርእስኻ ኸይሰብሩኻ🥺🥺🤣🤣🤣🤣

  • @titiwukro3182
    @titiwukro3182 2 ปีที่แล้ว

    ዋይ አቲ ድፍረተካ አዲኒቀካለ አፊርሕካኒለ ቀፅለሉ

  • @sdasaswqw8103
    @sdasaswqw8103 2 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ ፀግሸይ ተረኺብካ🤣

  • @ምልአትአብርሃ
    @ምልአትአብርሃ ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩዋይ ፅሪያት❤❤

  • @thth6123
    @thth6123 2 ปีที่แล้ว

    ዋይይይይይይይይ አታ ያዳመሕረር 🙊🙊🙊🙊🙊🙊🙉🙉🙉🙉🙉🙉🙉🙈🙈🙈🙈🙈

  • @ተወህዶንዘለአለምትንበር
    @ተወህዶንዘለአለምትንበር 2 ปีที่แล้ว +3

    ያዳ ሓወይ እንታይ ገበረካ ዘለወ ዓቅሊ ክንዳአፊ አነ ሓሪረ ደቂ ትግራይ ዓደይ ፀበየ ስናይ ግን አብ መጨረሻ ከመይ ከም ዝገበረካ ክንሪኢ ነይርና ብስሩ አነስ ገድፍልካ አይከንይ እየ ዝብለኹ ብምጓያያ ይሕልፈልካ ሰብርካ ከይከን ፈሪሐ 😁😁

  • @ኣሉጎልትግራይ
    @ኣሉጎልትግራይ 2 ปีที่แล้ว

    Ayyy yada shkorr nebska aymhar

  • @salamasalama7644
    @salamasalama7644 ปีที่แล้ว

    ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋርዋይ መዳ መሕረር ሳሓቅ ሞይተ ክክክክክክክክ

  • @እንዳባጉናዓደይ
    @እንዳባጉናዓደይ ปีที่แล้ว

    ኣመና ኣይተክብዶ ማዓረይ ኣይኮነን ዶ ንሳቶምስ ኣነ ኳ ፕራንክ ምኳኑ እናፈለጥኩ ብጣዕሚ ይስማዓኒ ኣሎ ካሊእ ጭንቐቱ ይኣክሎ ህዝበይ ስለዚ ኣቕልል ኣብሎ ዝሓወይ❤❤❤❤❤

  • @User12073-d
    @User12073-d ปีที่แล้ว

    ወይኔ በሳቅ ነው የሞትኩት ስድታትትት 😂😂😂😂😂😂😂

  • @LemlemAbrha-n4t
    @LemlemAbrha-n4t 2 ปีที่แล้ว

    ያዳየ ከሕዝነካ ዊዊዊ ጨካን ድካ ያዳ ዘይወቅዑካ

  • @Teshemewedishewittig
    @Teshemewedishewittig ปีที่แล้ว

    እዋይ ክልብም እዚ ወዲ

  • @ኣቢጋልትግራይ-ኀ1ከ
    @ኣቢጋልትግራይ-ኀ1ከ 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣታ ኣሕዚኑኒ ምስኪናይ😥😂😂

  • @sweethluf4155
    @sweethluf4155 2 ปีที่แล้ว +2

    I miss you my people😓💔💓

  • @mareyhelsh5850
    @mareyhelsh5850 ปีที่แล้ว

    እስኪ ካሊኡ ይኣክሎ ለህዝብ ከምዚእናለልኩም ኣተዳራሃይዎ ዋይ ሓመድ ትብለዕኒ እሕዚንኒ 😢

  • @tititubetag8786
    @tititubetag8786 2 ปีที่แล้ว +2

    @ስብስክራይብ ግበሩና ተጋሩዋ💛❤🙏

  • @nicenice4633
    @nicenice4633 ปีที่แล้ว

    ዝገርም ፕራንክ

  • @mebigalmekele9054
    @mebigalmekele9054 2 ปีที่แล้ว

    ኣታ እንታይ ትረክብ😁 ተጋሩ 💛❤️ለዋሃት♥️

  • @salama9542
    @salama9542 2 ปีที่แล้ว

    ክክክክክክክክክክክ ሞይተ እም ዳሕና ድካ ዋይ ነቲዕካ😁😁🤣

  • @uyrrffhjj4760
    @uyrrffhjj4760 ปีที่แล้ว

    ኣብ መወዳኣታ ሳሓቕ ሞይተ ብምኒ ኣጓይይኒ🤣🤣🤣

  • @amlakeyosef
    @amlakeyosef ปีที่แล้ว

    Kubur haw adniqeka behaqiiiii

  • @peaceandLove-r2k
    @peaceandLove-r2k ปีที่แล้ว

    Kkkkk ገለ ዓይነ prank kkkkke😂😂😂😂😂

  • @abrahamtewelde7515
    @abrahamtewelde7515 ปีที่แล้ว

    መጨረሻ ፕራንክ እዩ ምስ በልካዮም እንታይ ኢሎም?ክተርኢየና ነሩካ እቲ ሰሓቅ ኣብኣያ ዘላ ዝሓወይ።ይቀንየልና thanks.

  • @ምልአትአብርሃ
    @ምልአትአብርሃ ปีที่แล้ว

    ማዓረይ አሕዝኒኒ😢

  • @FtsumGher
    @FtsumGher ปีที่แล้ว

    Wy ata eti kolaa adnkitskayo

  • @alayeyehualashet8662
    @alayeyehualashet8662 ปีที่แล้ว

    ብዘይ ናይ አመጽን ምትላልን ካሊእ ፕራንክ የብልኩምን? ጨዋነት አምህርዎ እቲ መንእሰይ ወለዶ።

  • @tigraytigray5893
    @tigraytigray5893 ปีที่แล้ว

    Yada meherer 😅😅😅😅❤❤🥰🥰

  • @SalamaAbasi-i6o
    @SalamaAbasi-i6o ปีที่แล้ว

    አየ😅😅😅❤❤❤❤

  • @drdwwd1816
    @drdwwd1816 2 ปีที่แล้ว

    Wawwwww Des Kubuluka

  • @kbragoytom5057
    @kbragoytom5057 2 ปีที่แล้ว

    እሰይይ ደቂ ዓደይ መዓረይ ሰላምኩም የብዙሐያ ፀግይ መዓረይ😘😘😘😘😘😘

  • @ጓልተዋህዶጓልትግራይ
    @ጓልተዋህዶጓልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +1

    ፀጋይ መን ዲኻያ😂😂😂😂

  • @mida3740
    @mida3740 2 ปีที่แล้ว +1

    ያዳ መቅሰን

  • @KhanKhan-re3mq
    @KhanKhan-re3mq 2 ปีที่แล้ว +1

    ንዝቆላዓን እሽተንከ ታይ ገይርካ ደንግፁ😌😌🔴⚪❤💛💋

  • @gnatatheobi2734
    @gnatatheobi2734 2 ปีที่แล้ว

    አረ ኣይተጨንቅዎም

  • @teklitmekonen5258
    @teklitmekonen5258 ปีที่แล้ว

    😂😂😂😂ፀቂጢዋ

  • @selambrhane5825
    @selambrhane5825 2 ปีที่แล้ว +1

    ምሳኣ.ሓዲረያ😁😁😁😁😁😂😂😂😂