ባዕለይ ተዋሪደ ካባየ ይምሓርኩም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ก.ย. 2024
  • #tiktok #tiktokvideo #tigray #interview #amatube #vlog #comedy #prank #maggyshow #selamtsegay #abebachannel #new #doniktube

ความคิดเห็น • 1.2K

  • @adu_blue
    @adu_blue 3 หลายเดือนก่อน +82

    ኣማኑኤል ነብስካ ኣይመሓሪ ግን ይሞቸይካ subscribe ግበሩኒ ደቂ ዓደይ 🙏🥰

    • @KidusFisshayeKidus
      @KidusFisshayeKidus 3 หลายเดือนก่อน +4

      eshi hawey ngberelu kulena yhwatey ❤

    • @Mahder_fitsum
      @Mahder_fitsum 3 หลายเดือนก่อน +5

      Ngberelu esti deki adey 🙏🏾❤️

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน +13

      ግበሩሉ እስቲ ንዚ ሓዉና ቤተሰብ 🙏🙏

    • @AaAa-ec7gl
      @AaAa-ec7gl 3 หลายเดือนก่อน +3

      ገይረለካ ኣለኹ

    • @HiwiGaltigray
      @HiwiGaltigray 3 หลายเดือนก่อน +4

      ገይረልካ ኣለኩ ግበረለይ ልቃሕ መለስ🙄

  • @RakiTube-
    @RakiTube- 3 หลายเดือนก่อน +138

    ተጋሩዋይ ቅዱስ ገብርኤል ሓላዉኩም ይኩን ፈሎዉ ላይክ እዉን በሉን ደቂ ሪመይ👍😇

    • @MaaanjJopnj-pg2bu
      @MaaanjJopnj-pg2bu 3 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @MaaanjJopnj-pg2bu
      @MaaanjJopnj-pg2bu 3 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @MaaanjJopnj-pg2bu
      @MaaanjJopnj-pg2bu 3 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @user-gt4lg5wo4l
      @user-gt4lg5wo4l 3 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን🙏ገቢረ ኣለኹ❤

    • @user-rc5zf7dx8x
      @user-rc5zf7dx8x 3 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን🙏🥰

  • @gedu8644
    @gedu8644 3 หลายเดือนก่อน +106

    ነዚኣ ተንብቡ ዘለኩም ቅዱስ ገብርኤል ካብ ክፉእ ነገረ ይሓሊኩም💜💜

    • @suhhd
      @suhhd 3 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏💝💝💝💝

    • @HiwiGaltigray
      @HiwiGaltigray 3 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤

    • @samhothy4878
      @samhothy4878 3 หลายเดือนก่อน

      አሜን አሜን አሜን

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

    • @qahv5965
      @qahv5965 3 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣምን ኣሜን❤❤❤

  • @gedu8644
    @gedu8644 3 หลายเดือนก่อน +147

    ኤማ ስጦታ ይሃባ ንዛ ቆላዓ ትብሉ ተሕዝነካ👍😥❤️

    • @alutigraweti6819
      @alutigraweti6819 3 หลายเดือนก่อน +8

      ካበይ ኣምፂኡ ክህባ ንኩሉ ዱኩም ሃባ ትብሉ😂

    • @Gg-qv9ix
      @Gg-qv9ix 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@alutigraweti6819😂😂😂😂😂

    • @Slama-yv2ei
      @Slama-yv2ei 3 หลายเดือนก่อน

      @@alutigraweti6819😂😂😂😂

    • @user-jz9ti8dm9s
      @user-jz9ti8dm9s 3 หลายเดือนก่อน +1

      ንኩሉ ድዩ ይህብ ከበይ ከምፅእ ❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน +5

      እሹኒ የመስግን ግን ንመን እየ ክህባ ወዲእክዮ ዲኪ ዝvideo ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @MesiLove-hu1sc
    @MesiLove-hu1sc 3 หลายเดือนก่อน +112

    መበል 19 ባዕለይ ነዛ ፅሕፍቲ ተንብቡ ዘለኩም ቁዱስ ገብርኤል ይሓሊኩም❤🌿🙏

    • @AfewerkiZeru
      @AfewerkiZeru 3 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን//3// 🙏❤

    • @user-nj3fe5wc9o
      @user-nj3fe5wc9o 3 หลายเดือนก่อน +2

      ኣሜን

    • @user-kf1xp8dg5e
      @user-kf1xp8dg5e 3 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜንንንንንን🙏🙏🙏

    • @SalamSalam-gk8mp
      @SalamSalam-gk8mp 3 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን👏👏👏

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን የመስግን ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @user-hu6vd9cf3e
    @user-hu6vd9cf3e 3 หลายเดือนก่อน +90

    ተሰመዑኩይ ኮሞይንት ፂሒፈ ሎማዓንቲ ቀዲመ 😂አሰቲ ላይክ ገጨወኒ ደቅ ሪመይ❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @haftomtariku
    @haftomtariku 3 หลายเดือนก่อน +43

    ኣማነይ ብዙሕ ዝልፍ ዘብል ቃላት ኣይትጠቀም ብዙሓት ምእንታን እንጀራ ክብላ ናይ ብዙሕ ሰብ ፀባይ ክኢለንን ተሸኪመንን ዝሰርሓ በተለይ በተለይ ሓደ ሓደ ሰብ ኣሎ ቅርሺ ስለ ዝሓዘ ንታ weter ብቅርሺ ክገዝኣ ዝደሊ ክእዝዛን ክዛረባን ከሎ እንኳን እናዘለፈ ዝዛረብ ናይ ህሊና ድኻ ኣሎ ስለዚ ከምዚ ዓይነት መሃራይ ነገር ኣምፅኡ ግን ቃላት ኣጠቃቅማ ንጠንቀቅ

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน +4

      እሹኒ ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @user-kv6xd3vr4t
    @user-kv6xd3vr4t 3 หลายเดือนก่อน +43

    አዛ ቆልዓ ግን ትሕትነኣ ልቦናኣ ይፍለ አዩ ክንደይ ገፅ አየን ዝሪኣ ዘለዋያ ይመችኩም አሰኪ ሳብሰክራይብ ገጨዩኒ ተጋሩዋይ 🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @destagood1479
    @destagood1479 3 หลายเดือนก่อน +47

    ምሱኪን ነፈር❤ ደቃ መዳም አለትክንዶ ከም አማ መሕረር ዝበለት ዓረብ 😳😂

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂 የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

    • @yyghhu9146
      @yyghhu9146 3 หลายเดือนก่อน

      ኣላትኒ ኣነ😢😢

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@amantube28ካብ ስደት ተመልሰ ምስ አሚን ክሰራሕ እየ ግን ተንድደ ከይፀፍዓካ ጥራሕ አሚን ሸካር😂

    • @AlamAlam-bp3oy
      @AlamAlam-bp3oy 3 หลายเดือนก่อน

      እወ ዝያዳይ ሰብኣያ

    • @abikiros4383
      @abikiros4383 3 หลายเดือนก่อน

      ጋል ዓመይ መሲሉተሰሚዕኒ እንደሚን ስርሕለይ እሺ ካብኡ ንምንታይ ፍልፍል ኣእቲኹሉ ንምንታይ ከምዝይ ገይርኽዮ ኢላ እያ ተማላልሰኒ ኤማ መሕረር 😂😂😂😂😂

  • @ngsti8856
    @ngsti8856 3 หลายเดือนก่อน +25

    እዛ ቆልዓ ግና ብጣዕሚ ትሕትናኣ ትፍለ እያ 100%❤❤❤😢😢😢ከብደይ በሊዓትኒ ሚስኪን
    ኣማን ሕደግ ጋሻ እያ ፕራንክ ኣይተብዘሐላ

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน +1

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

    • @AaAa-ot7xq
      @AaAa-ot7xq 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደምረኝ ዉዴ 🥰

    • @user-bx2zl8hu8u
      @user-bx2zl8hu8u 3 หลายเดือนก่อน +1

      ብሓቂ ዋይ ምሰክነይቲ

  • @BreFekr
    @BreFekr 3 หลายเดือนก่อน +27

    ካመይ አልኩም ተጋሩዋይ ሙቅራት
    ሐዚከ ብሚንታይ ይቅርታ ክትሓታ እካ አታ መሕረር
    አብዝዘልክምዎ ቅዱስ ገብርኤል 🙏❤💛ይሓልኩም ላይክ 🔔🔔በልኒ 👍👍👍

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @ghbn5526
    @ghbn5526 3 หลายเดือนก่อน +7

    ቅዱስ ገብርኤል ይሓልየና ደቂ ሪመይ
    ኤማ ብዝሓለፈ ብጣዕሚ ቀፊፍካያ ነይርካ እንደገና ሎሚ ደጊምካዮ 😂 ካልእ ፍልይ ዝበለ እንበር ተተደጋጊሙ ለተመልከትካ እውን ከይስልችወና

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ 🙏🙏❤️

  • @semiraabrahim1264
    @semiraabrahim1264 3 หลายเดือนก่อน +17

    አረ ከምዚ ዝበለ ፕራምክ ይትረፍኻ ታይ እና ንመሃረሉ ከምዚ ዝበሉ እማቓት ተግበራት በፍፁም ኣየድልዩን😢😢😢😢

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

    • @user-ri4hl1xd3e
      @user-ri4hl1xd3e 3 หลายเดือนก่อน

      ግዴታ እዩ ፕራንክ ክሳብ ልኮነ ድረስ ኣምሃራይ እዩ ወዲእካ/ኪ ረአይዮ/ዮ

    • @Adutigray
      @Adutigray 3 หลายเดือนก่อน

      ስጀመር ትምሃሪ ዲኺ😂

  • @Titi_ዓጋማዊት
    @Titi_ዓጋማዊት 3 หลายเดือนก่อน +6

    ኣብ ዓዲ ዓረብ ዘለና እኳ ለሚድናዮ ኢና😢
    ግን ዛሰራሕተኛ ኮይና ዝተዋሰአት ኣሕዚናትኒ ኔራ መጨረሻ ግን ደስ ኢሉኒ ኤማዬ ዘዘናግዕን ዘስሕቅን ሒዝኩም ንዑ

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @عحك
    @عحك 3 หลายเดือนก่อน +8

    ኣዒራብ ከምዚ እየን እርርርርር ዘብለኻ ስደት ያሕጭረልኽን በለና እማየ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ እና ይመችይኻ❤❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @FanaYBRah-hq8cw
    @FanaYBRah-hq8cw 3 หลายเดือนก่อน +9

    ሰኑዋይ ፅሪቲ ማርያምን😇

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏❤️

  • @HiwiGaltigray
    @HiwiGaltigray 3 หลายเดือนก่อน +7

    ማርያምን ብጣዓሚ ዓባይ መልእክቲ እያ ኣነ ኣብ ዓዲ ከለኩ እንዳሰብ ይሰርሕ ነይረ እየ ከምዝይስ የጋጥም እዩ ብዙሓት ኣለዉ ከምዚ ገይሮም ንሰባት ዘቋሽሹ😢 ግን ፕራንክ ምኳኑ ናፈለጥኩስ ብጣኣሚ ደንጊፀ ኣጋጢሙኒ ነይሩ እዩ ምንም ዘይብሉ ፅሩይ እናሃለው እዮም ነገር ዝፍሕሩልካ ምናዳ ንእሹተይ ቅርሺ ትሃልዩዋም ክብሪ ናይ ወድሰብ እዮም ዝትንክፉ ንወይተር ብጣዓሚ እዮም ዘቋሽሹ 😢 ሶ ቀፅለሉ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ❤❤ደቂ ዓደይ ማዓረይ ፅቡቃተይ ይሞችኩም ይፈትወኩም እየ ❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @ሳሌም
    @ሳሌም 3 หลายเดือนก่อน +4

    ኤማየ በቃ መዳመይ መሲልኻኒ አኮ ክክክክ ከምዚኣ ኢና ክንብል ንዉዕል ምስ መዳም😂😂ብዝኾነ ጽቡቅ መደብ አቲኣ ቆልዓ አዉን ጽቡቅ ዓቅሊ ኣለዋ ዝሮ ደስ ኢኹም ትብሉ ይፈትወኩም ኢየ ❤️🙏

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️❤️

  • @user-wc7vo5xn2v
    @user-wc7vo5xn2v 3 หลายเดือนก่อน +23

    ለማዓንቲ ቁዱስ ገብርኤል ኣቦይ እንኻዕ ኣቅለለይ ለይሓሰብኩዎ ውዕይ ማይ ፈሲስኒ ከብደይ ሓሪረ ኣድማትኻ ምፅጋሙ ስደት ረሳሕ ሶ የቅልለልኺ በልኒ ጋይስ

    • @MuluAraya-wd7fj
      @MuluAraya-wd7fj 3 หลายเดือนก่อน

      አግዚኣብሔር የቅልለልኪ መዓረይ😢

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      የቅልለልኪ ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

    • @user-dj1bi6ml7o
      @user-dj1bi6ml7o 3 หลายเดือนก่อน

      እግዚአብሄር ይቅለልልኪ ኬብረተይ❤❤❤

    • @AaAa-ec7gl
      @AaAa-ec7gl 3 หลายเดือนก่อน

      እግዛብሄር የቅልለኪ ዛምበይተይ ኣይ ናስደት ነገርስ ኣጆኺ ኹሉ ክሓልፍ እዩ 😢

    • @saddvzx9822
      @saddvzx9822 3 หลายเดือนก่อน

      የቅልለልኪ ማዓረይ❤

  • @ተመስገንኣምላከይ-ቘ9አ
    @ተመስገንኣምላከይ-ቘ9አ 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሰኑዋይ ለባም ኩሉ ግዜ ኣምፀአልና ብጣዕሚ እየ ፎትየያ❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏❤️

  • @AsAs-dy9jl
    @AsAs-dy9jl 3 หลายเดือนก่อน +8

    መዳም ኮይኑ 😢🥹😁😁

    • @Wahsey21dngley
      @Wahsey21dngley 3 หลายเดือนก่อน

      ካብ መዳም ገዲዱ😅😅😅

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      😂😂እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 3 หลายเดือนก่อน +5

    እዋይ ኤማ ኣታ መሕረር🤣 እዛ ቆልዓ ኣሕዝናትኒ ባች ሰኑየ ትረኽቦ መዳመይ ከማኻ እያ ኣሕርር ኣቢላትኒ ገለ ስጦታ ይበሃባ ብእዉነት 🥺♥️

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน +1

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

    • @Albaadallbadr
      @Albaadallbadr 3 หลายเดือนก่อน

      ቅርሺ ከ ዋይ😂😂😂😂

  • @yashikonju8805
    @yashikonju8805 3 หลายเดือนก่อน +5

    እዉይይይ ማዓረይ አብ ማእኸል አእትኹም አጭንቁኹማ ምስክን ባዓልት ፃዕዳ ኽዳን የዋህ እያ ብጣዕም

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน +1

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-up3rc4ke5v
    @user-up3rc4ke5v 3 หลายเดือนก่อน +5

    ማርያምን ልታ ናተይ መዳም መሲልካ ኪዲ ነዒ ኣምፅኢ ውሰዲ ...ወዘተ ናዓካስ ብፅፊዒት እያ መድሓኒት ኤማዋይ 👍😢

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂 ይግብኣኒ እዩ ፅፊዒት ሎሚማ🙏🙏❤️

    • @user-up3rc4ke5v
      @user-up3rc4ke5v 3 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@amantube28 ኣነ ዘተሸወድኩ ክሳብ መጨረሻ ከይረአኩ ኮሜንት ምፅሓፈይ ጭራሽ ተሓባቢሪት እያ ነይራ 😒😃

    • @Seluselam-h1h
      @Seluselam-h1h 3 หลายเดือนก่อน

      ኣጀኪ ዝሓፍተይ ስደት ለትጽዊረካ አዩ😢አነ አልኩ ለሰራሕኩ ስልኬ አይዛርባና አይተፎትን ገና ምንም አይመሰለንና ልምዲዮ አያ ምግበ አዎን ምንም ይባሉን አብ መዓልት ሓንቲ ግዜ እካ ተበልዕ ግን ፅባሕ ከልእ ግዜ አዩ አለ ብጣዕሚ አያ ዝጽዋረ እግዚአብሔር ይመሰገን በስራሕይ አዎን ተገጫመንና አይፍልጥን ገፅ አይሃባንና ሰራሕይ ወደእ አብ ከልሰይ ከፍ አለ መቨይልይ ዝጽውት ሰራሕይ ምሳ ወደእኩ😢🙏ክብረ ለእግዚአብሔር ኣምላክ ይኸን እንበር ሰደት ትዕግስት ይሕታት አዩ😓😔

  • @user-gf5rx9wy6q
    @user-gf5rx9wy6q 3 หลายเดือนก่อน +17

    ቃደሞይት 👌
    ርግፅ👍 ኣብልኹምን ሕለፉ😂

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

    • @Genet398
      @Genet398 3 หลายเดือนก่อน

      እሺኒ ናዓይ እውን ወለላፍ

  • @HirHirhp
    @HirHirhp 3 หลายเดือนก่อน +6

    ክትስድድ ቱ መልሓስካ ታይ ዝገበረት ቆልዓ እያ ወደይ😢 ሰሪሓ ብትበልዕስ ካልኣይ ጊዜ ከይትደግሞ 😢

    • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
      @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 3 หลายเดือนก่อน

      መጨረሻ የራእክዮዮ ዘሓፍተይ

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      የወደእክዮይ ዲኪ ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-vm2jy4ks2h
    @user-vm2jy4ks2h 3 หลายเดือนก่อน +7

    ጽቡቅ ምስ ለመደት ልቀሓ ክትምልስ ተሰፋ ይግበር😂

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂እሹኒ ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @user-hu6vd9cf3e
    @user-hu6vd9cf3e 3 หลายเดือนก่อน +5

    እግዚአብሔር ይባርኽኪ ዛሓፈተይ ትዕግሰቲ ኺ መግለፂ ሰኢነሉ
    አታ አማን ግን መሕረረ😂😂 ግን ሰዲድለይ አዝን ለሰታአነግዶ ከንደይ ፀይረን ከመዘኸደለዋ አይ ዛንጀራ ዚአ😢መዳም ዓዳዓረበ መሲልኻ😂

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      ብጣዕሚ ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @ምግብነሸ
    @ምግብነሸ 3 หลายเดือนก่อน +10

    እንካዕ ልቅዱሰ ገብርኤል ወርሓዊ ባዓሉ አብፀሐኩም አሕዋተይ
    አቤት ትዕግሰቲ ሰኑዋይ

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ኣሕቢሩ የመስግን ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @AsSa-bd7nk
    @AsSa-bd7nk 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዋውውው ለባም ቆልዓ ልዕሊ የቅርታ እንታይ አሎ ድዩ ብሓቂ ሽኮሪና❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏❤️

  • @ggggggfg9183
    @ggggggfg9183 3 หลายเดือนก่อน +4

    ኣቤት ኣሚ ነብስኻ ኣይትመሓር😂 ብዝኾነ ኣድናቂትካ እየ ይመችይኻ👍👍❤

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @Wahsey21dngley
    @Wahsey21dngley 3 หลายเดือนก่อน +3

    እውይ መዓረይ ሰንየ ክትልብሚ ከምኣልኪ የቀፅልኪ❤

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @Hilfitweldi3833
    @Hilfitweldi3833 3 หลายเดือนก่อน +3

    ሕሙም ድዩ ሚሪንዳ ዝሰቲ😂😂😂ኣይ ቃደማኻኸ ቃፅለሎ ወድኖ❤❤❤ ብጣዕሚ እየ ዝካታተለካ በርተዐልና😍

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @user-by7cs4vx4
    @user-by7cs4vx4 3 หลายเดือนก่อน +2

    እዋይ ኣታ ዛቆልዓ ታይ ገበረትካ ኤማ ሓወይ ምስክነቲ ሰናይት ሓፍተይ ኣትፍርሕዮ ኣዘኪ❤

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏❤️

  • @user-sy8hs2zj9y
    @user-sy8hs2zj9y 3 หลายเดือนก่อน +3

    አብ ግዜ እዚይ ከምዚአ ዝበለት እድብቲ ጓል የለን ምቅርተይ ዋይ ኤማ አጨኒካ ያ ኮ ዛቆልዓ 😢😂

  • @Kalababrha-xm5ru
    @Kalababrha-xm5ru 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኤማዋይ ይመችካ ኒግረይ ግን ብጣዕሚ ተሕዝነካ ❤❤❤🎉

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @trhasgebre7581
    @trhasgebre7581 3 หลายเดือนก่อน +4

    ኤማ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ናይ ሰናይት ይቱብ ለ ኣፋልጠላ እባ ሳብስክራይብ ንገብራ

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน +1

      እሹኒ ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @Wediselyeንኡሽተይጆንብላክ
    @Wediselyeንኡሽተይጆንብላክ 3 หลายเดือนก่อน +1

    እዛ ወይተር ግን ኣዝያ ደስ ትብል መቀረት ክኢላታ ኣጆኩም ቀጽልዎ❤❤❤❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน +1

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @hadasshshay3636
    @hadasshshay3636 3 หลายเดือนก่อน +22

    ኤማ ዋይ ታይ ኢና ንመሃረሉ እዙይ ኣጓላት ምንእኣስ ሕደግ😮😮😢

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน +13

      እሹኒ ግን ሓዳሰይ ንዞም ሃምኡ ልገብሩ ትምህርቲ እየ ሓሲበዮ ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

    • @user-op8dr9fy7t
      @user-op8dr9fy7t 3 หลายเดือนก่อน

      ታይ አለው ከምእ ዘገብር ት:ቲ እያ

    • @HadasKahsay-js7hp
      @HadasKahsay-js7hp 3 หลายเดือนก่อน

      😢😢😢አረ በይዛኻ ካሊእ ስራሕ ታይ ገበረትካ ውይ ምጭካኑ ንንጀራ ኢለን ትሕት ተበላስ 😢😢😢

    • @sahalalgg999
      @sahalalgg999 3 หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ ዓባይ ትምህርቲ እያ ክንደይ ኣለዉ ከሙዚይ ዝገብሩ😢

    • @fgchffhfh9256
      @fgchffhfh9256 3 หลายเดือนก่อน

      ኣይተካቡዱ ኖርማል እዩዋ

  • @Metsae.Hagos-Ca
    @Metsae.Hagos-Ca 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣታ ነዛ ጽብቕቲ ሓፍትና ሰኑ ኣፈራሪሕካያ'ኮ ብጣዕሚ ሸቑሪራ ከምኡ ንኸይትኸውን ንመጻኢኣ ውን ስለ ዘይጠቕም ንዝኾነ ነገር ብትሕትና ክትዛረብ ከምዘለዋ ንገረልና መኽንያቱ ብጣዕሚ ነብሳ ትሃሲ ዘላ ትመስለኒ ኣላ 😔🙏😔 Tell her that i love her so much ❤️🙏❤️

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @suhhd
    @suhhd 3 หลายเดือนก่อน +9

    ዋይ ሓፊተይ እንጀራ ሕሱም😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      ኣረ prank እዩ 🙏🙏❤️

  • @MerhawiArdameis
    @MerhawiArdameis 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዛጋል ምሳኻኒያ ዝ ሓደ ግዜ ፕራንክ ዝገበርካያ ድያ ሞዴል ዝገበርካያ

    • @amantube28
      @amantube28  2 หลายเดือนก่อน

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @haftomtariku
    @haftomtariku 3 หลายเดือนก่อน +5

    ኣማነይ ኣነ ኣብ ዓሰርተ ዓመተይ ስደት እየ ዘለኹ ንሕና ንስኹም ኢኹም ተዘናጉዑና ኮታስ ኩሉ ነገርና ኢኹም ብኣኹም ብጣዕሚ ኢና ንኾርዕ እንኳዕ እዉን ናትና ኮንኩም በተለይ ኣማነይ ንትካ ስራሕ ብጣዕሚ እዪ ዝብርሃና ደሞ ገና ዓባዪ ኢኻ ክትዓቢ ኢኻውን ንሕና ተጋሩ ኣሕዋትካ ኣለና ምሳኻ ኣጆኹም ሙቁራተይ ተሎ ተሎ ምፁና

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      የመስግን ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @AshenafiTeshome-oy9hw
    @AshenafiTeshome-oy9hw 3 หลายเดือนก่อน +1

    ተመቺኻኒ ኤማ

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏❤️

  • @AaSs-bj7pg
    @AaSs-bj7pg 3 หลายเดือนก่อน +1

    እዋይ መሕረር😂😂😂😂ዛቆልዓ ግን ብጣዕሚ እያ ማዓርፍጥረት ንሓዳር ትኮን በቃ❤❤❤❤❤ኣብ መጠረሻ. በቃ ክከድ.እየ.ሰራሕ.ኣለኒይ.ኢላ.ምጭውተይ

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @GalTgrayyouTube
    @GalTgrayyouTube 3 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ኢካ ተዉድእ ግና ናይ ባሓቂ ዓቅላም ዝኮነት ቆልዓ ኣነ እንተዝኮን ክፀፍዕካ ነይረ

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

    • @GalTgrayyouTube
      @GalTgrayyouTube 3 หลายเดือนก่อน

      ዶሞ ብስራሕካ ብጣዕሚ እየ ዝድንቀካ ኣማን ሓወይ💚 ምሳካን ምስ ዓዉቻን ክስርሕ ደስስስስ እዩ ዝብለኒ ግን ገዲፈዮ ኣለኩ🙄

  • @embeytu
    @embeytu 3 หลายเดือนก่อน +2

    ta kola gn fotiyeya kmot❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @Fhdfd-cn6lc
    @Fhdfd-cn6lc 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኤማ ሓወይ ምስኪን ቆልዓ ቀቲልካያ ግን ይሞችካ ቀፅለሉ👍👍👍👍

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @aerbadikadg7517
    @aerbadikadg7517 3 หลายเดือนก่อน +1

    thankyou 🙏Ama senu hizkaya sle zmetsaeka

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน +1

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @Hareg675
    @Hareg675 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ሰኑየ መቐለ ተወሊዳ ዓብየ ኣብየት ዓቅሊ ይመልአልኪ ዛናተይ ኤማ ግን ግደፋ እዛ ቆልዓ😢

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-pe4kd5xe9x
    @user-pe4kd5xe9x 3 หลายเดือนก่อน

    ኡፍ ከፅልአካ ወደይ😢😢😅😅😅😅😅

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏❤️

  • @ዉዉዋ
    @ዉዉዋ 3 หลายเดือนก่อน

    አረ ኤማ ኩሉ ጊዜ ፕራክ ደባሪ አዩ

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ 🙏🙏❤️

  • @ZFANMEKONEN
    @ZFANMEKONEN 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኤማ መሕረር ብወይተር ከይትመፀኒ መሀውተት ምቅርተይ ደስ ትብለካ ተዐግስትይ❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @HhdHd-sp9px
    @HhdHd-sp9px 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣማ ሓወይ ብኡነት ደንጊፀ ወለላይ ይቅሪ በላ ብሩከይ

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน +1

      🙏🙏❤️

  • @ShambelSham-re9wt
    @ShambelSham-re9wt 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኤማ ሐወይ ዚ ከምዚ አይነት prankግን ዘይተርፈካ ማለት ን ለውሀት ሰባት ምንዳድ, ተኽኢልካ ካለእ አይነት prank ስራሕ

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ 🙏🙏🙏❤️

  • @UjJh-yw9hi
    @UjJh-yw9hi 3 หลายเดือนก่อน

    እዛ ጋል መጀመርያ ኣሕዚናቲ ነይራስ ጭራሽ ታሓባባሪት ኮይና ፀኒሓ😂ሰናይት ዝረኸብክዮ ካልኣይ ግዜ ተፃዊትልኪ እረ ሕደግ ካብ ርእሳ ውረድ ኣማን😂❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ 🙏🙏❤️

  • @Berhn-qc4qh
    @Berhn-qc4qh 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣማ ሓወይ ጎቦዝ ዝሓወይ ጠንካራ ዩትበር ከም እትኮን ተስፋ ኣለኒ ዝሓወይ ብቻ ግን ሓደራ ብዝታካኣልክምዋ ዩትቦራት ተጋሩ ንንባዓልትክም ተሓባበሩ ኣንሕና እውን ኣብ ጎንክም ኣለና ❤❤❤
    ተጋሩዋይ ንዑ ናይ ባዓልትና ዩትቦራት ነዐቢ❤

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @Monliaz
    @Monliaz 3 หลายเดือนก่อน

    ኢማዬ❤❤❤ አቅሰልካና እካ😂😂😂😂

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-kq2jm7lu5r
    @user-kq2jm7lu5r 3 หลายเดือนก่อน

    😅😅ዋኝኝኝ መዳም 😅😅ኤህ ኤማ ፀቃም😅😅😅😅😢

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @greattigray5290
    @greattigray5290 3 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂😂 ኤህ ሽኮረይ😂😂😂❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏❤️

  • @HadasKahsay-js7hp
    @HadasKahsay-js7hp 3 หลายเดือนก่อน

    ውይ 😢😢😢ተሕዝነካ ዛጋል በስምኣም

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @MarryM-rc7qb
    @MarryM-rc7qb 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሐዚ ካብዙይ ታይ ኢና ክንማሃር ጠቃሚ ኣምፅእ

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ 🙏🙏❤️

  • @FreBrhan
    @FreBrhan หลายเดือนก่อน

    ክትጭኩን ግን ማርያምን ካብደይ በልዓትኒ😭😭 ጨካን እካ ብሓቂ😢

  • @user-kx8of7cd7n
    @user-kx8of7cd7n 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤ዋይ መዳም😢😢

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏❤️

  • @user-rc5zf7dx8x
    @user-rc5zf7dx8x 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኤማ መሕረር 🤣ኣይዘካ በርትዕ ኣብ ጎንካለና🥰❤

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-py8tg9dc6s
    @user-py8tg9dc6s 3 หลายเดือนก่อน

    ይመችኩም ደቂ ዓደይ ❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏❤️

  • @fujhdhh475
    @fujhdhh475 3 หลายเดือนก่อน

    ቆሪጾም ንዛ ሰራሕተኛ ዘናኣኣስካያ መሲልዎም ሓመድ ገይሮምካዋ ከምዚ ኣይናት ኣይጽቡቁን ብዝተረፈ ደስ ባሃሎ❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน +1

      ክሳብ መጨረሻ ለይረኣይዎ ኮይኖነም 🙏🙏❤️

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኤማ መሕረር😂😂 ከመዚ ነገር ናገበርኩም እሰኪ ኣዛናጉዑና ግን ዋላ brak ይኩን ሐማቅ ኣይተጠቀሙ ❤ ሰናይት ግን ኣይትፍርሕዮ ዝተሰመዐኪ ተዛረብዮ ስቅ ኣትበሊ ብዘከነ ይመቸኩም ደቂ ዓደይ ❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj 3 หลายเดือนก่อน

    ኤማ መሕረር ይመቸካ❤😂

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @Keren37
    @Keren37 2 หลายเดือนก่อน

    omg bitami tsibuk aykonen eza qolia adgisatni😂

    • @amantube28
      @amantube28  2 หลายเดือนก่อน

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-rw4qq8ok1n
    @user-rw4qq8ok1n 3 หลายเดือนก่อน

    ንማን መሲልኒ ናይዛ ኣስተናጋጅ ብጣዕሚ 😢😢😂😂❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-wb8ry3cj6g
    @user-wb8ry3cj6g 3 หลายเดือนก่อน +1

    ካብ ስደት መልስ ኣብ ቅድመኤይ ካብትገብሮ ካርእየካ ነይረ 😂ምክንያቱ ችግር ቃልጥፉ ስለ ዝርደኤና ዓቅልና ኣብ ቃረባ እዩ😂

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      😂😂እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh 3 หลายเดือนก่อน

    ዓረብ ይመሰል 😢😢😢😢 ልእንጀራ ይግበረልኪ😢😢 ከምዚ አይትግር ከምኡ ዝበለ ናብራ ኢና ንነብር ዘለና😢😢

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      ተኪኢልኪ ወድእዮ ሓፍተይ 🙏🙏❤️

  • @nannen91
    @nannen91 3 หลายเดือนก่อน

    ይዕብድካ ይዕብድካያ ዛጋል ምስክን 🤣❤

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @netsanetalem2975
    @netsanetalem2975 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብራንክ ብምኮኑ እናፈለጥኩሰ ዓቅልይ ኣወዲእካኒ ነይረካ ዋይ😂😂😂😂

    • @Wahsey21dngley
      @Wahsey21dngley 3 หลายเดือนก่อน +1

      ዋላ ኣነ

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน +1

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️😂😂

  • @user-yd5vz5pr9d
    @user-yd5vz5pr9d 3 หลายเดือนก่อน

    አፅሊእኻ ኒ ማራ

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      Sorry 🙏🙏❤️

  • @user-wd2dk6di7g
    @user-wd2dk6di7g 3 หลายเดือนก่อน

    ማርያምን ሓደ ሓደ ዘለዋ ኣዕራብ እኮ መሲሉ ኤማ መሕረር ዓለት ግዲ ኣለካ እዩ😂

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @user-lr7lh1nj3j
    @user-lr7lh1nj3j 3 หลายเดือนก่อน

    እዛ ቆልዓ ግና ብጣዕሚ ትሕትናኣ ትፍለ እያ 100%💖💖 ከብደይ በሊዓትኒ ሚስኪን 😥😥 ኣማን ሕደግ ጋሻ እያ ፕራየንክ ኣይተብዘሐላ ዋይይይ🙏🙏

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @merhawitmuaz1619
    @merhawitmuaz1619 3 หลายเดือนก่อน

    ዋይ መቱኩ መሕረሪ😮😊

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏❤️

  • @wawwww5364
    @wawwww5364 3 หลายเดือนก่อน

    ኤማ መሕረር 😂😂😮😮ይመቸኩም

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @AdGg-jd3kp
    @AdGg-jd3kp 3 หลายเดือนก่อน

    ሰኑዋይ 😢❤

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏❤️

  • @bege8567
    @bege8567 3 หลายเดือนก่อน

    ዋይይይ ማዓረይ😁😁🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏❤️

  • @SelamLove-fm3zh
    @SelamLove-fm3zh 3 หลายเดือนก่อน +1

    አነ መኮንኩ ከምኡክትገበር ከለካ ክቀፈአካነረ ብጣዓሚ ትዕግስተኛ እየ ምካድ ብቻ አይ ምነበራን

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏❤️

  • @mamaayaalemey1112
    @mamaayaalemey1112 3 หลายเดือนก่อน

    ሰኑ ልቃሕኪ መልሲ 😂😂😂😂

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @AdGg-jd3kp
    @AdGg-jd3kp 3 หลายเดือนก่อน

    ሰኑዋይ ልባም❤😢

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏❤️

  • @ggcf1371
    @ggcf1371 3 หลายเดือนก่อน

    አረ ዛሰኑ ዘለዋ ትዕግስት😢❤

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏❤️

  • @Maki38916
    @Maki38916 3 หลายเดือนก่อน +2

    ንፉዓት ኢኹም ግን የመና ኣይተጋንኖ ኣማን ሓወይ እንድዒ ከምዚ ጌሮም ንወተራት ዘጋፍዑ ኣለው ኢለኳ የኣምንይዋ ግን ኣየውርድ እዩ ብዝበለፀ ጎብዙ ብኻሊእለ ንፅበ❤❤❤❤🎉🎉

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

    • @مازنحامضي
      @مازنحامضي 3 หลายเดือนก่อน

      ግን ሕማቅ ሰብ እካ ረሳሕ. ስዲ ወዲ ሰበይቲ ምሽ ብቀዳማይ ምስ ጓል ኣይትስራሕ ኢለካ ሰብኣይ እንተኮንካ ምስ ጀምዓ ስራሕ ኢለካ ከይፀፈዑካ ድካ ፈሪሒካ

    • @Hareg675
      @Hareg675 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@مازنحامضي ሀዚስ ፀርፍካ ድዩ ሃላይ እወ ወዲ ሰበይቲ እዩ ንስኻ ኸ ካብ መን ተወሊድካ ምክሪ እኹል እዩ

  • @yyghhu9146
    @yyghhu9146 3 หลายเดือนก่อน

    ማዓረይ እፍፍ😢😢😢

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @GggCgcc
    @GggCgcc 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዋይ ሓፍታይ ኣሕዝናትኒ 😢 አረ ደሰ ኣይብልን ከምዚ

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @Mebrhitwelgergis
    @Mebrhitwelgergis 3 หลายเดือนก่อน

    ኣጀክም አብ ዝለዓለ ደረጃ ክትበፁሑ ተስፋ ይገበር እማን ናተይ❤

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @Mebratselemun
    @Mebratselemun 3 หลายเดือนก่อน +1

    አረ ግደፍ ዋይ ናይ ሰብ ሞራል ኣትንካእ💔💔💔💔

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @MelatTkue
    @MelatTkue 3 หลายเดือนก่อน +1

    ውይ ፅሪተይ ኣነከስ ንታ ኣስተናጋጅ መሲሉኒ ፀኒሑ😂😂

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እወ ይመስል እዩ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @tsegshTube5kk3g
    @tsegshTube5kk3g 3 หลายเดือนก่อน

    ወይኔ ከም ሎምዓንቲ ብትዕግስቲይ ዝወዳእክዎ ቪድዮ የለን ብጣዕሚይ እዪ ዘግናኒይ😢መጨርሻ እንካዕ ፕራንክ ኮነ ይመቸኩም❤❤❤❤❤👍

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-oq4kh5yx5t
    @user-oq4kh5yx5t 3 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ታይ ገበረትካ ወደይ😢

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @HjgfhVhghh
    @HjgfhVhghh 3 หลายเดือนก่อน

    ሃለቃ ያ😂😂😂😂😂

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @ZCNM-vn7th
    @ZCNM-vn7th 2 หลายเดือนก่อน

    ዋይ አረ እመ ኣበይ እኻ ትረኽበን እተን ምስክናት ብስሩ ማለት አነ ዋላ ኣነ እየ ፕራክ ዝግበርለኹ ክቀፀዐካ እየ ዋይይይይ ኣነስ ምሳኣተን እየ ዝነብዕ ዘለኹ❤❤❤😢😢

    • @amantube28
      @amantube28  2 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏❤️

  • @user-mw2yi3nw7p
    @user-mw2yi3nw7p 3 หลายเดือนก่อน

    ግን ይምቸይካ😂🥰🥰🥰

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @samesame-yi2sz
    @samesame-yi2sz 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ ተዝከውን ብፅፊዒት ካብ ቅድመይ ክኣልየካ ነይረ እየ☹️እፍፍፍ ረዲእዋ ቱዓቅላ😑

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @Samri16
    @Samri16 3 หลายเดือนก่อน

    ዉይ ማዓረይ ተሕዝነካ ኣማን ኣይተንወሓዮ ኣሕፅር ኣብሎ😢

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @wtfgvbb803
    @wtfgvbb803 3 หลายเดือนก่อน +1

    ከምዚ ገይርክም ተሓጋግዙ ሱሩሑ ኣጀክም ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክትበፁሑ ተስፋ ይገብር❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  3 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

    • @ሸዊት-ቀ3ፈ
      @ሸዊት-ቀ3ፈ 3 หลายเดือนก่อน

      ወዲ ኖ❤❤❤❤❤ንሰካ ብሉፅ ተዋናይ ኢካ ትክውን አካ ና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ብቅዓትካ ዋው እታ ጎል ግን😢😢😢😢🎉🎉🎉❤❤አብዛ ሰደት ከነ ከብደይ ግልብጥብጥ ኢሉኒ😢😢❤❤❤