# ኩሉ 'ዮ ዘበሳጩ።ዝደረቐ ባኒ ብእምኒ ቀጥቂጥና ፈርፊርና በሊዕና ኢና።ከቢድ ግዜ ነይሩ።ዘገደደኒ የለን።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
  • share..like...subscribe ብምግባር ቤተሰብና ይኹኑ።

ความคิดเห็น • 562

  • @ኪዳነምህረት-ኣደይ16
    @ኪዳነምህረት-ኣደይ16 5 หลายเดือนก่อน +43

    ንዕነማ ደቂ መዳመም ኣሕዋተይ ነብረታተዐዮም ነዞም ናትና ካብ ናይ እማትና ክነዕቢ

  • @mlien5628
    @mlien5628 5 หลายเดือนก่อน +75

    ህፃውንት ኣሕዋትና ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ የዕቢኹም
    ኣብኡ ከለው ግን ት.ቲ ሃይማኖት ዉን ክፍልጡ ከም ዘለዎም ምከርዎም መሰረታዊ ት.ቲ ሃይማኖት ስለ ዝኾነ ♥️ ጎቡዙ ተጋሩ ጽሩያት ♥️

    • @NagsHagos
      @NagsHagos 5 หลายเดือนก่อน

      ብጣዕሚ ደስ ዝብል ክእለት ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ

  • @amam5408
    @amam5408 5 หลายเดือนก่อน +52

    ኣሰይ ሸኮር ዝኮነ ቆልዓ ኣብ ትምነዮ ደረጃ የብፅሕካ ፈጣሪ ተጋሩዋይ ሰሱኑ ሸሕን ዋልታን ኩኑ🙏♥️💛

    • @gs6su794
      @gs6su794 5 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፀጋበይ ሰላም ኪ ይብዛሕ 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @NatiMan-xi9dw
    @NatiMan-xi9dw 5 หลายเดือนก่อน +57

    ነዛ ቪዶ ተስተማቅር ዘለኻ ብሽም ኪዳነ-ምሕረት ላይክ ዝበጡለይይ❤❤🎉🎉

    • @እንዳባጉናና
      @እንዳባጉናና 25 วันที่ผ่านมา +1

      ሕጅ ላይክስ ታእዩ ኽገብረልካ ማዓረ ብሽም ኪዳነምህረት ትብለሉ ?

  • @ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ወ1አ
    @ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ወ1አ 5 หลายเดือนก่อน +30

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ እዩ በርትዑ
    ብኡ መጠን ለግና ብዛዕባ ሃይማኖቶም ውን ክፈልጡ ግበርዎም።

    • @ADHDafgy
      @ADHDafgy 5 หลายเดือนก่อน +1

      ትክክለኛ

  • @berihatesfay1964
    @berihatesfay1964 5 หลายเดือนก่อน +32

    አረ በጃኹም እቶም ህፃውንቲ ብሃይማኖት ክብርትዑ ግበሩ ካብቲ ናይ መገልገሊ ሰይጣን ገዲፎም መገልገልቲ እግዚአብሔር ይኹኑ ዘዝመፁ ሙዚቃ 😢😢😢

    • @hadasshshay3636
      @hadasshshay3636 5 หลายเดือนก่อน +5

      እዙይ ደቂ ኣንስትዬ ንደቅና ዓብይ እጃም ክንወፃእ እንተለና እዪ ደቂና ብመዙቃ ኢና ነዕብዬም እቲ ጌጋ ካብና እዪ ዝጅምር 😢

    • @JemBer-hm4ik
      @JemBer-hm4ik 5 หลายเดือนก่อน

      ትክክል

    • @ADHDafgy
      @ADHDafgy 5 หลายเดือนก่อน

      ትክክለኛ

    • @rahwahrahwah1899
      @rahwahrahwah1899 5 หลายเดือนก่อน

      ትክክል 🥺

  • @annopyjvvcfhtuo536
    @annopyjvvcfhtuo536 5 หลายเดือนก่อน +12

    ተጋሩዋይ ዘይብሉ ዜሮ እወ የዓክ ስስኑለይ ተጋሩዋይ😢💛❤️

  • @ngsti8856
    @ngsti8856 5 หลายเดือนก่อน +8

    ብጣዕሚ ንፍዑ ❤❤ልሎሞይ ብዛዕባ ሃይሞኖቶም ለ ሕተቶም ምክንያቱ ሃይማኖት እዩ መሰረት

  • @FatemaMehamed
    @FatemaMehamed 5 หลายเดือนก่อน +50

    እዞም ቆለዕ እንታይ ገበርክም መዝሙር ኣላምድዎም እዛ ዓለም ሓላፊት እያ በጃክም😢❤❤

  • @YergaTesfay-tm9kz
    @YergaTesfay-tm9kz 5 หลายเดือนก่อน +9

    ንኹሉኹም ዝሃብኩምና ሓሳብ የቀንየልና ንዞም ህፃና ክትረኽቡ ነዚኣ ሳብስክራይ ግበሩና❤️❤️❤️❤️❤️ 🙏

  • @ሳምሪዬፍቅር
    @ሳምሪዬፍቅር 5 หลายเดือนก่อน +22

    ጎይታ የዕብካ ግን ደርፍይ ሓጥያት እዩ መጨረሹኡ ስኦል እዩ ስለዝይ ዝተወሃበካ ፀጋ ንሞዝር ንአምላክ ድአ አምልከሉ ዝሓወይ

    • @TewabechTesfaye-r6i
      @TewabechTesfaye-r6i 5 หลายเดือนก่อน

      Keydu zerayu seb yelenhatiyat yekon siol

    • @ሳምሪዬፍቅር
      @ሳምሪዬፍቅር 5 หลายเดือนก่อน +1

      @@TewabechTesfaye-r6i ቃል አምላክ ከምዝይ ይብል ደራፍትይ መንግሰተ ሰማያት አይወርሱን ይብል ካብዝይ ንላዕልይ ታይ ደልካ ?

    • @TewabechTesfaye-r6i
      @TewabechTesfaye-r6i 5 หลายเดือนก่อน

      @@ሳምሪዬፍቅር sele zetebahele zeykones zeraye yezarb

    • @rahwahrahwah1899
      @rahwahrahwah1899 5 หลายเดือนก่อน +1

      ትክክል እግዚአብሔር ኣምላኽ ብመንገዱ ይምርሐና 🥺
      ንሕናስ ከም ዝጠፍኡ ኣባጊዕ ኢና መሲልና ኔና

  • @ትግራወይቲ143
    @ትግራወይቲ143 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣምላኽ ኣብ ዓብዪ ደረጃ የብፀሐካ ጅቡዐይ ❤❤❤

  • @DdzZfhu
    @DdzZfhu 5 หลายเดือนก่อน +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ተጋሩዋይይይ 🥰🥰🥰😘😘😘😘😘😘💋💋💋💋💋💋

  • @ጓልስሑልሽረ
    @ጓልስሑልሽረ 5 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይ እግዚአብሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኻ ዝወደይ❤❤❤

  • @HiwotGebretsadik
    @HiwotGebretsadik 4 หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen 🤲🤲❤️

  • @madamray-gx5ub
    @madamray-gx5ub 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሽኮር ዝከነ ቆልዓ ኣብ ዓብዪ ደረጃ የብፅሕካ ❤❤❤❤❤❤

  • @Hagush_gal_kiki21
    @Hagush_gal_kiki21 5 หลายเดือนก่อน +19

    ንፉዕ❤ቆልዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ዝወደይ❤🎉❤

  • @ትግራይዓደይደመይ-ጐ5ጀ
    @ትግራይዓደይደመይ-ጐ5ጀ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዉይይ የኔ ቆንጆ 🙏❤️🥰💙🥰🇻🇳💪🫶🥰❤️💚💚💚💚🩵🩵💙🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @bege8567
    @bege8567 5 หลายเดือนก่อน +13

    ሙቁሩ ድኾነ ቆልዓ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ እዝወደ❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰

  • @titisabawit3510
    @titisabawit3510 5 หลายเดือนก่อน +1

    የዕቢኻ ዝወደይ❤❤❤

  • @ADONAY_DIVORA143
    @ADONAY_DIVORA143 5 หลายเดือนก่อน +2

    ደርፊ ሓጥያትዩ እትብሉግን ጡዑያት ዲኹም 😊እንየኹም ፃድቃት😂😂

  • @SemereArefayneSemere
    @SemereArefayneSemere 5 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤ ኣንበሳ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ትግራይዓደይወርቂትግራይዓ
    @ትግራይዓደይወርቂትግራይዓ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ምቁረይ ፈጣሪ የዕብካ ❤❤❤

  • @Shwati308
    @Shwati308 5 หลายเดือนก่อน +3

    መምህር ልሎም ብኣብዛሓ ጋዝን ፋኑሱን ኣብ ሃገረሰብ እዩ ዝፍለጥ ❤❤🎉🎉

  • @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ
    @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ብሩከይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
    👍👏👏👏❤️💛❤️💛✅🙏💋🌹

  • @MeriLove-h4t
    @MeriLove-h4t 5 หลายเดือนก่อน +1

    Aseyyyy eDman tenane yhabkua🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @ተመሲገንአምላክየ
    @ተመሲገንአምላክየ 5 หลายเดือนก่อน +8

    አስይ ምቁረይ እግዚአብሔር አምላክ.የዕብኻ ህፃነይ❤❤❤❤❤

  • @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ
    @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ 5 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሰተይ ተሰፋ ትግራይና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አግዚኣብሔር ኣምላኽ ተጋሩዋይ የዕብካ ዠወደይ ማዓረይ 🙏💘💘💘💋💋💋💋

  • @MamunKsa-d7o
    @MamunKsa-d7o 5 หลายเดือนก่อน +14

    የዕብየልና ተስፋ ፅባሕ ትግራይና😍😍😍

  • @SsBb-z8e
    @SsBb-z8e 5 หลายเดือนก่อน +1

    እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዞምደቀይ❤❤❤❤❤

  • @Fhg-sp4sq
    @Fhg-sp4sq 4 หลายเดือนก่อน

    እሰይ ወሊደ ትበል ኣዴካ ተባረኽ ይዕቢካ

  • @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ
    @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ 5 หลายเดือนก่อน +6

    ፅሩያት አብ ልዑል ደረጃ ይብፅሕኩም ዕድመ ምሰ መሉእ ፀጋ ይሃብኩም ፈጣሪ❤

  • @samerah-rr3qj
    @samerah-rr3qj 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤😂😂😅ሙቁር ዝኮነ ቆልዓ ዕድመን ጥዕናን ንኩሉኩም❤❤❤

  • @hdjf4
    @hdjf4 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሙቁረይ❤🎉

  • @ፍቅሪትሃንፅፅልኢተፍርስ
    @ፍቅሪትሃንፅፅልኢተፍርስ 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብ ዓቢይ ደረጃ የብፅሕካ ዝወደይ ኣነስ ክፈትዎ❤❤

  • @Wedimamaa
    @Wedimamaa 5 หลายเดือนก่อน +4

    ዚ ቆልዓ ደንጒኻ ከማን ክሳዕ ሕጂ ዘየምፃእካዮ ዝፀናሕካ❤

  • @dsertfswer5540
    @dsertfswer5540 5 หลายเดือนก่อน +9

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @89946
    @89946 5 หลายเดือนก่อน +1

    ንፉዕ ዝኮነ ቆልዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤

  • @YoDaha
    @YoDaha 4 หลายเดือนก่อน +1

    እዙቆልዓስ ናብመንፈሳዊ ተዝመሀር ፅቡቅ ነሩ በገናውን ጎበዝክኮን ነሩ እዩ መንፈሳዊ ኣምህርዎ አሐዋተይ ዓለማዊ ደስትኡ ግዛዊ እዩ መንፈሳዊ ዘማሪ ግን ዘልኣለማዊ እዩና መንፈሳዊ ይመሀር አሐዋተይ ናብሙዚቃ ናድሀቡ ዕሸላት ካብ ሀይማኖቶም ይጠፍኡናለዉ መዘምራን ክኮኑ ብገንኦም መንገዶም ወለዲ ተነትሕዞም ፅቡቅ ነሩ

  • @Terhas-us6ni
    @Terhas-us6ni 5 หลายเดือนก่อน +1

    ነዊሕ ዕድመ ምስ ምሉዕ ጥዕና ይምነየልካ ምቁረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Tigraweyti231
    @Tigraweyti231 5 หลายเดือนก่อน +7

    ኣሰይ ጅቡዐይ እንቋዕ ሰላም መጻአኹም ደቂ ትገራየይ ሓላላት❤🎉

  • @SELAMATAKILTI
    @SELAMATAKILTI 5 หลายเดือนก่อน +6

    ንፋዕ ቆልዓ ብጣዕሚ ኣድኒቀዮ መግለፂ ስኢነሉ ቀፅለሉ

  • @haniHani-vy7tk
    @haniHani-vy7tk 4 หลายเดือนก่อน +1

    ፍትዋተይ ሰላምና ይመልሰልና ደቂ ሪመይ ሽኮራት❤❤❤❤

  • @rigbealem3419
    @rigbealem3419 5 หลายเดือนก่อน +2

    ወይይየነቆንጆ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉😮😮😮😮😮

  • @ሜሪጋልሃገረትግራይ-ጐ5ደ
    @ሜሪጋልሃገረትግራይ-ጐ5ደ 5 หลายเดือนก่อน

    ጎይታዋይ የዕብኣ ንእሰይ ምእንታኡም ሰላም ይፈጠረና ኣምላክ❤❤❤❤😢😢

  • @RgbeyTirnh
    @RgbeyTirnh 5 หลายเดือนก่อน +5

    ህጽውንቲ ትግራይ ዘይቡሎ ዘይሮ ዘይሮ
    በዘይ ትግራይ ዘይሮ
    ክነፍዐ ቆሉዒ ደቂ ትግራይ ብጥበብ ይዕቢኹም❤

  • @RakiLove-ll5qt
    @RakiLove-ll5qt 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣበይ ኮን ይህሊ ክረክቦ ምደለኩ የኔ ጅቡዕ❤❤❤

  • @ሃፍቱራያራዩማ
    @ሃፍቱራያራዩማ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ትግራዋይ❤

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣየ ልሎም. ኣይትሰኣን. ምስ ጭቃ. ይጫወት ኔረ😂😂😂😂

  • @Samriye10-10
    @Samriye10-10 5 หลายเดือนก่อน +8

    ❤❤እሰይ ዝወደይ ህፃውንቲ ቆልዑ ምእንቲ ህዝብኩም ሃፅ ኢልኩም ወፂእኩም እቶም ሌባቡ ድማ ካራ እናሳሓሉ ኣብ በየ ከተማን ገጠርን እናዘሩ ህዝቦም ይርሽንለው ኣሕ ዓለምስ ክንደይ ትፀውር😢😢

  • @Meri.2146
    @Meri.2146 5 หลายเดือนก่อน +3

    ደስ ዝብሉ ህፃውንቲ ቆልዑ እግዚኣብሄር ኣምላክ የዕብኩም ሰገናተይ

  • @abadithagos
    @abadithagos 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤🎉

  • @የኣብነገብረመንፈስቅዱስል
    @የኣብነገብረመንፈስቅዱስል 5 หลายเดือนก่อน +5

    ኣሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላክ ዝፈትዎም ቆልዑ ኣጆኩም በርትዑ ደቂ ትግራይ ብሉፃት 😘💚
    ቀደመቲ ባዕለይ ኮሞት 👍 ግጨዩኒ ተጋሩዋይ ❤️💛🎉

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh5222 5 หลายเดือนก่อน +6

    ሚኪተይ ጅቡዕ የዕብካ ተስፋ ትግራይና 👑❤️💛

  • @MohamedMohamed-on5jw
    @MohamedMohamed-on5jw 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሙቁረይ የዒቢካ❤❤❤

  • @FunCorner5332
    @FunCorner5332 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዳኒ ዓብዪ ሰብ ካብ ሱር ምጅማርካ ደስ ይብል!!

  • @wdhg7998
    @wdhg7998 5 หลายเดือนก่อน +1

    ንኡሱን ጠንካራኝ❤

  • @Taemetube-bo5xo
    @Taemetube-bo5xo 5 หลายเดือนก่อน +2

    ዳኒ ከመይ ኮነታት ናይ ሚጣ ማለተይ እተን ክልተ አሕዋት ዝነበራ እቲ ኣደአን ጥዕና ዝይብላ ቀሪበን ዝነበራ ቆልዑ ኣብ ምንታይ ኩነታት ይርከባ

    • @LwaTube
      @LwaTube  5 หลายเดือนก่อน +2

      Btami tsbuk alewa eyen dehan eye.

    • @Taemetube-bo5xo
      @Taemetube-bo5xo 5 หลายเดือนก่อน

      @@LwaTube ፅቡቅ ክቡር ሓው ብዝተረፈ በርትዑ ሚድያኩም ኣብዝላዓለ ከበፅሕ እውን ሸር ብምግባር ክነባረታተዐኩም ኢና

  • @genet3442
    @genet3442 5 หลายเดือนก่อน +2

    እዉይ ደሰ ኪብለካ ዙቆልዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወለላይ❤❤

  • @HagosHagos-rb7ob
    @HagosHagos-rb7ob 5 หลายเดือนก่อน +1

    Agene.. zhwy..ebylen...Sony.. army.❤️❤️💕💕💕💕😍😍✨️✨️✨️✨️✨️✨️✨️✨️✨️✨️

  • @GgyFg-j8g
    @GgyFg-j8g 2 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካም እግዚአብሔር አምላክ ✝️🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MerhawitGebrehiwet-mm9mt
    @MerhawitGebrehiwet-mm9mt 5 หลายเดือนก่อน +2

    Asey mearey gobez

  • @zefengorhawaria8526
    @zefengorhawaria8526 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @ጓልትግራይሓላል-ነ7ወ
    @ጓልትግራይሓላል-ነ7ወ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🌹🌹🌹🌹🌹

  • @tirhaswelu
    @tirhaswelu 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤

  • @abbygualadwa7685
    @abbygualadwa7685 4 หลายเดือนก่อน +1

    Gobez God bless you mearey.🙏🏾🥰🥰💛❤️

  • @YyYy-bu5lb
    @YyYy-bu5lb 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @asmaraasgedom6975
    @asmaraasgedom6975 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @AaAa-gi5kb
    @AaAa-gi5kb 5 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Zoug53Dhk
    @Zoug53Dhk 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @bbrahnmrs7033
    @bbrahnmrs7033 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @teteborhan5670
    @teteborhan5670 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ffbh9535
    @ffbh9535 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ የብፅሕካ ሙቁረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @RakiLove-ll5qt
    @RakiLove-ll5qt 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ የኔ ምቅር❤

  • @AnnoyedDalmatianPuppies-cc5lz
    @AnnoyedDalmatianPuppies-cc5lz 5 หลายเดือนก่อน +2

    Idmen tinan yhabka 🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏

  • @AaA-m2x4i
    @AaA-m2x4i 5 หลายเดือนก่อน +5

    አሰይይይይ ሙቁረይ ተስፋ ትግራይና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yeradnseheyle
    @yeradnseheyle 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @KsanetMebrahtu-gt1ry
    @KsanetMebrahtu-gt1ry 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይይ ሙቁረይ ዕድመን ጢዕናን ሂቡ ኣብትምነዮ የብፅሕካ ፈጣሪ💕🙏💕🙏🌺🌺💋💋💋💋❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @BrhanKidanu
    @BrhanKidanu 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ميريميري-م9ق
    @ميريميري-م9ق 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕና የሃብካ ዝወደይይ❤❤♥️💋👏

  • @FshatsionGebremikael
    @FshatsionGebremikael 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤ኣሰይ ዝሓወይ ዕበየለይ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ኣጆና ከኣ ኩሉ ሰላም ክኮን እዩ ምእንቲ ነኣኩም ክብል

  • @Amuጋልክልተኣውላዕሎ
    @Amuጋልክልተኣውላዕሎ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @fwwrffsrr9709
    @fwwrffsrr9709 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MymyRr-g8w
    @MymyRr-g8w 5 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤

  • @bettyboo7783
    @bettyboo7783 5 หลายเดือนก่อน +3

    እድመን ጢኢናን ይሀብካ ዝወደይ ኣምላክ ተሚህርካ ናብ ኣውይ ቁመነገር የብፅህካ

  • @LovelyBowtieCat-vo4wy
    @LovelyBowtieCat-vo4wy 3 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር አምላክ ነዋሕዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🥰🥰🥰

  • @AXUM13
    @AXUM13 5 หลายเดือนก่อน

    እሰይ መዓርይ ኣብ ትደልዮ ደረጃ የብፅሕካ 🙏

  • @ቲጂዕባይጎላጉልሽረ
    @ቲጂዕባይጎላጉልሽረ 5 หลายเดือนก่อน +2

    ምዓረይ የዕቢኻ ብጣዕሚ ኢኻ ጎበዝ ዝሓወይ የዕቢኻ❤️😍😍😍

  • @HaftomGebre-jm8zf
    @HaftomGebre-jm8zf 4 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Abraha-zr4bl
    @Abraha-zr4bl 2 หลายเดือนก่อน

    Eseyas ebud kelbi etetfiue tgrayn aretran selam knebra e yen

  • @melataskal9201
    @melataskal9201 4 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ ፅቡቃት እንካዓ ብሰላም መፃኣኹም ሙቁራተይ❤❤❤❤

  • @TsfaEusnkey3114
    @TsfaEusnkey3114 2 หลายเดือนก่อน

    ምዓረይ ዙድምፂ እዙይን ዙጥበብ እዙዩን ንመዝሙር ተዝከውን❤❤❤❤ተዝሰምረለይ በገና ክትሃሪም ናመዝሙር ክሪአካ

  • @HagosHagos-rb7ob
    @HagosHagos-rb7ob 5 หลายเดือนก่อน +2

    Gagn.kola. ebylen..❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤

  • @banashishay2141
    @banashishay2141 5 หลายเดือนก่อน +2

    Egzabher amlak aboey marey edmen teinain yehabka fetari ❤❤❤

  • @NegasiTesfay-kt6ld
    @NegasiTesfay-kt6ld 5 หลายเดือนก่อน +1

    Yaebika zahawey

  • @عبدعلي-م3خ
    @عبدعلي-م3خ 2 หลายเดือนก่อน

    ዝፈትዋ ቆልዓ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ዝሓወይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @RahelTekelehamanotBaraki
    @RahelTekelehamanotBaraki 5 หลายเดือนก่อน +1

    Ye ebika mearey

  • @areki7
    @areki7 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሙቁረይ ወደይ የዕብካ ዝወደይ 1000% ዓመት ንበሪልና❤💞💛 ዳኒየ ካኣ እተቅረቦሞ ታኣምሪሪሪ ዘለዎም ህፃውቲ እካ ተቅረብ ቀፅለሉሉ😍

  • @malataregawe8730
    @malataregawe8730 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ሙቅራት ደቂ ትግራይ❤❤❤❤

  • @TigrayAdeyYelanKmeQedema
    @TigrayAdeyYelanKmeQedema 5 หลายเดือนก่อน +2

    ዙወድይ ብጥበቡ ይዕብካ ዙዉድይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ🎉🎉🎉❤