ዮሃና ህዝቢ ኤርትራ! ታሪኻዊ ዓወት ቢንያም ግርማይ | Analysis - Biniam Girmay's Tour De France historical win-Eri-TV

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
  • ፍሉይ መደብ ብምኽንያት ቱር ደ ፍራንስ ታሪኻዊ ዓወት
    ቢንያም ግርማይ | Special Post-race analysis on cycling pro Biniam Girmay's Tour De France historical stage win - Eri-TV| ERi-TV #eritrea

ความคิดเห็น • 609

  • @biniazmarino7334
    @biniazmarino7334 3 หลายเดือนก่อน +125

    1 ሓምለ ሃገራዊ በዓል ማዓልቲ ሳይክል ኮይና ትከበር ትብሉ ላይክ ግበሩ

  • @Aman80770
    @Aman80770 3 หลายเดือนก่อน +75

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉ደቒ ኤረይ ኩሉ ተሰጊሩ ሳላ ጽንዓትኩም እንቓዕ ሓገሰኩም አሰልጠንቲ ኮኾብ ኤሪትራዊያን 🎉❤❤❤

    • @eyobhabte5805
      @eyobhabte5805 3 หลายเดือนก่อน +3

      ❤🎉💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯👌perfect!!!!

  • @filitekle6565
    @filitekle6565 3 หลายเดือนก่อน +133

    ናይ ዮናስ ሓላባይ ዘረባ ዘስመርኩምላ ዘረባ እስኪ ላይክ ግበሩ ብ ሃገር ደርጃ ክንገብር ከም ዘለና ዋን ደይ ❤❤

    • @lillysworld4352
      @lillysworld4352 2 หลายเดือนก่อน +1

      Mara denguna keman😮

    • @wediabraham6148
      @wediabraham6148 2 หลายเดือนก่อน

      Congratulations, deki Halal Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @alemyohannes2084
    @alemyohannes2084 3 หลายเดือนก่อน +22

    ሳምሶም ዓቢ መምህር ኢኻ ዕንቋዕ ሓጐሰካ ቦኽሪ ወድኻ ዓለም ኣዛሪቡ ❤❤

    • @MerhawiYohannes-t8l
      @MerhawiYohannes-t8l 3 หลายเดือนก่อน +1

      naybehaqi wedi solomun enqae hagoseka enqae frexamaka arayeka abi memhrey.

  • @Rahwa20156
    @Rahwa20156 3 หลายเดือนก่อน +52

    ኣልሓምዱሊላህ እንቃዕ ኤርትራዊት ጌርካ ፈጠርካኒ ሃገርና ብጅግንነት ኣቦታትና መጺኣ ሕጂ ኻኣ ብዋርሳይ ደው ኢላ ኣላ የሕዋትና ብስፖርት ብቅልጽሞምን ብዳንጎምን ዓወታት ይሓፍሱ ሺም ሃገሮም የጸዉዑ ኣለዉ ናይ ባሓቂ ኩራዕ ኤርትራውያን ፋሕተርተር ባሃል ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤሬ ሓላላት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷love u

    • @tsigewehisebhatu1766
      @tsigewehisebhatu1766 3 หลายเดือนก่อน +3

      ❤❤❤❤❤

    • @lulategaye2793
      @lulategaye2793 3 หลายเดือนก่อน +3

      🇪🇷❤️🙏🙏🙏

    • @yon-h8z
      @yon-h8z 3 หลายเดือนก่อน +6

      Kabzen Jeganu wearotat Eritreawyan 🇪🇷 Adetat mahxen Ztefetre Awet eu Draru Tehabeni Tray kalie Alo....❤

    • @tedrosfisehaye849
      @tedrosfisehaye849 3 หลายเดือนก่อน +1

      ስቅ ስከ በል እንታይ ዩ ኤርትራዊ ጌርካ ፈጠርካኒ ኢልካ ዘረባ ከ ሱዳናዊ፡ኢትዮፕያዊ ፡ኣመሪካዊ ኮንካ ሰብ ኢካ ስቅ ኢልኩም ኤርትራዊ ዶ ጅኒ ዕፍሪት ኣይትበሉ

    • @yon-h8z
      @yon-h8z 3 หลายเดือนก่อน +10

      @@tedrosfisehaye849 እንታይ ደኣ ካብ ኤርትራዊት ማህጸን ዘይምፍጣርካ ኣቆጢዕካ ብምርጫኻ ኣይኮነን ብትዕድልቲ ፈጣሪ እዩ ዝርከብ ኣዴካ መርቅ ኣዲኻ ርገም፡ ሱቕ በል ትብል መሰቅሰቕ ጌሮም ይውጉኡኻ ነቐዝ ዋሒድ ኤርትራዊት ማህጸን ክጽረፍ ግን ኣስቂጥካ ኢኻ ሓሊፍካያ ውሽጥኻ መርምር ሕርርርር እኮ ኢኻ ኢልካ ሓሳዳት

  • @Eri91M90
    @Eri91M90 3 หลายเดือนก่อน +21

    እንቃዕ ሓጎሰካ ህዝበይ ሳላ ጻዕርካን ድካምካን ደቅካ ነታ ራሃጽካን ደምካን ዘፍሰስካላ ሃገር ሎሚ ኣዋርቅ ይሽልምዋ ኣለዉ🌹⚘🌺🌹⚘🇪🇷⚘🌹🇪🇷⚘🌹🇪🇷⚘🌹🇪🇷⚘🌹🇪🇷⚘🌹🇪🇷🌺🌹⚘🇪🇷🌹🌺⚘🇪🇷🌺⚘🇪🇷🌹⚘🌺🇪🇷🌹⚘🌺🇪🇷🌹⚘🌹🇪🇷🌺⚘🇪🇷🌹⚘🌺⚘🌹🇪🇷⚘🌺

  • @awetashtekeste8136
    @awetashtekeste8136 3 หลายเดือนก่อน +7

    Congratulations Eri Tv
    So proud to be Eritrean ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👋

  • @Azeb4Eritrea
    @Azeb4Eritrea 3 หลายเดือนก่อน +16

    ደቂ ቅድስቲ ሃገረይ እንቋዕ ሓጎሰና💪👍💯🎉🇪🇷🏆🇪🇷💫🇪🇷👑🇪🇷❤💃👏💐

  • @Kidsti-p1t
    @Kidsti-p1t 3 หลายเดือนก่อน +7

    Congratulations my nation ERITREA ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉

  • @Mahari77
    @Mahari77 3 หลายเดือนก่อน +34

    ደንጕኹም!! ካልእ ተደሪብኩም eri-tv respect እባ. እዚ ናይ ዝሓለፈ አዩ ኣብ ግዚኡን ሰዓቱን ክወርድ ይግባእ.

    • @WediSawaMendelay
      @WediSawaMendelay 3 หลายเดือนก่อน

      Aygermekan neta green malya ms gebera awridemo kkkk

    • @alayteklit6532
      @alayteklit6532 3 หลายเดือนก่อน +2

      National tv sile zkone eiu schedule fah fah eiu zblom handebet tegeremo . B komu eiu

    • @Mahari77
      @Mahari77 3 หลายเดือนก่อน

      @@alayteklit6532 ፊደላትካ ንጹር ኣይኮነን.ትግርኛ ተጠቀም ይብለካ.

    • @Erilebna
      @Erilebna 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@WediSawaMendelaythey are waiting and they know Bini will get it the green shirt and they are busy training their children, they don't have time to read your garbage messages nonsense 🙈

    • @aberhet
      @aberhet 3 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ዩቱብ ደንጉዮም እንበር ቲቭ ብቀጥታ ተማሓልፉ እዩ

  • @TEKLEYohannes-mn8eu
    @TEKLEYohannes-mn8eu 3 หลายเดือนก่อน +3

    Congratulations ንኹሉ ህዝቢ ኤረትራዊያን እቋዕ ነዚ ኣራኣየና ቢኒ ስረ እቲኦም ጀጋኑ ኣቦታትካ ዓወት ንሓፋሽ ያኾ ✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Wegawi_8
    @Wegawi_8 3 หลายเดือนก่อน +10

    🟥🟥🟩🟩🟩🟩🟩🟩🟩🟩🟩🟩🟩
    🟥🟥🟥🟥🟥🟥🟩🟩🟩🟩🟩🟩🟩
    🟥🟥🟥🟨🟨🟨🟥🟥🟥🟥🟥🟩🟩
    🟥🟥🟨🟥🟨🟥🟨🟥🟥🟥🟥🟥🟥
    🟥🟥🟨🟥🟨🟥🟨🟥🟥🟥🟥🟥🟥
    🟥🟥🟥🟨🟨🟨🟥🟥🟥🟥🟥🟦🟦
    🟥🟥🟥🟥🟥🟥🟦🟦🟦🟦🟦🟦🟦
    🟥🟥🟦🟦🟦🟦🟦🟦🟦🟦🟦🟦🟦
    እንቃዕ ሓጎሰና ኤርትርን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Kevindurant35734
    @Kevindurant35734 3 หลายเดือนก่อน +15

    *ቢኒ ሓበን ሃገር ዓለም ኣዛሪቡ 👑🇪🇷*

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 3 หลายเดือนก่อน +9

    እዚ ዓወት ቢንያም ኣምጺኡዎ ዘሎ ዓወት ኣብ ኤርትራውያን ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ መላእ ኮርሲታረ ኣፍሪቃ ጽልውኡ ዓቢ እዩ።ንኣእሽቱ ኮርሲታረ ኤርትራውያን ጽልውኡ ዓቢ ከምዝኸውን ኣየጣራጥረንን እዩ ናዓይ። እሞ ንሕና ኤርትራውያን ኣብ ውሽጥን ደገን እንታይ ዓይነት ኣስተዋጽኦ ክንገብር ዩ ዝግባኣና ብሰፊሑ ብሃገር ደረጃ ከም ኤርትራ ኬና ክንዋዳደረሉ ንኽእል መድረኽ ክንፈጥር ይግባኣና እዩ ነዚ መደብ ድማ ብዝተወደበ መስመር ተኸፊቱ ሃገራዊት ጋንታ ከነቅውም ይግባኣና ከይኑ ይስማዓኒ።
    🎉❤🇪🇷❤🎉❤🇪🇷❤🎉❤!!!

  • @Wedi_Lijam
    @Wedi_Lijam 3 หลายเดือนก่อน +2

    All proud Eritrean congratulations. We are grateful to have you Sami as a great trainer. Eritrea 🇪🇷 has a lots of great things to do on sports in the future. We are number one❤

  • @Wedi_Lijam
    @Wedi_Lijam 3 หลายเดือนก่อน +3

    All proud Eritrean congratulations. We are grateful to have you Sami as a great trainer. Eritrea 🇪🇷 has a lots of great things to do on sports in the future. We are number one❤

  • @Natsenat
    @Natsenat 3 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you for sharing Guys good job 👍
    ጽቡቕ ጌርካ ቢኒ ሓወይ
    ከም ወትሩ 🎉
    God bless with your family ❤🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eriwekekmedia1050
    @eriwekekmedia1050 3 หลายเดือนก่อน +13

    ሳላ ጻዕርኩም ዩ ኣሰልጠንትና ክብሪ ይሃብኩም ዓወት ቢኒ ኣኩሪዕና ዩ ኩርዓት ኣፍሪቃ ዩ

  • @alemasmerom7706
    @alemasmerom7706 3 หลายเดือนก่อน +4

    ኤርትራዊ🇪🇷 ሳላ ሓድነቱን♥️ ጽንዓቱን ንጸላኢኡ ኣርዒዱ
    ስዒሩ እዩ ተፈጸመ።⛪🕌♥️✊✊✊✊✊🐪🐪
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️🇪🇷♥️🇪🇷

  • @delinat9013
    @delinat9013 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሓደ ማዓቲ ብጫ ማልያ ኣብ ቱር ዲፍራንስ ዝወስድ መንእሰይ ኤርትራ ክትወልድ ሙኻና ክንጣራጠር የብልናን

  • @heri3588
    @heri3588 3 หลายเดือนก่อน +2

    ብመልክዕ ኮንቲነንታል ኤርትራዊት ጋንታ ክትምስረት ድፍእሉ። እቶም ምስ ዓቕሞሞ ከለዉ ግዜ ዝሓልፎም ዘሎ ተጻወትና ከኣ ባይታ ይረኽቡ። ንድሕሪት ኣይትምለሲና በጃኹም። ርግጸኛ'የ ዓቕሚ ስለዝተሳእነ ከምዘይኮነ" ተበግሶ ስለዘየለ ጥራሕ'ዩ።

  • @robelchelsawi9513
    @robelchelsawi9513 3 หลายเดือนก่อน +23

    Eri🇪🇷 ሓበን🙏 ኣፍሪቃ ♥️🇪🇷🙏

  • @lemlemmesfin4108
    @lemlemmesfin4108 3 หลายเดือนก่อน +6

    Wow wow congratulations Deki Eri I am so happy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷291

  • @5generation581
    @5generation581 3 หลายเดือนก่อน +20

    እንቃዕ ሓጎሰና ኤርትርን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚💚💚💚💚💚💚

  • @beleri9119
    @beleri9119 3 หลายเดือนก่อน +9

    Congratulations🎉Deki Eri Meryet Halal god bless all Eritrean people💚❤️💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷💒🕌⭐️💪🙌🌹🕊️🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @teamehaile7097
    @teamehaile7097 3 หลายเดือนก่อน +3

    ናይ ብሓቂ ዕዉታት ኢና ቢኒ ናትና ብምኻኑ ኤረይ ዕልል በልየ ቢኒ ይመጺእ ኣሎ ዓወት ተስኪምየ ❤❤❤ክሳብ ሎሚ ኢና ንሕና ንሓጎስ ዘለና መግለጺ ሲኢናሉ ብተደጋጋሚ ንሪኦ ኣለና ኣብ ደገ ዘለና እሞ ንኩልኩም ድቂ ኤረይ እንቓዕ ሓጎሰና 🎉🎉🎉 ❤❤❤❤💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Wedi-gashi21
    @Wedi-gashi21 3 หลายเดือนก่อน +11

    Congratulations Bini and Eritrea ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ሰላምኩሉንህዝበይ
    @ሰላምኩሉንህዝበይ 3 หลายเดือนก่อน +9

    Eritreawiyan ብኩሉ ዘይሰዓር ውሑዳትን ሰዓርትን ጌሩ ኣምላኽ ዝፈተረና ዕውታት ንውሉድ ወለዶ፡ ንህዝብናን ሃገርናን ኣምላክ ይሓልዋ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏

    • @mussieEyob
      @mussieEyob 2 หลายเดือนก่อน

      Amenn❤❤❤❤

  • @nezay1529
    @nezay1529 3 หลายเดือนก่อน +13

    Congratulations all Eritrea 🇪🇷🍾🇪🇷🍾🇪🇷🍾🇪🇷🍾🇪🇷❤️

  • @Jaki-1989-Azmarino
    @Jaki-1989-Azmarino 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኣንታ ሳምሶም ታይ ድኣ ኮንካ ወደይ ኢንተርማርሸል ሲ ንቢንያም lead out ሓጊዞሞ ተመሓዪሾም መጺኦም ትብል ፡ ፉጹም ኣይሓገዙዎን ወልሓንቲ ኣይገበሩሉን ፡ እምበሽ ነቲ ሓደ ቦላቲስታ ፈቲኖሙሉ ኣይተዓወቱን ግን ፡ ኣብዚኣ ግን ንቢንያም ዝሓገዞ ኣስተቢሂልካ ተኮንካ ፡ ወዲ ጋንቲኡ ነበር ናይ ኢንተርማርሸል ቦላቲስታ ዝነበረ ኪሪስቶቫ ኢዩ ሓጊዙዎ ንቅዲሚት ኣቅሪቡ ቦታ ከፊቲ ንድሕሪት ገጹ ጠሚቱ ውጻእ ኢሉ ኣውጺዎ ። ደጋጊምካ ረኣያ ታ ቮላታ ።

    • @Kevindurant35734
      @Kevindurant35734 3 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂እስኪ በጃኻ ሳክት ን ነብሱ ገድፉ ውጻእ ኢሉዎ

    • @Jaki-1989-Azmarino
      @Jaki-1989-Azmarino 3 หลายเดือนก่อน

      @@Kevindurant35734 ንሲለ ዘረባ ዲካ ትዛረብ ዘለካ ወላስ ሪኢካ ኣስተዊዕልካ መንዚንካ ኢካ ትዛረብ ዘለካ ። ካብዞም ጉጂለ ሃሎውሎው ተዘይተዛሪቦም ዝሓሙ ከይትከውን ።

  • @andebrhanteklemariam9739
    @andebrhanteklemariam9739 3 หลายเดือนก่อน +4

    ህዝበይ እንኳዕ ሓጎሰና ኤረይ ብደቃ ብዓድን ብደገን ደሚቓ 🎉🎉🎉🎉 ቢኒ ድማ ጸባ ኣስቲና ስሙን ስም ሃገሩን ኩርዓት ኣፍሪቃ ዓወት ብዓወት🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @gmekonnen397
    @gmekonnen397 3 หลายเดือนก่อน +9

    It is the Eritrean coaches hard work that our sport heroes winning in the world stages congratulations !❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kokebgebremariam3140
    @kokebgebremariam3140 3 หลายเดือนก่อน +4

    YOHANA YOHANA YOHANA to all Eritrean people and to Samson and to girmay family and all fans congratulations to ERITREAN ERITREA 🇪🇷 ❤❤❤❤

  • @eriboy6841
    @eriboy6841 3 หลายเดือนก่อน +3

    We need races games every week in Eritrea 🇪🇷 ሰሙናዊ ዓቢ ዝኮነ ጸወታ ክዳሎ ኣለዎ ኣብ 6 ዞባታት መንግስታት ኤርትራ ድማ ነዚ sports ዓቢ ቆላሕታ ክገብረሉ ንምሕጸን ምኽንያት ንሶም እዉን ኣንበሳደራት ሃገሮም ኢዮም ❤

  • @zeeMe2323
    @zeeMe2323 3 หลายเดือนก่อน +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷Congratulations 🇪🇷🇪🇷🇪🇷GOD BLESS 🇪🇷🇪🇷🇪🇷OUR BEAUTIFUL COUNTRY ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🙏🤲🙏🤲🙏🤲

  • @andiesteweldeberhan1299
    @andiesteweldeberhan1299 3 หลายเดือนก่อน +3

    Conguratulations Eritreans all over the world!! conguratulations Bini!! You are The World's Hero!!

  • @lunatewald4812
    @lunatewald4812 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይይይይይ ደቂ ኤረይ ኣምላኽ ዕድሜ ጥዕናን ይሃብኩም ሓላላተይ ኣነስ እንቆዕ ኤርትራውት ኮንኩ ኤርትራውነት ክቡር መንነት ❤️🇪🇷⛪️🕌⛪️🕌🇪🇷❤️🇪🇷🤲🤲🤲🇪🇷❤️🦁🦁💪💪👍👍🌺🌺❤️❤️💯💯👌

  • @RahelOkbit
    @RahelOkbit 2 หลายเดือนก่อน +1

    Omg እንቃዕ ሓጎሰና ደቂ ሪመይ ቢነይ ጸባ ኣስቲካና ዓለም በዓለም ማስሜዳታ ኣዛሪብካኣ ተወሳኪ ድርብ ሓጎስ ቀጠልያ ማልያ መልስካ በልስከ ሓምላይ ክራማት ጌርልካኣ ኣሎ ብሰላም የወድካ ጸወታ ፈታሪ ምሳካኣ ይኩንbineyyyy 🙏🙏🙏
    7/2024 ባሕቲ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷l love you 🥰 ❤so much deqi Ereyyyyyyy🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏

  • @fishberhe9362
    @fishberhe9362 3 หลายเดือนก่อน +2

    አልልልል ዝኸበርኩም er tv ዕለትን ኣመተምህረትን ንክትጽሕፍሉ ብትሕትኛ ንምሕጸን ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ።

  • @robelhaileab3706
    @robelhaileab3706 3 หลายเดือนก่อน +1

    Bethame dese yeblouka FeQeroume ezoume teQdadmtena Qexlweo netoume neashtu kea abi moral eu biniye jegna kea nezi zerkina kebri yehbka Fetari 🙏🏽❤️🇪🇷

  • @Sulinaist
    @Sulinaist 3 หลายเดือนก่อน

    Very nice musik Wedi Eriy Congratulations Deki Eriy 💕❤️🇪🇷👏🙏❤️

  • @E1991.
    @E1991. 3 หลายเดือนก่อน +4

    Congrats Bini Anbesa King 👑🇪🇷🥰 First ever An African to win Tour de France 🇫🇷 👏⭐️🏆🥇👑🇪🇷♥️💪🏽

  • @Wedi_Lijam
    @Wedi_Lijam 3 หลายเดือนก่อน +4

    Let July 1 be remembered as the Eritrean cycling day every year. Press like if you agree.

  • @GdeyGeremicheal-nl5ly
    @GdeyGeremicheal-nl5ly 3 หลายเดือนก่อน +5

    ኤርትራዊ ኣብ ኩሉ እዩ ፅዉት ❤❤❤❤❤❤ኣጀኹም ደቂ ኤረይ ፃወት ንሓፋሽ።

  • @efremkidane17
    @efremkidane17 3 หลายเดือนก่อน +1

    ድሙቅ ኣልማዝ
    ሃምበለይ ……… ሓዉ ዳኒኤል ዘይእግሞ
    ሃምበለይ……… ፖድዩም ደይቡ ኢሎሞ
    ወዲ ግርማይ ኣርሓ ኣህጉር
    ዓለም ብኣኻ ትግረም
    ኣንታ ኣልማዝ ጸሊም ድሙቅ
    መመሊስካ ኣብ ቅድሚኦም ትደምቅ
    ተሓቢነልካ ብኡነት ካብ ኩሎም ትጽብቅ።
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ኤረይ ስምኪ ይጽዋዕ ኣሎ
    ዓደይ ስምኪ ይደምቅ ኣሎ
    ዓለም ከይፈተወት ስምኪ ይንበብ ኣሎ
    እንታይ ከይንስእን ቢነይ ሓመልማሎ
    እንታይ ከይሳኣን ቢነይ ድሙቅ እንከሎ።
    ሆ ……… ንበላ ንኤረይ
    ሆ……… ንበላ ንዓደይ
    ሆ……… ንበለሉ ንቢነይ
    ኤፍሬም ኪዳነ
    03/07/2024

  • @rutahagos1514
    @rutahagos1514 3 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉 Congratulations 🎊 👏🏻 my best people 🇪🇷💎🇪🇷💎🇪🇷💎🇪🇷bini king 💎👑💐💓 Thanks so much 🎉sami And Top🎉

  • @asmeromtesfagaber9845
    @asmeromtesfagaber9845 3 หลายเดือนก่อน +5

    Ane ab nay mechersha bolata nire bayney teazibe nezi qanqa nay zi hager xbuq eya zfelto klom xeadu frhom bini keyatwa frihom ms atewa kea bekyom ❤❤❤ Eritrea siera neay azararibomni kemey eu ezia eritrea kemy eya elaom htitemuni slemtay qeday wexu elomuni ane zblekwa eritrawi sle zkone elyom tegerimom nayu gn ab zur eritrea ab 1998 malya gire ab enda mrayam znebere ms arakwom zgbeom hager eyaom elom

    • @AlmazRedea
      @AlmazRedea 3 หลายเดือนก่อน

      Btaemi xbuk kexilo❤❤❤❤

    • @FyoriGuesh
      @FyoriGuesh 2 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤

  • @birneshhagos1954
    @birneshhagos1954 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤እንቃዕ ሐጎሰና ህዝበይ እዛ ኤረይ ኩሎሞ ዝተወልደ በጀጋኑ ደቃ ተወሊዕን ከቢራን ተሐፊራን ትነብር ❤ክብርን ምጎስን ንመላእ ህዝቢ ኤሪትራ አዉሽጥን ወጻኢን ዘለካ ህዝበይ ክብሪ ንዕካ ይኩን❤

  • @michaelhaile7895
    @michaelhaile7895 3 หลายเดือนก่อน +1

    ቅድሚ ሕጂ ብዐል ዳኒኤል ተክለ ሃይማኖት መርሀዊ ቅዱስን አብ ዝነብረ ፉሉይ ናይ ፕረስደንተ ኢሰያስ አብ ዝገበርዎ ናይ ምትብባዕ ቃላት ነዛ ማዐልቲ እዚኣ ኢያ ኔራ እንቃዕ ሐጎሰና።

  • @FikaduTewalda
    @FikaduTewalda 3 หลายเดือนก่อน

    Enkwa Hgosena Ywehana Nehzbi ERITRIYa Abweshtie Abdege Zelna Yewhana Andablkue Kabzie Kesile Naybinyame Btesebe Enkwae Hgosekume Fere Samaxume Araykume Kongragileshene Bini ❤❤❤❤❤❤❤❤❤Aweye ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Erena67-gm8nb
    @Erena67-gm8nb 3 หลายเดือนก่อน +13

    It is time for Eritreans to shine all over the world. Slow and steady wins the race❤ Well done all!!!

  • @GEZANA9240
    @GEZANA9240 3 หลายเดือนก่อน +3

    ብሓጎስ ነቢዕና😢🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @xdfgdrvvd3808
    @xdfgdrvvd3808 3 หลายเดือนก่อน +3

    አንበሳ ጀግና ኤርትራዊ አይንፀላኪ ይደፈን አደይ ኤሬይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SabaGebreamlak
    @SabaGebreamlak 3 หลายเดือนก่อน +12

    Congra Bini Eritrea 🇪🇷 🇪🇷

  • @ruthawelderufael9935
    @ruthawelderufael9935 3 หลายเดือนก่อน

    Yewhana nmela Eritrea 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yosiefghebrezghi3830
    @yosiefghebrezghi3830 3 หลายเดือนก่อน +3

    ERITREA 🇪🇷 THE LAND OF WE CAN.!!! GOD BLESS OUR FELLOWN HERRO. GOD BLESS OUR COUNTRY AND OUR PEOPLE AND GOVERNMENT.!!!🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️🇪🇷✌️🇪🇷✌️🇪🇷

  • @edenteklegiorgis9889
    @edenteklegiorgis9889 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉Yohana Eritrea 🇪🇷 Hidri Eritrean Anbesa Biniam Girmay made History for African countries at 2024th😢❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏👏🙏👏🙏✌️✌️✌️✌️✌️✌️🇪🇷🇪🇷victory ✌️ 👏

  • @abelhaile3710
    @abelhaile3710 3 หลายเดือนก่อน +12

    ካብ ኤርትራ ዘይውለድ ኣይጅግናንንንንንንንንን❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @saron-si5ym
      @saron-si5ym 3 หลายเดือนก่อน

      Sport eu ako mesleni kalai kenegeber aba tesefa yhalewena Europe 🇪🇺 Canada 🇨🇦 Australia 🇦🇺, USA 🇺🇸 abey tehambeben alewa be meabale

    • @AlayGere
      @AlayGere 3 หลายเดือนก่อน +2

      ​@@saron-si5ymደቂ ምልሻ ስርናይ ውጹ እስኪ ካብዚ ገዛና እንታይ እዩ ኣብ ግዜ ሓጎስና ዘብክየኩም ሓሳዳት ቡዳታት።

    • @saron-si5ym
      @saron-si5ym 3 หลายเดือนก่อน

      @@AlayGere wedi resah komal derbay sedetina resah chenawe axemi wedi tor adeka tegaschera dekelateka kab dergi

    • @AlayGere
      @AlayGere 3 หลายเดือนก่อน

      @@saron-si5ym saron gahba gemed skeli gudayna aykonen 1.5 kkkk guday maliltki gberi

    • @noahtesfay8476
      @noahtesfay8476 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@saron-si5ymab Yemen, Saudi zelewu tegaru vacation diyom zelewu.

  • @KbreKdusan-un3rl
    @KbreKdusan-un3rl 3 หลายเดือนก่อน +4

    ዮሃና ደቂ ኤረይ እንቋዕ ሓጎሰና ናይ ቢኒስ ምንፋስ ኣብዩ መመሊሱ ይሕጉሰካ❤❤❤

  • @AziebAbraham
    @AziebAbraham 3 หลายเดือนก่อน +3

    👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷enkae hagosena kulukum aseltentn tekadademtn Eritreawian Anabs

  • @bqse6142
    @bqse6142 3 หลายเดือนก่อน +2

    ቢኒ ሓበን ህዝቡን ሃገሩን
    ቢኒ ሓበን ጸለምቲ ኣፍሪቃ
    ዓለም ኣዛሪቡ ንዓለማት
    ብኤርትራ ከም ዝዝምራ
    ጌሩወን ዓለም ብኤርትራ
    ጫውጫውታ ተብዝሕ
    እንቋዕ ሓጎሰና 🇪🇷👏🎉
    እንቋዕ እዚኣ ተሪፋትና ዝነበረት ብምሉእ ዓወት ዛዘማ ካብዚ ንላዕሊ ውን ጌና ዓወት ንጽበ ኣለና
    ትምኒትና ሕልሚ
    ኩልና ሰሚሩልና እዚ ሓየት
    ኣንበሳ ቢኒ ኣደ ወሊዳ ትምከን ተባሂሉ'ዩ ኮ ጅግና ጎብለለይ ወዲ ሓራስ ነብሪ
    ቢኒ ንጉስ ሓወልቲ ኤርትራን ኣፍሪቃን🇪🇷✊🇪🇷

  • @NakfaAressie-k3u
    @NakfaAressie-k3u 2 หลายเดือนก่อน

    Bini haben hager akurakanan enkoa natna konka wedi rimey❤🇪🇷🇪🇷💪💪🙏

  • @teklitasmelash6103
    @teklitasmelash6103 3 หลายเดือนก่อน +2

    Bini full confidence ❤

  • @ቸንቶሚላ-CENTOMILLA
    @ቸንቶሚላ-CENTOMILLA 3 หลายเดือนก่อน +1

    ምምም ታሪኽ ናይ ሜዳ ኤርትራ ኣብ ሜዳ ኤሮጳ ብ ቢኒ ክድገም ዓለም ትሪኢ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @birneshhagos1954
    @birneshhagos1954 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤ቢኒ ጅግና ወዲ ኤረይ ዕለሞ ብካ ጭዉ ጭዉ አቢልካያ.ትዕወወት ትዕወት ❤

  • @Yonatan-Math
    @Yonatan-Math 3 หลายเดือนก่อน

    ጸባ ኣስቲካና ቢኒ ኣንበሳ 🎉❤🎉

  • @dj_hazeka.
    @dj_hazeka. 3 หลายเดือนก่อน

    So Happy 🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰

  • @samiyemtek1982
    @samiyemtek1982 3 หลายเดือนก่อน

    ዮውሃና ዮውሃና ህዝቢ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪 ዮውሃና ንሕብረተ-ሰብ ብሽግሌታ ኤርትራ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ተጀምረንስ
    @ተጀምረንስ 3 หลายเดือนก่อน +4

    ኣይትዙሓሉና ኤሪ ቲቪ ይድረበኩም ኣሎ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉 እንኳዕ ሓጎሰና

  • @asmeromokube1162
    @asmeromokube1162 3 หลายเดือนก่อน +24

    ኤርትራ ኣብ ዓለም ጨቢጣቶ ግቡእ ክብራ፡ዓወት ንሓፋሽ፡ደቂ ኤረ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @eyobhabte5805
      @eyobhabte5805 3 หลายเดือนก่อน +1

      ❤🎉💯💯💯💯💯many thanks

    • @yoditsahle2046
      @yoditsahle2046 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሐቂ ብሐቂ ዓባይ መግለጺ ረሒብካላ ወዲ ኤረይ ጻዕዳ ።መግለጺ ኢና ሲኢናሉ ዘለና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏👏👏

    • @edengebreselasie5291
      @edengebreselasie5291 3 หลายเดือนก่อน

      ኤርትራ ኩሎ ግዜ ጀግና ምስ ወለደት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
      ኤርትራዊት ማህጸን መፍረይት ጀጋኑን ሰራሕቲ ቅያን ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
      ኤሪትራውነት ክቡር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
      ሰማእታትና በዚ ናይ ሎሚ ዓወት ይሕበኑ አለው ሕድሮም ዘተግብሩ ከም በዓል ብንያም ዳኔ መልአከ ናቱ ብ ሓፈሻናይ ብሽግሊታ ማሕበር ምስቶም ጀጋኑ ስድርኦም ክብሪ ንዓኩም ይኩን ብስነ ምግባር ኤርትራዊ ስነምግባር ገርኩም ዝመልመልኩሙም ነዞም ጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
      ክብሪ ንዓኩም

  • @eliastewelde9827
    @eliastewelde9827 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሳሚ ቡሉጽ አስልጣኒ ተፍርዬም ዘለኻ አዚዬም ቡዙሐት መንእስያት እዬም ክብሪ ይግብአካ እዩ ::ናይ ቢኒ ድማ አዚዩ ፉሉይ ዓወት ዓወት ናይ ኩሉ ሃገርን አህጉሩን ስሪሑ ቢኒ I Love you deki eri🎉🎉🎉🎉❤❤🎉🎉 ሐበን ሐበን ሃገር

  • @senaittekle
    @senaittekle 3 หลายเดือนก่อน +1

    Selamat deki Erey btaemi btaemi ena tehegosna mulue ygberelna🎉🎉🎉🎉

  • @FanielTeklegergsh
    @FanielTeklegergsh 3 หลายเดือนก่อน +1

    I'm proud to be Eritrean yohana hzbey❤🎉❤

  • @Erei1
    @Erei1 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዬሃና ደቂ ኤረይ ቢን አንበሳ አምላክ ይሓልውካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤

  • @asmeretsyum9940
    @asmeretsyum9940 3 หลายเดือนก่อน +1

    Eritra want kubur mennet 💪💯♥️🌹🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹♥️🇪🇷🌹🇪🇷♥️🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @alemasmerom7706
    @alemasmerom7706 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣምላኽ ይመስገን ደቂ ኤረይ እንቓዕ አብዚ አብጻሓና ኤርትራ ወልድኪ ጀጋኑ ደቅኺ ታሐበኒ ❤️❤️❤️❤️🎊🎊🎊🎊🍾🍾🍾🍾🍾🇪🇷🍾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍾🍾🍾🍾🍾🎊🎊🎊🎊🎊🎊🎊🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @asterhabtegiorgis8027
    @asterhabtegiorgis8027 3 หลายเดือนก่อน

    እንዃዕ ፡ ሐጎሰና ፡ ደቂ ፡ ኤረይ ፡ መዐረይ ፡ አወት ፡ ብአወት ፡ ኮይና ፡ እንዃዕ ፡ ሐጎሰና ፡ ሐጎሰኩም ፡ ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @GoitomShimendi-c3l
    @GoitomShimendi-c3l 3 หลายเดือนก่อน +4

    ደስ ዘብል ኤሪትራዊያን ኢንካዕ ሐጎሰና

  • @Erilove291
    @Erilove291 3 หลายเดือนก่อน

    ኤረይ ብውልዳ ሓዱሽ ምዕራፍ ትግምጽል🎉🎉🎉🎉

  • @gmekonnen397
    @gmekonnen397 3 หลายเดือนก่อน +1

    Biniam made history to Eritrea and the entire black community around the world . His name is on Wikipedia as the first Eritrean winner at Tour de France and on all news outlet media.
    Google web search was bombarded by Biniam Ghirmay’s name. He changed Eritreas image which was defamed by Eritrean enemies . Thanks to Bini for shifting us from enemies political agenda for this week.
    Today he win the green jersey
    Congratulation ! Please show us Eritrean cycling fans excitement

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 3 หลายเดือนก่อน +7

    Conger Bin 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🎊🎊🎊🎉🎉🎉

  • @yonatanbokere2181
    @yonatanbokere2181 3 หลายเดือนก่อน +1

    Gele lewa rimey adi jeganu adi belahti merahti adi jeganu seb kiya 🥹💔🇪🇷🦁🇪🇷🫶🫶🫶

  • @meksebkesete9221
    @meksebkesete9221 3 หลายเดือนก่อน

    Congratulations Bini 🥇🌟🇪🇷 enqa hagosekum kulkum afkerti sport And Erena enqa nbzi zabey msrek abxehan ..nezi Awet zi zerayen fetari temesgen ..Bini kbret yhabena akbirkana ..AWET NHAFASH 💪🏾🇪🇷🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐💪🏾💐💪🏾💐💪🏾💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐💪🏾💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️💪🏾⭐️💪🏾⭐️💪🏾⭐️💪🏾⭐️💪🏾⭐️💪🏾⭐️⭐️💪🏾⭐️💪🏾⭐️💪🏾⭐️💪🏾⭐️🇪🇷⭐️💪🏾⭐️💪🏾⭐️💪🏾⭐️💪🏾⭐️💪🏾⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️💪🏾⭐️🇪🇷⭐️💪🏾⭐️💪🏾⭐️💪🏾⭐️💪🏾⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️💪🏾⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷🇪🇷⭐️🇪🇷💪🏾👑💐🍾💐🙏So much proud ..❤Tesfu❤ 🇪🇷🌟🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷💪🏾🇪🇷💪🏾🇪🇷💪🏾🇪🇷💪🏾🇪🇷💪🏾🇪🇷💪🏾🇪🇷💪🏾💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐

  • @GhirmaySahle-u8z
    @GhirmaySahle-u8z 3 หลายเดือนก่อน

    Viva vidi vini Biniiiii ❤❤❤

  • @efi296-1
    @efi296-1 3 หลายเดือนก่อน

    1--ን---3--ሓምለ(7)--2024 ኣብ ታሪኽ ብሽግለታ ኤርትራ ዓቢ ዓወት ኢዩ:: መድረኽን🥇 ቀጠልያ ማልያን ኣግዚመናና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🚀🚀🚀🚀💫💫💫✅ እዚ ዘመን ናትና ናይ ኤርትራውያን ኢዩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💫💫💫💫✅

  • @YafetDon
    @YafetDon 3 หลายเดือนก่อน +3

    Haben eritran haben Africa🌍🎉🎉🎉❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑💡💡💡

  • @MajorGebremicheal
    @MajorGebremicheal 3 หลายเดือนก่อน

    Yohana bzyada netom bzyada netom nmenaseyat kemzi gerkum tetebaboun tmhrun deqi eru ❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤

  • @Matiti000
    @Matiti000 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኩራዕ ኤርትራዊ

  • @merygualkeren
    @merygualkeren 3 หลายเดือนก่อน +2

    Daniel Tekklahaymanot ❤🇪🇷 Unka Hagoseka

  • @Merhawi-rn3go
    @Merhawi-rn3go 3 หลายเดือนก่อน

    ኣነ"የ በል ኣንታ 🇪🇷 ኤርትራዊ ኣነ"የ በል ጸበባ መርሃዊ ኣነ"የ በል የብሉን ኣበሳ ኣነ"የ በል ጋዝእም ከም ኣምበሳ ሓበን ዓለም ኢና ኤርትራዊያን 🇪🇷 ambesa ወዲ ኤረይ 🇪🇷

  • @user-rh7jt1ro9e
    @user-rh7jt1ro9e 2 หลายเดือนก่อน

    እንቋዕ ሓጎሰካ ቢኒ ሓበን ኤርትራ ከምኡ'ውን እንቋዕ ሓጎሰካ ህዝበይ❤❤❤

  • @tedrosfisehaye849
    @tedrosfisehaye849 3 หลายเดือนก่อน

    Channel ወስኹ ህግደፍ ክሳብ ሕጂ ንሓንቲ ቻነር ትጥቀሙ ኣለኹም

  • @DanielAndebrhan-mc4rd
    @DanielAndebrhan-mc4rd 3 หลายเดือนก่อน

    ሳምሶም እታ መድረክ ንቢንያም ኣይኮነትን ተታሂዛ ኔራ ብጋንቱኡ ቢንያም በኣሉ ዝወሰዶ ስጉምቲ ኢዩ

  • @fessehayetewolde4410
    @fessehayetewolde4410 3 หลายเดือนก่อน +11

    ኤርትራዊ ወለድ ወለዶ ሰንሰለት ኤትራዊ
    ጽንዓት ብ ጽንዓት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mussiemulusbhatu1587
    @mussiemulusbhatu1587 3 หลายเดือนก่อน

    እንቓዕ ሓጎሰና ደቂ ኤረ
    ኣብ በልጁም ዝውድእሉ ኣብኡ ክርከብን ደገፈይ ከበርክትን ቓል ይኣቱ። ቲቪ ኤረ ከኣ ነመስግን

  • @yekalosereke4037
    @yekalosereke4037 3 หลายเดือนก่อน

    አእጃምና ነበርክት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ወኪላ ኣብ ዝተፋላለየ ዎርልድ ቱር ትሳተፊ ክትህልወና ካባይ ጀሚርካ ማለት እዩ ምስ እዚ ሓሳብ ናተይ ትሰማማዕ like ግበር
    ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eriangelino7800
    @eriangelino7800 3 หลายเดือนก่อน

    7 1 2024 will be remembered forever.

  • @AdayHiwet
    @AdayHiwet 3 หลายเดือนก่อน +3

    ንኤርትራውያን ጅግንነት ወልፊ እዩ ። ካልእ ኣይኮነን !
    ❤💙💚💛

  • @TesfaGeb
    @TesfaGeb 3 หลายเดือนก่อน +4

    Selam Deki Eri 🇪🇷🐅🌹💐🌹💐🌹👍

  • @AblelomAblelom
    @AblelomAblelom 3 หลายเดือนก่อน

    ዳኒ ሓወይ ልዕሊ ሰብካ ኢኻ ልዑል ኔርካ ብሰንኪ እዚ ርኹስ ዝኾነ መንግስቲ ህግደፍ ግን ትሓቲ ኣስፊርካ ። እምበር ልዕሊ ቢኒያም ኢኺ። ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ኢኻ ልዕሊ ቢኒያም ልዕሊ ካቫንድሽ ኢኻ።