New eritrean mezmur orthodox tewahdo ኣንቲ ዘበኣማን ደመና

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 8

  • @michaelmehari1053
    @michaelmehari1053 3 ปีที่แล้ว +9

    በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አኃዱ አምላክ አሜን!
    …………………
    አንቲ ዘበአማን ንደመና(2)
    ረከብኺ ጸጋ ክብረ ድንግል
    ይዓቢ ክብራ ለማርያም
    ……………
    ነቲ ዝረሓቐ ፍቕርኺ የቕርቦ
    ናይ ጥፍኣት ኢድ ውን ፍጹም'ዩ ዘይረክቦ
    ነቲ ቃል ኪዳንኪ ዝምዕቆቦ
    ከማኺ የለን ንድሕነት ዝተዋህቦ
    ኣዚ………
    ኩሩብኤል ወሱራፍኤል ኩሎም መዘምራን
    ቅዱሳን ጻድቓናት ምሉኣተ ብርሃን
    ይውዱሱኪ ብሓንቲ ልሳን
    ንጽህቲ ኢኺ ቅድስተ ቅዱሳን
    ኣዚ………
    ደቂ ኣዳም ኩሎም ንግስትና ይብሉኺ
    ብሕብረት የልዕሉ ጣዕሚ ውዳሴኺ
    ንሕጎስ ኢና በቲ ክቡር ስምኺ
    መመኪሕትና ኣክሊልና ኢኺ
    ኣዚ………
    ንዓኺየ ዘፍቅር ብግርማኺ ክኽለል
    ትጽኑዕ ፍቕርኺ ኣብ ልበይ ክበቁል
    ኣድሕንኒ ኣደይ ኣባኽየ ዝውከል
    ክዳንኪዩ ድንግል ዘይጠእ ቃል
    …………………………
    ስብኃት ለእግዚአብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር አሜን!

  • @selamkiflemariam3706
    @selamkiflemariam3706 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen ELLLLLLLLLLL ELLLLLLLLLLL ELLLLLLLLLLL ab miskar yebxhana ab xelotikiy amebrhan ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ELLLLLLLLLLL ELLLLLLLLLLL ELLLLLLLLLLL ab miskar yebxhana amen Amen

  • @yonasbayre9989
    @yonasbayre9989 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen

  • @ፍቅሪኣምላክሲጥዑም
    @ፍቅሪኣምላክሲጥዑም 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @okubaandom6263
    @okubaandom6263 3 ปีที่แล้ว

    amen amen amen

  • @SenaytZeray
    @SenaytZeray 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤