ኣድግን ሓፋሽን ናብ በረኻ ይሃድሙ!!!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.พ. 2024
  • ኣድግን ሓፋሽን ናብ በረኻ ይሃድሙ!!! መደብ ምስ ሰማን ተስፋይ
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 82

  • @HadasGebregziabhair
    @HadasGebregziabhair 4 หลายเดือนก่อน +11

    Hi zelenayo, i have no word about these 2 amazing guys, they've completely different idea from anyone and it's true, they're brilliant and intelligent, great job and well-done

  • @user-bo2lc6bd3w
    @user-bo2lc6bd3w 4 หลายเดือนก่อน +2

    ዮዲት፡ ሰማር፡ ተስፋይ። ናይ ብሓቂ ቡን እንዳ ሰተኻ ተፈሲህካ ትሰምዖ ትምህርቲ ኢኹም ትህቡና ዘለኹም እግዚኣቢሄር ፍልጠትኩምን ዕድሜኹምን ጥዕናኹምን የብዝሓዮ።🎉❤😊

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 4 หลายเดือนก่อน +2

    👍👍👍
    ፍረ-ሰላም + ርግኣት
    ✌️✌️✌️
    ዕድመን ጥዕናን!
    God Bless!

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 4 หลายเดือนก่อน +3

    ነዚ ኣብ ኤርትራ ጠንቂ ውርደት ባርነት ሓሳረመከራ ዘርጎመርጎ ስደት ድኽነት ቢቲቢቶ የእቲልና ዘሎ ፡ መርዛም ዝኾነ "ሃገራውነት" ብዝቐለለ ቋንቋ ስለ ዘብርሃኩምልና ፡ ምስጋና ይብጻሕኩም ። ከማኹም የብዝሓልና።

  • @amenred5124
    @amenred5124 4 หลายเดือนก่อน +1

    I’m extremely admirer of this two guys. They have a brilliant prospective and mentality. As far as I understand … don’t fight without purpose of gain and know your plan what are you looking for..

  • @user-pw1xq6nv6b
    @user-pw1xq6nv6b 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኤርትራውነት ዝብሃል ቃል ኣብ ምድሪ ሓበሻ የለን

  • @semeremebrahtom7658
    @semeremebrahtom7658 4 หลายเดือนก่อน

    ተስፋይ ሰማር ርእሰ ማልና ኢኹም ጸረ ኣዛብእን ዕላማ ኣልቦን ዝኾኑ ሰባት ኢኹም ❤❤

  • @legessenegusse5569
    @legessenegusse5569 4 หลายเดือนก่อน +2

    They are very intelectual person both of you tesfay and semhar / God bless u

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዝብኣ ዓድና ይብልኣዮ አሎም ኣቦታትናኣድግ ተሸኪሞም ይመጡ. ሕጂ ክኣ ዝቤ ተንባን ዝብኣ ኢትዮጵያ ኣቢ ኣራዓሮ በልኣዎም. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.

  • @user-zx4gx1vr8i
    @user-zx4gx1vr8i 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣየ ወኻሩ አባክ ሓንጎል ሒዝኩም, መዓስ ኮን ዩ, ከም ሰብ ትሓስቡ. ኣንቲ ኣንጭሕዋ ብበትምህርቲ ሰውራ ኣይትሸክት.

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 4 หลายเดือนก่อน +2

    ንሕና ደቂ ሱውኣት ብድሕሪኦም አቶም መራሕቲ ኣዛቤ ምኻኖም ተረዴና. ንሕና ደማሙ አና ንጉሆ ገትና ንሓጥብ ኣሎናዩ አትመልስ.

  • @mypresidentwufuy4219
    @mypresidentwufuy4219 4 หลายเดือนก่อน +1

    Kuburat memahran mara ye zfetwekum 😊🥰💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @danielteklit7705
    @danielteklit7705 4 หลายเดือนก่อน

    Semar & Tesfay by far my favorite guests. Yodit my sweetheart host. Love and enjoy watching you guys. Thanks.

  • @DarsaMussamohamed-zj8gp
    @DarsaMussamohamed-zj8gp 4 หลายเดือนก่อน

    Sey asey natey halaley Habesha bflay deqi awra awra. Thank you so much for this great job. Yodit and so and to so.

  • @merihsenaykebid
    @merihsenaykebid 4 หลายเดือนก่อน

    ካብዛ ገዛ ክጠፍኡ ዘይብሎም ሰባት ተስፋይን ሰማርን ወትሩ ነመስግነኩም: ከምኡ ውን ንዓኺ ዮዲታ።

  • @adammengis881
    @adammengis881 4 หลายเดือนก่อน

    Please yodit don’t let them to go other channels.
    They are brilliant.

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 4 หลายเดือนก่อน +2

    ስላም ስላም ዋእሮ መለይ ዬዲት ህግደፍ ህማም ባርያ ሂዝዎ

  • @samuelmichael1728
    @samuelmichael1728 4 หลายเดือนก่อน +1

    Keep it up you are doing a great job 🎉🎉🎉

  • @yohannestesfay3128
    @yohannestesfay3128 4 หลายเดือนก่อน +1

    Amharay adegy yeblelewo eber 1 ertaway awed adegey you are..awet nafash enka tigray tawet 10,10 and 5000,10,10 adey tigray lowha tigranes tigray tegre Eritrea 🇪🇷 ♥️..

  • @habtomfitwi
    @habtomfitwi 4 หลายเดือนก่อน +2

    የዱግ ሸር ኣይንብልን ዮዲታ ክክክክክክምምም

  • @user-jg7sv8ff6e
    @user-jg7sv8ff6e 4 หลายเดือนก่อน +2

    ናጽነት ኣምጺኣ ትስደድ ኩላ

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 4 หลายเดือนก่อน

    መጹ መጹ ሊቃዉንቲ

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes8542 4 หลายเดือนก่อน

    Nfree like habuley...best of bests❤❤ajoka proud gifted❤❤ms mam Rgat❤❤

  • @user-zk7nu8kd5g
    @user-zk7nu8kd5g 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነስ ከም ናይ ሰማርን ተስፋይን ሓሳብ ድበልጽ ከድሕነና ዉን ዝክእል እዩ። መንእሰይ እንታይ ከም ዝብሉ ዘለዉ ነስተብህለሉ ብሉጽ ሓሳብ እዩ።

  • @solomonabraha327
    @solomonabraha327 4 หลายเดือนก่อน

    I really like the ideas

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 4 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ዮዲታ ምስ ኩቡራት ኣጋይሽኪ

  • @yonasaraya3159
    @yonasaraya3159 4 หลายเดือนก่อน

    Excellent persons

  • @Aswasn791
    @Aswasn791 4 หลายเดือนก่อน +3

    እዚ ሳልሕ ዝበሃል ሽፍታ ናይ ጀብሃ ድዩ😂😂😂

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 4 หลายเดือนก่อน

    እቶም ኣዛብእ ፍሉይ መቓብር ኣዛብእ ሰሪሖም። ሓፋሽ ከ፧?🎉🎉🎉

  • @abrhamyonas
    @abrhamyonas 4 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙💙✅

  • @habtomabay5276
    @habtomabay5276 4 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሰላም የሕዋት ብሓበራ

  • @fqrihaqi5453
    @fqrihaqi5453 4 หลายเดือนก่อน

    ብሒማር ዘይትጅምሪ ኢሉ ግደፍ ተስፋይ

  • @michaelissack9271
    @michaelissack9271 4 หลายเดือนก่อน +1

    100;%❤❤❤

  • @fthi3585
    @fthi3585 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Ali-horreAburus4823
    @Ali-horreAburus4823 4 หลายเดือนก่อน +1

    Ahay GUMA kab Arrata. HOOOORRRAAA, SANDAAA kab Arrata. Dan'kal waddi Arrata

  • @user-zn6mz8yl3b
    @user-zn6mz8yl3b 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሓቂ ኢዩ ካብ ከተማ ናብ በረካ ምህዳም መፍቶ ሻዕብያ ኢዩ ኮይኑ ህዝቢ ኤርትራ።ምክንያቱ ካብ ሻዕብያ ዝከፍእ ጸላእን ሑሱም ገዛእን ኣይጋጦሞን ዞሎ!!!?

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 4 หลายเดือนก่อน +4

    ኣየ ሻዕብያ ፈገር ፡ ዓቕላ ጸቢብዋ ፡ ሰብ ብስደት ኮብሊሉ ሰራዊት ምስ ሓጸራ ፡ ያኢ እዞም ኦሮሞ ተላዒሎም ኣለዉ ፡ እናበለት ሓዲሽ ጸላእቲ ፈጢራ ኣለ።
    ዓንጻር እዞም ሓደሽቲ ጸላእቲ ኦሮሞ ክትገጥም ፡ ካብ እዞም ተጋሩን ኣምሓራን ገለ ሓገዝ እንተረኸበት ከኣ እያ ፥
    "ንሕና ሴማውያን ኢና ፡ እዞም ኦሮሞ ኩሻውያን ከጥፍኡና ይመጹ ኣለዉ ፡ ብሓደ ሰሚርና ንመክት" ፡ እናበለት ብመልሓስ ጀበርቲ ኣይተ ስዒድ ኣወል ጌራ እተእዉይ ዘላ።
    እዚ ጀበርቲ ኣወል ስዒድ ኣብ ኣኽሱም ከይዱ ጂሃድ ዝኣወጀ ዶ ኸ ኣይኮነን፧
    ዝብእሲ ኣብ ዘይፈልጥዎ ዓዲ ገይሹ እንታይ በለ እዩ ዝበሃል ፥ ሰብ ቤት ፡ መገዲ መስዩና ኣሎ እሞ ፡ ንመደቀሲ እንዶ ኣጎዛ ኣንጹፉልና።

    • @estifanosghebrezghi3526
      @estifanosghebrezghi3526 4 หลายเดือนก่อน

      ሓቀካ ዘርባያ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.

  • @user-yx6gz9em4q
    @user-yx6gz9em4q 4 หลายเดือนก่อน

    zeyjewin eba aytzarebu abztiemeka konka eka tikelakel suk elka titefie dika beti zmexie maebel

  • @merhawidesbele2836
    @merhawidesbele2836 4 หลายเดือนก่อน

    ክክክክ ኣነ እቲ ኩሉ ግዜ ተምጽእዎ ኣርእስቲ የስሕቀኒ እዩ ::

  • @yosiefmokenen
    @yosiefmokenen 4 หลายเดือนก่อน +1

    💙💚💙💚💙💚💙💚💙

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሕጂ ንኦሮሞ ካብኡ nisimaliya nikeniya.ንሱዳን atilo.

  • @eskinderkiflemariam8316
    @eskinderkiflemariam8316 4 หลายเดือนก่อน

    Yodit, let's turn this into a debate. Why do they perpetually focus on griping about one issue rather than presenting and advocating for their own stance to sway public opinion? They should be working to persuade us with their ideas rather than grumbling about their adversaries.

  • @teklemicalgurja686
    @teklemicalgurja686 4 หลายเดือนก่อน

    ሓፋሽን ኣድግን ዝብእን ብልክዕ ገሊጾም ናይ ባሓቒ ንፋዓት

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes8542 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤FREE HERO TIC BEST ICON ❤❤HEROS TESFAY & SEMER❤❤❤❤

  • @habtomabay5276
    @habtomabay5276 4 หลายเดือนก่อน

    ኤርትራዊ'ነት ~ ን'ኤርትራውያን ካብ ሃገሮም አባሪሩ እዩ ።

  • @YGdud-is4gu
    @YGdud-is4gu 4 หลายเดือนก่อน

    ኣብነት በዓል ኣረጋይ ኣድጊ ነበር እንዶ ተዓዘቡወም ካብ ዝብኢ ሃዲሞም ዓዲ ሰብ ኣትዮም ንዝብኢ ሓዞም ብልዓዮም ይብሉ በለጾም ጽባሕ ዋጋ ከክፍሎም እዩ ሕጊ ዘመደይ ኣደይ ዝብል ምድንጋጽ የብሉን 🐬🐬🐬🙏🌏🌏🌏

  • @eritr
    @eritr 4 หลายเดือนก่อน

    Komalt Agame kondafat Agame

  • @tesfaldetabrha772
    @tesfaldetabrha772 4 หลายเดือนก่อน

    ዮዲታ ዎዕሮ ትግራወይቲ እዚ ትገብርዮ ዘለኺ ስራህ ምንም መግለፂ ቃላት የልቦን ቀፅልዮ::
    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @berihuembaye7210
    @berihuembaye7210 4 หลายเดือนก่อน

    ክገርመኩም ክሳብ ሎሚ ምስ ትህብዎ ሓሳብ ይሰማማዕ ኔረ ሕጂ ግን ኣይግድን

  • @afewerkemha2894
    @afewerkemha2894 4 หลายเดือนก่อน

    ተስፋይ ሰማር ቃልሲ ኣድላዪ ኣይነበረን ዝብል ሓሳብ/ኣምር :ምስ ተፈጥሮ ስነ-መጎት ደቂ ሰባት ይጋጮ። እቲ ሓሳብ ነጻነት/ መሰል/ምምዕበልና ትማሊ፣ሎሚ ርትዓዊ ሓቂ ኢዩ። እንተ በቲ ሓሳብ ዝወፈረ እሞ ብመንጽሩ ካብ ዝነበረ ባርነትን መግዛእትነ ዝኸፍኤ ኮይኑ ተረኺቡ። እዚ ዝኾነ ግን እቲ ሓሳብ ጌጋ ስለ ዝነበረ ኣይኮነን። ካብ 50ታት ክሳብ ሰብዓታት ዝነበርዎን ንክቃለሱ ዝደፋፍኦም መግዛእታዊ ኣድልዎ ቑጠባዊ ስእነት ስዴት ነቢሮሞ ኢዮም። ተስፋይ ሰማር ናይ ትማሊ ትረዃኹም ወጊንኩም ኣብ ሎሚ ሃልዉ፣ ትማሊ ታሪኽ፣ጽባሕ ምስጢር ሎሚ ድማ ህያብ ኢዩ ይብሉና። ንሎሚ ምስ ሎሚ ኹኑ፣ ይኣክል ብዝሐለፈ።

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 4 หลายเดือนก่อน +1

    ንማሳሰልና ጅራ ዘለውን ጅራዘይብሉ አና....

  • @yohannestesfay3128
    @yohannestesfay3128 4 หลายเดือนก่อน +1

    Ertaway 1,4..I'm ertaway werasay TDF. I'm,,,

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes8542 4 หลายเดือนก่อน

    %

  • @bynamtensae1165
    @bynamtensae1165 4 หลายเดือนก่อน

    _/ 100%. B'HaQi GoBeZaT.

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነኸ አኤንታይ ምበልካን 43 ኣመትሓድመ ጅነራል ዶ ምሸለምካን.

  • @habtezekarias6109
    @habtezekarias6109 4 หลายเดือนก่อน +1

    These men are contraversial ,

  • @erivoice4633
    @erivoice4633 4 หลายเดือนก่อน +1

    Ab adkum koynkum dea zeytkalesu nskum 😂😂

  • @mengeshawelehslassie5403
    @mengeshawelehslassie5403 4 หลายเดือนก่อน

    Gdofuna bejakatkom reggaeton alokom tesreat kanzi halfo zegberowo yeblebomn Alexis nskom ekom Sarah adivinha tzarebo zelekom bejaka nseki bemejemrya neseb kemzi gerka mewrd yeln nsokom be amarga Mn ybalal meslacho komata komata kalalkew gebche lftft Elal?

  • @TEAMETESFAY-sx1zy
    @TEAMETESFAY-sx1zy 4 หลายเดือนก่อน

    ሳልሕ ብዕሉ ትግራዋይ ኢዩ ሳልሕን ናስርዑመርን ኣብርሂም ስርጅን ክሙኡውን ብዙሕት ኣልው እቲንሕና መንነትና ትግሪኛ ኢዩ ዝብልህዝቢ ከብሳ ትግሪኛትዛርብይ ንተጋሩ ምድጋፍ ስንባድ ኣትዩዎም ጠፍእና ብምባል ኣልናህዳ ትብልውድብ ፈጢርም መንኢኹም እንተበልካዮም ንሕና ኣንጻርህግደፍ ኢና ክብሉ ጸኒሕም ናይ ትግራይን ኢረትራን ኢትዮጵያን ውግእ ምስተጀመረ ብታሕጓስ ፍንጭሕሎም እዚውግእ ናይትግሪኛ ወይናይክርስቲያን ኢዩ ንሕናድማ ኣንዳሻሂ ክፍ ኢልና ጥፋቶም ክርእየና ኢዩ በቲ ሕደወገን ኣንጻር ህግድፍ ክብሉጸኒሖም ግምጥል ኢሎም ንሕና ምስመንግስትና ኢና ክብሉ ኣይሕፍሩን እቲ ዕድልህዝብና ክጽብቅ ድማ ኢቲ ኢስያስ ዝወጠኖ ሽርሒ ብሳላጀጋኑ ተጋሩ ኣሕዋትና ድሕነትሕዝብና ተረጋጊጹ እምበር ኢስያስ ዳግም ኣብትሕቲ ኣምሓሩ ኢዪ ክሕብረና ፈቲኑ ሳላተጋሩ ኢረትራ ድሒና በዓል ኣብርሂም ስራጅ ድልየቶም ስለ ዝፈሽለ እንሆ ኣብሃለውለው ኣትዮም ኣስተብህል ኤሪትራዊ ፖሮግራም ናይ ሳልሕጀሃር ሕደግኛ ኣንጻር ትግሪኛ ኢዩ ጎስጓስ ዘካይድ እሞድማ መንነትካ እንታዪ ኢሎም ምስሕተትዎ ኣነመንነትይ ሓብሻ ኢየ ይብል ምጅመርያ ሕበሻ መንነታይኮነን ንሱግን ንምትላል ዝበሎ ኢዩ ስለምታይ ወይትግራዋይ ኢየ ውይድማ መንነትይ ጀበርቲኢየ ዘይብል ስለዚ ካብዞም ሕደገኛታት ንጠንቀቅ ኣተኩርና ንተዓዘቦም

  • @cellam1960
    @cellam1960 4 หลายเดือนก่อน

    አድጊ ትሐይሽ ካባኹም ሀደምቲ

  • @alemseged3426
    @alemseged3426 4 หลายเดือนก่อน

    ንምታይ ኢኩም ሕቶ ምሕታት ትክእዎ ዬዲት ተሪርኪ ሓሕተትዬም ሕቶ ክተልዕሊ ከለኪ ይዕብሉልኪ ኣለው

  • @yosiefabraha967
    @yosiefabraha967 4 หลายเดือนก่อน +1

    Btesfsy kgmr btesfsy kgmr bsemhar kgmr zeyblu aflbka zeeks abet akli semhsr

  • @aronafeworki19
    @aronafeworki19 4 หลายเดือนก่อน

    ሕጂ ከአ ናብ ኦሮሞ ከይዶም ምታንቲ ማንካ ምዕማጽ ድዩ ዝደሊ ዘሎ አወል ስዒድ እዞም ባራዩ።

  • @Robeltk
    @Robeltk 3 หลายเดือนก่อน

    ድስ ክትቡሉኒ ኩሉ ተግብርዎስ ከምዚ ምዕባይን ምንኣስን የሕዋት ኮይንኩም ኢኹም ትስምዑኒ

  • @AchillesGobez
    @AchillesGobez 4 หลายเดือนก่อน

    😂😂 ተስፋይ አንዳ ማሃረ ይስሕቀካ፡ ኣድጊ ከማን ንጸርፋ አና ዘለና አኤርትራዊት አልና😂😂😂ሞይተ

  • @10000rituals
    @10000rituals 4 หลายเดือนก่อน

    😂

  • @user-ee4zt5cq7i
    @user-ee4zt5cq7i 4 หลายเดือนก่อน

    ሰሜቲክ= እስራኤል ን ዓረብ ጥራሕ እዩም::

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes8542 4 หลายเดือนก่อน

    K-SBUKU AADUG 😂

  • @dawitabrha9079
    @dawitabrha9079 4 หลายเดือนก่อน

    አቲ ሃገራውነት ብፋላይ ኣብቲ ቢሂረ ትግርኛ ኢዩ ከም ዝጸንት ጊርዎ ።አብቲ አስልምና ወገን ዝያዳ አብ ሃይማኖት ኢዮም ዝያዳ ዋጋ ክከፍሉ ዝደልዩ።

  • @mengeshawelehslassie5403
    @mengeshawelehslassie5403 4 หลายเดือนก่อน

    Becakatkom atom sebat Janey zmexako Kerant ekom ekom ?nskom kedea nmntay an adi hager kokom tqayeko alekom?hjigi nbalkum senior ekom abizi aytzmona.

  • @efremnuguse9740
    @efremnuguse9740 4 หลายเดือนก่อน

    Nay huluf anda gaeru entay kber ybluna alewu. Atum sebat nay hiji entay ngber nhseb!!!!!! Ane eziom 2 sebat entay eyu hasabom ayrdeanin u!!!!!!

    • @Ayngage
      @Ayngage 4 หลายเดือนก่อน

      Sebat dyom ke?

  • @stephencurry.30336
    @stephencurry.30336 4 หลายเดือนก่อน

    ስነ ምግባር ዘይብሎም ብመሰረቱ ስነ ልቦና ህዚቢ ኤርትራ ዘይፈልጡ ካብ ናብ ሰብ ናብ እንስሳ ዚቀርቡ አነስ ስቅ ኢለ ንክልቴኩም ክጥምተኩም ከለኩ ናይ አብዑር ዓሌት ዘለኩም ኮይኑ እዩ ዚስማዓኒ።

  • @FunnyGlaciers-lg1cj
    @FunnyGlaciers-lg1cj 4 หลายเดือนก่อน +1

    አንቲ ኻበይ ኢኺ አምጺእኽልና እዚአቶም አይብሉዑ አይስተዩ

  • @user-oo9jp9qz6w
    @user-oo9jp9qz6w 4 หลายเดือนก่อน

    እዚኦምሲ ናይ ብሓቂ የእዱግ ኢዮም። ንምታይ ኢኺ ሜዲያኺ ተበላሽዊ ዮዲታ። ካብዚኦም ዝመሃር ሕብረተሰብ ኣለና ዲዩ ናይ ብሓቂ?

  • @cellam1960
    @cellam1960 4 หลายเดือนก่อน

    ዘርኢ መርገም ለፍለፍቲ አተዐባብያ ዝበደለኩም ኤሕባይ ኢኹም ታሪኽ ሐዝቢ ኤርትራ ተማሀሩ

  • @user-ef1ml6cf7f
    @user-ef1ml6cf7f 4 หลายเดือนก่อน

    ክልተ ደቃሉ ደናቁር ደቂ ሙውታት ሃሰውቲ ጸረፍቲ ኣቦታቶም ህሱራት ልውትን ክክክክክክክ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂ለካብት

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሓሶት ይቕልቡካ. ሰመቲክ ግ. ኩሺ.

  • @semirtekle6428
    @semirtekle6428 4 หลายเดือนก่อน

    ፎእ ገስራጥ 👎👎👎👎👎

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 4 หลายเดือนก่อน

    መጹ መጹ ሊቃዉንቲ