መንገድና ሓንቲ ያ፥ ዘጋጊ የብላን!!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ม.ค. 2024
  • መንገድና ሓንቲ ያ፥ ዘጋጊ የብላን!! መደብ ምስ ኣቶ ጠዓመ
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 162

  • @abyel-je4pg
    @abyel-je4pg 6 หลายเดือนก่อน +9

    ካልእ ቃላት ዘትጥቀም እንጀን ክትብል አምሲካ አከለ ጉዛይ ዝዕንቅፎ ቃልሲ የለን ንባርነት ግን አይንቅበልን ።

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +3

    ደምና ደም ደምብያ ደምበዛን ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ዝተሳቀና ብሄረ ኣገው ቢለን ኢና ኽፍኣትኩም ኣምሓሩ ኢዮም ኢልኩም ክተውርዩ ቒቒቒ ተዋህዶ ቐሺ ኺዳኑ ዝብኢ ዝቅየር መርገምኩም ይጅምር ኣሎ !

    • @user-ue3kb6lt2t
      @user-ue3kb6lt2t 6 หลายเดือนก่อน

      ኣጆኻ ካብ አገው ንውለድ ኢና መብዛሕትና 🤣እቶም ስልጣን ንበይኖም ዝደልዩ ጎንደሬ, ተምቤን, ዓድዋ ኢዮም ንኹሉ ዘባልዑዎ ዘለው ክቡር ሓው

  • @Shaebiya.tsereharestay
    @Shaebiya.tsereharestay 6 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ትንታነ ጠዓመ፡ብፍላይ ገንዘብና ሓደራ ስቅ እልና ኣይንነስንሶ፡እወ ዳግማይ ግምት ክንገብር ኣለና 💙💙💙🌾🌾🌾

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +2

    ሓውና ንናሳሕ በል ተዋህዶን ዘምሓርሓሩን ሉኡኻት ሳጥናኤል እዮም

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 6 หลายเดือนก่อน +1

    በይኖም እዮም ዝዓጉ ካልኦት ኣውራጃታት ክቐርብኦም ኣይደልዩን ኣየቕርቡንዮም ብልክዕ መጺጽቲ እዮም ኣብ መድያ ነንዝቐረበ ከውርዱ ክቕንጽሉ ስራሕና ኢሎም ሒዞሞ ኣሎው ሽዑ በዚሖም ዝብሉና ኣብ ገዝኦም ከድናዶ ከነምጽኦም ኢና ኢሎምዮም ዝሙጉቱ ሕማም ስልጣን ኢዩ ዘሎዎም። ናይ ብሓቂ ሃሳይ ዕላማ ኢዩ ዘሎዎም ይኽደነና ኢዩ ዘብል።

  • @almazmokenne9705
    @almazmokenne9705 6 หลายเดือนก่อน +1

    YODITA Thank wonderful honest person

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኽፋእኩም ኣምሓራይን ተዋህዶን ተቀይርኩም ህዝብታት ኢስጦጵያ ዘሳቀኹሞም ደም ደምና የእዊ ኣሎ

  • @mengistuabasgedom9330
    @mengistuabasgedom9330 6 หลายเดือนก่อน

    You right ✅ጣዓመ በይነክ. ምቅላሲ. ኢዩ. አማራጺ።

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie3669 6 หลายเดือนก่อน

    Merhaba kubur haw naybhaki xbuk tntane eu You are absolutely right and it’s well said incredibly

  • @AteshmGonetz-mk3lg
    @AteshmGonetz-mk3lg 6 หลายเดือนก่อน

    Brother you are well saying, very nice explaining ❤❤❤❤

  • @hiwetabraha1876
    @hiwetabraha1876 6 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙👍👍👍

  • @matthewshaile5072
    @matthewshaile5072 6 หลายเดือนก่อน

    Very true 100/100 thanks 👍

  • @tesfaymeles4614
    @tesfaymeles4614 6 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቅ፡ኣለኻ፡ጣዓመ።

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 6 หลายเดือนก่อน +1

    አትሓርነት ነንገዛካ አዩ.

  • @tesfuhat.407
    @tesfuhat.407 6 หลายเดือนก่อน +1

    ልቢ እሎም ሳንቡእ ሰኪዖምሉ። መስኪን

  • @AteshmGonetz-mk3lg
    @AteshmGonetz-mk3lg 6 หลายเดือนก่อน

    አባሃህልኻ ብጣዕሚ ሃናጺ ርእይቶ ኢዩ፡፡ ክንማሃር ኢዩ ዝግባአና እቲ መድያ ዓቢ ተራ ኢዩ ዝጻወት አኮሎጉዛይ ሃገራዊ ድሕነት ኮይኖም አብ ውሽጢ ዓዲ ሰብ የጥፍኡ አለው፡፡ አብ ስደት ድማ ናይ ብሓቂ ተቃለስቲ ኢዮም ግን ገለ ዝጎደለ ነገር አሎ፡፡ ዮዲት ናብ ሕቶኺ ክንምለስ አብ ግዜ መንካዕ እኮ ባዕለቶም ኢዮም እኮ አከለ ጾማ ሓዲራ ሓማ ተደሪራ፡፡ አከለ ጉዛይ ደአ ትግራዎት ኢና ይብሉና አለው፡ ሽግርና ናይ መንነት ድዩ ወይስ ናይ ሓርነት፡፡

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 6 หลายเดือนก่อน

    👍👍👍 💙💙 🌿🌱🌿 💙💙 ✌️✌️✌️
    Thank you.

  • @amantewelde5385
    @amantewelde5385 6 หลายเดือนก่อน

    ታሐሚስካ ህልም በል

  • @simonhaile5777
    @simonhaile5777 6 หลายเดือนก่อน

    መን ድዩ ናጽነት ኣምጺልካ

  • @amantewelde5385
    @amantewelde5385 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሐሳውን ፈረቑን

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 6 หลายเดือนก่อน

    Selam yodit and teame hekana eu

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 6 หลายเดือนก่อน +1

    Ata Akela guzay hef abilna ntgray knwesda ena

  • @user-ep9fl3vy8s
    @user-ep9fl3vy8s 6 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @TEAMETESFAY-sx1zy
    @TEAMETESFAY-sx1zy 6 หลายเดือนก่อน

    ኣቶ ጠዓመ ከምወድቲ ከባቢ ምኳንካ ህዝቢኮሎጉዛይ ዘይትፈልጦ እንተዘይኮይኑ ደግምካ ዕጽንዓዮ እዚህዝቢ ካብሊዕሊ ክልተሚእት ዓመት ዝነበረ ጥርናፈ ኢዩ ክሳብ ሕጂውን

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +2

    ኣከለጉዛይ ርኹስ ኣምሓርኛ ዝዛረቡን ጠንቖልትን ኮንንዎም

    • @Slove5127
      @Slove5127 6 หลายเดือนก่อน

      Hasawi, Akele guzay kilal kelo wixat eyu zihzekum. Hixubat meanta eyom

    • @Shaebiya.tsereharestay
      @Shaebiya.tsereharestay 6 หลายเดือนก่อน

      😝😝😝😝ሰነፍ

  • @azeabgkidan5508
    @azeabgkidan5508 6 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏

  • @redaezaki4495
    @redaezaki4495 6 หลายเดือนก่อน

    ኣከለ ዘጽልኦም ሓቂ ምዝራቦም እዮም ካልእ ትም ኢላ እያ ትግንባሕ ።

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 6 หลายเดือนก่อน

    እንጀራ እዝጊ ብላዕ ሓቀኛ ሰብ ፍሉይ ፍጥረት፡ ኣከለጉዛይ ሰንኪ ራሻይዳ የመንዮም።

  • @EmbeytoFredrikstad3340
    @EmbeytoFredrikstad3340 6 หลายเดือนก่อน

    ወይ ጉድ፡ ኣውጽእዎ እቲ ዘዕበየኩም ኣተሓሳስባ። ዮዲት ንፍዕቲ፡ ጽቡቕ ሕቶ

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 6 หลายเดือนก่อน +1

    ወድሓዎቦይ መርድ ናይስዉ አቲ ካቢ ሙሉ ኤርትራ ደቂ ኣኮሎግዛይ አዮም. ድድገም ዘረባዩ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.

  • @saimonteklemicael7286
    @saimonteklemicael7286 6 หลายเดือนก่อน

    🎉shigr hizom zimetsu

  • @saimonteklemicael7286
    @saimonteklemicael7286 6 หลายเดือนก่อน

    Tegadalay yelen

  • @hiwetkahsay7263
    @hiwetkahsay7263 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሓሰዊ ክዲ ርብዖም ስራሕ ለክባጥ

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሽግርና ተንቤን ኢትዮጵያ አዩ.

  • @TEAMETESFAY-sx1zy
    @TEAMETESFAY-sx1zy 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣንቲ ዮዲር ካበይ ኣምጺእኺዮ በጃኺ ያዕ በሊዮ

  • @berhanemeskeltewelde4301
    @berhanemeskeltewelde4301 6 หลายเดือนก่อน

    ዮዲት ብሕያውነትኪ ከምዚ ጠዓመ ዝበልክዮ ኣብ መዲያ ምቕራብ ጌጋ አዪ።መአሰሪ ዘይብሉ መሰረት ዘይብሉ ዘረባ ሃለውሎው ዝበል ሰብ ክተቕርቢ ጌጋ አዩ።

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 6 หลายเดือนก่อน +1

    No arki yelon MS azatom hesabna bebainu eu

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 6 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ናይ ብዓል ጥዓመ: ትብዓት'ምበር: ሓሶትን ገለን: ዘለዎ ኣይኮነን።
    ትኽ ኢልካ: ብዛዕባ ናይ ብሓቂ: ኣብ መሬት ዘሎ ኩነታት: ምዝራብ ኣይተለምደን።
    ቀስ ኢሉ ክልመድ ግን ተስፋ ንገብር።
    እንሃለ: ናይ ብዓል ተስፋይን ሰማርን እውን'ኮ: ድሮ ተለሚዱ: ብዙሕ ተቀባልነት: ክረክቡ ንርኢ ኣሎና።
    Thank you.

  • @merrygebrekidan7672
    @merrygebrekidan7672 6 หลายเดือนก่อน

    Zisebay slemntay yharmena alo

  • @Afowerkisenay431
    @Afowerkisenay431 6 หลายเดือนก่อน +1

    Ewa anta ezom agaysh lomi entay koynom fo men galfenet hebwom halfenet n akle or hama on seraye tekalisom yekalusu eyom zelewu ezom zelewu hegie

  • @letinak4559
    @letinak4559 6 หลายเดือนก่อน +4

    ሐሕዝን ኢዩ እዚ ኩሉ መእሰይ መሪርዎ ተኣኪቡ ዘሎ ወዲ ኣኮለጉዛይ ክትብሎ ዓገብ

  • @fp6521
    @fp6521 6 หลายเดือนก่อน

    Merat naykl seb ziwesd eyou

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 6 หลายเดือนก่อน

    እዚ ጥዓመ ሓቂ ኢዩ ተዛሪቡ የቐንየልና ንክልቴኹም።

  • @tsegabutsamlak9976
    @tsegabutsamlak9976 6 หลายเดือนก่อน

    AKLATKA TEKOREXE HASAWI MYTELAMIT HEGYI TEXEBE

  • @fretatesfay343
    @fretatesfay343 6 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💪💪💪👍👌✌✌✌

  • @kirostadese111
    @kirostadese111 6 หลายเดือนก่อน

    ኣቶም ኣከለ ጉዛይ ቀንዲ መጽሊኦም ተጋሩ የሕዋትና እዮም ። ሰለ ዝብሉ ብብዝሒ

    • @Hereawnet
      @Hereawnet 6 หลายเดือนก่อน

      ሕሱው ኣቢልካ ሓቂ ኣውጽእዎ

  • @samuelasfha1028
    @samuelasfha1028 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣይኒ ፍታሕ እምጽእ ?ሕቶ ተምጽእ መን እዩ ክምልሰልካ ብሓፈሻ መእሰሪ ኣይረከብኩሉን ዘረባካ።

  • @victorfreedom1967
    @victorfreedom1967 6 หลายเดือนก่อน

    One step forward and two steps backwards. This is the way we are going. It is so sad.

  • @TEAMETESFAY-sx1zy
    @TEAMETESFAY-sx1zy 6 หลายเดือนก่อน +2

    ሱቅ በል ደንቆሮ

  • @fp6521
    @fp6521 6 หลายเดือนก่อน

    Abehgoka entkona amasi eyou ryru

  • @rezenedebesay5275
    @rezenedebesay5275 6 หลายเดือนก่อน

    Ezi nay germen aytegannwo bejakum sakit eyiom kurub sebat ab wala hade zeybetshu eyiom .

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 6 หลายเดือนก่อน +1

    ወዲ ይሕታ ተንቤን ሓንቲ ኣውራጃ ተኣገርግር ኣላ ጀጋኑዮም ኣኮሎገዛይ መስተውኣልዮም ፍተውዋ ትልኣዋ.

  • @TEAMETESFAY-sx1zy
    @TEAMETESFAY-sx1zy 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቲ ዩዲት በጅኺ ኣልግሲዮ

  • @mibrakwberhe494
    @mibrakwberhe494 6 หลายเดือนก่อน +2

    ኣክለጉዛይ ኩሎም ተቅስለስትዮም አቶም ሰራየ ግን ሕማቕ ጉርሒዩ ዘለዎም ብብቃተን ኣየርክብዎንዮ ሓቂ ዘይንዛረብ

  • @Slove5127
    @Slove5127 6 หลายเดือนก่อน

    Deki Akele guzay beynika miklas eyu zewaxiaka, mekniyatu. Kindaka kimexu aykielun eyom btibat ykun bhilna feximom kindi wedi Akele guzay kimexu slezeykielu eyom. Ab kunat gin wedi Akele guzay eyom zidelyu.

  • @habtegebrieltedla4749
    @habtegebrieltedla4749 6 หลายเดือนก่อน

    እዚ ሰብ ዝዛረቦ ዘሎ መቕጸሪ የብሉን

  • @bobomega1836
    @bobomega1836 6 หลายเดือนก่อน

    ሙሴ ካሕሳይ ኣምጽእልና

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 6 หลายเดือนก่อน +1

    Yemin nay awraga hemasen eu nru

  • @tesfaitesfu6367
    @tesfaitesfu6367 6 หลายเดือนก่อน

    The solution is akelo guzai to creat exclusive movement. Another option is confederation with Tigrai leave those tirifraf.

  • @teweldenegusse1345
    @teweldenegusse1345 6 หลายเดือนก่อน

    ኢንጄን እየ ኣነ ግን ተሪፉ እንድዩ ሎሚ ድኣ። ሞብስቦ ስኢና ኣይንፈልጥን። ብዝኮነ ግን ግልጺ ስለዝተዛረብካ ጽቡቅ ቀጽሎ

  • @russomghirmay4043
    @russomghirmay4043 6 หลายเดือนก่อน

    Ezi wedi kab sne fltet naxa eyu

  • @fp6521
    @fp6521 6 หลายเดือนก่อน

    Nsika Tarik tmahirka me se ab snadegle tewahdo emnt aynebrn

  • @semereamanuel686
    @semereamanuel686 6 หลายเดือนก่อน

    ata brhane hamasie elaka tmskr tegagika

  • @saimonteklemicael7286
    @saimonteklemicael7286 6 หลายเดือนก่อน

    Korsi ngho endhri deyelo

  • @sy5545
    @sy5545 6 หลายเดือนก่อน

    Overall, he is saying the “FACTS”👌🏽
    *acceptance is important….
    * Covering the FACTS is not helpful.
    * Overly scrutinized even if one over performs to unite others.
    * Eg the race issue in USA is being discussed openly & tried to be addressed instead of covering it & pretending all is good, which is nice. Let’s learn from it…🙏🏾

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 6 หลายเดือนก่อน

    ኤርትራዊ ክመርሓኒ አይምነን እየ

  • @ElaweiGebrexgabher
    @ElaweiGebrexgabher 2 วันที่ผ่านมา

    Buzobatat tefalalka ftahe ketemce tkeldo

  • @saimonteklemicael7286
    @saimonteklemicael7286 6 หลายเดือนก่อน

    Kab my tseba

  • @tesfaymeles4614
    @tesfaymeles4614 6 หลายเดือนก่อน

    ኣከለጉዘታይ፡ትግራዋይ፡ጥራይ፡እዩ፡ዘዋጽኦ።

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣኮሎግዛይ ኣብይድያ ትርከብ ኣብተንባን ያሕታድያ. ይምርሑ አንተተማሕሮም ብሕጊ ቁዋም አንተኣፍቕድሎም.

  • @saimonteklemicael7286
    @saimonteklemicael7286 6 หลายเดือนก่อน

    Hamasen seraya akologzay aykonen eentytkors entay tmsah entaye tdrer eyyu polotica

  • @amantewelde5385
    @amantewelde5385 6 หลายเดือนก่อน +1

    አታ ነይ መን ድርባይ እዩ

  • @tesfaymeles4614
    @tesfaymeles4614 6 หลายเดือนก่อน +1

    ከምዚ፡ወዲ፡እዚ፡ሓቂ፡ዝዛረብ፡ኣይራኣኹን፡ብፍላይ፡ንከለጉዛይ።

  • @abrahamberihanes9589
    @abrahamberihanes9589 6 หลายเดือนก่อน

    Yodita eza hager gele mergem alewa
    nziserh seb akindi tsiebo tieinkfo.

  • @user-ue3kb6lt2t
    @user-ue3kb6lt2t 6 หลายเดือนก่อน +5

    ኣኮሎጉዛይ ዓማጺ ኣይቕበሉን ኢዮም

  • @saimonteklemicael7286
    @saimonteklemicael7286 6 หลายเดือนก่อน

    Abhigi deykedu

  • @fp6521
    @fp6521 6 หลายเดือนก่อน

    About nerka dika mental title zeleka yajsus

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብሰንበል ገዛ ናይ ጉልሓፍተይ ኒ ወዲ ኣድቅ ይሕ ሕቦሙ አሳክኣ ጉል ሓማሰንያ አዚ ወዲ ተንባን ሓማሳንን ኣኮሎጉዛይ ንምውዳኤዩ.

  • @humanity4477
    @humanity4477 6 หลายเดือนก่อน

    Hto lena enteylom ymleselom

  • @meharigebremariam7435
    @meharigebremariam7435 6 หลายเดือนก่อน +2

    He’s keep saying the same thing doesn’t even make sense. that is radiculose

  • @JusticeGrace-fi1mq
    @JusticeGrace-fi1mq 6 หลายเดือนก่อน

    I sadly learnt that PFDJ penetreating and dividing BIrigadnhamedou via awrajas ..if this movmt fails it shall be inevitably the end of Eritrea

  • @samuelasfha1028
    @samuelasfha1028 6 หลายเดือนก่อน

    Confusion ዋላ ምሓዝ ስኢነዮ ! ኣከለጉዛይ ይቀይሩ ኣካይዳ ትብል ኣልዒለካ እንታይ ዓይንት ኣካይዳ ክክተልሉ ይግቦኦም ?

  • @user-eg1ex8fx5g
    @user-eg1ex8fx5g 6 หลายเดือนก่อน +1

    ፍቅሪ ምትሕልላይ፡ሸግርካ ብሐሳብ እምበር፡ብሐይሊን ጎነጽን፡ምፍታሕ ግን፡መገዲ ፍትሕን፡ለውጥን አይኮነን።እሞ ንፋቀር ተሐላለ።

  • @user-ue3kb6lt2t
    @user-ue3kb6lt2t 6 หลายเดือนก่อน

    ናይ ዓሌት ከይንብሎ ካብ ኣኮሎጉዛይ ዘይውለድ የሎን ደቒ ሰራየ ይኹኑ ሓማስየን ደቒ ኣስገደ ሳሕል ዘለው ስለዚ እቲ ሽግር ካብ ካልእ ዝመጸ ሕብረተሰብ ኢዮም

  • @saimonteklemicael7286
    @saimonteklemicael7286 6 หลายเดือนก่อน

    Hiwkot eyu

  • @humanity4477
    @humanity4477 6 หลายเดือนก่อน

    LIETAWYAN.

  • @yohannesasmelash224
    @yohannesasmelash224 6 หลายเดือนก่อน

    Azi tegadaly kikewn alewo ati tsgem naytom zabiu zelewu anber ati zikales seb yteale elka ktzareb kunua aykonen

  • @Tesfit-qj2nj
    @Tesfit-qj2nj 6 หลายเดือนก่อน

    ::

  • @user-ue3kb6lt2t
    @user-ue3kb6lt2t 6 หลายเดือนก่อน +3

    ሱቕ ምባል ምሓሸካ

  • @user-ue3kb6lt2t
    @user-ue3kb6lt2t 6 หลายเดือนก่อน

    ዝወረዳ ኣኮሎጉዛይ

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 6 หลายเดือนก่อน

    Brawo nernaena fek mehakti srat agdef nata asr ei hiza tkeid eu

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 6 หลายเดือนก่อน

    Ftah MS aiana drar msab eu hji nhna MS tgray Kona knkales alena

  • @thedawnlight3902
    @thedawnlight3902 6 หลายเดือนก่อน +2

    ደንቁርና ሰለ ዘለኩም እንበር ደቂ-ኣከለጉዛይ መን ዶ ልዕሊ ሰበኩም ተቃለሱ ኢልኩም እዩ። ተማሃሩ፡ ስርሑ፡ ገንዘብ ግበሩ እዚ ፖለቲካ ደሕሪ ሰብኩም ኣትሪፍኩም ኣብ ድንቁርናን ድክነትን ትነብሩ ኣለኩም። ሰብ ካብ ዕሸነቱ ክንዲ ዝመሃር ተገቲርኩም ክኣ ንሕና ንሕና ትብሉ፡ ንስኩም ተዐውትዎ ቃልሲ የለን ነቶም ካልእ ግደፍሎም፡ ግደፉልና ይብልኩም ኣለዉ ፡ ከም ሃመማ ዕጉግ ግደፍዎ ፡ ኩሉ ሰብ ፈንፊንኩም፡ ትቃተሉ ክኣ ንሓድሕድኩም ኢኩም።
    ዝኮነ መንእሰይ ኣከለ-ጉዛይ ካብዚ ቃልሲ ጠቅሊሉ ክእለ ኣለዎ ግዜኩም ነብስኩም ኣብ ምምዕባል ኣሕልፍዎ። ቃልሲ ብሰንኩኩም ይፈርስ ኣሎ።

  • @ghirmajtekie5187
    @ghirmajtekie5187 6 หลายเดือนก่อน

    Ziserih eyu zihime! And teqalesti eyom Deqi akeleguzay! Deqi akeleguzay kab qalsi tealyu malet qalsi dew elu malet eyu! FNITO!!!

  • @Sdeddtd2565
    @Sdeddtd2565 6 หลายเดือนก่อน

    ኪድ ሓሳዊ መምስወጻከም አሰቡት ክትኮኑ ምሐፈርኩም ተካል ዓይኑዓይኒ በየነ ጨምጫም እሱኹምሲ እንኳዕ ወጻእኩሙላ እዛ ኤረይ ሓላል ዕድለኛ እያ

  • @merimehari2577
    @merimehari2577 5 หลายเดือนก่อน

    በጃኺ ዮዲት አዚ ስልጣን ዝበሃል ዘረባ ከምይ አሉ አዩ ቃልሲ ኣብ ምጅማሩ ስልጣን ዝደልዩ

  • @open795
    @open795 5 หลายเดือนก่อน

    ዮዲት ናትኪ ሾው ይመፅጽ ኣሎ።መዓል ጠዓመ ኣዚዮም ድሑራት እዮም " እንጄን እንዳበለ ብእንጄን ወዲኡዋ ።ዋእ ፡ወይ ዓሻ ሙዓኮር ከምዘኽስሶ ኣይፈለጠን ዘሎ። ዝለዚ ዮዲት ዓገብ ምባልስ ይትረፍኪ ። ፈሊጥኪ ኣይፈሊጥኪ ኣጽቂጥኪ ሓሊፍክዮ ኣለኺ ። ኣቶ ጡዕማይ ግን ባዕልኻ መቃብርካ ኣይትፍሓር ዓሌት ዘናገብሬል ኩቡር መንነት ኣብ ሰራየ ይኹን ሓማስየን ዝርጉሕ መንነት ክንሱ " እንጀን " ከምሕማም እንተ ኣቀሚጥካ ግን ወላ እቲ ደንከለታይ እውን ከምዘይ ገድፈካ ፍለጥ ።

  • @SuperMobly
    @SuperMobly 6 หลายเดือนก่อน

    No 🕶 today.

  • @efremtesfamichael9167
    @efremtesfamichael9167 6 หลายเดือนก่อน

    Nska ke entay gerka kabti

  • @hagosateklemariam2889
    @hagosateklemariam2889 5 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ደንቆሮ ስብ ከይተወለደ ዘይተርፍፍፍፍፍፍ