I appreciat the program .But I would like to comment on some issues .One is Woldu or George are not representig ther religion nor nation.They are individuals playing the role of gamblers.Therefore let us teach the new generation how to be responsible for his future .Your thoughts are special and consistant .Fially I advise you not to use some words whish is not to be broadcast .
I love watching Zelenyo show I learn more and more. The Topic is very interesting. Yeah we have to use our camera eyes to find Chebbs and comb them out or clean them before they change...
እዞም ክልተ ሰባት ክመጾ ከለው ብጣዕሚ ባህታ ኢዩ ዝስማዓኒ ጀጋኑ ልክዕ ብልክዕ ናጽነቶም ሐርነቶም ዝአወጁ መንእስያት ከአ እዮም💙💙💙💙💙
Ney bhaki me too
እዚኦም ሰባት ዩዲታ ንግሆን ምሽትን እንተተምጽልና ዘይምነው እዩም thank you
ኣነስ ትግራወይቲ እየ ግን ትብዓቶምን ንቅሓቶም ኣጋላልፆኦም ዋው ኣደ ወለዳ ትምከን ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኩም ኣሓተይ ዮዲታ ተባዕ ጋል ኣነስተይቲ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Ajoki selamna kenewehes ena zehaftey
ሰላም ዮዲት ምስ ለባማት ደቕና
ከመይ ውዒልኩም ዮዲተይ &ሰምሃር& ተስፋይ ክቡራት የሕዋት
ኣምላኽ ይባርኩም ቀጽልዎ brothers and sister,
ኣነ በዛ ነብሰይ ነዞም ኣናብስ በላሕቲ የሕዋትና ዋላ ንሶም ኣይበሉ ምቅባሎምን ዘይ ምቅባሎምን ምርጫና እዩ። ግን ንኽንማሃር ኣምላኽ ዝላኣኸልና እዩ ዝመስለኒ 🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🤣 ኣይትሳኣኑ የቀንየልና ዮዲታ ሽኮር❤
ብጣዕሚ ናይ ዘመና ብሉጻት ኢኹም ዮዲታን ሰማርን ተስፌን:: እዛ ሃገር ተስፋ ኣለዋ ብኣኹም አብ ትሕቲ ኣምላኽ እሞ ይቀንየልና ቀጽልዎ❤❤❤
😅😅😅😅
ሜሮን ዝበሃል ዝኸሐነ ጽልኢ አብ ልዕሊ ተጋሩ አለዎ.ዕድምኡ ርጉጽ ጌሩ አይነገረን,ሰለዚ ካብቲ ዝበሎ ይበዝሕ እዩ
ቡሉፃት❤ብጣዕሚ ፁቡቅ ሐሳብ ቁኑዕ ትንተናthank 🎉
ናይዞም ኣሕዋትና ሰመረን ተስፋይን ዝህቡና ሓሳብን ናይ ፖሊቲካ ትንተና ብሓቂ ብሉጽን መሃርን ኢዩ ነይሩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም በርቱዑ።
እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን ብሩካቴይ ከማኩም ኤርትራውያን ይብዘሕልና ንህዝቦም ዝሐስቡ ❤❤❤🎉
እዞም ሰባት ሲ እቲ ሓቆም ካብ ሓቂ ንላዕሊ ኮይኑ ከም በርቂ ኮይኑ ሲ ለይቲ ጽቡቕ ድቃስ የደቅሰካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክጥዕመና።
Eritrea for Eritreas ❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ቀጽልዎ ብዙሕ ሰብ ይነቅሕ አሎ ኩሉ ትብልዎ ሎጂክ እዩ
የዲት መጣሚ ደስ ዝብል ሕቶ ኢዩ ተቂሪብዮ ዘለኺ
Nay bhaki ezi hzbna kfwes neakum ysmae thank you guys
ጽቡቃተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም💙❤️🩵🩵❤️❤️💙💙❤️❤️🩵🩵❤️❤️💙💙💙❤️🩵🩵❤️💙💙💙❤️❤️🩵❤️❤️💙💙❤️❤️🩵🩵❤️❤️💙💙💙❤️❤️❤️❤️❤️💙💙💙💙❤️🩵🩵🩵🩵
ናይ ብሐቂ ጭብ ናይ ዐራርብ ወያነ ኢኹም ውልቀ ሰባት ንምጽላም ክንድዚ ትልፍልፉ ሁውቱታት
ሜሮን ዉጅቡር ዝኾነ ዘይዓበየ ቆልዓ ኢዩ።
Tanks ,btaemi gelixkayo n Meron
Ansi Naomi 2 kilte mensyate betami eya zeftwomi mkinyatu altwyani aykonuni ztrayomi eyomi zezarebu Love you guys ❤❤❤🎉
ተስፊ & ሰማር የቀኒልና ተባዓት ተቃለስቲ ❤❤
❤❤❤✅️✅️✅️✅️ bitami xubuq Hiyesa qexilulu abakum lebam lebam attiserihin eya🌹🌹🌹
ዮዲት ምስ የሕዋትኪ ተስፋይ ሰመረ ዕድመ ይሃብኩም
እንቋዕ ሰላም መፃእኹም ደቂ ዓበይቲ🌻🌻🌻🌻 ብሓቂ መማህራን ዛ ጭብ ግንሲ ቁንጫዕ ኢና ንብሎ ኣነ ትግራይ ጉሎምኻዳ እየ ታይ ማለት ኡ ኢለ ነይረ ስለ ዘረዳእኹምና ነመስግን🙏
ቃልስና በይናይ ነጽብቦ ኢሉ ሓፋሽ ሒግ እናበለ ኣደዳ ዘይብሉ ንሕብረተሰብ ዝተናክፍ ወስ ኣብላ ቆብ ኣብላ ዝለፋታት ጭብ ዝሰድድ ዘይኮነስ ነዚ ቃልሲ ንድሕሪት ዝመልስ እዩ ንውልቀሰባት ኣብ ሓሳቦም ድኣምበር ጫለዳታት ዘለዎ ሃሳዪ ቖንቃ ወጊድ ውልቃዊ ሰባት መበገሲ ገርካ ህዝብን ሃይማኖትን ጸለመ ጉቡእ ኣይኮነን
Wowww www tiumat yehwat, niberulna deki abeytiii ❤❤❤❤❤thanks you all of you
ናይ ብሓቂ ኣብ ማእከል ምድረ በዳ ዝበቖልኩም ሳጋሉ (ሳግላታት)ኢኹም ብሓቂ ምኽንያቱ ካብቶም ሸፋቱ ሳሕል ብሓንጎሎም ተጻዊቶም ካብ ሰብ ወጻኢ ዝገበርዎ ግዳያት ወጺኹም ክሳብ ክንድዚ ንክብሪ መንነትኩምን ህዝብኹምን ብኣዝዩ ብሉጽ ሓሳብን ኣካይዳን ክትቃልሱ ምኽኣልኩም ኣዝዩ ካብ ዘገርመኒ ነገር ዩ።
ምኽንያቱ እዚ ናትኩም ደሕረባይታ ርኢኻሲ ዳርጋ ሞይትካ ምትንሳእ ዩ ናዓይ። ብዝኾነ ካብዚ ንላዕሊ ድመቑልና ኩቡራት ኣሕዋት ❤❤❤❤
ሰላም ዮዲታ ንበዓል ተስፊሽ & ሰምሃር ዋላ ሰሙን ሙሉእ ኣምጺኢዮም፣ እዚ ህዝቢ ብፋሻን ጅብን ገይርካ ዝሕከም ዘይኮነስ፣ መጥባሕቲ ገርካ ጥራይ ዝሓዊ ቁስሊ'ዩ ዘለና፣ ስለዚ ነዚ ናይ መጥባሕቲ ስራሕ ኣጸቢቆም መታን ክሰርሑዎ ሙሉእ ዕድል ሃቢዮም ዮዲታ!!
Bravoooo Eritrea ❤for Eritreas
Exihom denkoretat
You are amazing, guys . I love your dissection and your point of view ❤
እዞም ቀባጻር ናተይ ታንክስ 👋🏼 ኣረጋይ ወዲ ኣርጋይ ረብሾምና 😅😅😅ብሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ
ዝኸበርኪ ሓፍትና ዮዲት ኣድሓኖም ፡ ብቀዳምነት ኣብ ሂወትኪ ጥዕና ፡ኣብ ጉዕዘኺ ሰላምን ኣሳልጦን ይምነየልኪ። ሓደ ነገር ክብለኪ ዝደሊ ኣብዚ ተስፋይ ዝዛረቦ ዝነበረ ዘይተኣረመ ዘረባታት ይቅረታ ክትሓቲ ብትሕትና ይምሕጸነኪ። ወልዱ ተኽለ ነብሱ ጥራይ እዩ ዝውክል፡ ዝውክሎ ከባቢ ይኹን ሃይማኖት የብሉን። 99% ህዝቢ ካቶሊክ ኣንጻር ስርዓታት ይቃለሱ ነሮምን ኣለዉን። ብዛዕባ ዝኾነ ነገር እኹል መጽናዕቲ ከይሓዝካ ምዝራብ ጽቡቕ ኣይኮነን። ንሱ ይቅረታ ይሕተት ኣይሕተት ናቱ ጉዳይ እዩ፡ ንስኺ ግን ከም ዋና መድያ መጠን ክንጽበየኪ ኢና። ነቲ ቃል ዘውጽአ ሰብ ብንጽል ክዛረብ ክዝልፎን ኣሎዎ። ወልዱ ተኽለ ቅድሚ ዝኾነ ሰብ ንሕና ኢና ተቃውምናዮን ንቃዎሞን ኣለና። ፌስ ቡክ ካብ ዝዓጽወና ዓመታት ኣቁጺሩ።
I appreciat the program .But I would like to comment on some issues .One is Woldu or George are not representig ther religion nor nation.They are individuals playing the role of gamblers.Therefore let us teach the new generation how to be responsible for his future .Your thoughts are
special and consistant .Fially I advise you not to use some words whish is not to be broadcast .
ምስ ስዲርአለ አይዓበየን።
Tesfay you are telling the truth GBU all Victori for Meley💙💙💙💙💙💙💙🌿
ብጣዕሚ ፁቡቅ ፡መልሲ ።
ፁቡቅ ትንተና ።ኢዚ ወልዱ ተክለ ዝባሃል ፡አውሕድካሉ ኢዚ * ፈራሕ , ወገናዊ , ዶንቆሮ , ዘይዓቅሙ ዝሓስብ , ሕማም ሓንጎል ናይ ነብሲ ፍትወት ዘለዎ * ሑሙም አረግት ሰብአይ ኢዩ ። [ ፁቡቅ አለካ " ወይ ጭብ/ ወይ ዕፀ ኢልካዮ ሽሙ ህብካዮ ።ቁማል ከይተቀየረ ሱገግዎ ] ።
በልዎም ደኣ ነዞም ጭብ ህዝብና ዝኾኑ ጐሓፋት!
ኻባኹም ብዙህ ተማሒረ ጀጋኑ ኢኹም ቀጽሉዋ።
Thanks deki abeyti
ንፈትወኩምን ነኽብረኩምን ጀጋኑና ንሓመዶም ቀጽልዎ ንበሩልና🩵🌷🩵🩵🌷🩵🌷🩵 🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🌿🩵🌿🩵🌿🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵
I proud of you guys ❤❤❤
ኣነ ነዚ ኮልታፍ ጻዕዳ ቑማል ኣን ሳስክራብ ካብ ዝገብሮ ልዕሊ ክልተ ዓመት ጌረ ኣሎኹ።
ዮዲት ሓብትና የቐንየልና ከምዜኦም ጀጋኑ ኣሕዋት ዘምጻእክልና።
😮 አቤት ክጥዕም ሐቂ ዘረባ ኤደን ኤርትራውያን ሐደ አይኮኑን ኢልኪ 👍ብርግጽ እምበር ብዙሐት ዓይነታት ኤርትራውያን ምኽንያቱ ኤርትራውነት እንኮ ባርነት ስለዝኾነ
Thank you for your service guys ❤❤❤❤❤
እዋይ ተስፋይስ መስሓቄን ፍትው እንድዬ ዘብለኩም ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም
እንቋዕ ብዳሓን መጻእኩም💙💙💙💙
ዮዲት፡
ንወልዱ ተኽለ ይኹን ንጆርጆ፡ ፍቓደይናታት እንተኾይኖም ዓድምዮም'ሞ ሓሳባቶም የፍስሱ፡ ነፍሳቶም ይከላኸሉ። እንተዘየሎ ግን ተዛረብቲ ዓዲምካን ስም ሰባት ኣልዒልካን ሕማቕ ምዝራብ፡ ምስ ስነ-ምግባር ጋዜጥነት ዚቃዶ ኣይኮነን።
Dehri heji dengolakum baelkum derbyewo tewahdo thankes lebimna alebimkumna
ደቂ ዓበይቲ 🌿💙🌿🩵🌿💙🌿🩵
You guys so fantastic GBU all I’m proud of you keep going bless you all 🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿⚖️ justice for meley
I love watching Zelenyo show I learn more and more. The Topic is very interesting. Yeah we have to use our camera eyes to find Chebbs and comb them out or clean them before they change...
ነዚ ነፋስ ቆልዓ ማሃሩዎ እኪ ደቂ ዓባይ ድስቲ
ኮስትር ኣባ ጥረግ ላይቭ ሓሊፎምኒ ❤❤❤
These two gentlemen are so smart!
እንዳዘናጉዑ ዘምሁሩለባማት ሰባት
አቲ ካቶሊክ ኢልካ ብሓባር ምልዓል አንታይ ኣምጽኦ። ጽበት ይርኢ ኣለኩ !!! ብውልቁ ዝተዛረቦ ክትነቅፎ መሰልካ አዩ ካብኡ ሓሊፉ ገን ጽበት አዩ።
ብስም ህዝቢ ቲግርኛ እናበልካ ብሊእልውነት ሃገር ሸቐጥ የኣክል ብጥውይዋይ ልቢ ዝመጺእ ሰላም ውን የለን ኣርባዕተ ነጥቢ።
Thank you guys💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿💙💙💙💙
ሰማርን ተስፋይን ናይ ብሓቂ ኬፍ ኣለኩም
ኮነ ኢሉ ነዚ ቃልሲ ንድሕሪት ክጎትት ዩ ዕላምኡ
Wowwwww ብስሕ ጀሚርኩም ብስሐቅ ወዲእኩማ ተራኡ ዘይፈልጥ አብ ማስመድያ ከምዚ ዝበልዎ ስሐቅ አሎ አይትስአኑ ብጣዕሚ ዋዛ ምስቁምነገር ተሕልፍዎ ከይሰልቸወካን ከይደገምካን ዝዉሐጥ ትምሕርቱኹም ከመስግነኩም ይፈቱ😂😂😂😂😂
proud of you. we need peace prospority ❤❤❤❤❤❤❤❤
I love you guys. I appreciate u
ታ ቖሲለ! ጥዑማት ሰባት❤
ተስፌ መቕሰን😂😂😂
በዓል ሓሙኹሽቲ😂😂😂
ጻዕዳ ቑማል😂😂😂
Meron hawei❤❤❤❤ bravo
Thank you yodita i like what you dp to the Rritrean people.kbri na'aki
ሜሮን ታሪኽ ዝስከሮ መንእሰይ ።
Temesgen amlak kemakum ayatat mhlawna so yodita shikor nski wn btami nfti❤❤❤❤❤
They are the most interesting duos, so intelligent, fun to listen to, and educational 🙏🙏🙏🙏🙏
Thank you all!!❤❤❤
Yes, peace is very important, we can have everything but if we don't use it shameful.
God bless all.🙏🙏🙏
ደቂ ሳሕል ኬፍ ኣለኩም🎉🎉🎉🎉
ነዞም ካቶሊክ ካብ ርእሶም ውረዱሎም : ካቶሊክ ካብ ወልዱ ተኽለ ንላዕሊ እዩ : እዞም ክልተ ሰባት ግን ጸቢብን :ዋሕዲ ብስለትን: ትሑት ደረጃ ንቅሓት ዝመበገሲኡ ንኩሉ ኣማኒ ካቶሊክ ዝዝልፍ መርዛም ኣስተምህሮ የቅርቡ ኣለዉ : ንገለ ክፋል ሕብረተሰብ ዝወቅዕን ዘጸልምን ሓደገኛ መስመር ድማ እዩ :: እወ ተሓታትነት ንባሃሊኡ ኮይኑ :ዮዲት ግን ከም ወናኒት ናይ ዘለናዮ ሸው : ዕዱማትኪ ካብ መስመር ክወጹ ከለዉ ጠጠው ናይ ምባል ወይ challenge ናይ ምግባር ሞራላዊ ሓላፍነት ኣለኪ ::
ኣብ ወፍሪ ሰላም ግን ምስቲ ናትኩም መርገጺ ሙሉእ ብሙሉእ ይሰማማዕ እየ ::
ስምዕኒ ኢዞም ሰመረን ተስፋይን ዝብልዎ ዘለዉ ነዚ ሰብአይ ኢዮም * ሓቆም ኢዮም ጭብ ከማን አውሕደሙሉ ። ንሃይማኖት ኮቶልክ አይፀረፉን / ወይ አይስትናሱን ።አተሓሳስቡኡ ኢዮም ዘረድእዎ ዘለዉ ። ጥራይ ኮቶልክ ሃይማኖት ጥራይ ኢዩ ቁንዕ ፡ክልእ ሃይማኖት ብፍላይ ኦርተዶክስ ዝፀልእ እንተኮዩኑ ፡ከመይ ገሮም ከረድእዎ ትደልዪ አለኪ ? ሰብ ብሃይማኖቱ ዝትአማመን * ዝበለ ይበል ሰብ አብ ልብካ እንተ አትዩ ፀገም ዝባሃል የለን ። ግን ጎደሎ እመነት ስለ ዘለኪ ኢኪ ፡ነዞም ሰባት ትከስዮም ዘለኪ ። አንብብ ስምዒ ማዕብሊ ።ሃይማኖት ናይ ግልና ኢዩ ።ሃገር ናይ ኩሉና ኢዩ ።
ዝሰነበደ ኤርትዊ የሎን መሊሱ እዪ ዝሕርን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሱቅ በል kunchi ::
Semar tesfay sultun yodita des zbil silie❤❤❤❤💙💙💙💙💚💚💙💙💙💙💙💙
Thank you semere tesfay yodita
Please invite Woldu Tekle to your show to clarify how he understands wefri selam.
🌹🌹🌹🌹👍👍✅✅✅✅
መቕሰናት ኣጀኹም
ኣተሓሳስባኹም ከም ጭብ ምጽራይ ዘድልዮ ።
ሰላም ክቡራት መማህራን ። ቅረፉልና ደኣ። ሽጉርቲ ቅድሚ ኣብ ኣገልግሎት ምውዓላ ክትቅረፍ ኢዩ ዘለዋ። ስለ'ዚ ከም በዓል ክፍለየሱስ ስካቫንጀር (በላዒ ገምቢ)፡ ከም በዓል ሜሮን ገና ዘይበሰለ ፍረ (ጉዕ) ክሳብ ዝማሃሩ ምቕራፎም ኢዩ።
Gigna geganu wedi meninet tebat Tesfay tesfa hagerna hizbitatna ekum miss gigna geganu wedi meninet tebat Semere. Gigna wuaro Yodith. Egziabiher misakum yikun 🎉🎉🎉🎉🎉
Zelenayo Media btami xbuk
Tegru sela zekonkum koyrom, nsetom eriterawyan eyom
Abay tigray tawet 10,10 and 5000,10,10 adey lowha tigranes,,❤❤❤
ስላማት ።ሓዊይ ተስፋይ ፣ሓዊይ ሰመር ።& ዮዲታታታ ።☑️💙💙💙💙💙💙✊🏿🗞️☑️
ዓገብ ናይ ሎሚ መደብ ብመደብ ኒካቶሊክ ንምህራም ዝመጻእኩም ኢኹም ትመስሉ ወልዱ ተኽለ እንተበደለ መልሲ ንወልዱ ተኽለ እንበር እምነቱ ካቶሊክ ስለ ዝኾነ ኩሉ ካቶሊክ ጸረ ሰላም ጌርካ ምዝራብ ግን ጽልኢ ኣብ ልዕሊ ወልዱ ተኽለ ዘይኮነ ጽልኢ እምነት ካቶሊክ ከም ዘለኩም ዘርኢ ኢዩ ሰላም ህዝቢ ትግርኛ ዝቃወም ካቶሊክ የለን ቢውልቀ ሰብ ዝበሎ ንሙሉእ ህዝቢ ምውንጃል ግን ኣይግድን እዚ ናይ ሎሚ ዘረባ ልክዕ ናይ ህግደፍ ኢዩ ዝመስል ምኽንያቱ ህግደፍ ልክዕ ከምዚ ጌሩ ኢዩ ዳውን ዝገብሮ ነቲ ዳውን ክገብሮ ዚደሊ ሕብረሰብ ።
ሚስተር ጉግል ምሰየናይ ሞያ ስራሕ ከም ንምድቦ ጠፊኡና ጽቡቅ ገሊጽኩሞ 💯✅👍. 🩵🩵 እንተ ዘይተኣሪሙ ከም ደርሆ ክምለጥ ክነብር እዩ። 🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🌷🌷🌷
Good job guys
መጹ ማእምራን ሊቃዉንቲ
ናይ ብሓቂ ኤርትራውነት ዝማህመነ ሞራላዊ መዐቀኒ እዩ። እዚ ፋሺሽቲ ገዛእቲ ኢጣልያ ትማሊ ዚሃንደስዎ ፡ ሎሚ ኤርትራውያን ዝወረስዎ ፡ ብጀካ ውርደት ሕስረት ማእሰርቲ ሞት ድኽነት ዘይውዳእ-ሞት ከም ዕቡድ ከልቢ ምንኻስ ምስ ጎረባብቲ እንተዘይኮይኑ ካልእ ሰናይ ነገር ነዚ ህዝቢ ኣየምጽኣሉን።
እዚ ነውራም ባዕዳዊ ኢጣልያውን ዓረባውን ሕሱርን ዘባልን ናይ ለቓሕ ኣተሓሳስባ ከይጠፍአ ፡ ህዝቢ ኤርትራ ሰላምን ርግኣትን ኣይረክብን እዩ።
እዚ ኢዩ እቲ ንምነዮ ብህግድፍ ጋኒን ዝሃነጾ መንደቅ ጽልኢ ሃደሽደሽ ኢሉ እቲ ብኣካል እንበር በተሓሳስባን ብስጋን ዝተኣሳሰረ ህዝቢ ከምዚ ኢሉ ብደስታ ክርኦ ካብዚ ዝበልጽ ደስታን ሓጎስን ኣብ ሂወተይ ተሰሚዕኒ ኣይ ፈልጥን።ንሕና ሓደ ኢና ክልተ ኣይ ትግበርና ዮዲታ ሓፍተይ ክእርመኪ።
Yes great 👍
ጭብ ደኣ ኣንቱም ሰባት ካን ፈረንጂ ተቐይርኩም (ጭብ እኮ እንቋቑሖ ናይቁማልዩ) ።
አቦ ጽናሕ አነ ክዛረብ ዝብል በጊዕ ከሰላ መልሐሱ ክቑረጽ ጥራሕ እዩ ዘሎዎ ወዲ አረጋይ ጉማረ
ወልዱ ተኽለ ብኻቶሊከኸ ኣይሓስብ ብተዋህዶ ኣይሓስብ ብህግደፍ ጥራሕ እዩ ዝሓስብ እንታይ ገራትኩም እዛ ካቶሊክ እንታይ በዲሉኩም እቱ ጽንዓደግለ ትትንክፍዎ ዓገብ
Thank you yehwat
Etom 2 bulutsatttt minchie nqhat welodena ketslwo tray moter kalsna ekum semar and tesfay❤❤🙏🙏🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💚💚💙💙💙💙💪👈
Zelenayo media is a great I love it
ሜሮን አቡኡን መሰልቱን ኣእምሮኦም ይከፈተሎም ነዓኹም ሰማርን ተስፋይን የማስሎም አሜን.
ኢዚ ወልዱ ተኽለ ዝባሃል ክአ ሐሪኢ ኢኺልዝኾነ ሰብ ኢዩ ብሐቂ ከአ ጭብ::
ሰላም ዮዲት፡ ብእትሰርሕዮ ዘለኺ ስራሕን ንፍትሒ ተካይድዮ ዘለኺ ቃልስን ይንእድ።
ነዛ ቪደዮ ኩላ ብሓደ መለክዒ ቅንዕቲ እያ ወይ ጌጋ እያ ክብላ ኣይክእልን እየ።ብወገነይ ዝበዝሐ ትሕዝቶ መልእኽታ ቅኑዕ ኔሩ ክብል እኽእል ናይ ገለ ገለ ጎነጻውን መጥቃዕቲ ኣብ ሰባትን ገዲፍካ።
ኣብቲ ቀንዲ ትሕዝቶ ምስ እነተኩር እዞም ዝስዕቡ ጌጋ ኮይኖም ይርኣዩኒ። ምናልባት እቲ ነቐፈታ ናብ ውልቀ ሰባት ዝቐንዐ እዩ ዝብል መልሲ ክህቡ ይኽእሉ እዮም። እቲ መልእኽቲ ግን ክንዮ ውልቀሰባት ዝኸደ እዩ። ተስፋይን ሰማርን ብዛዕባ እዘን ዝስዕባ መብርሂ ወይ ከኣ ይቕረታ ክትሓቱ ይግብኣኩም ይብል።
1) ብዘይካ ንወልዱ ተኽለ ንኻልኦት እውን ትነቕፉ ኔርኩም ኢኹም ፡ ንዕኦም ግን ብሓሳባቶም ጥራይ ኢኹም ነቒፍኩሞም ።ኣብ ወልዱ ተኽለ ግን በታ ካቶሊክ እዩ ዝሓስብ ምባልኩም ጌጋ እዩ። ኣብ ካቶሊክ ዘለኩም ጽልኣት የንጸባርቕ።
2) "ካቶሊክ ማይኖሪቲ ክነሶም ክዕብልሉ ይደልዩ" ትብሉ፡ ኣበይ? መኣስ ጊዜ? መን ንመን ክዕብልል ተራእዩ?
3) " ... ካቶሊክ ታሪኻዊ ኣመጻጽኣኦም ኣብ ግምት ብምእታው ጸረ እቲ ኦርቶዶክስ እዮም፥ እዚ ከኣ ኣብቲ ኦርቶዶክስ ተቐባልነት ስለዘይነበሮም ናይ ጸቕጥን ተነጽሎን፥ ናይ ዘይምቕባል ስምዒት ስለዘለዎም ..." ... ይብል።
ኣበይናይ ናይ ታሪኽ መወከሲ እዩ ካቶሊክ ተነጽሎ ተሰሚዑዎ ዝፈልጥ?
ብኣጠቓላሊ ንውልቀሰባት ንነቅፍ ኣለና እንዳበሉ ነቶም ካብ ኦርዮዶክስ ወጻኢ ዘለዉ ሃይማኖታት (ካቶሊክ፣ ከኒሻ፣ጀበርቲ) ዘለዎም ንዕቀት/ጽልኣት የንጸባርቕ።
ሃይማኖት ከይተንከፉ ንውልቀሰባት ጥራይ ብሓሳቦም ክነቕፉ እንዳኸኣሉ ፖለቲካ ምስ ሃይማኖት ይሓዋውሱዎ ኔሮም።