Thank you guys for this program from beginning i wish it's not starting wear between Eritrea and Ethiopia young Eritrean paying the price for nothing it's not good for everyone for parents and for family it's to sad still died young Eritrean at wore 💙💙💙
Hadar, Hidri, Wellad, Weledi= Socio-economic projects= 7 basic Components of Life= Peace + Rights + Justice + Wisdom + Resources + Reproductions + Redistributions Managed by Good Governance. This is a universal FORMULAE discovered and Presented by Myself of Which Ethiopians / Eritreans must be Proud: Dan'kal waddi Arrata ; Afar Think-Tank Reedan-Makkaabe ;Ali Ahmed Igahleh Aburus Ali-Horre Eli-UBBAR.
What is Nationalism? Nationalism is a political ideology that emphasizes the interests, culture, and identity of a particular nation or group of people. It often involves a strong sense of loyalty and pride in one's nation, as well as a desire for self-determination and independence. Nationalism can manifest in various forms, such as patriotism, national unity, and the promotion of national interests over those of other countries. However, extreme forms of nationalism can lead to xenophobia, racism, and conflict with other nations.
Ezi hawna Kibreab zxahafa Eritreawnet zkebere mdrawi mennet elu ziami entekoynu why ab eritrea zeynebr kab zkebere aytwexien eka. So he have to go back to eritrea
Oh, I got it, They do this for a living. Meaning, my friend said that they are paid by TPLF. No, no I believed they are paid by PFDJ. TEGETIMKN EKIN BAMBULA EKIN!!!!
Purposeful people take responsibility for family, society and country.. While egocentric people dwell on what have done my country, and society for me. Those two individuals philosophy is live for yourself that is ignore what is around you until it affects you. This philosophical argument is unity is not power. Individualism has not worked since the time of hunters and gatherers.
You clearly misconstrued what these geniuses are saying and been saying for the last year or so. It’s not complicated, start with self! That’s it! They have never ever said or alluded to stop on self (or be ultra individualistic). It’s illogical to care for others while neglecting personal interests and responsibilities! ኣኸለ!
Tes & Semar : I admire you Guys for your unique and philosophical analysis of our Societal contradictions ❤ .
ኣምላኽ ኣቦይ ካብዚ ሃለውለው ሻዕብያ ዘስረጹልና ፍቕሪ ሃገር ዘውጻኻኒ ተመስገን።2017-19 ባይታ ምወረድኩ
My Favorite people. Thank you Yodita habitin Jigna💙💙💙
ዮዲት ከም ኩሉ ግዜ ጅግና ሓቀኛ ንጽህቲ ገርሂ ኢኪ።ቀጽልሉ
ዮዲት ጝለይ ጽቡቕ ለውጢ ትገብሪ ኣለኺ በርትዒ።
Again was outstanding analysis thank you guys a lot.
You guys are ahead of us by a century! Thank you for your unwavering effort to help us get to normalcy!
ዮዲታ !
አጆኺ ክሳብ ሕጂ ጽቡቕ ኢኺ ትሰርሒ ዘለኺ።
ብራቫ ።
አዚ ሐዳር በቲነ ንሀገር ዝብል ዘሎ ሰብ ሕሙም ምዃኑ አበ ገፁ ይፍለጥ።
ዮዲት ሰሙናዊ ኣምጺኣዮም ነዚኦም ።በብቑሩብ ህዝቢ ክርዳኦም ኢዩ።
ወልፈይ ሰዲደ ! ዝብላዕ ሓሳባት !
ኣዞም ዶክተራትና ካብ ንህዝቢ ንመረት ኢዮም ዘፍቕሩ የህፍሩ።
ኣዚ ኣነ ኣነ ንዛ ሃገርና ኣይጠቕምን ኢዩ።ሰውራ ኣርትራ ኣብ ጎረበት ሱዳን ኢዩ ተበጊሱ።
Selam Semar, Tesfay & Yodita jgna❤
ዮዲታ ምስ ተስፋይን ሰማርን ኣዝዩ ዝንኣድ ስራሕ ትሰርሑ ኣለኹም።
Thank you guys for this program from beginning i wish it's not starting wear between Eritrea and Ethiopia young Eritrean paying the price for nothing it's not good for everyone for parents and for family it's to sad still died young Eritrean at wore 💙💙💙
ኤርትራዊነት ዝበሃል መንነት'ኮ የለን ተስፋይ። ህግደፍ መንነት ዝብሉዎ ዘለው'ኮ ነቲ ሃገራውነት 'ዮም።
ኣጆኪ ብርትዒ ዮዲታ ብልጽቲ ኢኪ
ክም ወትሩ ብሉጻት መምሃራንየቄንየልና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ተስ& ሰምሃር ክምኡ ውን የዲታ።
ናይ ብሓቂ ጅግና እቲ ህዝብስ ከም ኣምላኽ እንድዩ ኣሚኑሎም ተቐቢሉዎ፡ እንታይ ድዩ ደቅኻ ነብስኻ ተእሲርካ ተረሽንካ ኣብ ኣብ ዘይምልከተካ ኲናት ኣቲኻ ተጨፍጪፍካ ሃሊቕካ ጠሚኻ ጸሚእካ ስራሕ ስኢንካ ኣብ ባሕሪ ጥሒልካ ኲሊትካ ልብኻ ተጎዚኻ ተሸይጡ ትም ኩሉ ትም ከምዛ ብዝኾነ ኣምላኽ ቀቲሉካ ሓሚምካ ወዘተ ትም ንብሎ ናይ ኢሳያስ ተግባር ድማ ልክዕ ከምዛ ኣምላኽ ዝገበራስ ትም ወረ ካብኡ ዝሓይሽ የልቦንውን ኣሎዎ እንድዒ ልዕሊ ፈጣሪ ዝርእዩዎን ኣሎው።
Selam yodit semhar tsfay❤❤❤❤❤herbna yodit blxti tekasti eki tmali yehguhkna MS mastika zgebrkio
ኪሮስ ኣስፋሃ በዓል ሓዳር ዲኻ ተባሂሉ ምስተሓተተ ሓዳር ተበልኹምስ ሓዳር ሃገርን ህዝብን እንበር ኢሉስ ገሪሙኒ መመኽነይታ ድዩ ክብሃል ዕሽነት 😅ድሓር ብሰንኪ ሃገር እየ ውላድ ዘየትረፍኩ ድዩ ኽብል መን እዩ ኽድንግጸሉኸ? ስለዚ ሓቕኹም ኢኹም ሃገር ፡ሓፋሽ ካልእን እንዳ በልካ ላዕሊ ላዕሊ ዝኸዱ ሓሳባት ገዲፍና ብዛዕባ መሰልን ሰብኣውነትን ክንሓስብን ክንቓለስን ኣለና ረብሓናን ዕላማናን ከይረሳዕና፡መስዋእቲ ዘኽፍል እንተ ተረኺቡ ውን ብንቕሓት ክኸውን ይግባእ ድሓር ንዓኹም ክብል እየ ሰንኪለ እንተ ኢልካ ዝስሕቐካ እንበር ዝድንግጸልካ የለን።
እዚ ሕጂስ ንወዱ ደይድሐነ ንመን ከድሕን ስራሕ ሲኢነ ወደይሲ ምስ ኤርትራ ከወዳድሮ ገደል ትእቶ እምበር
anes aboy tegadaley zeymukanu namlak kulu gizye eye zemesgeno tesfishe hawey
Zelenayo show one of my favorite show . YeQenielna haftna Yodit .
Selam kibrti haftey wuaro gigna geganu Yodith!
Ezom sebat egzabiher zeadelom Libona eyom. Hizbitat Eritrean Tigrayn Kihalfelom entekoyinu. Ni Tesfay, Semere. Sin ellna kinsemyom allena. Bezterefe egzabiher mssakatkum yikun ❤🎉🎉🎉🎉❤
ኣብ እዋን ደርጊ ተገንጸልቲ ፡ ጸበብቲ ዝብላ ጭርሖ ነይረነኦ ብመሰረት ስነሓሳብ ደረጃ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ ከምዘይኮነ ካብዚ ዘለናዮ ጭብጢ እንታይ ክህሉ ይኽእል።
ተገንፀልቲ ፣ ፀበብቲ ፣ ተበለጽቲ ፣ ፀላእቲ ፣ ሸፋቱ ዝብላ ብደርጊ ዝደጋጋማ ቓላት ኔሬን እዘን ቃላት ኩለን ብተግባር ሪኢናየን
Selam yodit MS agihki aka bdehen mxakum
ተጋግዩ ሓዳሩ ይኸብር
ዝገደደ ኸአ ፆም ንስውአት
ዝገደደ ኢኻ ትሰምዕ
ቃልቃል ትበል
Wow 👍
Keep going Yodit
ኣነ ኣቦኹም ባኹም ይኾርዕ ኢየ።
ብራቫ ዮዲት ሽኮር
ካባኩም ብዙሕ ኢና ንምሃር ። ተስፋ ዘለዎ ሂወት እካ መኣዝኑ ትሕብሩ ኣለኩም፡ ካብ ስድራና ዘይረከብናዮ መገዲ ሂወት እካ።
ትክክል❤
Hadar, Hidri, Wellad, Weledi= Socio-economic projects= 7 basic Components of Life= Peace + Rights + Justice + Wisdom + Resources + Reproductions + Redistributions Managed by Good Governance.
This is a universal FORMULAE discovered and Presented by Myself of Which Ethiopians / Eritreans must be Proud: Dan'kal waddi Arrata ; Afar Think-Tank Reedan-Makkaabe ;Ali Ahmed Igahleh Aburus Ali-Horre Eli-UBBAR.
ህዝቢ ኤረጥርያ ን ኮምፖስ ዘጥፍኤት መርከብን ሸንኾለል ኢዮም ክብሉ ክነብሩ አብ ማእከል ውቅያኖስ።
Btaemi ekhi tehizin nezi seb txerif
እቶም ደቂ ሓሮስቶት ኣቦታቶም ብጭውነት ዘዕበይዎ ሕማም ኤርትራውነት ሓሚሞም
ሃገራውነት ጽላለ'ዩ
እቲ ተስፋይ ን ሰማል ን ዝብልዎ ኣገዳሲ'ዩ ብዙሕ መንሰያትውን የንቅሕ ኣሎ።
ንሶም ሰሙናዊ አንዳምጹ ንዓመት ዝኽውን ብዛዕባ ተመሳሳሊ ኣርእስቲ ተዛሪቦም ፥ አንተኾነ ግን ንጹር ን 1, 2, 3 ኢልካ ክጥቀስ ብዝኽእል ነጥብታት ስለዘይገለጽዎ እቲ ሰማዒ ንሶም መጽዮም ክዛረቡ ካብ ምስማዕ ሓሊፉ ኣብ ሓንጎሉ ተሰኒዱ ብነጥብታት ዝተርፍ ክኽውን ኣይከኣለን ዘሎ። ሰለዚ እቲ ኣመሃህረኦም ካብ ስቕ ኢልካ ምትንታን
ብነጥብታት 1 - -
2 - -
3 - - -
ብምዝርዛር ነተን ነብስ ወከፍ ነትብታት ምስፋሕ ሓደ ዝሓሸ ምኾነ
እቲ ሰማዒ ነቲ ዝሰምዖ ናብ ፊልጠት ክቕይሮ ከኣ ምኸኣለ ። አቶም ዝሰምዑውን ነቲ ኣብጥቐኦም ዘለዉ ወይ ዝራኽብዎም ሰባት ክምህሩ ምኸኣሉ ፡ ቐልጢፍና ከኣ ኩልና ክንቕሕ ምሓገዘና
30 ዓመት ተፈቲኑ ሮክመሽመሽ ኢሉ ኤርትራዊ መንነት ድብሃል ከምኡ ተደይከውን በአሽሐት ሚልዮናት ብርጌድ ንሐመዱ አይምተፈጠሩን ኤርትራውነት ማለት ግዱድ ዕስክርና ሕጊ አልቦ ስደት ባጽዕ ሉል ትመስል ኔራ ሎሚ አላ የላን ስውአት ምርሻን ባርነት ወዘተ
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
What is Nationalism?
Nationalism is a political ideology that emphasizes the interests, culture, and identity of a particular nation or group of people. It often involves a strong sense of loyalty and pride in one's nation, as well as a desire for self-determination and independence. Nationalism can manifest in various forms, such as patriotism, national unity, and the promotion of national interests over those of other countries. However, extreme forms of nationalism can lead to xenophobia, racism, and conflict with other nations.
ብፖለቲካል science ሃገር ማለት ዓዲ ኣይኮነን ሃገር ማለት ህዝቢ እዩ:: ሰብዩ ንሃገር ዝፈጥራምበር ሃገር ንሰብ አይትፈጥሮን አያ::
ትግራዋይ ኮርሳተረ ስለ ዘየለ ኢካ ቢንያም ቀዳማይ ወጺ ኡ ኢልካ ሆ ትብል 😂😂😂😂 ሓቂ በልካ ተስፋይ
ክብርኣብ ሲ ካብቶም ዘክብሮ ብዙሕ ውን ዝምሃረሉ እዩ በዛ ሕማም ምኽላፉ ግን ገሪሙኒ 🤦
Nufuat menseayat
💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙
Mam yodit 😊🥰
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Hagerna Ethiopia Tiqedim
ታይ ዐይነት ውርደት እዩ አታ ሓውና ፆም ንጎይታና እየሱስ ጥራይ እዩ ሕማም
Yodita sorry, ነዛ ሓሳበይ አብ ዝመጽእ መደብኪ ተገዲስኪ መታን ከተቕርብያ ይምሕጸነኪ። ናይ ሎሚ ምሸት progrrame ምስ በዓል ሰማር ተኸታቲለዮ። በጃኺ በዛዕባ ኣመሰራርታ ኤርትራዊ ሀገራዊ መንነት,ኣብ hordata media ዝተፈነወ 2 ክፋል ናይ ደራሲ ሲራክ ክፍለ ሰሚዕኪ ነዞም አሕዋት ሕተ ት ሕተትለይ። And I thik you have an apointment next Sunday whith Solomon,abought that isui.so please ask him the difference b/w identity and nationality.
ወይ ጉድ ኣግህድ ኣቢሉ ብሰንኪ ድንቁርናይ የ ሓዳረይ በቲነ ዘይብል ግዳ
❤❤❤
💙💙💙🌿💙💙💙
Ezi hawna Kibreab zxahafa Eritreawnet zkebere mdrawi mennet elu ziami entekoynu why ab eritrea zeynebr kab zkebere aytwexien eka. So he have to go back to eritrea
ሃገራውነት ኣብ ኤርትራ ጥራይ ክፍጠር ከምዝኾነ ስሓስቡ ኣዝዮም ብዙሓት እዮም ።
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ኣቱም ሰባት ኤርትራውነት ዝበሃል መንነት የለን። ክሰርሑዎ ፈቲኖም ፈሺሎም። ኣብ ከም ሕብረተሰብ ኤርትራ ዝበለ ሕብረተሰብ ሃገራዊ መንነት ክትሰርሕ ውን ፈጺሙ ኣይከኣልን'ዩ። ኣብ ኤርትራ ሃገራዊ መንነት ኣሎ ክትብል እንተኾይንካ፣ እዞም 9 ብሄራት ዝብሉዎም ፈጺምካ ክትፈላልዮም ኣብ ዘይትኽእለሉ ደረጃ ክበጽሑ ኣለዎም።
እዚ ደአ ሐዳሩ ዘይ አለየ ሀገር ክትአሊ ወይጉድ
ሓዳሩ ደቁን ዝበተነ ሓደጋኛ እዩ😂😂
Yes
Oh, I got it, They do this for a living. Meaning, my friend said that they are paid by TPLF. No, no I believed they are paid by PFDJ. TEGETIMKN EKIN BAMBULA EKIN!!!!
Tesfay Tesfay kemdlayka meninet kitkewin aykalin eyu Ane Tigrinya kanqay, kale Quanka kizareb yikil Quankay gn aykonen, Meninet kemdlayka tkono aykonen
💙💙💙💙💙💙💯
He did not understand the quote, he didn’t say eritrean identity is the most expensive on earth
What he said is the price you pay is not propertional
ኤርትራዊ ውርደት
ዮዲታ ን 3 ቴኹም ማራ እየ ዝፈትወኩም ቁኑዐት ቡሱላት
❤️💫👌🏻👍💪
💙💙💙💙💙💙💙💙
መርሓባ ሊቃዉንቲ እንቃዕ ብሰላም መጻእኩም
እዚ ክብረኣብ ዝበላ፡ ምድራውን፡ ሰማያውን መንነት ብምንፃር ዝማጎት ዘሎ መስለኒ ፡ ሃገርና ሰማያት ኢዩ ዝብል መጻሕፍ ቅዱሳዊ ኣበሃላ ኢዩ ተጠቒሙ፡መንነትና ድማ መንነት ኣምላኽ ኣምላክ ዝለወጦ ውሽጣዊ መንነት ኢዩ ዘሎ ኢዩ ዝብል ዘሎ። ንሃገራውነት ዝብል መንነት ህይቡ ( ምድራዊ) ኢልዎ ዘሎ ። ንተስፋይን ሰማርን ሕተትዮም መበገሲኡ ካብዚ ዶ ይኾውን ኢልኪ
ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት ክምስረት ይትርፍ ነቲ ትግርኛ ዝብሃል ከማን ሓደ ክገብሮ ክገብሮ ኣይከኣለን
እዚኦም እዮም ካድራት መሓዙት ማስቲካ መሰልቱን ንኩሉ ነቲ ተራ ህይወት፡ ነቲ ምእንቲ ባዓዳውያን መግዛእቲ ዝሳዓሩ ንዝከፈልዎ ህይወት ከንቱ ጌሮም ኣብ ምውርዛይን ኣትዮም ኪትርእዮም ፡ ክብሪ ሃገርን ህይወት ስዉእትን ክዋራዘዩ ነቲ ሕውየት ስዉኣት ዝጽረግዎ ሜዳ እሹኻ ይዝርእሉ ትም ኢልና ንዕዘብ ኣለና ።
ዓገብ ዝብል ውን ተሳኢና
ዮዲት ድማ ተመሲጣ ሓደ ሓደ ጊዜውን ብዘየገድስ ንስጊንጢር ሓሳቦም ክተስማዓና ህርዲግ ትብል ኣላ ዳርጋ ሒጂስ ልባውውን ዝስለብዋ ኮይና ኣላ።
እቲ ጽገም ህግድፍ ዝግበሮ ጥልመት ትም ኢልካ ዝሕለፍ ኣይኮነን።
ነቲ ጻማ ስዉእት ጌሩ ኣብ መንበር ብኢደ ወነኑ ኣብ ጽግም ይእቲና ዘሎ ብካልቲኡ ስሒብካ ምራድ እንዳተካእክ እንከሎ
ትም ኢሎም ክቕጽል እጅግኦም ኣብ ክንዲ ምዝርጋሕ ምስ ስዉኣት ክቃለሱ ጋውኑ ምካኖም እዩ።
እዚ ግበን'ዩ ክጋደሉ ኣይነበሮምን ይብሉ ኣለዉ
? ? ?
Mgdalom eko geben aykonen.nay bhaki elama neyruwom.gn eti merihnet telimuwo neti elama tegadalay,elama swue.muhurat sle zeyneberu kea mesekin b nay hasot mebxia hiwetom ab bereka terifu.etom muhurat enda tekenxelu kea suk elom rieyemom.n Esseyasn gele haleftin aminom Eritrea tray naxa twxae zbl ajenda hasiwom.etom 1993 sunkulan enda tereshenu,b xetom enda teasru ahlifom hibemom.dhriu kea G 15 teasirom.kulu suk elu riewom.n bealom G 15 ewun sunkulan enda tereshenu ageb aybelun.ab nebsom kea mexiyatom.slezi ageb knbl alena, kthatit alena,b sm hager hji mtlal ngdefo
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💙💙💙💙💙💙💙💙💙
እቲ ወገሔ ጸበሔ ኤርትራ እንዳ በልኹም ክትልፍልፉ ተሕልፍዎ ግዜኹም
እቶም ንሓዳሮምን ንደቆምን ንትምህርቶምን ንስርሖምን ንነታ ምውቅቲ ገዝኦም ጠንጢኖም ንበረኻ ወጺኦም ንመሬት ኤርትራ ካብ ኣፍ ሓርገጽ መንጢሎም ንጻነት ሒዞም ናብታ ምውቅቲ ገዝኦም ዝእተዉ እዮም ሳለኦም ከኣ ኤርትራ ነጻ ወጺኣ ከም ሃገር ኣብ ዓለም ተፈሊጣ
ኣብዚ ሕጂ እዋን ከኣ እቶም ካብ ኣቦታቶም ዝወረስዎ ደቂ ምልሻ ስርናይ ልክዕ ከምታ ናይ ኣቦታቶም ንሃገር ኤርትራን ንህዝቢ ኤርትራን ንከቓናጽቡን ንከባላሽዉን ህዝቢ ንከይሳነን ብኣኸደምቶም ኣብ ምድንጋራት ስርሓት ተጸሚዶም ይርከቡ
እቲ ይኹን እቲ ግን ዝገበሩ እንተገበሩ ዋጋ የብሎምን ኣብ ቅድሚ ጥሙር ህዝቢ ወደባት ኤርትራ ።
ኣነስ ሕቡን'የ ካብ ኤርትራ መሬት ብምውላደይ
ኣነስ ሕቡንን ክሩዕን'የ ካብ ኤርትራውያን ሕብረተሰብ ምውላደይ
ኣነስ ዕድለኛ'የ ናይ ህዝባዊ ግንባር ስነ-ሓሳብ ዝቀሰምኩ ።
ኤርትራውነት ክቡር መንነት
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና
ዓወት ንሓፋሽ
ጥፍኣት ንደቂ ስርናይ ምልሻ
Emo entay rekibka eka tkorie.kab dergi nlaeli zkefie megzaeti yehlf alo hzbi eritrea.beyen eka ktkorie eski ngereni.eritrea eko ab af hargex eya zela.ethiopia xebuk geyrom yhshu kabziom
@@frewengelmesfn1637
ንዓኺ ደኣ እወ ሓቅኺ ኣብ ግዜ ደርጊ ደቂ ምልሻ ስርናይ ጽቡቅ ስለ ዝነበርኩም ናይ ግድን'ዩ ንደርጊ ከተመስግኑ ወይለና ደኣ እቶም ብደርጊ ዝተባሳበስና ስድራና ቤተ ሰብና ኮታት ብምልኡ ህዝቢ ኤርትራ መቅዘፍትን ጽንተትን ዕንወትን ዝወረደና
በዚ ምኽንያት ከኣ ለይቲ ምስ መዓልቲ እቲ ዝሓለፈ ስቅያት ክንዝክሮ እንኮለና ገሌና ንብህርር ጌለና ብውሽጥና ሕማማት ሓሚምና ንሳቀ ኣሎና
ሕጂ ግን እነሆ ሳላ ህዝባዊ ግንባር ነቲ ኩሉ ስሓለፈ ስቅያት ብባዕዳውያ ደርጊ ይኹን ወየንቲ ዝወረደና ንታሪኽ ኣወንዚፍና ንንደዓዓስ ኣሎና እፎይ ኢልና ውን ንድቅስ ኣሎና
እቶም ደቂ ምልሻ ስርናይን ደቂ ናይ መንነት ቅልውላውን ከኣ እታ ሕልሞም ጠፊኣቶም ክሓሙን ከዕገርግሩን ክጽለሉን ንርእዮም ኣሎና
እቶም ደቀባት ሃገር ኤርትራ ከኣ እንባሕ ንብል ኣሎና ኤርትራ ሃገርና ምስተን ሓያላት ሃገራት ተሰሪዓ ።
ኤርትራውነት ክቡር መንነት
Efff ay. Behkey. 😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔
መንነት ዝባሃል ናይ ሓደ ሰብ እንታይ ዩ?
ብሰለስተ ነገራት እሞ practice ገይርካ ዘይቕየር ዩ መንነት ናይ ሰብ ዝባሃል:
ንሱ ከኣ ሰብ ኮንካ ምፍጣርካ ኣይቕየርን ዩ::
2ይ ወሎዶ ናይ ሰብ ኣይቕየርን ዩ::
3ይ ዘተወለድካሉ ሃገር ኣይቕየርን ዩ::
ስለዚ ሃገር ኣካል መንነት ናይ ሰብ ዩ:ነኣብነት ሓደ ሰብ ኣብ ዝኾነ ሃገር ዝነብር ካብ ሃገሩ ተሰዲዱ:ክብድ ዝበለ ገበን ምስ ዝገብር:ወላ citizenship እንተ ሃለዎ ናይታ ሃገር:ናብ እታ መንነቱ ዝኾነት ሃገር ዩ ዝስጎግ:ወይ ዝጥረዝ: ስለዚ ኤርትራ ከም ሃገር ኣካል መንነት ህዝቢ ኤርትራ ኢያ:እዚ ድማ ሰማይ ምድርን እንተ ተላገበ ዝቕየር ኣይኮነን::
Jesus christ is Lord,
Kid wediza gaf
Slemntay hagerat dob halewti wetehaderat ygebra
ንኤርትራ ኣሕሊፍና ዘይሓብናያ ዲዩ???
ሓገራውነት ትግራይ ክትሰርሕ ላእልን ታሕትን
እንዳበልካ፡፡
ናይ ኤርትራ ሓገራውነት ዓይንኻ ዝቅይሕ ሓሳድ ቡዳ ዘይትገድፉዋ እዛ ሓገር ፡፡
(ትግራይ ኬድካ ኢትዮጵያ ኪድ)
💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
ገዛእ ንብስኻ ዘይትኸብረላ ቓልቓል ትበል
መሰል፡ መሰል፡ መሰል................ሰብኣዊ መሰል
እዚኣቶም
ብኻ ምስ ኢትዮጵያ ኔርና እንተንኸውን ምሓሸና ዝብሉ ሃገሮም ዝኽድዑ ዘለው ኮይኖም ይስምዑኒ ኣለው።
Yimesl mish
እንታይ እሞ ዝሓይሽ ረኺብና ካብ ኢትዮጲያ ምስ ተፈልና።ሃገር ምርካብና ጽቡቅ'ዩ ተረባሕቲ ግን መራሕቲ ህግድፍ'ዮም። 30ዓመት ሃብታ ይግሕጡ ደቃ የሳዱ ኣሎው። እቲ ጥንቂ ግን ኢትዮጲያ ይብሉና ኣሎው። ሃገር ካብ ኣፍ ሓርገጽ ኣምጺኦም ግን ሕዝቢ ኣብ ወርደት መከራን ኣሎ፡መራሕቲ እቲ ስወራ መርሖም ተዓዊቶም ግን ሃገር ሃብታ ይግሕጡ ህዝባ የሳድዱ ኣሎው ።
Entay xegem neyruwo emo.zey melisu kefiuna zelo
እሞ ደቅኹም ከተዕብዩ ፍቅሪ ከተሪዎም ምእንትስ ኢሰያስ ብብረት ክትኣሊዎ መሪት ወሪድኩም ክትዋግእዎ መደብ የብልኩምን ማለት እዩ። በለጸኛ ዘይራኹ ከማኹም ጋዋኑ
ኣሪትራዊ ሃገራውነት ኣብ አብዳን ጽላለን ዝተመስረተ ጸረ ምንነትካ ዘጥፍአ፥ስድራበት ዝብትን ከምዝበልክምዎ ፥ቆልኡት ዘዘክትም ሰራም መሳርሂ ተመለጽትን ጎሃላሉ ዝሃድርሉ ደንበ ቀተልትን አዩ ፥ኣብዚ ደንበ አቡዳት ዝዋስኡ ድማ ኣብ ኣሪትራ ምንነት ዘይብሎም አስለ መፋልስ ፥ክሳብ ምንነትካ ዘህድግ ሰራም ሰነሃዳብ ህግደፍ ዝክተሎ ኣግባብ ኮይኑ ፥አታ ህድሞ ኣዲ ምንነትካ አትገልጽ ብበጋሚዶታትን ኣመንዝራታት ህግደፍ ዝዝመረላ ጪርሆ አያ፥
ተገጢምኩም ኢኩም ቆዳር ኣጋመ ኤርትራውነት ከተፍርሱ (ርእስካ ክትፈርስ ኢኻ)
ኣቱም ልኡክ ማለሊት ፡፡ ንተጋሩ ግድን ኣብ ኤርትራ ተዘየእተኩዲዩ፡፡ ኣንታ ኣጋመ
Semar. Wayd. Alahal. Entay. Eu zbblzelo. Aredaani
Nska zeytnebrela Eritrea tinded malet zegerm iyu nska kidm nedidka aloka
😂😂 ዘይትነብረላ እንተኾይና ደኣ እንታይ'ሞ ክትኮነካ'ያ!?
እስከ ሕሰብ ኣንታ ከብቲ፣ ክትነብረላ ዘይትኽእል እንተኾይንካሲ፣ እንተነደደት እንታይ'ዩ ዝጎድለካ!?😂
Bitcoin
Wulke seb kindi hager aykonen hade kab kifal iyu
ኣንቲ ዮዲታ እዞም ሰባት እዚኣቶም ሲ እንታይ እዮም ዝዛረቡ ዘለው። ንሃገርና ምግዳልና ከጽልኡና።
እቲ ቁኑዕ ዕላማ ሒዙ ዝቃለስ ዝነበረ ተቓላሳይ ኣብ ሳሕል ይንበር ኣብ ባርካ ይንበር ኣብ ወጻኢ ይንበር ኣብ ውሽጢ ሃገር
ብቁኑዕ ዕላማ እዩ ተቓሊሱ ተወጊኡ ተሰዊኡ። ነዚ ዘይኣምኑ እንተኾይኖም ነዚ ሕጂ ንሃገርይ ዝብል ዘሎ እውን ይጻረፉ እዮም ዘለዉ በጃኺ ኔው በልዮም።ዘረባኦም ምንም ትርጉም ኣይህበንን እዩ።
ዝዛረብዎ ዘለው ደጊምኪ ስምዕዬ ኣኾምስዕዬ ሞ ሽዑ ክርደኣክን ኢዩ ምስማዕ ጥራይ ኣኻሊ ኣይኮነን ።ከምቲ ትደልየኦ ጌርክን ስለትርድእኦ ኢዩ እቲ ጸገም ዝመጽእ ዘሎ።
Bahqi
ጊስ ባርያ
ዋይ ኤርትራ ዓደይ መጻወቲት እዞም ኣብ ገድሊ ኣይ ተጋደልቲ ኣይ ሲቪል "ሓዲግ" ንብሎም ዝነበርና ሕንጉጉ ፍጥረት ቤት ትምህርቲ ሰውራ ኮይና ! 🤔🤔🤔
ኤርትራ ዓዲ ከምዚ ከማኻ እንስሳታት ምዃና 'ምበር የሕዝን።
ብዛዕባ ሰብ ሕሰብ ንስካ ውን ሓደ ካብቶም ሃገራውያን ኢካ።
I don't think these guys know what they are talking about.
Purposeful people take responsibility for family, society and country.. While egocentric people dwell on what have done my country, and society for me. Those two individuals philosophy is live for yourself that is ignore what is around you until it affects you. This philosophical argument is unity is not power. Individualism has not worked since the time of hunters and gatherers.
You clearly misconstrued what these geniuses are saying and been saying for the last year or so. It’s not complicated, start with self! That’s it! They have never ever said or alluded to stop on self (or be ultra individualistic).
It’s illogical to care for others while neglecting personal interests and responsibilities! ኣኸለ!
Bnay hade tera seb hadaru zbetene kem abi ariesti gerkum medeb tserhu kalie Yelen dyu hageru slezfetu aykonen hluf eritrawi nmmsal eu
Hager entelatka bkibret zweledjayo teibi, sdetegna hageru ztselie iyu hsur dma iyu
Abohagokan kdmiu zeneberun bselam dekom zeibyula hager ayneretomn elka tihasb? Niakake alatkado?
Kkkkkkkkkķk