ህሉው ኩአታት ደምበ ተቓዉሞ፦

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.ค. 2024
  • ህሉው ኩአታት ደምበ ተቓዉሞ፦ ኣቶ ብርሃነ ዘውደ
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 12

  • @merhawihabtay4810
    @merhawihabtay4810 22 วันที่ผ่านมา +1

    ኣያ ብርሃነ ርጉእ ቡሱል ብርዲኢት ደስ ዘብል ኣስተምህሮ ዝህብ ለባም ኣቦ💙

  • @russomgebremikael1110
    @russomgebremikael1110 22 วันที่ผ่านมา

    ዝባን ሓቂ ይሓተኪ ኣለዂ ኣበይ ጠፊኦም ሰምሃርን ተስፋይን.......?ዮዲት

  • @user-nu9zc1hp5j
    @user-nu9zc1hp5j 23 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @frewiniabraha755
    @frewiniabraha755 23 วันที่ผ่านมา

    ሰመረን ተስፋይን ንብርጌድ ንሐመዱ አየናአሱን

  • @yhaishmebrahtu1946
    @yhaishmebrahtu1946 23 วันที่ผ่านมา

    ንግዙኡ ዲዮም ድቡሉ ህግደፍ
    መገሻ ኣለኒ እልክ መምሃራይ ኣጥፍክለይ
    ኣይግድን።

  • @yhaishmebrahtu1946
    @yhaishmebrahtu1946 23 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ሰላም ዩዲት እታይ ደኣ በዓል ተስፋይ ን ሰመረን ኣጥፍክ ዮም።

  • @ghebreyesushaile680
    @ghebreyesushaile680 23 วันที่ผ่านมา

    ሎቕማጽ ሕጂ ግን ነዞም ኣኽላባት ትከላኸልሎም ኣሎኺ።ጥዕና የብልክን።

  • @ghebreyesushaile680
    @ghebreyesushaile680 23 วันที่ผ่านมา +1

    እጾም ክልተ እኽላባት ኣይፋላለዩን ኢዮም ኣብ መንጎኦም ውን ሪ ኢቶ ፍልልይ የብሎምን ብሓንሳብ ኢዮም ከምዞም ኣኽላባት ውሕ ውሕ ዝብሉ።

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 23 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ዮዲት ብልጽቲ እንቃዕ ብሰላም መጻእኪ (ሰማር ) (ተስፋይ) ኣምጽእልና ባ

  • @gitup7918
    @gitup7918 23 วันที่ผ่านมา

    Gula Abay Disti. Mis abotatki HIGIDEF konki ni TEFETAWI atfieeyio.

  • @ghebreyesushaile680
    @ghebreyesushaile680 23 วันที่ผ่านมา +1

    ንስኺ ንባዕልኺ ንኽጻረፉ ኣብ መድያኺ ዘፍቀድኪ ኢኺ ።ን ኣብነት እቶም ክልተ ኣስናን ዘይብሎም ኣብ ሳሕል ተውሊድና ዝብሉ ገርሊ ንሰባት ክቕንጽሉ ስቕ ኢልኪ ኣፍቂድክሎም ኢኺ ።ክፍ ኣትኪ ኣብቲ ገጽኪ ፍሽኽ ክትብሊ ተነቢቡ ኢዩ።

  • @negahaile5391
    @negahaile5391 22 วันที่ผ่านมา

    -- መግዛእቲ ጣልያን ናብዚ ሕጂ ኤርትራ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ዘሎ ሃገር ኤርትራ ኣብ ዝመጸሉ እዋን ዓድታት እይየን ዋና መሬት ዓደን ኮይነን መሬተን ዓርሰን ዘመሓድራ ነይረን እብል። ዓድታት ብሓደ ተጠርኒፈን መሬት ዓድታት ጠርኒፋ ዝግዝኣሉ/ዝመሓደረሉ ዝነበረ ወረዳ ይኹን ኣውራጃ ኣይነበረን እብል።
    -- ኤርትራ ብውክልና ናይ ዓድታት ዝተፈጥረት ሃገር ኣይኮነትን እብል።
    -- ኤርትራ በቶም ነበርታ ፍቃድ ዝቆመት ሃገር ዘይኮነት፡ ብመግዛእታዊ ሓይሊ ጣልያን ኣብ ልዕሊ ነበርታ ብሓባር እተዳዕነነት ሃገር እይያ እብል።
    -- ብመግዛእቲ ጣልያን ዝተፈጠረት ሃገር ኤርትራ ንዓድታት ዊሒጣ ነቶም ደቂ ዓዲ/ነበርቲ/ዜጋታት ካብ ጸቢብ ናብ እዚ ንርእይዮ ዘለና መሬትን ባሕርን ዝሓወሰ ግዝኣት ዝወለዳ ሃገር ኣረኪባቶም ኣላ እብል።
    -- ሃገር ኤርትራ ሃገር ዜጋታት እይያ እብል።
    -- እቲ ንሃገር ኤርትራ እዚ ህልው ቅርጺ ዘትሓዛ ገዛኢ መንግስቲ ጣልያን ብናይ ደገ ሓይሊ ክገድፋ ከሎ፣ ዋናታት ኢና ዝብሉ ሓይልታት ስለ ዝበዝሕዋ ክሳብ ሕጂ ዜጋታታ ቀሲኖም ክነብሩላ ኣይከኣሉን እብል።
    -- ኤርትራ ከም ሃገር ካብ እትፍለጥ ክሳብ እዛ ዝጽሕፈላ ዘለኹ እብል፡ ዜጋታት ሃገር ኤርትራ በብዝውክልዎ ወይ እውን ብዓበይቲ ዓዲ ብሓደ ተራኺቦም መጻኢኦም እንታይ ይሓይሽ ብዝብል ኢሂን ምሂን ዝበልሉ የለን እብል።
    -- ኣብ ኤርትራ ንዘሎ ገዛኢ ሓይሊ ንምእላይ ሰላማውን ሕጋውን ኣገባብ ጥራይን ጥራይ ክኸውን ኣለዎ እብል።
    -- እዚ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ገዛኢ ሓይሊ ንምእላይ ዝቐውም ናይ ሓባር ሓይሊ ዝውክል ክቐውም ዘለዎ ብነፍሲ ወከፍ ዜጋ፡ ብዜጋታት ብዝተወከለ ክኸውን ኣለዎ እብል።
    ሰላም ንኹሉ