እቲ ዘይጠዓየ ሰብኣይ፡ ካብ መጽሓፍ ኣቶማዊ ልምድታት

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 14

  • @salihosmansom1827
    @salihosmansom1827 ปีที่แล้ว +4

    ነቲ መጻሕፍትን ትሕዝቶን ዝያዳ መቅርት ዝውሰክሉ ጥዑም ካናረ ድምጽኻን ኣናብባኻን ኣዝዩ ሳሓብን ምሉእ ማዓልቲ ሰሚዕካ ዘይመነወካ ጥዑም ድሚጽን ኣናብባን።
    ነዝ ተውህቦኻ ክንቋድሰ ምግባርካ ነመሰግነካ ኣጆኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
    ነዚ ንኡሰ ዎሎዶ ትገብረልና ዘለኻ ኣዝዩ ዝናኣድ ዘይሃስስ ዓቢ ኣበረኩቶ።♥

  • @tsegubahta5155
    @tsegubahta5155 ปีที่แล้ว +2

    ኩሉ ጠቕሚ ኢልካ ተቕርቦ መደባት ብጣዕሚ የመስግነካ።

  • @alexghirmay3793
    @alexghirmay3793 ปีที่แล้ว +2

    Welcome our teacher

  • @mahdereyemane2330
    @mahdereyemane2330 ปีที่แล้ว +1

    ብጣሚ ጽቡቅቲ መጽሓፍ እያ።
    እታ ጋል ግን ጓል ሰበይቱ እያ, ሰበይቲ ወዱ ኣይኮነትን ትብል፡ ግን የግዳስ እቲ ዘድሊስ እቲ መልክቲ እዩ

  • @peaceisalwaysgood450
    @peaceisalwaysgood450 ปีที่แล้ว +2

    መጽሓፍ ኣንብበልና ከም tedel tube ትብሃል ናይ ኣምሓርኛ ብዙሕ እያ ትስሕበካ

  • @msgnanguse6069
    @msgnanguse6069 ปีที่แล้ว +2

    Welcome

  • @weredelugano1015
    @weredelugano1015 ปีที่แล้ว

    Great our teacher

  • @AmanuelOkbay
    @AmanuelOkbay ปีที่แล้ว

    Dankeschön 😊

  • @awethaile4834
    @awethaile4834 ปีที่แล้ว +2

    Lmdtat ktlwtom 4 negerat serilna alo.ab kexali Xbku gerka glexa.bzkone Thanks

  • @lemlemberhe149
    @lemlemberhe149 2 หลายเดือนก่อน

    GBU BRO .

  • @adhanomghebreyohannes9990
    @adhanomghebreyohannes9990 ปีที่แล้ว +1

    ከም ወትሩ ብሉጽ ኣቀራርባ መምህረይ።

  • @hagoskefali-jj8ft
    @hagoskefali-jj8ft 3 หลายเดือนก่อน

    ኣብዚ ግዜ እዚ የንብባ ለኹ አቶማዊ ልምድታት ምልጽቲ መጽሓፍ ኢያ 🥰

  • @Imlivingmydreams-gv8hg
    @Imlivingmydreams-gv8hg ปีที่แล้ว +1

    ኣቶማዊ ልምድታት ታ ዘንብባ ዘለኩ ገራሚት መፅሓፍ

  • @samisami8564
    @samisami8564 ปีที่แล้ว +3

    ድገሞ"ታ ሰማዒ. ደጊምካ ስምዓዮ