Gere Emun Part 22

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024
  • ፈተውትን አድነቕትን ገሬ እሙን youtube channel subscribe ብምግባር አተባብዑና
    Gere emun part 21👉 • gere emun part 21
    Gere emun part 20👉 • gere emun part 20
    Gere emun part 19👉 • Gere emun Part 19
    Gere emun part 18👉 • Gere emun part 18
    Gere emun part 17👉 • Gere emun Part 17
    Gere emun part 16👉 • Gere emun part 16
    Gere emun part 15👉 • gere emun part 15
    Gere emun part 14👉 • Gere emun part 14
    Gere emun part 13👉 • Gere emun part 13

ความคิดเห็น • 704

  • @user-xn8jp9tg8g
    @user-xn8jp9tg8g 4 ปีที่แล้ว +145

    #ሃገረይ ብሰላም ይምለሰኒ ትብሉ እድኩም ሓፍ ኣብሉ።ዝተባረከት ዝተቀደሰት ሰንበት ይግበረልና።👍🏽👍🏽👍🏽

  • @shishiAlexander
    @shishiAlexander 4 ปีที่แล้ว +133

    ቡን ናይ ሰንበት እንዳሰተና ክንሪኤኩም መሪጽና እሞ ቡሩክ ሰንበት ይግበረልኩም ኣጀኩም ተጋሩ ኤርትራዊ ሓዉኩም ካብ ጀርመን ።

  • @dearmama4027
    @dearmama4027 4 ปีที่แล้ว +6

    Tegaru shekorakur kafe alekum deki tigray betii bealti bukulti Simon from Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌

  • @asmieghiwet579
    @asmieghiwet579 4 ปีที่แล้ว +195

    ❤ ሓደርኩም ብሩኻተይ ❤
    ⛪ ናይ ሰንበት ተኻፍልቲ ⛪
    በረኸትን ረዲኤትን
    ይግበረና!
    ሰላምን ፍቕርን ዝነገሳ ብርኽትን ቅድስትን ሰንበት ትኹነልና።

    • @wedibaba143
      @wedibaba143 4 ปีที่แล้ว

      *ኣሜን የሕቢሩ ንኩላትና*

    • @Kw-ek3no
      @Kw-ek3no 4 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን

    • @andom8177
      @andom8177 4 ปีที่แล้ว

      Amen 🌻 amen 🌻 amen 🌻

    • @wezefabraha8965
      @wezefabraha8965 4 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen

    • @user-wd2fr2ne7t
      @user-wd2fr2ne7t 4 ปีที่แล้ว

      amen amen marr

  • @drogba200
    @drogba200 4 ปีที่แล้ว +23

    ኣያ ዘራኣብሩኽ ኬፍ ዘለዎም ኣቦ እዮም🍁

  • @emnetsion2
    @emnetsion2 4 ปีที่แล้ว +240

    ጌሬ እሙን ምስ ቤቲ ሃይላይ
    ኣያ ጆኬር ኣያ ዘርኣብሩኽ ዘድናቅ like ሂብኩም ኣብ ዚ ቻነለይ ድማ ኣዝዩ መስሓቕ ቭድዮ ኣለኩም ተጋባዙለይ ብሩኻት ብሩኽ ሰንበት ይግበርልና።

  • @desalekahsay7348
    @desalekahsay7348 4 ปีที่แล้ว +59

    ኣጆኩም ተጋሩ የሐዋትና ኑፉዓት ኤርትራዊ ሓውኩም ካብ ጀርመን ፍራንክፈርት

    • @user-sp5xi1jo1l
      @user-sp5xi1jo1l 4 ปีที่แล้ว

      የቀንየልና ወዲ ዓበይቲ ብስም ቤቲ ሃይላይ

    • @afeworkimichael4977
      @afeworkimichael4977 4 ปีที่แล้ว

      ኣጆኩም የህዋተይ ወይናረግ ካብ ፍራንክ ፈርት

  • @user-cy9kx9em9h
    @user-cy9kx9em9h 4 ปีที่แล้ว +205

    ሰላም ንኩላትኩም ኣብ ስድት ዘለኩም ተጋሩ ❤

  • @zenebugebrekidan
    @zenebugebrekidan 4 ปีที่แล้ว +189

    ነዛ ፅሕፍቲ ተንብቡ ኩለኩም አቦና መድሃኒአለም ካብ ሃንደበት ሞት ይሓልኩም😢😢😢😢

  • @user-ie5ew3il9i
    @user-ie5ew3il9i 4 ปีที่แล้ว +192

    ሎምስ ክቅድመኩም ክንደይ ግዜ ክቅደም ገሬ እሙንን ትግራይን ፈተዉቲይ ኩሉ ኩም ኤርትራውያን ብሩክ ሰንበት ላይክ ኣይትረስዑ ዝተቀደሰ ማዓልቲይ ይኩነልኩም።

  • @liberty1205
    @liberty1205 4 ปีที่แล้ว +7

    My family and I watch this show after church. The best part is my 2 year old daughter also laughs with us every time we laugh. I know she doesn’t understand it but I love it. Because, she is learning her language while creating memories with her parents. To the creators of this show thank you so much.

  • @mengstabrezene5484
    @mengstabrezene5484 4 ปีที่แล้ว +23

    ✔ክክክክ ኣታ ደቂ ሓላል ዓዲ ተጋሩ ተፈተዉቲ እንቋዕ ዳሕና መፃእኹም እንዳ ገሬ ኡሙን ተናፈቐቲ
    ✔😂😂ሎሚ ኣያ ዘራኣብሩኽ ንጥዕናኦም ክብሉ ንቲ ወዶም ከይኽሩዩሉ።
    😂ንዓመታ ካብ ትምህርቲ ክባረር እየ ዋ ምሳይ ክትከድ እኻ
    ❤ሰምሃል ለባም ጋል ኣያ ዘረኣብሩኽ ኣብ ቡዙሕ ክትሳተፍ ግበሩዋ ኢኹም ለባም ጋል እኒሃቶም።👍👍

  • @eriwalltashow5260
    @eriwalltashow5260 4 ปีที่แล้ว +18

    ገረ ናይ ሐማምይ ሰላም neklkum simati ትግርኛ ሰላም የውርድልና አልኩም ጸሎት ነግበር ካብ ኣስመራ ኤር

  • @nardosnardos4332
    @nardosnardos4332 4 ปีที่แล้ว +13

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ቡሩካተይ ንኣመንቲ ክርስትና (ተዋህዶ) እንኳዕ ናብ ፆመ ፅጌ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና አሜን፫

  • @wedinegasi5420
    @wedinegasi5420 4 ปีที่แล้ว +11

    ዘራአቡሩኽ ሲ ዕድመን ጥዕና ምስ መሳሪሕትኻ ። ደቂ ትግራይ ዓበይቲ

  • @kibret1581
    @kibret1581 4 ปีที่แล้ว +267

    Love you ተጋሩ from eri
    ካብ ኩሎም ዝነፍዐ ኣብዛ ድራማ መን ትብሉ? ኣነ ዘርኣብሩኽ ምስ ሰበይቱ ይብል ንስኩም ከ?

    • @Kw-ek3no
      @Kw-ek3no 4 ปีที่แล้ว +5

      ቤቲ ምስ ገሬ

    • @angdaw3829
      @angdaw3829 4 ปีที่แล้ว +6

      ኣያ ጆኬር

    • @befkirnfkirnfkirbefkr7238
      @befkirnfkirnfkirbefkr7238 4 ปีที่แล้ว +6

      Anes kulum eye zfotum gena ka ykret

    • @danm1829
      @danm1829 4 ปีที่แล้ว +3

      Yesss አነውን ከማኻ ኢየ ዝብል

    • @user-sv3xv1lq6s
      @user-sv3xv1lq6s 4 ปีที่แล้ว +1

      ቤተ ሽካር

  • @user-ld5tl6hr9i
    @user-ld5tl6hr9i 4 ปีที่แล้ว +64

    *ይሕዋተይ ብቀዳማይ ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ምስ ኣፍቃሪተይ ተባኢስና ሕጂ ደዊላትለይ ኔረ ኢሎኩም ኔረ ፍቅርና ናብ ንቡር ተመሊሱ ስ ድሮ ኮ ኣነ ካብ ጀርመን ናብ በልጅም ከይደያ ምስ ኣፍቃሪተይ ተራኪብናስ ድሮ ኮ ፍቅርና ነስተማቅር ኣለና እቶም ኣምላክ ይሓግዝካ ናብ ልባ ትመለስካ ዝበልኩምኒ ብልቢ የመስግነኩም ብር ክትብሉ ታሓጎሱ ይሕዋተይ ።ሕጂ ድማ ንዓይ ብሕጂ ትሪኢዋ like ዝብጥ ኣብሉለይ*

    • @Peace-zf1br
      @Peace-zf1br 4 ปีที่แล้ว

      Congratulations
      Nena kemu yemslna
      Nattytt wen kemu alo kab England nab Holland aykidan
      Nesa temsea

    • @Peace-zf1br
      @Peace-zf1br 4 ปีที่แล้ว

      Congratulations arku.
      Neayyy base ms afkrtyyy agtmne alo

    • @linidesbele380
      @linidesbele380 4 ปีที่แล้ว +1

      እንኳዕ ደስ በለካ ክብረተይይይ

    • @user-dn7mp9sk6x
      @user-dn7mp9sk6x 4 ปีที่แล้ว

      Enkae Des beleka hawey maerey

    • @selteneberheonelovess4
      @selteneberheonelovess4 4 ปีที่แล้ว

      ፍቅር

  • @danm1829
    @danm1829 4 ปีที่แล้ว +304

    ዘርአብሩኽ 1000 Like ሂበካ አለኹ ንበይንኻ

  • @Peacean
    @Peacean 4 ปีที่แล้ว +6

    ዘርኣ,ብሩኽ ዓይነይ ካሊእ ከይትውስኽ እንደ,በሉ ዱካን ተሰኪሞማ ክኸዱ ደልየም😂😂😜

  • @barowbarow6120
    @barowbarow6120 4 ปีที่แล้ว +53

    እዋይ ሎምስ ቀዳመይቲ ኮይነ ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ትግራይ and ኤረይ ሽኮራት

  • @user-og4ok5fr9i
    @user-og4ok5fr9i 4 ปีที่แล้ว +32

    ሰላም ሰላም ኣንዳ ገሬ እሙን መልካም ቀን ይሁንልን 🇪🇹🇪🇹🇪🇹😘😘😘❤❤👍

    • @user-bn9vs5yq3p
      @user-bn9vs5yq3p 4 ปีที่แล้ว +2

      ጨለ

    • @addisngus4107
      @addisngus4107 4 ปีที่แล้ว +4

      ኣምሓርኛ ኣይሰምዑን እንዳ ገሬ እሙን ዋ ሰላም ንኩላትና

    • @user-bn9vs5yq3p
      @user-bn9vs5yq3p 4 ปีที่แล้ว +1

      @@addisngus4107 ደሓርስ ኳ ፈሊጠዋ ከም ዘይሰምዑ😀

    • @user-og4ok5fr9i
      @user-og4ok5fr9i 4 ปีที่แล้ว

      @@addisngus4107 እሺ እሞ

  • @geni3064
    @geni3064 4 ปีที่แล้ว +26

    *እንካዕ ዳሓን መጻካቱም ዳ ጌሬ ኡሙን ሎምስ ኣብ ሳዓታ ሸይፈያ እኮ😘*

  • @mhaymanot1290
    @mhaymanot1290 4 ปีที่แล้ว +4

    Zereabruk kulukum dess ktblu, Edmen TEnan yhabkum

  • @leilee6960
    @leilee6960 4 ปีที่แล้ว +2

    አነስ ዘብረአብሩኸይ ዓይነይ ለምለም ዓይነይ ገይረ ፍትውትው እየ ለብሎም ናማን ላመሰለንስ ሐደ ሐደ ግዜ ላሕዞኑኒ ስ ነብዐመተይ ይወርድ ከምኡውን ካብ መጠን ልላዕልይ ይስሕቕ ሽኮሪናታት ቤተሰብ
    ካልኦት ተዋሳዕትውን ብጣዕሚ እየ ልፈትወኩምን ለኽብረኩምን respect

  • @kahsubahtayosef4136
    @kahsubahtayosef4136 4 ปีที่แล้ว +8

    Nic pic job ahwat hawukum Eritreawi eye🇪🇷

  • @danielaman3054
    @danielaman3054 4 ปีที่แล้ว +5

    ኩሉኩም ተዋሳእቲ ናይ ገርየ ኡሙን እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ብሩኩን ቁዱሱን ሰንበት ይግበረልና።
    ኣይትሓዙለይ ኣያ ዘርኣብሩክ ነዞም ቆልዑ ብጥሜት ከይትቀትልዎም ኢድኩም ፍትሕ ኣብልዋ።
    ዳኒኤል i am from eritrean

  • @zaydgalltigray8825
    @zaydgalltigray8825 4 ปีที่แล้ว +11

    ክክክ ዳ ገሬ ሽኮራት ዓባይ መልእክቲ ዘለዋ ስራሕ ኣጆኩም እስከ ቤቲ ሃይላይ ዘረኣናያ ጊን ቁሩብ ኮሪና

  • @user-xs2ev7sk8f
    @user-xs2ev7sk8f 4 ปีที่แล้ว +30

    ዌልካም እንዳ ገሬ እሙን ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና ደቂ ምድረ ሓበሻ ንኣያ ዘርኣብሩኹን ንለምለም ዓይነይን ክፈትዎም ማራ ኬፍ ዘለዎም

  • @user-ty7nf7hl7q
    @user-ty7nf7hl7q 4 ปีที่แล้ว +14

    ዋይ ሰሓቅ ሞይተ ለማዓንቲ ለያዘራአ ብሩኽ ዝፈቱLike

  • @ADONAY_DIVORA143
    @ADONAY_DIVORA143 4 ปีที่แล้ว +19

    እንጀራ ዓለም ካብ ኣዲኹምን ዓድኹምን ዘውፀኣኩም ኣሕዋተይ ኣኣብ ስራሕኩም ሰላምን ቅሳነትን ይምነየልኩም ካብዚ ዘለኹዎ ጭንቀት የድሕንኩም😢😢

    • @eden9876
      @eden9876 4 ปีที่แล้ว

      አጆኪ መዓረይ ፀልዪይ እግዚአብሔር ምሳኺ ይኹን ስደት ኽፉእ ከርተት የብለናሎ የዕረፍቲ አግኒና ( ምስ ቤተሰብና ኾይና አምላኽ የቅልለልና😘

    • @ADONAY_DIVORA143
      @ADONAY_DIVORA143 4 ปีที่แล้ว

      @@eden9876 እሺ ዝያዳይ የቀንየለይ ክብረት ይሃበለይ ክብርቲ ሓፍተይ😘

  • @user-ik1yv8qf5t
    @user-ik1yv8qf5t 4 ปีที่แล้ว +6

    አያ ዘብረአብሩክ መስ
    ወዶም ዘሎ ምዝንጋአ
    hadiu...smaa....
    wey...betri
    wey....mkri

  • @sidraysidray2623
    @sidraysidray2623 ปีที่แล้ว +1

    Zerabruk is best comedian!!!..all are best comedians!!!...but zerabruk is so talented!!!! I really admire him

  • @user-bj1qr6by6o
    @user-bj1qr6by6o 4 ปีที่แล้ว +82

    እንኳዕ ድሓን መጻኩም ተጋሩ ብሉጻት !!ሎማዓንቲ ማራ ተሓጉሰ ኣለኩ በጃኩም like ሃቡኒ ሰናይ ሰንበት ካዓ !

    • @luulgebremichael9149
      @luulgebremichael9149 4 ปีที่แล้ว +1

      Enqai hagoseki Haftey entay dea terekibu 😘😘😘

    • @user-bj1qr6by6o
      @user-bj1qr6by6o 4 ปีที่แล้ว +1

      ምስ ዝፈትዎም ስድራይ ተራኪበ አሜን ካዓ ሓወይ !!

    • @kiflaygebreslassie3569
      @kiflaygebreslassie3569 4 ปีที่แล้ว +1

      በፍቅርህ ታስሬ marr

    • @user-bj1qr6by6o
      @user-bj1qr6by6o 4 ปีที่แล้ว

      @@kiflaygebreslassie3569 ታንክስ ማሬ !!

    • @user-gb6zc1to6p
      @user-gb6zc1to6p 4 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን ሓጎስኪ ንኩሉ ግዜ ይኩን መዓረይ

  • @user-bo1kw8vw1c
    @user-bo1kw8vw1c 4 ปีที่แล้ว +31

    ሽጋኹም kkkk ጆኬር
    Likeኩም ናፊቀ

    • @habtishitech1756
      @habtishitech1756 4 ปีที่แล้ว

      ሓዳሽ channel ከፊተ ኣለኩ ብዛባ business ሞራል ፕልዝ!

  • @smrahgazi2851
    @smrahgazi2851 4 ปีที่แล้ว +9

    ኣያዛሪኣ ብሩክ ከስሕቁኒ ማዓት ኣነስ ኣብሃም ጎበዚ ተዋሳኢ

  • @user-ox3dr3sj4o
    @user-ox3dr3sj4o 4 ปีที่แล้ว +25

    ንቤቲ ዝፎቱ💋💋💋

  • @user-ep4de9kt4u
    @user-ep4de9kt4u 4 ปีที่แล้ว +6

    ክክክክክክክክክክክክ ካልአ ከይትውስኽ ገብርሂወት ገርየ ወስኽ ማለት አኡ ብት ግርኛ ዋ ክኽክክክክ mekesenat

  • @user-sw5qw3lg4y
    @user-sw5qw3lg4y 4 ปีที่แล้ว +20

    እንጀራ መሶብ ውስጥ ሚቆጥረው ሰውየ በጣም ያስቀኛል ቤቲ ሃይለ ቦኽልቲ መከፋፈሊት የለችም ዛሬ 😣😔

  • @trwitrwiezieriteraaykonano1079
    @trwitrwiezieriteraaykonano1079 4 ปีที่แล้ว +59

    ነዚኣ ኮሞንት ተንቡቡ ዘለኹም ሰላም ፍቕርን የውርደልኩም እዝጋብሄር ኣምላኽ ።ዝተቐደሰ ሰንበት ከኣ ይግበረልና ስደትና ይሕጽረልና ገጽ ኢቲኦም ንፈትዎም ስድራ የርኤና

    • @habtishitech1756
      @habtishitech1756 4 ปีที่แล้ว

      trwi trwi ezi Eritera aykonan Okbay ሓዳሽ channel ከፊተ ኣለኩ ብዛባ business ሞራል ፕልዝ!

  • @wedibaba143
    @wedibaba143 4 ปีที่แล้ว +11

    *ዌል ካም ደቂ ትግራይ ሎማዓንትስ ንርግኣት ተርእዩኒ ትኮኑ ናፊቀያ ቀንየ*

  • @debesayfrezgi5811
    @debesayfrezgi5811 4 ปีที่แล้ว +17

    አነ ነዛ ጓል ዘርአቡሩኽ አፍቂረያ አለኹ ❤

  • @user-wr5vu3ne2b
    @user-wr5vu3ne2b 4 ปีที่แล้ว +3

    አንቱም ታሃረፈቲ ከም ሽዊት ምሽላ እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ማራ ሃነቀው ክበል ቀንየ አነስ

  • @merihhadgu575
    @merihhadgu575 4 ปีที่แล้ว +17

    ውውውው አንቆዕ ደሓን መጻኩም ሓንቲ አንታይ ዳኣ ቅያር ክዳን የለን ድዩ በሓንቲ ክዳን ጥራሕ ተዋሰዎም
    ኣንታ አዛ ፊልም ከማይ ዝፈትዋ like habuni

  • @fikirabrham6191
    @fikirabrham6191 4 ปีที่แล้ว +7

    እንኳን ብሰላም መፃኩም ብሩክ ሰንበት ይግበረልና

  • @user-ie4hn4br4c
    @user-ie4hn4br4c 4 ปีที่แล้ว +72

    ከመይ ኣሎ ውዕሎ ሰንበት የሕዋት ?
    ብወገነይ ኣምላክ ይመስገን ፅቡቅ ኣሎ ንኩለኩም እውን ሰናይ መዓልቲ ይምነየልኩም 🙇 እንዳ #ገሬእሙን ድማ ብሩክ ሰንበት ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ። #ኣነስ እዚ ዮውሃንስ እንበር ፈትየዮ ሒዝዎ ዘሎ ካራክተር ከፀልለኒዩ ዝደሊ ።

    • @genetgeryeiamproudoftigray3032
      @genetgeryeiamproudoftigray3032 4 ปีที่แล้ว +4

      ኦይ ካራክተርስ ናተይ እዩ ፍቅረይ ሰብ እካ ከይሰምዐኪ ትጂየ መሕረር
      ሰንበት ከኣ ክንደይ እካ ይጥዕም ዝያዳይ

    • @user-gb6zc1to6p
      @user-gb6zc1to6p 4 ปีที่แล้ว +2

      እግዚአብሔር ይመስገን ትጅየ ምቅርቲ
      አሜን አሜን አሜን!

    • @baselawiswisawi2286
      @baselawiswisawi2286 4 ปีที่แล้ว +1

      ትግስት ፈታዊት ሞሞና ኤማተይ Danke 🙏 kebrtey gen entay kengeber ab exuw geza betsmuwa Tewdiena beka astemakerwo terah senbetkum ember nehnas tewahahidna Eu ezi mealtal

    • @simonluul7958
      @simonluul7958 4 ปีที่แล้ว +2

      ትግስት ፈታዊት ሞሞና ኤማተይ ጛል ኤማ ድንቂ ዝኮነ ሰንበት የሕልፍ ኣለኩ ከም ናተይ ነዓካትኩም!

    • @user-ie4hn4br4c
      @user-ie4hn4br4c 4 ปีที่แล้ว

      😘😘😘😘

  • @reir2557
    @reir2557 4 ปีที่แล้ว +1

    ዘረኣብሩክ,,,,,,ዓይነይ,❤❤❤💘💘💘💘😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆

  • @alembokuretsion9354
    @alembokuretsion9354 4 ปีที่แล้ว +1

    ዘብረኣብሩኽ ፅቡቅ ኣለኩም ጀኬር.......

  • @wedihumeraeygenwedimekelee8742
    @wedihumeraeygenwedimekelee8742 4 ปีที่แล้ว +4

    Gere emun ❤️ ❤️ ❤️ Konjo Commdy ey. Selam ne hagrn Ethoi amen ❤️ 🇪🇹 ❤️ ❤️. 🇩🇪 🇪🇹 🇩🇪 🇪🇹 🇩🇪 🇪🇹 🇩🇪 🇪🇹 🇩🇪 🇪🇹 🇩🇪 🇪🇹 🇩🇪 🇪🇹

  • @meksebalem8269
    @meksebalem8269 4 ปีที่แล้ว +23

    Atum sebat ezia film ember axelilateni eske kemzi kemay ketxebeyewa zecenahkum like

  • @user-vo2wc3oi7w
    @user-vo2wc3oi7w 4 ปีที่แล้ว +12

    ኣሰይ ሙቁራት ኣድናቂትኩም እየ
    😘😍😘😍

  • @eri-binit6226
    @eri-binit6226 4 ปีที่แล้ว +59

    Bsm Eri and tigray ske abzi tahti
    Like rgetsu deqi abeyti

  • @ttsalon8106
    @ttsalon8106 4 ปีที่แล้ว +2

    አያ ዘብረአብሩክ ሓሪፍ ዋይ ሃሃሃሃሃሃሃሃ

  • @funnywiz8918
    @funnywiz8918 4 ปีที่แล้ว +9

    From London love

  • @richyewkroljrichyewkrolj3294
    @richyewkroljrichyewkrolj3294 4 ปีที่แล้ว +1

    Enkar bdahan metsekum deki tgray mearat kemey dye ftw deblekum👍👍👍👍👍❤❤❤❤

  • @user-zn2rw9bf9e
    @user-zn2rw9bf9e 4 ปีที่แล้ว

    Wawwwww gerge harif xbuk astayl aleka 👍👍👍👍👍👍👍🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @emamedia5051
    @emamedia5051 4 ปีที่แล้ว +9

    ብሽም ገሬ እሙን like ጽፍዕኩምኒ ሕለፉ
    ብር ክትበሉ ትሓጉሱ ሕሳብ ልብኩም የስምረለኩም don't forget subscribe pls

  • @natanrobel7047
    @natanrobel7047 4 ปีที่แล้ว +152

    ካብ ኢቲዮፕያውያን ኤሬትራውያን ተኸታተልታ በዝሑ ምሳይ ትሳማምዑ Like

    • @user-ff6gl2ix3b
      @user-ff6gl2ix3b 4 ปีที่แล้ว +4

      ኪድ እስኪ ታኣለ ዘረባ ረኪብካ ሞይትካ ድዩ ሓሳድ

    • @genetgeryeiamproudoftigray3032
      @genetgeryeiamproudoftigray3032 4 ปีที่แล้ว +9

      መጀመርያ ፊደል ኣስተካኪልካ ተምሃርን ፀሓፍን TH-cam ከኣ ኩሉ እዩ ዝሪኦ ቡዙሕ ሕማቅን ፅቡቅን ሃለውለው ኣይትበል

    • @theboy3651
      @theboy3651 4 ปีที่แล้ว

      Ewe mekniatu dima etom Ethiopian kiserhun kimeramerun sleziwielu

    • @janeetjaneet8531
      @janeetjaneet8531 4 ปีที่แล้ว +5

      ኢትዮጵያውያን ናብ ዩቲዩብ ዘይኮኑ ናብ ስርሖም እዮም ዝጎዩ

    • @sami9086
      @sami9086 4 ปีที่แล้ว +1

      Kid gohaf

  • @user-js9cv5kt1r
    @user-js9cv5kt1r 4 ปีที่แล้ว +8

    እንኳዓ በሰላም መፃእኩም እንዳ ገርየ እሙን

  • @user-gb6zc1to6p
    @user-gb6zc1to6p 4 ปีที่แล้ว +23

    ኩሉ ግዜ ኣብ ሓደ ዓይነት ቦታ ኣይትስርሑ ንእሽትለይ ዘወር እናበልኩም ተትሰርሑ ደቂ ዓበይቲ!!!!

    • @danielkidane7839
      @danielkidane7839 4 ปีที่แล้ว +1

      Nay bhaki sister kulu seb eyu zbla ezha huteki 2 amet mulu ab hanti dukan wa

  • @user-pt1od2ue2d
    @user-pt1od2ue2d 4 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ ዘራኣብርክ ዓርከይ

  • @user-fe9et6mo2b
    @user-fe9et6mo2b 4 ปีที่แล้ว +6

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ሙቁራት ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ብሩክ ሰንበት ይግበረልና

  • @ayalaavrham620
    @ayalaavrham620 4 ปีที่แล้ว +12

    ለማኒ ሰብ ብጣዕሚ ዩ ዘፅልኣኒ ላይክ ሃቡኒ እና በልኩም ትልሙኒ ደቂ ዕብዲት

    • @linidesbele380
      @linidesbele380 4 ปีที่แล้ว +2

      ኣነ ከማን like ናለመኑ ዝውዕሉ ሰባት ኣፅእእእእ እዮም ዘብሉኒ ዋእእ

  • @samitegay3540
    @samitegay3540 4 ปีที่แล้ว +1

    from eritrewiyan tegaru ahwatey ziibile like habuni

  • @tsegayberaki3153
    @tsegayberaki3153 4 ปีที่แล้ว +1

    ዘርኣብሩክ
    Fantastic

  • @dawitsamuel9570
    @dawitsamuel9570 4 ปีที่แล้ว +2

    Btami des zbl u hawkum eri

  • @user-ff6gl2ix3b
    @user-ff6gl2ix3b 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣንዳ ገሬዋኒ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም
    ዝተባረከ ዝተቀደስን ምሽት ይኩነልና
    ቤቲ ናይ ሕማመይ ❤❤❤❤😘

  • @eyerusaraya8656
    @eyerusaraya8656 4 ปีที่แล้ว +6

    እንዳ ገሬ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ኣጀኩም ቀፅልዎ ኣድናቂትኩም እየ 😍😍😍

  • @bifikirininber695
    @bifikirininber695 4 ปีที่แล้ว +3

    Bitaemi sibuk sirah kab hawikum erey anes ezi aya zeraburuk bitaemi funnny bejakum wekutuley like bishimu

  • @user-lq4fw2qm9s
    @user-lq4fw2qm9s 4 ปีที่แล้ว +5

    ብሩክ ምዓልቲ ሽኮሪናታት ናይ ዘብራኣብሩክ ዘረባ ግን መስሓቂ ክንደይ ትምህርቲ ክዓ ኣለዎ ኣጆኩም ቀፅልዎ

  • @wuehehwuehh2852
    @wuehehwuehh2852 4 ปีที่แล้ว +1

    ዝፈልጦ ታምራት የብሐይንዋ ገርየ ከማን ኣጀካ❤❤❤❤❤💋💋💋

  • @fyooriflower5941
    @fyooriflower5941 4 ปีที่แล้ว +2

    Da Gere emun wel come back deki tigrayna jeganu 😘😘😘😘😍😍💞💞💞💞💞💋💋💋💋💕💕💖💖💖💖💕💕💋💞💞💋💋💕💕💕💕💕💕💕💖💖💖💖💕💕💋💋💞💞💋💋💕💕💖💖💖💞💞💞💞💞💞💞💞💋💋💕💖💖💖💕💋💞💞💞💞💋💋💋💋💕💕💖

    • @amlakymesgen65
      @amlakymesgen65 4 ปีที่แล้ว +1

      ❤️💕💕💕💛💛💛💛💛💛🧡🧡🧡🧡🧡👍👍👍💛💛💛❤️❤️❤️❤️

  • @hayledaniel7296
    @hayledaniel7296 4 ปีที่แล้ว +1

    fkri zhazo mzom tewasati leik ngal zera bruk Beta abay kmreawa hasab habuni 💖😘💪👈

  • @baybmy2936
    @baybmy2936 4 ปีที่แล้ว +2

    ዘብሩክ አይነይ love you 😍😘

  • @yonatanhabte3188
    @yonatanhabte3188 4 ปีที่แล้ว +5

    Welcome enda gere eumun ztebreke kedame senbet ygberelna 😍🇪🇷💜🇪🇹🌼

  • @nevergiveup8614
    @nevergiveup8614 4 ปีที่แล้ว +92

    ንፋቐር ባሃላይ እየ'ሞ ኣብዚ ናተይ ሓሳብ ዝሰማማዕ እንተሎ ላይክ ይጽቀጥ።

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032
    @genetgeryeiamproudoftigray3032 4 ปีที่แล้ว +16

    Welcome ደቂ ትግራይ መዓረይ ብሃንቀውታ ክፅበ ፀኒሐ ደስስ ክብል ከኣ ኣብ ዕረፍቲ ሰዓት ተዲድኩሙልና ልፈልጦ ተኣምር የብለይን ዋ Like ኣይንሕመቅ

    • @user-wh2up2mj9h
      @user-wh2up2mj9h 4 ปีที่แล้ว +1

      Genet Gerye Iam proud of tigray ኣብዛ ክስታይኪ ላይክ ጸፊዐኪ ኣለኹ ሽኮሪና😁🌷🌷

    • @genetgeryeiamproudoftigray3032
      @genetgeryeiamproudoftigray3032 4 ปีที่แล้ว

      @@user-wh2up2mj9h ብፅቡቅ ይመለስ መዓረይ HAHHHH

    • @user-wh2up2mj9h
      @user-wh2up2mj9h 4 ปีที่แล้ว +1

      Genet Gerye Iam proud of tigray mear yhabki shikorina 😁🌷🌷💕

  • @sion5797
    @sion5797 4 ปีที่แล้ว +2

    ክክክክክክ ምሳይ ከይትባኣስ ካልእ ከይትውስኽ ክክክክክክ ዘብረኣብርኽ መሕጐል

  • @henyemu6044
    @henyemu6044 4 ปีที่แล้ว +9

    ያዋይ ማኣዘ እየ ቃደማይ ዝፅሕፍ ኮሚት
    እንካዓ ብዳሓን መፃኩምፍትውው

  • @MP-lu8mh
    @MP-lu8mh 4 ปีที่แล้ว +5

    Welcome enda gerewa muqurat .
    🤗🤗🤗

  • @meaditigrigna198
    @meaditigrigna198 4 ปีที่แล้ว +3

    ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ

  • @meleygereziher1919
    @meleygereziher1919 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣግርጭው እስትይ አብሉኒ ብሽም ዘብራኣብሩኽ ዓይነይ

  • @abebasibhato7694
    @abebasibhato7694 4 ปีที่แล้ว +10

    እስኪ ከምዚ ከማይ ዘርኣብሩኽ ዓይነይ ዝፈቱ
    ብጠቕላላ ገሬ እሙን ንዓይ ፩ይ እዩ በርቱዑ።

  • @temsegeamlekiy1161
    @temsegeamlekiy1161 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውው ብጣዕሚ ደሰ ኽብሉ ደቂ ትግራይ ኣይዞኹም ❤❤❤🇪🇹🇪🇹🇪🇹

  • @fishayezeruteklenkiel5779
    @fishayezeruteklenkiel5779 4 ปีที่แล้ว +7

    I love u tigray from eri

  • @bahamtsegay1636
    @bahamtsegay1636 4 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ዋዛ ምስ ቁም ነገር መንግስቲ ልቢ እንድሕር ሃልይካ እዛ ድራማ ኣስተውዕላ!!

  • @user-cs3mx2zd3t
    @user-cs3mx2zd3t 4 ปีที่แล้ว +3

    ቀፅለላ ደቂ ዓደይ መዓረይ

  • @user-il5zb6ts5o
    @user-il5zb6ts5o 4 ปีที่แล้ว

    ክክክክክ ሐዚ ካዓ ተጋላቢጥኩም መፂኩም ጀኮር ብዓል ድካን ገሬ ፃዕዳ ፀላም ብዝኮነ ሽኮሪናታት ቀፅልሉ

  • @alexanderyemane4557
    @alexanderyemane4557 4 ปีที่แล้ว +4

    Anes abrsh mara kef hibuni gele wedi gezawtna yezekerni 😂😂😂

  • @user-yv2cs8ml7k
    @user-yv2cs8ml7k 4 ปีที่แล้ว +8

    ጣዕሚት ደቂ ሰላም ደቂ ሐደነት ደቂ ጅጋኑ ሰላምኩም ይብዛሕለይ 💔💔❤❤❤❤💔❤❤❤❤

  • @dianatesfai9296
    @dianatesfai9296 4 ปีที่แล้ว +1

    Guys dont end this drama bejakum ❤❤❤so funny love it so much

  • @tghabeshawit337
    @tghabeshawit337 4 ปีที่แล้ว +33

    ገሬ እሙን ዝፎትው like

  • @ryuxhffd189
    @ryuxhffd189 4 ปีที่แล้ว +3

    well came deki adey💞🌹❤😘

  • @goshabrhaley5930
    @goshabrhaley5930 4 ปีที่แล้ว +1

    Wawwwwwwwww gele aynet

  • @user-ko5qz8nm3g
    @user-ko5qz8nm3g 4 ปีที่แล้ว +2

    eza film tebalashwewa alekum beti tetfewa alekum keynbease dekza agame

  • @tdf3074
    @tdf3074 4 ปีที่แล้ว +2

    አንኮዕ ብሰለም መፃአኩሞ ደቂ ታ ሓላል መሬት ደቂ ትግራይ ዓደይ ንቤቲ ምቅርቲ ዝፎቲ አሲቲ አብዚአ ለይ ፅቅጥ ቤቲ ሕቢቲይ💞💞💞💝💜💜💛💚💚

  • @user-pp3tq6co4p
    @user-pp3tq6co4p 4 ปีที่แล้ว

    ኣብርሃም ውን ካብቶም ዝፈትዎም ተዋሳእቲ'ዩ። ምዕንጅሉ....diya tblo haftu. Kkk I like his character. Especially when he laugh

  • @user-zt8fj8wg3l
    @user-zt8fj8wg3l 4 ปีที่แล้ว +5

    እንዳ ገርየ እሙን ሰላም ቅሳነት ያሃብኩም አብ ስራህኩም ድማ አሳልጦ ይሃብኩም

  • @weditigray3834
    @weditigray3834 4 ปีที่แล้ว +1

    Good job ma ppl

  • @bifikirininber695
    @bifikirininber695 4 ปีที่แล้ว +1

    nitienay kibil ayinisun kkkkk aya zeriaburuk bitaemi clever actour

  • @SamiSami-yx7fd
    @SamiSami-yx7fd 4 ปีที่แล้ว +2

    ክክክክክ ካልእ ከይትውስክ ክንብኣስ ኢና ወስከለይ ንምባል ዩ ክክክክክ ኣያ ዘርኣቡሩክ መሽክዕ ዝኮነ ሰብኣይ ክክክክክ