gere emun Part 26

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024
  • ፈተውትን አድነቕትን ገሬ እሙን youtube channel subscribe ብምግባር አተባብዑና
    Gere emun part 25👉 • Gere Emun Part 25
    Gere emun part 24👉 • gere emun part 24
    Gere emun part 23👉 • gere emun Part 23
    Gere emun part 22👉 • Gere Emun Part 22
    Gere emun part 21👉 • gere emun part 21
    Gere emun part 20👉 • gere emun part 20
    Gere emun part 19👉 • Gere emun Part 19
    Gere emun part 18👉 • Gere emun part 18
    Gere emun part 17👉 • Gere emun Part 17
    Gere emun part 16👉 • Gere emun part 16
    Gere emun part 15👉 • gere emun part 15
    Gere emun part 14👉 • Gere emun part 14
    Gere emun part 13👉 • Gere emun part 13

ความคิดเห็น • 971

  • @user-ko2hx6mg1m
    @user-ko2hx6mg1m 4 ปีที่แล้ว +387

    ነዛ ኮሞንት ተንብብ ዘለኻ ድንግል ማርያም ኣብ ሙሉእ ሂወትካ ትደግፍኻ ብሩክ ሰንበት ከዓ ።

  • @abelmehari7583
    @abelmehari7583 4 ปีที่แล้ว +21

    ናይ ብሓቂ ንፉዓት ተጋሩ። ካብ ናይ ትግራይ ድራማ ብሓፈሻ ካብ ዝርኣኸዎ ክንዲ ገሬ እሙን ትመጽእ የላን ።ማሃሪት ኣዘናጋዒት ኣስሓቂት ስለዝኮነት።ብዓቢኡ ክኣ ትግርኛና ከይጠፍእ ዓቢ ስራሕ ኢኹም ትሰርሑ ዘለኹም ሓንቲ ግን ካብ ቡና ምባል ሲ ቡን ምባል ይሓይሽ ሓደ ሓደ ከምዚ ዓይነት ቃላት ክእረሙ ኣለዎም ባሃላይ የ. am abel eritrean from sudan.

  • @user-xt4gi8qt8u
    @user-xt4gi8qt8u 4 ปีที่แล้ว +55

    ብትግራውነቱ ዝሕበን እስከ✌✌

  • @azemeraazemar1543
    @azemeraazemar1543 4 ปีที่แล้ว +68

    እንዳ ገሬ እሙን እንኳዕ ዳሕን መፃእኩሞ
    ደቅ ትግራይ ሞዓረይ ሰላም ዝዓሰሎ ሰንበት
    ይግበረልና አሜንንንንን. አሜንንንንንን. አሜንንንንንንንንንን

    • @fa4r269
      @fa4r269 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen

    • @azemeraazemar1543
      @azemeraazemar1543 4 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን

    • @user-ed7js4ev5f
      @user-ed7js4ev5f 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ

    • @SenthilKumar-kf4yw
      @SenthilKumar-kf4yw 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen

    • @azemeraazemar1543
      @azemeraazemar1543 4 ปีที่แล้ว +1

      አሜንንን አሜንንን አሜንንን

  • @Fre_weldsh
    @Fre_weldsh 4 ปีที่แล้ว +22

    ሐጂ እየ ሓሪሰ ላይክ ደስስ ኢሉኒ አሎ ክልምነኩም ❤😋

    • @user-jz3je9rm5w
      @user-jz3je9rm5w 4 ปีที่แล้ว +1

      😂 😂 😂 OK like hibeki aleku

    • @Fre_weldsh
      @Fre_weldsh 4 ปีที่แล้ว

      @@user-jz3je9rm5w asey dess eluni 😂

    • @meronjabr1733
      @meronjabr1733 3 หลายเดือนก่อน

      Wedi 4 amet koynlki alo 🥰

  • @danihayle3717
    @danihayle3717 4 ปีที่แล้ว +214

    *ኣቱም ነዞም ዓጋመ ማራ እየ ዝፈትወኩም ሓዉኹም ወዲ ኤረይ እየ ካብ ውሽጢ ኣስመራ እየ ዘለኹ ❤❤❤❤👍🚥🌯🍒💖💗 ላይክ ሂበኩም ኣለኹ ኬፍ ኣለኩም*

    • @user-pn7sj1hp6w
      @user-pn7sj1hp6w 4 ปีที่แล้ว +1

      Dani Hayle ሱቅ በል ቁሩሕ ሓሳዊ ስደተኛ

    • @selotesfagabir8988
      @selotesfagabir8988 4 ปีที่แล้ว +1

      @@user-pn7sj1hp6w nsika ke etay dika b aboka tilyan dika Eritreawi dika eti Europe adika koynue dyu zismaka

    • @user-pn7sj1hp6w
      @user-pn7sj1hp6w 4 ปีที่แล้ว

      nardos ቤተሰብ ንኹን ትረዋኢት ጥልያን ዝኸውን ድኣ ኣቦይ ሓማሴናይ ድዩ ተጎንባሕቲ

    • @zttgy7054
      @zttgy7054 4 ปีที่แล้ว

      @@user-pn7sj1hp6w ወይ ጉድ መን ንመን ከም ትፃረፍ አለኩም አካ ገሪምኒ ለምስ

    • @jreeygualquihajreey1821
      @jreeygualquihajreey1821 4 ปีที่แล้ว

      Thanks you brother ajoka

  • @user-ie4hn4br4c
    @user-ie4hn4br4c 4 ปีที่แล้ว +876

    ኣነስ ብዙሕ ኮመንት ይፅሕፍሞ ላይክ ግን ዘይትህቡኒ ዋላ እንዳ ገሬ ልቢ ዘይትህቡኒ 💝

    • @user-ff9dz3sh8c
      @user-ff9dz3sh8c 4 ปีที่แล้ว +5

      እዋይ ሓብተይ ባዕለይ ዘይህበኪ ግን ክሓተኪ አየ ሕማም ምቺ ማለት ከመይ ኢዩ ዝገብረካ

    • @hailetesfay2795
      @hailetesfay2795 4 ปีที่แล้ว +3

      አብ ትግራይ።ጫት።አለድዩ

    • @lilikiros9356
      @lilikiros9356 4 ปีที่แล้ว +3

      ደስ ይበልኪ ላይክ ገይረልኪ

    • @shewittekia294
      @shewittekia294 4 ปีที่แล้ว +3

      ዳ ገርየ መቅሰናት ዝፈትወና ተላዓልል

    • @samrawit7393
      @samrawit7393 4 ปีที่แล้ว +2

      እሽ ዝያዳይ 💞💝💞

  • @liyamihtsun3192
    @liyamihtsun3192 4 ปีที่แล้ว +9

    Ata ketebuduni ikum mara ye zeftwekum so Fanny 🤣 one love 🇪🇷

  • @RobiRobi-by7yr
    @RobiRobi-by7yr 4 ปีที่แล้ว +110

    Welcome በረከታ ናይ ቅድስቲ ማርያም ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን።

  • @user-eb7rg1id1r
    @user-eb7rg1id1r 4 ปีที่แล้ว +33

    መፂእኩም ዶ ሓላላት ፍጥረት ዘይሎማዓንቲ ለሚነኩም አይፍልጥን ዋ ብሱም ጀጋኑና አዲስ አበባ ዝከድ እስኪ ላይክ ሃቡኒ

  • @khalidsalih6665
    @khalidsalih6665 4 ปีที่แล้ว +3

    Bewinhat xhaaak muwtyee, ewye shaet zegberooo. 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣. Ab adis ababa kwolako sheat nay majimryah gezye kmewoo geroni nerooo dekas yeligy galye yalye eway deramaa betamye turgom zalweoo. Bravo Gere hawye 👍✌️👏👏👏👏

  • @tesfomkufulu8386
    @tesfomkufulu8386 4 ปีที่แล้ว +10

    ኣጆኩም ቀጽልዎ ቢፍላይ ዘርኣብርክ ለምለምን ማራ ኢኩም ደስ ትብልኒ

  • @shewittekaligne5291
    @shewittekaligne5291 4 ปีที่แล้ว +20

    እኔ አቅሙ ቢኖረኝ በአማርኛ አስተርጉሜ ለኢትዮጵያ ህዝብ አቀርበው ነበር ማውራት ባልችልም ትግርኛ መስማቴ በጣም ጠቀመኝ ዘና እያልኩበት ነው !!

    • @user-ih5gn5hq3m
      @user-ih5gn5hq3m 4 ปีที่แล้ว

      እኔና አንችይ ኣስተርጉመን እናቅርብ ምን ይመስልሻል

    • @shewittekaligne5291
      @shewittekaligne5291 4 ปีที่แล้ว +1

      @@user-ih5gn5hq3m ደስ ይለኛል

    • @user-ih5gn5hq3m
      @user-ih5gn5hq3m 4 ปีที่แล้ว

      @@shewittekaligne5291
      እሺ ሸዊትየ

  • @bgfcvhbfbjj3986
    @bgfcvhbfbjj3986 4 ปีที่แล้ว +7

    አንዳ ገሬ ኡሙን አንካዕ ብሰላም መፃኩም ዝተባረከ ሰንበት ይግበረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @galeri6103
    @galeri6103 4 ปีที่แล้ว +10

    Nay lomi mara teshk Bhaki i can't stop laughing haftkum 🇪🇷🇪🇷

  • @user-er8sj3qt9i
    @user-er8sj3qt9i 4 ปีที่แล้ว +7

    ዋው አታ ኖማዓንቲማ ሞይት ብሳሓቅ አጆኩም በሩቱዑ 👍👍🌹🌹🌹

  • @efi889
    @efi889 4 ปีที่แล้ว +48

    ቤቲ ለቅማጽ ይኣክል ብገርየ ትገብርዬ ዘለኺ ኣሽካዕላል 😂love you guys

  • @maezi971
    @maezi971 4 ปีที่แล้ว +43

    Wow well come ንቤት ሃይላይን ፣ንለምለም ዓይነይ ዝፈቱ ዝተባረኸ ሰንበት ይግበረልና 🙏

    • @samrawit7393
      @samrawit7393 4 ปีที่แล้ว

      amen amen amen🙏🙏🙏

  • @e.s1438
    @e.s1438 4 ปีที่แล้ว +42

    ዝተባረከን ፡ ዝተቀደሰን ሰንበት ይግበረልና ፍቁራት የሕዋተይ

  • @mezengieweldemichael1143
    @mezengieweldemichael1143 4 ปีที่แล้ว +7

    እዋይ እዛ ና ምቺ እባ ክትኸፍእ 🙉😂😂😂
    ለይቲ ኣተሲኣ ኣቁሑት ተሕጽብ.🙉🙉🙉

  • @user-oy2su2zn6u
    @user-oy2su2zn6u 4 ปีที่แล้ว +8

    ርሑስ መዓልት ና ሰንበት ይግበረልኩም ።አብ ዘለኩምዎ ስላሴ ይሓልውኩምምምም
    ውይይ ገሬዋይ ለሞዓንቲ ተሸዊድካ😆😆😆

  • @user-th1rc7ge4m
    @user-th1rc7ge4m 4 ปีที่แล้ว +31

    ገሬ እሙን መድሓኒት ምቺ ኢሉ ጫት መርቂኑ ድቃስ ኣብይዎ ንዘብረኣብሩክ ከማን ለኪምዎ ክክክክክክ

    • @user-jj1ef2xj9p
      @user-jj1ef2xj9p 4 ปีที่แล้ว

      ምቺ አንታይ ማለት አዩ

    • @user-th1rc7ge4m
      @user-th1rc7ge4m 4 ปีที่แล้ว +1

      @@user-jj1ef2xj9p ሕማም እዩ

    • @Hart526
      @Hart526 4 ปีที่แล้ว

      ሳምሪ ምሓዛ ቲቲ sorry mchi tirgumu tetekailu sorry bdfret aytihsebo/yo

    • @user-sl2tu8nd3z
      @user-sl2tu8nd3z 4 ปีที่แล้ว +1

      @@Hart526 ጎንፊ

  • @rahmaomer3436
    @rahmaomer3436 4 ปีที่แล้ว +8

    ክክክክክ ይሄ አፋር እና ገሬ እሙን ስያስቁ አያጆከር ውስጤ ነው

  • @desbele.tsegay4630
    @desbele.tsegay4630 4 ปีที่แล้ว +15

    ክክክክክ ገሬ ነብሲ ግብርን ገዛ ክራይን ኣብ ስዓቱ ዝከፍል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @user-io9qe6wi9g
    @user-io9qe6wi9g 4 ปีที่แล้ว +7

    ክክክክክክክክክክክክ ከም ሎሚ ስሒቐ ኣይፈልጥን😁😁😁ገሬ ናይ ምቺ ጀፊዑ ጀፊዑ ግጥም ኣቢሉ ዕምባባ ክቖጽር ሓዲሩ

  • @eleniyangessom8891
    @eleniyangessom8891 4 ปีที่แล้ว +39

    ብሩኽ ሰንበት ይግብርልና ደቂ ትግራይ ♥️

  • @hanihani7461
    @hanihani7461 4 ปีที่แล้ว +2

    Yhwat ykreta mchi malet entay u and andagere emun i am proud of u 🇪🇷

  • @ANYE.MiCHELE
    @ANYE.MiCHELE 4 ปีที่แล้ว +111

    ❤ብጣዕሚ ጽቡቕቲ ፊልሚ ተቅሩቡልና ኣለኩም ፡ ተስሑቁና ኣለኩም ስሓቅኩም ይብዛሕ !!
    [ ናይ ዘርኣብሩኽ ኣድነቅቲ ] ላይክ ግበሩለይ 👍❤👍

  • @eyerusaraya8656
    @eyerusaraya8656 4 ปีที่แล้ว +10

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳገሬ እሙን ተናፈቅቲ ኣጀኩም ቀፅልዎ😍😍😍😍👍👍👍laik ba deki adey👍👍👍

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 4 ปีที่แล้ว +31

    ጫት ዝባሃል ካብ ሽሻ ካብ ትግራይ ክጠፍእ ኣለዎ መንግስቲ ሓላፍነት ወሲዱ ክስርሕ ይግባእ ወጣትና ክባላሾ የብሉን ሓንቲ ሃገር ወጣት እንተዘይሃልይዋ ሞይታ ማለት እዩ

  • @amuriimoha5948
    @amuriimoha5948 4 ปีที่แล้ว +11

    ዘይትምኖ ድራማ እንዳ ጌረ ቃው ቃው ኣቢልኩማ ምደረ ሰማይ።ትብጻሕ ናብ ጆኮር ዜግነት ኤረትራ ይግባካ ኢዩ ሂበካ ኣለኹ ተቀበለኒ!!!!!!!!

    • @user-yk5fp9of6l
      @user-yk5fp9of6l 4 ปีที่แล้ว +1

      Zhawey mrtsi zkone zegnet ethiopia alewa

    • @amuriimoha5948
      @amuriimoha5948 4 ปีที่แล้ว

      Hd2 3Ga ኩላትና ሓደ ዘይኮናን ኤሪ & ኢትዮ?????

  • @biniyemane5943
    @biniyemane5943 4 ปีที่แล้ว +138

    ኣነሲ ኩሉ ጉዜ እየ ዝካታተሎም comment ግን ጽሕፍ ኣይፈልጥን እየ ላክ ግን ክሉ ግዜ ዝህቦም ናዓይ ካኣ እቶ ንዘረኣብርኹን ለምለን ዓይነይ ትፈትው ወቁጡኒ like

  • @mamayhalaley3285
    @mamayhalaley3285 4 ปีที่แล้ว +25

    ምቺ ታይ ማለት'ዩ ኢልኩም ዝሓተትኩም ኣሕዋት ጎንፊ ማለት'ዩ🥰😂

    • @Barc869
      @Barc869 4 ปีที่แล้ว +1

      Thanks bro

    • @rakifkr5755
      @rakifkr5755 4 ปีที่แล้ว +1

      ምጉናፍ

  • @zenebugebrekidan
    @zenebugebrekidan 4 ปีที่แล้ว +43

    በቢ ዘለናዮ አጋእዝተ አለም ስላሴ ካብ ሕማቅ ነገር ይሓልውና እንካዕ ደሓን መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን💗💗💗

  • @user-uz7ej2ul6u
    @user-uz7ej2ul6u 4 ปีที่แล้ว +26

    ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ትግራይ
    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @fasikafasika1729
    @fasikafasika1729 4 ปีที่แล้ว +18

    ጫት ጉድ ሰሪሑ ። ኩላ መርቂና
    ህራስ ኣብይዋ። ኣያ ዘርኣብሩኽ ዓይነይ ተልዓል ኢልዋ።
    ጫት ከምኡ ኢዩ ዝገብር? እዛ ጫት ዝብልዋስ ኣብ ትግራይ ክትክልከል ኣለዋ።
    ሰራም ቆጽሊ ኢዩ። Eritrea.

  • @user-vv5zm6tm1n
    @user-vv5zm6tm1n 4 ปีที่แล้ว +10

    Wwwwww ኣብዛ እረፍተይ ሰዲድክማ ንፍዓት ኣጆኩም ቀጽልዎ

  • @TV-nm3fy
    @TV-nm3fy 4 ปีที่แล้ว +13

    Like እስኸ ኣጥሙኒ ደቂ ዓደይ ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና ክዓ 😍😘😘😘❤❤💋 ኣብርሃም ሽኾር

  • @Mierafmultimedia
    @Mierafmultimedia 4 ปีที่แล้ว +3

    what a brilliant actors you are I am in love with you please keep going don't stop it!!!

  • @user-ib7en2tf9d
    @user-ib7en2tf9d 4 ปีที่แล้ว +1

    ገሬ ጀላዕ ኬፍ አለካ 🇪🇷👍👏

  • @lovetgray8218
    @lovetgray8218 4 ปีที่แล้ว +310

    ፈተውቲ ገሬ እሙን like ስለ ሰንበት
    ሰናይ ቅንያት ብሩኻት ኣሕዋተይ

    • @mlat9280
      @mlat9280 4 ปีที่แล้ว +3

      ሄለን love tgray like

    • @tesfitabrahale9267
      @tesfitabrahale9267 4 ปีที่แล้ว +1

      🌍🌎🌎🌎

    • @user-zy7nm8vn6r
      @user-zy7nm8vn6r 4 ปีที่แล้ว +1

      ርግፅ👍👍👍👍 ሄለነይ💓💕💕💕💕💖💞

    • @Moshe911
      @Moshe911 4 ปีที่แล้ว +1

      መሕረቀይ ሓላ 😀

    • @lovetgray8218
      @lovetgray8218 4 ปีที่แล้ว +1

      @@Moshe911 መሕረቅ ትዞር ዲኻ ብዚ ኣቢልካ ቅቅቅ

  • @user-bw6vm4qp6y
    @user-bw6vm4qp6y 4 ปีที่แล้ว +4

    እዛ ምቺ ኬፍ ኣለዋ ብሩክ ሰንበት ይግበረልና።

  • @zebibsudan4989
    @zebibsudan4989 4 ปีที่แล้ว +10

    ክክክክክ ደቂ ትግራይ ሽኮራት ከም ለሚ አይሳሓኩን አየኩም ፅቡቅ ስራሕ

  • @gualtigrayfetawitselomunha2504
    @gualtigrayfetawitselomunha2504 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣያ ዘርኣ ብሩኸይ ታይ ያማ ዛሕማም ምልስ ምልስ ትብለኩም ዘላ 😂 ዋይ ገሬ ዋይ ተጻውተምሉኻ😂😂

  • @weditigray3513
    @weditigray3513 4 ปีที่แล้ว +6

    This is the best episode of gere emun ever...its very educational!!!❤️💪👍🇻🇳

  • @yordigaltigrayselammskulu2399
    @yordigaltigrayselammskulu2399 4 ปีที่แล้ว +14

    መርሓባ ሓባይብ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ምጭዋት ❤❤❤❤

  • @gebremedhntesfaye8620
    @gebremedhntesfaye8620 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣየ ገሬ እሙን ብጣዓሚ እየ ዝኸታተለኹም ። እቲ ዝረሳዕክዎ ቋንቋይ በዛ ድራማ ናብ መንነተይ ተመሊሰ እየ ። ቀፅልሉ ።
    እቲ ዝገርም ከዓ ኣብ ዓዲ 4 እንድየ ነዛ ድራማ ንክርኢ ሰንበት ሰንበት ናብ እንዳ ኢንተርኔት ብምምልላሰይ ምክንያት ጫማይ ተወዲኡ ።
    ቋንቋ ትግርኛና ካብ ኤርትራን ትግራይን ኮይኑ ብኪነ ጥበብ ክዕምብብ ይግባእ ።
    ዋይ እቲ ላዝኡ ከዓ ደስ ክብል ።
    ሰላም ንኹላኹም ።

  • @dhfiremareyam831
    @dhfiremareyam831 4 ปีที่แล้ว +2

    እንካዕዳሓን መፃእኩም ደቅሓላልመሬት ዋው ገሬ ሽኮር ቤቲ መቅሰን ከመይዲኽ ሽኮር ነገር😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😍😍😍😍😍😍😍😍😍😘😘😘😘😍😍😍😍 እዋይምርቃና ከመይ ዲዮ ዕብዳን ክክክክ

  • @jeddahj3596
    @jeddahj3596 4 ปีที่แล้ว +3

    Gere hawey shkor ab sdet koyne
    Azi drama kketatel keleku darga adey zeleku Ayu zsmeni ketsllu
    Gere shkor 💓💓💓

  • @dejenzerom5280
    @dejenzerom5280 4 ปีที่แล้ว +12

    ኣነ'ስ እንቋዕ ተዛረባይ ትግርኛ ኾንኩ:: ገሬ እሙን ሓንቲ ካብተን ብጣዕሚ ዝፈትዋን: ብሃንቀውታ ዝጽበያ ፊልም እያ:: ንገሬ እሙን ን ኣያ ዘርኣብሩክን ዝፈቱ ላይክ ይሃበኒ😊✌️

  • @jeddahj3596
    @jeddahj3596 4 ปีที่แล้ว +2

    Asey gere shkor btaemi keladi
    Kemey dye zfetweka yene mar💓💓💓 l lave you so mach

  • @user-dt6yj7bb7q
    @user-dt6yj7bb7q 4 ปีที่แล้ว +15

    ዎገናተይ ደቂ ነይ ❤❤❤

  • @user-mv9fk6qu8r
    @user-mv9fk6qu8r 4 ปีที่แล้ว +12

    ብሩኽ ሰንበት ይግበረልኩም ! እንታይ ዩ ኮይኒ አዚ ሰብ ሎሚ ጫቅጫቃ ክክክክክክክ ገርየ እሙን ዕድመን ጥዕናንይ ይሃብካ

  • @rurukonjoruru5228
    @rurukonjoruru5228 4 ปีที่แล้ว +3

    Eway moyte seheq 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-kl3kx7jg9k
    @user-kl3kx7jg9k 4 ปีที่แล้ว +5

    ደስ ክትብሉ ደቂ ዓደይ ሽኮራት ሰላምኩም ብዝሕዝሕ ይበል

  • @dngleyadefikiri1062
    @dngleyadefikiri1062 4 ปีที่แล้ว +1

    Kkkkkkkkk anta lomi mealti entay eyu koynu ezi seb ewayyy gere shikor enda gere emun shekokur mara eye zifetiwekum. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😂😂😂😂😂

  • @yohannesdatu6366
    @yohannesdatu6366 4 ปีที่แล้ว +5

    25:19 So funny 😂😂😂

  • @lemlemlemlem5141
    @lemlemlemlem5141 4 ปีที่แล้ว +36

    ላይክ ኹልሻዕ ይአ ድገብር ኮሜንት ግን ገብረ ኣይፈልጥይ በይዛኹም ላይክ ሃቡኒ ከይታሕፉርኒ ሓፍትኹ ም ካብ ራያ

  • @wediadkemewedimilga6885
    @wediadkemewedimilga6885 4 ปีที่แล้ว +12

    ኣነ ኤርትራዊ ኢየ ማራ ብፍቅሪ ተጋሩ ተሓሚሰ በጃኩም ንለምለም ዓይነይ ኣማጽኡለይ

    • @monamanoo3856
      @monamanoo3856 4 ปีที่แล้ว +1

      ስለ ሓቂ ፍቅሪ ናይ አምላክ ህያብብ እዩ ኣንሕናውን ብጣዕሚ እና ነፍቅረካ ክክክክ ኪዱ ናብ መቀለ ርከባ

    • @wedihappyybhalkemedmennkdm6447
      @wedihappyybhalkemedmennkdm6447 4 ปีที่แล้ว +2

      ስለ ሓቂ *men eritrawi mkanika felitka wala tigraway tekwin hasawi*

    • @imadhmadi5457
      @imadhmadi5457 4 ปีที่แล้ว +1

      ክክክክክቅ ምስ ከድኩ ናብ ዓዲ ክልምነልካ እየ ባዕለይ

  • @negassiteklezghi5860
    @negassiteklezghi5860 4 ปีที่แล้ว +53

    Welcome Enda Gere emun
    Nikulkum eza Comment tenbibu
    Zelekum Amlak Edimen Tienan yhabkum
    👇🇪🇷💖🇪🇹 👍👈

  • @Peace-zf1br
    @Peace-zf1br 4 ปีที่แล้ว +12

    Kkķkkkkkkkkkkk
    Chinawyin libom abyyy eyou
    Aynom eyou neshttyy kkkk

  • @sammyadane4217
    @sammyadane4217 4 ปีที่แล้ว +3

    This is Hilarious so funny 😂

  • @fkadunegash628
    @fkadunegash628 4 ปีที่แล้ว +1

    አዚ ሕጅስ ሰርሒና ኢሎም ዲዮም አናታይ ይባሃል ፎሲ ምቺ ኢሉ ጫት ሸይጡሉ ድካስ ሲኖም ሓዲሮም ። ክርዳአና ኣይካኣለን መሊዕክቲ የብሉ መስሕቕ የብሎ ገሪሙና ገሪሙና ። ሰሪሖም መይቶም ።

  • @eyesusamlakeymaryamadey2046
    @eyesusamlakeymaryamadey2046 4 ปีที่แล้ว +5

    Kkkkkkk Zerabruk ayney kem lomi shiqe ayfeltn telal kulka telal entay koynu eyusi hras awyni 🤣🤣🇪🇷

  • @filifili4614
    @filifili4614 4 ปีที่แล้ว +13

    ቀዳመይቲ ኣለኹ ላይክ የብለኒ ሎ

  • @user-sl2tu8nd3z
    @user-sl2tu8nd3z 4 ปีที่แล้ว +3

    ክክክክክክ እፍፍፍፍፍ ኣብ መወዳእታ ስሓቅ ሞይተ

    • @user-sl2tu8nd3z
      @user-sl2tu8nd3z 4 ปีที่แล้ว

      @@zemenzemen3793 ክክክክክክክ እሞ መቐረት ኣለዎ ዶ ድሓር ከኣ ኣነ ነግራም ኣይኮንኩን

    • @user-sl2tu8nd3z
      @user-sl2tu8nd3z 4 ปีที่แล้ว

      @@zemenzemen3793እሞ ኣነ ከ ክድምስሶ ዶ ቅቅቅቅቅ

  • @haftombrihane3297
    @haftombrihane3297 4 ปีที่แล้ว

    Zerabruk gerami commedian wowwwwww!!!!!!!!!!

  • @user-og4ok5fr9i
    @user-og4ok5fr9i 4 ปีที่แล้ว +5

    እንዳ ገሬ እሙን እንኳዕ በዳሓን መጻኣኩም ብሩኽ ሰንበት ይገበረሉና 😍😍😍😍😍❤❤❤👌👌👌👌

  • @merigalftsum5855
    @merigalftsum5855 4 ปีที่แล้ว +105

    ኣድነቅቲ ገሬ እሙን ላይክ
    ብትግራወይነቱ ዝኮርዕ ክንደይ ላይክ
    ላቭ ዩ ኦል ደቂ ዓባይ ትግራይ

    • @iliveinlove
      @iliveinlove 4 ปีที่แล้ว +2

      Meri Gal ftsum Eritrea 🇪🇷 eye tefikirini do

    • @merigalftsum5855
      @merigalftsum5855 4 ปีที่แล้ว +1

      @@iliveinlove ግድን መዓረይ

    • @bbbjjj6791
      @bbbjjj6791 4 ปีที่แล้ว

      Ewwww des behali eyu

    • @dagi9457
      @dagi9457 4 ปีที่แล้ว

      Sibikty gal

    • @user-hc1vc7fv9i
      @user-hc1vc7fv9i 4 ปีที่แล้ว

      ንዝኾነ ዲኺ ትፍቕሪ ንዓይ ኸ, ፍትዉ ምሽ

  • @user-dz9hh4ht7d
    @user-dz9hh4ht7d 4 ปีที่แล้ว +23

    ዝተባረከ ሰንበት ይግበረልና የሕዋተይ ኣብ ስደት ዘለና ሓሳብ ልብና ኣስሚሩ ብስላም ዓድና ይምለስና

  • @user-qy9xy2nn8t
    @user-qy9xy2nn8t 4 ปีที่แล้ว

    Haki zereba.. Kab kulom zeraberuke eti bravo u..

  • @tomilovemama4729
    @tomilovemama4729 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣንታ ዞም ቻይናስ ዓይኖም እዬም እንበር ልቦም ፍርዩ 😂😂 enda geriye metkekat ❤❤

  • @user-cy9kx9em9h
    @user-cy9kx9em9h 4 ปีที่แล้ว +77

    ለማዓንቲ ኣነ ኮሜንት ጀመራቲ እየ ዝተባረከ ዝተቀደስ ሰንበት ይግብሪልና

  • @mengstabrezene5484
    @mengstabrezene5484 4 ปีที่แล้ว +3

    ቅቅቅቅቅ ከመለኺ ነጋዲት, ሎምስ ቤቲ ዝረኸበቶ#ቻይና ንገሬን ኣያ ዘራኣብሩኽን"ጫት" ጌራ ካብ "ምቺ" ምሕር ኣቢላቶ "ተጋሩ" ሓላላት ኣያ ዘራኣብሩኽ ምፅፅ ኢሉዎም ቀልዲ,,🇻🇳🇪🇷 #ለባማት ኢኹም ብሓቂ ሰላምኩም ይብዛሕ

  • @apaoo705
    @apaoo705 4 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን ብሩክ ሰንበት ይግበረልና👏👏👏

  • @aswaaswal6153
    @aswaaswal6153 4 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ እንዳገሬ እሙን ኣይትስኣኑ
    ቀቲልኩሙና ስሓቅ ክክክክክክክ

  • @jurisalemmulu8484
    @jurisalemmulu8484 4 ปีที่แล้ว +3

    ወይ ገሬ እሙን እዛ ናይ ምቺ 😍😍😍😍😍😍

  • @shushayadane4242
    @shushayadane4242 4 ปีที่แล้ว +46

    ሰላም ደቂ ዓደይ ትግራይ 100k like ሃብዎም
    👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

    • @samrawit7393
      @samrawit7393 4 ปีที่แล้ว +1

      💝💞💝💞✊💟✊💟💓💓

    • @almazmesfin2094
      @almazmesfin2094 4 ปีที่แล้ว

      Ygbeom eyu

    • @user-yk5fp9of6l
      @user-yk5fp9of6l 4 ปีที่แล้ว

      😍😍😍

    • @shamtatu2575
      @shamtatu2575 4 ปีที่แล้ว +1

      ንስካ ትግራውይ ኢካ ትመስል ምቹ ማለት እንታይ ማለት እዩ

    • @shushayadane4242
      @shushayadane4242 4 ปีที่แล้ว

      @@shamtatu2575 አይተረደአንን

  • @asteabe9106
    @asteabe9106 4 ปีที่แล้ว +2

    Very educational and funny....God bless you!

  • @user-ih5gn5hq3m
    @user-ih5gn5hq3m 4 ปีที่แล้ว +11

    ነጋዲት ክክክክ
    ነጋዶ አለኩም ዶ እስክይ ላይክ ሃቡኑ
    ለሚ ስላሴ እዩ እሞ ስላሴ ሓሳብ ልቡኩም የስምረልኩም እዞም ኣምበጣ የጥፈአልና ኢትዮጽያና ሰላም ይግበረልና አሜን በሉ አሜን

  • @geraltatube8097
    @geraltatube8097 4 ปีที่แล้ว +137

    ብትግራዋይነትኩም ንቋንቋኹም ትሕበኑ ጥራሕ ሰብስክራይብ ግበሩና

    • @user-qw2lc7dn7v
      @user-qw2lc7dn7v 4 ปีที่แล้ว +1

      ብጢዓሚ መምሀራይ እዩ ቀፅሉሉ ደቂ ትግራይ

    • @kolahtatube6015
      @kolahtatube6015 4 ปีที่แล้ว

      Share like subscribe to get more amazing funny and new music videos on this cahnnel i hope u will love it and share this music video
      th-cam.com/channels/YjGYwbeMjpQ7_bn4UgoyIQ.html
      th-cam.com/video/eUu0pfVQAgw/w-d-xo.html

    • @LL-pt6ub
      @LL-pt6ub 4 ปีที่แล้ว +1

      Gernakum alena maarey

    • @tdf7101
      @tdf7101 4 ปีที่แล้ว

      LOVE.Tigru❤❤❤💖

    • @thankyougod4813
      @thankyougod4813 4 ปีที่แล้ว

      Love you tgray

  • @gcdo2016
    @gcdo2016 4 ปีที่แล้ว +3

    😍😍😍😂
    Gere Emnu.....maery.....

  • @edenwinea
    @edenwinea 4 ปีที่แล้ว +2

    Nay Tigray show rieye ayfelitin eye ezia gin the best keep it up great job Gere emun behaki is a good actor ...

  • @luwamt6479
    @luwamt6479 4 ปีที่แล้ว +2

    Nrg'at mleswa bejakum 👏🏼

  • @user-lc6lr5hp8n
    @user-lc6lr5hp8n 4 ปีที่แล้ว +13

    kkkkkkkkkkk zereabruk teleal kkkkk beqa

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 4 ปีที่แล้ว +5

    ክክክክክክክክ ዋይ ሎምስ ቀቲልኩምና!!!

  • @azmeramohammed4782
    @azmeramohammed4782 4 ปีที่แล้ว +1

    Kkkkkkkkk ብጣዕሚ የስሕቐካ ጌሬ እሙን

  • @mhreabfisshaye4938
    @mhreabfisshaye4938 4 ปีที่แล้ว +11

    ሚቺ ስ ጉድ ዩ ዝገብር ክክክክከክ
    ኣላ ገርየ ኣጆኩም ንፉዓት ♥♥♥☜

    • @fyorigdey912
      @fyorigdey912 4 ปีที่แล้ว +1

      Michi entay malet u

    • @zelaofficial5875
      @zelaofficial5875 4 ปีที่แล้ว

      mhreab fisshaye
      Selam zhawey ሚቺ እንታይ ማለት እዩ ?ወይ ከኣ ክንታይ ሕማም እዩ

    • @mhreabfisshaye4938
      @mhreabfisshaye4938 4 ปีที่แล้ว

      @@fyorigdey912 ክክክ እዚኣ ድኣ ገርየ ኢዩ ዝምልሳ ግን ንጫት ከይኮኑ ሚቺ ዝብልዎ ዘለዉ።

  • @rozate2135
    @rozate2135 4 ปีที่แล้ว +4

    kkkkkkkkkkkkkkkk ኣይይይ ገሬ ተሸዊድካ ዶ

  • @hanqewtaselam64
    @hanqewtaselam64 4 ปีที่แล้ว +3

    ክክክክክክክክክክክ ኣታ ሞትኩ ሎሚ ብሳሓቅ ። ናይ ቻይን ኢሎም ሸጊጎሞም ንፉዓት ኢኾም ብሓቂ ።

  • @mulat6907
    @mulat6907 4 ปีที่แล้ว +1

    ክክክክክክ ኬፍ ኣቢልኩም ኣጆኹም ቅፅልሉ

  • @bobkahase2993
    @bobkahase2993 4 ปีที่แล้ว +2

    Wawawayy ሙሉ አ መዋአለይ ከም ናይ ሎማኣንቲ ሲሂቅ ኣይፈልጥን ክክክክክ

  • @sabyagrand7287
    @sabyagrand7287 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣታ ሞይተ ሳሓቅ ኡይ ገሬ ሽኮር

  • @user-bo1kw8vw1c
    @user-bo1kw8vw1c 4 ปีที่แล้ว +46

    ቀልድኻ ኣይትወድእ kkk
    Likeኩም ኣይትውድኡ ኣይትሃቡኒ
    ኣይደልን እየ ዘረባይ ስምዑ

  • @kunamawedisheraro8918
    @kunamawedisheraro8918 4 ปีที่แล้ว

    Merhab gere emun ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯🇻🇳👈

  • @samerasamera553
    @samerasamera553 4 ปีที่แล้ว +2

    እወይ እታ ማዓንጣና አቅሲለምና ብ ሳሕቅ አነ ዝፍርሕክስ ገሬ ድካንካ ከፍትካ ገደፍካ እንካዕ ንስረቂ ለይከነ እንካዕ ብኡ አሕለፎ ወይ ግድ መዳሓኒት ኢሎም ተጫዊቶም እልኩም ተመላላእ ውሕጅ አግላዕ እንዳ ዘብረአርክ እውን ተማላሊእካዮም ገሬ
    ገሬ ምስ ቤቲ ተባአሱ መን ከዓርቆም እዩክክክክክክ

  • @user-ri4xf3rd6o
    @user-ri4xf3rd6o 4 ปีที่แล้ว +8

    ብባህሉን ቃንቁኡን ዝኾርዕ ስቲ ላይክ ይርገጸኒ

  • @medagame
    @medagame 4 ปีที่แล้ว +4

    ዓፋር ሓውና ደስ ክብል

  • @user-ed4zm3zv4f
    @user-ed4zm3zv4f 4 ปีที่แล้ว +1

    ገሬ እሙን 😂😂😂ደስበሀሊት ናሎምዐንቲ ሰሪሐትልካዶ እዛጫት ክክክክክክ

  • @tsegarezene1489
    @tsegarezene1489 4 ปีที่แล้ว +1

    Moyte bsaha kiftwekmu beteley gerwa &bet