gere emun part 20

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ส.ค. 2024
  • ፈተውትን አድነቕትን ገሬ እሙን youtube channel subscribe ብምግባር አተባብዑና
    Gere emun part 19👉 • Gere emun Part 19
    Gere emun part 18👉 • Gere emun part 18
    Gere emun part 17👉 • Gere emun Part 17
    Gere emun part 16👉 • Gere emun part 16
    Gere emun part 15👉 • gere emun part 15
    Gere emun part 14👉 • Gere emun part 14
    Gere emun part 13👉 • Gere emun part 13

ความคิดเห็น • 1K

  • @rbl.6917
    @rbl.6917 5 ปีที่แล้ว +857

    ነዛ ጽሑፍ ተንብብ ዘለኻ
    ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ
    ኣብ ሂወትካ ጥዕና
    ኣብ ዘለኻዮ ሰላም ከሙኡ ውን ብሩኽ ሰንበት ይግበረኩም።

  • @user-ie5ew3il9i
    @user-ie5ew3il9i 5 ปีที่แล้ว +244

    ያ ማራ ደቢሩኒይ ነይሩ እንዃዕ ዳሓን መጻኩም ንበቲይ ሃይላይ ዝፈቱ ላይክ እሰከ ደፉዑኒይ ብሩክ ሰንበት ይኩነልኩም ኣሕዋተይ ብሓበራ ኢትዮ ኤርትራ

  • @user-gn3gv8cv7t
    @user-gn3gv8cv7t 5 ปีที่แล้ว +14

    ገለ ዓይነት ፍልም ኣመና ጽብቅቲ"
    ኣጆኩም ቀጽልዎ ካብ ኣምሓረኛ
    ምርኣይ ትግርኛ ምስማዕ ይሕሸና
    ወላ ንሓንቲ ፍልም ሽሕ ጊዜ ምርኣይ
    ይሓይሽ

  • @yikalo3381
    @yikalo3381 5 ปีที่แล้ว +808

    ሰበይተይ ጥንሲ ሒዘ ኢላትን ለማዓቲ ኢሞ ተሓጉሰ ኢየ ዘለኩ ኢሞ ላይክ ላይክ ኣሓዋተይ።

    • @temarlijetagesindwir768
      @temarlijetagesindwir768 5 ปีที่แล้ว +15

      Natka tinsi hiza natey wiski hiza ala kkkkkkk like nay EU zigba

    • @linidesbele380
      @linidesbele380 5 ปีที่แล้ว +27

      ወይይይይይይ ሕጂ እኮ ብሰላም ይገላግላ ኢልካ ፀሎት ምግባር እምበር Like ምእካብ ትርጉም የብሉን ብዝኮነ ሂበካ አለኩ እንኳዕ ደስ በለካ

    • @feqareye9306
      @feqareye9306 5 ปีที่แล้ว +3

      Asdidyo bela wedi shukey

    • @user-hf5kv7pz6p
      @user-hf5kv7pz6p 5 ปีที่แล้ว +6

      Natika mukana aragagixka dika ezi tinsi lomi eko .......kkkkkkkk .

    • @mussiemoss624
      @mussiemoss624 5 ปีที่แล้ว

      @@user-hf5kv7pz6p 😂😂😂😂

  • @ANYE.MiCHELE
    @ANYE.MiCHELE 5 ปีที่แล้ว +360

    ቀዳማይ ኣለኩ
    ድሓር ስማ ፈሊጠዮዶዋ 😍😘🤣 ላይክ ላይክ

    • @abrahamafewerkimyking8757
      @abrahamafewerkimyking8757 5 ปีที่แล้ว +1

      Like telmons eba entay Eya dewsklkom ngreni eba Nay hamam
      😀

    • @mussieteklay9318
      @mussieteklay9318 5 ปีที่แล้ว +2

      ፍቕሪ ኣስመራ ,kid asmeraka/ki bota tegagika nay tegaru bota eyu exuy!!

    • @nbvc854
      @nbvc854 5 ปีที่แล้ว

      Kkkkk

  • @user-gb6zc1to6p
    @user-gb6zc1to6p 5 ปีที่แล้ว +90

    4ሚልዮን ፍቅሪ ዝደሊ እምበር 4ሚልዮን ገንዘብ ዝደሊ ንየው ይበል ክክክክ ገሬ መቅሰን በቅሊ ኣላትና 20ዝዓመታ ክክክክ
    ብሓቂ መልእክትኩም ትርጉም ዘለዎ ደቂ ዓደይ ቀፅልዎ !!

  • @berhanetewelde1640
    @berhanetewelde1640 5 ปีที่แล้ว +15

    ኣታ ንዓይሲ እዞም እንዳ ዘርኣብሩኽ ዓይነይ ብስሓቅ ክቐትሉኒ እዮም

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 5 ปีที่แล้ว +524

    •••ደቂ ኤረ''' & ትግ''' የሕዋት/ኣሓት
    ብሩኽ ሰንበት ይግበረልኩም/ና ትባረኹ
    ኢኹም like ከይገበርኩም ከይትሓልፉ።

    • @user-ff6gl2ix3b
      @user-ff6gl2ix3b 5 ปีที่แล้ว +2

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @user-ko2hx6mg1m
      @user-ko2hx6mg1m 5 ปีที่แล้ว +2

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @andom8177
      @andom8177 5 ปีที่แล้ว +2

      Amen 🌻 amen 🌻 amen 🌻

    • @user-gb6zc1to6p
      @user-gb6zc1to6p 5 ปีที่แล้ว +2

      አሜን አሜን አሜን ንኩላትና

    • @user-co4qv6nj7l
      @user-co4qv6nj7l 5 ปีที่แล้ว +4

      ትርጉም ኣልቦ,ዩ ሓቂ ተረሓቐ
      እንጂዒኸ! ኣሕዋት ጂና?

  • @michaeltesfom7957
    @michaeltesfom7957 5 ปีที่แล้ว +10

    This is one of the best comedy show in east africa habesha sosiety

  • @meharenaberhane2140
    @meharenaberhane2140 5 ปีที่แล้ว +28

    Ata ezi zereabruk ayney neay keshq eyu tefetiru 😂🤣😂😂🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-ff6gl2ix3b
    @user-ff6gl2ix3b 5 ปีที่แล้ว +17

    ዋውውው ናይ ሕማመይ መፂኦም ኣበይ ኣለኩም ኣድንቅቲ እንዳ ገሬ እሙን ላይክ ኣዱይኒ
    ትፈልጥዶ እንዳ ገሬዋኒ ኣዝይ ከምዝናፍቆም❤❤❤❤❤❤❤❤✌✌✌✌✌✌✌✌✌

  • @hawimahrit695
    @hawimahrit695 5 ปีที่แล้ว +54

    Tigray eritrean zfetu ske like nay senbet

  • @isaacamanuel922
    @isaacamanuel922 5 ปีที่แล้ว +35

    Good job guys love from eritrea🇪🇷🇪🇷

  • @danielaman3054
    @danielaman3054 5 ปีที่แล้ว +24

    ድሙን ኣንጭዋን የታዓርቅ እታ ድሙ ኮ ቁሩብ ትዕንቅጽ ያ ስለ ትጠሚ kkkkkkkkkk ኣላ ጆኬር ሽኮር
    ሰላምታ ኣይረሳዕኩን ዝከበርኩም የሕዋ ዝተባረከን ዝተቀደሰን ሰንበት ይግበረልና።
    ዳኒኤል i am from eritrean

  • @getachewassefa9481
    @getachewassefa9481 5 ปีที่แล้ว +98

    እባ በስምኣም ተሳቅየ ብናፍቆት ገሬ እሙን ድራማ ኣይትደንጉይና ይቅርታ ተቀዳዲመ ናብ ነቀፋ አቲየ ንመላእ ተከተልቲ ክርስቲያን እንካዓ ኣብፀሐና ንበዓለ መስቀል ዘበነ ፍቅርን ዘበነ ሰላም ይኩን ኣብ ኩላና

  • @welwalo59
    @welwalo59 5 ปีที่แล้ว +8

    "ክርስትናኹም አብ ባንኪ ደዮ ሐሊፉ ዋላስ አብ ቤተክርስትያን"ጌሬ ንያ ጆከር,😂😂😂

  • @user-vi5il6pu2q
    @user-vi5il6pu2q 5 ปีที่แล้ว +63

    ሕቶን መልስን
    #ኣነ .ገሬ እሙን ድራማ ትፈትውዎ ዶ?
    #ንስኻትኩም.እወ ንፈትዎ ብጣዕሚ
    #ኣነ.ድሓርስካ ፈሊጠዋ
    በሉ ሓደራ #ላይክ ሃቡኒ ኢልኩም ከይትልምኑ።
    እንካዕ ብሓጎስ መፃኹም እንዳ ገሬ እሙን።

  • @alexandermulugeta7499
    @alexandermulugeta7499 5 ปีที่แล้ว +14

    ፀባይና ሒዝና ንኽድያ 😂😂😂 አረ ታእየ ልገብሮ ዘረኣብሩኽ ልበሃል ሰብ ብሱሩ መቀለ ኸይደ ክሽልሞ እየ

  • @amanailhagos5745
    @amanailhagos5745 5 ปีที่แล้ว +21

    ዝተቀደሰን ተባረከን ሰንበት ይግበረልና
    እንቃዕ ብዳሓን መጻኩምልና እንዳ ገሪየ

  • @user-mk5zh2nm1w
    @user-mk5zh2nm1w 5 ปีที่แล้ว +73

    ንቤቲ ሓይላይ ዘሐቢ like ገሩ ናር የብለኒ ኢስከ

  • @user-ie4hn4br4c
    @user-ie4hn4br4c 5 ปีที่แล้ว +41

    ኣቱም ላይክ ናለመንኩም ትውዕሉ ቅዱስ ሚካኤል ይምሓርኩም ብሩክ #ሰንበት ይግበረልና 🙇

    • @danielkidane7839
      @danielkidane7839 5 ปีที่แล้ว +1

      Kkkkkkkk kabtom hanti nski eki titeyy

    • @RobiRobi-by7yr
      @RobiRobi-by7yr 5 ปีที่แล้ว +1

      Like እባ ሃብና sister

    • @hrudrjrj284
      @hrudrjrj284 5 ปีที่แล้ว +1

      Kkkkkkkk

    • @user-gb6zc1to6p
      @user-gb6zc1to6p 5 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን ምቅርተይ
      ክክክክክክክክክክክክክክክ

    • @Sara-sr4sg
      @Sara-sr4sg 5 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን ምቅረተይ

  • @user-yv2cs8ml7k
    @user-yv2cs8ml7k 5 ปีที่แล้ว +7

    ገሬ እሙን በጣዕሚ ደስ ዝበሉ ድራማ እዬ አጅካም ናትና 💔💔💔💕💓💓💕💕💔

  • @user-lu4gf4re9w
    @user-lu4gf4re9w 5 ปีที่แล้ว +9

    ጀኮር ገዛካ ዘይተፋልጠና ኩሉ ግዜ ዝሮት

    • @marytetty1593
      @marytetty1593 5 ปีที่แล้ว +1

      ፍቅርሽ ገብቶ በደሜ kkkkkkkkkk

    • @hamieabas5700
      @hamieabas5700 5 ปีที่แล้ว +1

      Kkkkk. Ashaqiluki dyu gorebietki eyu

  • @natnaelamine2770
    @natnaelamine2770 5 ปีที่แล้ว +145

    ን ገሬ እሙን ንጆኮር ንቤቲ ሃይላይ ዝፈቱ ላይክ

  • @afiealexissanchez9436
    @afiealexissanchez9436 5 ปีที่แล้ว +5

    ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ትግራይ ተስፋ ጽባሕ ኣጆኩም

  • @michaelmebrahtomm530
    @michaelmebrahtomm530 5 ปีที่แล้ว +107

    ነዛ ፊልም ዝከታተልዋ ኤርትራውያን ዶ ይበዝሑ ተጋሩ፡ ኣነ ኤሪ ኢለ ኣለኩ

    • @meksebhalefakulu9297
      @meksebhalefakulu9297 5 ปีที่แล้ว +12

      eritreawyan nbezih tegaru amharina eyom zketatelu

    • @habesha7947
      @habesha7947 5 ปีที่แล้ว +4

      Ane eritrawi eye

    • @user-sp5xi1jo1l
      @user-sp5xi1jo1l 5 ปีที่แล้ว +14

      ደግም ሓደ እና ኤርትራ ተጋሩ አይንባሃልን ዝያዳይ

    • @fasikafasika1729
      @fasikafasika1729 5 ปีที่แล้ว +3

      @@user-sp5xi1jo1l yes

    • @mahderbrhane9117
      @mahderbrhane9117 5 ปีที่แล้ว +3

      @@meksebhalefakulu9297 ሎሚ ገዲፍናዬ ኢማ አምሓርኛ ድራማ ምርአይ ባእ

  • @omeribrahim7743
    @omeribrahim7743 ปีที่แล้ว +2

    The best and my favourite comedians.
    Hope everything will return as before and even better, after very devastating 2 years for the people of Tigray. Best wishes from Eritrea 🇪🇷

  • @simonhaileab2211
    @simonhaileab2211 5 ปีที่แล้ว +49

    I think am the first.. TIGRAY adey 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-lq4fw2qm9s
    @user-lq4fw2qm9s 5 ปีที่แล้ว +75

    ብሩኽ ሰንበት ደቂ ሓላል መሬት ሰላምን ቅሳነትን ኣብ ዘለክምዎ ርሑስ ቅንያት መስቀል 💗🙏🙏🙏

    • @arutv7309
      @arutv7309 5 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @user-gb6zc1to6p
      @user-gb6zc1to6p 5 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን

    • @aranshigebru3788
      @aranshigebru3788 5 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen

    • @Sara-sr4sg
      @Sara-sr4sg 5 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን ዝያዳይ

    • @user-sk4dd4gq7s
      @user-sk4dd4gq7s 5 ปีที่แล้ว

      amen/3/

  • @One-day-msadey
    @One-day-msadey 5 ปีที่แล้ว +8

    ናይ ቤቲ ሃይላይ ባ ኣይተሕጽሩልና ጽቡቕ ስራሕ ጥበብኩም ይባረኺኽ ሰላምን ጥዕናን ደቂ ኢረይ and ደቂ ትግራይ መዓረይ

  • @user-cq5zw7jk6g
    @user-cq5zw7jk6g 5 ปีที่แล้ว +102

    ንምጀመርያ ግዜ ኮሜንት ቀዳማይ ገሬ ኣስሊ ብጣዕሚ ንፉዕ ተዋሳኣይ i like u gays

  • @user-mv5zf1uz2h
    @user-mv5zf1uz2h 5 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ቐፅልሉ ብፍላይ ብፍላይ ለምለም ዓይነይ ሽልማት ይግብኣ ንሳ ትክክለኛ ጌይራ እያ ተቕርቦላ ከም ብኮሜድ ተይኾነይ ክምብሓቂ መናባብሮ ህዝቢ ተቕርቦላ ይመስል ገረ ወዲ ቓሺ እታ ግብሪ ትብል ኹሉ ግዜ ይደጋግማሎ ከም ከማይ ተቲቕንሳ ይብለካ ብሱሩ ስፖንሰር ድኻ ትገብርለኻ ዋላ ትዋሳእለኻ

  • @atefint8569
    @atefint8569 4 ปีที่แล้ว +18

    Tgraway and Eritreawi tray sabskrayb gber🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @user-ho9px3nv8c
    @user-ho9px3nv8c 5 ปีที่แล้ว +33

    እንኳን ደሓን መፃእኩም ደቂ ትግራይ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳መዓረይ 🌼🌻🌳🌷🌿

  • @meradedeart9949
    @meradedeart9949 5 ปีที่แล้ว +160

    ማንታ ክወልድ ሕልሚ ኣለኒ ተሰመረለይ like ገጭቡኒ ንምፍላጥ ዘኣክል ከኣ ወዲ ኤረ እየ

    • @linidesbele380
      @linidesbele380 5 ปีที่แล้ว +2

      ፀሎትዩ ዘድሊ እምበር Like ኣይኮነን እኮ ሽኮረይይይ ብዝኮነ ሂበካ ኣለኩ

    • @meradedeart9949
      @meradedeart9949 5 ปีที่แล้ว +2

      @@linidesbele380 ጸሎት ደኣ ግድን እዩ መቅርበይ

    • @merilove8023
      @merilove8023 5 ปีที่แล้ว +1

      Ena wane halemaye alenay ysakealke balena

    • @ametlove830
      @ametlove830 5 ปีที่แล้ว

      ane wane 👍👍👍

    • @user-bk4dx1oi9z
      @user-bk4dx1oi9z 5 ปีที่แล้ว

      ጀለሳዊ መራደደ ውድ ድካ ጓል

  • @hdhgehe4612
    @hdhgehe4612 5 ปีที่แล้ว +99

    ናመጀመራ ተከታታሊት እ ላክ ግጨዩኒ

  • @user-xs2ev7sk8f
    @user-xs2ev7sk8f 5 ปีที่แล้ว +42

    መጺኹም ዶ እንዳ ገሬ እሙን ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና የሕዋት ቤቲ ሃላይ ናይ ሕማመይ ማራ ኬፍ ኣሎኪ

  • @wedihumeraeygenwedimekelee8742
    @wedihumeraeygenwedimekelee8742 5 ปีที่แล้ว +3

    Gere emun ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️. Selam ne hagrn Ethoi amen ❤️ 🇪🇹 ❤️ ❤️ ❤️. Selam kesanet ne Eritreaa ❤️❤️❤️. From 🇪🇹🇩🇪🇪🇹🇩🇪🇪🇹🇩🇪ich vermisse Ethiopia Humera 🇪🇹 ❤️❤️❤️

  • @rigbetube1077
    @rigbetube1077 5 ปีที่แล้ว +5

    ክክክክክክክክክክክክክክክ መቕሰናት
    ብዛዕባ መርዓ እናውጋዕናስ ስለ ተስካር ሞት ተውግዐና
    ክክክክክክክክ ለምለም ዓይነይን ዘርኣብሩኽን ምቁራት።

  • @ruftanaentertainment
    @ruftanaentertainment 5 ปีที่แล้ว +89

    ሰላም ነዛ Comment ተንብብ ዘለካ/ኺ ኣብ መላእ ዓለም ዘለኩም ኣሕዋተይ ኣሓተይ ኣብ መላእ ሂወትኩም ሰላም ቅሳነት ራህዋ ይምነየልኩም ብሹም ሓድነትና ሰብስክራይብ ሃቡኒ I miss you deki tigray &Eri

  • @user-sl1tn3on8e
    @user-sl1tn3on8e 5 ปีที่แล้ว +18

    ኣሕዋተይ ወገነይ ተጋሩ ብጣዕሚ ጽቡቅን ብሉጽን ስራሕ ኢኹም ትሰርሑ ዘለኹም ቀጽሉሉ ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብ ስነጥበብ ተጋሩ ኣግኣዝያን ነቲ ተዳኺሙ ዝነበረ ብምብምብርባርኩም ሑጉሳት ኢና ።
    ሪኢቶይ ድማ እንተተሰሚዑ ከቅርብ ፍቀዱለይ ።
    1,, ኩቡር ኣቦና ኣቶ ዘርኣቡሩኽ እታ ናይ ሚኒልኽ ለማጽ ባንዴራ ካብርእስኻ እንተትኣልያ ክንደይ ሰናይ ባህታ ምፈጠረልና ብሃላይ እየ ።
    2,, ብሓፈሻ ንብሙልእኩም ሰብሞያ ኣባላት እዛ ተኻታታሊት ድራማ እዚ ካብ ትግርኛ ወጻኢ ዝኾነ ኣምሓርኛ ቃላት ሕልፍ ሕልፍ ኢሉ በጨቅ ስለዝብል ኣጻሪኹም በቲ ኩቡር ቃንቃና ከተቅርቡልና ስብ ሙሉእ ተስፋ ኢና ።
    ከም ድፍረት ኣይትርኣይዎ ኣይትሓዙለይ ።
    ሓውኹም ዔጽዮን ጋበር ኣግኣዝያን
    ተወላዲ ሰሜን ትግራይ (ኤርትራ)

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว +22

    *ያከ ጎረቤትና ማራ እንዴ ዘድንቀኩም ግን ኣምለክቲ ስርዓት ኣይትኩኑ ካባና ተማሃሩ ፓለቲካ ጥራይ ጌርኩሞ ሎምስ ታይ ግብሪ መንግስቲ ክትብሉ ባዕልኩም ኣብ ርእሴኩም ከምዝሸኑ ትገብርዎም ኣለኩም ብህዝቢ ሕሰቡ ክብለኩም ይደሊ ካብ ሓውኩም ኤርትራዊ*

    • @brhanbelay8696
      @brhanbelay8696 5 ปีที่แล้ว +2

      Hawey natey gbri mkfal poletika du koynu nhzbu zefkr eu gbri zkefl ms poletika zerakbo yebulun

  • @alleyesonme303
    @alleyesonme303 5 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ሰሪሕኩም ቀጽልዎ ስሓቅ ኣይኽለኣና ብዙሕ ተዘናግዑና ኣለኹም ኣብ ስራሕኹም ዓወት ንምነየልኩም።like please

  • @khalidsalih6665
    @khalidsalih6665 5 ปีที่แล้ว +1

    Betamee deas zebl deramaa 👍👍👍

  • @mamamiya8868
    @mamamiya8868 5 ปีที่แล้ว +3

    ጻዕዳ ጸላም ጸወታ ኣብ መኣስከር ምስ ኣተኩ ሰፊፈያ የ 300 ከፍ ዘለዎም ተዋሳአቲ keep it up

  • @binijoy9670
    @binijoy9670 5 ปีที่แล้ว +15

    ደቂ ትግራይ ዝፈትው አስከ ላይክ ኣጋራጭው ኣብልዋ ካብ ሓውኩም ወዲ ኤረ

    • @user-ew6sx7bw8q
      @user-ew6sx7bw8q 4 ปีที่แล้ว

      ኣግርጭው ኣነ ከማን ካብ ኤረይ ዝምርወኒ እየዝደሊ ብትክክል

  • @user-oo6co6nr2w
    @user-oo6co6nr2w 5 ปีที่แล้ว +250

    አነ ዝገርመኒ ላይክ ሃቡኒ እትበሉ ሰባት ምሳሕ ድዩ ድራር ክኮነኩም ላይክ😂

    • @user-gb6zc1to6p
      @user-gb6zc1to6p 5 ปีที่แล้ว +6

      ይገርም ሕማም ጎረቤት ተመሓላላፊ ምቅርተይ

    • @user-ot8xz9vy3j
      @user-ot8xz9vy3j 5 ปีที่แล้ว +13

      ክክክክክ እንታይ ፈሊጠ ካብ ኹሉስ ሰበይተይ ጠኒሳ ዝበሃል ነግር ኣሎ

    • @user-do7gy1fu6z
      @user-do7gy1fu6z 5 ปีที่แล้ว +3

      ናይ ማርያም ባርያ እየ ናይ ኣምላከይ ኣደ!
      ጋልነይይይይ ከመይ ኣለኺ

    • @BMBM-ly3bx
      @BMBM-ly3bx 5 ปีที่แล้ว +1

      @@user-ot8xz9vy3j kkkkkkka

    • @samsomsamsom5731
      @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว

      ሰክቲ ስከ ዒፋና ሓዳርና በዚ ላይክ ንኣሊ ከም ዘለና ዝስሓትኪ ትመስሊ

  • @user-nk7wh8oo2c
    @user-nk7wh8oo2c 5 ปีที่แล้ว +5

    ውይ ዝገዝሚ ምቀረየ ናሓሽ ዝምርዐውና እኮ ሲኢና ኣታ ሰብ እንዶ ገበሩና ገደፉ ዛ ገዝሚ ትቅረ ፍቅሪ ይዓቢ

    • @roza4781
      @roza4781 5 ปีที่แล้ว +1

      Hahaha

    • @user-io9qe6wi9g
      @user-io9qe6wi9g 4 ปีที่แล้ว

      😃😃😃😃😃😃😃😃😃🙊🙊🙊🙊🙊

  • @merigalftsum5855
    @merigalftsum5855 5 ปีที่แล้ว +193

    ብትግራዋይነቱ ዝኮርዕ ብቻ ላይክ
    ዌል እንዳ ገሬ እሙን ደቂ ዓባይ ትግራይ ዓወት ናዓኩም ይኩን ኣይኩም ናይና ።

  • @ksanetkeshigrmay4966
    @ksanetkeshigrmay4966 5 ปีที่แล้ว +53

    መርሓባ ጽቡቃት እንቃዕ ብድሓን መጻኩም ክጽበየኩም የ ቀንየ እስከ ከምዚ kemay ብሃንቀውታ ክትጽበዩ ዝቀነኩም like ሃብኒ

  • @eammitty_fiqir4ever153
    @eammitty_fiqir4ever153 5 ปีที่แล้ว +6

    ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ደኪ ተዋህዶ ኣምላክ ኣብ ዘለክሞ ሰላም የብዛሃልኩም

  • @iloveyoueritrea5477
    @iloveyoueritrea5477 5 ปีที่แล้ว +14

    Tigrina ysesn tblu eseke ab dahti 👇👇 rgex 👇👇
    👇

  • @eyerusaraya8656
    @eyerusaraya8656 5 ปีที่แล้ว +6

    atum tenafekti enqae bselam metsaekum des behali 😍😍😍

  • @axsumtube9454
    @axsumtube9454 5 ปีที่แล้ว +81

    ምዛ በዓል ትቡቅልቲ ሓዳር ክንገብር ምዃና ተሰማሚዕና ኣለና እስከ ይገበረልኩም ትብሉ
    መርዓና ውን ብቡቅልትን ሰናፍጭን እዩ
    @ሰፕስክራይብ@ እስከ ሃቡና ሎሚ

    • @yemaryamlij8232
      @yemaryamlij8232 5 ปีที่แล้ว +1

      Kkkkk

    • @user-zd9xr6us4r
      @user-zd9xr6us4r 5 ปีที่แล้ว +1

      ክክክክክክክ

    • @user-vc2kp7yh1x
      @user-vc2kp7yh1x 5 ปีที่แล้ว +2

      በል በል ገሬ ከይሰምዐካ ብሚዛን ገይሩ ርእስካ ከይጭፍልቀካ 😂😂😂

    • @henyemu6044
      @henyemu6044 5 ปีที่แล้ว +1

      ኬኬኬኬኬሞይተ ሳሓቅ

    • @axsumtube9454
      @axsumtube9454 5 ปีที่แล้ว

      @@user-vc2kp7yh1x እዚኣስ ተስሕቕ እያ ክክክክ

  • @user-ii8jh4nk8s
    @user-ii8jh4nk8s 5 ปีที่แล้ว +84

    ብትግራዋይነቱ ዝሕበን እስከ ላይክ ይግጨውኒ እንዳ ጌሬን ክትምቸውኒ መዓት ኢኩም ሰላምኩም የብዘሓዮ

    • @abadieri8870
      @abadieri8870 5 ปีที่แล้ว

      Khbeki hasibes nay beynki adme gerki

    • @user-bq6gk1ot7t
      @user-bq6gk1ot7t 4 ปีที่แล้ว +1

      Selam Selam dek tigrey 👉💘👈

  • @leilee6960
    @leilee6960 5 ปีที่แล้ว +5

    ለምለም ዓይነይ ዘብረአብሩኽ ዓይነይ
    ብጣዕሚ እየ ለደንቐካትኩም ለፊትወኩም
    ናይ ብሐቂ ስብአይ ሰበይቲ ቤተሰባት ኢኹም
    ትመስሉ።

  • @user-dn6rd5de9w
    @user-dn6rd5de9w 5 ปีที่แล้ว +200

    ንጀኾር ዝፈትው እስከ like ሕልፍ ሕልፍ በሉኒ

  • @temesgenfetari1535
    @temesgenfetari1535 5 ปีที่แล้ว +8

    Atum shikorinatat kinday zifetwekum seb yihilu do yikewin?from Eritrea 🇪🇷 switzerland 🇨🇭.

  • @zd6493
    @zd6493 5 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውው፣ብጣዕሚ፣ደስዝብል፣ትምህቲ፣ዘሕልፍ፣ስራሕ፣ኢኩም፣ትሰርሑዘለኩም፣ብጣዕሚ፣እየዝፈትወኩም፣ደቂ፣ጀጋኑ፣ቀፅሉንቅድሚት

  • @mengstabrezene5484
    @mengstabrezene5484 5 ปีที่แล้ว +4

    ቅቅቅቅቅቅ ኣየ እዳያ ዘረኣብሩኽ 40 ቅርሺ ተገዚሞም ሞይተ ሰሓቕ ገዛና ኣዘኪሮሙኒ

  • @mebrhitberhe9816
    @mebrhitberhe9816 5 ปีที่แล้ว +11

    እውይ እቲ ሓድጉ ቀትልና ሳሓቅ ቀፅልሉ ደቂ ትግራይ ማዓረይ

  • @user-oy2su2zn6u
    @user-oy2su2zn6u 5 ปีที่แล้ว +4

    እንዳገሬ ወድቀሺ እንክዕ ዳሕን መፃእኩም በብዘለክምዎ ሰላምኩም የብዝሐዮ ብሩክ ቀዳምን ሰንበትን ይግበረልኩም

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 5 ปีที่แล้ว +1

    ክክክክክክክክክክክክክ ብስሓቅ ወዲኹምና ፈቅርኹም ደስ ክብል ማዓት ለምለም ዓይነይ እና ዘራብሩኽ ዓይነይ ኣነ ክቅድም ኣነ ክቅድም ዋውውውው ኣቦይ ጀኮር ድማ ክክክክክክ ክልቲኹም እንዶ ፅንሑ ክክክክ ሃሃሃሃሃ ብስሓቅ ወዲኻኒ ዋውውውው ደስ ዝብል ኦሜዲ ብሓቂ ጀጋኑ ደስ ባሃልቲ መሐጎሲታት ደቂ ትግራይ ማዓረት ወለላት ቀፅልሉ ንፉዓት!!!

  • @teaghesabai7724
    @teaghesabai7724 4 ปีที่แล้ว +1

    Nice Joker Gherie Bieti nice nice nice

  • @wediabshayellborezeto3613
    @wediabshayellborezeto3613 5 ปีที่แล้ว +13

    Kisab zria hafas gberuley ftwatey.

  • @zebibnegasi1989
    @zebibnegasi1989 5 ปีที่แล้ว +32

    ርሑስ ሰንበት
    ገሬ እሙን ትከታተሉ ደለኩም

  • @user-ko2hx6mg1m
    @user-ko2hx6mg1m 5 ปีที่แล้ว +10

    ደሓን ንሱስ ምሳታ መርዓት ክንኣስሮ ኢና ክክክክክ ኣቱም ደቂ እታ ሓላል መሬት ፈትየኩም ክሞት ❤❤

  • @Mm-hy3fk
    @Mm-hy3fk 5 ปีที่แล้ว +4

    ክክክክክክክክክክ ክርስትናኩም እባ ኣብ ቤተ ክርስትያን ድዩ ሓሊፉ ኣብ ባንኪ 😃😄😄😄

  • @lloveyou1210
    @lloveyou1210 5 ปีที่แล้ว +43

    ኣነስ ታይ ከምዚኮንኩስ like ቃሕ ቃሕ ይብለኒሎ በጃኩም 👉👍👈

    • @user-ew6sx7bw8q
      @user-ew6sx7bw8q 4 ปีที่แล้ว

      ሓዳርኪ ደካ ተላዕሊ

  • @user-nf9wk2fw4s
    @user-nf9wk2fw4s 5 ปีที่แล้ว +12

    ኣቤት ኣያ ጆኬር ናብ ሓሶት ገፆም የዘምቡ ኣለው ክክክ ንቤቲ ካኣ ክሕብዩዋ እዮም ዝመስሉ ገርየ ፀሎት ግበር ክክክክ

  • @hayledaniel7296
    @hayledaniel7296 5 ปีที่แล้ว +2

    Kkkkkk jonkor kkkk😆🤣🤣🤣🤣🤣 sehak moyte kullatkum mukurat beqa😆🤣💕

  • @simonluul7958
    @simonluul7958 5 ปีที่แล้ว +59

    መጺካለይ ዶ መጺኩምለ ዶ
    ክጽበዮኩም ?
    ዕድመን ጥዕናን ነዓኩም
    ቡሩክ ምክትታል ይግበረልኩም ተዓዘብቲ!

  • @merrytube2228
    @merrytube2228 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይ ምቁራት ደቂ ትግራይ ዓደይ ቀጽልዎ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ቅንብር ዘይብሉ ባህሉ ዝሓለወ ብሉጽ ስራሕ እዩ

  • @helifteetesefay7639
    @helifteetesefay7639 5 ปีที่แล้ว +18

    እንኳን ድሓን መፃእኩም ደቅዛ ሓላል መሬት ቡሩክ ሰንበት ይግበረልኩም ግን ኣትደንጉይና በይዛኩም ንዓካቱም እናረአኩ ብጣዕሚ እየ ዝሕጎስ ሓሳብን ጭንቅን ግድፍ በቃ ኮይንኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካቱም ንኩልካቱም ደቂ ትግራይ ዓደይ ወርቂ

  • @genigaltigray1103
    @genigaltigray1103 5 ปีที่แล้ว +1

    ዋውው ብጣዕሚ ፅቡቅ መልእክቲ ዘለዎ እዩ። ኣየኩም ናይና

  • @MP-lu8mh
    @MP-lu8mh 5 ปีที่แล้ว +5

    ዋይይይ ኣበይ እየ ውዒለ ?
    እንኳዕ ዕኳ ሰብ ሪኡ ዝውድኦ ኣይኸውን ኣይመርከብኩን እንኳዕ ኣይወዳእኹምለይ ። 😅
    እንኳዕማ ብድሓን ደበኽኽኽኽ በልኩምና እንዳ ገሬ እሙን ።

  • @alihamdulilah6475
    @alihamdulilah6475 5 ปีที่แล้ว +10

    ናይ ሎሚ ሰምበት መቀለ ሽኮርርርር ምስ ቤተሰብ እናሰሓቅና ነይርና ተመሊሰ ናብ ስደት ዓለም እንታይ ዋጋ ኣለዎ ስደት
    ሰብ እንደግበሩና በለ ዘርኣ ብሩኽ ኣይ ሚልዮን😃😃😃😃😃😃😃😃😃

  • @ermiassegid341
    @ermiassegid341 5 ปีที่แล้ว +35

    Kedamay do xehife belu nay senbet like aytrsiu ekum jemaye 👉🤙

  • @negasijohannes4971
    @negasijohannes4971 5 ปีที่แล้ว +2

    Xbuq srah ato gerie , buruk kedame senbet kea nkulatna enda temeneku Amen 🙏 (3)

  • @Bitaniya12
    @Bitaniya12 4 ปีที่แล้ว +1

    Qexlwo mara xbuq srah 👍

  • @elsateame8714
    @elsateame8714 5 ปีที่แล้ว +23

    እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ሎማዓንትስ ዘንጊዕኩምና ንዳ ገሬ እሙን ገዝሚም ናብ ሚልየን ተቀይሩ አታ ቅርሽስ ሓሲሩ አሎ ሓቅኩም

  • @user-zg3ff7cb1z
    @user-zg3ff7cb1z 5 ปีที่แล้ว +4

    ጀኮር መቕሰን ኣታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክሉኹም ፈውሲ ጭንቀት እኹም

  • @user-fp4gj6si3j
    @user-fp4gj6si3j 5 ปีที่แล้ว +1

    ፅብቕቲ ትምህርቲ እያ ፍቕሪ እዩፅቡቕ ዘውረአውሩኽ አይነይ ካብ ኹሉ ልአኺዶ ህቦምኒ
    ኸማኻ ልቨለ የብዝሐዮ።👏🏽🙏🏾😍🇪🇹

  • @user-zh3eb9xo4y
    @user-zh3eb9xo4y 5 ปีที่แล้ว +1

    Well came gerye and beti and ajoker🧡💚❤💛🌷😍

  • @alemethiopia8394
    @alemethiopia8394 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣቱም ሰባት ዕድለኛ እዪ 1ይቲ ኮይና። ቁምነገር ሓዘል comedi ደስ ይብል። በተለይ ናይቤቲ ገፀባህርይ ንእሸተይ ስራሕ ከምዘይለ የምህር ካብ ንእሸተይ ናብ ዓብዪ ደረጃ ከም ዝብፃሕ😘😘

  • @henyemu6044
    @henyemu6044 5 ปีที่แล้ว +36

    ብትግራውነትኩም ትሕበኑ እስቲ ላይክ
    ዳሓርስካ ሂብኩሙኒዋ ህቅቅው

  • @selomontesfay3787
    @selomontesfay3787 4 ปีที่แล้ว +1

    Nicc comdy

  • @bdhoismael256
    @bdhoismael256 5 ปีที่แล้ว +1

    Btami des zebl srah Thanks more

  • @tantan6
    @tantan6 5 ปีที่แล้ว +30

    ንጆኬረይ ዝፈቱ ላይክ እስከ

  • @emamedia5051
    @emamedia5051 5 ปีที่แล้ว +23

    ዝፈልቶ ታእምር የብለየን ወዲ ቀሺ (ሽጋካ)
    ብሽም ቤቲን ወዲ ቀሺን ላይክ ሃብለይ
    Subscribe ካ ጽፍዕኩምኒ ሕለፉ ሓብቲኩም ኢየ ።

  • @gebretnsaegebrekidan6972
    @gebretnsaegebrekidan6972 4 ปีที่แล้ว +2

    Waww xbuk srah kexlwo

  • @user-bp6jp4qh3j
    @user-bp6jp4qh3j 4 ปีที่แล้ว +1

    አቶም መቅሰናት ጽቡቅ ስራሕ

  • @richyewkroljrichyewkrolj3294
    @richyewkroljrichyewkrolj3294 5 ปีที่แล้ว +3

    Enkae bdhan metsekum deki tgryna😍😍😍😍

  • @teklayteame9575
    @teklayteame9575 5 ปีที่แล้ว +3

    እንዳ እያዘራአቡሩኽ ............ ክክክክክክክክ
    ፅጌ ምቅርቲ

  • @musiedawit4169
    @musiedawit4169 5 ปีที่แล้ว +1

    good job

  • @ezrahaile3349
    @ezrahaile3349 5 ปีที่แล้ว +1

    Wawww dess zbl ajokum deqi Tigray adey mearey

  • @eritrean.tiktok7071
    @eritrean.tiktok7071 5 ปีที่แล้ว +4

    ኣብ ዒስራ ኽፋል ምስ በጽሐት ሰበይተይ ሓሪሳ ኣላ ብምክንያት ሕርሲ ሰበይተይ ላይክ ሃቡኒ በዛኩም

  • @anditbraun7550
    @anditbraun7550 5 ปีที่แล้ว +10

    Bingo kedamay so gn ayreakwan deleku like eske lomi bela eu dmesl 🤙

  • @ftsumbob3645
    @ftsumbob3645 5 ปีที่แล้ว +2

    Aja Jekor anchiwan dumun yetark kkkk Dumu temya enabeyetni emberrrr😝😝😝😝💋❤❤👈

  • @brhanuke3584
    @brhanuke3584 5 ปีที่แล้ว +1

    Waw betami des zebel film ajokum kexlwo deki Tigray Xebukat eza film ane betami eu temstni