gere emun part 15

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ส.ค. 2019
  • new Ethiopian Tigrigna Comedy - gere emun-ገሬ እሙን Part 15 (FULL) 2019

ความคิดเห็น • 698

  • @areoentertement6193
    @areoentertement6193 4 ปีที่แล้ว +125

    ዋውውውው ገለ ዓይነት ፍሊም ቆጽልዎ ንጆኮር ዝፈቱ እስከ like ጠውቆ

  • @user-ff6gl2ix3b
    @user-ff6gl2ix3b 4 ปีที่แล้ว +153

    ናይ እነና ወላዲት ኣምላክ ፆሎት ኣይፈለየና ድንግል ማርያም ኣብዝሩያና ትኩን ብር ተብሉ ታሓጎሱ
    ደቂ ትግራይ ማዓርይ ሰብ ታሪክ ሰብ ቅያ ብታሪኩም ንሕበን ብጅግንነትኩም ይዕበ ❤❤
    ገሬዋይ ፍትወ እየ ዘብለካ ሳሓቅኩም ማራኪ

  • @yoage6680
    @yoage6680 4 ปีที่แล้ว +72

    I'm Eritrean boy 🇪🇷...but I love tgray people.....and I like this comedy movies Gerie Emun.......miss u all my brother and sister tgray people

    • @A.A-ec2gu
      @A.A-ec2gu 4 ปีที่แล้ว

      BINI BF 😘😘😘😘

    • @hdhs2409
      @hdhs2409 4 ปีที่แล้ว

      10Q my brother's &sister's

    • @simretgebre9200
      @simretgebre9200 4 ปีที่แล้ว

      Sweet

    • @yowhanasolomon8969
      @yowhanasolomon8969 3 ปีที่แล้ว

      ኣብ ናትና እዉን ደቂ ኣነስትዮ ታይ ኮይነን ድሕሪ ሓዳር ይረጉዳ ዝብል ሓጸርቲ ናይ ጎደና ሕቶታትsubscribe ይግበሩልና, th-cam.com/video/swd-xHeynwc/w-d-xo.html

  • @user-hp7lf5us8f
    @user-hp7lf5us8f 4 ปีที่แล้ว +254

    ገሬ ኣስሊ እንቃዕ ደሓን መጻኩም ደቂ ትግራይ ሓውኩመ ካብ ኤትራ ስኪ ላይክ ሃቡኒ ጽቡቅ ስራሕ ከኣ ገሬ ሽኮርር

    • @wawwaduktslluadnakitkieyea5658
      @wawwaduktslluadnakitkieyea5658 4 ปีที่แล้ว +3

      Amen

    • @ferffdet8192
      @ferffdet8192 4 ปีที่แล้ว +2

      ❤🇻🇳🇪🇷🇻🇳🇪🇷❤

    • @user-hm8zm8jb6c
      @user-hm8zm8jb6c 4 ปีที่แล้ว

      Welkam

    • @yowhanasolomon8969
      @yowhanasolomon8969 3 ปีที่แล้ว

      ኣብ ናትና እዉን ደቂ ኣነስትዮ ታይ ኮይነን ድሕሪ ሓዳር ይረጉዳ ዝብል ሓጸርቲ ናይ ጎደና ሕቶታትsubscribe ይግበሩልና,$$ th-cam.com/video/swd-xHeynwc/w-d-xo.html

  • @biniambooss1296
    @biniambooss1296 4 ปีที่แล้ว +709

    አድነቅቲ ናይ #ገሬ እሙን እስኪ like ጥውቅ አቡሉለይ ሓውኩም ወዲ ኢረይ 😘🍸

    • @user-ms1ch3fp9n
      @user-ms1ch3fp9n 4 ปีที่แล้ว

      Men mxae eilka ezi geza tgaru eyu kid jeberti wahid

    • @biniambooss1296
      @biniambooss1296 4 ปีที่แล้ว +9

      @@user-ms1ch3fp9n ሓወይ ፍቅሪ ይዓቢ አይትሰሓሓት 🤔

    • @Sflyye
      @Sflyye 4 ปีที่แล้ว +3

      @@biniambooss1296 Biniam hawna welcome❤

    • @user-ms1ch3fp9n
      @user-ms1ch3fp9n 4 ปีที่แล้ว +1

      @@biniambooss1296 dhan eika eba

    • @semmahari8269
      @semmahari8269 4 ปีที่แล้ว +1

      ዕዉት ኩን ! Komu atbel ney Eritreawi srhe tektatilka atflten deka wey ne wxa hager.wla kab afgnstan zeriwo des telwom da .

  • @user-xn8jp9tg8g
    @user-xn8jp9tg8g 4 ปีที่แล้ว +443

    ነዛ commet ተንብባ ዘለካ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ኣብ ጥዕናካ ምሉእ ዘይጉድል ይምነየልካ ።ስደትና የሕጽረልና ዓዲና ሰርሕና ተፋቅሪና ክነብር ፈጣሪ ይባርከልና።

    • @fiorizeweldi
      @fiorizeweldi 4 ปีที่แล้ว +1

      Amem(3)

    • @mirrym8719
      @mirrym8719 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen

    • @wedionbeb2825
      @wedionbeb2825 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen( 3)

    • @erup9718
      @erup9718 4 ปีที่แล้ว +2

      አሜን

    • @user-id5ns3ce4w
      @user-id5ns3ce4w 4 ปีที่แล้ว +1

      ክሮስ መዓት ወረ
      አሜን ፫ ክቡረይ 🙏🙏🙏

  • @mesalelhiwetbasta8096
    @mesalelhiwetbasta8096 4 ปีที่แล้ว +42

    ክክክክክ ኣያ ዘርኣብሩኽ ኣይኮነን ሃየ ግጠም ሕጂ
    ገለ ዓይነት ተጋሩ ሸኻኹር ያላ ካብ ኣምሓርኛ ወጺኹም ብቋንቋና ኣስሕቁናን መሃሩናን

  • @kusulovehabesha8602
    @kusulovehabesha8602 4 ปีที่แล้ว +65

    ቡሩክ ሰንበት ይግበረልና ፍቁራተይ ጽቡቅቲ ድራማ ድማ ኣጆኩም ቀጽልዊ ብጣዕሚ የ ዝፈትወኩም ካብ ሓፍትኩም ጋል ኤሪ

  • @fullpower1391
    @fullpower1391 4 ปีที่แล้ว +238

    *ሓዉኹም ካብ ኤሪ ደቂ ትግራይ ሽኮክር ከመይ ዲና ንፈትወኩም በሉ ንፍቀረላ ማዓልቲ የምጻልና ፈጣሪ love you Eri &Ethio*

  • @user-mn7em2gb9p
    @user-mn7em2gb9p 4 ปีที่แล้ว +61

    ጆኬር ትፈትዉ እስከ ላይክ

  • @filimaik6898
    @filimaik6898 4 ปีที่แล้ว +77

    i am from Eritrea አዛ ፍሊም ብጠዓሚ ጽብቅቲ አያ ካብ መጀመርያ ክሳብ ሕጂ ተካታቲለያ አየ ካብዛ ፍሊም ዘድንቆ ዝፈትዎ ኣክተራ ጆኬር አዩ ቆጽሎ ክብለካ ይደሊ

  • @user-ns2ef9cf4q
    @user-ns2ef9cf4q 4 ปีที่แล้ว +118

    ተጋሩ ንፉዓት ቀጽልዎ ካብ ኤሪ

    • @gaewanegasi2385
      @gaewanegasi2385 4 ปีที่แล้ว

      Ilov Er kbtg

    • @alenawaltaeritrean1367
      @alenawaltaeritrean1367 4 ปีที่แล้ว

      @@gaewanegasi2385 الو

    • @yowhanasolomon8969
      @yowhanasolomon8969 3 ปีที่แล้ว

      ኣብ ናትና እዉን ደቂ ኣነስትዮ ታይ ኮይነን ድሕሪ ሓዳር ይረጉዳ ዝብል ሓጸርቲ ናይ ጎደና ሕቶታትsubscribe ይግበሩልና,$$ th-cam.com/video/swd-xHeynwc/w-d-xo.html

  • @user-tl7zw2cb4n
    @user-tl7zw2cb4n 4 ปีที่แล้ว +32

    እንዳ ገሬ እሙን ውይ ብልቢ ብጣዕሚ ኣድናቒትኩም የ በርትዑ ናይና💓💓💓

  • @alexanderthegreat6704
    @alexanderthegreat6704 4 ปีที่แล้ว +16

    From Eritrea 🇪🇷 love u Tigray specialty gerie emun 😘😘😂

  • @user-yw2ys5mn9x
    @user-yw2ys5mn9x 4 ปีที่แล้ว +133

    ናይ ቤቲ አድነቅቲ አለኩም ዶ።

  • @galtigray4809
    @galtigray4809 4 ปีที่แล้ว +26

    ገሬ እሙን ከመይ ዲካ ኬፍ ትህበኒ ጅግና ወዲ ትግራይ

  • @user-xj2jd2gn1g
    @user-xj2jd2gn1g 4 ปีที่แล้ว +29

    እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም እንዳ ኣያ ጆኬር ፡ ገሬን ኣጆኩም ጽቡቅ ስራሕ እዩ ቀጽልዎ፡ ኣነ ብጣዕሚ ንገሬን ነታ ቆልዓ ጋል ዘረኣብሩኹን ማራ ኢየ ዘድንቀኩም

  • @nuguseegn5087
    @nuguseegn5087 4 ปีที่แล้ว +20

    Well come Eritrea 🇪🇷 hawukum ka Canada 🇨🇦

  • @user-gw3ns6rm5l
    @user-gw3ns6rm5l 4 ปีที่แล้ว +12

    አረ ቀፅልሉ ደቂዓድና መዓራት ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ መን ከማኩም ሓደ ሓደ ግዜ ስኳ ዓድና ተናፍቅና ለኩምዋ ለማነኛው ይመቸኩም🙋🙋💕💕💕💕💕

  • @user-nf9wk2fw4s
    @user-nf9wk2fw4s 4 ปีที่แล้ว +23

    ዋው ኮኮባት ትግራይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ህያባተይ ክፈትወኩም

  • @youtobe5439
    @youtobe5439 4 ปีที่แล้ว +19

    😂😂😂ኣየ ገርየ። ኣነስ ቤት ትምህርቲ ጎበዝ ነይረ ከዚ ስደት ፎልይኒ እንበሪ ብጣዕሚ እየ ዝፎቲ ክሰርሕ ድራማ😢

  • @fasikafasika1729
    @fasikafasika1729 4 ปีที่แล้ว +13

    መዓላትኩም ደቂ ትግርኛ ካብ ኣስመራ ኢየ።

  • @user-ie4hn4br4c
    @user-ie4hn4br4c 4 ปีที่แล้ว +59

    ደቂ ትግራይ ዓደይ ቀፅልዎ እዛ ቆልዓ ክትመፅፅ 😁😁😁😁😁 ኣብ ኦም ተሰቂለ ኣብ ኦም ተሰቂለ ንቤቲ ከማዓዱ ዓይነይ ግስም ኢለ 😩😩😩
    ኣነስ ከም ለምለም ዓይነይ ሰበይቲ ደስ ትብለኒ ስድራኣ ተክብር መርኣያ ኢለኪ ኣለኩ ።

    • @user-hp7lf5us8f
      @user-hp7lf5us8f 4 ปีที่แล้ว +3

      በሓቂ ደቂ ትግራይ ሸኮኩር ኣነስ ክፈትወኩም መዓት እየ

    • @rshanrshan2161
      @rshanrshan2161 4 ปีที่แล้ว +1

      @@user-hp7lf5us8f አነሕና ካማን ፍትውትው ወዲ ኤሬ ፃዕዳ

  • @geraltatube8097
    @geraltatube8097 4 ปีที่แล้ว +463

    ብቋንቋ ትግርኛ ትሕበኑ ጥራሕ ሰብስክራይብ ኣገራጭውኒ ደቂ ዓደይ

    • @gebrekrstosembaye3186
      @gebrekrstosembaye3186 4 ปีที่แล้ว +1

      Ata nifelto teamr yeblenan feta zibahal tigrigna yelen. Zigerm kea bitigrigna tihibenu tibl nibaelika enteshekurerka bikankaka

    • @berihuwelday7135
      @berihuwelday7135 4 ปีที่แล้ว

      tikkl

    • @henoksohn6369
      @henoksohn6369 4 ปีที่แล้ว

      Sekt

    • @yowhanasolomon8969
      @yowhanasolomon8969 3 ปีที่แล้ว

      ኣብ ናትና እዉን ደቂ ኣነስትዮ ታይ ኮይነን ድሕሪ ሓዳር ይረጉዳ ዝብል ሓጸርቲ ናይ ጎደና ሕቶታትsubscribe ይግበሩልና,$$ th-cam.com/video/swd-xHeynwc/w-d-xo.html

  • @user-gb6zc1to6p
    @user-gb6zc1to6p 4 ปีที่แล้ว +72

    ኣብ ስራሕኩ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ሰላም ይዕሰል እንደ ገሬ እሙን ንፉዓት!!

    • @user-wq8mk2xh7t
      @user-wq8mk2xh7t 4 ปีที่แล้ว

      Fuck you

    • @user-gb6zc1to6p
      @user-gb6zc1to6p 4 ปีที่แล้ว +4

      @@user-wq8mk2xh7t ካብ ናይ መርየት ኣህዛብ ስዲ ጥዑም፡ዘረባ ክዝረብ ዘይሕለም እዩ መዕበያ ዝጎደሎ፡ምኳንካ ፍሉጥ እዩ፡ሰብ እየ መቋፅርቲ

    • @user-ei2zr2ue1s
      @user-ei2zr2ue1s 4 ปีที่แล้ว

      ኣታ ስዲ abzhalefkayo tsbuk aywetseka resah aymotkan dika eskab hgi yedkika bokae

    • @user-ie4hn4br4c
      @user-ie4hn4br4c 4 ปีที่แล้ว

      @@user-gb6zc1to6p ምቅርተይ ኣነስ ሰብ ተመሲሉ ዘይስምዓኒ ኣዕባዪ ዝበደሎ እዬ ኣይትመልስሉ ኣይትገደስሉ ።

    • @yowhanasolomon8969
      @yowhanasolomon8969 3 ปีที่แล้ว

      ኣብ ናትና እዉን ደቂ ኣነስትዮ ታይ ኮይነን ድሕሪ ሓዳር ይረጉዳ ዝብል ሓጸርቲ ናይ ጎደና ሕቶታትsubscribe ይግበሩልና, th-cam.com/video/swd-xHeynwc/w-d-xo.html

  • @yoage6680
    @yoage6680 4 ปีที่แล้ว +20

    I like the small girl maekelash.....the girl is awesome girl.....ya btami adniqeya I know kabzi zelato nlaeli ktabi eya.......and I love you my lovely tgray people.......from bini eritrean boy🇪🇷

    • @A.A-ec2gu
      @A.A-ec2gu 4 ปีที่แล้ว

      BINI BF we love you more 😍

  • @user-oy2su2zn6u
    @user-oy2su2zn6u 4 ปีที่แล้ว +11

    ገሬ ወድቀሺ ና ኩሉኩም ሰላምኩም የብዝሐዮ በብዘለክምዎ. ለምለም ዓይነይ ፈታዊት ደቃ ❤

  • @user-df7jp2gs7q
    @user-df7jp2gs7q 4 ปีที่แล้ว +17

    ዋይ ክፈትዎም
    ሰላምኩም ይብዛሕ ቡሩኻተይ እግዚአብሔር ሃገርና ሰላም ፍቅሪ ይሃበልና አሜን
    ሰናይ ሰንበት

  • @binijoy9670
    @binijoy9670 4 ปีที่แล้ว +21

    ሰላም ኣምላኽ ምሳኩም ይኩን ደቂ ትግራይ ምጭዋት የሕዋተይ ኣነ ከም ኤረትራዊ ኣብ ዘይማኣደይ ኣይኣትውን ኢየ ግና ኣነ ናይ ነብሰይ ክገብር አንተ ኮይነ ማራ ኢኩም ንፍዓት በርትዕለይ ጀጋኑ ደቂ ሓላል መሬት

  • @amanielhaftom7981
    @amanielhaftom7981 4 ปีที่แล้ว +19

    ደስ ዝብል እዩ ቀፅሉሉ ደቂ ዓበይቲ ብጣዕሚ ማሃራይ እዩ

  • @bintmehamed8406
    @bintmehamed8406 4 ปีที่แล้ว +6

    ሃሃሃሃሃ..አያ ዘብረአብሩክ አይዋይ ንዑባ..ናይ ብሓቂ ትግራውይ ምስ ትግርኛ ዝተዓረቀ ሎሚ ዘበን እዩ..

  • @loveandpeace1349
    @loveandpeace1349 4 ปีที่แล้ว +20

    ❤❤ኣግኣዝያን ኢና❤❤
    ተጋሩ ኢና ንኮርዕ ብመንነትና
    ናይ ሓደ ሓደ ሓሰውቲ ዘየሕርብተና
    ዒም ዝበለ ይታሓጎም ገና ክንኮርዕ ኢና
    ደቂ ተባዓት ተጋሩ ኣግኣዝያን ንባሃል ንሕና
    💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
    ኣግኣዚት ዓደይ ዓዲ እቶም ጀጋኑ
    ብኣግኣዚት ዓደይ ዘይኮርዕ ኣሎ ዶ ኮይኑ
    ተባዕ እዩ ትግራዋይ ንፀላእቱ ዘዕኑ
    ክንዲ ትግራይ ትግርኚ ዝመፅእ ኣሎ ዶ ኮይኑ
    ✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊
    ኣይኮናን ዶ ንሕና ደቅኪ ንኮርዓልኪ
    ብማዕዶ ዘሎስ ሃንቀው እንድዩ ዝብል ብኣኪ
    ሃገረይ እንተትከውን እንዳበለ ይሃርፈኪ
    ኣግኣዚት ሃገርና ዝመፀ እንተመፀ ንኮርዕ ብኣኪ
    💪❤💪❤💪❤💪❤💪❤💪❤
    ብትግራዋይነተይ ማራ እየ ዝኮርዕ
    ብሃገረይ ዝመፀኒ ኣይደልን ክሰምዕ
    ዒፈይ ኪዲ ብረሪ ብረሪ ኣብ ኣግኣዚት ሃገርና ክትዕንገሊ
    ሰላም ዝዓሰላ ሃገር እያ ኪዲ ኣፅልሊ
    ሰላም ዝዓሰላ ሃገር እያ ኪዲ ኣፅልሊ
    👉❤❤❤ሩሑስ ባዓል ናፅነት ልኣላዊት ክብርቲ ሃገርና❤❤❤👈

    • @sebkedemnayhmamey3173
      @sebkedemnayhmamey3173 4 ปีที่แล้ว

      Agazi tbehal hager ke ala dya maletey abey trkeb

    • @loveandpeace1349
      @loveandpeace1349 4 ปีที่แล้ว

      @@sebkedemnayhmamey3173 ብዛዕባ ትግራይ ምዝራብ ማለት ብቀጥታ ብዛዕባ ኤርትራ ምዝራብ ማለት እዩ፡
      ብዛዕባ ኤርትራ ጥራሕ ዘይንገብር ትብሉ ኣሕዋት ኣለኹም፡
      እሞ ብዛዕባ ኤርትራ እኮ ኢና ንገብር ዘለና፡
      እቲ ርሕቀት ዕምቆት ራኢ ስፍሓት ናይ ፖሎቲካዊ ትሕዝቶኹም ስለ ዝወሓደን ስለ ዝተጨበጠን እዩ እቲ ሽግርኩም፡
      ህግደፍ ጉዳዩ ብዛዕባ ኤርትራ እዩ ፡ ግና ምስ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝተኣሳሰረ እዩ
      ብዛዕባ ቀ/ኣፍሪቃ ዝዛረቦን ዘለዎ መትከልን ሲ ምስቲ ኣብ ኤርትራ ዘለዎ ዕላማ ዝተኣሳሰረ እዩ፡
      ኣግኣዝያን ካኣ ጉዳዩ ብዛዕባ ኤርትራ እዩ፡ ግና ምስ ትግራይ ዝተኣሳሰረ እዩ፡
      ንሕና ኣብ ትግራይ ዘጋጥም ዕንወት፡ ዕንወትና
      ኣብ ትግራይ ዝህሉ ዕቃበ ሰብን መንነትን ፡ረብሓና
      እዩ፡
      ኤርትራ ከምቲ ሕጊ ሃገረ መንግስቲ ትግርኛ ክትከውን ግቡእ እዩ መሰልና እዩ ክንብል እንከለና፡
      ትግርኛ(ትግራዋይ) ዝብሃል ህዝቢ ካኣ ክሳብ ኣበይ ይዝርጋሕ ክንፈልጥ ኣለና፡
      ትግርኛ ክሳብ ኣልዋሃ ትግራይ እዩ ዝነብር ፡ ልክዕ እዩ ትግራይ ኣካል ኢትዮጵያ እያ ዘላ፡
      ሕጂ ብ ቅጽበት እንዛረበሉ እቲ ህዝቢ እንበር እቲ መሬት ኣይኮነን፡
      መሬት ቅንጣብ ሩባን ኩርባን ኤርትራ ውን ክጭረም የብሉን፡ብመሰረት ካርታኣ ሉኡላዊ ክብራ ክኸብር ኣለዎ፡
      መሬት ትግራይ ካኣ ኣካል ኢትዮጵያ ክሳብ ዘላ ሉኡላውነት ኢትዮጵያ ክኸብር ኣለዎ፡
      ህዝቢ ግን ጽባሕን ድሕሪ ጽባሕን ኢልካ ዝሰጋገር ኣይኮነን፡ ኣብ ኤርትራ ብቀጥታ ናይ ወደባት መሰሉ ክሕለወሉ ኣለዎ፡
      መሬት ትግራይ ንምምጻእ ዘይኮነስ ህዝቢ ትግራይ ንምምጻእ እዩ ቀዳምነት፡
      መሬት ድሒሩ፡ ቁጠባውን ዲፕሎማስያውን ወተሃደራውን ደረጃና ኣብ ዝበረኸሉን፡ ልዕሊ ኩሉ ካኣ ስምምዕ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ብ ድምጺ ኣብ ዝተገልጸሉን ፡ ዝፍጸም ካልኣዊ ዘየሀውኽ እዩ፡
      ////////
      ፖሎቲካ ኤርትራ ሰለስተ እየን፡
      1) ሓድሽ ኤርትራዊ ናይ 9 ብሄራት መንነት ንምስራሕ ምስ ህግደፍ ምስላፍ
      2)ኤርትራ እስላማዊት ሸሪዓዊት ንምግባር ምስ ኣኽረርቲ ጥሩፋት ምስላፍ
      3)ኤርትራ ካብ ፖሊሲ ህግደፍ ኣናጊፍካ ንቡር ኣግኣዝያዊ መንነታ ንምድሓንን ፡ ብ መሰረት ሕጊ ደቀባት ብዙሓትን መሰል ውሑዳትን ከም ትኸይድ ንምግባር ምስ ኣግኣዝያን ምስላፍ
      ካብዚ ወጻኢ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ፖሎቲካ የለን፡
      ስለዚ ኣብ ቁጽሪ ሰለስተ ዘሎ ዕላማ ንምትግባር ኣብ ትሰርሓሉ ፡ ህዝቢ ትግራይ ከም ኣካል ናይቲ ቃልሲ ክተሳትፎን ኣብ ኣርእስትታትካ ንጡፍ ኮይኑ ክለዓልን ግድን እዩ፡
      #ህግደፍ ኤርትራውነት ን ክሰርሕ፡ ን ትግራውነት ኣብ ኢትዮጵያ ከጥፈኦ ኣለዎ፡
      #ኣግኣዝያን መንነቱ ንምድሓንን ዓቕሚ ህዝቢ ትግርኛ ንምዕቃብን፡ ን ትግራውነት ካብ ኢትዮጵያውነት ከድሕኖ ኣለዎ፡
      እዚ እዩ እቲ ኣረባራብ፡
      ኤርትራ ብዘይ ትግርኛ ሃገር ኣይትኸውንን እያ፡ ብ ክብርታትን መስዋእትን ትግርኛ እንበር ብ ክብርታት ሕዳርብ ወይ ዓፋር ወይ ሳሆ ኣይኮነትን ትነብር፡
      ዕሽነት ህግደፍ ብ ኣድማሳውነት ዝዓወሩ ስለ ዝኾኑ ግን፡ ገዛእ ህዝቦምን መንነቶምን ክቐትሉ ተበጊሶም፡
      እዚ ግን ምስ ምቕታል ኤርትራ እዩ ዝቑጸር፡
      ስለዚ ህልውና ኤርትራ ምስ ህልውና ትግርኛ እዩ ዝተኣሳሰር ካብ በልና፡
      ን ኤርትራ ሃገረ መንግስቲ ትግርኛ ንምግባር ምስራሕ ካኣ ን ምዕቃብን ሓይልን ኤርትራ እዩ፡
      ሕጋዊ መሰል ህዝቢ ትግርኛ እዩ፡ ነቶም ቀቢላታት ውን ጽቡቕ እዩ፡
      ትግርኛ ከመይ ጌሩ ሓይሉ መንነቱ ሓድነቱ ብዝሑ ይዕቅብ ካኣ ስለ ንፈልጦ ንሰርሓሉ ኣለና፡
      ስለዚ ብዛዕባ ኤርትራ ኢና ንዛረብ ዘለና ሞ ከምዚ ካልእ ጉዳይ ንዛረብ ዘለና ኣይምሰልኩም፡
      ዘለና ጠንቂ ሽግራትን ኣፈታትሑኡን ክተስተውዕልሉ ስለ ዘይካኣልኩም እዩ እቲ ጸገም፡

    • @freenhagereeritreamesdeqa6363
      @freenhagereeritreamesdeqa6363 4 ปีที่แล้ว

      @@loveandpeace1349 ካብዚ ኩሉ ዝበልካዮ ግን ንሕና ኤርትራውያን ናጻ ኢና ኤርትራውያን ናይ መንነት ውይ ናይ ፖሎቲካ ሃይማኖት ቅልውላው የብልናን ትሻዓተ ብሄር ነናቱ ክብርታትን ቆንቃን ኣለዎ ተኸባቢሩ ብፍቅርን ስኒትን ድማ ይነብር ኣሎ ኤርትራ ድማ ልእላውነታ ዝኣወጀት ሓንቲ ፍልይቲ ሃገር እያ ህዝቢ ኤርትራ ሕጂ ኣብዚ እዋን ዘድልዮ ዘሎ ነዚ ጮካኒ ስርዓት ከመይ ጌሩ ይውድቆ ናጽነቱ ክእውጅ እዩ ዝሓስብ ዘሎ
      ልዕሊ ማንም ህዝቢ ኤርትራ ፍትሒ ይጽውዕ ኣሎ።
      ትግራይ ትግርኛ ሓደ ዓይነት ቃንቃን ክብርታትን ኣለዎ ካብ ቀደም ዝነበረን ኣሎን
      ብሓደ ከም ተዛረብቲ ትግርኛ ክነብሩ ድማ ዝኽልክሎ ኣካል ኣሎ ኣይብልን እየ የግዳስ 8 ብሄር ናይ ኤርትራ ኣውጺኻ ኣግኣዜን ዝብል
      ውዱብ ምግባር ግን ሕልሚ ዶርሆ እያ ኤርትራ ሓንቲ እያ ኣይትሽርመም ኣይትቁርመን ንሳ ድማ ናይ ትሽዓተ ቢሄራት እያ 4።

    • @loveandpeace1349
      @loveandpeace1349 4 ปีที่แล้ว

      @@freenhagereeritreamesdeqa6363 Bzey Mahberawi Emnet Hager Aytsrahn Eya ::Nhina Kem Agazian Nsego bher ykun kebila Yelen Nhina Nbl Zelena Eti Nay Tigrigna Mahberawi kbrtat Tray Eyu Kenbirena Zkil ' Eritra Nay 9 bherat koyna Ktsgum kone Democracy Ktserih Aytklin Eya Eti Aslamay Nay Eritra kea Quanqa Arab and Sharia Eyu Zbl Zelo

    • @loveandpeace1349
      @loveandpeace1349 4 ปีที่แล้ว

      @@freenhagereeritreamesdeqa6363 Ms Men Koynka Eka Democracy Ktserih ?
      Aslamay ke Democracy Yeamn dyu ?

  • @guleritrea1425
    @guleritrea1425 4 ปีที่แล้ว +2

    I proud of tigrina and I love this drama from eritrea🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 4 ปีที่แล้ว +130

    እወ ተራኺብና ኣለና ሕጂ ገሬ እሙን
    ትፈትዉ ኣብዚኣ ኣሸይፉኒ ገሪተይይይ
    ኣስሊ ብlike ኣንድፍዎ እስከ።

    • @user-il5zb6ts5o
      @user-il5zb6ts5o 4 ปีที่แล้ว +3

      1000 ላይክ ሂበካ ዝያዳይ

    • @imissmama3978
      @imissmama3978 4 ปีที่แล้ว +2

      @@user-il5zb6ts5o ኣቲንስኺ ደኣ ጎነይ እንዲኺ!!!

    • @goodplaza2999
      @goodplaza2999 4 ปีที่แล้ว +2

      Kkkkk Ashi

    • @user-il5zb6ts5o
      @user-il5zb6ts5o 4 ปีที่แล้ว +1

      @@imissmama3978 አረ ጠፍእካ ቀኑካ ማዓረይ

    • @imissmama3978
      @imissmama3978 4 ปีที่แล้ว +1

      @@user-il5zb6ts5o /ኣብ ጽርሃ ኣርያም ቀነ መጼ/ ክክክክክ ኣለኹ,የ ዝብሌ ስዊተይይይ!

  • @galedagahamus9984
    @galedagahamus9984 4 ปีที่แล้ว +3

    ውይ በኡነት እዚ ጀኮር ከፀልለኒ እዩ ኩሉ ዘረብኡ እዩ ዘስሕቀኒ እና ኣጀኹም ደቂ ዓደይ መዓረይ ♥️♥️😍😍😍😍

  • @Eritrea20431
    @Eritrea20431 4 ปีที่แล้ว +6

    Teshakile eko betami mes dengokum bezekone gen yene meksebat enkae be selam mexakum abakum zeleni fetwet meglexiii yebulun like ka habuni deki tegray shekorinatat kab haftkum eritrawit ❤❤💘

  • @abebasibhato7694
    @abebasibhato7694 4 ปีที่แล้ว +7

    ኣነስ ኣያ ዘርኣብሩኽ ክፈትዮም መዓት
    ብጣዕሚ ክድነቕ ዝግበኦ ስራሕ'ዩ በርትዑ

  • @RakusaMedia
    @RakusaMedia 4 ปีที่แล้ว +12

    ጎበዛት። ደስ ብሃሊ እዩ። እቲ ፅቡቕ ሃምለሎ ኾይኑ ኣያ ዘርኣ ብሩኽ ምስ ኣብርሃም ኣብ ልነበሮም ትዕይንት
    ኣብ ድያሎግ ተይኾነይ ኣብ እንቅስቃሴ ካብ ካራክተሮም ይወፅኡ ነይሮም።
    ትጎዩ ተለው፣ ትሕበኡ ተለው፣ ብካልሾ ትወቕዕዎ ተለዉ ካብ ዕድመኦምን ተኽለ ቑመንኦምን ዘይትፅበዮ ናይ ፅጋበኛ መንእሰይ ምንቅስቓስ የርእዩ ነይሮም። ብልተረፈ ግን ትፎታዪ ስራሕ ኢኹም ኣቕርብኹም።

  • @mengstabrezene5484
    @mengstabrezene5484 4 ปีที่แล้ว +7

    ገሬ እሙን ኣስሒቕካኒ ቀጽልሉ ኣጆኹም ኣቱም ደቂ ሓላል ትግራይ

  • @makbelmebrahtukidane9601
    @makbelmebrahtukidane9601 4 ปีที่แล้ว +59

    👍 ገሬ እሙን 👍 ኣየኹም ናይና 🙏 🆗

  • @shikorina6165
    @shikorina6165 4 ปีที่แล้ว +16

    I really like this comedy! 👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾

  • @grmawit1902
    @grmawit1902 4 ปีที่แล้ว +24

    እንካዕ ብዳሓን መፃእኩም እንዳ ጌሬ ፅቡቕ ስራሕ ቀፅልሉ 👌👌👌😍😍😍😍

    • @YestunaTedros
      @YestunaTedros 11 หลายเดือนก่อน

      👌👌😍😍😍

  • @EthiomerejaOfficial
    @EthiomerejaOfficial 4 ปีที่แล้ว +60

    ብቓንቓ ትግርኛ ትሕበኑ ጥራሕ ሰብስክራይብ MAJESTIC TUBEን ኣገራጭውኒ ደቂ ዓደይ

  • @saraarayi4542
    @saraarayi4542 4 ปีที่แล้ว +3

    እዙ ገሬሲ ኩሉ የጥመሉ ኩሉም በሀቂ ብጥእሚ ደስትብሉ በርትኡልና ንፋአት

  • @user-ec9zx4ob9r
    @user-ec9zx4ob9r 4 ปีที่แล้ว +3

    እንካዕ ዳሓን መፀእኹም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ብዘይ ባኣኹሙስ ኣይታሃሎ ኣነስ ፎትየያ ብጣዕሚ ፅቡቅቲ ስራሕ እያ ቆፅልዎ ሶ ሰሰናዩ ናዓኹም ፍትው ድማ ።

  • @user-dr7ku3yz9w
    @user-dr7ku3yz9w 4 ปีที่แล้ว +10

    እንቋዕ ዳሓን መጻኩም ተናፈቅቲ ♥♥♥🌹🌹🌹😘😘😘😘😘

  • @user-il5zb6ts5o
    @user-il5zb6ts5o 4 ปีที่แล้ว +7

    ክክክክ ችድ ወድዛ ፍራ ስቅ በሊ ክደግመኪ እየ ወቂዕካያ ማለት እዩ ልፎልጦ ታኣምር የብለይ ገሬ ወዲ ቀሺ ኬፍ ኣለኩም ሽኮሪናታት

  • @Kryptosami
    @Kryptosami 4 ปีที่แล้ว +23

    Zfelto teamrat yebleyn wedi qeshi like habuni

    • @A.A-ec2gu
      @A.A-ec2gu 4 ปีที่แล้ว +1

      ERI eri 😂😂😂 I like that part

    • @Kryptosami
      @Kryptosami 4 ปีที่แล้ว +1

      @@A.A-ec2gu me to

    • @yowhanasolomon8969
      @yowhanasolomon8969 3 ปีที่แล้ว

      ኣብ ናትና እዉን ደቂ ኣነስትዮ ታይ ኮይነን ድሕሪ ሓዳር ይረጉዳ ዝብል ሓጸርቲ ናይ ጎደና ሕቶታትsubscribe ይግበሩልና, th-cam.com/video/swd-xHeynwc/w-d-xo.html

  • @girmaykahsay6423
    @girmaykahsay6423 4 ปีที่แล้ว +6

    ብሉፅን መምሃራይን ድራማ ልዑል ናይ ትወና ብቕዓት ዝገረመኒ ግን ኩሎም ዝተውሃቦም ገፀባህሪ ብፅቡቕ እዮም ዝዋስእዎ። ቐፅሉ ደቂ ሓላል መሬት !ክሳብ ዝውዳእ ነዞም ህቡባት ተዋሳእቲ ናይ መተባብዒ ሽልማት እንተዝዳለወሎም ብሃላይ እየ።

  • @Mulue844
    @Mulue844 4 ปีที่แล้ว +12

    Burukatey i am eritrean but i love you ethiopia i am pourd, Keep it up my guys.

  • @yordigaltigrayselammskulu2399
    @yordigaltigrayselammskulu2399 4 ปีที่แล้ว +20

    Welcome brukatey nice film 💕💕💕Love you tigray 🇻🇳

  • @ilovetplf8087
    @ilovetplf8087 4 ปีที่แล้ว +5

    ብጣዕሚ መስሐቅቲ ኢኩም ቅፅልሉ ደኤቂ አደይ ሺኮራት ካባኩሞ ቡዝሕ ንፅበ 👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾I love u all

  • @qudusegziabher4338
    @qudusegziabher4338 4 ปีที่แล้ว +13

    welcome ደቂ ተዋህዶ ደቂ ትግራይ መዓረይ ከመይ ድየ ፈተየኩም እሟሰይ ገሬ & ፊሽ ቀጽልሉ 💖💖💕

  • @heritube3508
    @heritube3508 4 ปีที่แล้ว +8

    ኣቱም መቅሰናት ከመይ ድየ ዝፊትወኩም በረትዑ ቀፅሉሉ! !!!!!

  • @alemhailay2423
    @alemhailay2423 4 ปีที่แล้ว +35

    😂😂😂😂😂 ፍትዋተይ ናይ በሓቂ እየ ዝብለኩም ከብደይ ቆሲለ ብሳሓቅ😂😂👊 ቤቲ ግን ዘየለ ንምታይ ዘይአተከምዋ ሎማዓንቲ ጎቦዝ ቆልዓ እያ ምሳኩም ክትስርሕ ግበርዋ በጀኹም ብቅዓት ዘለዋ ቆልዓ እያ!ብዝተረፈ በርትዑ💛❤❤

  • @filmonsium9623
    @filmonsium9623 4 ปีที่แล้ว +104

    ********ምልክታ *****
    ሓደ ጆኬር ዝተባህለ ሓውና ሓፍቱ ኣብ ኣሜርካ ቆልዓ ሃሪምኪ ተባሂላ ስለ ዝተኣስረት ካብ ቤትማእሰርቲ መውጽኢ ዝኮውን 500 ፌርማ ኣኩቡ ስለ ዝተባህልና እንታይ ከምዝደለና ፈሊጥኩም ሓገዝኩም ብላይክ ክትሕጉዙና ትክእሉ ኢኩም ፊሊ Eritrea

    • @wedibelih7205
      @wedibelih7205 4 ปีที่แล้ว +1

      Filmon Sium ክክክክክክክክ

    • @jadcharafeddine7560
      @jadcharafeddine7560 4 ปีที่แล้ว +2

      Filmonay.kkkkk👍

    • @user-tu1cn4fx7k
      @user-tu1cn4fx7k 4 ปีที่แล้ว +1

      Kkkkkk

    • @user-nf5ld7hy2g
      @user-nf5ld7hy2g 4 ปีที่แล้ว +1

      Filmon sium kkkkkk ሓደ like hagzina alena

    • @filmonsium9623
      @filmonsium9623 4 ปีที่แล้ว +1

      @@user-nf5ld7hy2g ኣጆኩም ብኣምላክ ክትፍደይዎ ኢኩም ኢደይ ኢድካ ጥራይ ንባሃሃል ክክክክክክ

  • @user-ih5gn5hq3m
    @user-ih5gn5hq3m 4 ปีที่แล้ว +29

    እክይ ላይክ @ኮሜት ሃቡኒ
    የሕዋት
    ከምዛ ትርዋ ቆልዓ ምጭጭ ዝበለት
    ኣላትንይ.

  • @mlerfmlerf443
    @mlerfmlerf443 4 ปีที่แล้ว +5

    እውይ ክትስሕቁ 😊💋አምላክ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ንኹላትከም 💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞

  • @maebelstudentlife2706
    @maebelstudentlife2706 4 ปีที่แล้ว +7

    Gere emun, joker, aya zerabruk,nay behaki xibuk srah tiserhu alekum
    From Eritrea deki tgray sebey

  • @user-ob4qk3om6s
    @user-ob4qk3om6s 4 ปีที่แล้ว +32

    ተሓቢአ ክርኢ ማዳም መፅያትኒ
    እስኪ ናይ ገሬ ኡሙን ፈተውቲ ብላይክ አለና አብዚ በሉኒ
    ትግራይ ዓደይ ሰስንለይ ብደቅኪ ተሓጎሲ

    • @haregebrhane9858
      @haregebrhane9858 4 ปีที่แล้ว

      ክክክክክክ

    • @user-ob4qk3om6s
      @user-ob4qk3om6s 4 ปีที่แล้ว

      @@haregebrhane9858 ጉድዪ 😂😂😂😂

    • @samrahhh2304
      @samrahhh2304 4 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen

    • @redaeastbeha5034
      @redaeastbeha5034 4 ปีที่แล้ว

      0011-970-787-7965 bezia rkebni kab usa eye

    • @yowhanasolomon8969
      @yowhanasolomon8969 3 ปีที่แล้ว

      ኣብ ናትና እዉን ደቂ ኣነስትዮ ታይ ኮይነን ድሕሪ ሓዳር ይረጉዳ ዝብል ሓጸርቲ ናይ ጎደና ሕቶታትsubscribe ይግበሩልና, th-cam.com/video/swd-xHeynwc/w-d-xo.html

  • @rshanrshan2161
    @rshanrshan2161 4 ปีที่แล้ว +5

    ዋይይይ እታ ትስብ ሲ እብ ዩቱብ ድዩ ማዓሉ። ብዝካነ ገሬየ እሙን እንካዕ ዳሓን መፃኩም ፍትውትው

  • @user-jj1gx2ei5j
    @user-jj1gx2ei5j 4 ปีที่แล้ว +5

    አታ ክንደይ ደስ ትብሉ ኢኩም ገሬ ነብሲ መልስለይ ትብስኩት ክክክክክክክ ማራ አስሒቕካኒ ብዝኾነ ቀፅልዎ አለናልኩም

  • @mmanges3669
    @mmanges3669 4 ปีที่แล้ว +2

    ትግርኛናና ንፉዓት ኣብ ስራሕኩምን
    ሂወትኩምን ኣምላኽ ይተሓወሶ
    በርትዑ መንግስ ካብ ኤርትራ

  • @meazageremeazagere4342
    @meazageremeazagere4342 4 ปีที่แล้ว +1

    ደቂ ትግራይ ደቂቶም ጀጋኑ ደቂ እታ ሓላል መሬት እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ካብ ሰሙን ናብ ሰሙን ብሰላም ዘቀነየና እግዚአብሔር ይመስገን 🙏🙏🙏ገርየ እሙን ብጣዕሚ ፅቡቅን መምሃራይን እዩ ቀፅልሉ😘😘😘

  • @user-os3ot4de2r
    @user-os3ot4de2r 4 ปีที่แล้ว +4

    ፅቡቃት ደቂ ትግራይ ሰላምኩም የብዝሓዮ

  • @petrosteklemaryam5300
    @petrosteklemaryam5300 4 ปีที่แล้ว +18

    Enkoa dahan mexaku ruhus qedame sebet ygberelna ygberelkum xubuq sirah kexlwo kab hawukum eritrawi

  • @solomontadele9166
    @solomontadele9166 4 ปีที่แล้ว +6

    It is educational and very important massage to the youth, so keep it up. I was just there one week ago, my son learned a lot from watching the comedy, so thanks or Ajokum Nayna!!

  • @issakhabtom2384
    @issakhabtom2384 4 ปีที่แล้ว +4

    አዋይ አዛ ቆልዓ " ሰላም ዶ ገርየ ፋራ" ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ

  • @FilaChannel.
    @FilaChannel. 4 ปีที่แล้ว +25

    Ewy ayaminnye kedamay rekibeya Pls congura ilkum like sdediley and have a Nice sunday

    • @user-gb6zc1to6p
      @user-gb6zc1to6p 4 ปีที่แล้ว +1

      AMEN AMEN AMEN!
      congratulation you like bro kkkkkkkkk

    • @henogwediluul2086
      @henogwediluul2086 4 ปีที่แล้ว

      @@user-gb6zc1to6p whre are you

    • @FilaChannel.
      @FilaChannel. 4 ปีที่แล้ว

      ናይ ማርያም ባርያ እየ ናይ ኣምላከይ ኣደ! 😍🙏🥰

    • @yowhanasolomon8969
      @yowhanasolomon8969 3 ปีที่แล้ว

      ኣብ ናትና እዉን ደቂ ኣነስትዮ ታይ ኮይነን ድሕሪ ሓዳር ይረጉዳ ዝብል ሓጸርቲ ናይ ጎደና ሕቶታትsubscribe ይግበሩልና, th-cam.com/video/swd-xHeynwc/w-d-xo.html

  • @lplpplplpu8637
    @lplpplplpu8637 4 ปีที่แล้ว +9

    እቲ ባዕል ድኳን ኬፍ አለው

  • @ttsalon8106
    @ttsalon8106 4 ปีที่แล้ว +13

    አይ ጌሬዋይ አኞካ

  • @rblrbl9793
    @rblrbl9793 4 ปีที่แล้ว +6

    ዋው መጺኪ ዶ ብሃንቀውታ እየ ክጽበየኪ ቀንየ well come

  • @mhaymanot1290
    @mhaymanot1290 4 ปีที่แล้ว +8

    ደስ በሃልቲ ኣጆኩም ደቂ ትግራይ💕

  • @dngleyadefikiri1062
    @dngleyadefikiri1062 4 ปีที่แล้ว +2

    Enkae dehan mexakum deki tigray sbukat mara ekum kef tihbuni gere shikor aboy zerabirok jocker kulukum sbuk bikiat alekum i love you all 😍😍😍😍

  • @rbl.6917
    @rbl.6917 4 ปีที่แล้ว +150

    ያ ጃምዓ ዱካን ክሳብ ዝበጽሕ 5 like ገርኩምለይ ጽንሑ ሎሚ ፉል ኢና ንቆርስ ኣብ ሱዳን ዘለኹም እስከ ጠዉቅለይ

    • @crazymoodtube1378
      @crazymoodtube1378 4 ปีที่แล้ว

      Full haja dyu? 😉

    • @rbl.6917
      @rbl.6917 4 ปีที่แล้ว

      @@crazymoodtube1378 ክክክ እወ ፉል ሓጃ ያላ እስከ ተፈደል ሓቢቢ

    • @teweldegezgihe235
      @teweldegezgihe235 4 ปีที่แล้ว

      ፉል ዋላ ዓደስ ቅቅቅ

    • @rbl.6917
      @rbl.6917 4 ปีที่แล้ว

      @@teweldegezgihe235 ክክክክ ኣብ ሱዳን ፉል ሓጃ ዝብሃል መግቢ ኣሎ ማራ ጥዑም ዩ

    • @teweldegezgihe235
      @teweldegezgihe235 4 ปีที่แล้ว

      የርጉድ እዩ ኢለማቶ ክንዲ ኦሮሞ ትኮን ክክክ

  • @ngdhjybfrgu8873
    @ngdhjybfrgu8873 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣነስ ኣብርሃ ዘብራኣብኽ ደስ ኽብለኒ። እስኪ ለብርሃ ትፈትው ላይክ ሃቡኒ

  • @lulaweldeabgebremichael6256
    @lulaweldeabgebremichael6256 4 ปีที่แล้ว +6

    Wawww tegaru yehwatey nhna aritrawyan wen nktatelekum ena azina kea nednkekum ena 😘😘👌👌

  • @eyobayn
    @eyobayn 4 ปีที่แล้ว +7

    Nmejemeriya gize ab hiwetey comment kxhf
    Eza drama btaemi eya sehabit Mara kef alewa ajokum qexlulu bertiu hawkum kab Eritrea

  • @waziramada6747
    @waziramada6747 4 ปีที่แล้ว +5

    እንኳን ብሰላም መፃኣኩም

  • @yonasabraha1162
    @yonasabraha1162 4 ปีที่แล้ว +9

    Well come shikorentata samune samune kabeday enda akuslikumenie mara kife alikume

  • @samites2073
    @samites2073 4 ปีที่แล้ว +19

    ትግርኛ ትሕበኑ ነዚ ናይ ባዕዲ ቃንቃ ፈሪሱ

  • @user-cy9kx9em9h
    @user-cy9kx9em9h 4 ปีที่แล้ว +10

    ገሬ ፉራ ምሳይ ኣሎ like ግብሩልይ የብለኩም ኣሎ

  • @mattimom1901
    @mattimom1901 4 ปีที่แล้ว +7

    I love ❤️ you ደቂ ትግራይ ኩሕሎ

  • @azebhaluf520
    @azebhaluf520 4 ปีที่แล้ว +9

    መፂእኩም ዶ ደቂ ትግራይ ሓላላት😍😍

  • @zufanziz1803
    @zufanziz1803 4 ปีที่แล้ว +5

    Ahwat rekum like aytresau selam amlak kaa msakum yikun Kufa aynkakum

  • @helenasmerom6613
    @helenasmerom6613 4 ปีที่แล้ว +6

    omg ካብ 22 ደቂቃ ንደሓር ዘሎ ደጋጊምኩም እማ ረኣዩዎ ብሰሓቅ እየ ከብደይ ቆሲለ አይ ገሬ እ ሑሕ😂😂😂😂

  • @JESUS-711
    @JESUS-711 4 ปีที่แล้ว +13

    Kkkkk moyte🤣Ameyka. N Esrael dewele knegra eye kk hawkom kab Eritrea

  • @zemichaelmehari9518
    @zemichaelmehari9518 4 ปีที่แล้ว +2

    I love tigray from eritrea gere emun niceeeeeeeee one

  • @agiazitalula3331
    @agiazitalula3331 4 ปีที่แล้ว +7

    ቡሩኹ ማዓልቲ ኩቡራት ደቂ ዓዲ!!🙏🙏🙏

    • @user-gb6zc1to6p
      @user-gb6zc1to6p 4 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን!

  • @user-vv9pc4ld7j
    @user-vv9pc4ld7j 4 ปีที่แล้ว +4

    ብሃንቀውታ እንዳተፀበኹዋ አብ ሳዓታ ዘይረኣኽዋ
    ዌልካም ደቂ ዓዲ

  • @samuelgirmay6691
    @samuelgirmay6691 4 ปีที่แล้ว +4

    ደረስትን ኣሳናዳእትን ገሬ እሙን ድራማ እዚ ብዓይነቱ ጽቡቅ ዝኮነ ድራማ ምቅራብ ካብ ትጅምሩ ኩለን ሪአየን አለኩ እዛ ክፋል እዚኣ ግን ካብተን ናይ ቅድሚ ከዚ ክፋላት ደረጅኣ ነእሽተይ ውርድ ኢላ ስለ ልተረኣየትኒ ብልተኸኣለከቱም መጠን ከምቲ ኣጀማምራኩም ውርድ እነተይበልኩም ክትመጹ ይላቦ።

  • @danielzeriay2080
    @danielzeriay2080 4 ปีที่แล้ว +6

    Haha very funny movie i like it

  • @malhabib357
    @malhabib357 4 ปีที่แล้ว +7

    Adenqti deki tegray like

  • @sabawelday9030
    @sabawelday9030 4 ปีที่แล้ว +3

    ገሬ ኢሙን ደስ ዝብል ቀፅልሉ

  • @gualykuratey6176
    @gualykuratey6176 4 ปีที่แล้ว +6

    Enque dahan metsakum deki tgeray shikorat 🥰

  • @user-wq8mk2xh7t
    @user-wq8mk2xh7t 4 ปีที่แล้ว +10

    kkkkkkkkkk ገሬ ስሓቅ ቀቲልካና ክክክክክ

  • @user-gp1ww5oi8n
    @user-gp1ww5oi8n 4 ปีที่แล้ว +6

    ገሬ እሙን👌❤😂😂😂

  • @luullukas8772
    @luullukas8772 4 ปีที่แล้ว +12

    Amazing 😍😍 i like it I'm from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hanihani4116
    @hanihani4116 4 ปีที่แล้ว +6

    Gerye nafikekum kenye enkan bselam meseakum kea

  • @lmtvsan1522
    @lmtvsan1522 4 ปีที่แล้ว +3

    Zfelto tamr yebleyn like gbereley