Gere emun part 16

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 1.4K

  • @nevergiveup8614
    @nevergiveup8614 5 ปีที่แล้ว +780

    ጽብቕቲ ፊልም ካብ ኣስመራ እየ ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ትግራይ ኣጆኹም በርትዑ። ገሬ 100%

    • @almdaalmda4097
      @almdaalmda4097 5 ปีที่แล้ว +2

      Hasawi agame

    • @habeshahabshy3378
      @habeshahabshy3378 5 ปีที่แล้ว +8

      Almda Almda Almda. Wedi abay sehrmuta eka malet eu

    • @almdaalmda4097
      @almdaalmda4097 5 ปีที่แล้ว +1

      @@habeshahabshy3378 terwaeti tigray oromo Amhara fuuuuuck of neklkum

    • @kiroseyymeatwerzyelezyeneb4486
      @kiroseyymeatwerzyelezyeneb4486 5 ปีที่แล้ว +11

      @@almdaalmda4097kkkkk hji ko hade zyterebh seb eka kemu sel zkonka eka txarefeka

    • @almdaalmda4097
      @almdaalmda4097 5 ปีที่แล้ว

      @@kiroseyymeatwerzyelezyeneb4486 sek bel ata agame

  • @ትግራዋይነትክቡርመን-ሠ6ነ
    @ትግራዋይነትክቡርመን-ሠ6ነ 5 ปีที่แล้ว +201

    ቅዱስ ሚኪኤል ኣቦይ ዋሓሲ ጠበቃናንን ይኩን ስደትና ይሕፅረልና ሰለምና ይብዘሐልና ኣሜን
    ደቂ ትግራይ ሓላለይ ሰሱኑለይ ዋውው ኢለ እንድየ ከምቲ ልሙድ❤❤❤❤❤❤

    • @mirrym8719
      @mirrym8719 5 ปีที่แล้ว +3

      Amen amen amen (3)

    • @zenebugebrekidan
      @zenebugebrekidan 5 ปีที่แล้ว +2

      Amen amen amen mearey

    • @ydfuufght895
      @ydfuufght895 5 ปีที่แล้ว +2

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @galaxygrend7353
      @galaxygrend7353 5 ปีที่แล้ว +2

      @@zenebugebrekidan konjt

    • @thth7159
      @thth7159 5 ปีที่แล้ว +1

      Bat shcor

  • @africaafrica3915
    @africaafrica3915 5 ปีที่แล้ว +835

    ያ በጃኩ ኢሰከ ገል ሃቡኒ ምኽንያቱ ኣብ ሰለስተ ዓመተይ ሎማዓንቲ ቀዳማይ ጺሕፈ ሕጂ like ሃቡኒ ተሓጉሰ ክውዕል ናይ ሰንበተይ ነዓኩም ከኣ ሰናይ ሰንበትኩም ኢዳ ተመነኩ ኢየ

  • @helenasmerom6613
    @helenasmerom6613 5 ปีที่แล้ว +1296

    Kkkkkk አይ ቤቲ መዓር እስኪ ንቤቲ ዝፎቱ ላይክ ሃቡኒ

  • @abrahamghebremedhin1694
    @abrahamghebremedhin1694 5 ปีที่แล้ว +163

    I'm from eritrea but I love it ቤቲ ሃይላይ ዝፈቱዉ እስከ ኣጋጩዉ ኣቡሉለይ ኣሰይ ኣሰይ ቤቱዋይ I love you ኣስይ ምቅርቲ

  • @ዓወትዩስመይ-ጘ8የ
    @ዓወትዩስመይ-ጘ8የ 5 ปีที่แล้ว +476

    ኣነስ ዛ ቤቱ ሃይላይ ትብሃል ተዋሳኢት ፣ ኬፍ ኣለዋ ኣብ ትገብሮ ኣክሽን ብጣዕሚያ ንፍዕቲ። ንቤቱ ዝፈቱ like ኣይትበቀቁ።
    እንዳ ገሬ እሙን ድማ ኣይትደንጉዩና ኢኹም።
    ሓውኹም ‘የ ወዲ ኤረይ እየ።

    • @A.A-ec2gu
      @A.A-ec2gu 5 ปีที่แล้ว +1

      ዓወት‘ዩ ስመይ 😁😁😁 Thank you 🙏

    • @እማእማ-ጨ6ሠ
      @እማእማ-ጨ6ሠ 5 ปีที่แล้ว

      እሙንሸከሩይኡኩ

    • @tsegtesh8008
      @tsegtesh8008 5 ปีที่แล้ว +4

      ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም ደቂ ትግራይ የሕዋት ቀፅልሉ

    • @adrianomachava8719
      @adrianomachava8719 5 ปีที่แล้ว

      q
      frontline

    • @filimonhagos9281
      @filimonhagos9281 5 ปีที่แล้ว +1

      Kkkkkkkk Beti Mara kef aleki

  • @temesgenbrhane8652
    @temesgenbrhane8652 5 ปีที่แล้ว +578

    እስከ ኸመይ ን ቤቲ ሓይላይ ድፈቱ, ሓንቲ 👍 ኣግርጭው የብለኒ ♥️

    • @እማእማ-ጨ6ሠ
      @እማእማ-ጨ6ሠ 5 ปีที่แล้ว +5

      ቤቲሃይሉይሸከረ

    • @tiebegebretnsae2722
      @tiebegebretnsae2722 5 ปีที่แล้ว +2

      Aye beti konjo btieme ekum temechikmuni ketsillu gere.....

    • @shishaygebretsadik5133
      @shishaygebretsadik5133 5 ปีที่แล้ว +4

      ኣየ ቤቲ መስሓቂት

    • @yowhanasolomon8969
      @yowhanasolomon8969 4 ปีที่แล้ว

      ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ዳግማዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይ ክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇!!
      👇👉👉 th-cam.com/video/Y6EFwGRhpto/w-d-xo.html

  • @biniamokbamariam7708
    @biniamokbamariam7708 5 ปีที่แล้ว +119

    Ane Eritrean ናትኩም ፍልም ደስ ይብለኒ ኣጀኩም ቀጽልዎ ላይክ ሂበኩም ኣለኩ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሽኮርናታቲ

  • @tesfubrhane171
    @tesfubrhane171 5 ปีที่แล้ว +364

    ዝተባረከን ዝተቀደሰን ሰንበት ይግበረልኩም ይግበረልና ሙቁራት ሰናይ ምክትታልልል

  • @shishayshishay1319
    @shishayshishay1319 4 ปีที่แล้ว +57

    እንጋዕ ካብ ትግርኛ ቃንቃ ተወለድኩ ሕቡን ኢየ ክብረት ይሃበለይ በርቱዑ ቀጽሊዎ የሕዋተይ ካብ ኤርትራ ኣስመራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @lmiss-youmom
      @lmiss-youmom ปีที่แล้ว +1

      ጎረቤትና🐏

    • @ramandebene1131
      @ramandebene1131 ปีที่แล้ว

      Gondaf Agame ab Eritrea teweldka Eritreawi kitkewn aytkelin. Muwlad entay taka alewo kedaa. Akrarinet nay duhurat kedaat e u.

    • @wedighebremeskel13
      @wedighebremeskel13 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkkkkk enquae tgraway konka

    • @Mayawi_1
      @Mayawi_1 ปีที่แล้ว

      @@lmiss-youmom agame gahba

    • @hannaaron2297
      @hannaaron2297 ปีที่แล้ว

      😅😅😅

  • @merigalftsum5855
    @merigalftsum5855 5 ปีที่แล้ว +102

    ኣቦና ቅዱስ ሚካኤል ይሓልኩም ደቂ ዓባይ ትግራይ ደቂ ዓደይ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም ብሩክ ሰንበት ሙቁራተይ

  • @moskotawet7593
    @moskotawet7593 5 ปีที่แล้ว +60

    ወየን ኤረትራውያን ናይ ዓደን ገዲፈን ፍቅሪ ናይ ተጋሩ ሲሑቡን ፡ ኣጆኩም ተጋሩ ፍቅሪ ፡ ወዲ ኢረ ሓውኩም ኢየ

    • @lulrbahri
      @lulrbahri 5 ปีที่แล้ว +3

      Kkkk I love u kblu jemirom kemu eyu eko tsbuq teseriHka eka tfqer

    • @moskotawet7593
      @moskotawet7593 5 ปีที่แล้ว +1

      #Eri Love Haqka aloka ayxelaikwaon

    • @muluymaryamlji9323
      @muluymaryamlji9323 5 ปีที่แล้ว +2

      እግዚአብሔር የመስገን እንካዕ ስላም ወረዲ

    • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
      @nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 ปีที่แล้ว

      💜💜💜💜💜💜

  • @kanyohaye
    @kanyohaye 5 ปีที่แล้ว +6

    ዘብረኣብሩክ ብጣዕሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚሚ ፍሉይ ተውህቦ(talent )ኣለካ ብጣሚ ይናደደ እቲ ድራማ ክውዳእ ክብል ሙሉእ መዓልቲ ተዝርእዬ ደስ መበለኒ!!!በጠቃላሊ ግን ኪላኩም ብጣዕሚሚሚ ጀጋኑ ኢኩም !!

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 5 ปีที่แล้ว +76

    ገሬ እሙን መጽያ በሉ ብርኽቲ ሰንበት
    ይግበረልኩም ኣብ ስደት ንዘለኹም
    ከኣ ስደትኩም የሕጽረልኩም ኣሜን።

  • @weygudeweyadiynafckemasyzi8555
    @weygudeweyadiynafckemasyzi8555 5 ปีที่แล้ว +7

    Wwwww deki tigray🇻🇳👍👍👍👍 shikorranttttyyyyyy vetam xubukit filme i am Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @bahlbimebrahtom8760
    @bahlbimebrahtom8760 5 ปีที่แล้ว +80

    ኣድነቅቲ ዘርኣብሩኽ ዓይነይን ለምለም ዓይነይን ብ like ገርኩም እስኪ ኣጋራጭው ኣብሉኒ ሰላምታ ኣይረሳዕኩን ሰላም ወሰናይ ዘለዎ ሰንበት ይግበረልና ቡሩኻተይ

  • @kokoblove1359
    @kokoblove1359 5 ปีที่แล้ว +136

    እንኳዕ ብደሓን መጻኹም ኣቱም መሻቕልተይ ደቂ ትግራይ ሓላላት ካብ ኣድናቒኹም ኤረ ኣይ ላቭ ዩ ❤❤❤❤❤❤

    • @ዮርዲ-ኈ7ጠ
      @ዮርዲ-ኈ7ጠ 5 ปีที่แล้ว

      ❤😍❤😍

    • @ኢትዮሃበሻYOUTube
      @ኢትዮሃበሻYOUTube 5 ปีที่แล้ว +1

      love you tooo

    • @rsahnrsahn1157
      @rsahnrsahn1157 5 ปีที่แล้ว +1

      😍😍😘😘😘

    • @ትግራዋይነትክቡርመን-ሠ6ነ
      @ትግራዋይነትክቡርመን-ሠ6ነ 5 ปีที่แล้ว +1

      ሚቱ ክብረተይ😘😘

    • @yowhanasolomon8969
      @yowhanasolomon8969 4 ปีที่แล้ว

      ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ዳግማዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይ ክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇!!
      👇👉👉 th-cam.com/video/Y6EFwGRhpto/w-d-xo.html

  • @haileblatta677
    @haileblatta677 5 ปีที่แล้ว +11

    Rigat nay bhaki 100% perfect 👌🏼
    From Eritrea 🇪🇷

  • @ልረቪተይኢለእየዝነብር
    @ልረቪተይኢለእየዝነብር 5 ปีที่แล้ว +87

    ብትግራይ ዓዱኩም ትሕቦኑ ብቻ ላይክ ኣግርጭው ኣቡልለይ እስኪ መእንታን ደስ ክብለኒይ ❤❤❤❤ዝተባረከን ዝተቀደሰን ሰንበቴ ካኣ ይግበረልና ኣሜን🙏🙏🙏❤ሰናይ ምክትታል❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @yowhanasolomon8969
      @yowhanasolomon8969 4 ปีที่แล้ว

      ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ዳግማዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይ ክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇!!
      👇👉👉 th-cam.com/video/Y6EFwGRhpto/w-d-xo.html

    • @alulihabibi690
      @alulihabibi690 3 ปีที่แล้ว

      like kegber deliyes ta ብቻ ትብል ቃል ትርጉማ ተፊኣትኒ ኣይገበርኩን yqreta ካብ eri ye

  • @tkentertainment3643
    @tkentertainment3643 5 ปีที่แล้ว +22

    ርግኣት ኤርትራዊት ኢያ ትመስል፡ ላህጅኣ ከምቶም ተዋሳእቲ ኣይኮነትን፡ ተጋሩ ኣናብስ ኬፍ ኣለኩም፡ ቤቲ ሽኮርር መቐረት ናይ ዛ ፊልም ኢኪ ኣጆኪ

    • @matyassirak7889
      @matyassirak7889 5 ปีที่แล้ว +1

      Ewe ane wala tertire aleku

    • @habtomalula9277
      @habtomalula9277 5 ปีที่แล้ว +7

      Ab Tigray bizuh lahaja yu zelo, nay Raya, Enderta, Agame, Adwa-Aksum, Shire .....

    • @ሃናማርያምጋልሰላሴሃና
      @ሃናማርያምጋልሰላሴሃና 5 ปีที่แล้ว +2

      ክትከውን እውን ትክእል እያ
      ግን ካኣ ትግራይ ኩሉ እውን ላህጃ ኣይዛረብን ዘይዛረብ ኣሎ

    • @ነሽነሽ
      @ነሽነሽ 5 ปีที่แล้ว

      ጓል ባጽዕ እያ

    • @tkentertainment3643
      @tkentertainment3643 5 ปีที่แล้ว

      @not interested in politic ሎቑማጽ፡ ታይ ለመጭ ዘብል ቃል ረኺብካላ እዛ ሪኢቶ

  • @roozkiros6065
    @roozkiros6065 5 ปีที่แล้ว +65

    ዘውረኣብሩኽ ዓይነይ ዝፈቱ ላይክ ግጨይዎ ሽኮርናታት ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ርእኻ ዘይትምኖ

  • @abrsh7484
    @abrsh7484 5 ปีที่แล้ว +21

    😍🤣🤣🤣 ኣታ ዞም ደቂ ጽብቕቲ ምቁራት ደቂ ትግራይ ሓላል ብስሓቕ ቀቲሎምኒ ኣጆኹምስከ በሉ ደቂ ትግራይ ብሌን ዓይነይ በርትዑ❤❤❤❤

  • @axsumtube9454
    @axsumtube9454 5 ปีที่แล้ว +264

    ፋራ ማለት ዘዋጾ ዝፈልጥ ማለት እዩ
    እስከ ንጌሬ እሙን ዝፈቱ
    @ ሰፕስክራይብ @ግበሩኒ ደቂ ዓደይ

  • @samitigray4537
    @samitigray4537 4 ปีที่แล้ว +54

    ነዛ ፅሑፍ ተንብብ ዘለካ ብር ክተብል ተሓጎስ ፀላእ ዓይንካ ይደፈን ፍቅርን ስኒትን ይምለኣዮ ቤትካ/ኪ subscribe ግጨውኒ የቀንየለይ።

    • @uipo4291
      @uipo4291 2 ปีที่แล้ว

      ኣሜን🤲🤲🤲ሳምየ

  • @weldayoubuya903
    @weldayoubuya903 5 ปีที่แล้ว +14

    ይይይይይይይ ዝፈልጦ ታምራት የብለይን ሃሃሃሃሃሃ እስከ በጃኩም ኣነ ፈትየም ኣሎኹ ንዓይ ከኣ ፍተውኒ በጃኩም like habuni

  • @merrytube8231
    @merrytube8231 5 ปีที่แล้ว +15

    Kkkkkkk ትግርኛ ድራማ ንመጀመርያ ጊዜ እዚ ተመችይኒ እስኪ ከማይ ዝተመቸዏ like
    Belu😅😀

  • @mikihabesha1660
    @mikihabesha1660 5 ปีที่แล้ว +95

    ደቂ ዓባይ ትግራይ እንኻዓ ብድሓን መጾእኩም ቡሩክ ሰንበት ይግበረልኩም

  • @fthawiabedom1611
    @fthawiabedom1611 5 ปีที่แล้ว +43

    ዘረኣብሩክ ሽኮር ከማይ ዝፈትዎ ዶ ይህሉው like habley eske bejakum

  • @monalizagirma306
    @monalizagirma306 5 ปีที่แล้ว +193

    ደቂ ትግራይ ሙቁራት ያ ቀፅልሉ 😘ክፈትወኩምን ከድንቀኩምን ማዓት እየ ንሕናውን ከማኪ ትብሉ like እናሃብኩም አባራታትዕዎም🇻🇳

  • @eritreagebrieal1910
    @eritreagebrieal1910 5 ปีที่แล้ว +5

    Xbuk srah des tblu gere & peti 😍 kab haftkum Eritrawit🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032
    @genetgeryeiamproudoftigray3032 5 ปีที่แล้ว +65

    Wecome ዳገሬ ናይ ሙደይ ክፈትየኩም ኣነስ ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ሰሱኑለይ በዘይበኣኩም ወጊሐ ኣይትምስ
    እንኳዕ ኣብፀሐኩም ንበዓል ኣሸንዳ ርሑስ በዓል ይግበረልኩም

  • @ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ
    @ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ 5 ปีที่แล้ว +29

    ሰላም ሰላም ፡ሰላም ደቂ ትግራይ ወርቂ ብሩኽ ስንበት ኣብ ዘለኹም ሃሊኩም ሊቀ መላእኽቲ ቁዱስ ምካኤል ካብ ክፉእ ኩሉ ይሓልውኩም ይሓልወና ቡሩካተይይይይ

  • @msgannabaire
    @msgannabaire 5 ปีที่แล้ว +22

    I Love this comedy from North Tigray

  • @jesusislordsamenamenamen8312
    @jesusislordsamenamenamen8312 5 ปีที่แล้ว +5

    I am from eritrea but a l like more film tigray comme biti hayle and wedi qeshi

  • @sz8028
    @sz8028 5 ปีที่แล้ว +17

    ብጣዕሚ ጽብቅቲ ኮሜዲ We love You tegray people.ካብ ኤረትራዊት ሓፍትኩም ቀጽልዎ።

  • @waterfull2907
    @waterfull2907 5 ปีที่แล้ว +35

    I love you Tegaru from North Tigray
    (Eri).😍😍

    • @waterfull2907
      @waterfull2907 5 ปีที่แล้ว

      @@lulrbahri
      Entay adeka yimilketaka wedza gohaaf Aslmaay!🙄
      Am from AkelGuzay u got a problem🧠?

    • @lulrbahri
      @lulrbahri 5 ปีที่แล้ว +1

      @@waterfull2907 akelwguza kemaka yeblnan hawey ayttsref kea tserfi nay dkumat eyu

    • @waterfull2907
      @waterfull2907 5 ปีที่แล้ว

      @@lulrbahri
      Men adeka koinka eka niska mo niaay guana kitgebireni wedza gohaaf.
      Kabay nilaeli wedi-Abat yelen!
      Ni Eritrea wela lamba afisise keqatsila yikel eie ente delie ane!🙄

    • @lulrbahri
      @lulrbahri 5 ปีที่แล้ว

      @@waterfull2907 ብኣፍካ ደኣ ንዓና ከማ ኣቃጺልካና ኣለካ ብትግራውነትካ ኩራዕ ህራይ

    • @abrehamabreham3111
      @abrehamabreham3111 5 ปีที่แล้ว

      ጥሙይ እንታይ ማለት አከለጉዛይ ወዲዛ ኣጋመ

  • @awetaweldy4600
    @awetaweldy4600 5 ปีที่แล้ว +34

    በጣሚ ጽቡክቲ ድራማ እያ አጆኩም ቀጽልሉው ቡሩክ ሰንበት ይግበረልና ላክ❤❤❤❤

  • @brimuauz6204
    @brimuauz6204 5 ปีที่แล้ว +10

    አጀኩም በጣም ፅቡቅ እዩ ደቂ ዓባይ ትግራይ 🇻🇳🇻🇳💗💗💗😘😘😘

  • @ኣታመሬተይመሬተይዋሕስክብ
    @ኣታመሬተይመሬተይዋሕስክብ 5 ปีที่แล้ว +47

    ኩላ ትግራይ ትግሪኚ ከሪኦም እየ ናይ በሓቂ ደበብ ተጋሩ የሓዋተይ ብጣዕሚ ተሕጉስና ኣለኩም ከብረት የሃብኩም ።

    • @yowhanasolomon8969
      @yowhanasolomon8969 4 ปีที่แล้ว

      ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ዳግማዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይ ክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇!!
      👇👉👉 th-cam.com/video/Y6EFwGRhpto/w-d-xo.html

  • @ብተስፋእየዝነብርጓልትግራ
    @ብተስፋእየዝነብርጓልትግራ 5 ปีที่แล้ว +42

    ይቅርታ ይሓትት አለኩ እዚይ ዝመስል ፊልሚ እስካብ ሎሚ ብዘይ ምክትታለይ omg ቀፅሉሉ ብሉፃት ተዋሳእቲ ኢኩም ቤቲ ምቅርቲ

  • @amarechzenebe3497
    @amarechzenebe3497 5 ปีที่แล้ว +36

    እንካዕ ደሓን መፃኩም ሽኬሪናታት በዚ ቀፅሉሉ ትግርኛና ንቅድሜት ካብ ትግርኛ ወፃእ ናብ ወፃእ

  • @workinehtetemke4653
    @workinehtetemke4653 3 ปีที่แล้ว +3

    Am from Ethiopia in Bahir Dar thanks to you am so happy between us No Cultural deference even if Political

  • @alexhawmercy1715
    @alexhawmercy1715 5 ปีที่แล้ว +29

    እንታይ ኣለኪ
    ዝርዝሕ ለብኪ
    መጋልዋ ኣሃሃሃሃ
    ክክክክክ ኣታ እዞም መቅሰን ዘርኣ ቡሩኽ እስከ ነዚኦም መቅሰናት ደቂ ትግራይ ክትብሉ ላይክ ቆጣዕ ቆጣዕ ኣብሉኒ

  • @eliaskiflu2359
    @eliaskiflu2359 5 ปีที่แล้ว +16

    I am Eritrean but I found this film amusing.Keep it up.

  • @tesfayasfaha4897
    @tesfayasfaha4897 5 ปีที่แล้ว +23

    Gerye emun beiti ajokum
    Kexlwo nay tgrina comodi
    Hiskuma alekum 🇪🇷kkkkkkk

  • @ፀጉሸፈታዊትኩሉ
    @ፀጉሸፈታዊትኩሉ 5 ปีที่แล้ว +49

    ዳ ገሬ እሙን ዌል ሓባይበይይይይይይይይይይይ ንፉቅ ኣቢለኩም ቀንየ ዋኢ ላይክ ፀፊዕኩምኒ ሕለፉ ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ከኣ

  • @wedibaba143
    @wedibaba143 5 ปีที่แล้ว +28

    ናፊቅናኩም ቀኒና እንዳ ገርየ እሙን ጽቡቅ ስራሕ ሞራል ንሃቦም like 👌👌👌ርግኣተይ ደኣ ናበይ ኣጥፊእኩማ ቀኒኩም ደቂ ትግራይ

  • @henokhabtemariam3968
    @henokhabtemariam3968 5 ปีที่แล้ว +22

    wawww xubuq srh hawkum kab🇪🇷🇪🇷🇪🇷 N betie zifetu like yirgex🎶🎶🎶🎶

  • @ምዚኣድናቂትናይእቲጅግናሕ
    @ምዚኣድናቂትናይእቲጅግናሕ 5 ปีที่แล้ว +9

    ዋውውውውው እንዳ ገሬ እሙን ተራኩብና እባ ከመይ ትቅንዩ ሽኮሪናታት ኬፍ ኣለኩም ዳሕራይ ካዓ እቲ መርዓኩም ምስሓሰብክምሉ ሓዲኡ ንገርና ኢኩም ክክክክክ
    ኻልኣይ ድማ ሃገረ ሰብ ኢልኩም ኣይትፃረፍ ዋእ

  • @brhanegerman2080
    @brhanegerman2080 5 ปีที่แล้ว +18

    ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ በርትዑ ካብ ሐውኹም ዜጋ ኤርትራዊ።

  • @Kbri-cs1ei
    @Kbri-cs1ei 5 ปีที่แล้ว +11

    ዳቂ ትግራይ ጹቡቕ ስራሕ!
    እቲ ኸበሮ ናይይና እቲ ሳዕሲዒት ናይ እንግልዘኛ!!! እግዚ ኣዛረበኪ መፍለስ ሽኮር።

  • @Eriboy839
    @Eriboy839 5 ปีที่แล้ว +12

    ኣሰይይይይይ ደስ ክትብሉ ደቂ ትግራይ መዓረይ ሰላም ኮይኑ ንብጻጽሓሉ ንነጋገደሉ ህይወት ይፍጠረልና።🙏

  • @ናቲኣንበሳ
    @ናቲኣንበሳ 5 ปีที่แล้ว +80

    እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም እንዳ ኣያ ጆኬር ፡ ጌረ እሙን ፡ ዘሬ ኩልኩም ብሓፈሻ ኣዝየ እየ ዝፈትወኩም፡ ዘድንቀኩም ካብ ሓውኩም ፍሊሞን ብሩክን ቅዱሱን ሰንበት ይግበረልና ኣምላክ ነቶም ኣብ ጸበባ ዘለዉ የሕዋትና መዋጽኦ ይፍጠረሎም።
    ኣላ ቤቲ ሽኮር ዕላማ ኣለኒ ኣነ እየ! ክሓስበሉ እየ ክክክክክ መቸም መቅሰናት ኢኩም። ኣብ ትመጽእ ክፋል ጥራይ ኣይትዶንጉዩና ሰንበት ሃንቀው ኢና ኢልና ንጽበያ።

    • @ናይማርያምባርያእየናይኣም
      @ናይማርያምባርያእየናይኣም 5 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን ክቡር ሓውይ!

    • @ናቲኣንበሳ
      @ናቲኣንበሳ 5 ปีที่แล้ว

      @@ናይማርያምባርያእየናይኣም *** ክብረት ይሃብኪ ብርክቲ ሓብተይ

    • @samrahhh2304
      @samrahhh2304 5 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ

    • @kirosbeyene6635
      @kirosbeyene6635 5 ปีที่แล้ว

      Kirosdeye

    • @yowhanasolomon8969
      @yowhanasolomon8969 4 ปีที่แล้ว

      ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ዳግማዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይ ክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇
      👇👉👉 th-cam.com/video/Y6EFwGRhpto/w-d-xo.html

  • @ሰላማዊትካሕሳይኢትዮጲያዊ
    @ሰላማዊትካሕሳይኢትዮጲያዊ 5 ปีที่แล้ว +18

    ሰላማት ደቂ ዓበይትይ ከመይ አለኩም
    ሰላምኩም የብዘሓዮ
    እንካዕ ንአሸንዳ በዓል አብፀሐኩም
    ኪዳነ ምህረት በብለለናዮ ተሓልወና
    አሜን በሉታይ ደሞ ላይክ @ኮሜንት ሃቡኒ

  • @hameadem7291
    @hameadem7291 5 ปีที่แล้ว +7

    ዎው ብጣዕሚ ደስ ተቢል ብፊላ ገሬ ኡንድ በቲ ኪየፍ ዛለኩም ሓፈሻዊ ኩላትኩም ፈስ ትብሉ ኣነ ሓውኩም ወዲ ኤረይ ኢየ፡ሓንቲ ፍልም ነራትኒ ምሳኩም ኮይነ ክሰርሓ ደስ ናበለኒ..ኣበይ ሞ ዓዲ ሪሒቕና ኢምበር

  • @ወድስኒድንግልወልድየበልኒ
    @ወድስኒድንግልወልድየበልኒ 5 ปีที่แล้ว +8

    አታ ብጣዕሚ ፅብቅቲ መልእኽቲ እያ አየኩም ትግራይና ደሞ ብጣዕሚ እየ ሲሒቀ ዘራአብሩክ ዓይነይ ክክክክክክክክክ

  • @awetweldemariam9126
    @awetweldemariam9126 5 ปีที่แล้ว +21

    እስከ like ሃቡኒ ተዛረብቲ ትግርኛ ካብ ጀርመን ጪንቀት ኢየ ነዛ በቲ ምስ ራኩ ግን ጽቡቅ ተዘናጊዐ

  • @ወዲኤረይዕባይቃዛ-ደ1ኘ
    @ወዲኤረይዕባይቃዛ-ደ1ኘ 5 ปีที่แล้ว +7

    Bteami znead srah dashake zmhryu deqi tgray shkorinatat hawkum eye kab eritrea🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AsSa-ub9kb
    @AsSa-ub9kb 5 ปีที่แล้ว +94

    I am eritrea ኣታ እዛ ቤቲ ማራ ኬአፍ ዘለዋ ኣጀኩም ቀጽልዋ ንፉዓት

    • @A.A-ec2gu
      @A.A-ec2gu 5 ปีที่แล้ว +1

      As Sa 😍thank you 🙏

    • @yowhanasolomon8969
      @yowhanasolomon8969 4 ปีที่แล้ว

      ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ዳግማዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይ ክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇!!
      👇👉👉 th-cam.com/video/Y6EFwGRhpto/w-d-xo.html

  • @TekiaBeyene
    @TekiaBeyene 5 ปีที่แล้ว +98

    ቤቲ ሽኮር ንዓኪ ክርኢ ሽሕ ግዜ ደጋጊመያ ነዛ ኮሜድይ from eritrea

  • @ጋልዞምተጋሩ
    @ጋልዞምተጋሩ 5 ปีที่แล้ว +111

    ብ ገሪ እሙን ናሳሓቐ ስደቱ ዝርስዕ

    • @yowhanasolomon8969
      @yowhanasolomon8969 4 ปีที่แล้ว

      ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ዳግማዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይ ክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇!!
      👇👉👉 th-cam.com/video/Y6EFwGRhpto/w-d-xo.html

  • @ፍቅሪህያብፈጣሪአዩ
    @ፍቅሪህያብፈጣሪአዩ 5 ปีที่แล้ว +86

    አዛ coment ካብ ደቀምሓረ ኤርትራ አያ ኣጆኩም፡ደቂ ትግራይ

    • @የአብዩድልጅነኝየታውክልያ
      @የአብዩድልጅነኝየታውክልያ 5 ปีที่แล้ว

      ንፍቅሪ አየ ዝነብር

    • @yowhanasolomon8969
      @yowhanasolomon8969 4 ปีที่แล้ว

      ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ዳግማዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይ ክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇!!
      👇👉👉 th-cam.com/video/Y6EFwGRhpto/w-d-xo.html

  • @Simgo6191
    @Simgo6191 5 ปีที่แล้ว +10

    ኣቤት እዚ ባህልናን ቑዋንቑዋና መግለጺ ሲኢነሉ ብሰንኪ ክልተ ሓራምዝ ያኣከ.... i come from Eritrea ደቂ ሓደ ኣዳም ከለና ።

  • @7ermiaskfle26
    @7ermiaskfle26 5 ปีที่แล้ว +27

    I am from Eritrean,but nice movie just coutunie

  • @bsnitmnbar9986
    @bsnitmnbar9986 5 ปีที่แล้ว +367

    ኣብ እዚ ኮመንቲ ተንቡቡ/ባ ዝተባርከ ሰንበት ይግበርልኩም (ቢዚ ኮይነ)ክክክ🇪🇷

  • @filientertainment1639
    @filientertainment1639 5 ปีที่แล้ว +27

    I am from Eritrean but i like betie hayelay

    • @flimoara5440
      @flimoara5440 4 ปีที่แล้ว +1

      ዘመን ዉሽጡ ሕሩር gn tigrigna anda semaaka si kemey gerka English txhf?

  • @abihile4642
    @abihile4642 5 ปีที่แล้ว +13

    ደስ የሚል ኮሚዲ ነው ቀጥሉበት ጎበዞች ገሪ wowwwwwww

  • @filialem2917
    @filialem2917 5 ปีที่แล้ว +9

    Love you more tegaru ,,, !!!!! Eritean from europa.

  • @Eri.Boy07
    @Eri.Boy07 5 ปีที่แล้ว +64

    ክክክክክክክክክክክክ ደቂ ትግራይ ሽኮር ከፍ ኣለኩም ካብ ሓውኩም ኤርትራዊ

  • @ራሄል-ቀ6የ
    @ራሄል-ቀ6የ 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣቱም ሰባት ኣነ ዝገርመኒ ዘሎ ነገር a from eritrea from ethiopia ትብሉ ሰባት ስቅ ኢልኩም ጽሂፍኩም ዘይትከዱ ኣነ Eርትራዊ eye ethiopiawi eye mebal ke

  • @ይኣክልይኣክል
    @ይኣክልይኣክል 5 ปีที่แล้ว +70

    ዝፈልጦ ታኣምራት የብለይን i love This Film ብጣዕሚ ኢኹም ተስሑቑኒ ሓውኹም ኤሪትራዊ አየ
    ኣብ ትግራይ አንዳሃለኹ ማለት ኣብቲ ከባቢ ማዓስከር አዞም ጻዕዳ ጸሊም ዝብሉ ቁሩብ ገንዘብ በሊዖምኒ ነሮም ስለዘይነቃሕኩ ዝነበርኩ
    ሕጂ ግን አዚ ነዛ ፊሊም ዝከታተል ሰብ ኣይጻወታን አዩ ምኽንያቱ ናይዘይነቀሐ አያ ኢልኩም ትምህርዎ ስለዘኹም የቀንየልና ደቂ ዓበይቲ

    • @rshanrshan2161
      @rshanrshan2161 5 ปีที่แล้ว +1

      ክክክክክክክክክክክ ንስካ እሞ ሕጅካ ነቅሕካ ዳ

    • @ይኣክልይኣክል
      @ይኣክልይኣክል 5 ปีที่แล้ว +1

      @@rshanrshan2161 ክክክ አወ ክትበልዕ ክምዘይትኽአል ፈሊጠ ኣለኹ

    • @rshanrshan2161
      @rshanrshan2161 5 ปีที่แล้ว +2

      @@ይኣክልይኣክል ፅብቅ

    • @ይኣክልይኣክል
      @ይኣክልይኣክል 5 ปีที่แล้ว +1

      @@rshanrshan2161 ኣበይ ትነብሪ ኣለኺ ሓቢብቲ

    • @rshanrshan2161
      @rshanrshan2161 5 ปีที่แล้ว

      @@ይኣክልይኣክል አብ ትግራይ እንታይ ነይሩ ሓቢቢ

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 5 ปีที่แล้ว +85

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ትሰርሑ ኣለኩም ኣጆኩም ከጽልሉ (eritrea)

  • @hsus6859
    @hsus6859 5 ปีที่แล้ว +10

    Kkkkkkkkkkkkkkk ከምዚ እውን ኣሎ ድዩ ኣቲ ኪዲ ጓል ክላሱ ልገሬ እስኪኸ ሚኒተርና ኣይ ቤቲ ፅሪቲ ፍጥረት ቀፅልዮ ኣጆኪ

  • @habeshahealth8495
    @habeshahealth8495 5 ปีที่แล้ว +5

    ኣቱም ሰባት ብሰሓቕ ከይትቐትሉና!!!
    በርትዑ ኣሕዋት

  • @anjerufael1075
    @anjerufael1075 5 ปีที่แล้ว +28

    ገሬ እሙን ብዘይ ጆከር ፡ ቡን ብዘይ ሽኮር፡ መቐረት የብሉን ። በጃኹም ጆከር ዘይብላ ኣይትስርሑ ። from ERI

  • @eriboy9694
    @eriboy9694 5 ปีที่แล้ว +17

    I am from Eritrea like film very funny 😂❤️❤️

  • @ወዲኤረይዕባይቃዛ-ደ1ኘ
    @ወዲኤረይዕባይቃዛ-ደ1ኘ 5 ปีที่แล้ว +8

    Kkkkkkk kief alekum deqi tgray kexlwo hawkum eye kab eritrea🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @galedagahamus9984
    @galedagahamus9984 5 ปีที่แล้ว +11

    መፀለላት ሽኮራት ደቂ ትግራይ ኩሑሎ ዳ ገርየ እሙነይ ቀፅሉሉ 😍😍😍😍

  • @አስመረትሓድሽ
    @አስመረትሓድሽ 5 ปีที่แล้ว +15

    እንካዓ በሰላም መፃእኩም እንዳ ገርየ ሙቁራት እይትዘንጉዑና ሰሙን ሰሙን ልቀቁልና በጥዓሞ ♥

  • @merhawitwukro3403
    @merhawitwukro3403 5 ปีที่แล้ว +12

    እንካዕ ስላም መፃኩም ገሬ እሙን ኣድናቂትኩም እየ ርጋኣት ድፍረትኪ ኣይፀላእክዎን♥

  • @MyLife-vl9yc
    @MyLife-vl9yc 5 ปีที่แล้ว +9

    ብዘይ ቀልዓለም ጥዕምቲ ድራማ ናይ በሓቂ ተዘናጋዕካ

  • @helenakolom-w5f
    @helenakolom-w5f 5 ปีที่แล้ว +47

    ፅብቅ መልእክቲ እዪ ባህልና አይንረስዕ
    ገሬን ቤትን ዝፈቱ እስኪ አብዚለኩ ይበለኒ ብላይክ ትግራይ ዓደይ ሰስንለይ ምስ ደቅኪ

  • @ብርሃንየእየሱስክብርይብዛ
    @ብርሃንየእየሱስክብርይብዛ 5 ปีที่แล้ว +128

    እስቲ ናይ ቤቲ አድነቅቲ ክሪኦክም
    ቤቲየ ፍቱዉዉዉዉዉ!!!

  • @freabreha9652
    @freabreha9652 5 ปีที่แล้ว +6

    ብጣዕሚ ተፎታዊት ድራማ እያ ቤቲ ሃይላይ ውስጤ ናት

  • @ጓልቶምሓርበኛታትጀጋኑህዝ
    @ጓልቶምሓርበኛታትጀጋኑህዝ 5 ปีที่แล้ว +7

    ኣየ ቤቲ ኣነ ከኣ ክሓስበሉ እየ😁ከመይ ደስ ትብለካ ወደይ ፈታ እያ ተብለኒ😜😁😁😁😂

  • @ተመሰገንልኝጌታየ
    @ተመሰገንልኝጌታየ 5 ปีที่แล้ว +18

    ክክክክ ሓዳር ግበሪ አየ ኢለ አምበር ተዋረዘይ ዶ ኢለኪ አየ አዋይ አዛ አደይ ለምለም ኮይና ትሰርሕ ዘላሰ ክትፍተወካ ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ፊልሚ አዩቀፅልሉ ሙቁራተይ አድናቂትኩም አየ

  • @Yonino660
    @Yonino660 5 ปีที่แล้ว +7

    ብጣዕሚ ደስ ዝብልን አስሐቂ ኮሜዲ እዩ ።ካብ ዝከታተለኩም ሐደ ስሙን እዩ ።ቀጽልዎ ብርትዖ

  • @dearmama4027
    @dearmama4027 5 ปีที่แล้ว +3

    Deki tigray shekorakur ajekum eske kexlwo ata ane gin eta hanti hub. Athizatni ala ya bejakum. Akatbuna moytela aleku teykuley bejakum Sami from Eritrea Africa 💖💖 💝💖 💝💝

  • @ኤልሲጓልቶምወይንቲባባየዓ
    @ኤልሲጓልቶምወይንቲባባየዓ 5 ปีที่แล้ว +6

    ዋውውው ብጣዕሚ ደስ ልብል ድራማ እዩ ቀፅሉሉ ሽኮራት

  • @መዓትወረመኽሰብዓለም
    @መዓትወረመኽሰብዓለም 5 ปีที่แล้ว +50

    ኣነ ባህለይ ኣክብረ
    መንነተይ ኣክብረ
    ሃይማኖተይ ኣክብረ
    ሃገረይ ኣክብረ
    ብግዝያዊ ሃብቲ ኮነ ዘንጸባርቅ ኣይታለልን። ኣብ #21ክፍለ ዘመን ዳኣ ወላ እንተ ሃለኩ ውርሻ ኣለን ባህለይ፡ባህሊ ምፍቃር ፡ምትሕልላይ፡ምብጽጻሕ፡ምክብባሪ፡
    #ክርስትና
    #እስልምና
    እሉ ዘይፈል ፍቅሪ ዝኮነ ሃገርን ሕብረተ ሰብን ዩ'።

  • @zaharabob779
    @zaharabob779 3 ปีที่แล้ว +4

    ፋናኸ መንያ ክንደይ ድየን ድንሄባካ ኣየ ቤት ሽኮር 💘💘💘💘

  • @ናይማርያምባርያእየናይኣም
    @ናይማርያምባርያእየናይኣም 5 ปีที่แล้ว +66

    ዳገሬ እሙን ናይ ሕማመይ ኣብ ዕደመይ ልክዕ ከማኩም ንፉዓት ተዋሳእቲ ኣይረኣኩን
    እናዘናገዐ ባህልን መንነትን ኮታ ኩሉ ዘጠቃለለ ድራማ ደስ በሃሊ ተዋሳእትም ኩላትኩም፡ንፉዓት!!
    ኣያ ጀኮር ንዒ ዥሪሪ ናብይ ከይዶም

    • @ተሓላቒንሃገሩ
      @ተሓላቒንሃገሩ 5 ปีที่แล้ว

      እዛ ቤቲ ሃይላይ ክትጽብቅ ኔራ ክቃጠባ ደልየስ ትግራወይቲ ኮይና ገዲፈዮ ክክክክክ

    • @ናይማርያምባርያእየናይኣም
      @ናይማርያምባርያእየናይኣም 5 ปีที่แล้ว +7

      @@ተሓላቒንሃገሩ ኩሉ ግዘ ዓሰስ ምስ በልካ ብሕማቅ ዘረባ።
      ኣምላክ ዝፀለኦ እዩ ንሰብ ዝፀልእ።
      ትግራውይ እትጸልእ እንተኮንካ ንምንታይ ብትግርኛ ትጽሕፍ ምክንያቱ ናይ ትግራይ ቋንቋ ኢካ ትጥቀም ዘለካ እቲ ሰነፍ ሰብ ዝራረቦን ዘይዛረቦን ሰለዘይፈልጥ ንደቃይቅ መስሓቂ ይኮነና እምበር ናትካ ሓሳብ ኣይስቆረናን።

    • @ተሓላቒንሃገሩ
      @ተሓላቒንሃገሩ 5 ปีที่แล้ว

      @@ናይማርያምባርያእየናይኣም ማለተይ ሲ ዓጋመ ኮይና እየ ዝብል ዘለኹ ክክክ ትግርኛ ድኣ ኣብ ኤርትራ ከ የለን ዶ ኢሎምኺ እዮም ትግራይ ማለት እኮ ናይታ ክልል ስም ዶ ኣይኮነን? ትግርኛ ማለ ክኣ ቃንቃ ወይ ብሄር ዶ ኣይኮነን ዓጋመ ምዓረይ ሰላም ድዩ ኸ

    • @ናይማርያምባርያእየናይኣም
      @ናይማርያምባርያእየናይኣም 5 ปีที่แล้ว +6

      @@ተሓላቒንሃገሩክክክክክክ ካብ ዓጋመየ ዘይውለድስ ካብ ክልቲኡ ሓዲኡ ስለዝኮነ።ንስካ ከማን ነዓጋመ ኣይትከውንን እቶም ክፍኣት ዘይፈጡ ፅሩያት ኣስፊሖም ዝሓስቡ ኤርትራውያን ኣለዎምን ፈረቃን ።
      ንስካ ግን የብልካን ኩሉ ክልል ይኩን ሃገር እኮ ናይ ባዕሉ ቋንቋ ኣለዎ ብዝፀልኦ ኣይጥቀምንን ሰባብ ዝኮንካ ወዲ ኩሉ ግዘ ክክክክ
      ኣምላክ ይመስግን ኣለኩ ፅቡቅ።
      ዘሪጋ ዝኣክለካ ናተዛረብካስ ሰላም ከኣ ትብልቅቅቅቅ

    • @ተሓላቒንሃገሩ
      @ተሓላቒንሃገሩ 5 ปีที่แล้ว

      @@ናይማርያምባርያእየናይኣም እዛ ቤቲ ሃይላ ትብሃል ብመልክዓ ማራ ኬፍ ሂባትኒ ተለፎን እባ እንተ ሃሊኪ ስደድለይ ዓጋመ ካ ኣይፈቱን እየ ግን ኣፍቂረያ ኣለኹ እንታይ ክገብር።

  • @ሜሮንትግራወይቲ
    @ሜሮንትግራወይቲ 5 ปีที่แล้ว +23

    ቢቲ እና ገሬ 💗😍😍😍ኣጀኹም ቀጽልሉ ብጣዓሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ብሃንቀውታ እና ንፅበየኩም

  • @ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ
    @ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ 5 ปีที่แล้ว +131

    kkkk ወይ ቤቲ ደርፊ ኩሉ እኮ ሕውስውስ አቢላቶ ካብ ናይ አሸንዳ ናብ ቁጽይ ካብ ቁጽይ መሓዛይ ተተሪኢኒ ዲሪን ዲሪን😂

    • @rsahnrsahn1157
      @rsahnrsahn1157 5 ปีที่แล้ว +1

      😂😂😂😂😂

    • @senayiteyob1140
      @senayiteyob1140 5 ปีที่แล้ว

      😃😃😃😁

    • @bahgilibey1460
      @bahgilibey1460 5 ปีที่แล้ว

      Beti shikor 👉😘

    • @yowhanasolomon8969
      @yowhanasolomon8969 4 ปีที่แล้ว

      ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ዳግማዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይ ክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇!!
      👇👉👉 th-cam.com/video/Y6EFwGRhpto/w-d-xo.html

  • @muluhagos7192
    @muluhagos7192 5 ปีที่แล้ว +46

    ገሬ እሙን ብልፅቲ ፊልም ኣብ ትግራይ ንመጀመርያ ግዜ ተፈታዊት ድራማ

  • @AliAli-cr3ns
    @AliAli-cr3ns 5 ปีที่แล้ว +12

    ዋዉዉ ከማይ ልገሬ ዝፈቱ በላይክ ይግለፀኝ

  • @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
    @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ 5 ปีที่แล้ว +23

    ምቁራተይ ሰላምን ቅሳነትን የብዛሓልኩም 🙏👍 ክክክክክ ክተስሕቁ 😆

  • @naniasli7433
    @naniasli7433 5 ปีที่แล้ว +17

    wawww very nice beautiful film
    አዛ ፊልሚ ትርኢዩ ዘለኩም ብርክ ሰንበት ይግበረልኩም

  • @filimonahferom5211
    @filimonahferom5211 5 ปีที่แล้ว +17

    እንቓዕ ብሰላም መጻኹ ዝፋትወኩም ተዋሳእቲ ብፍላይ ጆኬር ኣጆኹም ብጣዕሚ ጽብቕ ቐጽልዎ ካብ ሓውኹም ፊልሞን

  • @ፋኒጓልእገላ
    @ፋኒጓልእገላ 5 ปีที่แล้ว +21

    ደቂ ዓባይ ትግራይ ኣጆኩም ቀፅሉሉ💕