Gere emun Part 17

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ส.ค. 2019
  • ፈተውትን አድነቕትን ገሬ እሙን youtube channel subscribe ብምግባር አተባብዑና
  • ตลก

ความคิดเห็น • 1.7K

  • @neshnesh_show
    @neshnesh_show 4 ปีที่แล้ว +1442

    ኩሉ ግዜ ሰንበት ኣብ ዕረፍተይ ናይ ሃገርና ርእየ ወዲኤ፡ ሽዑ ኣምሓሬኛ ይርኢ ኔረ ፡ ሳላ ንስኩም ግን ትግሪኛ ክርኢ ክዘናጋዕ ጀሚረ ። ምስ ብቕዓትኩም ብኣምሓሬኛ ተዓብሊልኩም ኔርኩም ፡ቐጽልዎ ሕጂ ንፉዓት

    • @user-wi9ye5sj3w
      @user-wi9ye5sj3w 4 ปีที่แล้ว +59

      Neshnesh Tv ነሹየ አነ ድማ ንዓካ ክከታተል ጦቅ ኢለልካ

    • @user-mp2sj4rc6f
      @user-mp2sj4rc6f 4 ปีที่แล้ว +32

      ነሹ ሹኵረ ለባም ዓብየ ሰብ የቀንየልና

    • @yohannesmokennen5281
      @yohannesmokennen5281 4 ปีที่แล้ว +20

      ናይ በሐቂ ነሸነሸ ሐወይ

    • @loveeri3168
      @loveeri3168 4 ปีที่แล้ว +52

      Neshnesh Tv ኣየ ነሽነሽ ትግራይ ትግርኚ ምካንካ ከይተርፍ ድዩ ትግራይ ትግራይ እንዳበልኩም ብዓል ንስኹም ብዛዕብኦም ጥራይ ክትጉስጉስ ህዝብና ናቱ ገዲፋ ብትግራይ ክዛረብ ከምዝውዕል ትገብሩ ኣለኹም ግዜኻ ጥራይ ተጸበ ትግራዋይ

    • @heyabeye3947
      @heyabeye3947 4 ปีที่แล้ว +14

      @@loveeri3168 terewa

  • @amanailhagos5745
    @amanailhagos5745 4 ปีที่แล้ว +169

    ዝተቀደሰን ዝተባረክን ሰንበት ይግበረልና ኣሜን(3)
    ንገሬየ ብጣዕሚ ዘድንቃ ክእ like ዱቡ ዱብ ምባል ኣይትሕመቁ

    • @alishaalisha6141
      @alishaalisha6141 4 ปีที่แล้ว +1

      AMEN AB HMAK SDET DAYNAMBER SENBET ZYFELTU AHZAB

  • @efi889
    @efi889 4 ปีที่แล้ว +439

    ተዛረብቲ ትግሪኛ ዝኾንካ ዝፈልጦ ተኣምራት የብለይን ወዲ ቀሺ ዋ ፍስሃ ወሰላም ዝዓሰሎ ሰንበት ይግበረና ፍቅርን ሰላምን የውርደልና ቡሩኽ ቅነ

    • @user-wv7yn8pq8t
      @user-wv7yn8pq8t 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen marey 😍😍😍😍

    • @muluymaryamlji9323
      @muluymaryamlji9323 4 ปีที่แล้ว +2

      አሜን አሜን አሜን

    • @mashogerye532
      @mashogerye532 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን

    • @lloveyoutigray4348
      @lloveyoutigray4348 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen zyaday

    • @tsehaytv584
      @tsehaytv584 4 ปีที่แล้ว

      amen ahwatey neza hadash chanalna eba subscribe bmgbar beteseb kununa

  • @user-xw8jg5cr4v
    @user-xw8jg5cr4v 4 ปีที่แล้ว +126

    ቅቅቅቅቅ ሽኮሪናታት ደቂ ትግራይ ኣጆኹም ቀጽልዎ ሓውኩም አየ ካብ አሪትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-gb6zc1to6p
    @user-gb6zc1to6p 4 ปีที่แล้ว +374

    ኃያሉ መልኣክ ቅዱስ ገብርኤል ደስታን ሓጎስን የበስርኩም!
    ካብ ክፉእ ነገር ኩሉ ይሓልውኩም!
    እንዳ ጌሬ እሙን መቅሰናት እዉይ ደስ ክትብሉ ብሓቂ ሓደን ክልተን ዘይበሃለሉ ኩላትኩም ንፉዓት!!

  • @delinalovemili3942
    @delinalovemili3942 4 ปีที่แล้ว +654

    ነዛ ፊልሚ ትካታተሉ ዘሎኹም ፍቅርን :ሰላም :ሲኒትን ኣብ ሂወትኹም ይምነየልኹም ኣብ ስደት ንርከብ ስደትና የሕጽረልና ኣነ ንቤቲ እየ ዘደንቅ!!

  • @teamemedia
    @teamemedia 4 ปีที่แล้ว +58

    ኣጆኩም ብጥዓሚ ኑፉዓት ቐጽልዎ።ሓዉኩም ካብ ኤርትራ

  • @user-xs7zi6ll6j
    @user-xs7zi6ll6j 4 ปีที่แล้ว +94

    እንኮዕ ሰላም መጻኣኩም ተጋሩ የሕዋትና ጽቡቅ ስራሕ ሓወኩም ካብ ኤርትራ ።

  • @merihthomas5318
    @merihthomas5318 4 ปีที่แล้ว +66

    ኣነስ ኤርትራዊት እየ ናይ አቶጵያ ድማ ብዙሕ ይዕዘብ እየ ከምዞም ሰባት እዚኦም ጌረ ድፈተኽዎም ድራማታት የለን .ኣጆኹም በርትዑ ምቁራት,ናይ ብሓቂ .ወላ እቲ ገጸ ባህርያቶም እኮ እዩ ናይ ባዕሉ ፍሉይ ክእለት ከም ደለዎም ይሕብረካ

    • @user-cg1kg2pj7f
      @user-cg1kg2pj7f 4 ปีที่แล้ว

      ዓጋመ ካኣ ትብሎም ጽባሕ ኢሰያስ ዝተጋሰሶ ርእስካ

    • @okbamichaelminet1322
      @okbamichaelminet1322 4 ปีที่แล้ว +1

      Btami ka amber abzi godenetat youtube kelel kbl ye zwal awridom do ykonu kbl

    • @godsaves8457
      @godsaves8457 4 ปีที่แล้ว

      No, you're from tigray. Sorry, you're not Eritrean.

    • @merihthomas5318
      @merihthomas5318 4 ปีที่แล้ว

      @@godsaves8457 Gaul segen xaeda wlad aba tmer anta hawey /haftey loms wela mebekol adey dya tgray koyna

  • @user-dh7sr9xx4m
    @user-dh7sr9xx4m 4 ปีที่แล้ว +50

    ኣታ ክንደይ ትጥዕሙ ተገዲስኩም ኢኹም ትሰርሑ ደስ ዝብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ከምኡ'ውን ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ንምነየልኩም ተጋሩ የሕዋትና

  • @habeshahealth8495
    @habeshahealth8495 4 ปีที่แล้ว +32

    ትንሳኤ ትግርኛ ዘበስረኩም ብሉፃት ደቂ ዓዲ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ቀፅልሉ!!!

  • @gerami9435
    @gerami9435 4 ปีที่แล้ว +47

    እንካእ ብሰላም መፃእኩም መልኣከ ቁዱስ ገብርኤል ካብ ኩፍእ ጭንቂ ዘበለ ይሃልወና ጹሩያተይ ጹፉፋት ስራሕኩም መኽሰናት ኣጀኹም ደስ ክትብሉ 💪💪💪

  • @user-xj2jd2gn1g
    @user-xj2jd2gn1g 4 ปีที่แล้ว +25

    እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም እንዳ ገሬን በቲን
    ብሩኽ ሰንበት ንኩልና አኣብ ዘለናዮ ኣጆኩም ደቂ ዓበይቲ ብፍላይ ቤትዋ ክትተባባዕ ዘለዋ ንፍዕቲ ናይ መጻኢት ተዋሳኢት ክትከውን ዓቢ ተስፋ ዘለዋ እዩ። ገሬን ካልኦትን ውን ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣጆኩም።

  • @user-bj1qr6by6o
    @user-bj1qr6by6o 4 ปีที่แล้ว +38

    ተጋሩ ሰስኑ ዓይኒ ጸላኢኹም ይፍሰስ ፣ ብሉጽ ስራሕ ቀጽልዎ !

  • @abelmehari7583
    @abelmehari7583 4 ปีที่แล้ว +13

    ዋውውውው ኣታ እንታይ ዓይነት ፍሉያት ፍጥረት ዮም ወደይ ብሳሓቅ ቆሲለ የ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ።ኣቤል ዕባይ ኣስመራ።keep going

  • @user-ff6gl2ix3b
    @user-ff6gl2ix3b 4 ปีที่แล้ว +43

    ደቂ ቅዱስ ገብሪኣል ዝኮንኩም ጥዕም ብስራት ይስምዕኩም ፍቅርን ስኒትን ዝመሎኦ ምሽት ይኩናልኩም ፀበል ኣለኒ ንዑ ተቀደሱ ረዲኤቱን በረከቱን ኣብከላትና ይኩን ኣሜንንንን
    እንዳ ገሬዋኒ ትፈልጡ ዶ እታ ዝብለፀትን ማሃሪትን መሳጢትን ናትኩም ምካና ቀፅልሉ ብቻ እምበር ኣነስ ፈትየኩም ክሞት ኢለ 😘😘😘❤❤

    • @user-yd7io8zi6e
      @user-yd7io8zi6e 4 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓያቲ

    • @user-qz9sb1sy5s
      @user-qz9sb1sy5s 4 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብተራዳእነቱ ኣይፈለኻ/ኺ

    • @wegmar8557
      @wegmar8557 4 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን ማዓረይ

  • @user-ri4xf3rd6o
    @user-ri4xf3rd6o 4 ปีที่แล้ว +183

    ንቤትን ንገርየን ዝፈቱ ስከ ላይክ ይጽቀጠለይ እንቃዕ ዳሓን መጻኹም ደቂ ትግርኛ ዝፈልጦ ታኣምር የብለይን ዊ

  • @samiabraham6201
    @samiabraham6201 4 ปีที่แล้ว +141

    ኣድነቅቲ ገሬ እስከ like ርገጽኒ ኣምላክ ስደትና የሕጽረልና

    • @mizanberihu8936
      @mizanberihu8936 4 ปีที่แล้ว

      sami Abraham amennnn

    • @yedengelmareyamlijnegnyema4555
      @yedengelmareyamlijnegnyema4555 4 ปีที่แล้ว

      amen

    • @wedimaso3486
      @wedimaso3486 4 ปีที่แล้ว

      .

    • @user-dr7bt6oh8k
      @user-dr7bt6oh8k 3 ปีที่แล้ว

      አረ ተሸገሩለይ ሰላምኩም ይጥዓም ንዓና አዉን እባ ኣተባብዑና ገዛና እባ ንዕድመኩም እተዉልና ብሰሓቕ ፍትሕ በሉ ናይ ዓፈና ዜናታትን ዓፈና ጎስጓስ መረጻን ኣለና Subscribe 🙈🙈🙈🙂! th-cam.com/video/8XcDVAp8SCQ/w-d-xo.html

  • @messiallabout4671
    @messiallabout4671 4 ปีที่แล้ว +8

    እንዳ ዘርኣብሩክ እታ ሕሳስ ልደ ቆልዓ ሰላም ድያ ሽማ ፡ካብ ኢርትራ እየ ኤርትራዊ እየ like ሃቡለይ

  • @sadorghebrihiwet6423
    @sadorghebrihiwet6423 4 ปีที่แล้ว +85

    ዝፈልጦ ታምራት የብለይን ዋ
    ናይ ገሬ ደገፍቲ like ረጊጽኩም ሕለፉ

  • @user-bk4dx1oi9z
    @user-bk4dx1oi9z 4 ปีที่แล้ว +31

    እዋይ ማሓረኒ ኣበይ ትፀኑሕ ጌሬ ሹኮር ቤቲ ፋራ ኣቦይ ዘብራቡሩክ ጡሙይ ለመለም ዓይነይ ማዘረይ እሰይ ቃፅሉሉ ሙቅራታይ

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 4 ปีที่แล้ว +370

    ደቂ ዓበይቲ ኩሉኹም ፈተውቲ ዛፊልሚ ብሽም ገሬ እሙን like ጽፍዑኒ ሓሳብ ልብኹም ይስመረልኩም።

    • @user-il5zb6ts5o
      @user-il5zb6ts5o 4 ปีที่แล้ว +3

      ኣሜንንን like እውን ሂብና ኢና ማዓረይ

    • @tigrayforever9256
      @tigrayforever9256 4 ปีที่แล้ว +3

      ኣሜን ነኩለና

    • @tsehaytv584
      @tsehaytv584 4 ปีที่แล้ว +1

      ahwatey mearey neza hadash channalna bzeykakum hagez aytabyn emo hagezkum ayfleyena subscribe bmgbar tehababeruna

    • @aml1213
      @aml1213 4 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen

    • @user-dr7bt6oh8k
      @user-dr7bt6oh8k 3 ปีที่แล้ว

      አረ ተሸገሩለይ ሰላምኩም ይጥዓም ንዓና አዉን እባ ኣተባብዑና ገዛና እባ ንዕድመኩም እተዉልና ብሰሓቕ ፍትሕ በሉ ናይ ዓፈና ዜናታትን ዓፈና ጎስጓስ መረጻን ኣለና Subscribe 🙈🙈🙈🙂! th-cam.com/video/8XcDVAp8SCQ/w-d-xo.html

  • @zerasenaygebrekidan8782
    @zerasenaygebrekidan8782 4 ปีที่แล้ว +25

    I love you deki tigray continuer from eri 🇪🇷🇻🇳

  • @abrsh7484
    @abrsh7484 4 ปีที่แล้ว +5

    ደራሲ ፍስሃ(ፍሽ) ይበል ይበል ናይ ብሓቂ ኣምበሳ ኢለካ ኣለኹ ጆከር ጅግና!

  • @zenebeshneby9485
    @zenebeshneby9485 4 ปีที่แล้ว +19

    ብሓቂ መዘናገዒ እዩ እወን መምህሪውን እዩ የቀንየልና ቀፅልሉ ትግርኛ ቛንቛና ናይ ብሓቂ ምቅርቲ ምቅርቲን ኢያ ግን ክሳብ ሐዚ እወን ተዘንግዓ ነይራ ኣጀኩም በርትዑ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ኣሕዋት ሰላምን ፍቅርን ይሃበና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ኣሜን

  • @user-sw5cr8ul6r
    @user-sw5cr8ul6r 4 ปีที่แล้ว +12

    ቤቲ ዘሕቢ like

  • @tesfana
    @tesfana 4 ปีที่แล้ว +8

    ኣብዚ ንገብሮ ዘለና ቓልሲ ምምላስ መንነትና ከምዚ ዓይነት ደስ ዝብል ድራማታትን ወግዕታትን ካብ ትግራይ ምጂማሩ ነቲ ኣብ ኣስመራ ዝጸንሐ ጽቡቅ ስራሕ ሕጂ ግን ብፕሮፖጋንዳን ምትእትታው ዓረብን ክሽርሽር ገሚሩ ዘሎ ቃንቃና ሓይሊ ኪኮኖ አዩ። ስለዚ ኣጆኩም በርትዑ ደቂ ዓበይቲ። ንሕና ኣብ ሰሜን ዘለና ተጋሩ ነቲ ካብ ትግራዋይነቱ ኮብሊሉ ዘሎ ህዝብና ናብ ልቡ ኪመልሶ ኣብ ሓያል ቃልሲ ኣለና 60% ብገምጋም ከኣ ንዕወት ኣለና። ስነ ጥበብ ወሳኒ ተራ ስለዘለዎ ግን ኩልኩም ስነ ጥበባውያን ውን ኪትሰርሕሉ ይላቦ። love you guys

  • @mgychannel
    @mgychannel 4 ปีที่แล้ว +40

    ዋው እንቃዕ ትግራዋይ ኮንኩ እዩ ዘብል :ኣጆኽም እስከ ትግርኛና ይዓምብብ

    • @godsaves8457
      @godsaves8457 4 ปีที่แล้ว

      No, you're from tigray. Sorry, you're not Eritrean.

    • @mgychannel
      @mgychannel 4 ปีที่แล้ว

      God saves ክክክክ did I say I am ethiopean , I said I am Tigrigna that means tigraway ,

    • @user-dr7bt6oh8k
      @user-dr7bt6oh8k 3 ปีที่แล้ว

      አረ ተሸገሩለይ ሰላምኩም ይጥዓም ንዓና አዉን እባ ኣተባብዑና ገዛና እባ ንዕድመኩም እተዉልና ብሰሓቕ ፍትሕ በሉ ናይ ዓፈና ዜናታትን ዓፈና ጎስጓስ መረጻን ኣለና Subscribe 🙈🙈🙈🙂! th-cam.com/video/8XcDVAp8SCQ/w-d-xo.html

  • @fkrshow3896
    @fkrshow3896 4 ปีที่แล้ว +90

    ኣታ መዓዝ ደኣ ቀዲምኩምኒ እዚ ኩሉ ኮመንት ናይ ወዲ ቀሺ like ሃብኒ

  • @henoktesfalem5644
    @henoktesfalem5644 4 ปีที่แล้ว +9

    ኣታ ብስሩ እዚ ገረዋይ ኣብ ትግራይ ምሉእ ዓብላልነት ሒዙ።
    ካራክተርካ ኣይትቀይር ገረዋይ ወላ ኣብ ዝመጽእ ፍልም ትሰርሖ

  • @weierey8838
    @weierey8838 4 ปีที่แล้ว +8

    ትግርኛ/ትግራዋይ ገይርካ ዝፈጠርካኒ ኣምላኽ ክበር ተመስገን። ጽቡቕ ስራሕ ጽቡቓተይ።

  • @user-vi5il6pu2q
    @user-vi5il6pu2q 4 ปีที่แล้ว +18

    ክክክክክክክክክክክክ ሞይተ ሳሓቕ ማርያምን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እንዳ ገሬ እሙን።

  • @mulumeresa7542
    @mulumeresa7542 4 ปีที่แล้ว +67

    ለምለም፡ አይኔይ፡እና፡ዘራአብሩክ፡ ደስ፡ ስትሉ፡ እንኳን፡ አደረሳሁ፡ሰምሀል፡ አራዳ፡

  • @JOKER-gt6vh
    @JOKER-gt6vh 4 ปีที่แล้ว +7

    I am from 🇪🇷🇪🇷,,, ኬፍ ኣለኩም የኣክ ብጣዕሚ ኢያ ሰሓቅ ትቀትለኒ እዛ ኮሜዲ ኣጆኹም ቀጽልዎ በርትዑ ደቂ ትግራይ

  • @user-lc9ub8ix9q
    @user-lc9ub8ix9q 4 ปีที่แล้ว +19

    ውይይይይ ቤቲ ሃይላይ ተምቸወኒ ማዓት ቹቹ የ ቹቹ ምስ ቤቲ ሃይላይ ጫወታ ክሙቹ
    ሓራም ኣነለ ሃምሰበይ ብስም ቤቲየ like ..... ዳልለኹ

  • @netsiknfe4081
    @netsiknfe4081 4 ปีที่แล้ว +43

    ፈተውቲ እዛ ፊልሚ ብስም ቢቲ ሃይላይ like ግጨዉኒ

  • @ruftanaentertainment
    @ruftanaentertainment 4 ปีที่แล้ว +357

    ሰላም ነዛ Comment ተንብብ ዘለካ/ኺ ኣብ መላእ ዓለም ዘለኩም ኣሕዋተይ ኣሓተይ ኣብ መላእ ሂወትኩም ሰላም ቅሳነት ራህዋ ይምነየልኩም ብሹም ሓድነትና ሰብስክራይብ ሃቡኒ I miss you deki tigraye.

    • @assertegaru
      @assertegaru 4 ปีที่แล้ว

      ሰብስክራይብ ሒብናክ ኣለና ኩልና ንተሓጋገዝ

    • @user-ij3le9ou4w
      @user-ij3le9ou4w 4 ปีที่แล้ว +1

      Ertrawiyan ke nedlyeka dina maletey deki BAHRI negesti

    • @muluymaryamlji9323
      @muluymaryamlji9323 4 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን

    • @merilove7421
      @merilove7421 4 ปีที่แล้ว

      amen amen amen
      ቅዱስ ገብሪኤል በብዘለናዬ ይሓልወና

    • @deqiqehadush424
      @deqiqehadush424 4 ปีที่แล้ว

      I did!

  • @user-og6cm2pp4g
    @user-og6cm2pp4g 4 ปีที่แล้ว +36

    ዝፈልጦ ታምራት የብለይን ወዲ ቀሺ ዋይ ዋይ ቤቲን ገሬ እሙን ዝሕቢ ላይክ ንዓይ ዘይኮነ ንዖኦም ይሃበለይ
    am
    Eritrea

  • @user-yk5fp9of6l
    @user-yk5fp9of6l 4 ปีที่แล้ว +50

    ውይይይ ሰሓቅ ሞይተ በቃ ከማይ ዝሰሓቀባ😍❤😍 ላይክ ይሃበኒ

  • @user-ji5yq2qp4f
    @user-ji5yq2qp4f 4 ปีที่แล้ว +10

    ኣይትሳኣኑ ብሓቂ ቅቅቅቅ ገሬ ብና ሃበኒ ቡና የለ ዕጣን የለ ክክክ እውይ ገሬ መቅስን ፍቅሪ ሑሱም ክክክክ

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 4 ปีที่แล้ว +451

    *ቤቲ ሽኮር*
    መልክዕ 100%
    ኮምፌ 100%
    ኩሉ 100%

    • @tsegaykahsay7379
      @tsegaykahsay7379 4 ปีที่แล้ว +8

      ፅቡቅ እዩ ቀፅልሉ

    • @user-nf9wk2fw4s
      @user-nf9wk2fw4s 4 ปีที่แล้ว +6

      የኔ ፀባየ ሰናይ ክፈትወካ ኩሉ ግዜ ናይ ሠናይ ኢካ ትፅሕፍ ፈቃር ሰብ ኢካ ብሓቂ ናይ ኪሮሰይ ወሲድካያ 44።

    • @user-nf9wk2fw4s
      @user-nf9wk2fw4s 4 ปีที่แล้ว +5

      መዓት ወረ መኽሰብ ዓለም ምንም ማለት ኣይኮነን ምቃለይ

    • @wedihappyybhalkemedmennkdm6447
      @wedihappyybhalkemedmennkdm6447 4 ปีที่แล้ว +2

      መዓት ወረ መኽሰብ ዓለም *ehi ata adka si reayom eka*

    • @uae5477
      @uae5477 4 ปีที่แล้ว +4

      ቤቲ ሽካር ቐፆልሉ

  • @user-zq7te8wq8x
    @user-zq7te8wq8x 4 ปีที่แล้ว +35

    ገሬዋይ ቤቲ እዳቕንአትኒ ከመይ ድየ ዝሕብየካ❤😘😄😍

  • @kudusannguse2418
    @kudusannguse2418 4 ปีที่แล้ว +5

    ርግኣት ገፀባህሪ ሒዛ ትዋሳእ ጓል ብጣዕሚ ደስትብለካ ትኽክለኛ ስማ ዝፈልጣ ሰብ እንተሃልዩ ይንገረኒ

  • @user-df7jp2gs7q
    @user-df7jp2gs7q 4 ปีที่แล้ว +45

    ኣረ ገሬ ሽኮር 💕ቤቲ ሽኮር 💕
    ስጋ ኣቦይ ደስስስ ክትብሉ ቀጽልሉ ኣጀኹም 💕💕💕

  • @filimonkesete2728
    @filimonkesete2728 4 ปีที่แล้ว +43

    እንካዕ ብደሓን መጻኩምና ደቂ ትግራይ ጽዕዳ ከጽበየኩም አየ ከንየ ካብ አርትራ አየ

  • @user-vi5il6pu2q
    @user-vi5il6pu2q 4 ปีที่แล้ว +101

    ተጋሩ #ላይክ #ኮሜንት #ሼር ኣይተስተዋሕዱ ሓቦኛታት ኩኑ ሃየ።
    እስከ ናይ ሎሚ ኸ ከመይ ትኸውን ክሪኣ ክሻቡ ኮሜንት ክህብ ኢለ እየ እምበር።

  • @yonatanhabte3188
    @yonatanhabte3188 4 ปีที่แล้ว +14

    Welcome ገረ እሙን ንዘረኣብሩኣኽ ዝፈቱ ናይ መደንገጺ ሸንደሑኒ ደስ ክብለኒ ውይለይ ዝፈልጦ ተኣምር የብለይን ክክክክ

  • @cdc2391
    @cdc2391 4 ปีที่แล้ว +20

    i am Eritrean.but i like ur commedies ገሬ እሙን።best character and best action.go head.ኣምላኽ ንትግርኛ ይባርኽ

  • @angdaw3829
    @angdaw3829 4 ปีที่แล้ว +23

    እንቃዕ ብሰላም መጻእኩም እንዳ ገሬ እሙን ብሩክ ሰንበተ ይግበረልና

  • @titi-wi6fe
    @titi-wi6fe 4 ปีที่แล้ว +29

    ንመኒኩም ገዲፈ ንመኒኩም ከድንቅ ንኩሉኩም ብሓበራ ፍትውውውው
    ክክክክክክክ

  • @user-ki9lg2zn4t
    @user-ki9lg2zn4t 4 ปีที่แล้ว +4

    ባጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽልዎ ሓውኹም ኤርትራዊ

  • @madesign21
    @madesign21 4 ปีที่แล้ว +7

    ❤️❤️❤️እኔ የምታወሩትን ቋምቋን ባልችለው ምችት ብላችሁኛል ዋው ማርይ ማርይ

  • @adyamgualmekelle1380
    @adyamgualmekelle1380 4 ปีที่แล้ว +116

    ንቤቲ ዝፎቲ እስቲ ላይክ ደቂ ዓደይ ቡሩክ ሰንበት🙏🙏

  • @biniambooss1296
    @biniambooss1296 4 ปีที่แล้ว +80

    ናይዛ ፊልም አድናቅቲ እስኪ Like ጥውቅ አበሉለይ 😘✌

  • @mengstabrezene5484
    @mengstabrezene5484 4 ปีที่แล้ว +6

    ዋይ ዛ በላሕ ቆልዓ ደስ ክትብለካ ሰምሃል ሽኮሪና ከመይ ደስ ከምትብልኒ

  • @hggg9894
    @hggg9894 4 ปีที่แล้ว +18

    ንኹልኹም እንድየ ዘድንቐኩም ብፍሉይ ግን ንዘርኣብሩኽ ክክክክ ዘርየ ሽኮር ፍሉይ ክእለት ኣድነቕቲ ዘር ኣብሩኽ

  • @monalizagirma306
    @monalizagirma306 4 ปีที่แล้ว +82

    ሙቁራት ከመይ ዲኩም ናይ ልበይ ቀፅልሉ 😘🇻🇳ገሬ ሽኮር ከመይ ድየ ዝፈትወካ ከማይ ንገሬ ትፈትዉ እስከ like

  • @filimon781
    @filimon781 4 ปีที่แล้ว +104

    ያጃምዓ ኬፍ ኣለኩም እንካዕ ካኣ ብሰላም መጻኹም ሓውኹም የ ወዲ እረይ ግብሬ ሄወት ክክክክቅቅቅቅቃ ቆጽሎ ፋራ

  • @mengstabrezene5484
    @mengstabrezene5484 4 ปีที่แล้ว +2

    እዛ ድራማ ዝሰርሕዋ ዘለዉ ተመቸዮምኒ ምኽንያቱ እቲ ደራማ ምድራዉን ነባራዉን ባህላዊን ሓቃዉን ከይና መዘናገዒት ደስ ትብለካ ማዓት

  • @tedroshagos6297
    @tedroshagos6297 4 ปีที่แล้ว +161

    ቤቲ ሽኮር ማራ እየ ዝድንቅክ እስክ ንቤቲ ዝፈቱ ላይክ ሃቡኒ

  • @user-do7gy1fu6z
    @user-do7gy1fu6z 4 ปีที่แล้ว +51

    ሰላማት ደቂ ዓባይ ትግራይይይ ሩሑስ ቅነ ኣሸንዳ ቡሩኽ ሰንበት እንካዕ ንበዓል ቁዱስ ገብርኤር ብሰላም ብጥዕና ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @tekihaile4351
    @tekihaile4351 4 ปีที่แล้ว +225

    *Wellcom deki Tgray ngeriye zfetu eske👍👍 from 🇪🇷🇪🇷*

    • @godsaves8457
      @godsaves8457 4 ปีที่แล้ว

      No, you're from tigray. Sorry, you're not Eritrean.

  • @russomtesfalem678
    @russomtesfalem678 4 ปีที่แล้ว +35

    ኣሰይ ደኣ እንዳ ገርየ ጥዑማት ላዛ ከማኩም ዝብለስ የለን እኮ ኣጀኩም እስከ ቀጽልዎ ንሕና ከኣ ላይክ ኮምርንት ኣይንሓምቅን ኢና በርትዑ ግን ተጋሩ መቃቅር from eri

    • @g.crestos1562
      @g.crestos1562 4 ปีที่แล้ว

      Russom Tesfalem u
      Z📮✈0⃣👗🎃🎃🎃🎃💝💝🌻

    • @g.crestos1562
      @g.crestos1562 4 ปีที่แล้ว

      Russom Tesfalem uhgtnmjmju5

  • @user-uj2qh8sf1n
    @user-uj2qh8sf1n 4 ปีที่แล้ว +6

    Wellcome ገሬ ኡሙን ሰሙን እኮ ዓመት ኮይኑ እዩ ዝስማዓኒ ናፍቆት ሓይሉኒ❤❤❤❤❤

  • @user-mh8no7vt9r
    @user-mh8no7vt9r 4 ปีที่แล้ว +139

    welcome deqi tigray kemz kemey be haqnwta zexbya zexnhe neza film #like ይጽቀጥ

  • @malhabib357
    @malhabib357 4 ปีที่แล้ว +165

    እንቃዕ ብድሓን መጻኩም ብርሃን ገጾም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ሓዉኩም ኤርትራዊ እየ ንኩላትኩ ይፍትዎኩ እየ ግን ኣይከም #ቤቲን ግን

    • @user-ul9lp9xt4g
      @user-ul9lp9xt4g 4 ปีที่แล้ว +2

      እንካዕ ንቤቲ ብቻ ሓበካ

    • @alganeshberhe314
      @alganeshberhe314 4 ปีที่แล้ว +3

      Thenkyou Brother we love you to. ❤❤❤🌹🌹🌹🌹👍

    • @user-ig9xo1xj3e
      @user-ig9xo1xj3e 4 ปีที่แล้ว +10

      ኣንሕና ከኣ ንፈትወካ ንፈትወኩም ኢና ኤርትራውያን ፍንጫሕ መሰንገልና miss u

    • @merygaleri5133
      @merygaleri5133 4 ปีที่แล้ว +5

      @@user-ig9xo1xj3e miss u too

    • @tajedinyenus8670
      @tajedinyenus8670 4 ปีที่แล้ว

      Ay tegray nenehidkum temogagesu beshem eritrawi mishikat bemeninetkum dey tekrooo

  • @user-li9bu5gt2h
    @user-li9bu5gt2h 4 ปีที่แล้ว +20

    ደስ ክትብሉ ደቂ ትግራይ ሽካራት ብቛንቋኡ ዝሕብን ላይክ ይግበረሎም

  • @angesommekseb67
    @angesommekseb67 4 ปีที่แล้ว +5

    ቤቲ ኣፍቅረያ ገሬ ግደፍ በሉለይ ኣይተቅናኣኒ በጃኻ, ዋው ጽቡቅ ስራሕ ኣጆኹም 👉♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @user-wq8mk2xh7t
    @user-wq8mk2xh7t 4 ปีที่แล้ว +1404

    ኣችውዲ ን ቤቲ ዝሕቢ ላይክ ሃቡኒ

    • @heleneri425
      @heleneri425 4 ปีที่แล้ว +10

      Ane aleku zfetwa

    • @meleymeley8215
      @meleymeley8215 4 ปีที่แล้ว +5

      Nateys were nay bhaki fkri eu

    • @teumboy2456
      @teumboy2456 4 ปีที่แล้ว +2

      Ab zkedkwo dkia txenheni Sdi sdi

    • @abadieri8870
      @abadieri8870 4 ปีที่แล้ว +1

      ስዲ ኣብቲ እዳ ዩቱብ ዲካ ትሰርሕ
      እካዕ በል ባዓል ሓዳር ኣይኮካ

    • @wedimemhr4124
      @wedimemhr4124 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣነዉን ኩሉሻዕ እዩ ዝገርመኒ ኣዉ እዩ ዝሰርሕ ግን ኣይትሕመቅ ጽቡቅ ኣለካ ቀጽሎ

  • @robelrobel5823
    @robelrobel5823 4 ปีที่แล้ว +335

    ሓውኩም ኣብ ኤርትራ በርትዑ

    • @danielhadgu
      @danielhadgu 4 ปีที่แล้ว +4

      ata qondaf Agame

    • @user-ij3le9ou4w
      @user-ij3le9ou4w 4 ปีที่แล้ว +4

      Ane zgermeni ezom AB Facebookn ab TH-camn zeygnet nay ertra tekebilkum nertrawyan snetbebenatat dislike ktgebru twelu hakey do abza nay tigray like eyu zbrehakum hakey

    • @user-vs1uk6td6q
      @user-vs1uk6td6q 4 ปีที่แล้ว

      ተውልጀ ክክክክ

    • @pac-og1xz
      @pac-og1xz 4 ปีที่แล้ว

      Robel Robel kab ertra yu zbhal wedishukey

    • @selamselam1756
      @selamselam1756 4 ปีที่แล้ว +1

      Haters go away, this is only for people who care about love and fun. Again I love my Ethiopian Tigrian brother’s! Love never ends.

  • @user-sw5qw3lg4y
    @user-sw5qw3lg4y 4 ปีที่แล้ว +12

    ትግርኛ ቋንቋው ባይገባኝም ሄለንየን በጣም ስለምወዳት ሁሌ አየዋለሁ ቤቲ ሃይለይ ሞዴሊት ብቅልቲ መከፋፋሊት🤣😂❤

  • @user-hc1vc7fv9i
    @user-hc1vc7fv9i 4 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ ሞይተ ሞይተ ስሓቕ ኩላትኩም ተዋሳ አቲ ማራ ኣድንቀኩም ደቂ ተጋሩ ሓላላት ሓፍትኹም ጋል ትግሬ ነባሪት ኣብ ስደት አዛ ድራማ ክረኢ ግን ስርሐይ ረስአ

  • @elsitube6281
    @elsitube6281 4 ปีที่แล้ว +30

    ከይራኣክሞ ኮሜንት ትዉቅጡ 😁ዌል እንዳ ገሬ እሙን ተናፈቅቲ ብሩክ ሰንበት ተጋሩዋኒ ኣድነቅቲ ቤቲን ገሬን ኣበይ ኣለኩም👈

  • @user-jj1gx2ei5j
    @user-jj1gx2ei5j 4 ปีที่แล้ว +13

    እንኳዕ አብፀሐኩም ደቂ ትግራይ ወርቅ ፅራይ ብጣዕሚ ፅቡቕ ቀፅልዎ

  • @user-hh6ow5bl3v
    @user-hh6ow5bl3v 4 ปีที่แล้ว +6

    ያ ጃምዓ ኣነስ ንቤቲ ሓቤያ እንበር እንታይ ተማክሮኒ ገለ እስከ በሉና ሓባይብ፡So nice ✌

  • @faresstifanos3374
    @faresstifanos3374 4 ปีที่แล้ว +12

    The best comedy series in tigrinya...bravo deqi tigray 🤗🤗

  • @Ellia-ih7ux
    @Ellia-ih7ux 4 ปีที่แล้ว +28

    Good bless you all tigray and tigrigna people. I am proud of you

  • @rezeneftwi6454
    @rezeneftwi6454 4 ปีที่แล้ว +18

    Tegaru ahwatna kef alekum from Eritrea live Germany

  • @luelazere6661
    @luelazere6661 4 ปีที่แล้ว +11

    ኣሰይ ደቂ ትክግራይ ሽኮሪናታት ቀጽልዎ
    ሓፍቱኩም ጋል ኤረ እየ

    • @user-zf3mr3ry6m
      @user-zf3mr3ry6m 4 ปีที่แล้ว

      ጋልኤር ሓፍትኺ ካብ ትግርይ 💔💔💔💔💞

  • @yonatanaraya7059
    @yonatanaraya7059 4 ปีที่แล้ว +92

    ተጋሩ ቡሩካት ኣይትሳኣኑ ብፍላይ ካኣ በቲ ሽኮር ሃውኩም አርትራዊ ካብ Englamd

    • @kuwajabahtakuwajabahta9670
      @kuwajabahtakuwajabahta9670 4 ปีที่แล้ว +1

      ብሰላም ናብ ትፎትዎም ወለድኽን የሕዋትካን ይምለሰካ ዮኒ ሓወና

    • @kaizenmediasport8462
      @kaizenmediasport8462 4 ปีที่แล้ว

      Ab England endaneberkas England misthaf abyatika. mot kedani!

    • @zeniwedimera6857
      @zeniwedimera6857 4 ปีที่แล้ว

      Didat halaw

    • @user-dr7bt6oh8k
      @user-dr7bt6oh8k 3 ปีที่แล้ว

      አረ ተሸገሩለይ ሰላምኩም ይጥዓም ንዓና አዉን እባ ኣተባብዑና ገዛና እባ ንዕድመኩም እተዉልና ብሰሓቕ ፍትሕ በሉ ናይ ዓፈና ዜናታትን ዓፈና ጎስጓስ መረጻን ኣለና Subscribe 🙈🙈🙈🙂! th-cam.com/video/8XcDVAp8SCQ/w-d-xo.html

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 3 ปีที่แล้ว

      ኣብ ናትና እዉን ደቂ ኣነስትዮ ታይ ኮይነን ድሕሪ ሓዳር ይረጉዳ ዝብል ሓጸርቲ ናይ ጎደና ሕቶታትsubscribe ይግበሩልና, th-cam.com/video/swd-xHeynwc/w-d-xo.html

  • @berihugeberhiwet1702
    @berihugeberhiwet1702 4 ปีที่แล้ว +16

    I from Eritrea but i liek this comdey

  • @menkemwufuytebai3474
    @menkemwufuytebai3474 4 ปีที่แล้ว +9

    የኣከይ ንስኩም ኣበይ ኔርኩም ክሳብ ሕጂ ኩሉ ነገርኩም ብጣዕሚ ደስ ዘብል

  • @user-sc7fe4pu2r
    @user-sc7fe4pu2r 4 ปีที่แล้ว +8

    ሰላምን ማቻን ንደቂ ዓባይ ትግራይ ሰላሙኩም ይብዛሕ ደቅዞም ጀጋኑ
    So I love You Tigray Adey

  • @theeverlastingfather1111
    @theeverlastingfather1111 4 ปีที่แล้ว +2

    ገሬ ወዲ እሙን ኣታ ሞሕጎል,,,,ብጣዕሚ ይበል ዘብል ኣክቲንግ ምስናይ ጥዑም ላህጃ ናይ መቐለ ኣጆኩም እስከ ቀጽልዎ

  • @adonaytewelde5232
    @adonaytewelde5232 4 ปีที่แล้ว +18

    Eske n gere emun zfetu like habuley nice work guys

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032
    @genetgeryeiamproudoftigray3032 4 ปีที่แล้ว +292

    Welcome ደቂ ትግራይ መዓረይ ቤቲየ ጓል ኣሸንዳ ዝፈቱ ምስ ገሬ Like ኣጥዕሙኒ

    • @wedimazu8018
      @wedimazu8018 4 ปีที่แล้ว +1

      ላይክ ሂበኪ ኣለኩ ንስኪ ለ ኣጥምኒ ምጣም ካብ ኣምጻኪ ኢለ ኢየ

    • @genetgeryeiamproudoftigray3032
      @genetgeryeiamproudoftigray3032 4 ปีที่แล้ว

      @@wedimazu8018 ወድያው ሕጂ እምበር

    • @tsehaytv584
      @tsehaytv584 4 ปีที่แล้ว

      ahwatey mearey neza hadash channalna bzeykakum hagez aytabyn emo hagezkum ayfleyena subscribe bmgbar tehababeruna

    • @user-xh8um3vm9s
      @user-xh8um3vm9s 4 ปีที่แล้ว

      ኣብታ ንብረትኪ ዶ ከነጥዕመልኪ

    • @genetgeryeiamproudoftigray3032
      @genetgeryeiamproudoftigray3032 4 ปีที่แล้ว

      @@user-xh8um3vm9s HAHHHHHHH ኦይ ንሳስ ወናኒኣ ኣለዋ እዩ ሰበይ

  • @1.5mio31
    @1.5mio31 4 ปีที่แล้ว +5

    Tegaru shikorinatat btami ye zbefwekum. Hawkum Eritrawi 🇪🇷 kab Germen 🇩🇪

  • @abiteynatey280
    @abiteynatey280 4 ปีที่แล้ว +14

    Ata bejaku key wedekumo riekum comenti aytxehafi enda gerey eumn blux srah betaemi nfuat I love you tegaru yehwatna kab hawukum wedi ERe

  • @yemanea4225
    @yemanea4225 4 ปีที่แล้ว +43

    ዝፈልጦ ተኣምራት የብለይን ወዲ ቀሺ

    • @alishaalisha6141
      @alishaalisha6141 4 ปีที่แล้ว +1

      🤣🤣🤣🤣🤣🤣GELE TEBELUNI KEMA ENDABELKU YWEL ALEKU ASHIKANI

  • @mashoaregawi5237
    @mashoaregawi5237 4 ปีที่แล้ว +10

    ብናይ ካልኦት ባህልን ቋንቋን ዝተኸየነ ፊልሚን ድራማን ሪአ ዝቐንእ ዝነበርኩ ሰብ ሎሚ ብናይ ባዕለይ ባህልን ቋንቋን ፅብቕቲ ተኸታታሊት ድራማ ንምርኣይ ብምቅዐይ ዝተሰማዓኒ ባህታ ኣልቦ ዓቐን እዩ ፡፡ ንኹለኹም ተዋሳእቲ ዘለኒ ክብርን ናእዳን ከኣ ዕዙዝ ምኳኑ ክገልጸልኩም እፈቱ ፡፡
    ሺሕ ኩኑ

  • @bahtimegabit8702
    @bahtimegabit8702 4 ปีที่แล้ว +3

    አትርርን .....ከይትደናገጹ ...እዚአ ናተይ እያ....ሃሃሃ ሃሃሃሃ ሐወይ መዕንጣ ሰቲ ብዘይ ብአካ አይበልዕ አይሰቲ """"ድስቅ አቢለን መጽየንስ.... ሃሃሃሃ ሃሃ ሞይተልኩም ስሐቅ ።።።።።።

  • @user-qn6xj9uj8q
    @user-qn6xj9uj8q 4 ปีที่แล้ว +126

    ሰላም ኣቶ ዘርኣብሩኽ ምስ ስድራበትካ
    ገሬ ቤቲ ጆኬር
    ብሓፈሻ ከሉኹም
    ካብ ብልቢ ዘፍቅረኩም ሓውኹም ካብ ሰንዓፈ

    • @kuwajabahtakuwajabahta9670
      @kuwajabahtakuwajabahta9670 4 ปีที่แล้ว +1

      ክቡር ሓወና ብልቢ ኢና ንፎትወካን ንናፍቀካን ካብ ሸረእንዳሰላሴ

    • @KS-zn8ch
      @KS-zn8ch 4 ปีที่แล้ว +3

      ሰነዓፈ ደቂ ስመ ኢዛና ዳኣ ፅሩያት ሳባውያን ተጋሩ እንዲኹም ንሕና እውን ኣዚና ኢና ነኽብረኩምን ንፈትወኩምን ኢና !!

  • @amanielhaftom7981
    @amanielhaftom7981 4 ปีที่แล้ว +8

    ይበል ታኽወፆ ደስ ባሃሊ ቀፅሉሉ ቡርኻት

  • @filinlomiaminkantsbahatgan8975
    @filinlomiaminkantsbahatgan8975 4 ปีที่แล้ว +10

    kkkkkkkkkkkkk ዋይ እዳ ገሬ ኡሙን ትገብሩ ብዝኮነ ኣጆኩ ከጽልዎ ብጣዕሚ ንፉዓት በምሓሩ ታዓብሊልኩም ነርኩም ኢኩም ሕጂ ጹቡቅ ትመጹኡ ኣለኩም ካብ ተካታተሊኩም ወዲ ኤሪ

  • @merygaleri5133
    @merygaleri5133 4 ปีที่แล้ว +4

    Wawwwwww mexelelat mara kef zelewa comedy shikorinatat mukurat kexlewo ertrawet habtkum

  • @abebasibhato7694
    @abebasibhato7694 4 ปีที่แล้ว +45

    ብሃንቀውታ ካብ ልፅበዮ ድራማ ንዓይ ፩ይ ገሬ እሙን።በርትዑ ኣብ ጎንኹም ኣለና
    ንዓኹም ልመስል የለይ
    ገሬ_እሙን ልመስል የለይ
    ዘርኣብሩኽ ልመስል የለይ
    ~~~~~~~~~~~~~~
    My favorite actor ዘርኣብሩኽ

  • @edenhagos9995
    @edenhagos9995 4 ปีที่แล้ว +4

    ቅፅልሉ በጣዓሚ ደስ ዝብል እዩ ሽኮርንታት በትለይ ናይ ሕጂ ቦታ ፀብቅ ነይሩ

  • @GB-gg7fw
    @GB-gg7fw 4 ปีที่แล้ว +32

    Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkk ኣቱም ሰባት አዛ ፊልም ማራ ምቅርቲ so ቀጽልዎ ትግራዎት የህዋትና

  • @MmmNnn-jf6ww
    @MmmNnn-jf6ww 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣጀኩም ጽቡቅ ፊልም ከትረዩና ጀሚርኩ አርትራዊ ሃውኩም አየ

  • @ttyegaltigraymareywellagri20
    @ttyegaltigraymareywellagri20 4 ปีที่แล้ว +13

    Welcome deki T igray marey I miss you more I miss you more ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💕❤❤❤❤❤❤❤❤