Gere emun part 42

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 861

  • @ove6164
    @ove6164 4 ปีที่แล้ว +389

    ካብ ንሪኦን ንሰምዖን ሕማም ፈጣሪ ይሰውረና ይሕዋተይ 🙏ሰናይ ሰንበት🙏

  • @azemeraazemar1543
    @azemeraazemar1543 4 ปีที่แล้ว +414

    ነዛ ፅሑፍ ተንብቡ ዘለኩም ካብ ኮሮና ባይረሰ እግዚአብሔር ይሓልኩም አሜንንን. ፫ በሉ ፅብቅ ስንብት ይግበረልና ፈጣሪ አሜንንንን. ፫

    • @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ
      @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ 4 ปีที่แล้ว +2

      Azemera Azemar ኣሜን

    • @lloveyoutigray4348
      @lloveyoutigray4348 4 ปีที่แล้ว +3

      Amen amen amen marey

    • @blen9505
      @blen9505 4 ปีที่แล้ว +3

      Amen amen amen

    • @wedibaba143
      @wedibaba143 4 ปีที่แล้ว +4

      ንሓበሻ ኣይሕዘናን እዩ ኣይትፍርሑ?በርበረ ሰናፍጭ ጉዕ ጅንጅብል ጸዓዳ ሽጉርቲ ጥራይ ኣብዚሕና ንመገብ 🙏🙏🙏

    • @hadasshshay1107
      @hadasshshay1107 4 ปีที่แล้ว +4

      አሜን አሜን አሜን

  • @ማኩማኩ-ሸ8ፐ
    @ማኩማኩ-ሸ8ፐ 4 ปีที่แล้ว +120

    "ኣያ ዘርኣብሩኽ መቅሰን
    እስኪ ነያ ዘርኣብሩኽ ዝፈቱ ላይክ ጽቀጡለይ

  • @Johny-hu9od
    @Johny-hu9od 4 ปีที่แล้ว +366

    ፈውሲ ኮሮና ቫይረስ ጸሎት ምግባር ዩ፡ ዝሰማምዕ ጥራይ ላይክ ይግበር

    • @letutsegay837
      @letutsegay837 4 ปีที่แล้ว

      ሪልይ ሪልይ ሪልይ ብሕይሊ ኣምላኽ ኩሉ ክሓልፍዩ

    • @mimi-tk9jf
      @mimi-tk9jf 4 ปีที่แล้ว +1

      አጀኩም💝💝💝💝💝💝

    • @alembrhanmehari9146
      @alembrhanmehari9146 4 ปีที่แล้ว

      ,ትክክል ፆሎት ብቻ ዩ መድሓኒት

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 4 ปีที่แล้ว +6

    ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽና ጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ብምሕረቱ ብለጋሲነቱ ብርህራሄኡ ብቸርነቱ ኩሉ ይምሓረና ናብ ሰናይ ፅድቂ መንገዲ ይምረሐና ንዓለም ኩሉ ይፈውስ ምሕረት የውርድ ኣሜነሰ ኣሜን ኣሜን፣፣፣፣

  • @tigrawaytegere8038
    @tigrawaytegere8038 4 ปีที่แล้ว +86

    አንፃር ኮረና መስመርና ኣፅኒዕና ናብ ማይፀሎት! እግዚአብሄር ነዚ ክፉእ ሕማም ይሰውረልና🙏🙏🙏.....corona out!!
    'ዳ ገሬ እሙን እንኳዕ ደሓን መፃኩምልና

  • @AliAli-cr3ns
    @AliAli-cr3ns 4 ปีที่แล้ว +28

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ዳ ገሬ ሽኮር
    ካብ ሕማቅ ነገር ኣምላክ ያሓልወና

  • @fikirabrham6191
    @fikirabrham6191 4 ปีที่แล้ว +80

    ብሩኽ ሰንበት ኣምላክ ካብዚ ሕማቅ ሕማምም ኮረና ይምሓረና ከም ሓጥያትናንን ግብርናንን ዘይኮነስ ብቸርነትካ ምሓረና ሰላም ንኩሉ ዓለም ኣሜን

  • @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
    @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ 4 ปีที่แล้ว +31

    ዝተባረኸን ዝተቀደሰን ሰንበት ይግበረልና🙏🙏🙏💕

  • @ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት
    @ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት 4 ปีที่แล้ว +35

    ክክክክክክክክ ኣታ ክሪና እስቲ ፀሎት ግበሩ ቤዛኹም ምህለላካ ግበሩ ኣብዓዲ ዘለኹም ክምሕረና ኣምላኽ
    ኣያ ዘራርሩኹ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂🙄🙄🙄🙄

  • @bahtimegabit8702
    @bahtimegabit8702 4 ปีที่แล้ว +3

    ሃሃሃሃሃሃሃ ዒላ ረኪብካዮስ ክትስሕባኒ ክትጉምፅፃኒ ....ሃሃሃሃሃሃሃ አየ ዘብርሽዕይነይ 💚አትርርን💚....."""ፍትዎት ኩሉኩም ተሳተፍቲ ገሬ እሙን ካብዚ ሕማቅ ንፋስ ዝነፍስ ዘሎ ክፍእ ሕማም ይሰውርኩም ይሰውረና...

  • @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ
    @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ 4 ปีที่แล้ว +18

    አይ ባቡ ጉድ ገሪካዮ ለያይ ዘብሮአብሩኽ ለምለም ዓይነ ሽኮር 💞💞👍👍💞💞

  • @kahsayissac8403
    @kahsayissac8403 4 ปีที่แล้ว +5

    Kkkkkkkk ዘራእብሩኽ ሽኮር ብስሓቕ ኢኮ ቀትልካኒ ዒላ ማይ ገርዎስ ትስሕባኒ ትጎታኒ ከይከብደክን ከይጉዕጽጸክን ይብል ናይ ብሓቂ ኬፍ ዘለዎ ተዋሳኣይ

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 4 ปีที่แล้ว +39

    ለምለም ዐይነይ ለባም አደ ዘብረአብሩክ ምንም አይርድኦን እዩ ገዘብ ጥራይ እዩ ዝደሊ ሰብአይ ክባሀል ይገርም አደ ግን ናይ ደቃ ንሳ ጥራይ እያ አደ እበርከ 9 ወርሒ ተሰኪማ ሐዚላ አጥቢባ የዕብያ ንሳ ጥራይ አመስጉንለይ ዕድመ ጥዕና ይሀብኪ አደ

  • @ermilove685
    @ermilove685 4 ปีที่แล้ว +618

    *ከምቲ ኣነ ካብ ኮሮና ናጻ ዝኮንኩ💦💦📿*
    *ንዓኩም ውን ከምዚ ናተይ ይምነየልኩም❤🙏🏿*

  • @ማሾጓልማይምክደን
    @ማሾጓልማይምክደን 4 ปีที่แล้ว +49

    ዝተባረከን ዝተቀደሰን ሰንበተ ይግበረና ካብ ሕማማ ኮረና ይምሓረና ፈሪሕና ሞይትናዋ

  • @agiazitalula3331
    @agiazitalula3331 4 ปีที่แล้ว +16

    ለምለም ዓይነይ ምእዝዝቲ!!❤️❤️❤️💇👍👍👍👍👍👍👍

  • @hayelomandom4423
    @hayelomandom4423 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋውው ከምይ ደኩም ተቅሱነኒ ሶ ዐድመን ትዐናን የሃብኩም ኣደንቅቲ ገር ካኣ ካብ ኮርና ቫይረስ የስውርአና አግዛብሐር ኣምልካ በሙሕርቱ የራኣየና ኣጆኩም ካኣ ቀጽልዋ ኣብርትኩም ሱርሓ

  • @ሴምሴም
    @ሴምሴም 4 ปีที่แล้ว +13

    ክክክክክክክክክክክክ ኣየ ኣብራሃም ከይከብደክስ ንሰምሃል ሓፍተይ መጀመርያ ትስሕብያ ደሓር ንዓይ ትስሕባኒ

  • @agiazitalula3331
    @agiazitalula3331 4 ปีที่แล้ว +18

    ለምለም ለባም በላሕ!!❤️❤️❤️💇🙌❤️❤️

  • @agiazitalula3331
    @agiazitalula3331 4 ปีที่แล้ว +13

    ቡሩኽ ሰንበት ኩቡራት ደቅዓበይቲ!!🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ
    @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ 4 ปีที่แล้ว +137

    ኣንታ በዚ ሕማም ኮሮና ዝብሃል ኮ ብፍርሒ ዛጥ ከነብል ደሊና ኡፍፍፍ ኣምልኽ ኣቦይ ካብዚ ሕማም እዚ የድሕነና

  • @የፍቅርግዞማርያምይዞ
    @የፍቅርግዞማርያምይዞ 4 ปีที่แล้ว +12

    እንዳ ገርየ እሙን ሹኮራት እንካዕ ዳሓን መፃእኩም አሕዋተይ ማአረይ ሕማም ኮሮና አይትፋርሑ ድንግል ማርያም ምሰ ወዳ ዝአመነ ሕማም አይቀርቦን እዩ ኮላትና ፆሎት ንግበር ✟✟✟ጌታና መድሓኒና እየሱሰ ኩርሰቶሰ ብንፁህ ደሙን ክቡር ሰጉእን ምሕረት ይልአከና አሜን✟✟✟

  • @samisenay
    @samisenay 4 ปีที่แล้ว +72

    ኣንቱም ጀጋኑ ሓሪፍ ዝኾነ ሒዝኩም መፂኩም። እስቲ ሰላምኩም ይብዛሕ ካፍቲ ዘዛርብ ዘሎ ሕማም ባዕሉ ይሰዉረና🙏🙏🙏

  • @biniman3780
    @biniman3780 4 ปีที่แล้ว +69

    ኮረና ቫይረሰ የጥፊአልና አሕዋተይ አምላክ ብምሕረቱ ይሓልወና አሜን ትብሊ ረጊፅኩምኒ ሕለፋ

  • @Eritrea20431
    @Eritrea20431 4 ปีที่แล้ว +71

    Hezbi tegray and Eritra 🙏🙏🙏
    Lomi tem elekum ente halifkum kenbas ina
    Sele amlak lomes like habunii wa🙏🙏 haftkum endiye entayyy gerekum
    Xekanat eba aykun entayyy weriduna eyu
    Ab hemak keyatu like habuni habuni yebel aleku ane
    resiyo kea xenihe betamii eye zefetwekum from Eritrea 🇪🇷❤❤
    Ajokum enda gere emun ane adnakitkum eye ufffff sehak moyte beqaa

    • @hnhdegubdhjdhgdjjd8534
      @hnhdegubdhjdhgdjjd8534 4 ปีที่แล้ว

      Aranshi Gebrhiwet

    • @danielhadgu
      @danielhadgu 4 ปีที่แล้ว

      CorenaVirus (ኮረና-ደዌ) ፡ ምንጪ መንቀሊኡ ቻይና ዘይኮነስ ቆንዳፍ ዓጋመ ቆማል ትግራይ እዩ።

    • @ክንፈወዲቀሺ
      @ክንፈወዲቀሺ 4 ปีที่แล้ว

      ሂበኪ አለኩ

    • @Eritrea20431
      @Eritrea20431 4 ปีที่แล้ว

      @@hnhdegubdhjdhgdjjd8534 abet buruk hawey like ke gerkaleyy do waaa kenbas do koyna entezeygereka dea🙏🤣

    • @Eritrea20431
      @Eritrea20431 4 ปีที่แล้ว

      @@ክንፈወዲቀሺ tankes kab lebii buruk haweyy wey hafteyy ember xebuk aymehaderkun nere 🙏😥

  • @ፍዮሪይጋልፅምብላ
    @ፍዮሪይጋልፅምብላ 4 ปีที่แล้ว +22

    እንካዕ ዳሓን መፃኩም እንዳ ጌረ እሙን ዝተባረከ ዝተቀደስ ሰንበት ይግበረልና ኮረና ቫይረስ ሕማም እግዚአብሔር ባዓሉ ይስውረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @borntodie6459
    @borntodie6459 4 ปีที่แล้ว +14

    ዋውውውው አንደኛ ነኝ ደስ ሲል ገሬ እሙን በጣም ነው ፍትውትው የማደርጋችሁ ትግራዋይ ነኝ ግን ትግርኛ መስማት እንጂ መፃፍ ብዙህ ኣይኮንኩን እሞ ደቂ ትግራይ ሽኮር እፈትወኩም እዬ ትግራይና ንቅድሚት

    • @እናቴእወደሻለሁእባቴእወዳ
      @እናቴእወደሻለሁእባቴእወዳ 4 ปีที่แล้ว

      አረ ሕደጊ ጓል ትግርኛ ኮይንኪ ትግርኛ ዝይትኪእል ግርም

    • @borntodie6459
      @borntodie6459 4 ปีที่แล้ว +1

      @@እናቴእወደሻለሁእባቴእወዳ ሓፍተዬ ምስማዕ እስምዕ እዬ ምዝራብም ከምዑ ግን ትግርኛ አፅሪዬ ኣይፅህፍን ምክንያቱም ኣብ ጎንደር እዬ ተወሊደ ዝኣበይኩ

    • @ትግራዋይነትክቡርመን-ሠ6ነ
      @ትግራዋይነትክቡርመን-ሠ6ነ 4 ปีที่แล้ว

      ችግር የለም ማሬ ትግርኛ ተለመጂ እንጂ እኛም እንውድሻለን ውዴ ውድድ በቡዙ❤❤

    • @ትግራዋይነትክቡርመን-ሠ6ነ
      @ትግራዋይነትክቡርመን-ሠ6ነ 4 ปีที่แล้ว

      @@እናቴእወደሻለሁእባቴእወዳ ኣብ ካልእ እንተ ተወሊዳ ዳኣ እንታይ ትገበር ሶ ከምኡ ኣይባሃልን

  • @ጋልትግራይፃዕዳዘይብላዕዳ
    @ጋልትግራይፃዕዳዘይብላዕዳ 4 ปีที่แล้ว +16

    እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ብሩክ ሰንበት ይግበረልና

  • @ፍንቲሓውሸባ
    @ፍንቲሓውሸባ 4 ปีที่แล้ว +27

    ብሩክ ሰንበት የሕዋት ካብ ኮሮና ይሰውረና

  • @samerahmohamed4955
    @samerahmohamed4955 4 ปีที่แล้ว +71

    ካብ ኮሮና ይስውረና ኣሜን በሉ

  • @ሰላማዊትካሕሳይኢትዮጲያዊ
    @ሰላማዊትካሕሳይኢትዮጲያዊ 4 ปีที่แล้ว +26

    እንካዕ ደሓን መፃእኩም የሕዋተይ
    ከመይ ቀኒኩም እንካዕ አብፀሐኩም ን እነና ሰማእትዋ ቅድስ አርሴማ ካብዝ እርኩስ ዝውረ ዘሎ ሕማም መቅዘፍት ትሓልወና የሕዋተይ በቢለለናዮ አሜን

  • @rahelrahel8397
    @rahelrahel8397 4 ปีที่แล้ว +24

    Kkkkkkklk. ግደፉ እባ ኣወዳት ካብ ርእስና ውረዱ ንሕና ሓቀኛ ፍቅርኩም እምበር ገንዘብኩም ኣይንደልን

    • @ኣነሕሩርንዘይትፈልጠለይ
      @ኣነሕሩርንዘይትፈልጠለይ 4 ปีที่แล้ว

      ክክ እንታይ ትብሊ ጓለይ ሎሚ እንበር ካብ ፍቕርን ገንዘብን ፍቕሪ ትመርጽ ጓል ኣላ'ያ ?

    • @rahelrahel8397
      @rahelrahel8397 4 ปีที่แล้ว

      @@ኣነሕሩርንዘይትፈልጠለይ 90% ፍቅሪ እምበር ገንዘብ ንደሊ ኣይኮናን

    • @ኣነሕሩርንዘይትፈልጠለይ
      @ኣነሕሩርንዘይትፈልጠለይ 4 ปีที่แล้ว

      @@rahelrahel8397 ኣይትጋገዪ ክብረተይ ብጓል ኣይትምሓል ጓል ኣይትእመን ትማሊ እንበር ሎምስ ኩለን እየን ተመን እንድዩ ተባሂሉ

    • @rahelrahel8397
      @rahelrahel8397 4 ปีที่แล้ว

      @@ኣነሕሩርንዘይትፈልጠለይ ሓቀኛ ፍቅሪ ምሃብ ስለዘይከኣልኩምሉ እዩ መዓረይ

  • @johnandebrhan4779
    @johnandebrhan4779 4 ปีที่แล้ว +25

    Liek Habuwom habuna 👍🇪🇷❤

  • @ተመስገንአምላከይ-ቸ3ዠ
    @ተመስገንአምላከይ-ቸ3ዠ 4 ปีที่แล้ว +28

    እንኳዕ በሰላም መጻእኩም ደቂ ትግራይ ሙቁራተይ❤ ንዚኣ ተንብብ ዘለካ ድንግል ማርያም ምስ ወዳ አብ ዙርያኩም ትኩን አሜን//፫//✝❤❤❤👈

  • @ፀሎተይሰሚዕኒ
    @ፀሎተይሰሚዕኒ 4 ปีที่แล้ว +15

    ኣነስ ኮረና ንምንታይ እና ንፈርሖ ዘለና ንምንታይ ካብ እምነት ኣምላክና ንርሕቅ ኣለና ፈጣሪ ሃገርና ብሓፈሻ ዓለምና የሓለወልና እሞ ኣሕዋተይ ንፀል ጥራሕ እምበር ሓደ ኣነክኣናን እዩ

  • @ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ
    @ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ 4 ปีที่แล้ว +88

    ሰላም ሰላም ንኩላትኩም ደቂ ተዋህዶ ቡሩኽ ሰንበት ይግበረልና ሹኮሪናታት እንካዕ ብሰላም መፅእኩም

    • @zterke
      @zterke 4 ปีที่แล้ว

      Etom tewahdo zeykona khe?

    • @asmeasme564
      @asmeasme564 4 ปีที่แล้ว

      Xelmat senbet keytikoneka haymanotat felalika aytizareb etom kalot ke

  • @smrahgazi2851
    @smrahgazi2851 4 ปีที่แล้ว +10

    እንኳዕ ብደሓን መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ካብቢዚ ዚባሃሎ ሕማም መሪያም ትሓልወና

  • @jesuschristusmachtmichgluc910
    @jesuschristusmachtmichgluc910 4 ปีที่แล้ว +96

    እንቋዕ ብደሓን መጻኹም ደቂ ዓበይቲ! ኣምላክ ካብ ክፉእ ይሰዉረና ካብዚ መጽዩ ዘሎ ሕማም ይሰዉረና

  • @teamesium8163
    @teamesium8163 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽብቅቲ ፍሊም እግዝኣቢሄር ኣምላክ ካብዚ ዘሎ ሕማም የድሕነና።

  • @zttgy7054
    @zttgy7054 4 ปีที่แล้ว +34

    እንካዕ ዳሓን መፃኩም እንዳ ገርየ እስቲ ከምዚ ከማይ ካሜንት እናንብብ ዝርኢ ላይክ

  • @ገኒጋልትግራይ-ገ1ዐ
    @ገኒጋልትግራይ-ገ1ዐ 4 ปีที่แล้ว +12

    አምላክ ፈቂዱ ዓድና ኬድና ከም ለምለም ለባም ሰበይቲ ክከውን እየ ክክክክክክክክ

  • @filmonzerzghi9929
    @filmonzerzghi9929 4 ปีที่แล้ว +36

    ሰላም ዝዓሰሎ ሰንበት ይግበረልና ካብዚ ተካል ሕማም ይሰውረና ኣምላኽ

  • @ማሚየዓለመይሰመረሓወይሂወ
    @ማሚየዓለመይሰመረሓወይሂወ 4 ปีที่แล้ว +94

    ካብቲ ፊልሚ ንላዕሊ ድምፂ እቲ ቅዳሴ ዘስማዕኩምና ዝሄር ይሃብኩም ዓድካ ጥዑም

    • @andomhaylay4853
      @andomhaylay4853 4 ปีที่แล้ว +1

      ገራሚት

    • @danielhadgu
      @danielhadgu 4 ปีที่แล้ว

      CorenaVirus (ኮረና-ደዌ) ፡ ምንጪ መንቀሊኡ ቻይና ዘይኮነስ ቆንዳፍ ዓጋመ ቆማል ትግራይ እዩ።

    • @aomguod9512
      @aomguod9512 4 ปีที่แล้ว +1

      @@danielhadgu ስነ ስርዓት አይትፃረፋ

    • @djdidjdjfj8590
      @djdidjdjfj8590 4 ปีที่แล้ว +1

      @@danielhadgu ፀርፊ እንታይ ኣምፅኦ?

    • @ማሚየዓለመይሰመረሓወይሂወ
      @ማሚየዓለመይሰመረሓወይሂወ 4 ปีที่แล้ว

      Gebre Yesus ኣብዘይ ሕማምካ ረስኒ መን ነኪእካ እዩ ህጂ ኣቤት መልሓስ ይቅር ይበለልካ ኣምላክ።

  • @zenebugebrekidan
    @zenebugebrekidan 4 ปีที่แล้ว +42

    የላይኛው የህይወት መንገዴን ምንም እንዳልሰራሁ ሳስበው----
    ሞትን ፈራሁ!!!😢😢😢😢ፈጣሪ ይጠብቀን

    • @saytsayt164
      @saytsayt164 4 ปีที่แล้ว +1

      ልክነሽ እህቴ አምላክ ሆይ ከም ሓጥያትና ከይ ኮንስ ከም ምሕረትካ ይቅር በለልና😢😢😢

    • @zenebugebrekidan
      @zenebugebrekidan 4 ปีที่แล้ว +1

      @@saytsayt164አሜን አሜን አሜን ውይ እንድዒ ጋለይ ከም ምሕረቱ ይርአየና እምበይ

    • @saytsayt164
      @saytsayt164 4 ปีที่แล้ว +1

      @@zenebugebrekidan አይዘኪ ዛሓፍተይ መዓረይ ፆሎት እዩ ዘድሊ እሱ ፍጥሩ አይረስዒን

  • @ammtecka2710
    @ammtecka2710 4 ปีที่แล้ว +6

    Nabata naykedemkum tmlesu alkum ksab 20 kfal xbuk neyrkum comediy malet maharn azanagan meshk eyu .fetawikum kab Eritrea 😘😘😘👍👍👍

  • @ጓልዘርኢራያትግራይ
    @ጓልዘርኢራያትግራይ 4 ปีที่แล้ว +107

    ቀዳመይቲ ክይነ ሓሊፉለይ ላይክ ግበሩ ካብ ኮረና ይሰውረና ደቂ ትግራይ ደቂ ኤሬ አሕዋተይ

    • @danielhadgu
      @danielhadgu 4 ปีที่แล้ว

      CorenaVirus (ኮረና-ደዌ) ፡ ምንጪ መንቀሊኡ ቻይና ዘይኮነስ ቆንዳፍ ዓጋመ ቆማል ትግራይ እዩ።

    • @kahaseg.g3250
      @kahaseg.g3250 4 ปีที่แล้ว +1

      @@danielhadgu ata resah gufue melhasu l hope baaka yjmr ykewn korena

    • @سارةشراحلي
      @سارةشراحلي 4 ปีที่แล้ว +1

      @@danielhadgu ተረፍ ጠልይን👎👎👎👎👎👎👎👎👎

  • @kokob3233
    @kokob3233 4 ปีที่แล้ว +10

    Bkemey krekbekum ykl tewasati gere amun b agedasi guday delekum nere amo zkal tekonu Telefonkum Ba habunu nay zkone kab kulatkum abza gere amun twasau zelekum 🇨🇭🇪🇷

    • @AliAli-dy6pl
      @AliAli-dy6pl 4 ปีที่แล้ว +1

      አነ አለኒ ግን ናይሰላም ድዩ??

  • @BNH-l5n
    @BNH-l5n 4 ปีที่แล้ว +6

    Kkkkkk ኣብ ጋናስ ማይ ዝምስላ ኣለዋ ዘሬ ሓቢቢ

  • @heucgsyx5609
    @heucgsyx5609 4 ปีที่แล้ว +11

    ቅድስት ስላሴ እዚ ክፉእ በሽታ ኮሮና ካብ ሃገርና ከብ ኩሉ ስብ በቸርነት ይርሑቁልና።

  • @candytsegay1632
    @candytsegay1632 4 ปีที่แล้ว +8

    እዛ ፅሕፍቲ እትንብቡ የሕዋተይ ኩሉኩም ካብዚ ክፍእ ንዓለምና አጨኒቁዋ ዘሎ ሕማም ካሮና ናይ አዴና ቅድስት ቅድሳን ድንግል ማርያም አማላጅነት ምሳና ይኩን ብብዘለናዬ ትሓልወና

  • @jessicamariyo6202
    @jessicamariyo6202 4 ปีที่แล้ว +11

    We'll enda Gera emun❤❤❤

  • @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
    @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +8

    ኮረና መርሚርኩም ድኩም ክክክ ገሬ ጀግና

  • @mikialenguse9934
    @mikialenguse9934 4 ปีที่แล้ว

    እግዝኣብሔር ኣምላክ ካብ ክፉእ ዘበለ ነገር ቅዱሳን መላእክቱ ገሩ ይሓልወና ብጣዓሚ ጎበዛት ኣጆኹም ኣብ ህይወትኩም ሰላምን ጥዕናን ኣብ ስራሕኹም ዓወትን ኣሳልጦን እግዝኣብሔር ይዓድልኩም።

  • @tube41
    @tube41 4 ปีที่แล้ว +35

    እንዳ ገሬ እሙን እንቋዕ ብሰላም መፃእኩም

    • @halalyemerkeb3919
      @halalyemerkeb3919 4 ปีที่แล้ว +1

      Diyasbera malet eba turguma ngerena adi America malet du alewa turgum

    • @tube41
      @tube41 4 ปีที่แล้ว +1

      @@halalyemerkeb3919 ewe lab hager wetsae znebr diyaspora u zbhal

    • @halalyemerkeb3919
      @halalyemerkeb3919 4 ปีที่แล้ว

      OK thanks bro abnay mexhaf kudus ke alodu abotatna diyaskora u ezida muhur u kblu ysemi nare mo kiberhaley delye

    • @tigrayadeywerkiteshlemiley708
      @tigrayadeywerkiteshlemiley708 4 ปีที่แล้ว

      @@halalyemerkeb3919 ab sidet zinebir seb eu, nab adi mis atewe gasha entekoynu

    • @sdetentertainment5179
      @sdetentertainment5179 4 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen

  • @anemeneye2090
    @anemeneye2090 4 ปีที่แล้ว +47

    ኣነ ዝገርመንስ እዚ ሰብ እንታይ ኮይኑ እዩ ብወረን ወዲ ወረን ርዒዱ ከምዞም ምእራባውያን ንሕና ኮ ኣብ ኣምላኽ ኢና ናምን ንሶም ግን sceince ስለዚ ብትሰምዕዎ ራዕዲ ኣይሃልኹም እግዝኣቢሀር ተደልይዎ ኣብ ዓራትና ኮለና ክወስደና ይኽል እዩ ካቡ ዘምልጥ የለን ሶ be strong and should have faith in God
    Share God's Word
    መዝሙር ዳዊት 121
    5፤ እግዚኣብሄር ሓላዊኻ እዩ፣ እግዚኣብሄር ኣብ የማነይቲ ኢድካ ጽላልካ እዩ።
    6፤ ጸሓይ ብመዓልቲ፣ ወርሒውን ብለይቲ ኣይኪወቕዓካን እዩ።
    7፤ እግዚኣብሄር ካብ እከይ ዘበለ ኺሕልወካ፣ ንነፍስኻ ኺሕልዋ እዩ።
    8፤ እግዚኣብሄር ካብ ሕጂ ንዘለአለም ምውጻእካን ምእታውካን ኪሕሉ እዩ።

  • @mengstabrezene5484
    @mengstabrezene5484 4 ปีที่แล้ว

    ቅቅቅቅቅ ኣታ እዳ ኣያ ዘረኣብሩኽ ዘይወርደኩም ኣይብልኩም ኣያ ጆኮር ሰሪሖሙዋ እዮም።
    ወዝቢ ሀረፍቲ ዝመስል እናበፅሖም

  • @samisamuel47
    @samisamuel47 4 ปีที่แล้ว +97

    *ምስ ረኣናያ ኮመንት ክንጽሕፍ ንደሊ፡ ክሳብ እንርእያ ድማ ግዜ ክነውሕ'ዩ፡ ኮመንት ክመልእ'ዩ። ሕጂ እንታይ ኢለ ከም ዝጽሕፍ ሓርቢሩኒ'ዩ ዘሎ?🇪🇷*

  • @agiazitalula3331
    @agiazitalula3331 4 ปีที่แล้ว +12

    ልዋም ጓል ኣጃይ ዘራኣብሩኽ ኣደዳኣ ረኺባ !!

  • @binamkidane472
    @binamkidane472 4 ปีที่แล้ว +1

    ብሩክ ሰንበት ፉቅራት ደቂ ፍቅሪ ኣምላክና ካብ ክፉእ ዘበለ ነገር ኩሉ ይሓልወና ጾምና ብሰላም የፈጽመና በዚ ዝባሃል ዘሎ ሕማም ኣይንሸበ ንጽናዕ ኣብ እምነትና ኣምላክ ኣሎ ምሳና ኣሜን ❤️❤️❤️❤️🙏

  • @ትግራይቲዪብ
    @ትግራይቲዪብ 4 ปีที่แล้ว +9

    ሙቁራተይ ተናፈቅቲ❤❤❤❤❤

  • @halefomabrha6627
    @halefomabrha6627 4 ปีที่แล้ว +18

    ከማይ ዝሳሓቀ😂😂

  • @መሲሉካእንበርሸነን
    @መሲሉካእንበርሸነን 4 ปีที่แล้ว +40

    ባቡየይ ካብ ኤሜሪካ መፂእካ ብር ክተብሉ ካዓ ተሓጎሱ ሙቁራተይ

  • @ማቻማቻ
    @ማቻማቻ 4 ปีที่แล้ว +3

    ክክክክክክክክክክክ ውይ ለማዓንቲ እንዳያ ዘብራእብሩክ ቀቲልኩምኒ ስሓቅ ኣታ

  • @r.k.a9045
    @r.k.a9045 4 ปีที่แล้ว +44

    እንዳ ገሬ ታት ገለታት እንቃዕ ድሓን መጻኩም

  • @ሓዉዜናዊትጓልወየንቲ
    @ሓዉዜናዊትጓልወየንቲ 4 ปีที่แล้ว +9

    አሕዋተይ ካብ ንኮሮና ንፈር ንፈጣሪ ንፈራሕ ካብ ፈጣሪ ሰለ ዝራሓቅና እዩ ናብ ልብና ንመለስ ፈጣሪ አቦይ ከም ተግባርና አይትኪደና አብ ምሕረትካ አውዕለና ኩላትና ብሃይማኖትና ንፀሊ { አሜን} ፫

  • @sikublessed8147
    @sikublessed8147 4 ปีที่แล้ว +1

    ወናኒ ብሩኽ ኣእምሮ🙏🙏🙏

  • @ትግራዋይነትኽቡርመንነት
    @ትግራዋይነትኽቡርመንነት 4 ปีที่แล้ว +35

    ኮሮና ዞባ ምብራቕ ከይኣቱ ጎይታየ ሓደራኻ፡ ኣብ ኣውሮፓ ካብ ገዛ ምውፃእ የለን ኩልና ኣብ ገዛና

    • @kuflomtesifamrym7163
      @kuflomtesifamrym7163 4 ปีที่แล้ว

      ዋእ ኣይትሓሱ ደገ እንደና ዘለና ኣበይ ኣለካ ናባና ምፃእ ከምደለትካ ክትዛወር

    • @ትግራዋይነትኽቡርመንነት
      @ትግራዋይነትኽቡርመንነት 4 ปีที่แล้ว

      ክክክክክ ኣቲ ለምለም ዓይነይ ስምዕለይ ኣታ ክተሕልፈለይ ድየ ናባኻ ዝመፅእ

    • @tewomore3277
      @tewomore3277 4 ปีที่แล้ว +1

      Profailki Tigrawayinet kibur meninet elkas wey elkis krona nab zoba mibrak keyatu tibli eway ageb gotegna

    • @genetbirhane817
      @genetbirhane817 4 ปีที่แล้ว

      @@tewomore3277 ab zoba mbrak matet ane kemztered'ani mibrak afrika(kerni afrika) nmbal ymesleni.

    • @abrahemabrahem857
      @abrahemabrahem857 4 ปีที่แล้ว

      Nhns ab dege ena nwuel zelena,

  • @ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ
    @ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ 4 ปีที่แล้ว +52

    ኣምላክ ምስ ኩሉኹም ይኹን እሾኽ ኣይጋኣኹም ብር ክትብሉ ታሓጎሱ

    • @theonly3409
      @theonly3409 4 ปีที่แล้ว

      Amen

    • @ኣዙየማርያምልጅአዙየማርያ
      @ኣዙየማርያምልጅአዙየማርያ 4 ปีที่แล้ว

      @@theonly3409 ኣሜን ኣሜንኣሜን

    • @fyoritube
      @fyoritube 4 ปีที่แล้ว

      ኣሜን እስኪ ሰብስክራይ ግበሩለይ ኣህውዋት

    • @danielhadgu
      @danielhadgu 4 ปีที่แล้ว +1

      CorenaVirus (ኮረና-ደዌ) ፡ ምንጪ መንቀሊኡ ቻይና ዘይኮነስ ቆንዳፍ ዓጋመ ቆማል ትግራይ እዩ።

    • @FreTube-b9c
      @FreTube-b9c 4 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን መዓረይ ምስኹልና ይኮን

  • @danielrobil7271
    @danielrobil7271 4 ปีที่แล้ว +20

    ዘርኣብሩክ ዓይነይ የቅስነኒ ይኮውን እዩ ሎምዓንቲ ክሪኣ ጀሚረ ኣለኩ

  • @ጉዕዞሂወትሕልማዊንባብ
    @ጉዕዞሂወትሕልማዊንባብ 4 ปีที่แล้ว +14

    ኩላኣኩም ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኩም ነዛ ኮሜ ተንብቡ ዘለኹም ካብዚ ግናይ ሕማም ይሰውረና ኣምላኽና ሓይጣትና ገዲፉ ይተዓረቀና ሓዳጋት ንኩን ነዛ ዘይ ትጠቅም ትንፋስ ሒዝና ኣብ ሓውና ብድዐ ኣይ ንሕድር ኣሜን

  • @ትርጉምአልባመንባር
    @ትርጉምአልባመንባር 4 ปีที่แล้ว +18

    ደሓር ክሪኦ ግን ኮሜ ከይቅድም እንካዕ ደሕና መፃኩም ተፈውቲ

  • @meradedeart9949
    @meradedeart9949 4 ปีที่แล้ว +26

    ሙሉእ ጥዕና ይምነየልኩም ካብዚ ዘሎ ኩነታት
    ሓውኩም ካብ ኤሪ

  • @ሊሊጓልሃገረሰብ
    @ሊሊጓልሃገረሰብ 4 ปีที่แล้ว +32

    ባቡዋይ ዲያስፖራ ኮይንካ ለለ ምቹዋተይ ማቻ ንዓኩም

  • @ሽኹሽኹታሽኩ
    @ሽኹሽኹታሽኩ 4 ปีที่แล้ว +1

    😘እንዳ ገሬ እሙን እውነት ሎሚ እዩ ደስ ዝበለኒ ካብዘን ዝተወሰነ ግዜ ደኺምኩም ነይርኩም ብኸምዚይ ቀፅልሉ ንፍዓት

  • @SalamSalam-ke1iu
    @SalamSalam-ke1iu 4 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዓ ስላም መፃእኩም ኣብራሂም መቅስን😳😉❤❤❤😘😂

  • @eden9876
    @eden9876 4 ปีที่แล้ว

    አሰይ ዙቅዳሴ ደስ ክብል😘 አይ ዓደይ ናፊቀይ😥 ልዑል እግዚአብሔር ካብዙ ንሶምዖ ዘለና ሕማም ይሰውረና 🙌

  • @weynitewaled8617
    @weynitewaled8617 4 ปีที่แล้ว +4

    ካብ ሕማም ኮሮና ይማሓርኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ናዓና ኣብ ስደት ዘለና ካዓ ፈጣሪ ካብዚ ሕማም ኡዙይ ሓልዩ ናብ መሬት ዓድና ብሰላም ይምለሰና ኣሕዋተይ 🙏🙏

  • @michaeltedla2271
    @michaeltedla2271 4 ปีที่แล้ว

    Lemlem Ayney the number one genius women ever
    God bless her
    Kemaki yebzahayo

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 4 ปีที่แล้ว

    I love you Tigraweyan Tigray sweet God bless you for ever and ever!!! I love you guys welcome! !!!

  • @latinaaraya8346
    @latinaaraya8346 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣያ ዘብራኣብሩክ መቅሰን ኣብ ጋናስ ማይ ዝመስላስ ኣለዋ ክክክክክክ

  • @smrahgazi2851
    @smrahgazi2851 4 ปีที่แล้ว +18

    ባቡ ሽኮሪ ድያስፖራ ኮይንኻ መፅኻ😁😁😁

  • @መንበረፍቕሪYouTube
    @መንበረፍቕሪYouTube 4 ปีที่แล้ว

    ወይ ብስሓቅ ደኪሙኒ ኣነስ ክፈትወኩም ዋይ ኣየ ገርየ ኣብማእከል ዳስ ኬንካ ክትሽቅጥ ኣያ ዘብርኣብርክ እንካዕ ደስስ በለኩም ክክክ ሙቁራተይ

  • @kidugalitigray4751
    @kidugalitigray4751 4 ปีที่แล้ว +37

    *አታ ከይ ወረደት ግዲ እዮም ዝኮሞንት ዝፅሕፍዎ ሎሚ ካዓ ተቀዲመ አሕልፋናባ ባእ ባቡ ዓይነይ ካዓ እንዳ ጌሬ መፂኡ ብሩክ ዕለተ ሰንበተ ይግበረልና🙏*

    • @emteemte3985
      @emteemte3985 4 ปีที่แล้ว

      antum gunufat mehaymat habesha kedimkum xhifkum entay ekum trebhu kulukum tekedimna elkum temarru deytmharu gda mehferat

  • @biniambooss1296
    @biniambooss1296 4 ปีที่แล้ว +83

    ተገሩ ብውሕዶም ዓለም ዘስደመሙ
    Like እስኪ ጠውቁለይ✌

    • @danielhadgu
      @danielhadgu 4 ปีที่แล้ว +2

      CorenaVirus (ኮረና-ደዌ) ፡ ምንጪ መንቀሊኡ ቻይና ዘይኮነስ ቆንዳፍ ዓጋመ ቆማል ትግራይ እዩ።

    • @zttgy7054
      @zttgy7054 4 ปีที่แล้ว +1

      @@danielhadgu እታ ገብረየሱስ ገብረ ሰይጣን ክይትባሃል ከመይ ወደይ ካሮና ይሓዝካ

    • @biniambooss1296
      @biniambooss1296 4 ปีที่แล้ว +1

      @@danielhadgu ቆንዳፍ ሓማሴን ነብስካ ቅተል ለመንቲ ኢነዓል አክላብ

    • @zttgy7054
      @zttgy7054 4 ปีที่แล้ว

      @@biniambooss1296 ስጋካ ዋ እዚ ጉረኛ

    • @5star241
      @5star241 4 ปีที่แล้ว

      Biniam Boss ክክክክክክክ ሐቅካ ብስርቂን ጥልመትን አስደሚምክሞ ዕለም።

  • @shishaygebrelibanos3340
    @shishaygebrelibanos3340 4 ปีที่แล้ว +6

    #ቀስ ኣይትዳፍኡ ክንኩሙት አባ😀🙆
    ገሊኮም አንሄኩምስ አቱ ቪድዮ ከይሰቀልዎ
    ኣብ comment ሃሳብኩም ግድኩም ኣቀሚጥኩም ትፀንሑ።ንሕና አውን አምበኣር ከይሰማዕናያ comment ክንህብ ከይቀደምኩምና 😊
    ብዝከነ ዝተበረከ ሰንበት ይኩነልኩም።
    ፈጣሪ ሙሉእ ጥዕናን ምስ ሰላም ይሀብኩም።🙏🙌

  • @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
    @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 4 ปีที่แล้ว +2

    እስይይይይ ለምለም ዓይነይ እምብር እኖ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኩልኩም ንፈትወኩም ነክብረኩም ኢና ካብ ክፍእ ነገር እመቤታችን ትሓልወና

  • @abrahamnguse9673
    @abrahamnguse9673 4 ปีที่แล้ว +4

    Welcome gere Emun joker Smart man like senuyley wegenatey

  • @agiazitalula3331
    @agiazitalula3331 4 ปีที่แล้ว +26

    ዋይ ኣያይ ዘራቡኹ ካማኹም ዝበል ፀብጻቢ ወላዲስ የልን!*****🤔🤔🤔😔🤔🤔🤔🤔

    • @Lll-eh4uj
      @Lll-eh4uj 4 ปีที่แล้ว +1

      Agiazit Alula wayyy 🤔🤔🤔🤔🤔🙄🙄🙄🙄🙄

    • @abdatevra7950
      @abdatevra7950 4 ปีที่แล้ว +1

      Kkkkkkkk

  • @lamekbtesfaeyeznebr7640
    @lamekbtesfaeyeznebr7640 4 ปีที่แล้ว +1

    Zebreabruk zfetu 👍👈

  • @biniamandegiorgis7081
    @biniamandegiorgis7081 4 ปีที่แล้ว +1

    waw welcome guys and diaspora everyone appreciate good job

  • @abrahamybchelsea5276
    @abrahamybchelsea5276 4 ปีที่แล้ว +2

    Lemlem ayney kebax, Dknet aytechenikan eya baqa natey ela hizata❤🌿🌻

  • @ህንፃጋልትግራይ
    @ህንፃጋልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +6

    ከብ ሕማም ኮሮና ይሓልወና ኣቱም ብሩካት እዛ ኩመንቲ ተንብብ ዝላካ ይባርክካ ቀፅሉሉ ዳቂ ትግራይ ሓላል ንላምላም ዓይነይ ዝፍቱ እስኪ ላይክ

  • @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
    @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +6

    አብራህም መስከድኪ ደውልልና ክክክክክክ ልገና ኮአዩ

  • @ስምራዊትሓዱሽ
    @ስምራዊትሓዱሽ 4 ปีที่แล้ว +29

    እንካዓ ብስላም መፃእኩም እንዳያ ዝብራእቡሩክ ዓይነይ ናዓይ ግን ክትሽልሙኒ አለኩም ኩሉ ግዛ ቃዳመይቲ ምስ ውፃእኩ እየ አብ ኮሞንት
    ዝተባርከ ስንበት ይግበረልና ወገናተይ

    • @abrahemabrahem857
      @abrahemabrahem857 4 ปีที่แล้ว

      Samrawit shelmatki mxiki wusedi adalinalki alena

  • @richyewkroljrichyewkrolj3294
    @richyewkroljrichyewkrolj3294 4 ปีที่แล้ว +2

    Atyo abti ytube dku twelu way mebel 80 koyne ata seb ende gberunay bzkone bebi zelenayo adey maryam tslotan tslaln ayfeleyena aeki adey mearey ajokum da deryetat wn nezi hmam korena dma kaltifu amlak mhretu ylakelna😍😍😍😍

  • @samgebrat1937
    @samgebrat1937 4 ปีที่แล้ว +2

    The Game n Diaspora 😃😂😂😂 Joker delalay kea well come 😀😂

  • @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
    @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +5

    ክክክክክ ዘኝኣኝክ ባቡ ድያስፖራ

  • @sonymax2705
    @sonymax2705 4 ปีที่แล้ว +3

    እንካዕ ብደሓን መፀኩም ኮረና መሪሚርናስ ኮቦሮ ኣምፅእ ንብለከለና ክክክክክክክ

  • @garrickalana7261
    @garrickalana7261 4 ปีที่แล้ว

    Betam des yelal bertu💖💖💖💖😘😘😘😘