ኣቕሽሽቲ ኦርቶዶክስ ጳጳሶም ቀቲሎም፤ ሓሜን ዘምልኹ!!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 มี.ค. 2024
  • ኣቕሽሽቲ ኦርቶዶክስ ጳጳሶም ቀቲሎም፤ ሓሜን ዘምልኹ!! መደብ ምስ ተስፋይን ሰማርን
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 103

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 3 หลายเดือนก่อน +7

    መጹ መጹ ናይ ዘመና ሊቃውንቲ ተስፋይ ,ሰማር እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም

  • @soudaziz1
    @soudaziz1 3 หลายเดือนก่อน

    ኣታሓሳስባና ተሃፍቲሙ ወየ ድኽነትና ሹዑ ኣኽቲሙ፡ ኢልና ዩ ኣብራሃም ኣፈወርቂ ነብሱ ብጣዕሚ ጽቡቅ ዲስካሽን ። best guy's ever and Thank you Yodit for bringing them to your show.

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 3 หลายเดือนก่อน +3

    ቀሺስ መጥሓፍ ቁዱስ ክምህር ይግባ ብዛዓባ ህግደፍ አንትስይ ደዛርቦ ኣልዎ ፎክስዩ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵ብዛዓባ ፖሎቲካ ክዛረብ ኣይግብኦንዩ. ንኣርዊ ንሰላም ክምህለል ይግብኡ. ንኣምላኽ ንኣምላኽ ናቃጻር ንቃጻር ኤዩ 💜💜🩵🩵🩵💜🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜q💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.

  • @XYONAWI
    @XYONAWI 3 หลายเดือนก่อน +4

    ዘልውናዮ ብጣዕሚ ዩ ዘሕዝን።
    ዮዲተይ ኣጆኺ በርትዒ።

  • @kaleabkibreab8718
    @kaleabkibreab8718 หลายเดือนก่อน

    Thank you guys , nmejemerta gizie salakum zeyteqmeni akieba gedifeyo. Kulu nay orthodox dima higi berihley.

  • @user-bo2lc6bd3w
    @user-bo2lc6bd3w 3 หลายเดือนก่อน +2

    yodit,,semar,,tesfay Thanks so much for your contribution and service😊😊🎉🎉

  • @user-xf1zo4oo3n
    @user-xf1zo4oo3n 2 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙 ናይ ባሐቂ ኩሉ ሐሳብኩም ቁቡል እዩ ግን ናዓና ጸርፊ አይተቡዙሑልና ቁሩብ ግን ይፈቅደኩም እዩ አድላይ እዩ

  • @eyasutesfagabreal6099
    @eyasutesfagabreal6099 3 หลายเดือนก่อน +2

    Klite mekeselta hawueriyat ekum.egzabiher mssakatkum yikun miss kibirti Yodith ❤🎉🎉🎉❤

  • @abrahambahta4928
    @abrahambahta4928 3 หลายเดือนก่อน +6

    ሰላም መማህራን ሓቂ።

  • @gebreslasieliewawi6786
    @gebreslasieliewawi6786 3 หลายเดือนก่อน

    ዮዲታ በጃኺ ፡ ንሰምሃርን፡ ተስፋይን ዋላ መዓልታዊ እንተ ኣምጻእክዮም ጽቡቕ ኢዩ፡ ተነቢቦም ዘይውድኡ ፈልፋሊ መጽሓፍ ኢዮ።

  • @jesusislord.9123
    @jesusislord.9123 3 หลายเดือนก่อน

    Egziabher yibarikum yhalkum kabtom mihuratn kinuatn zetfiu ekuyat. Haki tezaribkum.

  • @twatsfya906
    @twatsfya906 3 หลายเดือนก่อน +1

    ስላም ኣሕዋት ንእሽቶ ሪኢቶ ኣላትኒ !!እቲ ስርዓት ቤተክርስትያን ኣይኮነን ትጸገም እቶም ሰባት እዮም። በቲ ሕጊ ምኻድ ኣብዮም ኣቲ ሕጊን ስርዓትን በተክርስቲያ ኦርቶዶክስ ጽቡቅን ንመሕደራ ዝጥዕም እዩ። እቲ ዝዓበየ ጽገም ክኣ እቲ ሕጊ ክጣሓስ ክሎ ። ስቅ ስለዝብል እቲ ህዝቢ ።ኣሜን ኣሜን ጥራይ ዝብል ኮኑ

  • @helenokbaldetgbreab9707
    @helenokbaldetgbreab9707 3 หลายเดือนก่อน +4

    💙💙💙💙💙💙💙

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 3 หลายเดือนก่อน +5

    ንኩሉ በብሞይኡ እንተዝሕተት ጽቡቅ እዩ፡ ቀሺ ማርቆስ ጸዊዕኪ ዘይትሓትዮ፡ ነዚ ሞም ከኣ ኣብቲ ሞይኦም ምጸዋዕክዎም። ብዛዕባ ሃይማኖት እንዶ ዘይብሎም ሰባት ኣምጺኺ ሃይማኖትና ኣጽሪፍክልና ኣለኺ፡ ኣነ ደጋፊ ኣይኮንኩን ግን በዚ ሎሚ መደብኪ ሕዙን እየ ምኽንያቱ ኢዝ ተስፋይ ዝበሃል ኢርቶዶክስ ዓማጺት ኢሉ ካልእ ውን ጸሪፍልና ኣሎ ሃይማኖትና፡ ከምዝመስለኒ እዞም ክልተ ሰባት ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ኣይኮኑን፡ እዚ ምኽንያት ተጎልቢብካ ናይ ውሽጥኻ ምስትንፋስ እዩ፡ ብዝኾነ ሃይማኖትና ጽቡቕ ጌሮም ንኸጥቅዑ ጽቡቅ ባይታ ሂብክዮም፡ ኣዝዩ ዘሕፍር ቃለ መሕትት።

    • @yossiefmer733
      @yossiefmer733 3 หลายเดือนก่อน +1

      ብሱል ርኢቶ ክቡር ሓወይ ኮሜንትኻ እንተሪኣቶ

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 3 หลายเดือนก่อน

    አስላሜይ አንጭዋ ዕመር ውፃእ በሎ ጃሱስ አስላማይ

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 3 หลายเดือนก่อน +1

    ድነገሰ ኑጉስና ድበርቐ ጥሓይና 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 3 หลายเดือนก่อน +1

    ወይ ኣቦ አንቶንዮስ ክዳኖም zemitomom😂gezawiti ዘንቶ ንዋናታት ተጋደልቲ ተዎግንሎሙ ተብሕሎም ወለድ ስውኣት ተጉሕፎም ከሊኦም ዓሪፎም 💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🇺🇸💙💙💙🌹🌹🌹🩵🩵🇺🇸🌹🌹💙💜🩵💜🩵🩵🇺🇸🇺🇸💙

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 หลายเดือนก่อน +1

    Namnetna hetoma akhtna MS srat hemasen koinom ageb ageb❤❤❤❤❤

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 หลายเดือนก่อน +2

    Selam yodit tesfay semher jeganuna❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
      @TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 หลายเดือนก่อน

      Xbuk gerkmo alekum❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfayteklay3296
    @tesfayteklay3296 3 หลายเดือนก่อน +2

    መናፍቕ ማለት ኣብ ገለ ልሙድን መሰረታዊ ዓንድታት እምነት ምጥርጣር ወይ ዕላዊ ተቓውሞ ዘለዎ ማለት እዩ

  • @muluemulue7672
    @muluemulue7672 3 หลายเดือนก่อน

    Semarn & tesfay btami ekum tkuruni anabs bhbrete sebna zeydfer eda deferkum seb tnkhu Alekum kexlwo anabs

  • @embeiteitekle
    @embeiteitekle 3 หลายเดือนก่อน

    God Bless guys 🎉 you are right bless !!!

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 3 หลายเดือนก่อน +1

    አን ኣባትገርግሺ ምቶማስ ማንከይ ክንዛወር 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቡይ ሓጅከ ዳኣሮና ኣቦይ ኣንጦንዮስ ጋባ ኣዎል ስኣድ መራሕ ናይክልተ ሃይማኖት ህግደፍ ሓላፍ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.

  • @user-xf1zo4oo3n
    @user-xf1zo4oo3n 2 หลายเดือนก่อน

    አብ ኤሪትራ ቀሺ አለና ዱዩ ብወገነይ ነዚኦም ጳጳስ ዝአከል ዝኹኑኑ ብወዲ ካሳ ፖለቲካ ዝማሃሩ መዝምሮም ስብከቱም ፖለቲካ ሰለዚ ቀሺ ይብልናን

  • @welde9662
    @welde9662 3 หลายเดือนก่อน

    የቐንየልና ኣሕዋት እታ ቤተክርስትያን ንሰናይ ራህዋን ብሰላም ሓቢርካ ምንባርን እካ እንተኾነ ከምዚኣም ዝኣመሰሉ ዘይትምህርታን ኣካይዳኣን ዝለበሱ ናውታ ዝልውበሱ ኣብውሽጣ ኮይኖም ምስላ ዝድውኑ ካብ ተረኽቡ እንታይ ክትብሉ ሓቅኹም ኢልና ስቅ ክንብል ነዐኦም ከምመርትዖ ነዚኦም ስለተቅርቡልና ነዞም ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ካብ ቤተክርስትያን ፈሊኹም ሪኢኹም እንተትወቅዕዎም ደስ ምበለኒ።

  • @raiseup4000
    @raiseup4000 3 หลายเดือนก่อน +1

    Ane Hito aleni neziom 2 what’s their point of view the religious practice on our community?

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሙሱሉነት 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.

  • @Ae91scd
    @Ae91scd 3 หลายเดือนก่อน +2

    ግርም፣።

  • @matmat4458
    @matmat4458 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @mulyegebar8461
    @mulyegebar8461 3 หลายเดือนก่อน

    እዛ ኣብ መንጎ ካቶሊክን፡ኦርቶዶክስን ናይ ምሕደራ እምበር እምነት ፍልልይ የለን ዝበለ ሓውና፡ጌጋ ሓበሬታ ኣመሓላሊፉ ስለ ዘሎ፡ብኣግኡ ክእረም ኣለዎ።
    ናይ እምነት ፍልልይ እዩ ዘለና።
    ንሕና ተዋህዶ ኦርቶዶክስ፡ሓደ ኣካል፡ሓደ ባህርይ ኢልና ኢና ንኣምን።

  • @semerearaya9789
    @semerearaya9789 3 หลายเดือนก่อน +1

    You guys are my favorite

  • @regatkahsay
    @regatkahsay 3 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙💙💙💙💯💯💯💯💯💯💯💯

  • @user-qb6ey5op1n
    @user-qb6ey5op1n 3 หลายเดือนก่อน +1

    Selset mejanene nay senbel

  • @genetmehari8120
    @genetmehari8120 3 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙💙💙💙👌👌👌🥰

  • @kahasebeyene4383
    @kahasebeyene4383 3 หลายเดือนก่อน

    የሕዝነካ መስቀ ኣብ ኢዱ ምጠምጠያ ኣብ ርእሱ ገይሩ ክንድዚ ክሕደት።

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 3 หลายเดือนก่อน

    ብዛዓባሃገር አኮኤና ዘድሓን ህዝባ ዓቕባያግን ድሓንትከውን መስለ ናምንባር ብሕጊ አንዳባ ወይ ቁዋም ኩንምራሕ ኩሉ ድሓንዩ አሞ ኩሉድሓን ወዲ ኣድሓነት ኣብውጌ የንብርና ወዲ አንበይተይ ኣዳንሺ ኢትዮጵያ ኤዩ ንብለኩም ኣሎና ተምባናዊ ሃገራውነት ኣይተቕመናንዩ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜

  • @iwiilbe4329
    @iwiilbe4329 3 หลายเดือนก่อน

    haqom endyom awel mestyatom haqi tezaribom, nsu mestyatom ente zey kewn do dea anxar abeom koynom nhzbom fah btn mebelu

  • @hidatteklom2411
    @hidatteklom2411 3 หลายเดือนก่อน +3

    ሃይማኖት ኦርተዶክስ ምስ ዝመጸ መንግስቲ እያ ትሰርሕ.ንአብነት ምስ ንጉስ ሃይለስላሰ መሳርሒ እያ ኔራ.

  • @embeiteitekle
    @embeiteitekle 3 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏💖💖💖🌺🌺🌺

  • @nationalinterest6656
    @nationalinterest6656 3 หลายเดือนก่อน

    Kemziom jigna elites yedlyuna alew btami eye zednkekum

  • @user-je1ef3ye7k
    @user-je1ef3ye7k 3 หลายเดือนก่อน

    ኢዞም ክልተ ደቂ rshunat resahat ክንደይ ሃተፍተፍ ይብሉ ኢዮም ክክክክክክክክክክ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @kahasebeyene4383
    @kahasebeyene4383 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ኣሕዋት ጽቡቕ መደብ እዚ ሰብኣይ ግቡዝ ፈሪሳዊ።ዋግኡ ክቕበል ኢዩ።

  • @TesfagiorgisTesfazion
    @TesfagiorgisTesfazion 3 หลายเดือนก่อน +1

    Himum sle zikone eyu aytizarebu zible zelo

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 3 หลายเดือนก่อน +1

    አቴንባስይ ሓለንጊ ሶዉራ ነዋሕየ አሎም የፋራርሑካ. ሰበይትኻ አንተዘርጥቶማ ኦክይ ገዛኻ ደቕካ ግራትካ ታማኻ ኦከይ አግርካ ብምንታይክከይድ ኖ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜. ግሐንዘብካ okay.

  • @mypresidentwufuy4219
    @mypresidentwufuy4219 3 หลายเดือนก่อน +1

    Tesfay&semhar😂 mara ye zfetwekum 😅

  • @medamen
    @medamen 3 หลายเดือนก่อน

    Briliant ❤

  • @user-dy3qg2wq2y
    @user-dy3qg2wq2y 3 หลายเดือนก่อน

    Gezye terubel malet eyu

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 3 หลายเดือนก่อน

    መሽረፈት ስረቕ በሎ ተስፋይ

  • @yossiefmer733
    @yossiefmer733 3 หลายเดือนก่อน

    Kemza tifelt si afka melieka tizareb af kikfet si riesi ykfet yblu menafq malet teteratari malet u gin waga kekflekum u ab orthodox zelo kigage ykel u hgi orthodox gin gega yeblun ageb

  • @andomzere2651
    @andomzere2651 3 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ዓዋሉ ዝርርብ

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 3 หลายเดือนก่อน +1

    ንዓይ hiv ደውላትልይ ቀንያ ትስሕት ሰብይቲ ይሰድሎም ከማንህግደፍ ኣይገድፉንዮም. ዋላ ኒ wuju ገረዝግሕሄር hiv ዘሎዋ ሰድደሙሉ ይኾኑ ሰለምንታይ ፍትንፍ ክዋግኡዎ ኣይኬሉንቶም 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵.

  • @kibromnega1947
    @kibromnega1947 3 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂😂😂😂 ኬፍ አለኩም 3ኹም💙💙💙💙💙💙

  • @Ali-horreAburus4823
    @Ali-horreAburus4823 3 หลายเดือนก่อน +1

    Za photo flipFloppin on your screen Yodit Shikkor working my KINANA Rise 😂😂😂😂 . Bella ciao 👋 Dan'kal Wadi Arrata

  • @user-jg6ui5uh5y
    @user-jg6ui5uh5y 3 หลายเดือนก่อน

    Merhaba deki abeyti

  • @tesfatekle-ku7ji
    @tesfatekle-ku7ji 3 หลายเดือนก่อน +1

    ቐሺ አምሰሉ እዩ።

  • @erieri2848
    @erieri2848 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣባኹም ደሎ ድንቁርና መወዳእታ የብሉን:: ከምዚ ደለኹሞ እንተ ኮይኑ ተቃዉሞኩም :: ድሕሪ 40 ወይ ሓምሳ ዉን ፍታሕ ኣይተምጽኡን ኢኹም

  • @azmeraasgedom1205
    @azmeraasgedom1205 3 หลายเดือนก่อน +2

    መሕፈሪ ዘይብሎም ቀሺ

  • @letebrhanhaile977
    @letebrhanhaile977 3 หลายเดือนก่อน +3

    በስመ ኣብ በል ሓውና ።ኣብ ዘይትፈልጦ ኣቲካ ኣይዘባርቕ ።

  • @MedhanieJesus
    @MedhanieJesus 2 หลายเดือนก่อน

    Ygerm eyu

  • @sahaalkadra
    @sahaalkadra 3 หลายเดือนก่อน

    Antum “GODOLO EMNET “ yibl ab Bible ( Menafiq )

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 3 หลายเดือนก่อน +1

    መስቀል አናሳልመ ጽሕጉትክኣ ሓቢኡ ይህሉ. 💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🇺🇸🇺🇸💙💙💙💙🌹🌹🌹💙💙🩵🌹🌹🩵🌹💙💜🇺🇸🇺🇸🌹💙💜💜💜💙🌹💙💜🩵🇺🇸💙💙💙💙ሹጉት ኣላቶ አዚ ፈገር ቀሺ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵💜💜💜💜🩵💜💜🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.

  • @yossiefmer733
    @yossiefmer733 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዕንጅል ዝበልኩም ኮሜድያን ኢኹም ግን

  • @zaidghebreab7919
    @zaidghebreab7919 3 หลายเดือนก่อน

    Barban

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 3 หลายเดือนก่อน +1

    365 ብዓላት ይብልካ. ግብትያ ሙሕራቶ ኒ ኢትዮጵያ ንል ዓባይ ማይ ንከይጥትቀምዩ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 3 หลายเดือนก่อน

    ባርባን

  • @eritr
    @eritr 3 หลายเดือนก่อน +1

    Look at the singer, he does not show Eritrean 🇪🇷 flag. Wow what an on line invasion, you will never see Eritrea, you are Tigray decentant.

  • @brhaneraesu8457
    @brhaneraesu8457 3 หลายเดือนก่อน

    በጃኻ ቤትክርስትይና ኣይትጽረፈልና ኩቡር ሓወይ
    ኦርትዶስ ተዉሓደ ጥንቕ ኣይኮነት

  • @maekelet
    @maekelet 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሕማም ናይ ሕብረተሰብና ሎሚ ፈሊጥኩማ። ሻዕብያ ውላድ ናይዚ ሃይማኖታዊ ስርዓት ዩ።

  • @AbrahamSemere-gt6qg
    @AbrahamSemere-gt6qg 3 หลายเดือนก่อน +1

    ቀሺ አይኮነን ዳካ ናይ አቡነ አንጦንዮስ እዩ ቀሽ ኢልኩም አይትገረሙ

  • @eritr
    @eritr 3 หลายเดือนก่อน

    Komal Agame, We, Eritreans 🇪🇷 are above man made religion of Islam and Christianity. We are Eritreans first before we follow any religion. Eritrea 🇪🇷 first religion third

  • @MerihHadgu
    @MerihHadgu 3 หลายเดือนก่อน

    ዮሃንስ 18 (John)
    14፤ ቀያፋ ኸኣ እቲ፡ ኣብ ክንዲ ህዝቢ ሓደ ሰብኣይ እንተ ሞተ ይሐይሽ፡ ኢሉ ንኣይሁድ ዝመኸሮም እዩ።

  • @teklearaya5614
    @teklearaya5614 3 หลายเดือนก่อน

    እዚ መድሃኒ ተበርትዑል ኣለኩም 😂😂😂

  • @merhawimera2780
    @merhawimera2780 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ዮዲት ኣብ ኢስራኤል የ ዘለኹም
    ኣብ'ዚ ብዛዕባ ኦርቶደኩስ ዝዝረብ ዘሎ ኩሉ ሓቂ ዩ ኣብ ስራኤል ኣብ ጌዜ ቀዳም 5 6 ዋላ ውን' 7 ስዓት ዝኣክል ኣብ ቤተ ክርስትያን ኮፍ ኢሉ ሓዲሩ ይውዕል። ኣይትኸዱን ኢኹም ውዳሰ ሎ' ውዳሰ ማርያም ኣሎ እናቭሉ ሓራሳቶም ጥንሳቶምን ኮፍ ኣቢሎሞም ይውዕሉ 6 7 ሰዓት ግን 100 200 ዶላር ትሰርሃሉ ክትምዕብለሉ ዝግባኣካ ዝነበረ ዩ ኣብ ከንቱ ካብ 1 2 ዘይሓልፍ ዝነበረ ክንድዚ ግዜ ይባኽን እዚ ዩ ድማ ን ኦርቶደኩስ ድኻ ዝገብራ። ነዛ ጽሕፍቲ ኣብጽሕለይ ኢኺ።

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሎዎ ድዮም ኣቅሽሽት ኦርዶዶክስ ሎሚ ዳኣ ኣቅሽሽት ትብሉ ዞሎኩም?
    ኢዚኣም ኢኳ ሳዋ ታዓልሞም ካብ ኣብ ድፋዕ ኮንዃ ሙማትስ ቆቢዕ ኣቅሽሽት ተከድንካ ምሕሳውን ምትላልን ይሓይሽ ኢሎም ዝመረጹን ዝተመሩጹን እዮም!!?

  • @hailegebray6023
    @hailegebray6023 3 หลายเดือนก่อน

    Ane kab awil seid mestatika iyu kab zibilun mot ymeritsi :: mis tesfay 100% ysama iye::

  • @goitommaru1990
    @goitommaru1990 2 หลายเดือนก่อน

    You have to control yourself brother you mix manythings not right

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 3 หลายเดือนก่อน

    ፁሉላት አቕሽሽቲ ጳጳስ ቀቲልካ ዶ ጠላም ጨካን ሓሳዊ ዝመልአ ዐዲ ፎእእእ ሓቁ እዩ ከየርህወላ ታ ዐዲ ሰበበኛ ዘሎ ሰብ ባዕሉ ይተዐረቆም ፈጣሪ አረሜናት

  • @user-wu6tq6vw1u
    @user-wu6tq6vw1u 3 หลายเดือนก่อน

    እንታይ ጋሕማጥ ግዝየ ኢዩ ወደይ

  • @Elen5264
    @Elen5264 3 หลายเดือนก่อน

    Papas aesirom Awel mslom ygerm eyu

  • @nakfa8195
    @nakfa8195 3 หลายเดือนก่อน

    ተስፋይ ሐወይ ከሙ ውን ሰማ ሓወይ ብሉጻት ኤርትራውያን የሕዋት 64 ዓመት ዝተባለሸወ ርእሲ ህዝብና ከቢድ እንድዩ ግና ኸአ ክንዕወት ኢና አጀኩም በስ

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 3 หลายเดือนก่อน

    ጉድ እኮ እዩ አብቲ ዐዲ ዘሎ ጥልመትን ፅላለን ሕሶትን

  • @jordantsehaye3170
    @jordantsehaye3170 3 หลายเดือนก่อน

    ዮዲት እቶም ናይ ኦርቶዶክስ ሐለፍቲ እንተዘይ ኮኒኖሞም ሐቆም እዮም እዞም ደቀይ
    አነ ንኩሎም ካድረታት ቀሺ ኦርቶዶክስ ይኩንን👎🏾

  • @tesfaldetabrha772
    @tesfaldetabrha772 3 หลายเดือนก่อน

    ምዚ ኹሉ ሓጥያትና ንፀውም ኢና ማለት ሕዝቢ ኤርትራ ትጋገ እለኻ
    እቦና እንጠንዮስ እቅቲልካ ይፀውም ኢና ማለት ዓቢ ገበን እዩ ።👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿መጀመርያ ብዛዕባ እቦና ሕተት
    ሕጂ ዓወል ስዒድ መልአኻ ኮይኑ እሎ እዚ (ቆማጥ) ሐፂር ጋኒን ሐርዒ ጤል ጻጻስካ ኮይኑ እሎ ድቂ ኦርቶዶኽስ ብጠጠውኩም ሞይትኩም ኢኹም እንቱም እመንቲ ኦርቶዶክስ💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀ቻው ደቂ መስትያት ዓወል ስዒድ 👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿ጋህፍት👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 3 หลายเดือนก่อน

    አወል ሰይጣናዊ መሰረቱ ርኹስ እምነቱ አጋንንቲ
    ካብታ ሕብእቲ ሰልፊ ቐንፃሊት ስሚ ጌራ ዘጥፈእት ጎዞሞ ጌራ ሙሁራትን ሙዕቡላትን ዘፅነተት አረሜን ባርባራዊ ግፍዒ ዝፈፀሙ ካብኡ ፈሊና አይሪኦምን
    አብ ሀይማኖት ሀገር ዶ መንደፍ ዶ ዝብሀል የለን ታይ ሀገር ፅንፅዋይ እዩ ድንቁርናን ኮነ ኢልካ ዝግበር እዩ ጠላማት አረሜናት ታይ እሞ ጥዑይ ክትፅበ ኢኻ ካብዚ ንላዕሊ

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 3 หลายเดือนก่อน

    ሓሳዊ ሕብረተሰብ እዩ እዋእእ ደስደምም ህዝቢ
    ዮዲት ሰምሀር ተስፋይ
    ሰብ ሕልና ብሓቂ ገለ ዐይነት ኑቑሓት ደበስቲ ምስ ኸማኹም ሙዕቡላት አብ ኸባቢኹም የንብረና
    እዚ ህዝቢ ሓሳዊ ፈሊጡ ዘስቀጠ ጨካን ብጀካ ውሑዳት ለባማት ይገርም ዩ ዕድል ድዩ መርገም ይገርም ዩ

  • @brhaneraesu8457
    @brhaneraesu8457 3 หลายเดือนก่อน

    ሓሳዉ ኢኻ
    ከመይ ጌርካ በትክርስትኣና ተናኢሳና

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 3 หลายเดือนก่อน

    ብዘይ ጳጳስ ኢያ ዘላ ሕጂ ኤርትራ እሞ ???

  • @johannesbeza8190
    @johannesbeza8190 3 หลายเดือนก่อน

    No more Eritrean Orthodox😢😢😢😢

  • @akliluadumer9138
    @akliluadumer9138 3 หลายเดือนก่อน

    እቲ ሙዚቃ ትመርጹዎ ድምጺ ቅዳሕ ኣመሓይሹዎ። ሰልጠነ'ውን ከምኡ ጸገም ኣሎዎ።

  • @jordantsehaye3170
    @jordantsehaye3170 3 หลายเดือนก่อน

    ከማኩም የለን ንስኩም ብሉጻትን ሐቀኛናት ኢኩም
    ንስካትኩም ክአ ንዐይ መስትያተይ

  • @eritr
    @eritr 3 หลายเดือนก่อน +1

    Ata Komal Agame what are you doing in our Eritrean 🇪🇷 sea. You all are Agame Tigray decentant go to Tigray you will never see or go back to Eritrea 🇪🇷 for the rest of ur life guaranteed

    • @hidatteklom2411
      @hidatteklom2411 3 หลายเดือนก่อน +3

      What about you dear? You are in the exile land too,remember that you are not living in Eritrea.so you need to reflect. About yourself.

    • @hidatteklom2411
      @hidatteklom2411 3 หลายเดือนก่อน +2

      Besides to be Tigray or game is not un insult.therefore try to respect to all human being, and you will be respected.

    • @eritr
      @eritr 3 หลายเดือนก่อน

      @@hidatteklom2411 komal Agame loser kondafat

    • @eritr
      @eritr 3 หลายเดือนก่อน

      @@hidatteklom2411 I love my Eritrean 🇪🇷 leaders, no space for imported democracy

    • @ziadahaile9074
      @ziadahaile9074 3 หลายเดือนก่อน

      @eritr All I can say is educate yourself. You are living where educated people built a civilised society.