Biniam Girmay ዓወት ቢንያም ኣስመራ ኣናዊጹ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.ค. 2024
  • #tourdefrance2024 #tourdefrance #turdi_france_2024_live #turdi #france #2024 #live #eritreanmovie #eritrean #Eritreancomedy #Eritreanfilm #Eritrea #TDF2024
    #Eri #ዜና_ስፖርት_ትግርኛ #ቢንያም #ግርማይ #ቃለመሕተት #ቃለመጠየቅ #binyam #grmay #eritreansong
    #binyamgrmay #ብንያም_ግርማይ #WEDI BRI
    #TDF
    #eritrea #eritreanmovie #eritreanmusic #eritreanmusic #eritreanfilm
    #eritreanmusic #Eritreanfilm #Eritrean #Martyrs #Martyrs_of_Eritrea #holiday #Eritreancomedy #aanmedia #jun_20 #Awel_Said #eridronawi #eritrea #erilink #eri_link #ኤሪሊንክ #eritreamusic #eritreanmovie #eritrea #eritreanmusic #Eritreanfilm #Eritrean #holiday #Eritreancomedy #aanmedia #eridronawi #eritrea #ethiopia
    #eritrea#asmara #artist #dawiteyob #eritreanfilm
    #eritreanfilmproduction #ertreanmovie
    #eritreanphotography #eritreanbeauty #habesha
    #haneshabeauty#africa #entertainment #drama
    "ኣስመራ ንሻሙናይ መድረኽ ዓወት ብንያም ግርማይ ትጽምብል - ታሪኻዊ ካልኣይ ዓወት ቢንያም ግርማይ Eri-TV"
    "ተቓዋማይ - ደጋፋይ / ኣወል ምስ ወዲ ባሻይ፡ ፊት ን ፊት PART TWO"
    "ኣብዪ ኣሕመድ መጠንቀቅታ ን ኤርትራ / መሸሽ ተቃዋሚ ኮይኑ ድዩ ?"
    "ነሹ መጸ መጸ/ ምሉእ ቪዶ ናይ ኣስመራ ሓጎስ ቢኒ ሰበይቱን ኣዲኡን/ ናይ ሰልጠነ ሓዳር/ ዳኒ ምስ መርዓቱ"
    "Evening News in Tigrinya for July 6, 2024- ERI-TV, Eritrea"
    "ቢንያም ግርማይ ሎሚ እውን ኣንጸባራቒ ዓወት ኣመዝጊቡ! ኣገናዕ ኣርሓ ቢንያም! #comshtatotube
    #dehaytv #Emmatubetube #tigrigna"
    "ድምጻዊ ኪሮስ ኣስፍሃ ንስለያ ኤርትራ ዘለዎ ኣድንቆት ገሊጹ#aanmedia #eridronawi #eritrea #ethiopia"
    "ካብዛ ንእሽተይ ሃገር ዝወጸ ተቐዳዳማይ ክንድዚ ዝግዝፉ ዓወታት ከመዝግብ'ሞ ንመን ዘየገርም…?"
    "Hawashait BINIAM GIRMAY HISTORIC TOUR DE FRANCE VICTORY 2024"
    #ሰንበት
    "Gere emun part 184 / ገሬ እሙን ክፋል 184"
    "ብረይ - ተኸታታሊ ትግርኛ ድራማ ፥ ክፋል 31 | Brey - Tigrigna Drama Series - Episode 31"
    "ዕርፊ - ተኸታታሊት ፊልም - jul 7 | Eritrean
    Drama - Erfi (Part 27) - jul. 7, 2024 - ERI-TV"
    "Aguadu - Xor Eta Adi - ጾር እታ ዓዲ - New Eritrean Movie 2024 - Part 16 - 16ይ ክፋል"
    "እንዳ - ዝማም 254 - Enda Zmam (Part 254), jul 7, 2024 - ERi-TV Comedy Series"
    "መስተንክር - ተኸታታሊት ፊልም - ክፋል 39 |
    Eritrean Drama - mestenkir (Part 39) - jul 7, 2024 - ERI-TV"
    " ( ሓድሽ ዜናታት ትግርኛ ) - ኢትዮጵያ ኑክለር ክትውንን- ኢሰያስ መልእኽቲ ሓጎስ - ZENA TIGRIGNA
    22/06/2024"
    "ሕማቅ ስማዕ ! ካብ ቀታሊ ማህሌት እቲ ሓደ ብዋሕስ ተፈቲሑ | ጌታቸዉ ረዳ እቲ ሓቂ ዶርጊሕዎ"
    "ን ምራጭ ዘጋጠሞ"
    "ምስጢር ብተጋሩ ይወጽእ.. !! ህወሓት ደቃ ተኣሚኖም.. !! ሓበሬታ ኣዲስ ኣበባን ኬንያን ዘለኹም.. !!ዕስለ ኣህባይ.. !! @sebnkunmedia"
    "ኣዲታት ስዉኣት ሓሪቀን ኣብ ኤርትራ ኮይነን ይዛረባ! ኢንባሲ ኤርትራ ኣብ ኣዲስ ዝበሎ! ኢትዮጵያውያን ብዛዕባ ኤርትራውያን ዝብልዎ ዘለዉ! 22 June 2024"
    "277 - ህግደፍ ንምለይ እቅረታ ሓቲቶም - PFDJ Apologized to the Blue Flag - الحزب الحاكم يعتذر من خضراء
    292"
    "Midday News in Tigrinya for June 22, 2024 - ERI-TV, Eritrea"
    "ወግዓዊ ስነ-ስርዓት ዝኽሪ ሰማእታት ኣብ
    መካነ-መቓብር ሓርበኛታት ኣስመራ| Martyrs' Day Official wreath-laying ceremony-ERi TV"
    "@g Drar Jun19 ፍሉይ መደባ ዝክረ ሰማእታታና ብቀጥታ - Honoring Eritrea's Heroes: June 20"
    "ዝክሪ ሰማእታት ብ ውልዶ ስነጥበብኛታት - 20 ሰነ | Eritrean Martyr day - 2024"
    "ቃንዛ'ቲ ዝቐበጸን ዘይቐበጸን ልቢ #eritrea #eridronawi #aanmedia #aanpodcast"
    "Breaking ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያን ንዝነብሩ ዘቕረበቶ ጻውዒት። ሩስያን ሰሜን ኮርያን ወተሃደራዊ ኪዳን መስሪቶም june 19 2024"
    "ግዜ ብኣወል ስዒድን በራኺ ገብረመድህንን/ TIME BY AWEL SAID & BERAKI GHEBREMEDHIN"
    "Waka TM: New Eritrean Series film 2024
    #eridronawi #aanmedia #eritrea #ethiopia #sudan #egypt #somalia #china"
    ANDEBERHAN #neweritreanfilm2024 #eritreannewcomedy #eritreanmovie2024"
    #aanmedia #eritrea #eridronawi"
    #HidmonaTV291 @HidmonaTV291
    #hdmonanebarit #hdmonaKnfetHomDo
    @HDMONANEBARIT
    #aanmedia #eritrea #ethiopia #sudan
    #tigrignamusic #eritreantiktok #tikokmusic
    #eritrean #eritreanmusic #erey #erna
    #NewEritreanMusic2024 #Eritreanmusic
    #Eritreannews #ERITREA
    #afar #afer #qafar #eritreanmovie #tigrignyamovie
    #tigrignyafilm #eritreanfilm #eritreanmusic
    #eritreansong
    #eritreanmusic #erisat
    #MusicTgirigna#EritreanBest #NewEritreanSongs
    #NewEritreanMusic #BestEritrean #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgna
    #tigirigna#besttigrignamusic #Eritrean Drama
    #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm
    #Eritreandrama2024 #Eritreandrama2021 #ERISAT #eritreanprisoners
    #eritreanesurat #ري ساتEritrean_music
    #tigrgna_music #hyesa_music
    #Eritreansong #Eritreannewsong
    #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong
    #NewEritrean Songs #NewEritreanMusic
    #NewEritrean Songs #NewEritreanMusic
    #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic
    #Tigirignamusic
    #Eritreanguayla #Eritreanbestmusici
    #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla
    #Besttigirignaguayla
    #besttigrignamusic #besttigrignaguayla
    #EritreanWeddingMusic #OldEritrean Music
    #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs
    #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas
    #Eritrean2024bestdrama #Eritreanbestfilms
    #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020
    #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020
    #TigrignaDerfi
    #TigrignaDrama #DerfiTigrigna Eritrea
    #DerfiTigrigna Ethiopian #NewTigirignaDerfi
    #Hadish TigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi
    #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfi Tigrigna
    #eritreanmusic
    #mezmurcatholic #eritreancatholicmezmur #addisababa #catholic #catholicchurch
    #EritreanCatholicMezmur #SaintAntonioAsmara #Tigrigamezmur
    #Ruthmezmur #TigrignaMezmur_ArayaYoseph #TigrignaMezmur #gospelsong #TigriniaMusic #gospelsong #RuthTigrinya
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 468

  • @bqse6142
    @bqse6142 20 วันที่ผ่านมา +1

    #Erilink ኣናብስ ኣሕዋት
    ብኣኹም ከማን ኮሪዕና
    ሓያል ስራሕ ትሰርሑ
    ኣለኹም ቀጽልዎ ኣብ
    መስመር ኣለና ።
    #ርእይቶ_ኣላትኒ ንሳ ድማ
    👇ከምዚኣ ትመስል👇
    ናይ ዳኒኤል
    ተክለሃይማኖት
    እንተ ዘይተጋግየ
    2015 ዩ ኔሩ መስለኒ
    #በሪ_ቱር_ዲፍራንስ
    ዝኸፈተ ሓድሽ መድረኽ
    ስለ ዝነበረ ቪድዮታት
    ናቱ እንዳ ኣሰኔኹምን
    ገለጽኩምን ምስ ናይ
    ቢኒ ቪድዮ ሰሪሕኩ
    እንተ ተቕርቡዎ
    ከመይ ምጸበቐ ዝብል
    ርእይቶ ኣለኒ ዝከኣል
    እንተ ኮይኑ ጥራይ
    Thank you🇪🇷🙏🇪🇷🚴

    • @Erilink
      @Erilink  20 วันที่ผ่านมา +1

      ንሰርሓሉ ኣለና። ስለ ዘዘኻኸርኻና የቐንየልና

    • @bqse6142
      @bqse6142 20 วันที่ผ่านมา

      @@Erilink
      ዋው ቶፐን ብልቢ የመስግነኩም ብቕጽበት መልሲ ምሃብኩም
      ኣጆኹ ኣናብስ ክንጽበ ኢና
      ኣብ ኩሉ ስራሕኩም ድማ ዓወትን
      ኣሳልጦን ይሃብኩም ዓወትና ቀጻሊ'ዩ ቢኒ ብጽቡቕ ብዘይምውዳቕ ጥራይ
      ትወደኣሉ ብሓጎስ
      ተጨዲድና ናይ ኣስመራ
      ምስ ኣራኹምና'ሞ
      ንብዓት ሓበን ንነብዕ
      ኣለና ናፍቖት ስለ ዘለና
      ምድፍናቕ ጌሩልና
      እንቋዕ ካብዚ ህዝቢ እዚ
      ተፈጠርና ዕድለኛታት ኢና
      Thank you🇪🇷🙏👏🚴

  • @abebaderar8298
    @abebaderar8298 21 วันที่ผ่านมา +62

    አታ እዛ ኤርትራስ ክንደይ ተዓዊቱላ ብደቃ ኾሪዓ ህዝበይ እንቛዕ ሐጎሰካ ሐጎስካ ምስ ረአኹ ናይ ሐጎስ ንብዓት ነቢዔ እግዚኣብሔር ብቢኒ ይድብሰና አሎ ሰናይ ጌሩልና እዩ እሞ ሽሙ ንዘልአለም ይባረኽ ❤ኤሬ ሊንክ ኸአ ከይተሐለልኩም ሐጎስ ናይ ህዝብና ዘቅረብኩሙልና የቐንየልና ቀጽልዎ ኸአ ሃረር ኢልና ኢና ንጽበየኩም 🇪🇷🌺❤️

  • @essayasgebremichal4132
    @essayasgebremichal4132 21 วันที่ผ่านมา +28

    ❤❤❤ ደቂ ኤረይ ሽኮራት ኣምላክ ስደትና ኣብቂዑ ኣብ ዓድና ከምዚኣ ኢልና ክንእከብ ናይ ውትሩ ጽሌት ኤርትራዊ ኢዩ ❤❤❤

  • @eriboy62833
    @eriboy62833 21 วันที่ผ่านมา +33

    Finally Eri link ደንጊኩምና ክንጽበየኩም ዊዒልና ናትኩም ቪድዮ እንተዘይርእየ ዘይዓግብ ኣነስ😊 እንቃዕ ሓጎሰና ❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @danielberhane1770
      @danielberhane1770 21 วันที่ผ่านมา

      Eritv ግን እንታይ ዩ ጸገሞም ነዚ ዓወት ዚ ብሰፊሕ ፈነወ ናብ መላእ ህዝቢ ዘየቕረብዎ። እታ 45 ሰከንድ ዘይትመልእ ዜና ዘስምዑና እክልቲ ኣይኮነንትን። ህዝቢ ናብ ጎደናት ክወጽእ ከሎ EriTv ድማ መሳርሒኦ ሒዞም ናብ ህዝቦም ከይዶም Live ከመሓላልፍዎ ኔርዎም። ብዝኾነ እንቃዕ ሓጎሰና ናይ ቢንያም (King of Master)

  • @tsegazeabzemichael3784
    @tsegazeabzemichael3784 21 วันที่ผ่านมา +22

    ኣብልዕሊ ሓጐስ ናይቢኒ ብዙሕ ብዙሕ ካልእ ሕጐስ ርእይን ተሓጒሰን።
    1. ጎደናታት ኣስመራ ብሰብ ምምልኡ
    2. እሞ መንእሰያት
    3 ክብዝተፈላለየ ወጻኢ ሃገራትን ውሽጥን
    4.ርግጸኛ እየ ብዙሓት መንእሰያት ቅድስ ቅንኢ ቀኒኦም ናብ ዝተፍላለዩ ዓውድታት ስፖርት ከም ዝዝምብሉ!!!! ... ልዕሊ ናይ ቢኒ ዓውት እዚ የሓጒስኒ። ካልእ ክልተ ብጣዕሚ ዓበይቲ ናይ ዓልምና ኣብ ስፖርቲ ጸልውት ጋዜጠኛታት ቅድሚ ክልተ መዓልቲ ናብ ኤርትራ ከይዶም ብዛዕባ ስይክል ኤርትራ ንዓለም ከላልዩ ቃል ኣትዮም ኣለዉ። እዚ ማለት ብዙሓት ተጻወት ብዝተፈላለያ ክለባት ክደለዩ እዮም።
    *** ኤሪሊንክ በዚ ኣጋጣሚ ኣብ ደገዘለና ኤርትራውያን ዓቅምና ብዝፈቕዶ ከነዋጽእ ድልዋት ኢና እሞ ክምሽን ስፖርት ኤርትራ መደባቱ እንተ ዝሕንጽጽ ካብዚ ናይ ቢኒ ሄኖክ ... ወዘተ ዓውታት ተበጉ ማለት ሓደ ኢንትርናሽናል ፎርም ዘማልአ ሃገራዊ መሰልጠኒ ማኢከል ክሃንጽ ተዝብገስ ንሕናውን ዓቅምና ዝፈቕዶ መበርከትና ። ሽዑ ካብ ንእስነቶም ስልጠና ርዂቦም ኣብ ሓጸር ጊዜ ለውጢ ዘምጽኡ ምፈረዩ ነይሮም ተራእዩ ዝጠፍእ ከም ሓዊ ለቶ ከንኸውን የብልናን። ሕጂ ንቢኒ ፡ናቱ፡ ኢማ ፡ህኖክ ኣልክሳበር... ዝትክኡ ክህልዉና ኣለዎ።

  • @AlmazTekie-kc9vm
    @AlmazTekie-kc9vm 21 วันที่ผ่านมา +5

    ኩርዓት ሃገር ንኹሉ ግዜ ሓጎስ ምሳኩም ይኹን፡ ዓይኒ ጸላኢኹም ይደፈን ደቂ ሪመይ

    • @meriamosman6782
      @meriamosman6782 21 วันที่ผ่านมา

      ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @thomaszerai174
    @thomaszerai174 21 วันที่ผ่านมา +18

    Congratulations to all Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    Wow what a great nation you have ❤
    BiNi wish you all the best until the end 🇪🇷👏

  • @yon-h8z
    @yon-h8z 21 วันที่ผ่านมา +17

    እንቛዕ ሓጎሰና ደቂ ኤረይ ደቅዛ ሓላል ምድሪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤ ኤሪ-ሊንክ ጽቡቕ ኣቀራርባ ብፍላይ ነቲ ካብ ሃገሩ ሪሒቁ ዝከታተል ፍሉይ ሓጎስ እንቛዕ እዚ ረአና ካብታ ፍትውትን ምጭውትን ከተማና ኣሰመራ መዓልቲ ናጽነትና ግንቦት 24 1991 ዝነበረ ሃዋሁ የዘኻክረካ፡ ኤርትራዊ ምዃንካ ጥራይ ትኾርዕ ትሕበን 🇪🇷

  • @esayasmeasho341
    @esayasmeasho341 21 วันที่ผ่านมา +16

    ዓወትን ሓጎስን እዩ ዘመልከዓልካ ህዝበይ ካብ ሎሚ ንደሓር ሽግር ዝበሃል ኣብ ጥቓኻ ኣይክቐርብን እዩ ❤❤❤

    • @UpgradedTita
      @UpgradedTita 21 วันที่ผ่านมา +1

      Amen 🙏Amen 🙏Amen 🙏 hawey natey

    • @xaka5505
      @xaka5505 21 วันที่ผ่านมา

      Kelaaa shabiya kelewu kluu gize sher alo.
      Congratulations Binnn sdruu gantuun gn sle .

    • @filywedibereka1961
      @filywedibereka1961 21 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾

    • @Ruta0922
      @Ruta0922 21 วันที่ผ่านมา

      ​@@xaka5505 ሓሳድ

  • @yemanetesfamichael3400
    @yemanetesfamichael3400 21 วันที่ผ่านมา +8

    ቢንያም እግዙኣብሄር እንዃዕ ፍረጻማካ ኣርኣየ

  • @user-zb1wt9xc7w
    @user-zb1wt9xc7w 21 วันที่ผ่านมา +11

    ህዝበይ ክሕጎስ ካብ ምርኣይ ዘሓጉስ ነገር የብለይን ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @barnabasyoseph5705
      @barnabasyoseph5705 21 วันที่ผ่านมา +4

      ናይ ህዝብካ ሓጎስ ምርኣይ ትዕድልቲ ኢዩ

  • @dana.j9062
    @dana.j9062 21 วันที่ผ่านมา +8

    As Eritreans, we are resilient people and history Makers !!🙏💫🕯🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🕯💫🙏

  • @Ahmedinhussein
    @Ahmedinhussein 21 วันที่ผ่านมา +6

    Degim ab Eritrea nay hagos das tezeykoynu nay hazen aytekelin iyu amin amiin amiin❤❤❤❤❤❤

  • @MeronGrmay-rv5zm
    @MeronGrmay-rv5zm 20 วันที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ሓጎሰና ደቂ ኤረይ እግዚኣብሄር ብሰላም የፈጽምካ ወላዲተ ኣምላኽ ድንግል ማርያም ምሳኻ ትኹን ቢኒ ሓውና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @milkakahssay1705
    @milkakahssay1705 21 วันที่ผ่านมา +4

    Congratulations all Eritreans
    ❤❤❤
    From Tigray ❤❤❤

  • @aklilughebretnsae295
    @aklilughebretnsae295 20 วันที่ผ่านมา +1

    Unblivble Wind is faster than anything. Hagerey Tebareki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️✌️✌️❤️❤️❤️

  • @tesfomtekleab1120
    @tesfomtekleab1120 21 วันที่ผ่านมา +6

    ዋዉዉዉዉዉዉዉ ዋዉዉዉዉ ዋዉዉዉዉዉ ደቂ ኤረይይይይይ ፍሉይ ነገር ገለ ዓይነት ቢኒ ቢኒ ቢኒ ኣብልዋ ኤረናን ዓለምናን ክላዋ ኤርትራዊ ቺታ ማለት ናይ ብሓቂ።

  • @hamdan-mf3wz
    @hamdan-mf3wz 21 วันที่ผ่านมา +5

    Congra our Eritrean comrades ! ኣሰይ ደስ ዘብል ቅንያት ዓወታት ደቂ ኤረይ !❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ሳላ ጻዕሪ ቢኒ ህዝብና ተሓቢኑ!

  • @godgood2649
    @godgood2649 21 วันที่ผ่านมา +6

    God blessed our country I am jealous 😫 I am crying happy tears love you my people ❤️ ♥️ I wish I was there ❤❤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meronteklu5410
    @meronteklu5410 21 วันที่ผ่านมา +3

    እዛ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ክጽብቅ ዕድላ ዘዝተወልደ ኣለኹልኪ ዝብላ❤🎉❤🎉❤❤❤❤

  • @bobbymillz9007
    @bobbymillz9007 21 วันที่ผ่านมา +1

    Much love from Ghana. We rooting for him all the way. Congrats to Bini and Eritrea. The whole Africa is so excited.

  • @syoumghebrehaimanot2297
    @syoumghebrehaimanot2297 21 วันที่ผ่านมา +4

    ብንያም ንህዝቢ ኤርትራ ዝምጥን ዓወት ብዓወት ዘጎናጸፈ ክብርን ምስጋናን ይብጽሓዮ

  • @alemabebe6824
    @alemabebe6824 13 วันที่ผ่านมา +1

    As Ethiopian I am proud of Bini. Thank you for breaking through. As the first African.
    We African able to do the impossible.
    We need to be known by being champion, not be known by war and poverty any more!!
    We love you ❤❤❤

  • @nutcase1995
    @nutcase1995 21 วันที่ผ่านมา +2

    Love to Biniam from Texas, USA!! 💚💚💚

  • @user-wc6fb3jk9d
    @user-wc6fb3jk9d 21 วันที่ผ่านมา +6

    ኤርትራዊት ኣደ ወላዲት ጀጋኑ ማህጸንኪ ይባረኽ ክብር ህዝበይ ግዜኻ ዩ ሎሚ ተሐጎስ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍀🍀🍀🍀🍀🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼❤️❤️❤️🍀🍀🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍀🍀🍀👏❤️❤️❤️

    • @user-wc6fb3jk9d
      @user-wc6fb3jk9d 20 วันที่ผ่านมา

      @@weyni4695 ተጋሩ እስከ ፈትኑ ሓቀኛ ታሪኽ ክትሰርሑ ፈተኑ ናባና ጽግዕ ጽግዕ ኣይትበሉ ንሕናን ንስኹም ዓቢ ጋግ ኣሎ ኣብ መንጎና ናይ ደምን ናይ ጓኖትን።ንዓና ካብ ተጋሩ እዘነን ኣዕራብ ይቀርባና ካባኹም።

    • @selamawitberhe4283
      @selamawitberhe4283 19 วันที่ผ่านมา

      @@user-wc6fb3jk9dwhy do we have to be haters this much . God help us an give us peace

  • @YohannesTesfazghi-yt5nm
    @YohannesTesfazghi-yt5nm 21 วันที่ผ่านมา +5

    This eritra youth gather like 90s great brothers.

  • @tsionwelday893
    @tsionwelday893 21 วันที่ผ่านมา +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷We are Eritrean for ever

  • @yohannesgmeskel401
    @yohannesgmeskel401 21 วันที่ผ่านมา +3

    Proud To Be An Eritrean 🇪🇷❤💪🇪🇷❤💪

  • @millygebra3929
    @millygebra3929 21 วันที่ผ่านมา +2

    Bini the great congrats. You have surely made mana Eritrea proud and the whole continent of Africa. Keep going. Sky is the limit! Victory to the masses.

  • @teklit3568
    @teklit3568 21 วันที่ผ่านมา +4

    ኤርትራ ዓደይ ብርሃና ዝኩላዓሉ ነዊሕ ኣይኮነን ፡እዚ መጀመርታ ኢዩ፡ ነፍስ ወከፍ ካኣ ኣበርቲዑ ክጽዕር ኣለዎ፡1 ንነብስኻ፡ንስድራኻ፡ ንሃገርካ ፡ናኣፍሪቃ።
    ክብሪ ያሃብካ ቢኒ በሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም ምስ ዓውትካ የርእየና ፈጣሪ🎉🎉🎉

  • @user-jo7im4qe3w
    @user-jo7im4qe3w 20 วันที่ผ่านมา +1

    Tu travailles bien tu gagnes donc il n'y a aucune discrimination à ce point bravo Biniam🎉🎉🎉

  • @user-dk7gw5gm6h
    @user-dk7gw5gm6h 21 วันที่ผ่านมา +4

    ሃገረይ ኤረትራ ህዝበይ ንዘላኣለም ክትሕጎሰ ንበሩ

  • @Erei1
    @Erei1 21 วันที่ผ่านมา +5

    ቢን ጅግና ሓበን ሀገር ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @aklilughebretnsae295
    @aklilughebretnsae295 20 วันที่ผ่านมา +1

    Bini Zehdi Eritrea 🌲🌲🌲❤️❤️❤️

  • @user-hj8yf6zq5w
    @user-hj8yf6zq5w 21 วันที่ผ่านมา +9

    Kurae hzbet halal tehaben Eretrawi🎉🎉🎉🎉🎉❤❤bini king walta hager🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @tsehayegebrehiwot6225
    @tsehayegebrehiwot6225 21 วันที่ผ่านมา +3

    Congratulations Eritrea 🇪🇷 ❤🙏🌼
    Please celebrate responsibly 🙏❤️

  • @elsakeflu742
    @elsakeflu742 21 วันที่ผ่านมา +4

    Congratulations Bini and the honest people of eritrea

  • @lidyatewelde2690
    @lidyatewelde2690 21 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks eri link kxbeyomum xenihe congratulations all Eritrea ppl ❤❤❤

  • @wedimonguda4417
    @wedimonguda4417 21 วันที่ผ่านมา +3

    ERILINK ብቐዳምነት ኑፉዓት ኢኹም ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልሉም ቀጺለ እዚ ዓወታት ንጓናጸፎ ዘለና ምግለጺ ናይዛ ምጽውቲ ባንዴራና'ዩ እትምንታይ "ደምናኣፍሲስና ስለዝታዓወትና
    ኩዒትና ማዕድና ስለ ዝለዝተዓወትና
    ንባሕርና ተኻላኺልና ስለዝታዓወትና
    መሬትና ብልምዓት ወቂባ ንሪኢ ስለ ዘለና'ሞ ባንዴራናን ህዝብናን ዓወታት'ዩ ስምና ዓወት ንሓፋሽ ።

  • @tsehaineshberhane6279
    @tsehaineshberhane6279 21 วันที่ผ่านมา +1

    ❤እግዚአብሔር ይመስገን❤ስለ ኤርትራን ህዝባን❤ተባረኩ ደቂ ኤረይ❤ቢኒ ፈጣሪ ምሳካ ይኩን❤

  • @helenaki18
    @helenaki18 21 วันที่ผ่านมา +2

    Congratulations Bini Jigna wedi Erey🦾🇪🇷❤️Enquae hagosena deki Erey🙏🏻🇪🇷❤️

  • @Rafael_Yemane
    @Rafael_Yemane 21 วันที่ผ่านมา +1

    We would love to welcome you to Eritrea. Despite being labeled as a bad country by many, Eritrea is a beautiful and welcoming country. If you decide to visit, you will see for yourself. Eritrea is a country that believes in self-reliance and does not depend on Western aid. Due to the American policy towards Eritrea, you may not find positive information about our country on Google, as we do not rely on Western aid. Go Bini and we love you

  • @elsat792
    @elsat792 21 วันที่ผ่านมา +3

    Viva Beni, Eritrean’s Eritrea 🇪🇷! 🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈💕💕🎈🎈🎈🎈🌹💕🌹💕🌹💕🌹💕🌹💕🌹✊

  • @tirhashabte5001
    @tirhashabte5001 21 วันที่ผ่านมา +1

    Congratulations to all Eritrean people i am so proud of you 🎉🎉🎉🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @dana.j9062
    @dana.j9062 21 วันที่ผ่านมา +5

    ከም ኤርትራውያን ተጻዋርነት ዘለዎም ፡ ጻዕራማት ህዝብን ሰራሕቲ ታሪኽን ተኣምራትን ኢና።🙏💫🕯🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🕯💫🙏

  • @selamnathaniel7576
    @selamnathaniel7576 20 วันที่ผ่านมา

    Wow wow I wish I was there Congratulations to all of us Bini King of Africa we Bow and Salute you forever ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @2tedros
    @2tedros 20 วันที่ผ่านมา

    Love you too much my people..... Reduce me joy of tears ❤❤❤❤🇪🇷🍾🇪🇷🍾. Make me happy to see our children celebrating in street of Asmara, above all the fact all are praising the higher power glory to God is amazing ❤

  • @mendelawit
    @mendelawit 21 วันที่ผ่านมา +2

    ነቢዐ 🥺🥺🥺ቓላት ኣቢኒ ርእሰይ ሓሚመ በቓ ግን ሕብንቲ ኤርትራ ኣላትኒ ሕብንቲ ኤርትራዊት ከኣ ኣለኹ 🥺

  • @user-zl2lz3pq8k
    @user-zl2lz3pq8k 21 วันที่ผ่านมา +1

    We are speechless Bini...hero isn't even a world to describe your limitless victories!!
    🙏🫡👏🥇👌🎊🎉🇪🇷🇪🇷❤️🥳👍🏿

  • @user-ln5ry7dm7h
    @user-ln5ry7dm7h 21 วันที่ผ่านมา +1

    You guys are amazing.🎉🎉🎉 I felt all the excitement that all the people are feeling❤ thank you very much🎉🎉🎉🎉🎉 keep it up❤🫶🏾🇪🇷🫶🏾🇪🇷🫶🏾🇪🇷

  • @huruykibreab9741
    @huruykibreab9741 21 วันที่ผ่านมา +2

    Ya jemia enkae hagosena❤❤❤❤hzbi eritrea ksab eza amet kltegize kemzi aynet hagos kinhgos yrdeani hanti ezi zkenanayon zelenayon bnay awet jigna bini hanti dma 24 may 1991 jeganuna meret eritrea hara zwexetla mealtn .endiey nezian tmesasel mealti hagos salseyti ayrekebkun .please entela habruni❤❤❤🎉❤🎉

  • @KZ.7160
    @KZ.7160 21 วันที่ผ่านมา +2

    He is not even home yet but people are going crazy in asmera I can only imagine how it’s going to be when he comes back home. Congratulations to Bini and Eritrea.

  • @user-rh7jt1ro9e
    @user-rh7jt1ro9e 21 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሰይ ዕልልልል ብሓጎስ ነቢዐ ብሓቂ ቢኒ ጅግና ናትና ሓበን ብኣኻ ኮሪዓ ዓደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ እንቋዕ ሓጎሰካ ከኣ ህዝበይ viva bini🎉❤❤

  • @Rahwa_34
    @Rahwa_34 21 วันที่ผ่านมา +1

    Congratulation Biniam and Eritrean people ❤️🇪🇷🙏⚘️🍇🔥👏🎁💯💯💯🎁💯🎁💯🎁💯🎁💯🎁❤️🙏⚘️🍇🔥👏👍💯👍💯👍💯❤️🎁🇪🇷🙏⚘️🍇🔥👏👏👏👏👏👏

  • @NohGhide
    @NohGhide 20 วันที่ผ่านมา

    Congratulations all Eritreans Biniiiiiiii ❤️🇪🇷💪👑🫶🦁🍀

  • @weldesilassiefekadu6748
    @weldesilassiefekadu6748 21 วันที่ผ่านมา +13

    ስውኣትና ዝገደፉልና ጠሊ ንሪኦ ኣለና ሕጂ!!!

  • @cinemaroma-hl4vg
    @cinemaroma-hl4vg 19 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤ማራ ተሓጉሰ እዚ ሑቡን ህዝበይ ተሓጊሱ ምስ ሬኤኩ ሓጎሰይ ፈሲሱ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tyamche7716
    @tyamche7716 21 วันที่ผ่านมา

    Wow! My GOLDEN PEOPLE OF ERITREAN..NO WORDS TO EXPESS MY PEOPLE 🎊 BINI AND HIS FAMILIES AND ALL ERITREAN ALL OVER THE WORLD ❤❤❤❤🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab2232 20 วันที่ผ่านมา

    CONGRATULATIONS💪🇪🇷🙏 BINI JIGNA 💚🇪🇷FOR ALL🇪🇷 ERITREANS 🇪🇷♥️🇪🇷🌹🇪🇷🌿🇪🇷🙏🙏🇪🇷💯🇪🇷💪🇪🇷👍🇪🇷🪻🇪🇷🍁🇪🇷🎊🇪🇷💚🇪🇷🐪🇪🇷🌻🇪🇷🌸🇪🇷🍾🇪🇷🇪🇷

  • @edenpazom9452
    @edenpazom9452 20 วันที่ผ่านมา

    እልልልልል ንብሎ ጠፊኢና እኮዕ ሐጎሰና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 20 วันที่ผ่านมา

    I am proud to be Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🫶🫶🫶❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @brhanekiros9549
    @brhanekiros9549 21 วันที่ผ่านมา

    Eri link bqedamnet yemesgnekum ab srahkum awet n asalton ymnyelkuom congratulations nmulo ezbi Eritrea Eriterawinet kubur mennet ❤❤❤

  • @aklilusereke4000
    @aklilusereke4000 21 วันที่ผ่านมา

    Erilink good job! God bless you all!🇪🇷❤️

  • @user-zu6bl2lg6l
    @user-zu6bl2lg6l 20 วันที่ผ่านมา

    እንቃዕ ሓጎሰካ ወዲ አረይ መዓረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-uk6xf8fw4q
    @user-uk6xf8fw4q 21 วันที่ผ่านมา

    Ane Eritreaw❤❤❤❤❤❤❤

  • @asterfecadu5753
    @asterfecadu5753 20 วันที่ผ่านมา

    ቢኒ ጅግና ❣️❣️❣️
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 21 วันที่ผ่านมา +1

    ኤርትራ ሃገረይ ማህጸነ ለምለም
    ቢኒ ጥራይ ዘይኮነስ ኣሻሓት ቢኒ ብሕጂ ከተፍሪ ከምዝኾነት ድማ ርግጸኛ ኢየ።
    ❤🇪🇷🎉❤🇪🇷❤🇪🇷❤🎉❤🎉!!!

  • @SamuelTesfaldet-ys2gd
    @SamuelTesfaldet-ys2gd 21 วันที่ผ่านมา +3

    Asmera🇪🇷🇪🇷🇪🇷 zelewu si ተዓዊትሎም ኣቅኒኦምና ኣምበር ካብ ሊብያ🇱🇾🇱🇾

    • @adiamiseyas1889
      @adiamiseyas1889 21 วันที่ผ่านมา

      ወላ'ነ ቀኒኤ

    • @ldrahimalh22
      @ldrahimalh22 20 วันที่ผ่านมา

      aqniomuna weladitey hji eye wexiye kab sjn nay osama gn bhagos nebie

  • @BiniWedifadl
    @BiniWedifadl 20 วันที่ผ่านมา

    ጸዋር ሓላል ለዋህ ህዝበይ እንኮዕ ሓጎሰካ❤❤❤😢🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mi6718
    @mi6718 21 วันที่ผ่านมา

    My people 💚💚💚🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚💚💚

  • @bqse6142
    @bqse6142 20 วันที่ผ่านมา

    #Erilink selam selam
    Yohanna Einquae hagosena ewayy kemzi aynet hagos
    91 Naxinet tray eya nera vivaaa wedi girmay Bini wedi haras nebri golgol
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🇪🇷
    🚴🚴🚴🚴🚴🚴🚴
    👏👏👏👏👏👏👏
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Natu-bl7ll
    @Natu-bl7ll 21 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks 🙏🙏 ERI Link 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @hirmontesfay-hn5lk
    @hirmontesfay-hn5lk 21 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ the first great eritrea bini Grmay congratulations

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari1742 21 วันที่ผ่านมา

    conguratulations❤erey🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤

  • @mebratbelay6966
    @mebratbelay6966 21 วันที่ผ่านมา

    Congratulations! Beni you break records to the whole world. We all Eritreans are happy. Also we are proud of you 👍🏾 ❤❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @fitsumghebreselassie9600
    @fitsumghebreselassie9600 21 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks for sharing your experience god bless you ❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪🌿🍀🌳🌴🌲☘️👌

  • @user-yk9gm9vj6k
    @user-yk9gm9vj6k 20 วันที่ผ่านมา

    Omg l am so happy Congratulations 🎉 my peoples 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Bini bini

  • @Jony-cj7cq
    @Jony-cj7cq 21 วันที่ผ่านมา +1

    EREY weladit jeganu, enquae hagosena
    hzbi ERITREA 🇪🇷🇪🇷🎉🎉🇪🇷🇪🇷🎉🎉🇪🇷🇪🇷

  • @moab3336
    @moab3336 21 วันที่ผ่านมา

    Thanks Erilink ❤❤ congratulations Eritrea 🇪🇷 ❤❤

  • @mussiedebrezion554
    @mussiedebrezion554 21 วันที่ผ่านมา +3

    🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷

  • @sophiaafworki1284
    @sophiaafworki1284 20 วันที่ผ่านมา

    Bini Vidiiiiiii❤❤❤❤!!!! From 🇧🇪 🇧🇪

  • @user-sj4iz9co6h
    @user-sj4iz9co6h 20 วันที่ผ่านมา

    Woooow 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪

  • @mikalaraya2924
    @mikalaraya2924 21 วันที่ผ่านมา

    Qeini Abeikum yedefen deki ERI ❤❤❤❤❤❤

  • @user-ik7uu2tf9r
    @user-ik7uu2tf9r 21 วันที่ผ่านมา

    🎉❤❤❤eritreawin kubur meninnt 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑💯🏆🐅

  • @YosepheYehdego-cc8zw
    @YosepheYehdego-cc8zw 21 วันที่ผ่านมา +1

    Mother 👩‍🍼 ERITREA and father 👩‍🍼 ERITREA and all Africans Mothers and fathers 👨 👨‍🍼 🙄 ❤️ congratulations 🎊

  • @mikalaraya2924
    @mikalaraya2924 21 วันที่ผ่านมา

    Eritrea Eritrea ❤❤❤❤

  • @user-sy7nh8po9f
    @user-sy7nh8po9f 21 วันที่ผ่านมา +1

    Offf ezi kunetat mes raku ዓደይ ናፊቀ love you 🇪🇷adey i,am proud of you congra bini🎉 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @WediZewi
    @WediZewi 21 วันที่ผ่านมา +2

    Hagosey meglexi yebulun. Daniel amxueulna

  • @x91boti
    @x91boti 21 วันที่ผ่านมา

    Bini is proud that people you make not only us Eritrea proud but that the whole African continent🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🔝🔝🔝🔝

  • @merhawiberhe4476
    @merhawiberhe4476 21 วันที่ผ่านมา +1

    Congratulations 🎉🎉🎉🎉🎉 my country of eriteran ❤

  • @nazretmichael1360
    @nazretmichael1360 21 วันที่ผ่านมา +1

    Bini bini enqae natna konka🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 .I am so proud of you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Iyttaanqef egzabher msakn ykun 🙏🙏🙏 ata Amani Amlaku egzabher entay ysano nkula zena qeyrkayo anta kndey ytem ezi awet xeba ste xeba astikan beqa bini bini bini.......

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 20 วันที่ผ่านมา

    Naybahaki..ertrawinet kubur mininet. Viva.erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @salemaEritrea
    @salemaEritrea 21 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይይይይይ እልልልልልልልልልልልልል እንቋዕ ተሓጎሰካ ሓላል ህዝበይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rigattekle5375
    @rigattekle5375 20 วันที่ผ่านมา

    Congratulations ♥️
    Jegna wedi Eri

  • @user-bk9dk3jg8h
    @user-bk9dk3jg8h 20 วันที่ผ่านมา +1

    This is huge accomplishment late alone for his mother land,to all black peoples in entire world.
    Congratulations

  • @AA-xb7em
    @AA-xb7em 21 วันที่ผ่านมา

    Thank you for sharing Erilink❤

  • @HanaHayle-sh7mb
    @HanaHayle-sh7mb 20 วันที่ผ่านมา

    Asey Bini jgna❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-mb5rh2ut5m
    @user-mb5rh2ut5m 21 วันที่ผ่านมา

    Hizebey. Enka. Hagoseka Anta. Halal. Bini. Jigena. Akurikana❤❤❤❤

  • @zaidsimon9363
    @zaidsimon9363 21 วันที่ผ่านมา +1

    Amen Amen Amen 🙏🏾 Egzabher yhalewou🎉❤

  • @yoditbereket8776
    @yoditbereket8776 20 วันที่ผ่านมา

    Nibateyyy wedie anes 😢😢😢😢Kenieeee behaki msakum kihlu neyrni kurae eritrawi awet natka EU enkae eritrawit konku enkae hagosena deki ereyyyyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Bini edmen tienan yhabka nezi zerakana thank you 🙏🙏🙏🙏