መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, February 17, 2024
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 16 ก.พ. 2024
- ERi-TV, Eritrea - መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, February 17, 2024
Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited.
Follow us on Telegram t.me/DendenMedia
Follow us on facebook: / dendenmedia
To subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming visit www.dendenmedia.com/
To access ERi-TV Official TH-cam Chanel visit / eritveritreaofficial
To access DimTsi Hafash Official TH-cam Chanel visit
/ @dimtsihafash-official... - บันเทิง
ብጣዕሚ ጹቡቅ መደብ
ኤርትራ ውነት ኹቡር ማንነት🌹🌹🙏🏾🌷🌷💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕🌷💪🙏🏾🌹💖💖💪👍👍👍⛪️🙏🏾💕🕌💕🌹💖👍
ሰላም ንዓኩም ይኩን ህዝበይ ቀጺለ ሪኢቶ ኣላትኒ አዚ ናይ 3 ወራር ናይ አግሪ መከል ኩነታት ከም ሒቶ ተዝመጼአ ጽቡቅ ነሩ የቀንየልና ስለቲ ትገብሩልና ❤❤❤
ዋው አነስ ቁሩብ ቁሩብ ኪኢለ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🌹🌹
ብጣዕሚ ጽቡቕ ፕሮግራም መልስ ኣብ መስመር መሃሪ ዝኮነ ሕቶን መልስን እዩ ቐጽልዎ Eri-tiv 💪 |🇪🇷 |🇪🇷 |🇪🇷
❤❤❤❤❤❤
Selame Merehba
Eritrea 🇪🇷 kulumo
❤❤ ኣዝያ ደስ ትብል መደብ መልሲ ኣብ መስመር ብዘይ ቀልዓለም ኣብ ብዙሕ ግዜጋ ብፍለይ ንኡስ ወለዶ ክትኣምኖ ዘጸግም ሓገዝ'ያ ትገብር ዘላ ካብኣ ተመርኲሶም ክካትዑ ክትርኢ ከልኻ፡ ከይተቋርጽ ትፈርሕ።
ለበዋ- ብፍላይ ኣብ ምረጽ ቁሩብ መብርሂ ወስኽሉ። መንሽሮ ክሳድ ማህጸን ኢሉ እንተዓጽዩ፡ እቲ ጠንቂ እንታይ'ዩ ? ንእሽቶ መብርሂ ወስ ዓባይ ኣፍልጦ'ያ። ዓወት ንዓኹም። ኣሞራ መሓሪ (ኢስራኤል)
ናይ ሎሚ ዎሎዶ ሃሞምን ቀልቦምን ናብ ስደት ጥራይ ኢዩ ዞሎ ነዚ አታሐሳስ ዝቅልብስ ሰፊሕ ሐበሬታን ጎስጋስን ተኻይድ መደብ ኽትምስረት አለዋ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏❤️Deki Eri ❤️❤️
👍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ተሰነይ ከ ናበይ ከይዳ 1984
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👍🎉
Enkua dhan mexakum xubuk medeb kumtilmud. Deki Eri subscribe gberu abza profiley atikum.
Bruk kedeme senbet❤.
❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Welcome habaybi ❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
My favourite program, God bless you, Eritrea❤🎉❤🎉❤🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Eri-TV Game show,it will be nice if you start giving a free bonus phone card or extra question to callers who introduce themselves;with greetings,full name & where they're calling from.
Can you start funding them broooo
@@user-kv6he6fz6f ብዓቕመይ/ብ ኣታዊየይን ወጻኢታተይን መንጽር ከበርክት ይኽእል ኢየ። ክብደት መንግስትና ዘውጸኦ ወጻኢታት ዘንጊዐ ኣይኮንኩን። ግን ክብሎ ዝደለኹ ኣይተረደኣካን መስለኒ።
ቦናስ ካርድ/ሕቶ እንተዝውሰኽ ዝበልኩ፡መብዛሕቲኦም ደወልቲ ምሉእ ስሞምን ዝድውሉሉ ቦታን ኣይነግሩን።ምስ ተሓተቱ'ውን ስሞም ጥራሕ ይገልጹ፡ቦታን፡ስም ኣቦኦምን፡ኣይነግሩን። ስለዚ ብሰንኪ'ዚ ግዜ ይጠፍእ ኣሎ።ካልኦት ደዊሎም ንኸይሳተፉ ይገብሮም ስለዘሎ ኢየ።
ስለዚ መተባብዒ ብምግባር፡ቦናስ ካርድ ብነጻ ካብ ምሃብ ወላ ቦናስ ሕቶ ሂብካ፡ምሉእ ስሞምን ዝድውሉሉ ቦታን ክገልጽ ንምትብባዕ ሓሲበ ኢየ። መብዛሕቲኦም፡ደወልቲ፡ወይ ተኸታተሊት ወይ ድማ ተሳተፍቲ ኢዮም።ግን ኩልሳዕ ስሞምን ዝደወሉሉ ቦታን፡ንምንጋር ዘርጠብጠብን ፡ደምካ ክሳብ ዝፈልሓካ'ዮም ጎተት ዝብሉ።ይትረፍ ባዕሎም ቀልጢፎም ክነግሩ ይትረፍ ፡ተሓቲቶም'ውን ንጋዶ ኢዮም። ነቲ ፕሮግራም'ውን መሳጢ ንኸይከውን ይገብርዎ ኣለው።
ስሞምን ዝደወልሉ ኣድራሻን ድሕሪ ወጠጥን ግዜ ኣጥፊኦም ምስ ነገር'ውን፡ንዝተሓተተ ሕቶ፡ሓግዘኒ እባ ብምባል መሊዶም፡ግዜ የጥፍኡን ነቲ ፕሮግራም ዘሰልኪ ይገብርዎ ኣለዉ።
❤❤❤❤ Eritrea 🇪🇷 for ever ❤❤❤
beter xbuk srah gn nmeron hagizkayo eika enber aymelesan gn xbuk mthggaz bahlna eyu
ካብዚ መደብ ብዙሕ ኢና ንምሃር የቀንየልና። ካብ ትዕዝብተይ አዚ ንአሽተይ ወላዶ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ኣፍልጡኡ ኣይግድን አዩ፡ ሰለምንታይ ካብ መባአታ ትምህርቲ ክሳብ ዘለዓለ ደረጃ ከም ሳብጀኽት ዘየለ፡
ሰብ ካብ ተለፎን ጥራሕ ኣይኮነን መስለኒ "እንታይ ኢልካ ይደጋግም ኣይሰማዕኩኻን ይብል"ካብ ልምዲ ዩ።
እዚ መልሲ ኣብ መስመር ነቶም ሰባት ፍልጠቶም ምስፋሕን ምግምጋምን ዶ ኣይኮነን? ብፍላይ ኣብ ኤርትራ ዝተገብረን ዘሎን ብቀሊል ክምለስ ኣለዎ ምስትውዓል ይውሕደና ኣሎ እቶም ትሓቱ ካኣ ሕቶ ኣቕርበለይ ኣርሕቀለይ ክኸውን የብሉን ባዕሎም ፍልጠቶም ክሰፍሕ ኣለዎም ይብል እዚ ወዳሓንኩም ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
ካብ ትዕዝብተይ አዞም ንኣሽቱ ወላዶ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ኣፍልጦም ኣይግድን አዩ፡ ሰለምንታይ ካብ መባአታ ትምህርት ከም ካሪክለም ዘይኣቱ፡
Barentu
Our goal is to dismantle the regime and establish a new system in Eritrea that ensures fundamental development in areas such as education, healthcare, and freedom.”
Oyyy nay youtube weHale kid mo awrudo wela suicide gierga ateq ablo sebay tkoynka kab nana trbshena ab betnamna mexika, feraH hadami mshmush ab adcka kof elka zeytbeaso wey b genzebka zeyteetqena sakt feraH
Eske tarik sraH kiedka ab wshti Eritrea atika b suicide qtelo n Iseyas
@@user-kv6he6fz6f 🤣abshirka qeribna ina💜☝🏽
HELICOPTER ZEBEHAL AKEXAXEAA GHLEX??
Ketema Tesseney
1984 TESENE
መደብኩም ብጣዕሚ ጽብቅ እዩ ቀጽልዎ ንከተታለኩም ኢና። ግን ኣብ ዚኣ ነቀፈታ ኣላሃን። ኣብታ ናይ መበል 33 ዋንጫ ኣፍሪቃ ተሓቲቱ ዝነበረ ግዘ ምስ ኣከለ ኣብ ስክሪን ምስ ረኣያ እዩ መሊስያ ኢሉ። ክምዚ ዘደናግሩ እንተ በዚሖም ነቶም ነኣሽቱ ደቅና ጽብቅ ትምህርቲ ኣይኮነን ይብል ኣነ ብወገነይ። ብዝተረፈ ኩሉ መደብኩም ጽብቅን መሃሪን እዩ ቀጽልዎ።
N Iseyas men qetilwo wey kemey elu moytu and men qetiluwo ktbehal eya kem Hto?
ካብ ታንዛንያ ክሳብ ኤርትራ
Ajs
1994 Tegumeru
Ab kedamay dewali zkerebet hito abten choice 1900 ayneberetn .eten choice 1904,1908,1912
ተሰነይ
ብዛዕባ 2032 ኦሎምፒክ አበይ ይግበር ምርጫ ዘይተገብረሉ ንምንታይ ምርጫ ትህብ ? 2 ንደወልቲ ተደጋጋሚ ትህብዎም ምርጫ አሰልቻዊ እዩ ። 10 ካሊት እኹል እዩ ። ነዚ ምስትገብሩ ብዙሓት ደወልቲ ዕድል ይረኽቡ
Mieron newri zeynatna bahri giega
SLEMENTAY EYOM ZEKEREBU AGHELGHELTI ISEYAS NAY HEZBI ZEYHASBU. A, SEKHRAMAT SLE ZKHONU. B. XURUYAT ERITRAWIAN SLE ZEYKONU , C FERHEN RAEDEN AB KEBDOM SLE ZEATEWE., B and C are the answers,
ወይ ኤሪ ቲቪ ትረኽቦ ኣርት ዳኻ ሳይንስ?መልሲ ስኳብሊ የ ካካካከካካከ
Aygermekan emo kea seb alewo endhir semikkayo.. znegro seb alewo..
Awaj hagerawi barnet eyu zbehal. Nskum nktnebru hzbi Eritrea beja gerkumo rgumat zeri zey Eritrawuyan
GHEDAYAT ISEYAS ZEMOUTULU AGHEBAB?? A. BE MERSHENTI , B. SEMI, C. AB MAESERTI BESKAY KULU MELSI EYU.
Ab awdi kunat ztemareket nefarit Etopa mes amete mhret eu awrdwa
Additional HETOTAT.,,,, A. MEBOKEL ISEYAS ABY EYU? A. KILTE AWLAELO, B, EHA, C, KEBABI HAGHERE SELAM TEMBIEN, D, TAHTAY ADYABO.?
ኣታ ገልዳም ተሰነይያ
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
ካብዚ መደብ ብዙሕ ኢና ንምሃር የቀንየልና። ካብ ትዕዝብተይ አዚ ንአሽተይ ወላዶ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ኣፍልጡኡ ኣይግድን አዩ፡ ሰለምንታይ ካብ መባአታ ትምህርቲ ክሳብ ዘለዓለ ደረጃ ከም ሳብጀኽት ዘየለ፡
ካብ ትዕዝብተይ አዞም ንኣሽቱ ወላዶ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ኣፍልጦም ኣይግድን አዩ፡ ሰለምንታይ ካብ መባአታ ትምህርት ከም ካሪክለም ዘይኣቱ፡
ተሰነይ