Eritreans are the chosen people of nature and God. !!!!!!!!! الإريتريون هم شعب المختار الطبيعة والله !!!!!! ኤርትራውያን ሕሩያት ህዝቢ ናይ ተፈጥሮን ፈጣርን እዮም !!!!!!!!!! 🇪🇷🇪🇷🇸🇩🇸🇩🇸🇴🇸🇴🇵🇸🇵🇸🇨🇳🇨🇳🇷🇺🇷🇺
Thank you for reading my mind and all the eritreans mind , even though we are all everywhere in the world we still listen to each other's hearts again thank you.
Well come awelino jigna 🇪🇷💎🇪🇷💎🇪🇷💎 so proud to be Eritrean❤ and I can listen to you all day long, and I am so proud of you you’re one of us😍🥰💕🇪🇷💎🇪🇷💎🇪🇷💎🇪🇷💎🇪🇷💎🇪🇷💎🇪🇷💎
THIS IS ERITREAN SPARTAN ARMIES EDF LION'S & LIONESS'S DEATH ANGEL OF HIS ENEMIES LONG LIFE THE MIGHTY KINGS AND OUR HEROES 🇪🇷🇪🇷💪🦁👑 ኣምበሳ ደንከል ቤሉል ጎይታ ቀይሕ ባሕሪ። ኣርዓዶም ሽሙ ዝልዓል ኸም ዓቢ በዓል ኣያይ'ኸ።
Awel seid is a household inside Eritrea. and outside. We have to be immensely proud about this Awel Said, Eritrean. We need many Awels in Eritrea. Can artists take initiative to create shirts, hats..... etc in the name of Awel
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህር ታሪኽን ሃገራውነትን፣ መምህር ሓድነትን ጅግንነትን፣ መምህር ስልጣኔን ዕብየትን፣ መምህር ሰላምን ጭውነትን፣ መምህር ሕግን ስርዓትን፣ ወዘተ ኣገናዕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣወሊኖ ጅግና ከመይ ዲካ ተሐጉሰና❤ዘላኣለማዊ ክብርን መጎስን ነቶም ነታ ዘይትድገም ሂወቶም ዝኽፈሉ ጆጋኑና🇪🇷
መርሓብ ኣወል ጀግና ኤርትራዊ ክብርን ሞጎስን ንስዋዓትና ሰላም ነዚ ኩቡር ጽፍፍ ጸዋር ለዋሕ ሕዝብና ይኩን❤
Eritreans are the chosen people of nature and God. !!!!!!!!!
الإريتريون هم شعب المختار الطبيعة والله !!!!!!
ኤርትራውያን ሕሩያት ህዝቢ ናይ ተፈጥሮን ፈጣርን እዮም !!!!!!!!!!
🇪🇷🇪🇷🇸🇩🇸🇩🇸🇴🇸🇴🇵🇸🇵🇸🇨🇳🇨🇳🇷🇺🇷🇺
ኣወል ሐወይ የቀኔልና መግለጺ ሲኢናልካ ኣንበሳ።
ሃገረይ ኣጆኺ ኣለና ኣብ ጎንኺ ዋላ ዓዲ ኢንተራሕቅና ኣብ ጊዝየ ሰላምኪ ንህንጸትኪ ኣብ ጊዝየ ሽግርኪ ሩሕና ኪንህበኪ ድልዋት ኢና ደቅኺ ዓወት ንሓፋሽ
ዶሮና
ናይ ኣየር ክኸፍለልካ እየ። ቆምሽጢ
@@adulis73kkkkkkkkkkkkkkkk
Yes Biravo wedi eri ambesaye 🇪🇷🇪🇷♥️♥️👑👑👑👍👍
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 🇪🇷🕯
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ወዲ ሓወቦይ ዒድ ሙባረክ ን ኩሉ ህዝቢ ኢርትራን ሓይልታት ምክልኻሉን ብፍላይ ከኣ ኣመንቲ ምስልምና።
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ን ሰማእታትና።
ፍረ ዘይብላ ገረብ እምኒ ኣይድርበያን እዩ! ዓቢ ዘረባ።
ወዲ ሰብ ብዙሕ እዩ ዓይነቱ ክብሃል ሐቂ እዩ ብግህዶ ዘይትጽገብ ጅግና ታሪኽ ትሰርሕ አለኻ ፈጣሪ ዓዲልካ።
ጀግና መምህር እዚ'ኳ ክውሕደካ መግለጺ ኮ ስኢነልካ ኣወለይ እንኳዕ ተወለደካ
አንበሳ መጸ! መሬት ገጥ! አወል ጅግና!
ሰማእታትና ወትሩ ይዘከሩ። ዓወት ናሓፋሽ!
Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk Ane aytrdanen wekar zayaklas ambasa ka elkumo nezi kurmoy fetrat besnkaka Abe hezbna Abe hawi yatkyom netom teswiom zelwu da zaytngrlom anta wedi shermota wedi xergya wedi medhan bread funfun fetrat awel mealtka taray testba anta kustmo hegdaf hezbna eba fhfh eblkumna HEGDAF RIP😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@@TemesgenAnde-mh1kd ብደዉ ዝሞተ አካ RIP
ግብረሽበራ!
ህውከት ንመዝመዝትን ሰረቅትን ጠቀመ!
ዘለኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንሰማእታትና!
ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀
@@TemesgenAnde-mh1kdንስኻ'ኸ ሚስተር ዝሞተ ሓንጎል😂 መዓስ ኢኻ ንሰማእታትና ኽትድንግጽ ጀሚርካ?? ትማሊ እሱራት ውግእ ኪቕተሉ ኣለዎም ትብል ኔርኻ ሎሚ ቈርበት በጊዕ ተኸዲንካ መጺእካ ንመን ኢኻ ኸተደናግሮ እትፍትን ዘለኻ??😂 ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ❤🇪🇷❤️
@@TemesgenAnde-mh1kdገና ደም ከነንብዓኩም ኢና ደቃሉ ማለሊት ክክክክክ
መርሐባ ሐበን ሃገር 🇪🇷 ምስቶም ጀጋኑና ምክልካልና ሃገርና ክብርን መጎስን ንሰማአታትና ወትሩ ዓወት ንሐፉሸ ኤርይ ንቅዲሚት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ጅግና💪🇪🇷
ትኣምኖ ልኢካስ እንተይ ተሪፉኒ ኣይትበል ከም ዝበሃል እሙን ካድረ🇪🇷 መርሓባ ጥዑም ድሃይ🇪🇷💐
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና
ጀጋኑ ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና❤
ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷
መቸም በቲ especiall ህያብካ ምስጋና ንረቢ ልዓለሚን ማለት ንፈጣሪ ቀጺለ ንእትህቦ ኣስተምህሮ ኮሜዳዊ ብምዃኑ
ደስ ዘብለኒ ንዓይ
በዚ እማሃር በዚ ድማ ደስ ኢሉኒ ይስሕቕ
Thank you ኣወል ስዒድ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷
ኣሰይይይ ጅግና ወድ ኤረይይይይ ኣንግድጉ ጅግና ዉላድ ኤረይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሉዕል ፈጣሪ 🇪🇷💪🏽👍🏾👍🏾🇪🇷🇪🇷🐪🐪✊🏾✊🏾🐪🐪🍇🍇🍇🍇🇪🇷🇪🇷💖💖💖💖💖💖💖💖💖🇪🇷💪🏽
ኣወሊኖ ጅግና ቦሎም ደኣ ነዞም፡ደጋላት መሃይም ሸየጥቲ ዓዶም።
8 ጀርካን አለዋኒ ምሳካ ሀየ ከይ ጠፍአ አወል ስዒድ ናይ ተጋሩ ንብረት ከይጠፍዕ ናይ ግዝየ ጉዳይ ጥራይ
ሓቅካ እዛ ጸርፍስ. ንውላድና እግሪ እግርና ትስዕበና ኣላ. እቲ ጸርፍናስ. ናብ ምርቃ አንተንቅይሮ " ሕርቕ " ኢልና እዋይ ኣንታ ብሩኽ ንቀይራ. ገስጉስላ ነመስግን ኣዎሊና ❤።
Thats the point
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ምርቓ ንቐይሮ። ጸርፊ ክትሰምዖ እኮ'ዩ ነብሰ ስጋኻ ዝግፈፍ።
መርሓባ ወዲ ሓላል መሬት ኣዉል ሲዒድ, 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዳሃይካ ኣይታሓባእ
ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
ኣወል ክንዲ ሚእቲ ሽሕ 💪🏻ኣብ ሜድያ ገጢሙ ዝሳዓሮም ኣቦ ሓድነት ኤርትራውያን ዳግማይ ዓብድልቃድር ከቢረ ❗👍🏻💪🏻
ኣወል ሓዉና ሰላም ብልጽ ስራሓ
ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ን ስወኣትና
ዓወት ን ሓፋሽ 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤🇪🇷
ሰራዊተይ ዓይኒ ንስሪ !!ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!
Wow wow can’t stop listening it 🇪🇷🇪🇷❤️❤️💯Bravo Bravo Awel🇪🇷🇪🇷❤️❤️
መርሓባ ኣወል ስዒድ አንቃዕ ደሓን መጻአኻ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ
Thank you for reading my mind and all the eritreans mind , even though we are all everywhere in the world we still listen to each other's hearts again thank you.
ሓርበኛ ፡ ጎበዝ፡ ተባዕ፡ ጅግና፡ ኣጆኻ ቀጽሎ። ከማኻ የብዝሓዮም።
😂😂😂😂😂😅😅😅
ኣወል ጅግና እምባሕ በል።
Welcome Awelino❤ 🇪🇷🍇🇪🇷⚘️❤️🇪🇷 💯⚘️❤️ ኤርትራ ንኤርትራዊያን ፡ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስወኣትና ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ።🙏🇪🇷💯⚘️❤️🇪🇷🍇💯⚘️❤️
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ሞጎስን ንስዉኣትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ |🇪🇷 |🇪🇷 |🇪🇷
ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና !! ኣወል መቅሰን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤
አወል ሐወይ መግለጺኮ ስኢነልካ ጅግና ቀጽል
መርሓባ ኣወል ስዒድ ኣቦ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ሓላል ህዝቢ ❤❤❤❤❤❤❤❤
መርሓባ ኣወሊኖ ነጎድጓድ ድምጹ፡ ነዘን ደምበ ዕንክሊል ደቂ ወዶገባ ምስ ኣሳሰይተን እዚ ዘይምሕር ሴፍ ሓቅታትካ ርእሰን ከም በዓል መርዘን የንጸራርወን ኣሎ። ቀጽሎ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ሰላም አወል ሐዉና የቀንየልና እወ ሐቅካ እወ ሰምዕዋ ንትሐጋገዝ ኩልና ንሃገርና ንንጠፍ ንክንሰጉም ንክንምዕብል። አወ አርባተ ነጥቢ ነዚኦም ዕሱባት ሎቃመጽ እወ ሐቅካ አወል ከምዛዝበልካያ እያ ትጽበዬም ተዓወት ዓወት ንሐፋሸ ክብርን ሞጎሰን ንሰማእታትና❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👊👍🙏🌹🌹🌹🌹✍️✊💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷👊🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷👊💪
ኣጆኻ ኣወል ሳዒድ ኣብጎኒኻ ኣለና ካም ኡግርካ ቀጽል
አጆካ አወል ቀደም ተቀበሮም ህጀይ እውን ክቅበሩ ኢኦም አብ ሱዳን ተቀበሮም ብይ ዓቡድ ማህዲይ ተቀበሮም ህጂይ ክቅበሩ ኢኦም Viva Viva eretreyen ❤❤❤❤❤❤
ሕጽቦ በቶም ጀጋኑ ሓጸብቲ ይቅጽል ኣሎ።
ኣጆካ ወሎደይ
Thankyou Aweley we proud of you
Kulu am wa antum bee kair eid said 💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣወለይ የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን የሃብካ
ዋዋዋዋዋዋዋዋዋዋ አወል ጅግና ሓውና እንኳዕ ብሰላም መጻካ ዒድ መቡሩክ ዘሓወይ
ጅግና ወዲ ኤረይ 💪
እቲ ሐቂ ሕሪሕራይ ገርካ ነጊርካዮም። ከማኻ ንኤርትራና ይብዝሑላ።
Awel sied simply unique and exceptional the product of Eritrea.!!! 🇪🇷👍🇪🇷✌️🇪🇷✌️🇪🇷
ጽቡቕ ስራሕ ኣወሊኖ
ክብርን ዝክርን ንጀጋኑ ሰማእታትና
ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና
🕯️🌹🕯️🌹🕯️🌹🕯️🇪🇷🕯️🇪🇷🕯️🇪🇷🕯️🇪🇷
ጽቡ ቅ ስራሕ ኣወልኖ, ክዒቀብ ዞሎዎ ሚዒቃብ, ክግሐፍ ዞሎዎ ምግሓፍ :
ክትንከፍ ዞሎዎ ግን ኣብ ትሕቲ 🇪🇷 ተሓብኦ ዞሎዉ ሰረቅቲን መታለልትን ዘይስነምግባር ተግባራት ስለዝኾነ ከም በዓል, ሄለን ተስፋ: ኣብራሃ ዛይድ : ሃኖክ ፓስታ :ራሻ : መብራህቱ ሕድራይ : ወልድኖ.... ገለ ወስ ኣብለሎም.
Well come awelino jigna 🇪🇷💎🇪🇷💎🇪🇷💎 so proud to be Eritrean❤ and I can listen to you all day long, and I am so proud of you you’re one of us😍🥰💕🇪🇷💎🇪🇷💎🇪🇷💎🇪🇷💎🇪🇷💎🇪🇷💎🇪🇷💎
Thank you Awelino, ዙ 23, ይበል ይበል as usual ንበረልና ክበረልና , ነዊሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዕና ንምነየልካ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንኳዕ ብደሓን መጻኻ ኣወል. ጉዳይ ኩዕሶ ኸ በል'ስከ ገለ በለና ናፍቆት ኣለና
Well come AWELINO .God bless Eritrea 🇪🇷🙏🇪🇷
ክብርን መጎስን ንሰማእታትና ንበረልና ክበረልና አዎል ጅግና ሐዉና 🙏❤️🇪🇷❤️❤️
ኣወሊኖ እንካዕ ብሰላም መጻኻና ጥዑም ድምጹ ወዲ ኤረይ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤
ኣወል ሓውና መጀመርታ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ብእትገብሮ ዘለካ ሃገራዊ ኣበርክቶ ኣመስጊና ንኣመስጋናይ ሂብናካ ኢና እሞ ኣበርቲዕካ ቀጽሎ ኣይትታሓለ ኣጀኻ ኣወል ሓውና ወዲዛ ሓላል መሬት
Wellcome jgna ❤
* ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና! ❤
መድመቂ ዓይኒ ኩሕሊ ሃገር ሓደራኻ ግን ከማኻ ክበዝሑ ጸዓር ዕድሜኻ ይንዋሕ ጥዕናኻ ይብዛሕ 🎉
Welcome Awele jegena I appreciate you and our heroes I am from Ethiopia Ameche. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐🙏💪
Amche from ethiopia? Kkk
እንታይ ጸገም ኣለዋ።ኣነም ኣብ ኢትዩጵያ ይቅምጥ።ግን ኣፍቃሪ ሃገረይን ህዝብይን ኢዪ።@@wedikeren6264
?
BRKITI do you in Ethiopia now?
ብርኽቲ ኣሁን ኢትዽያ ነው ያለሽው?
ዓቢ መምህር ኣወል ስዒድ እተካይዶ ትምህርቲ እንበር ከም ተራ ስነጥበብ ኣይርእዮን ኢየ ምኽንያቱ ንስለ ኤርትራዊ ባህሊ ኣብዘይትኣትዎ ቦታ የለን ብጀካ ኣርካናት ኣቦታትና ኣያታትና የዕሩኽትና ተጋደልቲ ነቲ ዝኣመንሉ ንኽኸውን ጽንዓት ምእማን ተጻዋርነት ኣብ ልቢ ኤርትራዊ ሰኲዖም ዓወት ናጽነትን ኪንኡ ዝኸይድ ጉዕዞ ህንጸት ፡ ኣሚንካ ወሪስካ ንምውራሱ ዓቢ ኣስተዋጽኦ ኢዩ ዘለዎ'ሞ ኣጆኻ ኣጆኻ ❤
መርሐባ ጡዑም ድሀይ ኣወለይ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሀበለይ ወድዛ ሐላል መሬት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክብርን መጎስን ንስዉኣትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሐባ መርሐባ ድምጺ አንበሳ መጸ መጸ አወል ዋልታ ሃገር እንቋ ብሰላም መጻእካና ናፍቅናካ ን ብሃረርታ ክንጺበየካ ቀኒና 🦁🦁💙❤️❤️❤️🦁🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🦁🦁🙏🏽🙏🏽💙❤️💚የቀኒየልና
መርሓባ ኣወል ጅግና እንቋዕ ብሰላም መጻእካና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መርሓባ ብርሀን ገጹ✨ጥዑም ደሀይ✨ዘልአለማዊ ዝክርን ክብርን ንስማእታትና❤🇪🇷🙏
መጸ መጸ ኣወል ጅግና❤❤ስሚ ከዳዓት
ዳሃይካ ክንስምዕ ከለና ቱስፈና ኢካ ብሐቅ አወሊኖ ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤የቀንየልና ዝሐወይ ምቅር ወለላ ማዓር ግጥሚኳ ነመስግን ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ብሐድነትና ❤
ምስ ኩሉ ክብርታት እቲ ናይ ውሽጢ ሃገር ጉዳያት ማለት ከምቲ ናይ በዓል ናጽነት ናይ ዓመጺ ብውሽጢ ጥራይ ተዝፍታሐ ምሓሸ ኣብዚ መፍቶ ሓሳዳት ከይንኸውን❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እቶም ህማቅ ዝገበሩ ከምዝተፈለጡ ከፍልጦም ኢሉ በጨቅ ዘበሎ ዩ።ግን ድማ ነዚ ወለዶ ምንጋር ከድልየና ዩ እቲ ስቅ ኩሉ እቲ ዝበሃል ከም ዝወኣልናዮ ግርም የደናግሩልና ኣለው።
ምቅስንይይ አውል ሐዋይ ጅግና ኣንግድግድ አስክ ወድ ኤር ንክድ ጠራይ ክበርን ዝኽርን ንጅግንው ስማትትን ዓውት ንሕፍሽ ❤️🌹💞
Same collects stone to build others throw stones to hurt people ! You right Awel
Well come aweleyy በረኪና ሃገርን ሃገራውነትን ከምኡ ውን ጸረ መንደልሃጽትን ከድዓትን much respect and proud of you ❤❤
Brother Sister You sacrificie for our existence we rember you allways🇪🇷
ኣወል ጅግና ❤ሰማእታትና ወትሩ አባልብና ዓወት ንሓፋሽ
ደሓር ከኣ ኣወሊኖ ሰብ ይሕመ ዕባራ ይግመ ይብሉ ኣቦታት ንነኣረምታ ምቅባልዩ ወዲ ሓዎቦይ
Eritrea n eritrawyan 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤❤
awel said ❤❤❤❤❤❤ is the best God is blessed eritrean peaple❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤ መርሓባ ስሑል ጎሮሮ ኣወሊኖ 🎉🎉🎉መሬት ቀጥ ቀጥ በለት ❤❤❤እዞም ሕሱራትን መልመጽትን ምስወያኒ ኬንኩም የሕዋትኩም ክትሃርሙ ወፊርኩም ዘለኹም ኤርትራዉያን ግዜ ብእዋኑ ኢድኩም ስሓቡ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ኣወሊኖ መዓር ኣፉ ዕድመን ጥዕና: መታን ጠጥዑሙ ክንሰምዕ
ሰላም አወል ሲዒድ አሽሓት ዓመታት ከምቲ ወርቂ ብሓዊ መኺኹ ከምኡ ሓሊፉ ስለዚ ብማንም ተአምር ክቅየር ዘይሕሰብ እዩ ቅሰን ህዝቢ ኤርትራ ንወደሰብ ብኸመይ ይጥዕሞን ይርህዎን ኢሉ ይሓስብን ይሰርሕን ዓወት ንሓፋሽ ቻው።
ሰናይ ምንዮተይ ዕድመን ጥዕናን ሃብካ ፈጣሪ ።
እንቃዕ ብሰላም መጻእካልና ንፈትወካን ነኽብረካን ዋልታ ሃገር ኣወሊኖ እስኪ ኣስመዓና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Yalla Awelino Yahoo. Eritrea 🇪🇷 for Eritrean 🇪🇷. God bless you.
ኣህለን ፊክ ብጻይ ኣወል ስዒድ 💪💪💪👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🕯🕯ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዋኣትና ኣወል መጽሓፍ በርትዕ ኣበብትኻ ብዙሓት እዮም ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንቋዕ ደሐን መጻእካ ጅግና ወዲ ኤረይ❤️🇪🇷❤️
ቃላት የብለይን ኣወል ሓወይ ጅግና ወዲ ዓደይ መዓረይ❤🇪🇷🤴☝
Always , love to listen to your monologue. 👍❤️🇪🇷❤️👍🇪🇷👍
ኣወል ሲዒድ በርቂ ኢለካ ኣለኩ ብ ማሕታ ውልዕ ጥፍአ ኢሉ ዝቀትል❤❤❤
ዚጋዝም ኣንበሳ መጸ 💪🏻💪🏻🇪🇷🇪🇷
Well come Awel Gegna❤🇪🇷👍👍ወዲ ኤረ ብጣዕሚ ነመስግነካ ነታ ኩሉ ትበና ሐበሪታ💐💐💐💐🇪🇷👍👍🇪🇷
viva Awel jegna 🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🥰👍👍🥰🇪🇷🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
THIS IS ERITREAN SPARTAN ARMIES EDF LION'S & LIONESS'S DEATH ANGEL OF HIS ENEMIES LONG LIFE THE MIGHTY KINGS AND OUR HEROES 🇪🇷🇪🇷💪🦁👑 ኣምበሳ ደንከል ቤሉል ጎይታ ቀይሕ ባሕሪ። ኣርዓዶም ሽሙ ዝልዓል ኸም ዓቢ በዓል ኣያይ'ኸ።
awel walta hager 👊👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
😂😂😂😂😅😅😅😅
ጸረ ኣእድግ ንሓሞዶም ኢንቃዕ ብሰላም መጽኣኻ ኣወሊኖ ❤
🎉❤ weiter so, wir sind stolz auf dich 👏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Awel seid is a household inside Eritrea. and outside. We have to be immensely proud about this Awel Said, Eritrean. We need many Awels in Eritrea. Can artists take initiative to create shirts, hats..... etc in the name of Awel
ጅግና መምህር ኢኻ።
Please like, share and subscribe 🙏🏻🙏🏻🙏🙏
Welcome Aweley jgna 🤴🇪🇷🦁✊ king of kings 🇪🇷💪
Enqae b selam wexaka kea neaka 🎉
ናይዚ ርእሲ ታኣምር ዩ ንምንባር ብምንባር ዝፈልጣ ሰብ ናይ ባሓቂ ንስካስ 1000 ዓመት ንበር
God blees Eritrea 🇪🇷
መርሐባ አወል ጅግና 💪🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መፀ መፀ አንበሰዉ ሕቡን ወድ ሃገር ዃሪዖናልዃ ናትና ብምዃንዃ ብሳላም ምጽና ብሃረርታ ንፀበየኳ አንበሳ ሃገር ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ብሐድነትና ሸጥ ምዓጣ ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ብሐድነትና ኤረይ መዓረይ ሰብ አለዋ ሕጃዉን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🇪🇷🇪🇷🙏❤️🇪🇷🇪🇷🙏
ታይ ዳኣ እቲ ጸ>>ፅ ጌርካዮ ብግእዝ ድዩ😮