መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, October 21, 2023

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ก.ย. 2024
  • Saturday at 1:45 PM Eritrea Time. Join us. Like & Share!
    Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited.
    Follow us on Telegram t.me/DendenMedia
    Follow us on facebook: / dendenmedia
    To subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming visit www.dendenmedi...
    To access ERi-TV Official TH-cam Chanel visit / eritveritreaofficial
    To access DimTsi Hafash Official TH-cam Chanel visit
    / @dimtsihafash-official...

ความคิดเห็น • 203

  • @genettekeste3951
    @genettekeste3951 11 หลายเดือนก่อน +6

    መርሓባ ደቂ ኤረይ ጀጋኑ መዳባትኩም ማሃርን ሃናጺን ኢዩ ኢሞ ቀጺልዋ።🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ERI_KEREN
    @ERI_KEREN 10 หลายเดือนก่อน +2

    Wow Wow Wonderful Program, Wedi Eri From USA - Enda Villa Kerenawi 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @mmsaed4630
    @mmsaed4630 10 หลายเดือนก่อน +2

    سليمان،
    مرة او مرتين سمعتك وانت تنقل وقائع حفل تخريج ساوا بالعربية والتقري و التقرينية بصوت رائع وجميل. اتمنى لك الصحة والعافية.
    تحياتي من إمبا سويرا.

  • @zaidtewelde2368
    @zaidtewelde2368 11 หลายเดือนก่อน +4

    መርሓባ ስለማን ሓወይ ቡዙሕ የመስግነካ ብዓቅሊ ትዕስቲ ን'ኩሎም ኣብ መሰመሪ ዝቀሪቡ ግዜትህቦም ክፊትኑ ጽቡቅ ስራሕ 👍🏾🇪🇷💓👍🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐

  • @mebrahtumehari7534
    @mebrahtumehari7534 10 หลายเดือนก่อน +1

    ብመጀመርታ ሰላም ንሃገርናን ዓለምናን፡ብምቕጻል መደብኩም ኣዝዩ ጽቡቕን መሃርን ኢዩ፡ቀጺለ ርእይቶይ እዚ መደብኩም ኣብ ባህልን ታሪኽን ሃገርና ከምኡ ውን ብሄራትና ዝያዳ እንተተተኩሩ

  • @AlayAlay-sv8ki
    @AlayAlay-sv8ki 4 หลายเดือนก่อน +1

    መርሓባ ደቂ Eri ጀጋኑ ጹቡቅ መደባትኩም ቢታም ኣዘንገኣን መሃርን ይ ቀጽሉዎ ፡፡

  • @TewieBoy-bo9hd
    @TewieBoy-bo9hd 11 หลายเดือนก่อน +3

    God bless Eritrea 🇪🇷 and eritrean 🇪🇷💕💪💪

  • @መራወዲሙሉአ
    @መራወዲሙሉአ 11 หลายเดือนก่อน +3

    Thank you 💙💙💙💙💙

  • @merhawityemane6494
    @merhawityemane6494 11 หลายเดือนก่อน +2

    ሱሌማን አብ ስራሕኩምን አብ ነብሰኩም ጥዕናን አሳልጦን ይምነየልኩም ቀጽልዎ ደስሐ ሐደሐደግዜየስ አይትስሕቅንኢካ ክትስሕቅ ከለካኢካትብራሃናእሞ ሳሐቅካ አይፈለየና ብጣዕሚኢና ንጽበየኩም ጽቡቅ መደም

  • @tesdebesay9019
    @tesdebesay9019 11 หลายเดือนก่อน +2

    Welcome,
    Mejemerta selamta yiblekum
    Melsi ab mesmer behankewta zixbeya medeb eya mehari medeb eyu
    Melsi nay hirkam gn wela kitkat tibhal eya
    Thank you ❤❤

  • @hannyfees6306
    @hannyfees6306 10 หลายเดือนก่อน +1

    Ewyi selmne haklye zelka msezi wedi maswa I love him ♥ ❤ cabe Canada 🇨🇦 Toronto

  • @IsmailIsmail-n2w
    @IsmailIsmail-n2w 11 หลายเดือนก่อน +2

    Betam mehrin aznga medab sale kolw thanks lali kolo ka methbeberkom nice 👌

  • @teamemesfin4216
    @teamemesfin4216 11 หลายเดือนก่อน +7

    it's Great show!! thank you for... sharing with As.

  • @Afom-g9k
    @Afom-g9k 11 หลายเดือนก่อน +1

    I love you Eritrea❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sarig84
    @sarig84 11 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ በሐቂ መሀሪ ብጣዕሚ ዝነአድ
    25 ሳንቲም ሕርካም ወይ ቅጥቃጥ

  • @abrahamteweldebrhan2868
    @abrahamteweldebrhan2868 11 หลายเดือนก่อน +1

    Selam deki Eri ab zelekumo selam
    Kihata delye zeleku 25 santim kitkat aykonen du zbehal 50 santim wn shiln yibleo yen nmrggax ye ❤

  • @mebratberhane7402
    @mebratberhane7402 11 หลายเดือนก่อน +2

    Good job super job keep it BFLAY. Nikihgezu zigBom EKA tihgez Grup. Nay Bhaki Senay srah 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹

  • @hermonrobel4451
    @hermonrobel4451 11 หลายเดือนก่อน +1

    Wow deki eru betame ina nemesgenekum eti gizem tsibuk ekom tehbu hagezem seletgebrulom betame eye zedenekekum we love u guys hawekum Hermon from USA 🇺🇸

  • @YewhanaZeray-k4o
    @YewhanaZeray-k4o 11 หลายเดือนก่อน +1

    Xebuk srha deki Erey 🫶🇪🇷❤️❤️❤️❤️

  • @michaeltesfandrias6044
    @michaeltesfandrias6044 10 หลายเดือนก่อน +3

    ሰላም ደቂ ኤረይ ሓላላት መደብ መልሲ ኣብ መስመር ኣዝዩ ጽቡቕ መደብ ቀጽልዎ ብዝያዳ ግን ኣብ ታሪኽ ሃገርና ዘተኮረ ሕቶታት ብዝሕ እንተዝብል ዝያዳ ተመራጺ ኮይኑ ይስምዓኒ የቐኔለይ ❤❤❤

  • @messir363
    @messir363 10 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይ ኤረይ ናተይ ንኪድ ጥራይ ብርሀንዩ ቅድሚና ፡፡

  • @kudsanberaki1002
    @kudsanberaki1002 11 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቅ መደብ ኢዩ። ግን፡ብዙሕ ክንመሃር ስለ ንደሊ፡ ብፋላይ ኣብ ደገ ዘሎ ሰብ። ስለዚ ንሓደ ተሓታቲ ፡ ውሱን፡ግዜ ተዝግበር ምሓሸ። ክብድ ዝበለ ተኮይኑ፡ ግዜ ንምቁጣብ ምርጫ ተዝግበረሉ።
    ንኣዳለውቲ ግን ብጣዕሚ፡ ደስ ዝብልን ስድራቤታውን ኣታሕሕዛኩም ምስጋና ይግበኣኩም።

  • @abelmedhanie8731
    @abelmedhanie8731 11 หลายเดือนก่อน +1

    Deki Erey xada selamkum bzih ybel kexilwo

  • @saimonmehari4437
    @saimonmehari4437 10 หลายเดือนก่อน +1

    ሱሌ ትዕግስቲ ዘለካ ጽቡቕ መደብ ማሃርን ኣዛናጋዕን ቐጽልዎ፡

  • @hannyfees6306
    @hannyfees6306 10 หลายเดือนก่อน +1

    Ewye ezi wedi baxe I love you

  • @yonasentertainment8744
    @yonasentertainment8744 11 หลายเดือนก่อน +1

    Eritrea 🇪🇷 ❤❤❤

  • @Mussie5
    @Mussie5 10 หลายเดือนก่อน +1

    deki ereyy entay da nay dihan zeymexakum lomi ❤

  • @abibajo2396
    @abibajo2396 11 หลายเดือนก่อน +1

    ሱሌማን ዓርከይ እንዳ በለ መልዒሱካ ተመስገን ወዲ ባጽዕ 😂😂😂😂

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 11 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 11 หลายเดือนก่อน +2

    Selame
    Merehba
    Eritrea 🇪🇷
    ❤🎉❤🎉

  • @yemanetewelde-c8y
    @yemanetewelde-c8y 11 หลายเดือนก่อน +1

    መደብኩም ጽቡቅ ኣሎ ንካታተሎ ኢና ኣብዛ ናይ 25 ሳንቲም ግን ቅጥቃጥ ውን ትብሃል ያ ይመስለኒ

  • @user-ll5qp9qd5v
    @user-ll5qp9qd5v 11 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @fxum-yu8uo
    @fxum-yu8uo 11 หลายเดือนก่อน +3

    ደቂ ኤሪይ ብሓቂ ጹብቅ መደብ ቀጺልዋ

  • @teamehaile7097
    @teamehaile7097 11 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቅ መደብ ኢዩ ደቂ ኤረይ ቀጽልዎ ኣንታ መልሲ ዝነበረት ናይ ቃሩራ ድዩ ወይሲ ቅሩራ ብዝተረፈ። ኩሉ ጽቡቅ መደብ ኢዩ ቀጻሊ ኢና ንከታተልኩም ብዙሕ ውን ተማህርና ኢና ቀጽልዎ ክብለ ድማ ይፈቱ🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇸🇪🇸🇪

  • @eriwedihezhez
    @eriwedihezhez 11 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @selemtesfu5338
    @selemtesfu5338 11 หลายเดือนก่อน +1

    Hello Eritrea Thank you
    fore the show❤

  • @shinyblade4569
    @shinyblade4569 11 หลายเดือนก่อน +3

    Great show great questions. Keep good work and thanks for your excellence services you doing for Eritrean media.

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 11 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም።
    ካብ ደገ ደዊልና ክንሳተፍ ንኽእል እንተኾይና፡እሞ ክንፍትን እምበር። ግን ድማ እቲ ጸገም ናይ ሰዓታት ፍልልይ ስለዘሎ'ዩ።ንሕና ኣብ ንድቕሰሉ ሰዓት ኢዩ እዚ ፕሮግራም ዝፍኖ።መልሲ ኣብ መስመርን ቡያ ውድድር ታሪኻዊ ፍልጠትን 👍።
    ምትሕግጋዝ ባህልና እኳ እንተኾነ፡ ኣብ ፍልጠት ግን መታን ኩልና ከነንብብን ክንፈልጥን፡ ከይፈተንካ ሓገዝ ምሕታት ክተርፍ ኣለዎ።ምኽንያቱ ከይተንብብን ከይትፈልጥን ኢዩ ዘተባብዕ። ኣብታ ድውል ኣቢሎም፡ከይፈተኑ ሓግዘኒ ዝብሉ ብዕቱብ ኖ ፈትን ክበሃሉ ኣለዎም። ፈትን ጥራይ ዘይኮነስ፡ናብ መልሲ ገጾም እንድሕር ተጸጊዖም ምሕጋዝ ሽዑ ጸገም የብሉን።

  • @hagostesfa2416
    @hagostesfa2416 11 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤ መጀመርያ እዛ መደብ ኣዚያ ጽብቕቲ እያ መሃሪትን ኣዛናግዒትን ኢያ ቀጽልዎ። ኣነ ግን ብዛዕባ ዓድና ዘይተተንከፈ ታሪኽ ኣሎ ነዚ ዘሎ ወሎዶ ከኣ ኣዚዩ ጠቓሚ ስለዝኮነ እቲ ዝበዝሐ ሒቶታት ንታሪኽና ዝምከት እንተዝኸውን ዝበለጸ ኔሩ ። ኤርትራን ህዝባን ማዕከን ታሪኽ ኢያ'ሞ ወሎዶታት ምእንቲ ክፈልጥዎ ጽቐጥሉ ።

  • @layneteshome7090
    @layneteshome7090 11 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ሰላም መልሲ ኣብ መስመር ኣብ እትህብዎ መሃርን ኣዛናግዕን ንከታትለኩም ኢና መንእሰይ ሃገርና ፍልጠቱ ምዕባይ ኣዝዩ ኣገዳስን እዩ ኣብ ዕለት 21 ብስሌማን አበ ዝቀረበ መልሲ ሕቶ ቅጥቃጥ ሕርካም ብኽልቲኡ ትጽዋዕ እያ ግን ጌጋ እልኩማ እታ ቅጥቃጥ ትባሃል እያ እሞ ኣብ ቀጻሊ ተመሳሳሊ ጌጋ ከይህሉ ሕሰብሉ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ንምነ ወድሓንኩም❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @SamsomSemere
    @SamsomSemere 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብራቮ ሲሌማን ጽቡቅ ዕድል ትህቦም

  • @arrowmaster2524
    @arrowmaster2524 11 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ኣዳለውቲ መደብ መልሲ ኣብ መስመር። ብተቕርብዎ መደብ ብዙሕ ትምህቲ አና ንቕስመሉ።ኣብ 21-10-2023 ዝቕረበ ምርጫ ንሕቶ 0•25 ሳንቲም ቅጥቃጥ መልሲ አያ ነራ።ኣብ ከተማ ከረን አየ ዓብየ ኣብ ከረን ዲማ ከምኡ አልካ ምጽዋዕ ልሙድ አዩ።

  • @fitstumaraya1297
    @fitstumaraya1297 11 หลายเดือนก่อน +1

    Asey deki erey enka bselam mexakum btami mahari medeb eyu kexluwo eza nay temesgen gze dhabkumo xbuk komu gze habwom

  • @TemesgenKinfe-b1d
    @TemesgenKinfe-b1d 11 หลายเดือนก่อน +1

    ገለ ዓነት ትምህርቲ ናይ ባሓቂ ቀጽሉሉ ኤ

  • @mayobeautys9070
    @mayobeautys9070 11 หลายเดือนก่อน +2

    Good work ❤I love general knowledge 👏🏽👏🏽👏🏽keep it up

  • @hgfhhfvgh2222
    @hgfhhfvgh2222 11 หลายเดือนก่อน +1

    Merhaba deqi erey jeganu amlak edmen tenan yhabkum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HagosAbebe-th9pf
    @HagosAbebe-th9pf 11 หลายเดือนก่อน +5

    ቕጥቓጥ ሕርካም እውን ትባሃል

  • @suadadamiloveyouhababty9388
    @suadadamiloveyouhababty9388 11 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐⭐⭐⭐⭐💯🇪🇷🌹🌹

  • @tesfaaleni2429
    @tesfaaleni2429 10 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ዘሓለፈ ጠሊምኩም ሲ ሕጂ ከኣ ኣይግብርን

  • @መራወዲሙሉአ
    @መራወዲሙሉአ 10 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙💙

  • @guelayaraya7086
    @guelayaraya7086 11 หลายเดือนก่อน +3

    ሰላም ንዓኻትኩም መደብ መልሲ ኣብ መስመር፡ ኣብ ህይወትኩም ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን እናተመነና፡ መደባትኩም ብጥዕሚ ኢና ንፈትዎን ንከታተሎን እናበልና ምስ ስድራይ ንካትዓላ ሕቶ ኣላትና ናብኣ ክነኣቱ፡
    ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ምስ ተዓወተ ንኽቕጽል 110 ኣውሕስካን ኣየውሓስካያን ንዝብላ ቃላት ንደቂና ብንጹር ክሪዱኡዎ ምእንቲ ከተነጽሩልና ንላቦ። ንዓይ ዝመስለኒ ንሳልሳይ ደረጃ ንዝሓለፉ 110 ከምዘውሓሱ ዩ፡ ምክንያቱ ውሕስነት ማለት ነታ 110 ምስዘይ ትስእና ኮይኑ ዩ ዝርድኣኒ ንዝያዳ ክንፈልጣ ግና ኣርሙና።

  • @senaityohannes5250
    @senaityohannes5250 11 หลายเดือนก่อน +3

    Kitikat

  • @alemmusa9720
    @alemmusa9720 11 หลายเดือนก่อน +4

    Excellent show, and we religiously watch it from America to teach our foreign-born children some of their culture and history. My two suggestions are: If you can increase the frequency and all contestants have the same fair and fixed amount of time.
    Thank you, and keep up the good job!
    Alem

  • @mulugetanuguse2617
    @mulugetanuguse2617 11 หลายเดือนก่อน +1

    Bitami maharn azanagain medebkum mas timexi egna nxboyokum emot bitami qexiluwo❤❤❤❤

  • @mikitewelde4133
    @mikitewelde4133 11 หลายเดือนก่อน +2

    Selam melisi ab mesmer kemey alekum Ane hanti rieto Alatini Eza kedameyti hito nay 25 Cent kitkat elu melisu ❤ Nimntay da 3 kikat Niblo ni 75 Cent ❤ kitkat 25 Cent sile zikone u mesleni

    • @nebyatsolomun5222
      @nebyatsolomun5222 11 หลายเดือนก่อน +1

      እወ ኣነ ከማን 25 ሳንቲም ሲ
      በቲ ሓደ ቅጥቃጥ ንብላ ኔርና
      በቲ ሓደ ድማ ሕርጋም ንብላ ኔርና ስለዚ እቲ ንጹር መልሲ ንጽበ ኣለና። ካቡኡ ብምቅጻል ጽቡቅ መደብ እዩ።

    • @mikitewelde4133
      @mikitewelde4133 11 หลายเดือนก่อน

      Yes

  • @TemesgenKinfe-b1d
    @TemesgenKinfe-b1d 11 หลายเดือนก่อน +2

    ኤርትራዊንት ኩቡር መንነት ትምህርቲ ሓዘል እዩ እዚ መድረክ ቀጽሉሉ ሰለማን ዕድመ ያሃበለይ

  • @eladonai2100
    @eladonai2100 10 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ዑስማን ሓወይ ሰላም ንዓኻን መሳርሕትኻን፡ ቅጥቃጥ ወን 25 ሳንቲም ትብሃል እያ እሞ እዚኣ ደኣ ከመይ እያ፧

  • @eladonai2100
    @eladonai2100 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ዝሓለፈ ድማ ሓንቲ መኣረምታ ኣላትኒ ካብ መግቢ ገዓት ካብ ሰበይቲ ድማ መርዓት ዝነበርት እታ ቅንዕቲ ካብ ጠስሚ ግዓት ካብ ሰበይቲ መርዓት ትርጓሜኡ ድማ ጠስሚ እንተ ረኪብካ ወይ ኣሎኻ ግዓት እዩ ዝብላዕ ካብ ሰበይቲ ድማ መርዓት እያ ትርከብ ምክንያቲ ሰበይቲ እያ መርዓት(ጓል)
    ትወልድ።
    ሰላም ይኹነልኩም
    Saron haftekum ye

  • @yonatantegbaru7452
    @yonatantegbaru7452 11 หลายเดือนก่อน +2

    መርሓባ ደቂ ሃገረይ ሕቶ ናይ ቁጽሪ 3 25 ሳንቲም ክንደይ ትብሃል ኢያ ኔራ ሕቶ ኣብ ከባቢና ገጀረት ዓቢ ቅጥቃጥ ወይ ሕርካም ኢና ንብሎ ኔርና ቅኑዕ መልሲ ከኣ ሕርካም ጥራይ ኢዩ ኢልኩም ግን ክልቲኡ እዩ መልሲ thank you

  • @mmsaed4630
    @mmsaed4630 10 หลายเดือนก่อน +1

    سليمان عبي...... صبور.
    الصبر جميل

  • @naomiftsum3745
    @naomiftsum3745 11 หลายเดือนก่อน +1

    ግዜ ነዊሒዎ ን ተመስገን ኣሰልቺኩሙና it’s not fair you need to be the same for everyone

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 10 หลายเดือนก่อน +1

    Merhaba ❤️♥️🇪🇷❤️♥️🇪🇷

  • @yemanehaile9648
    @yemanehaile9648 11 หลายเดือนก่อน +3

    መርሓባ ሰልየ መደብኩም ጽቡቕዩ ንመሃረሉ ኢና፥ ኣብ ናይ ሎሚ 21/10/23 ቀዳመይቲ ሕቶ መልሲ ቅጥቃጥ ኢሉ ኔሩ ቅኑዕ/ ሓቁ እዩ ቅጥቃጥ/ ሕርካም ይበሃል ዩ/25 ሳንቲም።

    • @B.S6093
      @B.S6093 11 หลายเดือนก่อน +1

      እወ ቅጥቃጥ ኢያ ትበሃል

  • @shimendighebretnsaie3006
    @shimendighebretnsaie3006 10 หลายเดือนก่อน +1

    Taarifa

  • @fqadkaamlakey9489
    @fqadkaamlakey9489 11 หลายเดือนก่อน +1

    ስሌማን ሽኮር ማራ ኣብ መንእሰያት ኣቢ ኣክብሮት ኣለካ ቀጽሎ ንኦም ውን ሞራል ኢዩ ግን ጊዜ ሓጺራ ናይ መልሲ ኣብ መስመር ወስኩልና በጃኩም እንዳ ኣዛንግኣት ትምህር መደብ።

  • @B.S6093
    @B.S6093 11 หลายเดือนก่อน +2

    መሊስዋ ኢዩ 1ይቲ ሕቶ ሕርካም ቅጥቃጥ ኢያ ትበሃል

  • @adhanomabrha3860
    @adhanomabrha3860 11 หลายเดือนก่อน +3

    ቅጥቃጥ ትበሃል እያ። ሕርካም ውን ትበሃል እያ።

  • @dana.j9062
    @dana.j9062 11 หลายเดือนก่อน +3

    I'm a big fan of the show!! it is similar to jeopardy,and it is both entertaining and educational the reason i always look forward to it.
    the one thing i would suggest is strict rules on time in order to give opportunity to other participants.
    peace and love to all my beautiful people!!
    🇪🇷 💚❤️💙

  • @girmaymengstab5727
    @girmaymengstab5727 11 หลายเดือนก่อน +1

    Selam wesenay Melsi abmesmer abhiwetkum mluh tana ab srahkum dma awetn asalton ymneyelkum qexile medebatkum xbuk alo qexlwo naybhaki Medebatkum hanti mealtiwn halifatni aytfeltn eya xbuk deki erey kexlwo yblemu.?👍👍❤❤🇪🇷

  • @kkmmjbnjunju
    @kkmmjbnjunju 11 หลายเดือนก่อน +3

    I like this host personality very patient nice program we learning a lot😅

  • @EfremAfewerki-z3v
    @EfremAfewerki-z3v 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤❤

  • @KbreKdusan-un3rl
    @KbreKdusan-un3rl 11 หลายเดือนก่อน +3

    ግዜ ቁሩብ ኣብ ውሑዳት እንዳተወድአ ይስልችወና ኣሎ መታን ብዙሕ ክንመሃር ግዜ ኣውሕዱሎም በጃኹም እቲ ኣክብሮትኩም ግን መግለጺ የብሉን ❤❤❤

  • @ngstimengstab3498
    @ngstimengstab3498 11 หลายเดือนก่อน +3

    ቅጥቃጥ❤❤❤❤

  • @NegassiwTesfaslasie
    @NegassiwTesfaslasie 11 หลายเดือนก่อน +1

    ብመጀመርታ ሰላምታ ብምቅዳም: ቀጺለ ድማ እዛ Eri tv game show ሓንቲ ካብተን ብሃንቀውታ ዝጽበየን መደባት እያ: ኣዝዩ መሃርን ኣዘናጋዕን መደባት ከም ምኻኑ መጠን ድማ ኣዚኹም ብትግሃት ክትሰርሕሉ ይላቦ. እንተ ተኻኢሉ ድማ ብዙሕ ሰብ መታን ክሳተፍ እታ መደብ ቁሩብ ደቃይቅ እንተ ዝውሰኻ ማለን ካብ 40 ናብ 60 ደቃይቅ ኣቢሉ ክኸውን ብትሕትና ይሓትት.
    የቀንየለይ

  • @yemanemehari2877
    @yemanemehari2877 11 หลายเดือนก่อน +3

    ሱሌማን እታ ሕቶ እታ 25 ሳንቲም ቅጥቃጥ ክበሃል ሰሚኤያ ኣለኹ ሃሰስ በላ ኢኻ

  • @sulemansaho9604
    @sulemansaho9604 11 หลายเดือนก่อน +1

    SalamDeqi eri shokarinatat xubuqheton melsin ajokum

  • @yordanosweldesus2752
    @yordanosweldesus2752 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @hizbawiginbarginbarghinda3872
    @hizbawiginbarginbarghinda3872 11 หลายเดือนก่อน +2

    👍
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hassantuba3540
    @hassantuba3540 11 หลายเดือนก่อน +1

    Kossa hana kosheresi tabilakunana kishamasi ekkianimu.❤❤❤❤

  • @fidelgebremedhen2591
    @fidelgebremedhen2591 11 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ መደብ ጽቡቕ እዩ ብዙሕ ውን ንምሃረሉ ኣለና ቀጽልዎ እታ ግዜ ቁሩብ ሓጺራ ምልእ እንተ ተብሉላ ?

  • @fursonstwas7390
    @fursonstwas7390 10 หลายเดือนก่อน +1

    herkam wa

  • @Mussie5
    @Mussie5 11 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ደቂ ኤረይ ብጣዕሚ ዝፈትዋ መደብ ኢያ ግን ኣብ ግዜ ንገለገለ ግዜ ተሕጽሩሎም ንገለ ነዊሕ ትብዎም ስለዚ ዝተዛነየ ተዝኸውን ጽቡቅ ኔሩ ሰላም ንኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤❤❤❤❤

  • @bini4562
    @bini4562 11 หลายเดือนก่อน +1

    Hinbashay

  • @Mussie5
    @Mussie5 11 หลายเดือนก่อน +1

    Welcome ❤❤

  • @SweetaHeni-yz4hm
    @SweetaHeni-yz4hm 11 หลายเดือนก่อน +1

    Slie shkorrrr eza medeb bteami ya xbkti kexlwa ❤❤❤❤❤

  • @eyobabreham3862
    @eyobabreham3862 11 หลายเดือนก่อน

    Selam medeb ab mesmer adalewtn akrebtn Suleman kemauwn petros kemey tkonu
    Ata medeb kedam azina ena nfetwa zeynfelto knfelt thgzena tewedadrena wn eya slezi bzbeletse ktktslwo anatemenena nay kedam alet 21 /10/2023 zneberet hto nay kede.weledna n 25 santim ktkat wey hrkam eyom zblwa nerom mesleni🎉amo. Ebrhi kthbuna

  • @segenay-if5wh
    @segenay-if5wh 11 หลายเดือนก่อน +1

    ስሌ ሰላም ነአኩም መድብኩም በጣም ደስ ዝበል አዩ

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 11 หลายเดือนก่อน +2

    ሱሌማን ኣብታ ናይ መትኒ/ነርቭ ብዝሒ ዋህዮታት 100b ክትብል ጸኒሕካስ፡መሊስካ ድማ ልዕሊ 1b ኢዩ ብዝሖም ኢልካ። ካብ እግር መልሓስ ይቕንቀፍ ኣጋጢማትካ።

  • @tsigeredamana4383
    @tsigeredamana4383 11 หลายเดือนก่อน +1

    Selam Eri TV qbukn meharn tariknan slezkone keqlwo 👍

  • @kebedegebre4798
    @kebedegebre4798 11 หลายเดือนก่อน +1

    ቅጥቃጥ ተባህላ ትጽዋዕ

  • @ftweytefetawi9506
    @ftweytefetawi9506 10 หลายเดือนก่อน +1

    Hagzeni arkey

  • @حسين-ث3ث3ت
    @حسين-ث3ث3ت 4 หลายเดือนก่อน

    👍🇪🇷🇪🇷

  • @tsgeweyniafewerkigebrimari7530
    @tsgeweyniafewerkigebrimari7530 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @Edengirmay794
    @Edengirmay794 11 หลายเดือนก่อน

    Selam melsi ab mesmer seat kendey ikum tejmru kendwl

  • @yordanosyordanos5140
    @yordanosyordanos5140 11 หลายเดือนก่อน +1

    ቅጠቃጠ

  • @SihamAwelkier-ec3nd
    @SihamAwelkier-ec3nd 10 หลายเดือนก่อน

    Entay dea teqarixea deya eza medeb??..it's been 3 weeks..we are waiting..

  • @user-hj3wf9ki7u
    @user-hj3wf9ki7u 11 หลายเดือนก่อน +1

    ገዛ,,, ገዘኣይ,,, ደሓርይ
    ,,,,,, ዘባይ ገመልይ,,,, ኣለካካ ዶዎ

  • @yonatantegbaru7452
    @yonatantegbaru7452 11 หลายเดือนก่อน

    Merhaba deki hagerey nay Question number 3. 25 cent kindey tibial eyu neru eti hito tsibuk melisiwa eyu eta hito kemey elkum gega tibliwo ab kebabina maletey gejeret abi hirkam wey KitKat Elna ena nitsiwio nerna kemey elkum no tibliwo hisebula gega ekum gerkum kitiwahabo eya zigibia

  • @astergilegabr4695
    @astergilegabr4695 11 หลายเดือนก่อน

    Welcome deki erey by the way u look good

  • @filmonsolomon1294
    @filmonsolomon1294 11 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሰላም ኣዳለውቲ መደብ መልሲ ኣብ መስመር ኣብ ሂወትኩም ዓወትን ኣሳልጦን እንዳ ተመነኩ ቀጽለ ኣነ ብጣዕሚ ተገሪመ ኣለኩ ብኣኩም ማለት ብጣዕሚ ዓቓላት ኢኩም ንኩሉ ደዋሊ መስመር ኣቢና ከይበልኩም ብዓቅሊ ተእንጉዱ ይስማዕ የለን ከይበልኩም ክትርድእዎም ምፍታንኩም ጫቑጫቑታ ውን ተጻዊርኩም ተወድእዎም ብዝኮነ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እዩ ቀጽልዎ ❤