መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, April 6, 2024
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 5 เม.ย. 2024
- ERi-TV, Eritrea - መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, April 6, 2024
Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited.
Follow us on Telegram t.me/DendenMedia
Follow us on facebook: / dendenmedia
To subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming visit www.dendenmedia.com/
To access ERi-TV Official TH-cam Chanel visit / eritveritreaofficial
To access DimTsi Hafash Official TH-cam Chanel visit
/ @dimtsihafash-official... - บันเทิง
@ሱሌማን ነብሲ፡ክንዮ'ቲ ተርእዮ ልግሲ፡ፍትሓዊ ፈራዳይ ምዃንካ ድማ ዝያዳ ኣብታ ናይ መወዳእታ ደዋሊት ሓፍትና @ሰምሃር ተዓዚበ! 👏🏿👍🏿👌🏿
Nay bhaqi ❤ Sulieman des u zbleka kulu negeru bhafesha gn kulom gazietechatat nay Eri TV 📺 Muqlulat yom Ane Btaemi ye zednqomun zfetwomn
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ንሕና ከማን ብዙሕ ንመሃር ኣለና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🍀🍀🍀🍀🌼🌼🌼🌼
Kemti kulu gize xbuk medeb neyru. Based in history and health. Thank you❤.
Dekierey ኣንቅቕ ዳሓን መጻኹም ክንዳይ አና ሓፈሽው ሕቶ ንፈልጥ ዘለና
ካብ ኩሉ ዘሓጉሰን ነገር ብዙሕ ንሕትሕግዙዎም ትስበይዎም komu ውን ንሶም familiy የኣሩኽ ደዊሎም ክታሓጋጎዙ ኮሎው ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኤርትራ ሃገረይ ንበርለይይ 🌹
ቀጽልዎ ጽቡቁ ፕሮግራም😍
መርሓባ መልሲ ኣብ መስመር፡ ናይ ሎምስ ክኣ ፍሉይ መደብ እዪ፡ መብዛሕተኡ ኣብ ጥዕና ዘተኮረ ሕቶታት ቀጽልዎ ጽብቕ መደብ❤❤🇪🇷🇪🇷
ሰላም መልሲ አብ መስመር ሸመይ ሮቤል ኣብራሃ ካብ ቶሮንቶ ካናዳ አየ መደብኩም ምሃርን ኣዛናይን ኤዩ ካብ ናይ ታሪክ ኤርትራ ሰውራና ገድልናን በዝሕ ዝበለ ከተከርቡልና ይላቦ ዓወት ንሓፋሽ
Selame Merehba Eritrea 🇪🇷
ሰላም ደቂ ኤረይ ሰላምኩም ይብዛሕ መሃሪትን ኣዘናጋዒትን መደብ ኢያ ብፍላይ ኣብ ታሪኻውን ጥዕናውን ሕቶታት እንተዝበዝሕ ጽቡቅ ኔሩ Ruesom kab Adiss ababa
well come nay bhaki yednikeka yekibrekan mikinyatu NIkiEWETU TIGEBRO HAGEZ ETI NAY BHAKI NAY ERITRAWYAN MELELEYI BAHIRI EYUUUU keep it GOD BLASS you with LOVELY family♥♥♥♥♥♥♥♥
ናይ ሎሚ ተሳተፍቲ ብርቱዓት እዮም
Betami mehari zekone programe aytegadefuna kexiliwo Suleman go for the top[ misgina wedi churum ] kab kampala uganda
Info:> ሰላም መደብ መልሲ ኣብ መስመር፡-
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ፡ ቀጽልዎ❤
ርኢቶ፡- ብዙሕ ግዜ ጽሒፈ ግና መልሲ ኣይረኽብኩን፡ ንሱ ድማ ንኣብ ወጻኢ ዘለና ከሳትፍ ዝኽእል ተዝኸውን ጽቡቕ ነይሩ።
ምስ ሰናይ ኣኽብሮት፡ ዝከኣል ተኾይኑ🙏🏽❤️
Selam deki rimey 🇪🇷🇪🇷 gezi wehiduna tetwesekulu xebuk nieru mekeniyatu bezuhe nemehar alena thank you neadalweti edemen teanan 🇪🇷🇪🇷❤🙏❤🙏🇪🇷🇪🇷💪💪
Deki erey welcome back ❤❤❤❤
ሱሌማን ዳአ ዳርጋ ብነጻዪ 😊
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞🙏💞💞😍💞💞shikornatatt medeb melsi ab mesmer
ጽቡቅ መደብ ቅጽልዎ ግን እታ ናይ ኣዶናይ ሕቶ እታ መልሲ ሓንቲ እያ ነይራ "ሓቂ" ወይ "ሓሶት" እያ ነይራ ሓቂ እንድሕር ኢሉስ ብከመይ ካልኣይ ዕድል ተዋሂብዎ? ምክንያቱ ተመሳሳሊ ሕቶ ንኻልኦት ዕድል ስለ ዘይወሃቦም ንምትብባዕ እንተኮይኑ ግን ጽቡቕ።ካልአይቲ ሕቶይ ኣኽርያ ዝኣክልስ ብኸመይ ኣውቶቡስ የብሉን? ስሌማን ከምኡ ክብል ስለ ዝስማዕኩ እየ።የቀንየለይ ካብ ሓብትኹም ዓወት ኪዳነ።
Deki Erey ab Summer Asmara Eritrea msay zkeyd zdeli Alo dyou ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🦅
Ticket kabaka enete koynu jay
Aleku
Wedi Erey ane kikeyd aye End July. Abu yerakibena 👍🏽❤️
@@dejilion1671 ab meda Eritrea do mo nrakeb😀❤️
@@moss3057werhi kndey diki ktkedi
Welcome 🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhaba deki halal mryet 🇪🇷🌿❤️🌾🇪🇷🌷🌷
Sulman anbesa kulu gize eska ente tekrba eza medb xbuk neru fetehawi eka kulu gize teazbka respc aleka abkulu teazbi yekun zewdader yekun selzi eza medb suliman abe elu ente zexwae xbuk neru ❤️❤️
እታ ገመል ክንደይ ከበሮ-ዓይኒ ኣለዎ ትብል ሕቶ፡ኣይፈልጣን ነይረ/ኣስተውዒለላ ኣይፈልጥን/ፍጹም ዝረሳዕክዋ ክትከውን ኣለዋ።🙏👍🏿👌🏿
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👍❤️👍❤️👍
ግብጥ 💜💜🩵🩵🩵
አትድግብኦ ምግብ ክረክብ ኣሎዎ ጥና ክረክብ አንተተምካ ድኣ ክድምያ ብጥበልኣኡ ጥትኣ ትረክብ ብትበሉኣኦ ትሕስምምካ ብትበሉኣኦ ትሓዊ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
❤
❤❤❤❤❤❤
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
💪👌🏻💙👍
ሱሌ ኣምበሳ ሚዛናውን ፍትሓውን ኢኻ .ደስ እንዳበለኒ ኢየ ዝከታተለካ .ንስኻ ጥራይ ተትመጻና ክንደይ ምጣዓመ ቀጽሎ
Azyu xbuq medeb bzuh ena nmhar zelena Go ahead ❤
From Egypt - Cairo .
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Well come eri tv❤❤❤
ስሊማን ናይ ብሓቂ ሞራል በእትህቦም ተተባዖም ከሙኡ እዩ እቲ ሓቂ
Welll came 📷
👍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome Eritv & sileman
ማይ ነፍሒ ዝብሃል ዓዲ የለን ገለ ከይተምጽእ እዚ ዓርከይ ማይ ነፍሒ ቦታ ናይ ሕንብርቲ መርየት ሕንብርቲ እዩ።እቲ ኮለጅ ድማ ብስም እቲ ቦታ ይጽዋዕ።ቅድም ፍለጥ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞
Nay lomi gn hitotat dyen kelilen weys tesatefti yom bertiom😅 kulom tawitom😍❤
ሰላም መደብ መልሲ ኣብ መስመር ፡ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ፡መደብኩም መሃርም ኣዛናጋዕን ቀጽልዎ፡ ሓንቲ ሕቶ ግን ገሪማትኒ ናይ እተሓትታ ጌጋ ዲዩ።ክሳድ ማህጸን መንሽሮ ናብ ወዲ ክሓልፍ ይክእል ዶ? ትብል ሕቶ ወዲ ዶ ማህጸን ኣለዎ እዩ ተትብለኩም ከ።ርአይዋ
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ጽቡቅ ኣቀራርባ ቀጽልዋ ታሪክ ናይ ኤርትራ ግን ይውሕድ ኣሎ
🇪🇷❤🙏
ካይላ.
❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤
KENDEY CONTAINERAT BET MAESERTI ALEWA?
ሰላም ክቡራት ኣዳለውቲ መደብ መልሲ ኣብ መስመር ብምቅጻል መደብኩም ጹቡቅ ኣሎ ብጣዓሚ መሳጢ እዩ ዘሎ ቀጽልዎ ሓንቲ ግን ኣላ ዘይ በራሃትለይ ኣብዛ መደብ ደቂ ኣንስትዮ ቡዙሕ ኣይሳተፋን ኣለዋ ኣብዛ መደብ ወላስ ን ደቂ ተብዓትዮ ጥራይ እያ ተዳልያ ነዞም ናይ ደገ ካኣ ክንሳተፍ ዕድል ተትዋሃበና ጹቡቅ ኔሩ ምፈተንና ወይ ምስተፈተና ጸጽቡቁ ናዓኩም ❤❤❤❤
SELEMENTAY EYU SEMAWI GENERAL SEBHAT TOGHAHIFU ??
ሰላም ሰላም ሰላም ኩብራት መልሲ ኣብ መሰመር መድብኩም መሃርን ኣዝናጋዒን ብዝርይ ምቆራጽ ቀጽልዎ ክብለኩም ይፍቱ ብዝያዳ ከኣ ሲሊማና ክቅርቦ ይፍቱ ❤❤❤❤❤❤❤
👍👍👍🙏❤️🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ከም ትዕዝብተይ መብዛሕቶም ሰባት ብአጋጣሚ ኮይኑ ካብ ደቂ ተባዕትዮ ጥራሕ'ዪም ዝቐርቡ። ስለዚ ሓደ መዓልቲ ንደቂ ኣንስትዮ ጥራሕ እንተዝግበር ከመይ'ኮን ምመሓረ።
Bitaemy tsibuk medeb . Ketsali eina niketatela . Senbet mis bun teakibina eina niria nihina wn nisatef . One more thing kilitiekum akirebti medeb Kea nai behaki des tibilu mis kulom Kea friendly eikum which is good . Ketsiliwo tebareku
KENDAY GHAHSTAT ALEWA GHDUDAT ASAKER ISEYAS ZETEKEBRULEN AB ETHIOPIA?
❤🎉🎉🇪🇷❤️💪☘️👍
😂😂😂 ልቺ የሎን
Xbuq medeb deqi erey qexlwo ❤❤❤❤❤
ከመይ ከመይ ድዩ ንአኽርያ ዝኣክል ሲ ሉቺ የላን አውቶቡስ የላን ገሪሙኒ
Btami eyu zigerm nezi kae ember ab public yemxaewo ayhafrun dyom eway adey seb saena😢
N esu da kemzia kerka endasehaka zeythato😂😂
ዝከበርኩም ኣዳለውቲ ዝመደብ መደብኩም ካብ ዛምቢያ እና ንከታተለኩም
ብጣሚ ጽቡቅ ጠቃምን ኢዩ ግና ሪኢቶይ ክህበላ ደልየ ዘለኩ ብዛዕባ ኢቲ መልሲ ምስነገርኩምናስ መብሪሂ (መግለጺ ተውሕዱልና ዘለኩም ኮይኑ ተሰሚዑኒ ንኣብነት ኣብዛ ናይሎሚ ብዛዕባ ናይ ኣዱሊስ ዝተረክበ ቅርሲ ምስሊ ከተራኡዩናን መግከጺ ክትህቡና መድለየ ነሩ ይብል
ካልእ ብታዕሚ ኢና ንከታተለኩም ቀጽልዎ
Fabritati mixawi kakkkkkkkk 😊
METESESAR ISEYAS MES RASHAYDA MEAAS JEMIRU?
Xbuq medeb but qurub amaebuluwa
ሰላም ናኩም ይኩን ደቂ ኢረየ ካብ ጀርመን ፡
መስ ጃምዓት ኮይና ሓቢርና 13 ሰባት ኣብ 4 ጉሩብ ኮይና ንካታተላ ። ኢቲ ዝገርመኩም ኩሉ ጌዜ ኢየ ዝስሮም ። ናይ ሎሚ ዝነብረት ጸወታ ንዓይ ካብታ ጉሩብ ኣዉጺኦም ንበይነይ ጉሩብ ገይሮምኒ ። ስረዮም ፡ ኢቲ ዝገረም ተሳይረ ኣይፈለተን ኢየ ። ኣብ ኤርትራ ዘይተፈጠ ጋዜጠኛ ነይርካ ትኮዉን ኢሎም ካብ ጸወታ ተገሊፈ ። ጋዜጠኛ ገሪምኒ ንብለኩም ። ኖዞም ናይ ደገ ትኮዉን ንሽተይ መደብ ክፈትልና ። ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩ ደኪ ኢረይ ❤❤❤❤
ሰላም መደብ መልሲ አብ መሰር ሸመይ ሮቤል ኣብራሃ ካበ ቶሮንቶ ካናዳ አየ መደብክም ኣዝዩ መሳቲ ኤዩ ገዜ ወሰኽ ኣቢልኩም ናይ ሰውራ ገደሊ ኤርትራ ሃገርና ታሪክ ከኣ ብብዝሒ ኣከረቡልና ዓወት ንሓፋሽ
Slie shkorrrr mekeyef eka
Medeb melsi ab mesmer nay bihaqi mehri azenagaei eyu gin ezi medeb kurub wihida giza ente tiwskawa kea mara miteamet nezom deki eri kea ab sdet zelewu ab mesmer ketetwom kea nilabo Sileman abe
Kkkkkkkk selie shikor
ብዓቢኡ እቲ ትህርቲ እንድዩ ኣቃራርባኹም ብጣዕሚ መሳጢ እዩ ቀጽልዎ ፍሽኽታ ኣመሎም
አብ ተከታታሊት ፈልም ማጨሎ ተዋሳአይ ተአምራት ዮሃንስ
ገረንሰኤ አካአ። አይኮነን
ሃወባአ እዩ ።
bizeyegedis ta mejisi gin meliswa yu gerenise eluuu
False
SElAm kubRAT AdalEwTie mElsie Ab mElsie Ab mesmeR mahRieN azaNAyen Ab dEgE Ab colEjAt bet T/t ziEyAda dEs meBElE yEblElZEbil Eyu
❤