📣ገዛኪ ኣብ ምንታይ በፂሑ!ወዲእክዬ ዶ ኣብ መቀለ ገዛ ከስርሕ ደልየ ክሳብ 1 ሚሌየን ዶ ይውደአኒ?ጥሪ 5-2017

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 43

  • @ንግስቲYutub-e3q
    @ንግስቲYutub-e3q 10 วันที่ผ่านมา +9

    ገዛኪ ተዘይ ወዲእኪ ዓድኪ ከይትከዲ ዘይተመለአ ገዛ ዓይኒ ዓይኑ እናረእካ ልብካ እዪ ስብር ዝብል ኣነ ብሰንኪ ገዛይ ካልኣይ ተመሊሰ ንስደት ሐዚ የስርሖ ኣለኩ ተመስገን ኣምላክ እና ኣየደቅሰካን ዪ😢😢

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q 9 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ማዓረይ ❤❤❤❤❤

    • @samerasoos9074
      @samerasoos9074 9 วันที่ผ่านมา +2

      ኻብ መጀመርያ እስኻብ መጨረጫ ክንደይ ገንዘብ ወዲኡኪ ተገዲስኪ መልስለይ ዘሓፍተይ

    • @ንግስቲYutub-e3q
      @ንግስቲYutub-e3q 9 วันที่ผ่านมา

      @@samerasoos9074 ገና እየ ኣይወዳእክዎን ዝያዳይ ናተይ ደሞ ዕማራ ኣይኮነን ሽጋ እዪ

    • @RobelTekia
      @RobelTekia 7 วันที่ผ่านมา

      Kkkkkkkk beka ala habsha ab sidet eu tedlywo kulu neger deka adi deka mahber sieb eu zenbero beka ar kejahru ka adina lemlem eu adina haftam eu ka yebahaleley deka deka da gexu terhaki

  • @WeniWeni-r5c
    @WeniWeni-r5c 9 วันที่ผ่านมา +3

    ተመስገን ፈጣሪ ብወለደይ ተደሪዐ ኣይፈልጥን ኩሉ ግዜ ቅድመ ኩነት እዬም ዝህቡኒ👏

  • @dgjf189
    @dgjf189 4 วันที่ผ่านมา

    ትክክል

  • @RhdDn
    @RhdDn 2 วันที่ผ่านมา

    ብሐቅይ ክሎ ድሕርይ ህይውትይ ዋ ሕንትይ ቆላዓ አልትንይ አምብር ትጭንቃንይ 🤲🤲🤲ውይ አታ አነስ 2,ዓምት ግይርስ ምይት ጭንቅት ብስሩ ምአዝ ክስርሕ ቅድም ፅብቅ ነይሩ ስርሕ ሎምይ የልን, 1000ጥርሕ አልን አዐ ራ ብ ፅግይብን

  • @letekiristafere8322
    @letekiristafere8322 3 วันที่ผ่านมา

    ትኽክል አለኪ

  • @ccbjd1606
    @ccbjd1606 7 วันที่ผ่านมา

    ደምራኒ ደቂ መዳይ ጠንካራታት🙏❤

  • @hmbjjncgjh
    @hmbjjncgjh 6 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢

  • @Sary-f9c
    @Sary-f9c 9 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ 👌 ለባመይ

  • @ብሪ-ጰ1ኈ
    @ብሪ-ጰ1ኈ 10 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤

  • @ዓባይሃገርስብየቱብ12
    @ዓባይሃገርስብየቱብ12 10 วันที่ผ่านมา

    ደምረኒ አሕዋትይ ከምልስ እዬ👏😍👏

  • @roman-ig9dd
    @roman-ig9dd 10 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ሰለስተ ክላስ ምስ ሽንቲበቱ እባ ስርሕለይ ወይንየይ ሲሚንቶ ክንደይ ኩንታል ሲሚንቶ ይኣክለኒ ትንዲኖከ ክንደይ ይኣክለኒ ወይነየይ ❤

  • @abalbe7349
    @abalbe7349 10 วันที่ผ่านมา +3

    ሰላም ዝሓፍተይ ብልፅቲ ኢኪ ብጣዕሚ ኢኪ ጎበዝ ኢኪ ቀፅልሉ 😘እናወይሓፍተይ ተጨኒቀ ማርያምን ከይትሓልፍኒ በጃኪ 140ካሬ እንየኒ ክልተ መደቀሲ ሳሎን ክሽኔ ሻወር ሽቲቤት ከስርሕ ደልየ ቪላ ገዛ ማለት እዩ ካብ ሰረት ጀሚርኪ ጠቅላላ ንገርኒ ብዘይ ቀለምን ስራሚክን እስካብ700-800ይኣክለንዶ በጃኪ ቪድዮ ስርሕለይ ኣብ ዓዳ ዘለዉ ከኣ ኣይ ኣክለክን እናበሉኒ ስቅ ኢለ ይጭነቅ😢

    • @Ksu_1216
      @Ksu_1216 10 วันที่ผ่านมา

      ሰብ ተልይኪ ማ ይኣክል እዩ ግን ጀምርዮ ስቅልኪ

    • @HananTubeሓናንይቱብ
      @HananTubeሓናንይቱብ 10 วันที่ผ่านมา +2

      አረ አብ ዓዲ ዘሎ ሰብ ተሰፋ አዩም ለቁሩፅካ ይአክለኪ አዩ ማዓረይ ጀሚርዩ ቅድሚ ዶላሪ ምውሳኩ ልካነት ቆልዓ ብ 8 ሚኢቲ ሹሕ 5 ክላስ ምስ ሽንቲቤት ሰሪሓ ነይራ ምስ ማዕፁኡ ማለት አዩ ለይተለሰነ በሎፍን አና ስራሚክ ዘይብሉ

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q 9 วันที่ผ่านมา

      ​@@Ksu_1216 ደምርኒ ማዓረይ ❤❤❤❤❤

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q 9 วันที่ผ่านมา

      ​@@HananTubeሓናንይቱብ ደምርኒ ማዓረይ ❤❤❤❤❤

    • @FreyouTube-o5j
      @FreyouTube-o5j 7 วันที่ผ่านมา

      ናተይ እውን 140 እዩ ግን ኣይኣከለንን ድፍር ኢልኪ ግን ጀምርዮ ዝሓፍተይ

  • @leiltyteklay2649
    @leiltyteklay2649 10 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤😊

  • @شمسشمس-ر5ي
    @شمسشمس-ر5ي 10 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @MuhammadMuhammad-c7j
    @MuhammadMuhammad-c7j 9 วันที่ผ่านมา

    መሽ ኣቦአ ጅግና ሚናምን እልኽ ክንደይ ታሞግስዮም ነይሪኽኣሻዓ ተገምጥልክዮም😅

  • @KebromBata
    @KebromBata 9 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ኩሉ ኣይኮነን ዝሕፍተይ

  • @roman-ig9dd
    @roman-ig9dd 10 วันที่ผ่านมา

    70 ኩንታል ሲሚንቶ ይኣከለኒ ይኮንዶ እሽካዕ መለሰኒ

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q 9 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ ❤❤❤❤❤

    • @FreyouTube-o5j
      @FreyouTube-o5j 7 วันที่ผ่านมา

      ኣይኣክለክን ዝሓፍተይ ኣነ ሐዚ ወዲአ ግን ኣይትጀምሪ ማለት ኣይኾነን ጀምሪ እሞ ቀስ እናበልኺ ስራሕ እንተሃልዩኪ ወርሒ ወርሒ እናላኣኪ ኣስርሕዮ

  • @Rahwayoutube
    @Rahwayoutube 9 วันที่ผ่านมา

    ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ እመ ብራሃነይ 🥰🥰

  • @makeshMeres
    @makeshMeres 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @fidleytube
    @fidleytube 10 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @TrhasTube-v6z
    @TrhasTube-v6z 10 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @jfttrt1275
    @jfttrt1275 9 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤