ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ይቕሬታ ዘንጊዐ🙏
ርጋኣተይ ብልፅቲ ኩለን ❤❤❤
ተፀባዪ ኣይግበርካ ኣፀቢክና ኢኪ ዋ ድሓር ኣሐጊስክና ኢኪ ርግኣተይ ብርእኪ ይሰስን ከምቱ ናይ ልብና ሪኢኪ ደስ ለበልክና ሂወትኪ ሙሉእ ደስ ይበልኪ ዝሓፍተይ😘💙🙏
❤❤❤❤enkae des blekin ዘን ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤@@SelamNg-o3r
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤@@SelamNg-o3r
መጀመርያ እዙይ ንዘርኣካና እግዚኣብሔር ምስጋና ናኣካን ንወላዲተ ኣምላክን ንዓና ንክተዕብዪ ደኪሙኒ ፀጊመኒ ተይበልኪ ክድነን ክንዲ ኣቦን ኮይንኪ ሂወትኪ ሙሉእ መስዋእቲ ገይርኪ ኣብዚ ደረጃ እዙይ ንክንበፅሕ ዝገበርኪ ኣብ ስደት ትርከቢ ክብርቲ ወላዲትናክንዲ ኣኮ ክንዲ ሓው ክንዲ ወላዲ ኮይንካ ካብህፃውንትና ሓፂብካን ተንከባኪብካን ዘዕበካናን ክቡር ሓውና ካሕሱብንእሽተንኪ ሓላፍነት ወሲድኪ ክንዲእነን ሓፍትን ኮይንኪ እዙ ሓጎስ እዙይ ንምርኣይ ዘብቃዕክና ክብርቲ ሓፍትና ደስታን ንብሙሉእ ቤተሰብን ኣፍቲ ጉዳይና ዝተረከብኩም ኩላትኩምንእንጀራ ኮይኑና ኣብ ስደት ኮይንና ንከይነስተማስል ስምና ወኪልኪ ንዓና ክተሐጉሲ ድልየትና ዘማላእኪ ርግኣት ስደት ኮይና ኢልና ንከይነስተማስል ኣብዚ ምሳና ኮይንክን(ኮይንኩም) ኣድሚቅክናና(ኣድሚቅኩምና ዝወዓልኩም(ክን) ኣሕዋተይ ካብ ልቢ የመስግን ንመርዑ ደሞ ከምቱ ኣብ መዓኩም ሰብ ኣካኪብኩም ዝወዓልኩም ኣብ ክርስትናኩም ኣካኪብኩምና ትውዕሉ ይግበርኩም👏💙😘🙏
🙏💖
እንኳዕ ደሰ በለክን ሰላመይ ❤❤
@@SelamNg-o3r እንኳዕ ደስ በለኩም ሰሉ ሓፍተይ ኣሜን ኣብ ክርስትና ይኣካክበና ፈጣሪ❤🙏
ሩሑስ ጋማ ዛቤተዋይ 😢👏🎉🎉🎉🎉
ማርያምን ኣገላልፃ ባዕሉ ትሰብ ከም ዝገልፆ ዘሎ ክሳብ ዝመስል ትክእልሉ ኣነ ዝበከኩስ ታ ወላዲት ደኣ ካመይ ኢላ ትኮን ስደት ግን ኡፍፍፍ🥺🥺
ብሓቂ😢😢😢❤❤❤🎉🎉🎉
ርግኣተይ ለባም ፅሪቲ ትግራዋይ ካብዚ ነንላዕሊ ድመቒ
ደምርኒ ሌክ እውን ግበርለይ ክምልስ እየ
ርሑስ ጋማ ይግብረልኩም ፅሩያት🙏❤️ኣይ ዛ ንጀራ እዝኣ እዙይ ዝመስል መርዓ ኣዶ ዘይብሉ😢❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ርግኣተይ ፍሊቲ ፍጥረት ተመርዐውቲ እውን ምሉእ ብርሃን ይግበረልኹም ከምኡውን ምስ ኣብ ስደት ዘለዋ እውን ብሰላም የራኽብኽን ፈጣሪ 🙏❤❤❤❤❤❤
በስምኣብ ብጣዕሚ ስሚዕትኻ ትለክይ መልኣኽት ሓዳሩኹም ይባረኬ ኣደዋና ለ ብሰላም ዓዲኽ ያእትኽ ፈጣር❤❤
ብሓቂ ልብካ ሕቁንቁን የብለካሰደት ሰደት ሕስረት
ኣሰይ ሩሑስ ጋማ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤ ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም ኣይ ዛ ዓለም እዚኣ ከርተት ጥራሕ😢 ኣጆክን እስቲ እዚ ታሪክ ናይ ኩሉ ትግራዋይ እዩ ኣጆና ክሓልፍ እዩ
ንተመርዐውቲ ሩሑስ ጋማ❤ ርግኣተይለ ብልፅቲ ይበል ኣገላልፃ❤
ማርያምን በኪየየየየ😢😢😢😢ንሓፈተይ መርዓ ኣነ እዉን ደልየኪ ነይር ርግኣተይ ብምንታይ ይርክበኪ
ብኢሞ ርከብያ መዓረይ
አገላለፅከ ብጣዕም ድሰሰሰሰሰ ዝብል እዩ በርትዕ❤
@@መንፈሳዊትምህርቲ ሰስፕራይከ ገብርሕኸ አሎኹ
መርዓ ማለት ቃልኪዳን ካምዝ እዩ እንበር ተባሪኽካ እትገብሮ ደስ ዝብል ናይ አብራሃምን ሣራን ይግበረልኩምአቱም ቤተሰብ ከምዜብልኹም ካምእንስሳ ተምበርኪኩም አብመንገዲ ትምርዐውኒዶ ትቡሉ ብጣእሚ አኢኹም ተፅልአኡ
ርግዓተይ አረ መግለፂ ሲኢነልኺ ብእኖት❤❤❤❤ ይመቺኺ እሰከ ቀፅልሉ
እንኳዕ ደስ በለኩም ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም ኣብ ክርስትናኩም ይሕወሰና ሚሊዋይ❤🙏
ሃይሉሸይይይይይይይይይይይይይ እንኳዕ እዚ ኣርአየና ምሉእ ብርሃን ይግበሮ ዝሓወይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዙወድፀጌርዲድዩዓዱሓቂይ🎉
አዝማረያያ😢 እንዃዕ ደስበለኪ የቀንየልና ርግአተይ❤
ርሑስ ጋማ ይግበረሎም ምስ ወላዲታ ሓፍታ ብሰላም የራክበን ❤🙏ስደት ማኣዝ እዩ ከቃርፅ
ኣሜን መዓረይ🙏
ብንብዓት ጀሚረ ብንብዓት ወዲአያ ርሑሰ ጋማ ይግበረልኩም ክብርቲ ወላዲትን ሓፍታን ብሰላም የራክብክን ኣየ ሰደት😢🙏🙏🙏🙏
ብጣዓሚ ጀሚራ ክሳብ ትውዳኣ ኡፍ ከምዚ ዝበሉኩስ ታዝወለደት ኣዶ የኽእላ💔❤😢
ርሑስ ጋማ ፈረይቲ ፅገይቲ ኩኑ ፍቁራተይ አምላኽ ቅዱሳን ቃል ክዳንኩም ይባርኽ❤❤❤
ወይ ርግአተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሞርዑት ድማ መርዓ አብርሃም ሳራ ይግበረልኩም
መጨረሻ ማርያም ስምዒተይ ምቁፅፃር ኣብዩኒ😢😢
ብጣዕሚ 😢ደምርኒ ማዓረይ
ርሑስ ጋማይግበረልኩምርግኣተይ ሽኮር❤
የምወድሽ ነገርስ ቀጥይበት ጣፋጭ🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
ዘንሰበይቲ ሓቦኛ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉ኣሰይ ገበርክን
ፅቡቅ መደብ ሪታየ ቀፅልሉ❤❤
እፍፍ ኣብ መጨረሻስ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣቢኒ😢 ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣሕዋተይ🙏
ዋላ ኣነ
ሙሉእ ብርሃን ይግቦሮ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ወላድስ ይታሓጎስ ዳኣየ❤
@መንፈሳዊትምህርቲ ደሚረኪ
@MaMa-h9t6p እሺ የቀንየለይ መሊሰልኪ እነኩ
ደምርኒ ወለላይ❤@MaMa-h9t6p
መርዓ ኣብራሃም ሳራም ይግበረልኪ ግን ዛመርዓት ኣሕዚናት ንዓ ሪአ ነዚዐ ታብስደት ዘላ ወላዲትኪለ ኣምላክ ስደታ ኣሕፂሩ ዓይኒ ላዓይኒ የራኢክን❤❤❤
ርግኣት ድናተይለ ትመፅእ የኽ❤❤❤❤
ከማይ ዝነባዕክን😢
ደስ ዝብል መደብ ዩ ብጣዕሚ ቀፅልሉ ርግኣት መርዑ ክኣ ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም
ርግዓተይ ግን ትፍለዪ ኢኪ ፅብቅተይ በርትዒ
ኣይ ማርያምን 5ልዕሊ ሪእዮ ሩሑስ ጋማ ይግበረለኩም ፍቁራተይ❤
ትመደብ እኳ ፅቡቅ ተኮነ ግን ክትዛርብ እናንዎሕክልና ምሰ ይቅርታ ግን 🙏❤
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ብሕሱም ተሓጋስ ብንብዓት 😢😢 ኣይተቀፃፀርኩን ርግኣተይ ካዓ ብጣዕሚ ጎበዝ ቀፅልሉ ❤😍❤❤❤❤❤❤❤❤
ደሰ ክብል መረዓ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም❤🙏
ደሰሰሰ ባሃል ብሰላም ያራኺብኺን እነይ ጋልይ ሰደትኺ ያሕጭረልኺ ፈጣሪ መልካም ሓዳር ይግበረላ ፈጣሪ 🙏🙏🙏❤❤❤🥰🥰🥰
እንኳዕ ደስ በለክን የሕዋተይ ደቅዓደይድበይቲ ዓይማሎ ባዕላ ትኣኻኽብክን የሕዋተይ ርሑስ ጋማ👌💗💘💘
እሰይ ደስ ክብል ፈረይት ኹኑ🙏🙏
ኣሰይይይ ሙቑራተይ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩሙ❤🎉😊 ርግኣተይ ምቅርቲ 🥰
እዚኦምስ ዝሄር ይሃቦም ሸሊሞምዋ 🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ሓፍተቦዋይ ማዓረይ እንካዕ ደስ በለኪ ሰሉየይ ደስታየይ በለክን ዘነሓተይ ተመሰገን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቃደመቲ ባዕለይ ደሙሩኒ ተጋሩዋይ 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
እንኳዕ ደስ በለኪ አዝመራየይ ንኩለምኩም ቤተሰብ እንዃዕ ደስ በለኩም ክቡራት ቤተሰብና
ማማዋይ ጽሪቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ደስ ክብላ 🥰🥰
ርሑስ ጋማ ርግኣት ፋልት ፋጥረት ብምንታይ ክረኽበክ❤❤❤
ርሓሱ መርዓ ❤❤❤ሪጋኣተይ ደሰሰሰ ዝብል ኣገላለጹ❤❤❤
ሓዳርኩም ይባረክ መርዑተይ ብጣዕሚ ደስ ይብል ርሑስ ጋማ ኣብ ስደት ዘለክን ኣደኣን ሓፍተን እንኳዕ ደስ በለክን ብሰላም የራክብን ❤❤❤
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉ደስስስስ ክብለካ ❤❤❤❤❤❤❤
ኣይከኣልኩን ኹሉ ሕውስውስ ኢሉኒ 😢ርግኣተይይ ብልፅቲ ሰብ ኣጆኺ ቀፅልሉ ይበል ኣጋላልፃ 🥰🥰🥰ሩሑስ ጋማ ይግብረልኩም 🎉🎉🎉❤️❤️❤️
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ርግኣተይ ጥዕምቲ ላዛ ብንብዓት ወዲኣያ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
እፍፍፍ ንብዓተይ😢ምቁፅፃር አቢኒ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም 🥰🥰🥰🙏🙏
ኣሰይይይ ደስ ክብሉ መራዓ ኣብራሃ ሰራ ይግበረልኹም ኣሕዋተይ❤❤ ኣይይይ ስደት ካብ ክንደይ እዩ ዝፋላሊ😢 ኣብዚ ዘለኹም ኣሕዋተይ#ሳብክራይብ#በሉለይ ኣሕዋተይ❤
እንኳዕ ብርሃን ረኣኩም ኩልኹም ቤተሰብ መርዓ ድኪማስ ሓዳር ኣቦና ኣብራሃም ሳራ ይግበረልኩም ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም ቅዱስ ፍረ ይሃብኹም ብሩኳተይ 🙏🥰😍
እፍፍፍ ሰምዒቱ ከቢድ እዩ ብክያት ቀዲሙኒ ኣነሰ😢
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ብሰላም የራክብክን ፍትዋተይ 🙏❤❤❤ ርግኣተይ ብርዕኪ ይሰስን 🙏❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣገላልፃ ብርዕኪ ይሰስን ዛማዓረይ ንሞርዑት ርሑስ ጋማ❤❤❤🎉
Rgaitey bhaki🎉🎉🎉🎉🎉❤❤des zbl medebyu
ተጋሩዋይ ሰላምኩም የብዘሐዮ ሓላላተይ🎉🎉❤❤❤❤
አረ ርግኣተይ ትፍለዩ ኢኺ ❤❤❤❤❤
አሰይ ሩጋዓት ተመራዓውቲ ሓዳርኩም ይባረክ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም 🥰🥰
ግን ከመይ ክእለነኦ ኩሉ ተሓዋዊሱኒ ሰሓቕን ብኽያትን ኮይነ ኣነስ ርግኣተይ ክብረት ይሃብኪ ድምቀትና ዛምበተይ 🥰🥰🥰ሓንቲ ነገር ግን ክብለኪ ተገድስኪ ረኣይያ ኢኺ መርዓ ኣብራሃም ሳራ ኣይበሃልን ሓዳር ኣብራሃም ሳራ እዩ ዝበሃል ንዳሕራይ በዝአ ኣስተካክልያ ኢኺ ምስ ሰናይ ይቅርታ ዛምበተይ 😍🥰
Ye tebareke ye tadra zemen ya hunalsh miliye konjo ❤❤❤le Mather demo enkun des alesh seluyem enkn des elesh ye abrama na ye sara yargalch. ❤️❤️❤️❤️😍😍
ርሑሰ ጋማ ይግበለረሎም ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ርሑስ ጋማ ዝሓፍተይ ምስ ወላዲትክን ሓፍትኽን ደሞ ኣምላኽ ዓይኒ ንዓይኒ የራኣእኽን❤❤🎉🎉
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፅሩያት🙏🥰🥰
ማማዊተይ ፀሓይ ገፃ
ርግኣተይ ድምቅቲ 🎉❤😮 ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣሕዋተይ ኣይ እዛ ስደት እዚኣ ካብ ኩሉ ፍልይ 😢
ሩሑሰ ጋማ መርዓ ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም👏👏👏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብምንታይ ኢኪ ተሪከቢ imo ኣይትርከብን ማዓረይ❤❤
ርሑስ ጋማ ይግበረሎም ቃሕ ባሃሊት መርዓት ❤❤
ርግኣት ሓፍተይ ደልየኪ ነይረ
እንዃዕ ደስ በለኺ ሚሊተይ❤❤❤❤❤
ርግኣተይ ሽኮር ብርዕኪ ይሰስን ምቅርቲ ፍጥረት ርሑስ ጋማ ንተመርዐዊቲ ምስ ብሰላም የራክብክን ዘን ኣሓተይ🎉❤🎉❤🎉
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፈጣሪ አሕዋተይ❤❤❤
ዘንማማ ይመችየን😂❤❤❤
ንተማራዓይቲ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ንወላዲትኩም ኣዝመራየይ እንካዕ ደስ በለኪ ሰሉየይለ ደስታየይለ እንካዕ ደስ በለክን ዘነሓተይ ማርያምን ሕውስውስ ኢሉኒ ስደት ግን
እንኻዕ ድስ በለኹም ❤❤❤❤ግን እዛ ሙዙቃ መን እያ ስማ 🥺😘🥰
ማማ ተምናይ ተዛይ ተጋጌ💜
Aseyyyyy temesgen zkulu halifu nabzi zebkeana tegaruway ane gn nabekuku riayo mewedata😢😢 bzey ado hagos
ኣሰይ ዘን ወላዲትና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ኣዴታት ትግራይና ይውክላ🥰🙏🙏🙏ርሑስ ጋማ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏
❤❤❤❤ኣየይይ ሰደት ኡፍፍ ፃላኢና የፈለ 😢😢😢
ኣምላኽ ኣቦይ ስደትና ይሕጽረልና ብንብዓት ወዲአያ ርሑስ ጋማ ይግብረልኩም ጽቡቓት መርዓውቲ መባልይቲ ይግበርኩም ደሙሩኒ ይሕዋተይ❤❤🎉🎉
ርግኣት ንፍዕቲ👍
Rigatey shikor lebamey ❤❤❤❤❤❤
ብጣሚ ደስ ይብልር ዚያዳይ❤❤❤❤
ርሑስ ጋማ ይግበርልኩም ❤🥰ስደት ግን🥺
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኹም ❤❤❤❤❤❤❤💕💕💕💕💕🎉🎉🎉🎉🎉
ርግኣተይ ብልፅቲ ኣገላልፃኮ መርዑት እውን ርሑስ ጋማ ዘለዎ ስሚዒት ከቢት እዩዋ😢❤🎉
ርሑሰ ጋማ ይግበረለኩም💥
ሩሑስ ጋማ ይግብረልኩም ሃይሉሸይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
እፍ ስደት ክፉእ😢 ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም❤
ስልኪ ዘይተልዕሊ 3 ሰሙነይ ካብ ዝፅሕፈልኪ ብዋትስአብ
ብ ኢሞ ሪከርድ ልኣክላ መዓረይ
እንኳዕ ደስ በለኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ ርሕስ ጋማ ይግበረልኩም ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ርግኣተይ የኔ ቆንጆ ዕድመን ጥዕናን ያህብኪ ፍጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Rgatey hlfi kulennnn❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤🎉🎉 ተጋሩዋይ ደምሩኒ ❤🙏
ደስስስ ክብል ሩሑስ ካማ❤
ሙሉኡ ብርሃን ይግበረልኩም አሕዋተይ❤❤❤❤❤❤
ሓዳርኩም ይባርክ ኣሕዋተይ❤❤❤
ማርያምን ሰምዒተይ ምቁፅፃር አብዩኒ🥰💘
እስከ ደልየክ እነኹ ዋይ ናይ እሞ ስልክ ኣቅምጥለይ😢
ይቕሬታ ዘንጊዐ🙏
ርጋኣተይ ብልፅቲ ኩለን ❤❤❤
ተፀባዪ ኣይግበርካ ኣፀቢክና ኢኪ ዋ ድሓር ኣሐጊስክና ኢኪ ርግኣተይ ብርእኪ ይሰስን ከምቱ ናይ ልብና ሪኢኪ ደስ ለበልክና ሂወትኪ ሙሉእ ደስ ይበልኪ ዝሓፍተይ😘💙🙏
❤❤❤❤enkae des blekin ዘን ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤@@SelamNg-o3r
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤@@SelamNg-o3r
መጀመርያ እዙይ ንዘርኣካና እግዚኣብሔር ምስጋና ናኣካን ንወላዲተ ኣምላክን
ንዓና ንክተዕብዪ ደኪሙኒ ፀጊመኒ ተይበልኪ ክድነን ክንዲ ኣቦን ኮይንኪ ሂወትኪ ሙሉእ መስዋእቲ ገይርኪ ኣብዚ ደረጃ እዙይ ንክንበፅሕ ዝገበርኪ ኣብ ስደት ትርከቢ ክብርቲ ወላዲትና
ክንዲ ኣኮ ክንዲ ሓው ክንዲ ወላዲ ኮይንካ ካብህፃውንትና ሓፂብካን ተንከባኪብካን ዘዕበካናን ክቡር ሓውና ካሕሱ
ብንእሽተንኪ ሓላፍነት ወሲድኪ ክንዲእነን ሓፍትን ኮይንኪ እዙ ሓጎስ እዙይ ንምርኣይ ዘብቃዕክና ክብርቲ ሓፍትና ደስታን
ንብሙሉእ ቤተሰብን ኣፍቲ ጉዳይና ዝተረከብኩም ኩላትኩምን
እንጀራ ኮይኑና ኣብ ስደት ኮይንና ንከይነስተማስል ስምና ወኪልኪ ንዓና ክተሐጉሲ ድልየትና ዘማላእኪ ርግኣት
ስደት ኮይና ኢልና ንከይነስተማስል ኣብዚ ምሳና ኮይንክን(ኮይንኩም) ኣድሚቅክናና(ኣድሚቅኩምና ዝወዓልኩም(ክን) ኣሕዋተይ ካብ ልቢ የመስግን ንመርዑ ደሞ ከምቱ ኣብ መዓኩም ሰብ ኣካኪብኩም ዝወዓልኩም ኣብ ክርስትናኩም ኣካኪብኩምና ትውዕሉ ይግበርኩም👏💙😘🙏
🙏💖
❤❤❤❤❤
እንኳዕ ደሰ በለክን ሰላመይ ❤❤
@@SelamNg-o3r እንኳዕ ደስ በለኩም ሰሉ ሓፍተይ ኣሜን ኣብ ክርስትና ይኣካክበና ፈጣሪ❤🙏
ሩሑስ ጋማ ዛቤተዋይ 😢👏🎉🎉🎉🎉
ማርያምን ኣገላልፃ ባዕሉ ትሰብ ከም ዝገልፆ ዘሎ ክሳብ ዝመስል ትክእልሉ ኣነ ዝበከኩስ ታ ወላዲት ደኣ ካመይ ኢላ ትኮን ስደት ግን ኡፍፍፍ🥺🥺
ብሓቂ😢😢😢❤❤❤🎉🎉🎉
ርግኣተይ ለባም ፅሪቲ ትግራዋይ ካብዚ ነንላዕሊ ድመቒ
ደምርኒ ሌክ እውን ግበርለይ ክምልስ እየ
ርሑስ ጋማ ይግብረልኩም ፅሩያት🙏❤️ኣይ ዛ ንጀራ እዝኣ እዙይ ዝመስል መርዓ ኣዶ ዘይብሉ😢❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ርግኣተይ ፍሊቲ ፍጥረት ተመርዐውቲ እውን ምሉእ ብርሃን ይግበረልኹም ከምኡውን ምስ ኣብ ስደት ዘለዋ እውን ብሰላም የራኽብኽን ፈጣሪ 🙏❤❤❤❤❤❤
በስምኣብ ብጣዕሚ ስሚዕትኻ ትለክይ መልኣኽት ሓዳሩኹም ይባረኬ ኣደዋና ለ ብሰላም ዓዲኽ ያእትኽ ፈጣር❤❤
ብሓቂ ልብካ ሕቁንቁን የብለካ
ሰደት ሰደት ሕስረት
ኣሰይ ሩሑስ ጋማ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤ ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም ኣይ ዛ ዓለም እዚኣ ከርተት ጥራሕ😢 ኣጆክን
እስቲ እዚ ታሪክ ናይ ኩሉ ትግራዋይ እዩ ኣጆና ክሓልፍ እዩ
ንተመርዐውቲ ሩሑስ ጋማ❤ ርግኣተይለ ብልፅቲ ይበል ኣገላልፃ❤
ማርያምን በኪየየየየ😢😢😢😢ንሓፈተይ መርዓ ኣነ እዉን ደልየኪ ነይር ርግኣተይ ብምንታይ ይርክበኪ
ብኢሞ ርከብያ መዓረይ
አገላለፅከ ብጣዕም ድሰሰሰሰሰ ዝብል እዩ በርትዕ❤
ደምርኒ ሌክ እውን ግበርለይ ክምልስ እየ
@@መንፈሳዊትምህርቲ ሰስፕራይከ ገብርሕኸ አሎኹ
መርዓ ማለት ቃልኪዳን ካምዝ እዩ እንበር ተባሪኽካ እትገብሮ ደስ ዝብል ናይ አብራሃምን ሣራን ይግበረልኩም
አቱም ቤተሰብ ከምዜብልኹም ካምእንስሳ ተምበርኪኩም አብመንገዲ ትምርዐውኒዶ
ትቡሉ ብጣእሚ አኢኹም ተፅልአኡ
ርግዓተይ አረ መግለፂ ሲኢነልኺ ብእኖት❤❤❤❤ ይመቺኺ እሰከ ቀፅልሉ
እንኳዕ ደስ በለኩም ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም ኣብ ክርስትናኩም ይሕወሰና ሚሊዋይ❤🙏
ሃይሉሸይይይይይይይይይይይይይ እንኳዕ እዚ ኣርአየና ምሉእ ብርሃን ይግበሮ ዝሓወይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዙ
ወድ
ፀጌርዲ
ድዩ
ዓዱ
ሓቂይ🎉
አዝማረያያ😢 እንዃዕ ደስበለኪ የቀንየልና ርግአተይ❤
ርሑስ ጋማ ይግበረሎም ምስ ወላዲታ ሓፍታ ብሰላም የራክበን ❤🙏ስደት ማኣዝ እዩ ከቃርፅ
ኣሜን መዓረይ🙏
ብንብዓት ጀሚረ ብንብዓት ወዲአያ ርሑሰ ጋማ ይግበረልኩም ክብርቲ ወላዲትን ሓፍታን ብሰላም የራክብክን ኣየ ሰደት😢🙏🙏🙏🙏
ብጣዓሚ ጀሚራ ክሳብ ትውዳኣ ኡፍ ከምዚ ዝበሉኩስ ታዝወለደት ኣዶ የኽእላ💔❤😢
ኣሜን መዓረይ🙏
ርሑስ ጋማ ፈረይቲ ፅገይቲ ኩኑ ፍቁራተይ አምላኽ ቅዱሳን ቃል ክዳንኩም ይባርኽ❤❤❤
ወይ ርግአተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሞርዑት ድማ መርዓ አብርሃም ሳራ ይግበረልኩም
መጨረሻ ማርያም ስምዒተይ ምቁፅፃር ኣብዩኒ😢😢
ብጣዕሚ 😢ደምርኒ ማዓረይ
ርሑስ ጋማይግበረልኩም
ርግኣተይ ሽኮር❤
የምወድሽ ነገርስ ቀጥይበት ጣፋጭ🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
ዘንሰበይቲ ሓቦኛ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉ኣሰይ ገበርክን
ፅቡቅ መደብ ሪታየ ቀፅልሉ❤❤
እፍፍ ኣብ መጨረሻስ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣቢኒ😢 ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣሕዋተይ🙏
ዋላ ኣነ
ሙሉእ ብርሃን ይግቦሮ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ወላድስ ይታሓጎስ ዳኣየ❤
ደምርኒ ሌክ እውን ግበርለይ ክምልስ እየ
@መንፈሳዊትምህርቲ ደሚረኪ
@MaMa-h9t6p እሺ የቀንየለይ መሊሰልኪ እነኩ
ደምርኒ ወለላይ❤@MaMa-h9t6p
መርዓ ኣብራሃም ሳራም ይግበረልኪ ግን ዛመርዓት ኣሕዚናት ንዓ ሪአ ነዚዐ ታብስደት ዘላ ወላዲትኪለ ኣምላክ ስደታ ኣሕፂሩ ዓይኒ ላዓይኒ የራኢክን❤❤❤
ኣሜን መዓረይ🙏
ርግኣት ድናተይለ ትመፅእ የኽ❤❤❤❤
ከማይ ዝነባዕክን😢
ደስ ዝብል መደብ ዩ ብጣዕሚ ቀፅልሉ ርግኣት መርዑ ክኣ ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም
ርግዓተይ ግን ትፍለዪ ኢኪ ፅብቅተይ በርትዒ
ኣይ ማርያምን 5ልዕሊ ሪእዮ ሩሑስ ጋማ ይግበረለኩም ፍቁራተይ❤
ትመደብ እኳ ፅቡቅ ተኮነ ግን ክትዛርብ እናንዎሕክልና ምሰ ይቅርታ ግን 🙏❤
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ብሕሱም ተሓጋስ ብንብዓት 😢😢 ኣይተቀፃፀርኩን ርግኣተይ ካዓ ብጣዕሚ ጎበዝ ቀፅልሉ ❤😍❤❤❤❤❤❤❤❤
ደሰ ክብል መረዓ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም❤🙏
ደሰሰሰ ባሃል ብሰላም ያራኺብኺን እነይ ጋልይ ሰደትኺ ያሕጭረልኺ ፈጣሪ መልካም ሓዳር ይግበረላ ፈጣሪ 🙏🙏🙏❤❤❤🥰🥰🥰
እንኳዕ ደስ በለክን የሕዋተይ ደቅዓደይ
ድበይቲ ዓይማሎ ባዕላ ትኣኻኽብክን የሕዋተይ ርሑስ ጋማ👌💗💘💘
እሰይ ደስ ክብል ፈረይት ኹኑ🙏🙏
ኣሰይይይ ሙቑራተይ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩሙ❤🎉😊
ርግኣተይ ምቅርቲ 🥰
እዚኦምስ ዝሄር ይሃቦም ሸሊሞምዋ 🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ሓፍተቦዋይ ማዓረይ እንካዕ ደስ በለኪ ሰሉየይ ደስታየይ በለክን ዘነሓተይ ተመሰገን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቃደመቲ ባዕለይ ደሙሩኒ ተጋሩዋይ 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
እንኳዕ ደስ በለኪ አዝመራየይ ንኩለምኩም ቤተሰብ እንዃዕ ደስ በለኩም ክቡራት ቤተሰብና
ማማዋይ ጽሪቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ደስ ክብላ 🥰🥰
ርሑስ ጋማ ርግኣት ፋልት ፋጥረት ብምንታይ ክረኽበክ❤❤❤
ርሓሱ መርዓ ❤❤❤
ሪጋኣተይ ደሰሰሰ ዝብል ኣገላለጹ❤❤❤
ሓዳርኩም ይባረክ መርዑተይ ብጣዕሚ ደስ ይብል ርሑስ ጋማ ኣብ ስደት ዘለክን ኣደኣን ሓፍተን እንኳዕ ደስ በለክን ብሰላም የራክብን ❤❤❤
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉ደስስስስ ክብለካ ❤❤❤❤❤❤❤
ኣይከኣልኩን ኹሉ ሕውስውስ ኢሉኒ 😢ርግኣተይይ ብልፅቲ ሰብ ኣጆኺ ቀፅልሉ ይበል ኣጋላልፃ 🥰🥰🥰
ሩሑስ ጋማ ይግብረልኩም 🎉🎉🎉❤️❤️❤️
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ርግኣተይ ጥዕምቲ ላዛ ብንብዓት ወዲኣያ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
እፍፍፍ ንብዓተይ😢ምቁፅፃር አቢኒ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም 🥰🥰🥰🙏🙏
ኣሰይይይ ደስ ክብሉ መራዓ ኣብራሃ ሰራ ይግበረልኹም ኣሕዋተይ❤❤ ኣይይይ ስደት ካብ ክንደይ እዩ ዝፋላሊ😢 ኣብዚ ዘለኹም ኣሕዋተይ#ሳብክራይብ#በሉለይ ኣሕዋተይ❤
እንኳዕ ብርሃን ረኣኩም ኩልኹም ቤተሰብ መርዓ ድኪማስ ሓዳር ኣቦና ኣብራሃም ሳራ ይግበረልኩም ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም ቅዱስ ፍረ ይሃብኹም ብሩኳተይ 🙏🥰😍
እፍፍፍ ሰምዒቱ ከቢድ እዩ ብክያት ቀዲሙኒ ኣነሰ😢
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ብሰላም የራክብክን ፍትዋተይ 🙏❤❤❤ ርግኣተይ ብርዕኪ ይሰስን 🙏❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣገላልፃ ብርዕኪ ይሰስን ዛማዓረይ ንሞርዑት ርሑስ ጋማ❤❤❤🎉
Rgaitey bhaki🎉🎉🎉🎉🎉❤❤des zbl medebyu
ተጋሩዋይ ሰላምኩም የብዘሐዮ ሓላላተይ🎉🎉❤❤❤❤
አረ ርግኣተይ ትፍለዩ ኢኺ ❤❤❤❤❤
አሰይ ሩጋዓት ተመራዓውቲ ሓዳርኩም ይባረክ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም 🥰🥰
ግን ከመይ ክእለነኦ ኩሉ ተሓዋዊሱኒ ሰሓቕን ብኽያትን ኮይነ ኣነስ
ርግኣተይ ክብረት ይሃብኪ ድምቀትና ዛምበተይ 🥰🥰🥰
ሓንቲ ነገር ግን ክብለኪ ተገድስኪ ረኣይያ ኢኺ መርዓ ኣብራሃም ሳራ ኣይበሃልን ሓዳር ኣብራሃም ሳራ እዩ ዝበሃል ንዳሕራይ በዝአ ኣስተካክልያ ኢኺ ምስ ሰናይ ይቅርታ ዛምበተይ 😍🥰