ወይኒ -ጋል ተስፍሽ
ወይኒ -ጋል ተስፍሽ
  • 1 370
  • 1 755 290
ኡኡ ኡመኑ ኣይትእመኑ ሓዋላ ኣብዚ በፂሑ ከይትብልዑ !!ታሕሳስ 24-2017/ሪያል ዶላር ድርሃም ዩሮ ፓውንድ ዲናር---
ኡኡ እመኑ ኣይትእመኑ ሓዋላ ኣብዚ በፂሑ ታሕሳስ 23-2017/ሪያል ዶላር ድርሃም ዩሮ ፓውንድ ዲናር---
มุมมอง: 120

วีดีโอ

#ምስ ሙና ራያ #ናይ መወዳእታ ማዓልቲ ኣብ ስዑዲ#ሙናየ ብሰላም የእትኪ ፈጣሪ ናይ ስደት ማሓዛይ😍
มุมมอง 944 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#ምስ ሙና ራያ #ናይ መወዳእታ ማዓልቲ ኣብ ስዑዲ# መናየ ብሰላም ዓድኪ የእትኪ ፈጣሪ😍
ስቅ ኢልኩም ጥራሕ ዕልል በሉ ገዛ ምስራሕ ዝሓሰብኩም እንካዕ ደስ በለኩም ኩሉ ቀኒሱ ኣሎ ሲሚንቶ ሓሸዋ ጃህያ ቆርቆሮ ቴንዴኖ---ታሕሳስ23-2017
มุมมอง 1.1K10 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ስቅ ኢልኩም ጥራሕ ዕልል በሉ ገዛ ምስራሕ ዝሓሰብኩም እንካዕ ደስ በለኩም ኩሉ ቀኒሱ ኣሎ ጃህያ ሓሸዋ ሲሚንቶ ቴንዲ ቆርቆሮ ታሕሳስ23-2017
ዕለታዊ ሸርፊ ብሓዋላ ኣብዚ በፂሑ ታሕሳስ 22-2017/ሪያል ዶላር ድርሃም ዩሮ ፓውንድ ዲናር----
มุมมอง 5322 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ዕለታዊ ሸርፊ ብሓዋላ ኣብዚ በፂሑ ታሕሳስ 22 -2017/ሪያል ዶላር ድርሃም ዩሮ ፓውንድ ዲናር
#ገሪሙኒ!#ናይ ሰብኣየይ ምንም ጥፍኣተኛ ይኩን ኣሕለፊ ጥፍኣቱ ንሰባት ክነግሮም ኣይደልን ምስ ጥፍኣቱ እየ ዝቅበሎ ከማክስ ንክሉ😴
มุมมอง 1352 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#ገሪሙኒ!ሰብኣየይ ከጥፍእ ከሎ ኣሕሊፈ ንሰባት ኣይህቦን ምስ ጥፍኣቱ እየ ዝቅበሎ ከማክስ ንኩሉ😴
ዋው ዋጋ ክዳን መሕፀቢ ላውደሪ ብኣውተማቲክ እና ብማንዋሊ ክንደይ ኣሎ ከይምልጠኩም👍ታሕሳስ 22-2017
มุมมอง 7402 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ዋው ዋጋ ላውደሪ ክዳን መሕፀቢ ማሽን ብማንዋል እና ብኣውቶማቲክ ክንደይ ኣሎ👍 ከየምልጠኩም ታሕሳስ 22-2017
ኡኡ ሸርፊ/ሓዋላ/ጉድ ገሩና ብሓደ ግዘ ኣብዚ በፂሑ😱ታሕሳስ 21-2017/ሪያል ዶላር ድርሃም ዩሮ ፓውንድ ዲናር ድርሀም--
มุมมอง 9604 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ኡኡ ሸርፊ ሓዋላ ጉድ ገይሩና ብሓደ ግዘ ኣብዚ በፂሑ ታሕሳስ 21-2017/ሪያል ዶላር ድርሃም ዩሮ ፓውንድ ዲናር
ናይ 5 ክፍሊ ማዕፆ ብዘመናዊ ኣሰራርሓ ዝተገጠመ ኣጠቃላይ ዝወደኦ ዋው ከየምልጠኩም👍
มุมมอง 1.8K4 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ናይ 5 ክፍሊ ማዕፆ ብዘመናዊ ኣሰራርሓ ዝተገጠሞ ኣጠቃላይ ዝወደኦ ዋው👍
እምበር ትግራወይቲ 💪ኣብ መድረክ ፀላእትና ዘሕፈረት ሓፍትና ስኬት ተዓዋቲት ኮይና❤🙏እንካዕ ደስ በለኪ🙏❤
มุมมอง 6857 ชั่วโมงที่ผ่านมา
እምበር ትግራወይቲ💪ኣብ መድረክ ፀላእትና ዘሕፈረት ሓፍትና ስኬት ተዓዋቲት ኮይኑ እንካዕ ደስ በለኪ❤🙏
ዋው ኣታዕልል ሲሚንቶ ቀኒሱ ከም ዲልየትካ ምጥቃም ኮይኑ ተጠቀሙ ግዜ ከይከደኩም ታሕሳስ 20-2017
มุมมอง 2.6K7 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ዋው ኣታ ዕልልል ሲሚንቶ ቀኒሱ ከም ዲልየትካ ምጥቃም ኮይኑ ተጠቀምሉ ግዜ ከይከደኩም ታሕሳስ 20-2017
ዋው ሎማዓንቲ ሸርፊ/ሓዋላ/ ፅብቅ ዊዒሉ ብጣዕሚ ወሲኩ/ታሕሳስ 19-2017/ሪያል ዶላር ድርሃም ዩሮ ፓውንድ ዲናር----
มุมมอง 7979 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ዋው ሎማዓንቲ ሸርፊ ፅብቅ ዊዒሉ ታሕሳስ 19-2017/ሪያል ዶላር ድርሃም ዩሮ ፓውንድ ዲናር
እግዝዬ ጭካነ ሓንቲ ሓፍትና ምስ መዳማ ተባኢሳ ወዲ 1 ዓመት ህፃን ቀቲላቶ😱😭
มุมมอง 5309 ชั่วโมงที่ผ่านมา
እግዝዬ ጭካነ ሓንቲ ሓፍትና ምስ መዳማ ተባኢሳ ወዲ 1 ዓመት ህፃን ቀቲላቶ😭😱
ብዙሕ ገዛውቲ ሕጋዊ ይኩን ዘይሕጋዊ ይፈርስ ኣሎ ወሰን ፅርግያ እና ዘይሕጋዊ ንትገዝኡ ተጠንቀቁ መንግስቲ ከቢድ ውሳነ ኣሕሊፉ ታሕሳስ 19-2017
มุมมอง 1.7K9 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ብዙሕ ገዛውቲ ሕጋዊ ይኩኑ ዘይሕጋዊ ይፈርሱ ኣለዉ ወሰን ፅርግያ እናዘይሕጋዊ ንትገዝኡ ተጠንቀቁ መንግስቲ ከቢድ ውስነ ኣሕሊፉ😢
ውዕሎ ሎርፊ #ሓዋላ# ታሕሳስ 18-2017/ሪያል ዶላር ድርሃም ዩሮ ፓውንድ ዲናር ----
มุมมอง 65612 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ውዕሎ ሓዋላ ሸርፊ ታሕሳስ 17-2017/ሪያል ዶላር ድርሃም ዩሮ ፓውንድ ዲናር
ጠሪጣስያ ተትሓንከለይ ድዩ ዝበሃል ምስ ሰበይቲ ክጋደም ዘይሓፈረስ ጥንሲ ኣውርድዬ ይባሃል ጉድ#abeba Channel#
มุมมอง 42612 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ጠሪጣስያ ተትሓንከለይ ድዩ ዝበሃል ምስ ሰበይቱ ክጋደም ዘይሓፈረስ ጥንሲ ኣውርድዬ ይበሃል ጉድ #abeba Channel
ዋው ዘሕጉስ ዜና ዋጋ ዘመናዊ ማዕፆ ናይ ካንሸሎ እና ናይ ፍንሺንግ ፅብቅ ኣሎ ከይከበረ ግዝኡ ተጠቀሙ ታሕሳስ 18-2017
มุมมอง 83512 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ዋው ዘሕጉስ ዜና ዋጋ ዘመናዊ ማዕፆ ናይ ካንሸሎ እና ናይ ፍንሺንግ ፅብቅ ኣሎ ከይከበረ ግዝኡ ተጠቀሙ ታሕሳስ 18-2017
ኡኡ ዘይእመን እዩ ናይ ሎማዓንቲ ሓዋላ ጉድ ብሓደ ለይቲ🤕ዘይተሓሰበ ኮይኑ ከይትሽወዱ !!ታሕሳስ17-2017/ሪያል ዶላር ድርሃም ዩሮ ፓውንድ ዲናር----
มุมมอง 78814 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ኡኡ ዘይእመን እዩ ናይ ሎማዓንቲ ሓዋላ ጉድ ብሓደ ለይቲ🤕ዘይተሓሰበ ኮይኑ ከይትሽወዱ !!ታሕሳስ17-2017/ሪያል ዶላር ድርሃም ዩሮ ፓውንድ ዲናር
ዘፍቅረንን ዘክበንን ኣቦ ወደይ ገዲፈ ምስ ካልእ ወዲ ፍቅሪ ሒዙኒ ኣቦ ወደይ ገዲፈ ዶ ምስ ዘፍቅሮ ወዲ ክኮን ወይስ ምስ ኣቦ ወደይ 😰ታይ ትከኩሩኒ🙏
มุมมอง 23214 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ዘፍቅረንን ዘክበንን ኣቦ ወደይ ገዲፈ ምስ ካልእ ወዲ ፍቅሪ ሒዙኒ ኣቦ ወደይ ገዲፈ ዶ ምስ ዘፍቅሮ ወዲ ክኮን ወይስ ምስ ኣቦ ወደይ 😰ታይ ትከኩሩኒ🙏
ውዕሎ ሸርፊ ብዘይተፀበናዬ መንገዲ ኢብዚ በፂሑ😳ታሕሳስ 16-2017/ሪያል ዶላር ድርሃም ዩሮ ፓውንድ ዲናር---
มุมมอง 59016 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ውዕሎ ሸርፊ ብዘይተፀበናዬ መንገዲ ኢብዚ በፂሑ😳ታሕሳስ 16-2017/ሪያል ዶላር ድርሃም ዩሮ ፓውንድ ዲናር
ገሪሙኒ እዩ ዝኒሀ ዋጋ መሬት ቀኒሱ ዋው ኣታዕልል ኣብ መቐለ 150 ካሬ ብሕሳር ዋጋ👍ፍፅም ከየምልጠኩም ታሕሳስ 16-2017
มุมมอง 4.3K16 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ገሪሙኒ እዩ ዝኒሀ ዋጋ መሬት ቀኒሱ ዋው ኣታዕልል ኣብ መቐለ 150 ካሬ ብሕሳር ዋጋ👍ፍፅም ከየምልጠኩም ታሕሳስ 16-2017
ኡኡ/ ሸርፊ/ሓዋላ ታይ ነኪእዎ ዳኣ🤕ዘይተፀበናዬ ኮይኑ ኸይትሽወዱ ታሕሳስ 15-2017/ሪያል ዶላር ድርሃም ዩሮ ፓውንድ ዲናር----
มุมมอง 94719 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ኡኡ/ ሸርፊ/ሓዋላ ታይ ነኪእዎ ዳኣ🤕ዘይተፀበናዬ ኮይኑ ኸይትሽወዱ ታሕሳስ 15-2017/ሪያል ዶላር ድርሃም ዩሮ ፓውንድ ዲናር
ሰበር ዘሕጉስ ዜና ንነበርቲ ስዑዲ ዓረብ ተሕሳስ 15-2017 ከየምልጠኩም ፍጠኑ!!
มุมมอง 1.2K19 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ሰበር ዘሕጉስ ዜና ንነበርቲ ስዑዲ ዓረብ ተሕሳስ 15-2017 ከየምልጠኩም ፍጠኑ!!
ሸርፊ ሎማዓንቲ ታይ ሓሲቡ እዩ🤕! ዘይተፀበናዬ ኮይኑ ታሕሳስ 14-2017/ረያል ዶላር ድርሃም ዩሮ ፓውንድ ዲናር---
มุมมอง 91821 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ሸርፊ ሎማዓንቲ ታይ ሓሲቡ እዩ🤕! ዘይተፀበናዬ ኮይኑ ታሕሳስ 14-2017/ረያል ዶላር ድርሃም ዩሮ ፓውንድ ዲናር
ብናይ መዳም ክፍሊት ብከመይ ኣብዚ ክትበፅሒ ኪኢልኪ ምስጢሩ ታይ እዩ #ብፍላይ ንደቂ መዳም ቅመም#!!
มุมมอง 1.2K21 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ብናይ መዳም ክፍሊት ብከመይ ኣብዚ ክትበፅሒ ኪኢልኪ ምስጢሩ ታይ እዩ #ብፍላይ ንደቂ መዳም ቅመም#!!
ሓዋላ ብድንገት ከይተሓሰበ ኣብዚ በፂሑ ከይትሽወዱ ታሕሳስ 13-2017/ረያል ዶላር ድርሃም ዩሮ ፓውንድ ዲናር----
มุมมอง 968วันที่ผ่านมา
ሓዋላ ብድንገት ከይተሓሰበ ኣብዚ በፂሑ ከይትሽወዱ ታሕሳስ 13-2017/ረያል ዶላር ድርሃም ዩሮ ፓውንድ ዲናር
ሓድሽ ሓቤሬታ ዋጋ ቴንዲኖ/ብረት/ሲሚንቶ ፀፀር/ጃህያ/ሓሸዋ እምኒ ሚስማር ሽቦ ብሎኬት----ታሕሳስ 13-2017
มุมมอง 2.8Kวันที่ผ่านมา
ሓድሽ ሓቤሬታ ዋጋ ቴንዲኖ/ብረት/ሲሚንቶ ፀፀር/ጃህያ/ሓሸዋ እምኒ ሚስማር ሽቦ ብሎኬት ታሕሳስ 13-2017
እዚ ከይሰማዕኩም ከይትሕውሉ ከይትብልዑ ውዕሎ ሓዋላ ሸርፊ ታሕሳስ12-2017/ሪያል ዶላር ድርሃም ዩሮ ፓውንድ ዲናር---
มุมมอง 804วันที่ผ่านมา
እዚ ከይሰማዕኩም ከይትሕውሉ ከይትብልዑ ውዕሎ ሓዋላ ሸርፊ ታሕሳስ12-2017/ሪያል ዶላር ድርሃም ዩሮ ፓውንድ ዲናር
ፈጣሪ ወፃካ ካብ ምቅራይ ይምሓረና😭ኣሕዋትና ኣስደት ቀርየን እፍፍፍ ልበይ ተሰሩ ዋይ ስደት ሕሱም ኢብ ዓዲ ዓረብ ዘለኩም ተጠንቁ ቀዛኩም ዓርስኩም ሓልዉ😭
มุมมอง 759วันที่ผ่านมา
ፈጣሪ ወፃካ ካብ ምቅራይ ይምሓረና😭ኣሕዋትና ኣስደት ቀርየን እፍፍፍ ልበይ ተሰሩ ዋይ ስደት ሕሱም ኢብ ዓዲ ዓረብ ዘለኩም ተጠንቁ ቀዛኩም ዓርስኩም ሓልዉ😭
ዋው ወርቂ ቀኒሱ ዶላር ከይወሰከ ወርቂ ከይኸበረ ተጠቀሙ ዋጋ ወርቂ እና ብሪ ናይ ውሽጢ ዓዲ እና ናይ ደገ ኽንደይ ኣሎ ታሕሳስ 12-2017
มุมมอง 958วันที่ผ่านมา
ዋው ወርቂ ቀኒሱ ዶላር ከይወሰከ ወርቂ ከይኸበረ ተጠቀሙ ዋጋ ወርቂ እና ብሪ ናይ ውሽጢ ዓዲ እና ናይ ደገ ኽንደይ ኣሎ ታሕሳስ 12-2017
ኡኡ ሪያል 39ሽሕ ክበፅሕ! መንግስቲ ኣማሪሩ ናይ ሎሚ ሓዋላ ንመጀመርያ ግዘ ኣብዚ ቀፂሑ ገንዘብኩም ሓዙ ታሕሳስ11-2017/ሪያል ዶላር ድርሃም ዩሮ -----
มุมมอง 1.1Kวันที่ผ่านมา
ኡኡ ሪያል 39ሽሕ ክበፅሕ! መንግስቲ ኣማሪሩ ናይ ሎሚ ሓዋላ ንመጀመርያ ግዘ ኣብዚ ቀፂሑ ገንዘብኩም ሓዙ ታሕሳስ11-2017/ሪያል ዶላር ድርሃም ዩሮ

ความคิดเห็น

  • @ሙሉየእመብርሃንልጅ
    @ሙሉየእመብርሃንልጅ ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እሽኒ ይቀንይልና ዝያዲይ❤

  • @dg6i365
    @dg6i365 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Way bog beli gualey hasawit

  • @happy-q1e1r
    @happy-q1e1r ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቅልጥፍ እልክ ዶ እት ቀንድ ቀንድ ተዛረቢ ጋልኖዋ ይጨንቐናሎዋ❤😢😂

  • @RhdDn
    @RhdDn 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ውውው

  • @yew-t7g
    @yew-t7g 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደምራኒ ክምልሰ የ ብክልተ❤

    • @ሉልያብርሃነlulyabrhane
      @ሉልያብርሃነlulyabrhane 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      መልሲ ሰበይ

    • @yew-t7g
      @yew-t7g 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @ሉልያብርሃነlulyabrhane ደሚረኪ ብክልተ❤

  • @ሉልያብርሃነlulyabrhane
    @ሉልያብርሃነlulyabrhane 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደምሩኒ ደቂ ዓበይቲ 🙏🙏🙏

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሳሙና ወስኹ ገዛ መስርሕ ቀንሱ ግርብጥ

  • @ZebibTesfay-q1q
    @ZebibTesfay-q1q 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም ዛሕፍተይ አብ ሸረ አባ ጥይቅለይ

  • @MaMa-x1m7q
    @MaMa-x1m7q 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክልተ ክፍሊ ክንደይ ይውድእ ማዓረይ ❤❤❤❤❤

    • @MariDesta
      @MariDesta 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@MaMa-x1m7q ደምርኒ ዝያዳይ 🥰

  • @BsratGebrihiwet
    @BsratGebrihiwet 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @Zainb-e6t
    @Zainb-e6t 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤ፁቡቅ

  • @Zainb-e6t
    @Zainb-e6t 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @KirosEtsay-q3r
    @KirosEtsay-q3r 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ገዚእካ ክቅመጥ የከኣል ድዩ ስሚንቶ ኣይበላሾን

    • @ሞኾኒሞኾኒ
      @ሞኾኒሞኾኒ 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      አነ ወን ካቀመጥ ደለየ ነብሬ ግን አሰካብ ከንደይ ወርሒ ይቅመጥ ይኮን

    • @MariDesta
      @MariDesta 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@KirosEtsay-q3r ደምርኒ ኪሮሰይ❤️

    • @MariDesta
      @MariDesta 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@ሞኾኒሞኾኒ ደምርኒ ጋል ሞኾኒ ዓይናይ❤️

    • @KirosEtsay-q3r
      @KirosEtsay-q3r 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@MariDesta ገይረልኪ ምዓረይ

    • @MariDesta
      @MariDesta 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@KirosEtsay-q3r እሹኒ ወለላይ 😘

  • @FatemaMehamed
    @FatemaMehamed 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ክብረተይ 200 ካሬ እዩ እቱ መሬቱ እና ሖሽ ክንደይ ይውድእ ከይከውን ሕተትለይ❤❤❤

    • @MariDesta
      @MariDesta 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@FatemaMehamed ደምርኒ ፉልማዊተይ ማዓረይ❤️

    • @FatemaMehamed
      @FatemaMehamed 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @MariDesta እሺኒ

    • @trhasss7328
      @trhasss7328 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      አነ ሐዚ አዝረ ሕሽ ብልከት ግን (2400)ብሎኬት ወድኢኒ ግን ከም ግፍሓቱ እየ

    • @MariDesta
      @MariDesta 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@FatemaMehamed እመብርሃን እሺ ትበልኪ ዛምበይተይ ❤️

  • @ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ
    @ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    1000 ርያል 34 እዩ ዝኣቱ ዞሎ 38 ዮኾነይ ብ29 እዩ ዘሎ ሓወላ

  • @MariDesta
    @MariDesta 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ነዛ ኮሞንት ተንብቡ ዘለኩም በብዘለክምዎ ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ብሩካተይ #ሳብስክራይብ ጌርኪሙለይ ሕለፉ ልቀሐይ ክምልስ እየ ኣነለ ሓቢርና ንዕበ ❤

    • @Amlsha7
      @Amlsha7 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      መልሲ ❤

    • @MariDesta
      @MariDesta 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @Amlsha7 እሹኒ ዛምበይተይ❤️

  • @አምላኸይብመንገድኻምርሐን
    @አምላኸይብመንገድኻምርሐን 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ታሕሳስ 13ያ😂 ታሕሳስ 23 እና ዘለና ማማየ

    • @MariDesta
      @MariDesta 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምረኒ ዝያዳይ ❤

  • @هلاالو-ل7ت
    @هلاالو-ل7ت 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @AwetKnfe-c8s
    @AwetKnfe-c8s 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hasawit

  • @FatmaAhmed-o8k
    @FatmaAhmed-o8k 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @azebkebedearegawe4119
    @azebkebedearegawe4119 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤

  • @samerh-ho4py
    @samerh-ho4py 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የቀንየለይ ወይኑዋይ

  • @ቃልኪዳንሽይደግፈኝእመብር
    @ቃልኪዳንሽይደግፈኝእመብር 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣበይ ዓዲ እዩ ጓልነይ

  • @fidleytube
    @fidleytube วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @FtsumKahsay-f2z
    @FtsumKahsay-f2z วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ሓፍተይ ከምዚ ንክንገብር ፈጣሪ ልቦና የዓድለና

  • @YosanMuaz
    @YosanMuaz วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Abigalatsbidera
    @Abigalatsbidera วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Negsti
    @Negsti วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @برتقالهمحمد
    @برتقالهمحمد วันที่ผ่านมา

    እማ ዓዲግዮ እስኽ ሓፍትናዋ

  • @Elsabeth-l6h
    @Elsabeth-l6h วันที่ผ่านมา

    ትግርኛ አልችልም

  • @kbrafkadu
    @kbrafkadu วันที่ผ่านมา

    ደምራኒ❤❤❤

  • @ሜሪጓልካናዳ
    @ሜሪጓልካናዳ วันที่ผ่านมา

    ደምራኒ

  • @ሜሪጓልካናዳ
    @ሜሪጓልካናዳ วันที่ผ่านมา

    ኣበይ እዩ

  • @mdsagay1572
    @mdsagay1572 วันที่ผ่านมา

    ደቆሮ ኝኝኝ

  • @ግርማነሽ
    @ግርማነሽ วันที่ผ่านมา

    🎉❤🎉

  • @Lola-m9c
    @Lola-m9c วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @MeryKumari-d7j
    @MeryKumari-d7j วันที่ผ่านมา

    ኪዌት ኮ ቅርሹ ክኸብር ዋው ዋው

  • @سارهحبشي-د4ن
    @سارهحبشي-د4ن วันที่ผ่านมา

    selake abe lekaleyu waleleyu❤❤❤

  • @سارهحبشي-د4ن
    @سارهحبشي-د4ن วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @Mare-qb9xr
    @Mare-qb9xr วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @Mare-qb9xr
    @Mare-qb9xr วันที่ผ่านมา

    ❤🎉

  • @smirhss4421
    @smirhss4421 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SalamSALAM-rt7iv
    @SalamSALAM-rt7iv 2 วันที่ผ่านมา

    ኣይቲሓስይ ኣነ ባዕለይ ን5ተ ክላስ ማዕፆ ምስ መሻኹቱ ኣልሙንየም 4ዐዐ ሺሕ ብዘይ ናይ ውሽጢ ማዕፆ ጣውላ ወድኡኒ እዩ

    • @SarahAbirahim
      @SarahAbirahim วันที่ผ่านมา

      ማዓረይ ክሓተክ ብዘይ ማዕፆ ሞሻኽቲ ኽንደይ ቕርሽ ወድእኽ ተገድስክ መልስለይ ማዓረይ ማኣዘ እስርሕኽዮ

  • @አዝመራራያወለላራያወለላ
    @አዝመራራያወለላራያወለላ 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @ንግስቲ
    @ንግስቲ 2 วันที่ผ่านมา

    ሳብስክራይብ ግብራ ሉይ ምዓርይ🎉🎉🎉

  • @Saloly-u6l
    @Saloly-u6l 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @gchg6974
    @gchg6974 2 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ዝሓፍተይ ተገዲስኪ ክትምልስለይ ተስፋ ይገብር እና ሓደ ሚሊዮን ብር ኣለኒ ዓማራ ከኩዓት ደልየ ነይረ ኣበይ ከባቢ ይብፀሐኒ በጃኺ መልሲ ንገርኒ ዝሓፍተይ ደስ ዋላ ክላስ ከስርት ❤

    • @ሞኾኒሞኾኒ
      @ሞኾኒሞኾኒ 2 วันที่ผ่านมา

      ሓፍተይ ክብድ እዩ ዑማራ ሓድ ነጥቢ በሕዚ ታይ አለዎ አነለ ያሓሰብ ነይሬ ግን ካብድ የኡ ብዝዓበየ ካብ መለሲ ንረአዮ

    • @AbxhdBsjs-fl2ec
      @AbxhdBsjs-fl2ec 2 วันที่ผ่านมา

      መሬት ናይ ባዕልኪ እንተሊኡኪ ንምስራሕ ጥራይ ተኮይንኪ ታሕታዋይ ህዱም የስረሐኪ እዩ ሓፍተይ❤❤❤❤❤

    • @ሞኾኒሞኾኒ
      @ሞኾኒሞኾኒ วันที่ผ่านมา

      @@AbxhdBsjs-fl2ec 200 ካሬ አለኒ ሓድ ነጥብ አለኒ ሾኮን ዑማራ ጥራሕ አልሾብ አውን አይኾነክን አሰካብ ዘጨረሸ ተባሃል ብጣዕሚ ክብር እዩ

    • @AbxhdBsjs-fl2ec
      @AbxhdBsjs-fl2ec วันที่ผ่านมา

      @@ሞኾኒሞኾኒ የስረሐኪ አዩ ማዓረይ መሬት እንድሕር ነይሩኪ እንታይ ኮይንኪ እስካዕ ሐዚ ዘይስራሕክዮ እና ኣስርሕዮ ጠቢቁ ዝከታተለልኪ ስብ እንተሊኡኪ እንድሕር ስብ ዝክታተለልኪ ዘይብልኪ ገንዘብ ኣብ ኢድኪ ሓዚ ክይድኪ ከተስርሕዮ ማለተይ ምስ ሓዋሊ ትገድፍዮ ገንዘብኪ እሞ ዓዲ ኣቲኪ ናብ ቡኪ ይልእክልኪ ሓዋሊኪ እሙን እንተኮይኑ ማለተይ እየ❤❤❤❤❤

    • @ሞኾኒሞኾኒ
      @ሞኾኒሞኾኒ วันที่ผ่านมา

      @@AbxhdBsjs-fl2ec አሸኒ ወለላዋ ለመቀኒ ካጀመር በለኹ ሃም ፈቃድ ፍጣሪ ዘሰርሐለይ አማ ሃም ልበኻዶ አኒሆ በኽዮዋ ዱሩኡማ አብዚ ኾየነ ፈፅመ ካአቲ ደለይ ነብሬ ሰለ ምኽርኺ አምላክ ያኽብረለይ ዛምበይተይ👏❤

  • @Yasisberhe
    @Yasisberhe 2 วันที่ผ่านมา

    አቲ ሰሰጉ አብ ማእከል ዓዲ ዘሎ ዋጋ እስኪ ጠይቂ ሀፍቲ ትግራይ ንትግራይ አይኸውንን

  • @AbiSaiid
    @AbiSaiid 2 วันที่ผ่านมา

    ናይ ኤለትሪክ ገመድ ወይ ሰልኪ ወይ ሸዎ አምፅእልና ማዓረይ

  • @ፅጌጋልትግራይ-ተ3ቐ
    @ፅጌጋልትግራይ-ተ3ቐ 2 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ውቅሮ ድሕሪ መጋቢት ሳላሳ ሊዝ ካሬኡ 308 ቦዶ እዩ ዋግኡ 2.5ሚሊን ድርድር ኣለዎ ትደልያ ፃሓፋለይ