ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እዚ ኣብ ናተይ ገዛ ዘሎ ሶፋ ዓይነት እትደልዩ እንተሃሊኩም ብዚ ስልኪ 0933476336 ኣሹ ኢልኩም ትድውሉ ትክእሉ ኢኩም ብጣዕሚ ቑኑዕ ናይ ስራሕ ሰብ እዩ
ክንደይ ዋጋ ሰፉ
@@NuedTube ሶፋኪ ክንደይ ሂብኩሉ ጡዑም ልሳና ፅሪቲ መልስልና አቢየይ
ሶፍኪ ክንደይ ሂብክሉ መዓረይ ካብኡ ከዓ ኣበይ ቦታ እዮ
እሺ❤❤❤
@@KhanKhan-kh4im 65 ሽሕ እዩ ዛሓፍተይ
ጋል ዕድለኛ እያ ክትበሃል ተኾይና ምንም ኣየድልያን ዝርድአላ ሰብኣይ ምርኻብ እዩ zድልያ በቃ እና ልኩላትና ብፍላይ ዓዲ ዓረብ ዘለና ከምዚ ዓይነት ስብኣይ ይፍጠረልና ኣሜን በላ 🤍🙏🤲ሓዳርኩም ይባረክ ኣጆኺ ብጣዕሚ ክትዛረብ ትስከፍ ኣለኺ ኩሉትብልዮ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ንዓና ናይ ሰብ ብዘየገድስ ኤምዋይ 🤍
ኣምየን❤❤❤
@@GgG-zr5db ኣሜን ኣሜን ኣሜንን
ዋውውውውው ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ገዛ እዩ እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ይባርክ ውላድኩም ብጥበቡ የዕብየልኩም ንፍዕቲ ኢኪ ገዛኪ ምፅራዩ በርትዒ ናይ እንዳንኡድ አድነቅቲ ሳብስክራይብ. ግበሩለይ❤
ብጣዕሚ ጎበዝ ኢኪ ንስብአይኪ እትህብዮ ክብሪ ቀፅልሉ
ዋይ ኤሚ ጥምቀት እኮ ባህለዊ ኣይኮናን ሃይመነታዊ እዩ እና ኣብ ኩሉ እዩ ዝክበር ኮመት እቲ ማዓዕብ ካዓ ናይ ሃይመነታዊ ሰለ ዝኮነ እየን ኮምኡ ኢለናኪ ሀይዝዉን ተዋህዶ እንተኮንኪ ማዕተብ ግበሪ ብዝተረፈ እንካዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ርሑስ ባዓል ጥምቀት ይግበረልና ከምዙይ ንዓመታ ይዕቆረና ሓደርኩም ይባረክ ንኣኪለ ምሕረት የዉደልኪ ኣብ ኩሉ እዩ ዝንኣ እቲ ሳዓል የቀጥቀጠኒ ትብሊ ዘለኪ ካዓ ብዝተከኣለኪ ማጨለት ታሓፀቢ
@@HcjcjcjJjcjc ደምርኒ መዓረይ
ኤድመን ጥአናን ይሃብኩም ሓዳርኩም ይባረክ ኤርትራዊ ኣድናቕኩም አየ ተባረኩ
ደምረኒ ዝሓወይ❤🎉
ምሕረት የውርደልኪ ኤሚዋይ ብዘይ ሚክኣኘ ክትፅብቂ ኣብሳኣላየይ ፅሪቲ❤❤❤🎉🎉🎉
ትዓዲልኩም ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባረክ ከማኪ ይዓድለና ኣብ ስደት ዘለና ስደትና የሕፅረልና ኣሕዋተይ
ኣቢዋይ ኣነ ደስ ናበለኒ እየ ሙሉእ ዝሰምዖ ካብ ስደት ተመሊሰ ከኣ ከም ናትኩም ሰላምን ምክብባርን ዘለዎ ሓዳር ክገብር ደስ ይብለኒ ፍቕርኹም ከም ሑጻ ባሕሪ የብዝሓዮ ጽቡቓት ስድራ❤🎉
ብጣዕሚ ኢኪ ጎበዝ ብተለይ ንስብኣይኪ ኣተሓሕዛ ሰብኡት ከኣ ካብ ኩሉ ንላዕሊ ክብሪ ትህቦም ሰበይቲ እየም ዝፈትዉ ኣነውን ብጣዕሚ ዝፈትዎ ዝፈትወኒ ስብኣየየይ ካብ ስደት ተመሊስልና ካምዛ ናትኩም ደስ ዝብል ሓዳር ክንምስርት ፍቃድ ኣምላክ ይኩነልና 😍
ኣምየይ❤❤❤
ብጣዕሚ ፅቡቃት ኢኩም ብሓቂ ሓዳርኩም ይባረክ ዘለኪ ንበዓል ገዛኪ ክብሪ ብጣዕሚ እዩ ደስ ልብል እና ይፈትወኩም እየ❤❤
@@HIu-b8o ደምርኒ መዓረይ
ብጣዕሚ ፅቡቅ ኢኹም ለለኹም ቀፅልሉ ናይ ማንም አስተያየት አይተቀበሊ ከምዚ ነኽቅፅል ኩሉኹም ፀልዩ ኩሉ ነገር ነፈጣሪኹም አመስግኑ ጥራሕ መዐረይ ላዛ ስንቃ ፅቡቅ አተዐባብዪ አቢኽን ነወለድኹምለ ዕድመይ ጢዒናይ ይሀብኩም በልልለይ ❤❤❤❤ love you
ብጣዕሚ እኩም ደሰ ትብሉ ቀፅለሉ ዛሓፍትይ ሐደርኪም ይብረከ ሞቅራት🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🙏🙏🙏💋💋☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️
ኣፍታ ናይ ማኣዲ ጠረጼዛ ርእሲ ኤሚ ተንስፈ ኣልዒልኪ ናይ እግዛብሄር ተሰብሲቦም ማኣዲ ናተቋደሱ ተትገብርያ ታሰፌድ ክዓ ሶፋ ኣብዘለታ ብላዕሊ ግበርያ❤
ኣሜን(3) ሓቢሩ እንካዕ ኣብፀሐና ምሕረት የውርደልኺ ❤❤❤
ኩሉጊዘ ዉዕለኩም ኣምፅልና ገዛ ተፅርዪ ተቃማምጢ ተለኪ ኩሉ ካባኪ ክመሃርየ ዝደሊ ዓደይ ምስኣተኩ በተለይ ኣቃማምጣ ኣቁሑ ፅሬት ኩሉ👌💓ዓለማተይ
ኣብሳላዬ ብጣዕሚ ብስልቲ ለባም ሓፍትና ኢኺ ብልበይ እየ ዝብለኪ❤❤❤
ኣነስ ክፈትወኩም ሓላላት ዝኮንኩም ስድራ እና ኣሜን ኣሕቢሩ ኣብፀሓና 🙏❤❤
Ajoki tsbkti ketslu tray btaemi nfuat azina ena nednkekum ❤️🇪🇷❤️
ቀፅልሉ ብጣዕሚ ኢኩም ንፉዓት ብሓቂ ቀፃሊ ከም ናትኩም ሓዳር ገይረ ይስእሎ ደስስ ኢሉኒ ካብ ዝጅምር ክሳብ ዝውድእ እየ ዝምሰጥ ብጣዕሚ እዝውቲ ና ዋሕለ ኢኪ ጸባየ ሰናይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብየልኩም ወድኩም ይፈትወኩም እየ ሽኮራት ምሕረት የውርደልኪ ብድጋሚ ዛምበይተይ😍
ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ምሕረት የውርደልኪ ርሑስ አውዳአመት ይግበረልኩም ❤❤❤
ደምርኒ ወለላዮ
አሜን እንካዓ ሓብሩ ኣብፀሐና ክብርተየ
አሰይ ደስ ባሃሎ ሓዳርኩም ይባረክ ናዓና ውን ስደትና አሐጺሩ ናዓኹም የምስለና ብሩካተይ🙏♥️እና ስለ ናሰብ ኣትገደሲ ጽቡቅ አኪ ዘለኪ ቀፅልሉ😊
ደስ ክትብሉ መዓረይ ሓዳርኩም ይባረኽ
ሓዳርኩም ይባረክ ዛም ናተይ 🥰🥰💜💜🎉👩❤️💋👨👪
ኣብሳላተይ ኣነ ፍትውውው ዘብለኪ ከምተን ኣርቲስታት ዘይመንነትኪ ክትኾኒ ኣይትፅዕርን በታ ዘላትኪ ኢኺ❤❤❤❤
ሰዓል ትደጋገመኪ ኣላ ፈሳሲ ስተይ,ነብስኪ ተንከባከቢ ክትጉስቁል ከለኻ እያ ሰዓል ትደጋገመኪ ብምቅፃል ሓዳርኩም ይባረክ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ኢኪ ስክፍቲ ክትናገሪ ከለኪ ኣይትሰከፍየን ናፅነትኪ ኣዉጅኪ መልስለን
ኣሰይ ፁሩያት ሓዳርኩም ይባረኽ ❤❤❤🎉🎉
ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ
እግዛብሄር ኣምላክ ሓደርኩም ይባርከልኩም ዝተባረከ ናብራ ሓደር ቆልዑ ይሃብኩም እንዳ ንኡደይ መዓረይ እንካዕ ኣብፀሓኩም ብዛዕባ አመለካክዓ ገዛ ስለ ሓዳር ኣተሓሕዛ ውዕሎኪ ኩሉ ተተጋርይና ደስ ይብል ንፈትወኩም ኢና
ብጠዕሚ ጽቡቅ ሶፋ 🎉❤ congratulated ምዓረየ ነዝይ ሶፋኹም ምስኡ ዝኸይድ ጨርቂ መሪጽኩም ኣስርሕሉ እንዳ "ቆልዓ ዩ ገዛኺ "ኣፍትይ ክልተ ወሰኑ ዉን የእዳዉና ገለ ሒዝና ስለ ንተናኽፎ ከይበላሸወኪ ሶፋ ኩሉ ግዜ ንቅይሮ ኣይኮነን ከይበላሸወኪ የ ዝያዳይ ተደፊረ🙏🙏🙏 ይቕሬታ ኣብዚ ዉን በጃ ርስሓት ኢልና ንገብረሉ ኢና ቪድዮ ክትቀርጺ ከለኺ ተልዕዮ ❤️😍🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሕቢሩ እንካዕ ኣብፀሐና ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ኣሕዋተይ
ኤሚዋይ ክፎትየኪ ዋላ ኣብ ተዋሰኦኺ ለለ ኣብትክክለኛ ሂወትክለ ይፍለ ልቦናኺ ክዓቢ
@@FhFg-s4v ደምርኒ መዓረይ
ኣቢሳላዋይ ኣነኮ ልገርመንስ ፅርየትኺ ኣነጋግራ ላዛኺ ልብምነትኺ እዉነት ኹሉ ትኽእልሉ ዋላ ኣብ ሳዓቱ ኣይስመዐዮ ምስሓለፈ ኮፊ እለ እየ ለዳምፀኪ ቆንጅየዋ ሙዑዘይ እዉን ሃምዚ ተኽብራ ለኻ ፈጣሪ የኽብርኻ ጎይታዋይ እግዚአቢሔር ኣምላኽ ብፍቅሪ የንብርኹም❤❤❤
አይትፃረፋ ሓዳራ ልባዕላ እንአ አሕዎታ ተኽብር ልዚአ ለይፈተኻ ኸ መን ይፍቶ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️ሃምዚ ላታሓጎስኺ ንበሪ
ንፍዕቲ ማዓረይ ሓዳርኩም ይባረክ❤💥
ኣነስ ከፈተወክ በእኖት በተለይ ሰወኣኸ ታኸበረለኸ እግዛብህር ያኸበርኸ ሓዳርኹሙ የባረክ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤❤🎉ፅቡቃተይ ዳይ ወደ ሞቶ 100ሺ
ኤሚየ ፅሪተይ ሓዳርኩም ይባረክ ብጣዕሚ እየ ዝፈትየኩም ❤️♥️♥️♥️♥️🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀💚💛💙💚💛💙💚💛💙💚💛💙🙏
ኣብሲዬ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መዓረይ ግን ዛ ቅድሚ ኸዚ ልነበረት ሶፋ ሓሪፍ ኔራ❤❤❤❤
እንዳ ንኡድ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ እንዳ ተሓጎስኩም ንበሩ ካብ sis 🇪🇷
ፅቡቃት ስድራ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ጅግና ኢኺ ብጣዐሚ እየ ዝፈትወኪ ፅብቅተይ❤❤ምሕረት የውርደልኪ ካአ❤❤
@@ሄሪጋልመቐለ ደምርኒ መዓረይ
ኤሚየ ሽኮር ሓዳርኩም ይባረኽ ዝሓፍተይ❤❤🎉🎉
@@ፋኒተይ ደምርኒ መዓረይ
ኸምናትኹም ሓዳር ይፍጠረልና ሓዳርኹም ይባረኽ
ብዓል ቤተይ ውን ልዕሊ ብዓል ቤትኪ እዩ ዝንከባከበኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣክብርዮ ተንባከብዮ❤
ምሕረት የውርደልኪ ዝሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርክ ዞም ኣሕዋተይ❤❤❤❤
ኣብሳላ ምቅርቲ ንፍዕቲ ተዓዊትልኪ ኣምላክ ሓዳርኩም ፍቅርኩም ውላድኩም ይባርከልኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ❤
ጥዕምትዋይ ፅሪቲ ዓለም ኢኺ ምስ ሓዳርኪ እሺ ዶ ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባርኸልኩም አብ ዓብይ ደረጃ የብፅሕኩም ❤❤❤❤ ሙኡዘይ ትሑት ስነ ስርዓት ዝበዝሖ ሰበይቱ ዘኽብር ጀግና ፅሩይ ዓለም ዓደይ አትየ ብአካል ክረኽበኩም መጺአ ክረክበኩም ተስፋ ይገብር ፁሩያተይ ኬሬሜላታት መልሓስኩም ክጥዕም
ኤሚየ ቆንጆ ምሕረት የዉርደልኪ ማዓረይ ሰፋ ደሞ ገራሚ ዝምኖዮ ዓይነት ዝተረፈ ደሞ ቀስ ናብሉኩም ትቁይሩዎ ❤❤❤❤
@@Roza-o6g ደምርኒ መዓረይ
Bitam eye zednqeki ms kibur beal betki weldkum ysesnelkum❤❤❤..Gbu's..from eritrea.mhret yewrdelki zhaftey.
ኣብሳላ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሓዳርኩም ይባረክ ❤❤❤❤❤❤ ኣበሳላ ሓፍተይ ተንቢብክያ ሓደራ ከይትሓልፍኒ ብንኡድ ይብለኪ ቲቪኪ ክንበይ ኢንቻ እያ ዋጋከ ክንደይ ፅሪተይ🎉🎉🎉🎉❤❤❤
እንዃዕ አሕቢሩ አብፀሐና ክቡራት ስድራ እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ፉቁራተይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ሓዳርኩም ይባረክም ፅብቃታይይይ😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
ናይ ብሓቂ ቡና ግን 👌👌👌👌👌
አረ ብጣዕሚ ኢኪ ጎበዝ ቀፅልሉ❤❤❤
🎉🎉🎉❤❤❤Abseala shkor des tblu seb hadar hadarkum btami des zebl btami ye zfetwekum
❤❤❤ቆናጁ ሓዳርኩም ይባረክ።
ዋው ሓዳርኹም ይባርኸልኹም ፅብቃት❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤ ብጣዕሚ ደስ ባሃልቲ ኢኹም ሐዳርኩም ዝተባረኸ ዝተቀደሰ ይኹነልኩም
ሙሉእ ምሕረት የውርደልኪ ፅሪትዋይ🌹😍😘
ደምርኒ መዓረይ
ኣሜን እንኳዕ ሓብሩ ኣብፀሐና👍😍😍
ምሕረት የውርደልኪ ማዓረይ ብዝተረፈ ሓዳርኩም ይባረክ❤❤❤🥰🙏
ሓዳርኩም ይባረክ የኔ ቆጆ❤😍
አግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባርኮ ብሩካተይ❤❤❤❤❤ናዓኩም የመሰለና ❤❤❤😊😊
አሰይ ሓላለይ ክትፀረ እባ ነዊሕ ዕደመ ይሃበኩም ምክረኩም አይፈለየና ዞም አሓተይ ደሞ የቅለልኪ ዘያዳይ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ኢኩም ድስ ትቡሉ ❤❤👪 ሓዳርኩም ኣምላክ ይባርኮ👏👏👏
ደምረን ወለላይ😊
ሓዳርኩም ይባረክ እንዳ ንኡድ ፅቡቃት❤❤❤
ኣሰይ ፁሩያት ፋሚሊ ኣነስ ከፈትዎም ዕድመን ጥዕናን ሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Des tblu hadarkum ybark fetari ,mejemerta yriekum alekum kab haftkum🇪🇷❤❤❤
ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ
ኣነስ ክፈትየኩም ፁሩያት ፍቅሩኩም የብዘሖዮ ታከይንኪ ከ ዳተሐሽ ድራማ ሓዲጊክዮ አረ ምፅና ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@@SosoSososo-t2d ደምርኒ መዓረይ
ደስ ብሃሎ ፍጥረት ፈጣሪ አብ ስደት ዘለናለ ስደትና አሕጲሩ ከምዚ ዝበለ ሰብአይ ልተባረከ ይፍጠረልና❤❤❤
ደምርኒ መዓረይ❤
ኣቢየ ምቅርቲ ብፍቅሪ የንብርኩም ፅቡቃት🥰
Mkurat ❤ kursi Buna gn ab merat aytgberyo ab tawla gberyo ab tka sebayki kob elki bunaki teflhi mkrti haftey❤❤❤
Egziabher haderikum yibarikelikum. Neudey shikor ❤
ቆንጆ ዝፍትወክም ፍቅርክም የብዛሓዮ ❤❤❤❤እኮዕ አብፃሓክም
ሽኮረይ ገዛ ዘፍረዮ ክትብልይ ከለክይ ❤❤❤❤ድስ ክትብል
ኣሜን ኣበሳላይ መዓረይ ብፍቅሪ የንብርኩም ሓባይብ 🙏🎉❤❤😊😮
ብሓቂ ደስ ተበሉ እግዚአብሔር ኣምላክ ሕድርኩም ይባረክ ዝሓፍተይ 🙏💜ሶ ኩል ነገርኪ ብጣዕሚ አያ ዝድንቃኪ ፅሪያትኪ ኣስራራሕኪ ማራ አዩ ደስ ዝበለና ሶ ቀፅለሉ ሶ ሰል ኩምንት አይተግደሲ 💜🤗ሐበሻ ኩል ዋዮ አዩ ወአይ❤
ዋው ደስ ክብለካ❤❤❤❤
Tefetewti familiy hadarkum ybarkelkum fetariy
nay bhaqi des zebl❤❤
አሜን አሜን አሜን እንካዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና መዓረይ ደስ ልበል ቤተሰብ ሓዳርኩም ሂወትኩም ይባርከልኩም ❤❤❤
መጨረሻኡ የፀብቀልኩም ማዓረይ❤
ፅሪተይ ሓዳርኺ ይባርኸልኪ ፍቅርን ምክብባርን ዝዓሰሎ ናብራ ይገበረልኩም🙏
ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ፍጥረትእንኻዕ ኣብፀሓኩም.
ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም❤❤
@@MahiAregawi-f8n ደምርኒ መዓረይ
አሰይ ዛበይተዋይ ጥዕሙቲ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ፅብቃት ስድራ❤
ኣሜን አንካዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና የኔ ማርር ኤምዋይ ፅርይቲ ❤️💞❤️❤️
❤❤❤❤❤ danueudey btaemi eye lfotekum amiye shikor
ንፍዕቲ ዛ ሓፍተይ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ከምዙይ ንዓመታ ብሰላም የፅነሐና❤❤❤
Abuye mhret yewrdelki yene wd❤🙏❤❤❤❤❤
Wow betami zeqnea hadar aleki abisey shkor qudus qenie maletey y marey tewsaki betami zeftewkum halaley ❤❤❤
ምሕረት የውርደልኪ ለባመይ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርክ ዞም ኣሕዋተይ💜💜💜
አሜን አሜን አሜን ይግበረልና ዓመት ልዓመት ይዕቆረና😘
ትዓዲልኩም ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባረክ ምቅረታትትት❤❤❤❤
እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርክ ሓላላት😍
ንኡደይ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ዝወደይ ጎቢዙ😘
ዊይይይ ደስ ትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ👏👏👏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
እዚ ኣብ ናተይ ገዛ ዘሎ ሶፋ ዓይነት እትደልዩ እንተሃሊኩም ብዚ ስልኪ 0933476336 ኣሹ ኢልኩም ትድውሉ ትክእሉ ኢኩም ብጣዕሚ ቑኑዕ ናይ ስራሕ ሰብ እዩ
ክንደይ ዋጋ ሰፉ
@@NuedTube ሶፋኪ ክንደይ ሂብኩሉ ጡዑም ልሳና ፅሪቲ መልስልና አቢየይ
ሶፍኪ ክንደይ ሂብክሉ መዓረይ ካብኡ ከዓ ኣበይ ቦታ እዮ
እሺ❤❤❤
@@KhanKhan-kh4im 65 ሽሕ እዩ ዛሓፍተይ
ጋል ዕድለኛ እያ ክትበሃል ተኾይና ምንም ኣየድልያን ዝርድአላ ሰብኣይ ምርኻብ እዩ zድልያ በቃ እና ልኩላትና ብፍላይ ዓዲ ዓረብ ዘለና ከምዚ ዓይነት ስብኣይ ይፍጠረልና ኣሜን በላ 🤍🙏🤲
ሓዳርኩም ይባረክ ኣጆኺ ብጣዕሚ ክትዛረብ ትስከፍ ኣለኺ ኩሉትብልዮ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ንዓና ናይ ሰብ ብዘየገድስ ኤምዋይ 🤍
ኣምየን❤❤❤
@@GgG-zr5db ኣሜን ኣሜን ኣሜንን
ዋውውውውው ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ገዛ እዩ እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ይባርክ ውላድኩም ብጥበቡ የዕብየልኩም ንፍዕቲ ኢኪ ገዛኪ ምፅራዩ በርትዒ ናይ እንዳንኡድ አድነቅቲ ሳብስክራይብ. ግበሩለይ❤
ብጣዕሚ ጎበዝ ኢኪ ንስብአይኪ እትህብዮ ክብሪ ቀፅልሉ
ዋይ ኤሚ ጥምቀት እኮ ባህለዊ ኣይኮናን ሃይመነታዊ እዩ እና ኣብ ኩሉ እዩ ዝክበር ኮመት እቲ ማዓዕብ ካዓ ናይ ሃይመነታዊ ሰለ ዝኮነ እየን ኮምኡ ኢለናኪ ሀይዝዉን ተዋህዶ እንተኮንኪ ማዕተብ ግበሪ ብዝተረፈ እንካዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ርሑስ ባዓል ጥምቀት ይግበረልና ከምዙይ ንዓመታ ይዕቆረና ሓደርኩም ይባረክ ንኣኪለ ምሕረት የዉደልኪ ኣብ ኩሉ እዩ ዝንኣ እቲ ሳዓል የቀጥቀጠኒ ትብሊ ዘለኪ ካዓ ብዝተከኣለኪ ማጨለት ታሓፀቢ
@@HcjcjcjJjcjc ደምርኒ መዓረይ
ኤድመን ጥአናን ይሃብኩም ሓዳርኩም ይባረክ ኤርትራዊ ኣድናቕኩም አየ ተባረኩ
ደምረኒ ዝሓወይ❤🎉
ምሕረት የውርደልኪ ኤሚዋይ ብዘይ ሚክኣኘ ክትፅብቂ ኣብሳኣላየይ ፅሪቲ❤❤❤🎉🎉🎉
ትዓዲልኩም ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባረክ ከማኪ ይዓድለና ኣብ ስደት ዘለና ስደትና የሕፅረልና ኣሕዋተይ
ኣቢዋይ ኣነ ደስ ናበለኒ እየ ሙሉእ ዝሰምዖ ካብ ስደት ተመሊሰ ከኣ ከም ናትኩም ሰላምን ምክብባርን ዘለዎ ሓዳር ክገብር ደስ ይብለኒ ፍቕርኹም ከም ሑጻ ባሕሪ የብዝሓዮ ጽቡቓት ስድራ❤🎉
ብጣዕሚ ኢኪ ጎበዝ ብተለይ ንስብኣይኪ ኣተሓሕዛ ሰብኡት ከኣ ካብ ኩሉ ንላዕሊ ክብሪ ትህቦም ሰበይቲ እየም ዝፈትዉ ኣነውን ብጣዕሚ ዝፈትዎ ዝፈትወኒ ስብኣየየይ ካብ ስደት ተመሊስልና ካምዛ ናትኩም ደስ ዝብል ሓዳር ክንምስርት ፍቃድ ኣምላክ ይኩነልና 😍
ኣምየይ❤❤❤
ብጣዕሚ ፅቡቃት ኢኩም ብሓቂ ሓዳርኩም ይባረክ ዘለኪ ንበዓል ገዛኪ ክብሪ ብጣዕሚ እዩ ደስ ልብል እና ይፈትወኩም እየ❤❤
@@HIu-b8o ደምርኒ መዓረይ
ብጣዕሚ ፅቡቅ ኢኹም ለለኹም ቀፅልሉ ናይ ማንም አስተያየት አይተቀበሊ ከምዚ ነኽቅፅል ኩሉኹም ፀልዩ ኩሉ ነገር ነፈጣሪኹም አመስግኑ ጥራሕ መዐረይ ላዛ ስንቃ ፅቡቅ አተዐባብዪ አቢኽን ነወለድኹምለ ዕድመይ ጢዒናይ ይሀብኩም በልልለይ ❤❤❤❤ love you
ብጣዕሚ እኩም ደሰ ትብሉ ቀፅለሉ ዛሓፍትይ ሐደርኪም ይብረከ ሞቅራት🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🙏🙏🙏💋💋☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️
ኣፍታ ናይ ማኣዲ ጠረጼዛ ርእሲ ኤሚ ተንስፈ ኣልዒልኪ ናይ እግዛብሄር ተሰብሲቦም ማኣዲ ናተቋደሱ ተትገብርያ ታሰፌድ ክዓ ሶፋ ኣብዘለታ ብላዕሊ ግበርያ❤
ኣሜን(3) ሓቢሩ እንካዕ ኣብፀሐና
ምሕረት የውርደልኺ ❤❤❤
ኩሉጊዘ ዉዕለኩም ኣምፅልና ገዛ ተፅርዪ ተቃማምጢ ተለኪ ኩሉ ካባኪ ክመሃርየ ዝደሊ ዓደይ ምስኣተኩ በተለይ ኣቃማምጣ ኣቁሑ ፅሬት ኩሉ👌💓ዓለማተይ
ኣብሳላዬ ብጣዕሚ ብስልቲ ለባም ሓፍትና ኢኺ ብልበይ እየ ዝብለኪ❤❤❤
ኣነስ ክፈትወኩም ሓላላት ዝኮንኩም ስድራ እና ኣሜን ኣሕቢሩ ኣብፀሓና 🙏❤❤
Ajoki tsbkti ketslu tray btaemi nfuat azina ena nednkekum ❤️🇪🇷❤️
ቀፅልሉ ብጣዕሚ ኢኩም ንፉዓት ብሓቂ ቀፃሊ ከም ናትኩም ሓዳር ገይረ ይስእሎ ደስስ ኢሉኒ ካብ ዝጅምር ክሳብ ዝውድእ እየ ዝምሰጥ ብጣዕሚ እዝውቲ ና ዋሕለ ኢኪ ጸባየ ሰናይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብየልኩም ወድኩም ይፈትወኩም እየ ሽኮራት ምሕረት የውርደልኪ ብድጋሚ ዛምበይተይ😍
ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ምሕረት የውርደልኪ ርሑስ አውዳአመት ይግበረልኩም ❤❤❤
ደምርኒ ወለላዮ
አሜን እንካዓ ሓብሩ ኣብፀሐና ክብርተየ
አሰይ ደስ ባሃሎ ሓዳርኩም ይባረክ ናዓና ውን ስደትና አሐጺሩ ናዓኹም የምስለና ብሩካተይ🙏♥️እና ስለ ናሰብ ኣትገደሲ ጽቡቅ አኪ ዘለኪ ቀፅልሉ😊
ደስ ክትብሉ መዓረይ ሓዳርኩም ይባረኽ
ሓዳርኩም ይባረክ ዛም ናተይ 🥰🥰💜💜🎉👩❤️💋👨👪
ኣብሳላተይ ኣነ ፍትውውው ዘብለኪ ከምተን ኣርቲስታት ዘይመንነትኪ ክትኾኒ ኣይትፅዕርን በታ ዘላትኪ ኢኺ❤❤❤❤
ሰዓል ትደጋገመኪ ኣላ ፈሳሲ ስተይ,ነብስኪ ተንከባከቢ ክትጉስቁል ከለኻ እያ
ሰዓል ትደጋገመኪ ብምቅፃል ሓዳርኩም ይባረክ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ኢኪ ስክፍቲ ክትናገሪ ከለኪ ኣይትሰከፍየን ናፅነትኪ ኣዉጅኪ መልስለን
ኣሰይ ፁሩያት ሓዳርኩም ይባረኽ ❤❤❤🎉🎉
ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ
እግዛብሄር ኣምላክ ሓደርኩም ይባርከልኩም ዝተባረከ ናብራ ሓደር ቆልዑ ይሃብኩም እንዳ ንኡደይ መዓረይ እንካዕ ኣብፀሓኩም ብዛዕባ አመለካክዓ ገዛ ስለ ሓዳር ኣተሓሕዛ ውዕሎኪ ኩሉ ተተጋርይና ደስ ይብል ንፈትወኩም ኢና
ብጠዕሚ ጽቡቅ ሶፋ 🎉❤ congratulated ምዓረየ ነዝይ ሶፋኹም ምስኡ ዝኸይድ ጨርቂ መሪጽኩም ኣስርሕሉ እንዳ "ቆልዓ ዩ ገዛኺ "ኣፍትይ ክልተ ወሰኑ ዉን የእዳዉና ገለ ሒዝና ስለ ንተናኽፎ ከይበላሸወኪ ሶፋ ኩሉ ግዜ ንቅይሮ ኣይኮነን ከይበላሸወኪ የ ዝያዳይ ተደፊረ🙏🙏🙏 ይቕሬታ ኣብዚ ዉን በጃ ርስሓት ኢልና ንገብረሉ ኢና ቪድዮ ክትቀርጺ ከለኺ ተልዕዮ ❤️😍🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሕቢሩ እንካዕ ኣብፀሐና ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ኣሕዋተይ
ኤሚዋይ ክፎትየኪ ዋላ ኣብ ተዋሰኦኺ ለለ ኣብትክክለኛ ሂወትክለ ይፍለ ልቦናኺ ክዓቢ
@@FhFg-s4v ደምርኒ መዓረይ
ኣቢሳላዋይ ኣነኮ ልገርመንስ ፅርየትኺ ኣነጋግራ ላዛኺ ልብምነትኺ እዉነት ኹሉ ትኽእልሉ ዋላ ኣብ ሳዓቱ ኣይስመዐዮ ምስሓለፈ ኮፊ እለ እየ ለዳምፀኪ ቆንጅየዋ ሙዑዘይ እዉን ሃምዚ ተኽብራ ለኻ ፈጣሪ የኽብርኻ ጎይታዋይ እግዚአቢሔር ኣምላኽ ብፍቅሪ የንብርኹም❤❤❤
አይትፃረፋ ሓዳራ ልባዕላ እንአ አሕዎታ ተኽብር ልዚአ ለይፈተኻ ኸ መን ይፍቶ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️ሃምዚ ላታሓጎስኺ ንበሪ
ንፍዕቲ ማዓረይ ሓዳርኩም ይባረክ❤💥
ኣነስ ከፈተወክ በእኖት በተለይ ሰወኣኸ ታኸበረለኸ እግዛብህር ያኸበርኸ ሓዳርኹሙ የባረክ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤❤🎉ፅቡቃተይ ዳይ ወደ ሞቶ 100ሺ
ኤሚየ ፅሪተይ ሓዳርኩም ይባረክ ብጣዕሚ እየ ዝፈትየኩም ❤️♥️♥️♥️♥️🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀💚💛💙💚💛💙💚💛💙💚💛💙🙏
ኣብሲዬ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መዓረይ ግን ዛ ቅድሚ ኸዚ ልነበረት ሶፋ ሓሪፍ ኔራ❤❤❤❤
እንዳ ንኡድ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ እንዳ ተሓጎስኩም ንበሩ ካብ sis 🇪🇷
ፅቡቃት ስድራ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ጅግና ኢኺ ብጣዐሚ እየ ዝፈትወኪ ፅብቅተይ❤❤ምሕረት የውርደልኪ ካአ❤❤
@@ሄሪጋልመቐለ ደምርኒ መዓረይ
ኤሚየ ሽኮር ሓዳርኩም ይባረኽ ዝሓፍተይ❤❤🎉🎉
@@ፋኒተይ ደምርኒ መዓረይ
ኸምናትኹም ሓዳር ይፍጠረልና ሓዳርኹም ይባረኽ
ብዓል ቤተይ ውን ልዕሊ ብዓል ቤትኪ እዩ ዝንከባከበኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣክብርዮ ተንባከብዮ❤
ምሕረት የውርደልኪ ዝሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርክ ዞም ኣሕዋተይ❤❤❤❤
ኣብሳላ ምቅርቲ ንፍዕቲ ተዓዊትልኪ ኣምላክ ሓዳርኩም ፍቅርኩም ውላድኩም ይባርከልኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ❤
ጥዕምትዋይ ፅሪቲ ዓለም ኢኺ ምስ ሓዳርኪ እሺ ዶ ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባርኸልኩም አብ ዓብይ ደረጃ የብፅሕኩም ❤❤❤❤ ሙኡዘይ ትሑት ስነ ስርዓት ዝበዝሖ ሰበይቱ ዘኽብር ጀግና ፅሩይ ዓለም ዓደይ አትየ ብአካል ክረኽበኩም መጺአ ክረክበኩም ተስፋ ይገብር ፁሩያተይ ኬሬሜላታት መልሓስኩም ክጥዕም
ኤሚየ ቆንጆ ምሕረት የዉርደልኪ ማዓረይ ሰፋ ደሞ ገራሚ ዝምኖዮ ዓይነት ዝተረፈ ደሞ ቀስ ናብሉኩም ትቁይሩዎ ❤❤❤❤
@@Roza-o6g ደምርኒ መዓረይ
Bitam eye zednqeki ms kibur beal betki weldkum ysesnelkum❤❤❤..Gbu's..from eritrea.mhret yewrdelki zhaftey.
ኣብሳላ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሓዳርኩም ይባረክ ❤❤❤❤❤❤ ኣበሳላ ሓፍተይ ተንቢብክያ ሓደራ ከይትሓልፍኒ ብንኡድ ይብለኪ ቲቪኪ ክንበይ ኢንቻ እያ ዋጋከ ክንደይ ፅሪተይ🎉🎉🎉🎉❤❤❤
እንዃዕ አሕቢሩ አብፀሐና ክቡራት ስድራ እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ፉቁራተይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ሓዳርኩም ይባረክም ፅብቃታይይይ😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
ናይ ብሓቂ ቡና ግን 👌👌👌👌👌
አረ ብጣዕሚ ኢኪ ጎበዝ ቀፅልሉ❤❤❤
🎉🎉🎉❤❤❤Abseala shkor des tblu seb hadar hadarkum btami des zebl btami ye zfetwekum
❤❤❤ቆናጁ ሓዳርኩም ይባረክ።
ዋው ሓዳርኹም ይባርኸልኹም ፅብቃት❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤ ብጣዕሚ ደስ ባሃልቲ ኢኹም ሐዳርኩም ዝተባረኸ ዝተቀደሰ ይኹነልኩም
ሙሉእ ምሕረት የውርደልኪ ፅሪትዋይ🌹😍😘
ደምርኒ መዓረይ
ኣሜን እንኳዕ ሓብሩ ኣብፀሐና👍😍😍
ምሕረት የውርደልኪ ማዓረይ ብዝተረፈ ሓዳርኩም ይባረክ❤❤❤🥰🙏
ሓዳርኩም ይባረክ የኔ ቆጆ❤😍
አግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባርኮ ብሩካተይ❤❤❤❤❤ናዓኩም የመሰለና ❤❤❤😊😊
አሰይ ሓላለይ ክትፀረ እባ ነዊሕ ዕደመ ይሃበኩም ምክረኩም አይፈለየና ዞም አሓተይ ደሞ የቅለልኪ ዘያዳይ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ኢኩም ድስ ትቡሉ ❤❤👪 ሓዳርኩም ኣምላክ ይባርኮ👏👏👏
ደምረን ወለላይ😊
ሓዳርኩም ይባረክ እንዳ ንኡድ ፅቡቃት❤❤❤
ኣሰይ ፁሩያት ፋሚሊ ኣነስ ከፈትዎም ዕድመን ጥዕናን ሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Des tblu hadarkum ybark fetari ,mejemerta yriekum alekum kab haftkum🇪🇷❤❤❤
ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ
ኣነስ ክፈትየኩም ፁሩያት ፍቅሩኩም የብዘሖዮ ታከይንኪ ከ ዳተሐሽ ድራማ ሓዲጊክዮ አረ ምፅና ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@@SosoSososo-t2d ደምርኒ መዓረይ
ደስ ብሃሎ ፍጥረት ፈጣሪ አብ ስደት ዘለናለ ስደትና አሕጲሩ ከምዚ ዝበለ ሰብአይ ልተባረከ ይፍጠረልና❤❤❤
ደምርኒ መዓረይ❤
ኣቢየ ምቅርቲ ብፍቅሪ የንብርኩም ፅቡቃት🥰
Mkurat ❤ kursi Buna gn ab merat aytgberyo ab tawla gberyo ab tka sebayki kob elki bunaki teflhi mkrti haftey❤❤❤
Egziabher haderikum yibarikelikum. Neudey shikor ❤
ቆንጆ ዝፍትወክም ፍቅርክም የብዛሓዮ ❤❤❤❤እኮዕ አብፃሓክም
ደምርኒ መዓረይ
ሽኮረይ ገዛ ዘፍረዮ ክትብልይ ከለክይ ❤❤❤❤ድስ ክትብል
ኣሜን ኣበሳላይ መዓረይ ብፍቅሪ የንብርኩም ሓባይብ 🙏🎉❤❤😊😮
ብሓቂ ደስ ተበሉ እግዚአብሔር ኣምላክ ሕድርኩም ይባረክ ዝሓፍተይ 🙏💜ሶ ኩል ነገርኪ ብጣዕሚ አያ ዝድንቃኪ ፅሪያትኪ ኣስራራሕኪ ማራ አዩ ደስ ዝበለና ሶ ቀፅለሉ ሶ ሰል ኩምንት አይተግደሲ 💜🤗ሐበሻ ኩል ዋዮ አዩ ወአይ❤
ዋው ደስ ክብለካ❤❤❤❤
Tefetewti familiy hadarkum ybarkelkum fetariy
nay bhaqi des zebl❤❤
አሜን አሜን አሜን እንካዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና መዓረይ ደስ ልበል ቤተሰብ ሓዳርኩም ሂወትኩም ይባርከልኩም ❤❤❤
መጨረሻኡ የፀብቀልኩም ማዓረይ❤
ፅሪተይ ሓዳርኺ ይባርኸልኪ ፍቅርን ምክብባርን ዝዓሰሎ ናብራ ይገበረልኩም🙏
ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ፍጥረት
እንኻዕ ኣብፀሓኩም.