1 ሚልየን ኣለኒ ምሉእ ገዛይ ዶ የስርሐኒ ስደት መሪሩኒ ወይስ ስቅ ኢለ ዓደይ ኽምለስ😱ታይ ትመኩሩኒ😢ጥሪ 8-2017

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 15

  • @AlmazGrmay-b8r
    @AlmazGrmay-b8r 15 วันที่ผ่านมา

    ደምራኒ አሕዋተይ ክምልስ

  • @ጓልወያናይሻለቃመኮነን
    @ጓልወያናይሻለቃመኮነን 17 วันที่ผ่านมา

    ዕማራ ኣይኣክለክን

  • @ትመሰግን
    @ትመሰግን 17 วันที่ผ่านมา

    Ena #ewan kame amelka #fikad abeza 6 #werhiy sesrha #eya #tebgisa zelko
    Xelot gebraly

  • @tsadkangalabrha1682
    @tsadkangalabrha1682 17 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ክብርቲ ሓፍተይ ብሓደ ሚልዮን ወይ 9 ምኢቲ ሽሕ ቦታ ይረክብ ዶ ዕዳ ዘየብሉ እና ተገዲስኪ ባ መልስለይ ኣበይ ኢኺ ዘለኺ

    • @Tgi9479
      @Tgi9479 17 วันที่ผ่านมา

      ዕዳጋ ሓሙስ ኣለኪ ማዓረይ 🙏

  • @fidleytube
    @fidleytube 17 วันที่ผ่านมา

    😍😍😍❤❤❤❤

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 17 วันที่ผ่านมา

    ዎይኒ. ሓፍተይ ብማርያም ኬተሓልፍኒ መልስለይ
    ናተይ 250 ካር እዮ ግን ብእምኒ ዝተሰርሐ ኣለዎ ልኡ ኣፍረስ. 6 ክላስ. ምስ መከ ባብያ ክንደይ. ይዉደአኒ. ብቆርቆሮ
    ብ ፎቅ. ክንደይ ይዉደአኒ. ዎንዋይ ናይ ኩሉ ግዜ ተከታቲልትኪ እየ

  • @LemlemLemlem-dp9xx
    @LemlemLemlem-dp9xx 18 วันที่ผ่านมา

    እኔም አየሰበኩ ነው ለመሰረት በ500ሸ 3ከለሰ የሰረኝለ እህት😢😢

  • @Mariy-k6j
    @Mariy-k6j 17 วันที่ผ่านมา +2

    ኣነስ ብ 150k ክጅምር ይሓስብለኹ ደፋር ዶ😂

    • @Selamgaltigray
      @Selamgaltigray 16 วันที่ผ่านมา +1

      ጎበዝ ስቅኢልኪ ጀምሪ ኣነ ዓሚ ብ ሚኢቲ ሽሕ ጥራይ ጀሚረ ከንሸለ ዓፅየ ክላሳት ኣስሪሐ ሐዚ ተመስገን ቆርቆሮን ናይ ዉሽጢ ምልስሳንን ቀርዩኒ

    • @Selamgaltigray
      @Selamgaltigray 16 วันที่ผ่านมา +1

      ልክትጅምሮ እዩ ዘይከኣልን ከቢድን ዝመስለካ እምበር ጥንክር ኢልካ እንተጀሚርካዮ ደስ እናበለካ ኢካ ትቅፅሎ ዘየለ ሞራልን ተስፋን ከዓ ይስመዐካ እና 150K ማለት ቡዙሕ እዩ እናም ጀምሪ እየ ዝብለኪ ክብርቲ ሓፍተይ

  • @LemlemLemlem-dp9xx
    @LemlemLemlem-dp9xx 18 วันที่ผ่านมา

    በወሰጠ አሰየኝ

  • @FhhDgg-o2d
    @FhhDgg-o2d 17 วันที่ผ่านมา

    😂❤❤❤❤❤❤❤

  • @HiwetGebrekidan-l9v
    @HiwetGebrekidan-l9v 17 วันที่ผ่านมา

    ሳብስክራይብ ግበሩለይ ጀማሪት እየ

  • @ጓልወያናይሻለቃመኮነን
    @ጓልወያናይሻለቃመኮነን 17 วันที่ผ่านมา

    ዕማራ ኣይኣክለክን