🛑 ''ፀላኢኺ ይንባዕ'' ካብ በረኻ መልሲ ስድራይ ተሰዲዶም ፀኒሖምኒ _ ልቢ ዝሰብር ዛንታ ተ/ጋ ንግስቲ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 145

  • @syakkesan
    @syakkesan 6 หลายเดือนก่อน +22

    ብሓቂ ዝገርም ዛንታ ፣ እናንበዐ ዘሰሕቅ ፣ እንዳሰሐቀ ዘሐዝን ፣ ንድሕሪት መሊሱ ፣ንቅድሚት ዝወሰድ ፣ ኸብርናን ውርደትናን ዝሕብር ፣ እቱ ዝገርም መሓዛኺ (አዳነኺ) ናይ ኹላትና ሓፍቲ (ዓወት) ፣ ኸመይ ዓይነት ሰብ ኸምዝነበረት ብፀወታኺ ሙሉእ ስእሊ ኸረክብ ኸኢለ ፣መንግሰተ ሰማይት የወራሰልና ፣ አንቲ ጋዜጠኛ ለባም ርህርቲ ካብ ዕድመኺ ንላዕሊ ተሓሰቢ ሰለምኻንኪ የሕብን

  • @FbIh-ri2et
    @FbIh-ri2et 6 หลายเดือนก่อน +10

    ኣጆኪ ንግስቲ ብፂተይ ጅግና ኢኪ ብሓቂ ናዓወት መስዋእቲ ንዓይለ እዩ ምእማን ኣቢኒ ኒኦ 😢😢😢😢

  • @ትግራይዓደይዓለመይምልአት
    @ትግራይዓደይዓለመይምልአት 6 หลายเดือนก่อน +5

    አጀኪ ንግሰተይ እንኳዕ ብህዋትኪ ተረፍኪ ዓወተይ መንግሰተ ሰማይ የዋርሰኪ ንእሰተይ 😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Samsunga14-ey7se
    @Samsunga14-ey7se 6 หลายเดือนก่อน +4

    ኣጆኪ ጅግና ዋዕሮና ኣብ ዉሽጥክን መስዋእቲ ብፆትኩም ብዝሕ ቃንዛ ብተፃዊርኩም እህህህ 😢😢😢😢😢😢😢ፀላኢኪ ይንባዕ ፅጋበይ😢😢😢😢😢 እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ❤❤❤❤😢😢😢😢

  • @tsilove5031
    @tsilove5031 6 หลายเดือนก่อน +7

    እውይይ ምኽባዱ ነቢዓ ኣንቢዓትኒ ሓፍተይ ኽንደይ ስቃይ እዩ እባ😭😭😭😭 ኽብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዋኣትና!!

  • @goodboyhabasi1287
    @goodboyhabasi1287 6 หลายเดือนก่อน +4

    ክብርቲ ጋዜጣኛ ኣነስ ክረበኪ ደልየ ነይረ ብከመይ ክረክበኪ ይክእልባ ❤

  • @ተሰፍእየሰንቀይ
    @ተሰፍእየሰንቀይ 6 หลายเดือนก่อน +3

    እውይይ ምክባዱ ነቢዓ ኣንቢዓትኒ ኣጆኪ ዛሓፍተይ ክብርን ሞጎሰን ንጀጋኑ ሰዋኣትና 😢❤

  • @TaAmeTsegay
    @TaAmeTsegay 6 หลายเดือนก่อน +3

    ንግስቲ ጓል ሓወይ ጅግና እንኳዕ ተረፍኪ ኡቱ ናይ ዓወተይ ግን ብጣዕሚ ካብደይ በሊዑኒ😭😭😭😭

  • @zewdihadera2132
    @zewdihadera2132 6 หลายเดือนก่อน +8

    ኣይ ህዝብና ብናውሽጥን ብናደገን ሓዊ ተፀሊዑ አጆኺ ጀግናዋይ 😢 ፈተና ህዝቢ ትግራይ ብጣዕሚ ፈታኒ እዩ 😢

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 6 หลายเดือนก่อน +4

    እንቃዕ ብሂወት ተረፍኪ ዝሓፍተይ 🙏♥️
    ብሓቂ ንብዓተይ ምቁፅፃር ስእነ 😥🙏

  • @SHEWITጓልትግራይ
    @SHEWITጓልትግራይ 6 หลายเดือนก่อน +3

    ጀግኑና ብኣኩም ንኮርዕ ኣጀኪ ማዓረይ 😢😢😢😢

  • @RdEy-lu8vo
    @RdEy-lu8vo 6 หลายเดือนก่อน +4

    ኡፍ ፀላኢኺ ይንባዕ በኺኽምበይ አብኺኽኒ ህንደይ እሞ ለይሓለፈ 😢😢😢😢😢😢

  • @BenjaminSolomon-vw5tj
    @BenjaminSolomon-vw5tj 6 หลายเดือนก่อน +6

    ብፂት ንግስቲ ጅግና።

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 6 หลายเดือนก่อน +3

    ኣይ ህዝበና አግዚአብሔር አምላክ ንብዓትኩም ናብ ሓጎሰ ይቀይረልኩም Tdfይ አሕዋተይ አጀኪ ማዓረይ አብ ሙሉእ ህወትኩም ሰላም ፍቅረና ይስፈነልና አግዚአብሔር አምላክ❤

  • @አስራተድንግል
    @አስራተድንግል 6 หลายเดือนก่อน +1

    እፍፍፍፍ መዓረይ ነብዕኺ ኣንብዕክኒ ብብኽያት ጀምረ ብብኽያት ወድአዮ ኣጀኺ መዓረይ ንሓፍትና መንግስተ ሰማይ የዋርሳ😢😢😢

  • @ኣቢጓልሳይነስ
    @ኣቢጓልሳይነስ 6 หลายเดือนก่อน +2

    ነቢዕኪ ኣንብዕክኒ መዓረይ 😭😭💔 ኣክእሎ ይሃብኪ ዛሓፍተይ ከቢድ እዩ ቃንዛኡ😭💔

  • @WediWubet
    @WediWubet 2 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ጅግና ብፂት ንግስቲ አብ እዋን ዉግእ ዘሎእዩ ትፈትዎ ሓዉካ ትፈትዋ ሓፍትካ ከምኡ እዉን ትፈትዎም ብፆትካ ይፍለይካእዮም ስለዚ ንግስቲ ብፂትና ፅንዓት ንዓክን ንስድራ ዓወትን ፅንዓት ይሃብኪ

  • @hfrdyft8737
    @hfrdyft8737 8 วันที่ผ่านมา

    ኣጆኺ ማዓረይ 😭🙏ነቢዓ ዘንበዐትኒ ተጋዳሊት🥺🙏

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti 6 หลายเดือนก่อน +3

    ኤህ ኣጆኪ ጓልነይ ጸላኢኪ ይንባዕ እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ክንደይ ሽኮሪናታት ኣሕዋትና ቀቢጽናየን😭😭😭

  • @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
    @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 6 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ዋዕሮ ትግራይ

  • @AllBaad-xv2fe
    @AllBaad-xv2fe 6 หลายเดือนก่อน +1

    እፍፍፍፍ በስመአብ ካብ ዝጅመር እስካብ ዝዉዳእ ብብኽያት ወዲአዮ ናይ ብሓቂ ዉሽጥኻ ዝርብሽ ዛንታ💔💔💔💔💔💔

  • @HritZeru
    @HritZeru 4 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኪ ዋዕሮና ነቢዒኪ ኣንብዒክኒ እንኳዕ ብሂወት ሃለኪ እምበር ኩሉ ይሓልፍ እዩ❤❤❤😢😢😢

  • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
    @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 6 หลายเดือนก่อน +3

    ኣይ ኣሕዋተይ ክንደይ ኣሕሊፍኹም እሰከ እንኳዕ ብህይወት ተረፍኺ ዋዕሮና

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 6 หลายเดือนก่อน +4

    እኳዕ ተረፍኪ ንምዝራብ እኳዕ አብቀዐኪ ❤❤❤❤ጀግና 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @አስራተድንግል
    @አስራተድንግል 6 หลายเดือนก่อน

    ኣገላልፅኣ ደስስስ ክብል እንኳዕ ብህወት ተረፍኺ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ዋዕሮና🙏 ❤❤🍀

  • @saratameme5218
    @saratameme5218 6 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ተረፍኪ ዋዕሮና❤❤❤

  • @SaraKahasay
    @SaraKahasay 3 หลายเดือนก่อน

    ኣጀኪ ዋዓሮ ጅግና ተጋዳልት

  • @سبحانالله-د5ف
    @سبحانالله-د5ف 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣይዞኪ ጅግናና❤❤❤❤❤❤

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 5 หลายเดือนก่อน

    አጂኪ ጅግና ዋዕሮ ሓፍትና ብርሃን ገፃ
    እናመኸኸት ብርሃን ትህብ ❤❤❤
    ብሓቂ ምሳኣ ነቢዐበ ብልቢ
    ጅግና ዋዕሮ መሓዛኪ ከአ ኩሉ ግዜ አብ ልብና እያ አብ ገነት የንብራ😢😢😢😢😢
    ኣየ ህዝበይ ክንደይ መከራ ኢካ ሓሊፍካ እህህህህ

  • @beletu7041
    @beletu7041 6 หลายเดือนก่อน +1

    ንግስቲ
    🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @AberhatsyonGebresilse
    @AberhatsyonGebresilse 6 หลายเดือนก่อน

    እዚ ተረኪቡ ዘሎ ሰላም ብጀጋኑ ስዋኣትና እዩ ክብርን ሞጎስን ንዓየቶም ይኩን❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ifhd4442
    @ifhd4442 3 หลายเดือนก่อน

    አጀኪ ማዓረይ😢😢😢😢

  • @BrktiAabrha
    @BrktiAabrha 5 หลายเดือนก่อน

    ዓወተይ ማዕረይብፂተይ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @alefumekele3184
    @alefumekele3184 6 หลายเดือนก่อน

    ማዓረይ በኪኪ አብኪክና😢😢😢አይይ ህዝበይ ክንደይ ቁስሊ ፀይርካ😢

  • @tessemamizer9907
    @tessemamizer9907 5 หลายเดือนก่อน

    ፀላኢኪ ደም ይንባእ.መአረይ

  • @TsegayAraya-o3t
    @TsegayAraya-o3t 6 หลายเดือนก่อน +4

    ዋዕሮና ኣጆኪ ጀግና ኢኪ ቅንዕ በልልና ኣጆኪ ኣይትብከይ

  • @LetushGeremariam
    @LetushGeremariam 6 หลายเดือนก่อน

    መዓረይ ❤❤❤❤❤😢😢🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Rich21-h7c
    @Rich21-h7c 6 หลายเดือนก่อน

    ጀግና ብፂተይ ንግስትዋይ መዓረይ ነቢዕኪ ኣንቢዕክኒ ቃንዛኪ ብቀረባ ይፈልጦ እዮ ግን ካብ ዝተዛረብክዮ ንላዕሊ ፀገም ኢኪ ኣሕሊፍኪ ኣይዞኪ ዘኮርዕ ታሪክ ኢኪ ሰሪሕኪ ጀግኒተይ

  • @jemberberhe3834
    @jemberberhe3834 6 หลายเดือนก่อน

    ንግግሮ በጣም ማራኪ ነወ ጀግኒት ።

  • @SsWw-e6w
    @SsWw-e6w 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጀኪ ዛሓፍተይ😢😢😢😢

  • @AberhatsyonGebresilse
    @AberhatsyonGebresilse 6 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኪ ጀግና ዋዕሮ እኪ ፀላኢኪ ይንብዕ ጀግና ታሪክ ይሰርሕ እምበር ኣይነብርን❤❤❤

  • @FbIh-ri2et
    @FbIh-ri2et 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣይ ዓወተይ 😢😢😢😢

  • @getumare3102
    @getumare3102 4 หลายเดือนก่อน

    Thank you so much

  • @XgHc-zp2rl
    @XgHc-zp2rl 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሕ ህዝበይ ለዋህ😢😢

  • @amennasr3191
    @amennasr3191 6 หลายเดือนก่อน

    ጽርይቲ ፍጥረት አጆኪ ኪንደይነገረዩ ሐሊፉ ሙቁር ስቃይ 😭😭😭

  • @TayeTessema-cs5lr
    @TayeTessema-cs5lr 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣይዞኺ ዝሓፍተይ ቃልሲ መሪር ጥዑም እዩ።። ተፀናንዒ

  • @MUChotMUChot
    @MUChotMUChot 6 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዓ ብሰላም ተርፍኪ እህህህ ደቂነይ ብዝእፎሩዋ ተሪፎም😭😭😭💔💔💔

  • @SeluKiros-lu9cv
    @SeluKiros-lu9cv 6 หลายเดือนก่อน

    ዋዕሮና ኣጆኩም ❤❤🎉🎉

  • @ዕባይ-ዓጋመ
    @ዕባይ-ዓጋመ 6 หลายเดือนก่อน

    ፀላኢኩም ይንባዕ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🤴😭🤴

  • @jemberberhe3834
    @jemberberhe3834 6 หลายเดือนก่อน

    በጣም ነዉ ያለቀሰኩት ኣብይ የእጅህ ይሰጥህ ሰንት ህፃናቶች ኣለቁ።

  • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
    @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጀኪ ዛሓፍተይ ናኣና ክጥዕመና TDFy 😢💔

  • @senaitdesta2510
    @senaitdesta2510 6 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤koneral senayt

  • @Agsgs-yt2xg
    @Agsgs-yt2xg 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጃኺ ዛሓፍተይ😢😢😢😢

  • @merimeri3117
    @merimeri3117 6 หลายเดือนก่อน +4

    ጀጋኑና ባአካትኩም ንነብር አለና

  • @elenikahsay8212
    @elenikahsay8212 6 หลายเดือนก่อน

    ምቅርቲይ ዋዕሮዎ❤❤❤❤❤❤

  • @meharitkahsay4960
    @meharitkahsay4960 6 หลายเดือนก่อน

    ኣይዘኺ ማዓረይ 😢😢

  • @romangebre3222
    @romangebre3222 6 หลายเดือนก่อน

    አይዞኺ ጀግና

  • @GchhHhhu
    @GchhHhhu 6 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢ኣጆኪ ማዓረይ😢😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mengustuberhane4948
    @mengustuberhane4948 6 หลายเดือนก่อน +1

    my TDF Respect💪😍

  • @ሜሪ-ሠ6ጘ
    @ሜሪ-ሠ6ጘ 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉ኣጆኪ

  • @beletu7041
    @beletu7041 6 หลายเดือนก่อน +2

    ብርሑሱ ሰረናና ሸሚዝናን እናሐፀብና ፍሸካ ተነፊሑ ተበገስ ተባሂልና ርሑስ ክዳን ክትክደን እግርኻ ናብስረ ከመይ ክኸውን ምሕሳብ የአዘኪርክ ግን ዋ በርተዒ

  • @selutigrayሰሉትግራይዩቱብ
    @selutigrayሰሉትግራይዩቱብ 6 หลายเดือนก่อน +1

    ማዓረይ ኣጆኪ

  • @ChalachewMulie
    @ChalachewMulie 6 หลายเดือนก่อน

    Ajohi ajohi ajohi bertea!!❤❤🎉

  • @ElsaFisseha-ww5kb
    @ElsaFisseha-ww5kb 6 หลายเดือนก่อน

    Waero jegena mearey ayzoki betami zehzen tarik 😢😢😢😢😢😢

  • @saramm8772
    @saramm8772 6 หลายเดือนก่อน +1

    Ajoki zahaftey😢❤❤❤

  • @wswits1098
    @wswits1098 5 หลายเดือนก่อน

    አይይይ በካሲ አብኪያትኒ 😢😢😢

  • @AsAs-l8r4i
    @AsAs-l8r4i 6 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢ahwatey😢😢

  • @TitTit-m6v
    @TitTit-m6v 6 หลายเดือนก่อน

    ኣጀኪ ሓፍተይ ተጋሩ ኣሕዋተይ በቻኩም እባ ኣርማ 43 ክፍለጦር ሰላሊዓ ዝነበርኩም ተሓባበርኒ ኣብ ከቢድ ጭንቆት ኣለኩ ዋ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @LetinaAsfwa
    @LetinaAsfwa 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤amlak msakatkn❤❤❤

  • @MobaeBrhane-xc7yg
    @MobaeBrhane-xc7yg 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤wegenatey

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤🎉waero Ajoki😢

  • @goodboyhabasi1287
    @goodboyhabasi1287 6 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሕ ዓወተይ ጅግና ኣይኮነን ዶ ስምኪ ተላዒሉ ዓ ትብል ፊደል ተሪእካ እኳ ነነባዕካ ትውዕል ኣምላክ ንእስነታን ለውሃታን ሪኡ ኣብ ሕቁፊ ቁዱሳን የንብራ😢😢 ንግስተይ ጅግና ኣምላክ ኣከኣሎ ይሃብኪ እንበር ኣይኮነንዶ ብሞት ብት/ቲ ክትፈላለ እኳ ክንደይ ትነብዓ ነይርክን ክልቲኤክን ርህሩሃትን ሓላላትን ነይርክን ታይሞ ይኩን ዓለም ኣላልያ ትፈላልየካ እኮ ኮይኑና ዘይፈልጣያ ተትነብር ናበልና ንውዕል ኣለና ኣጆኪ ነጊሰይ ፅንዕ በሊ ጅግናየይ 😢😢💔
    😢😢

    • @ተዋህዶሃገርእያ
      @ተዋህዶሃገርእያ 6 หลายเดือนก่อน +1

      ኣድራሽኣባ ወይ ስልካ ዛምቤተይ😢

    • @goodboyhabasi1287
      @goodboyhabasi1287 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@ተዋህዶሃገርእያክብረተይ ኣብ ላዕሊ ኣለኪ ስልካ 🙏💚

  • @Mesitubee
    @Mesitubee 6 หลายเดือนก่อน

    ደስ ክብለካ ዕላላ

  • @RedaeTsegay-s6b
    @RedaeTsegay-s6b 6 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኪ ማዓረይ

  • @beletu7041
    @beletu7041 6 หลายเดือนก่อน +3

    ተጋዳለት ኦፕሬተር ነት አብ ገሊ እቲ ብልሒ ናይ ወግእ ናይ ሂወት ሰራዊት ዝውሰን ዓብይ ሐላፍነት ዩ ንዝፈለጦ

  • @ዕባይ-ዓጋመ
    @ዕባይ-ዓጋመ 6 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ተጋዳላይ ዝክእሎ እፍፍፍፍፍፍፍፍ😭😭😭😭😭😭😭

  • @ኣሉጋልትግራይ-ቐ7ጠ
    @ኣሉጋልትግራይ-ቐ7ጠ 6 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢😢😢

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤😢😢😢😢

  • @ተዋህዶሃገርእያ
    @ተዋህዶሃገርእያ 6 หลายเดือนก่อน

    ስልካባ ሃቡና😢

  • @ግርማነሽጓልተዋህዶ-ቐ1ጰ
    @ግርማነሽጓልተዋህዶ-ቐ1ጰ 6 หลายเดือนก่อน

    😢😢 ቃድማኪ

  • @TaffesseAbebe
    @TaffesseAbebe 6 หลายเดือนก่อน

    ንኩሉ እድመ. ንመራህቲ TPLF

  • @Dsaert-jf7mq
    @Dsaert-jf7mq 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤😢

  • @ሊሊጓልፃዲቃንቂሔን
    @ሊሊጓልፃዲቃንቂሔን 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤😭😭😭

  • @kidan602
    @kidan602 6 หลายเดือนก่อน +2

    ዓወተይ 💔😭

  • @user-qo7uw9wy9k
    @user-qo7uw9wy9k 4 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @kalaeleni6342
    @kalaeleni6342 6 หลายเดือนก่อน +2

    𝑎𝑗𝑜𝑘𝑖 𝑧𝑎ℎ𝑎𝑓𝑡𝑒𝑦𝑦❤𝑘𝑒𝑏𝑖𝑑 𝑒𝑦𝑢 𝑔𝑒𝑛 𝑡𝑎𝑦 𝑒𝑚𝑜 𝑦𝑔𝑒𝑏𝑒𝑟🥺😭

  • @helenberekt3774
    @helenberekt3774 6 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢 ajoki zhftey

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 6 หลายเดือนก่อน +1

    😭😭😭😭😭

  • @ትግራዋይ-አ3ኘ
    @ትግራዋይ-አ3ኘ 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @hdhddhd1652
    @hdhddhd1652 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉😢

  • @habesha8875
    @habesha8875 6 หลายเดือนก่อน

    😢😢

  • @MahlitMeles
    @MahlitMeles 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @smera-jw4cz
    @smera-jw4cz 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @LiAa400
    @LiAa400 6 หลายเดือนก่อน

    Mearey haftey tegadeltina dia bkereba tfelto ytref selom rieka endika tnebi'e jignnet tbat koratsnet abaki ab btsotkin sala znebere nhna nnebr alena TDF❤❤❤

  • @sadsashacg6910
    @sadsashacg6910 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @RabihhCall-i1x
    @RabihhCall-i1x 6 หลายเดือนก่อน

    😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋ዓለምይ

  • @سلامسلام-م7ث
    @سلامسلام-م7ث 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢

  • @MohHam-o8w
    @MohHam-o8w 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢

  • @FhKj-d4f
    @FhKj-d4f 6 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @BreFekr
    @BreFekr 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🎉🎉🎉