🛑 ንብፂቱ ከዉፅእ ክቡር መስዋእቲ ዝኸፈለ ኮማንዶ ተጋዳላይ ብርሃነ(ጋዉና)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ก.พ. 2025
  • ንስድራ ጅግና ስዉእ ተጋዳላይ ብርሃነ (ጋውና) ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0967536529 ክትረኽብዎም ትኽእሉ ኢኹም
    ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
    ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
    ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
    #gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus
    © Copyright: ገድሊ Plus
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    t.me/Gedli_plus
    / gedli.plu
    / gedli_plus

ความคิดเห็น • 21