Wow wede Samere beale kumta sere🫶🫶🫶🫶 💪💪💪✊️✊️✊️ Tesfay gegna brother, you are a hero DO NOT feel that way. Keep your head up . Look around💁♂️ all tigray is breathing and alive because of you. You should be proud of what you accomplished. We respect and love heroes like you. Stay strong, brother 💪 🙏
ንተጋዳላይ ተስፋይ ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 093 319 1831 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
Thank you for writing the phone number instead of writing on the screen.
ኣጆኻ ጎይታዋይ ❤❤❤በጃኹም ተጋሩዋይ ኢደይ ኢድኻ ኢልና ነዚ ጅግና ሓውና ናሕኩሞ🙏❤
ፅቡቅ ናብ ክተሓባበር ዝክእሉ ሰባት ነባፅሕ እና ደወልና እውን ኣጆኻ ንበሎ
እወ ብፍላይ ዩቱበራት ቱኩቶኮራት😢@@zewdugalwembrttgray9281
We got his phone number and let's call him and help him.
የዕበለይ ዛለባምይ ንስኺ ኩሉግዘ ንቶም እተቅርብዮም ጀጋኑና ተጋደልቲ ቁፅሪ ስልኮም ስለተቀምጥዮ ብጣዕሚ እየዘድንቀኪ ኣነጥራሕ ኣይኮንኩን ኣድናቂኺ ኣብ ደገ እንነብር ዲያስፖራ ተጋሩ ኩሉግዘ ንከታተለኪ እናሞ ቀፅልሉ ፅብቅትን ምዕርግትን ጓልቶም ሰራሕቲ ቅያ ነኽብረክን ንፈትወክን እና ካብ ልበይ ሽሕ ዓመት ንበርልና ኩልና ተጋሩ ምእንታን ክምችወያ ፅብቅተይ
ኣጀኻ ጅግናዋ ንሓጉዞ
ኣጆኻ ብፃየይ ጅግና 💪❤
ኣታ ዕሸል ጅግና ወዲ ህዝቢይ ልሓፍር ታሪኪ ኣይሰራሕኻይ ለሕብን እምበይ። ኣይዞኻ ኣብ ጋድንኻ ኣለነ።
ኣጃካ ተስፍሽይ ክትድሕን እካ ብዓቅምና ክንሕግዘካ እና ጅግና ተጋዳላይ😢😢❤❤❤❤❤❤
ኩሉ ስለና እዩ t.d.fይ ኣጆካ ኣና ኣብ ጎንካ ንኩሉኩም ጀጋኑና❤
ኣጆኻ ወድኖ መዓረይ እኹል ሕክምና ክገብር ንተሓባበሮ
ኣነጋግራካ ደሰሰ ክብል 💪💪💪❤❤❤ኣጆካ
ኣጀካ ዛሓወይ ክታሓዊ እካ ፈጣሪ ምሳካ ይኩን
ኣሰይ ምዓር ወደይ ኣየ ቁንጅና ኣቤት ትሕትና ኣቤት ልቦና ኣሰይ ምዓረይይ ክትሓዊ ኢኻ ቅሰን ምዓር ወደይ ❤🎉
ኣጆካ ጅግናይ ባዕለይ ክምርዐወካ እየ❤
❤❤❤❤
እግዚአብሔር ቀዲሱኪ ንከምዚ ከውዕለካ አምላክ ዘመሓረዮ ሰብ እዩ ❤
@@ንግስቲትግራወይቲ ብሓቁ እግዚአብሔር አምላክ ቅዱሰ ፈቃዱ ይኩን ክብርተይ አዚ ወሰነ እግዚአብሔር እንድሕረ ሓረዩካ እዩ ዋ አግዚአብሔር አምላክ ይሓገዘና ብሰመዒተ ተይኮነ ብረዲአት ክነወሰን🌹
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ ክቡራት አሕዋተይ
ጅግና ተጋዳላይ ኣጅካ 😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤
ኣጆካ ጎይታዋይ ስለ ህዝብን ዓድን ኢልካ ኢካ ከምዚይ ኢልካ ፈጣሪ ካኣ ምሕረት ከውርደልካ እዩ✊✊❤❤
ኣጆኻ ጎይታዋይ ምእንታና ምእንተ ህዝብኻ እዪ እዚ ኩሉ ስቃይ ጅግና ኢኻ ሰራሒ ቅያ እና ዘሐፍር የብልካን😢❤❤❤❤❤❤እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግናና❤❤❤❤❤
ኣጆካ ጅግና ወዲ ህዝቢ✊❤💛
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ዝያዳይ
ኣጆካ ጎይታዋይ ዓርኪ ከይትህልወካ እንበር ኣነ ክምርዐወካ ነይረ ማዓረይ ኣጆካ ካኣ🥰🥰🥰🥰🥰🥰💪💪💪✊✊✊✊
ብሓቂ ለባመይ ግን ብሰመዒተ ተይኩንሰ ብርዲኡት ክንገበሮ አግዚአብሔር አምላክ ይፍቀደልና ማዓረይ❤
አምላክ ዝሓረዮ እንተኮይንኪ ኩሉ ቅርብ ኢልካ እዩ ማዓረይ ❤
@@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይብሓቀይ እየ ሓሲበ እየ ፅሒፈዮ ህያበይ ደሰ እንዳበለናኒ ካዓ እንበር❤️❤️👏
አጆኻ ጎይታዋይ አምላክ ንጥዕናካ ክምለስ የቀላጥፈልካ ነዚ እውን ክሰገር ምኻኑ ተኣማመን መራንካ ከተበርትዕ እምበር ከይተማስል ሓደራኻ ጅግንነት እምበር ዘሰክፍ ይብልካን
ኣጀኻዝሓውይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብተደጋጋሚ እንዳረኣኹ በኽየ ክንደይ ዋጋባ እዩ ተኸፊሉልና ብጣዕሚ ገሪሙኒ ሳላ ንእስነትካ ንሕና ድማ ረአኻ ፀጊብና እንታይሞ ንስኻ ፉሉይ ፍጥረት ኢኻ ብሓቂ ገድሊ+ለ ማንም ዋላ መንግስቲ ክሰርሖ ዘይከኣለ ታሪኽን ፀገምን ተጋደልቲ ተቃልሑ ኣለኹም
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅሉሉ 🙏
ተስፋዋይ ጅግና❤ አጆካ ወዲ እነይ ክትድሕን ኢካ
ሄሉየ ለባመይ ንስኺ ትፍለይ ኢኺ ብልፅቲ በሃልቲ ሕልና ምስ ዝተሓጎሰ ትሕጎስ ምስ ዝነብዐ ትነብዕ ተባረኪ ♥️
ጀግና ተስፍሸይ ሓዉና ኣጆኻ እንቃዕ ብሂወት ጎይታዋይ ተረፍካ 🥺🙏♥️
ዚሒዚኒኒ ኢዚ አሪሚናዊ ጎጂለ ህገዲፍ አካል ናይዚ ገፋዒ ሚኒባሮዮ❤❤❤❤❤❤❤
ሻላኩም ኢና ንነብር ዘለና ሞ ክብርን ሞጎሰን ን ሰራዊት ትግራይ ኣጆኩም ብዝካኣልናዮ ኣብ ጎንኩም ኣለና
ጎይዋይ ኣጀካ ንኣሰነትኩምን ዕድሉኩም ንህዝቢ ዘከፈልኩም ኢኩም😢 አሕዋተይ ማዓረይ ኣጀካ ዝሓፍረ ሰረቂ እንበረ አጀካ ንሰለ ህዝቢ ሰለ ዘኮነ አጀካ😢
ሓመድ የብለዐኒ ወድነዋይ ኣይይይይ ፈጣ ምሕረት የዉርደልካ😢😢😢
አጆካ ንሰካ ጀግና ኢካ አብ ጎንካ አለና አብ ገኒይ ጀጋኑና ዘይኮና አመን ከከውን ብጣዓሚይ ነከብረኩም❤❤❤❤
እንኳዕ ብህይወት ተረፍካ ክቡረይ
ወለላይ ድሒንካ ክሪኢይ ይደሊ ንፈጣሪ ይልምኖ አጀኮ ዝሓወይ ክቅየር እዩ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣይዞኻ ዝሓወይ ደሊኻ ዘምፃእኻዮ ፀገም ኣይኮነን። ዘሕፍረካ ዘሰክፈካ ኽኸውን የብሉን። ንህዝብኻ ኽትብል ካብ ፅንፈት ክተድሕን ክትብል ዝኸፈልካዮ መስዋእቲ እዮሞ ዘኹረዐካን ዘጀግነካን እዩ ከኸውነረ ዘለዎ። ጀግና ትግራወታይ ኢኻ።
ኣጀዃ ተስፍሽ ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ማርያም ደንገላት ምሳካ ትኩን
ኣጅክ ዝሓወይ❤❤❤❤
ኣጆኻ/ኩም ሓበና ልዑል እግዚኣብሄር ክኣ ፍጹም ምሕረቱ ከውርደልካ ከውርደልኩም እዩ ንመን ኢሉዎ ኩሉ ዝክኣሎ ልዑል እግዚኣብሄር እዩ እሞ ኣብኡ ይኩን እምነትና ንዕኡ ይኩን ትጽቢት ፍትሕና ኣጆኹም/ና ጸሎት ቁዱሳን እውን ኣይፈለይኩም ንሕና እውን ብዓቅምና ኣብ ጎንኩም ኢና ወዮ ድኣ ዓቅሚ ደቂ ሰባት ኮይኑ ምሉእ ክከውን ኣይክእልን እንዳ ኮነ ንሓስቦ እምበር ብሓሳብን መንፈስን ኩሉ ግዜ ምሳኩም ኢና ኩቡራት ጀጋኑና ❤️💛❤️🌿🕊️ሰላም ልዑል እግዚኣብሄር ምሳኩምን ምስ መላእ ህዝብናን ምስ ኩልናን ይኩን 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ብሓቂ ኩሉ ንአግዚአብሔር አምላክ ይኮኣሎ እዩ❤❤❤
ጎዝ ናይ ተመልከተኺ ሐሳብን መኽሪን ተቀበልኪ ተግቢር ምሳሌ አከዳድና ተሎ አሪመኪያ ሄለንየ ከልእ አብ አቀራርበኺ ነፍዕቲ አኺ
Ajoka zehawey 🙏🙏🙏🌺🌷🌺🌸🌷🌺🌸❤️
ማዓረይ ኣጆኻ❤❤❤❤
ተስፍሽ ጅግና ከም አቡኡ ወዲ ጅግና ኣጆኻ ❤
ጀግና መዓረይ😢❤❤❤
ጀግና ወዲ ጀግና ኢካ ማዓረይ ሳላኩም ተሪፊና እና ኩሪዑናልኩም. ብሓቂ ግን ዕዳ ኣለና ዓበዩ ዓደ በሓቂ ኣሕዋተይ ሳፕሰክራይፕ እባ ግበርለይ ኣሕወት ሓደሸ እየዋ ❤❤❤❤❤
Gedli plus kaydnkikim kahlif aydlel ena betimi gobzat ekim katslili 🎉🎉❤
ኣጆካ ጅግና ወዲ ህዝቢ ❤
ኡፍ ሓወይ😢
Wow wede Samere beale kumta sere🫶🫶🫶🫶 💪💪💪✊️✊️✊️
Tesfay gegna brother, you are a hero DO NOT feel that way. Keep your head up . Look around💁♂️ all tigray is breathing and alive because of you. You should be proud of what you accomplished. We respect and love heroes like you. Stay strong, brother 💪 🙏
አጀካ ማዓረይ
በጃኩም አሕዋተይ ዓቅምና ንሐግዙ በጃኩም
ፈቲኻ ዘምፃኻዮ አይኮነን ብእተ ሕላወ ህዝቢ ትግራይ እዩ ኹሉ ዋጋ ተኸፊሉ ርእሰካ ሓፍ ክተብል እምበር ክተድንን አይግባኣካን ❤️❤️❤️❤️❤️ አጀዃ ጅግና ሓወይ
❤❤❤❤ኣጆካ ማዓረይ 😢😢
በዛኩም ነሓክሞ ብጣዕሚ ንእሽቶይ እዩ 250 ሽሕ😢😢
ብሓቂ::❤
ብጣዕሚ በዘን ገንዘብ እዚኤን ሓውና ሙሉእ ጥዕንኡ ምስ ተመለሰ ዘሎ ደሰታ ናይ ኣእምሮ ዕርፍቲ ንሓግዞ እዚ ዕሸል ጀግና ❤
I am willing to help him
Ajoka ezi hawey marey❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Wedi hzbi jegna eka bhaki❤🎉
Temesgen. ❤❤❤❤❤❤Elelelel ajoka
ይመ ችኻ ጅግና ወዲሳምረ
ከም ኢሪቲራዊትየሐዚን ❤❤❤❤❤ አጆካ
ጎይታዋይ😭
ኣቫይኻ ሓዊተይ😢❤🎉
ኣጀካ እስቲ ምእንቲ ንሕና ሰላም ክንረክብ ንስኩም ግን ኣካልኩም ህወትኩም ሂብኩምና ጀጋኑና ክብሪ ንዓካትኩም ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማኣታትና
Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. Nesbe. Tigray. Uaye. Ahwatey. ✝️😢🙏🙏🙏❤️🌿🕊️
ገድሊ ፕላስ ኳ መዳለውቲ እኹም ዋ ተጋደልቲና ግን የኔ ውዶች ክብሪ ይግበአኩም🎉❤
ኣጆኻ ክቡር ሓውና ባዕልኻ ዘምፃእኻዮ ሽግር ኣይኮነን ሂወት ትግረዋይ ንምድሓን ክትብል ዩ ዚ ኹሉ ጣጣ መፂኳ ዝኒሀ እግዚአብሔር ሕማምካ የቅልለካ
❤❤♥ዝሓወይ ናተይ
Ajoka fatrie mahrte yawerdlka jagne hawye natie ❤❤❤❤
ኣጀካ ሓወይ😌🥰
Tigeru, please help our beloved Tegadaly Tesfay.
ኣጆኻ ጀግናና ❤❤❤❤
ኣጆካ 🙏🙏
ኣጆካ ጅግና ❤❤❤❤❤❤
We proud of you our hero 💪God bless you 🙏
Good is able 🙌❤❤❤❤❤❤
እትም ገድሊ + ዕድመ ጥዕንን ይሃብኩም ግን ንኩላቶም እቶም አብ ሐክመና ከይደለኩም ሰብ ከይመረፅኩም ከይፈለኩም ኩላትም ንህዝቢ ዝከፈሉ ሰለዘኩኑ አቅረብውም ንኩልቶኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤
Efffffffff Fatari Ymharka🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣጆካ ጅግና
Hero our brother God bless you Amen 🙏 🙌 ❤
ብጻየይ
Gedli Plus- thank you for bringing our TDF hero defender of Tigray. Endless heroism of our TDF. Ajoka jegna hawuna wedi Tigray.
😢😢😢😢😢ዋይ ሓወይ
ሀይ ሄሉ ሃመ ለኺ ብመጀመርያ ምስግና እግብኣኪ ሞ፤ ቕጽል ኣቢለ ደማይ ሓጻር ርኢቶ ሙሉእ ሱምይ ሒሳብ ቑጽሩይ ልጥፍ ተተብልያ ብፍላይ ናንግዲ ባንክ ኢትዮጵያ(CBE)
ሰልኪ ቁፅሩ ኮ ኣብኡ ኣለኪ ዛሓወይ
Tegaruway nezi jegina hawuna kulina Idey idka nibell
ሄሉ ሽኮር💙💙💙💙
Gedli-plus is the best show in Tigrai ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
respect tdf king 🤴👑❤✊✊
❤❤❤😢😢😢
Ajoka zehawey jegna.
ጓበዝ አገላልፃ
Blessed our hero 🙏
ምዓዝ እባ ኢኹም ቁኑዕአተሐሳስባ ትሐስቡ እዚ ጅግና ጀጋኑ ምዕንተ ህዝብን ሀገርን እዩ እዚ ኾይንዎ ለሎ ንስኹም እንኤኹም አብለይ ምእታው ተሐንጊሩ አትዩ እተወደአ ኸ እንታይ ክባሀልዩ
💖💖💖🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢
Ajoka zhawey mante hzbkum zkefelkumo akalkum tazeyttkaA hiwetkum 😢😢😢😢
🎉❤
😢😢
Ajoka ajoka zhawey እዚኣ ናይ ዲያስፖራ እያ
😢😢😢😢💔💔💔💔
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wayyyy hawey 💔💔💔💔💔
❤❤❤❤❤💪💪💪💪
Wayyyy hawey 😭😭😭💔💔💔
Ajoka 💪💪💪💪💪
ገድሊ ፕላስ የመስግነኲም ፕሮግራምኲም ታሪኽ ምስናድ ምግዳልን እዚ ናይ ሕጂ ናይ ፅንተት ኲናት ክንደየናይ ዘይሓዊ ቑስሊ ትገልፁ ክሕገዙ ውን ትገብሩ ስለዘለኲም ክብሪ ሞገስ ይግበአኲም ። ብዝተረፈ ተስፋይ ኣብናይ 17 ዓመት ብረታዊ ቓልሲ ሓደ ብፃይ ሙሉ ብርሃን ዝባሃል ብፃይ ኔሩ ልክእ ከምቲናትካ ፀገም ዝነበሮ ኣብቲ ግዜ ፅቡቕ ህክምና ስለዘይነበረ ብዙሕ ይፅገም ኔሩ ፅቡቕነቱ ሕጂ ቴክኖሎጂ ስለዝዓበየ ክትሕከም ኢኻ ሳላኲም ዓዲ ኣለና ኢልና ንሕበን ኣለና ። ልብኻ ነፊሕካ ክትነብር ክትኾርዕ ይግባዕ ምእንቲ ህዝቢ ትግራይን ትግራይን ዝጎደለ ኣካል ስለዝኾነ ፆርና እምበር ፆርካ ወይ ፆር ስድራኻ ኣይኮነን ክትሕከም ኢኻ ኣጆኻ ዳግም ሓውየ ኢልካ ካብ ተሓጋዛይነት ሓጋዛይ ኮንካ ክንሪአካ ኢና ።