🛑 ምንኣስ ሓወይ ግፍዓዊ ብዝኾነ መንገዲ ብኻራ ቀቲሎምለይ - ተ/ጋ ኣስመላሽ ሃ/ማርያም
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 9 ก.พ. 2025
- ንተጋዳላይ ኣስመላሽ ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0932203774 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus
© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
/ gedli.plu
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus
ንተጋዳላይ ኣስመላሽ ሃ/ማርያም ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0932203774 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
ኣሽመላሽ ሃይለማርያም እዩ ገ/ሄር ኣይኮነን ኣሹዋይ እንኳዕ ተረፍካልና ወድነይ🙏❤😘
💔💔💔❤🙏🙏🙏
@@WeyniTshaye ❤🙏
እንካዕ መዋፀኦ ፈጠረልካ ኣምበሳ ሓወይ ኻብ ሰብ ክንደየናይ ብፈጣሪ ደኣ ስሩዕ ሂወትካ ክምለስ ይኸዉን🙏
ፅንዓት ይሃብካ ምስ ሙሉእ ስድራቤት ጅግና ዝሐወይ .Thank you for your service my hero TDF🙏💊💊💊ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ተጋደልቲ ትግራይ🙏💊💊
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ዝሓወይ❤🕊 ንዝተሰዉኡ እሕዋተና ክብርን ሞጎሰን ይግበኦሞ ገነት መንግስተ ሰማይ የዋርሶም😭
ብምቅፃል እሕዋተይ ሓንቲ ነገር ታሓባባሩኒ ሓወይ ተጋደላይ እዩ ግን ኣይ ምሰ ብፀቱ ተረዲኡ ኣይ ኣሎ ተባሂሉ ኣብ ጭንቂ ኣለኩ ዋ ዋይ ከምዚ ከመይ እንተ ኣሊኩም ክስካብ ሃዚ ዳሃይ እሕዋትኩም ዘይረከብኩም ሓቢርና ንኣልሽ 😭
ቃደማኩም ተጋደልትና😢😢😢 ብሩካት ፈጣሪ ናዓኩም ኢሉ ሙሉእ ሰላም ይሃበና እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጎይታዋይ🥺🥺
ኣይይይ ፀላአክም ይዳፍእ ኣጀካ አንኮዕ ተረፍካ ንዝተሰዎኡ ኣሓትና አውን መንግሰት ሰማዓይ የዋረሶሞ 😢😢😢😢😢ዓለምጨካን
እግዚሄር ሕሊዩካ ካብ ብዙሕ መከራ ተሪፍካ አለኻ ሞ እትበልዖ እንጀራ አለካ ! አምላኽ አብ ሂይወትካ ዓብይ ነገር ዝገብርለካ ይመስለኒ ተፀበዮ !!! አጆኻ ! ሕጅውን ፅናዕ አይትሕዘን በርጥዕ ! አብ አብ ቀዳማይን ካልአይን ዂንት ዓለም ዝነበረ ግፍዕታት ክተንብብ ከለኻ ተመሳሳሊ ነገር አሎ።
ዕድለኛ ኢኻ ብሓቂ ትረፊ ዝበላ ነብሲ እ/ሄር ይመስገን 🙏🙏ንመላእ ስድራ ፅንዓት ይሃብኩም🙏እቶም ካብ ሞት ዘድሐኑኻ ብፆትኻ ብሂወት ተሃልዮም ነዚ ርእዮም ትራኸቡ ይምነ🙏👏✊
❤❤❤❤❤❤❤ አታ ብስሩ ዝብሎ ጠፊኡኒ እዮ ብዞም ጀጋኑ ማዓረይ 💪💪💪💪💪💪 ሓለፍቲ ትግራይ ንሕሰበሉ 😢😢 አይንረስዕ
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግናና🙏❤❤❤ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና🙏
ጎይታዋኒ😢እንካዕ ብሰላም ወፃካ ጀጋኑና ምእንታና ዘይተከፈለ ነገር የለን😢
ኣጆኻ ዝሓወይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኻ ጅግና ሓወይ❤❤❤❤
😢😢😢😢😢
ኣጆካ ዝሓወይ ፅንዓት ይሃብካ 😢
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓውና ዝሓወይ❤❤❤
ኣጆኻ ዝሓወይ ፅንዓት ይሃብካ 😥🙏
እንቃዕ ብሂወት ተረፍካ ❤️
ጅግና ተጋዳላይ ኢካ እድመን ጥእናን ያሐብካ ንኩሉ ቤተሰብ ጽንዓት ያሐብኩም
ኣስሜ ሓወይ ጅግና እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ዝዓርከይ ኣጆካ
እንኮዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓውና❤❤❤😢😢
ብፃይ አሹ ካብቲ ቦታ ሱ ብኸምዚ ዓይነት ምውፃእኻ ዕድለኛ ኢኻ ዝፈልጦ ይፈልጦ ኣሕ ግንሲ በቲ መቀለ ክ/ሰራዊት ዝነበረቶ መሲሉ ተሰሚዑኑ ገለ በለኒ ተጋ ሃይሉሽ ወዲ ጉዕሽ ደደቢት ድሽቋ እና ቲ ታሪክ ሚለ ብደንቢ እየ ዝግረም 35ማዓልቲ አብ ድፍዕ አሕ አሕ ብዝኾነ እንኳዕ አትረፈካ ብፃይ አሹ ዝፈልጦ ይፈልጦ❤❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም ተረፈካ ክቡር ሓውና
እዝይ ጀግና ሀውና ሀገዝ የድልዬ እዩ ነሀግዞ ሂወቱ ሂቡና እዩ 🙏🙏🙏
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ተረፍካ ሓወይ ማዓረይ❤❤❤እዞም ዝተሰዉኡ እዉን መንግስተ ሰማይ የዋርሶም😢😢😢
ተመሰገን
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ዝሓወይ🎉
እንኳዕ ብሰላም ተረፍኻ ሓዉና ጀግና❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤king ❤❤❤TDF ❤❤❤❤TDF ❤❤❤❤king Africa ❤❤❤❤❤
ኣጆኻ ዝሓወይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኻ ጅግና ሓወይ😢💔
እንቋዕ ምስቶም ህልዋት ገበረኻ ጅግና ሓዉና ኽብሪ ይግበአኻ 🙏
እንካዕ ተረፍካ ዚወዲቁ እኒሄ ውን ብሂወት ክህሉሞ ክተቅርብዎ ተስፋ ይገብር ጀጋኑና የቐንየልና🙏🙏🙏
😢😢😢😢😢ጅግና እንካዕ ተረፍካ የሕዋተይ ሰማእታት ነብሰ ይምሐር
ወይይይይ ኣሕዋተይይይይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ክንደይ እሞ መከራ እዩ😭
እንካዕ ብህወት ተረፍካ ክብር ሓወይ
ኣጆኻ ዛ ሓወይ እንካዕ ጥራሕ ብሂወት ተረፍካ 🥰
ኣጆኻ ኣሹ ጅግና! ፅንዓት ድማ ይሃብኩም 😭
አይይይ አሕዋተይ እንደይ መከራ አሕልፍኩም አሕሕሕሕ💜
❤😥😥😥😥
ዛሓወይ ጅግና💔👍👍
እንኳዕ ንምስክር ኣብቀዐካ💔
Jegna hawna enqae terefka temesgen edme mis tiena temeniyelka niberelna ❤
ዉይ ለካ ወድነይ ዉን ተደብርዩ እዩ ተሪፍ😭💔😭😭😭😭😭😭
ጅግና እንኮዕ ብሂወት ተረፍካ
ሓመድ ትብለዐኒ ኣሕዋተይ😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤
ጅግና tdf ሓውና እንኳዕ እግዚሄር ኣትረፈካ ❤️❤️❤️❤️💊 ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ልሰማእታትና ጅግንነት ጀጋኑና ይሰነድ
Effff btaemi eyu lbena tenkifuna gnyaw MNM knbl aynkely jegna wedi adey my hero❤❤❤❤goytway kbren mogosn Lankan lebutsotkan🙏🙏🙏🙏🙏
Thank you for your service 🙏 you are our hero ❤️🙏 I am proud of you 💕
ትበልዖ እንጀራ ሃልዩካምበር ካብ ብሱል ጥረ ዘውፀካ ፈጣሪ.
ኣህ ኣሕዋተይ😢እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ጀግና ሓወይ ታሪኩም ብወርቂ ቀለም ክንፅሕፎ ኢና
Hashawi
እንካንም ተረፍክ ወንድሞችክንም ነፍስ ይማር ለማንም ሆዳም የተከፈለ መስዋእት 😭😭😭😭😭
Dedeb le netsanetachin sinil yekefelinew meswatinet new eshi demachinn banigebir noro yihene ye amara ena ye baed serawit mechawecha honen neber TDF king of king💪💪💪💛❤💛❤
አሕሕ አየ ወድነአይ ድርብይ ያብለን😭💔😭😭😭
😭😭😭😭
እመብርሀን ጨርሳ ትማርህ 🙏🙏🙏😢😢😢
*_እንኳዕ ብሂወት ተረፍካልና ፅጋበይ😢_*
ልትአምር እካ ተርፍካ እሞ አምላካ አመስግን ኩብር ሓወይ❤❤❤
እይዛኻ ጅጋና ሓወይ እንኻዕ ብሰላም ተረፍኻ እግዚአብሔር አምላክ እንተይ ይስአኖ❤❤😢
ጅግና ሓወይ ኣይዞካ እንካዕ ተረፍካ ንስካ ተሪፍካ ክትትክኦም ኢካ😢❤❤
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ ኣጀካ🙏😢
Ajoka kebur tegadalay eg/her tsenat yihabka mis mule sedrabetka 🙏♥️
እንኳዕ ተረፍካ ዝሓወይ🙏😢
ኣጀኻ ጅግና ሓዉና እንቋዕ ብሂወት ተረፍካልና ❤❤❤❤❤
አታሓውና አምሓርኛ ሓዊስካ ትግርኛ ከቕበር ትገብር አለኻ እሞ ምስታ ጀግንነትካ ቋንቋና እውን በዕላትና ነባላሽዎ ስለዘለናስ ንምስትኽኻል እንተትፍትን።
ሓሳዊት 😮
@@marigaltigray5529እንታይ ኢላ እያ ሐስያ።
እንኳዕ ተረፍካ ዝሓወይ❤
Tdfy ብሳላኹም አብ ትሕቲ ፈጣሪ ጸልማትና ዝጋላህኹም so አይዞኻ ዝሓወይ ብቻ ኳዕ ብሂወት ተረፍኻ😢❤
ተጋደላይ ሐውና ጀግና ኩሉ ሐላፍ እዩ ታሪክኹም ግን ዘልእለማዌ እዩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሹ ሓወይ እንኳዕ ተረፍካ ብጣዕሚ ኩፉእ ግዜን ሕማቕ በረኻን ነይሩ 🤔🤔🤔
ኣማኑኤል እየ ኣጉላዕ ሓይሊ -1
ኣብ ድንኩል ድማ ደደቢት ክ/ሰራዊት
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ሓወይ😢😢😢
TDF ደቂ ህዝቢ ናትኩም ጅግንነት ገሊፅኻ ኣይዉዳእን ኻብ ቃል ንላዕሊ እዩ ኣብ ዓለም ኣይተርኣየን ሓወይ ከኣ እንካዕ ተረፍካ♥️💛👑
ፅንዓት የሃብኩም ሞላ ቤተሰብ
Gedli Plus- the voice of our TDF heroes gave their one precious lives for Tigray. Thank you. Egziabher Mengiste Yewariso Ne Hawuka. Ne melae betesebun fetewutun dema tsineat yihabom. Heartbreaking
ክብርን ሞጎስን ልጀጋኑና❤❤❤❤❤❤💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌
ብሓቂ ከማኩም ጅግንነት እዚ ኹሉ ተፃዊርካ ኣብ ዓለም ኣይተራኣየን ናይ TDF ጅግንነት።
ኧንኳዓ በሕይወት ተረፍካኸ ሓወዬ 😢😢😢😢
ጅጋኑና ❤❤🥰🥰🙏🙏🙏
እንኳቢሰላምወፃእካ እንኳ ላቢዚአቢቀኤካ ቢጣእም ጀጊናእካተገዲላይ❤❤❤❤❤
ኣይ ህደይ ሞ ፈቃደኡ ዘይተረፍ ስእን መዉፀእ ኣሕዋተ😭😭😭😭😭😭😭
Thank you ገድሊpuls.
ጀጋኑና❤❤❤
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ😥
ዋይ አሕዋትና😭😭😭😭😭😭እንኳ ተረፍካ
ክብሪ ይግበኣኩም ኣቱመም ጀጋኑ
እንኳዕ ተረፍካልና ጎይታዋይ ወድነይ 🙏❤
ጀጋኑና ንዘላአለም ነክብሮም
ኣየ ኣሕዋተይ 😭😭💔💔
እዋይ ኣሕዋተይ ሓመድ ትብለዐኒ 😭😭😭😭😭💔💔💔💔🖤🖤🖤
ብጣእሚ የህዝን
Jeganuna kibri tewenzefu🙏🏽❤
ኣጆኻ ዝሓውይ እንዃዕ ብሂወት ተረፍኻ ጅግና ሓወይ
Egziabher. Amlak. Uaye. Ahwatey. hsbena. Ak. 🙏🙏🙏🌿❤️🌿
asme arkey enkuae terefkaley
እንካዕ ተረፍካ ሓዉና ኣስመላሽ
Ajoka zhawey mearey 🙏🙏🏼 enkae bselam terefka
ጀግና ሃውና እንኻዕ ብሰላም ተረፍኻ 🎉
እቨላትና ደሞም አፍሲሶም ቆላህ ዝብሎም ስኢኖም ብጣእሚ የህዝን አጆካ አስመላሽ ሀወይ በርትእ
ድምፂ ተጋደልትና ይሰማዕ😢
እንካዕ ተረፊካ ጎይታዋይ❤❤❤
የኔ ጅግና 🤙✊✊💪🐅🐅
እንኳዕ ተርፍካ ሓወይ 😢😢😢😢😢
ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ ፈዳይ ሕነ💪❤️💛❤️🙏
እህ ሳኣን ዘውፅኦም ቀርዮም የሕዋተይ😭
Jegna jeganu kulu sha bakum nhben nkore!!!❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤ እንኳዕ❤ተረፍኻ
Thank you so much ❤❤❤❤❤❤❤❤
Ajika zahawey 🎉🎉🎉
የኔ ጀግነ
እንኳዕ ተረፍካ ዝሓወይ ❤😢
ኣምላክ ኣባይ ከሚዚሎም ዝኩሉ መንከራን ሽግን ማትን ተሰጊሩስ ንፍትሒ ግበሮ😢😢😢😢😢
Zelaalemawi kebren mogosen nejaganu serawit tigray