ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ንተጋዳላይ ሚዛን ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0969518481 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
ጥቆማ ክህበኪ ይደሊ ሓደ ብጣዕሚ ጎበዝ ተጋዳላይ ኣብቲ ናይ መጀመሪያ ጦርነት ቃለምሕተት ጌሩ ኔሩ ትግራይ ድሕሪ ሕጂ ጦርነት ክተብቅዕ ኣለዋ ኣነ ናይ መጨረሻ ስውእ ወይም ተጋዳላይ ክኾን ኣለኒ ህዝቢ ትግራይ ባንዳን ድኽነትን ክቃለስ ኣልህዎ ዝበለ ካብቶም ፍሉይ ሓይሊ እዩ ቃለ ምሕተት ክትገብርሉ ትደልዪ ተኾይንኪ ኣድራሻኺ ሃብኒ እቲ ወዲ ከራኽበኪ ሻሎም 🎉🎉🎉🥰🥰
ጅግና
@@tekezemedia6093ብመሰንጀር ክተረኽቦም ትኽእል ኢኻ😊
የቐንየልና ክንድውለሉ ኢና❤❤
ጀግና🤴🥰🥰🥰
ተጋሩዋኒ ጅግና ተጋደላይ ሚዛን ሓውና ይቱብ ይኽፈት ንሕና ሳብስክራይብ ላይክ እንዳበልና ክነዕብዮ ኢና እትብሉ👍
ፅቡቕ ሓሳብ❤❤
ፅቡቅ ሓሳብ🎉
ብጣዕሚ ፅቡቅ ሓሳብ❤
ፅቡቅ ሓሳብ💐💐💐💖💖
Btekekel ❤❤
ጋዜጠኛ ትሕትናኪ ልተጋደልቲ ለለኪ ክብሪ ብጣዕሚ ደስ ትብሊ ቀፅልሉ❤❤❤❤💛💛💛
ደምርኒ ማዓረይ❤
እሳትም ዘይ ካበሪ ከመን ይካብር❤❤❤
ወድ ሓፍትነይ ማዓረይ እንካዕ ተረፍካለይ ሚዛነይ❤❤❤
ደምርኒ እስኪ🌹
@@buudle8284❤🎉
❤❤❤
ማርያምን TDF ክዝክር ተለኩ ቅድሚት ናብ ርእሰይ ዝመፀለይ ጅግና ወላድኣ ከርተት ይብዛሕካ እምበር ስለ ዝረኣኩካ ታሕጓሰይ ወሰን የብሉን ዝሓወይ መዓረይ ማርያምን ከማይ ዝተሓጎስኩም እስኪ ላይክ ❤❤❤❤❤
ንሓግዞ ተጋሩዋይ 😢
ሚዛነይ ወዲነይ አንዃዓ ብሂወት ተረፍካ ጀግና my king bro🤴♥️👑
ኩሉ ጊዘ ካብ ሕልናይ ዘይፍለ ጅግና ተመስገን ኣለካ ብሂወት😢❤❤❤❤
ሳብስክራይብ እስኪ
@@buudle8284 እምብለይ
@@buudle8284ለማንት😂😂
ጋዘጠኛ ሀለን የማነ ኩሉ ግዜ እንድየ ዝከታተል ከያድነቅኹክ ክሓልፍ ኣይደልን ትዕግስተኛ ንዞም ጀጋኑ ዘለክ ክብርን ቀፅልሉ ወለላይ Tdfy ክብሪ ንዓኹም😍♥️
እህምም እህምም ተመስገን በል ዝሓወይ ከማካ ዝነበሩ ተጋደልቲ ራጎን ሕዱዱን ቀርዮም እዮም 😢😢😢😢😢😢
ንሓግዞ እሰከ አሕዋት ነዚ ብዕድሚኡ ንኡስ አደበቱ ዓብይይ ጀግናና ❤️
እወ ወደይ ንፀለኢካ እካ ኣትምነየሉይ ሰደት ሱዑዲ ዓረፍ 😢ታሞ እንጀራ ካኑና ተመሰገን ብጥዕና ብሂወት ኣለና ❤❤
Ezgabihier amlak enkae bselam awxaka hawey natey . Zterefe hiwetka ybarek ❤❤❤haftka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤️💛❤️🙏
❤️🙏
ለባመይ ❤
😘💙
Amen ❤😢🙏
ጋዜጠኛ ዘለዋ ትሕትና ግን ዋውውው ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ እስኪ ብሹም TDF🤙💚💚💚💚💚💚🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
ነዚ ሓውና ምስራኣኖዮ ደገ ዘለና ፍናን ተሰሚዑና እቲ ታሕጓሱን ደስትኡን ንዓና ተስፋ ሂቡና❤
*_ስደት ከርተት😢 እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓውና ዝንኛ ዝኮነ ተጋዳላይ✊💊_*
ክንደይ ከ ይፅብቅ ጅግና ኩሉ ዝዓደሎ ጅግንነት ለባም መስተዋዓሊ ካብዙ መከራ ኣምላክ እንኳዕ ኣውፀአካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ተመስገን ኣምላክ ኩሉ ግዜ ይዝክር ነይረ እንኳዓ ስላም ተመለካ ጅግና ናትና🎉🎉🎉❤❤
ደምርኒ እስኪ
ወዲ ሓፍቲ ጅግና እንካዓ ብሰላም መሬት ዓድኻ አርገፀካ ሚዛነይ ማዓረይ😢💘🙏
መጀርታ ሰላም ክብለኪ ። ብምቅፃል እተቅርብዮም መደባት ብጣዕሚ ደስ በሃልቲ እዮ ጠኪርኪ ቀፅልሉ ልብለኪ ይደሊ። ሓንቲ ሓደራ ክብለኪ ዝክእል ደቂ ሰባት ንእሽተይ ስራሕ ወይ ገንዘብ ተረኪብና ንሰብ ከማናን ፈጣሪናን ስለ ንንዕቅን ንርስዕን ሓደራ ድሕሪ እዞም ተቅርብዮም ዘለኪ መደባትክን ባህርያትክን ትሕትናክን ክይትቅይርዮም ክብለኪ ይፈቱ ። ወታዊ ሓቂ እየ ካብ በረካታት ትግራይ
ሚዛን ሓወይ እካዕ ብሂወት ተረፍካና TDF ጅግና❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ ህያበይ❤
ምሳና መፅኡ ሱዑድ ማርያምን ማዓዝ ተመሊሱ ♥️♥️♥️♥️👌
🥺🥺🥺😢
ሚዛነይ ጅግና ኩሉ ናስደት ብደምቢ ገይርካ ገሊፅካዮ♥️ኣሕ ስደት😢😢😢 ♥️♥️ማራ ተሓጊሰ💋💋💋💋💋💋
እንኳዕ ተረፍካልና ጅግናና ኩሉ ጊዜ ብሚድያ ክንሪኤካ ንደሊ ኢና❤❤
መዓር ኣዲኡ ኽንደይ ይፅብቕዩ❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጋዜጠኛ እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤🙏
ከብ ምግድል መፂኦሞ ዝመቱ ረጎ ብዝሓት አለዉ💔😭
እንኳዕ ብሰላም ተመለስካልና💊💝ሚዛነይ ረዚን መልአክቲ እዩ ሼር ንበሎ ደቂ መዳም☝😊
ሚዛን ብጣዕሚ ጎቢዝኻ እንኳዕ ተረፍኻ ሓወኒ
ደምርኒ እስኪ ክብረተይ
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ካብ ስደት እውን እንኳዕ ብሰላም መሬት ዓድካ አርገፀካ ክብር ሓውናይ ስደት ነገር ዝፈተና ጥራይ እዩ ዝፈልጦ
ጎይታዋይ የኔ ዱንቡሽቡሽ እንካዕ ተረፍካ ተመስገን 🥰🌹ካብ ኩናት ካብ ባሕርን ሕዱድን ብሰላም ገፅ ወለድካ ረኢካ ተመስገን ❤
አንኳዓ ብሂወት ተረፍካ ጀግና ሓወይ 💖💖💖💖💪💪💪💖💖
ሚዛነይ ጎቢዝካ እካ እምበር ንእሽተይ እዩ ወዲ ዓደይ ጎረበተይ ካብ 20 ኣይሓልፍን እንካዕ ብህይወት ተረፍካ ክብሪ ንእግዚአብሔር ይኩን👏
እወ 20እዩ 👌96 ዓመተምህረት. ተወሊዱ
አንኳዓ ብሂወት ተረፍካ ጀግና ሓወይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሚዛነይ ሓወይ ወዲ ዓደይ ጀግና እንኳዕ በስላም ተመልስካ king of king💊💊💊💪💪💪💪❤❤❤❤
ኩሉ ጊዘ ካብ ሕልናይ ዘይፍለ ጅግና ተመስገን ኣሎካ ብሂወት❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
ለባም መስተዋዓሊ ለይ ከምዕድሙኡ እግዚኣብሔር ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ
ሓወይ መዓረይ ጀግና እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ስለ ዝረኣኩካ ደስ ኢሉኒ🎉🎉🎉🎉🎉
ካብ ምግዳል ብሂወት ተሪፍካሲ እንካዕ ኣብ ስደት ኣይሜተረፍካ ክኔደይ ተጋደሌቲ ኣብ ስደት ተሪፎም እዮም እሞ ተመስገን እንካዕ ካብ ዚ ኹሉ ወፂእኻ ዝሓውና❤❤🎉🎉🙏🙏🙏
ጀግና እንኳዕ ብሒወት ተረፍኻ ስውኣት ሐገረ እግዛብሔር ትግራይ ብስላም ዕረፍ ❤❤❤
ተጋሪ ኣሕዋተይ በጃኹም ስደት ንዮ በልዎ ናዓና ንኤርትራዉያን ኣይጠቀመናን ስደት ኣጥፊኡና እንበር ከቢድ ዩ
እሺ ክብረተይ
❤🙏😢
ዛጋዘጠኛ ቲሕተና ክብርት ትዕግሰቲ ዋውውው ዛሓፍተይ ይምቸኪ🥰🥰
እስይይይ እኳዕ ብህወት ተረፊኻ ጅግና💖💖💖💖💖💖🙏🙏🙏🙏🙏
ወድነይ ጅግና ወዲ ጀጋኑ🧡💛✊
_ሚዛነይ ከም ሽምኻ ሚዛን ለይርከቦ ወርቂ ተጋዳላይ ሓወይ እንኳዕ ተረፍኻልና ጎይታዋይ💐💜_
ጀግናይ. 20 ዕደመስ. ዝኬላይ ጀግንነት❤❤❤❤
ጎይታዋይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
እኩዓ ናትና ኾንኻ ይኔ ማርርርር ❤❤❤❤❤❤❤🎉
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤
እንካዐ ቢሂወት ተረፍካ ጅግና ሓዉና ስደት ስዕዲ ዓስብ ደም ኣንቢዓትኒ እያ ናዓይለ😭
አጆካ ጀግና ተጋዳላይ ኢካ❤❤❤❤❤
ሳጋረይ ጅግና ተጋዳላይ❤🎉🎉🎉
ሽኾረይ ጅግና እንቋዕ ዳግማይ ረአናኻ❤❤🙏
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓዎይ❤❤❤❤❤❤🧡❤️🧡❤️
ጅግና ክብሪ ይግባኣኩም እዩ ኩላትና ንሓግዙ ንዚ ሓውና ጀግና ተጋዳለይ ሚዝን ሳላኹም ኢና ብሂወት ዘለና
ኣሰይ ወዲ ዓደይ እንኳዕ ካብዚ ኩሉ መከራ ወፂኻ ናብዚ ኣብቀዐካ❤ደቂ እንደርታ ኣበይ ኣለና ንዚ ጅግና ሓውና ሳብስክራይብ ንግበረሉ❤
እንኳዕ ብሂወት ተመለስካ መዓረይ
ዕድመን ጥዕናይ ይሃብካ ጁግና ተጋዳላይ ❤️💛
ጅግና ዚሓወይ ❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሚዛነይ ጀግና እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም ተመለሰካ ዝሓወይ 💖💖💖💖🌹
ሚዛነይ ወዲ ዓደይ መማህርተይ እንኳዕ ብሰላም ተመለስኻ
ጀገና ተጋዳለይ
ሚዛን ዓርከይ እንካዕ ተረፍካ መማህርተይ❤❤❤❤❤❤
ሚዛነይ ብፃየይ መቃልስተይ ደመይ እኮ መዓረይ❤❤❤
ሚዛነይ እንኳዕ በሰላም መሬት ዓድካ አረገፀካ ኣጆካ በናይ ባዕልካ You tube ከፊትካ ክትመፀና ተስፋ ንግበር 🙏
ዕደመን ጥዕናን ያሃበኻ ጡዑሙዋኒ ❤
ሚዛነይ ናተይ ጅግና😢 ብሓደ ተሰዲትና ናበይ እዩ ኬዱ ናበልኩስ ለካ ተተሒዝካ ኔረካ የኔ ማር❤❤❤እንኳዕ ብሰላም ኣተኻ ጎይታዋይ❤
Hawey natey enkae bselam wetaka ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጣሚ ጅግና ተጋዳላይ ኢካ ❤
ተመስገን እንኮዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ኩሉ ጊዘ ይዝክሮ ነይረ ተመስገን ፈጣሪ👏💚
ጀግና ሓውና እንኳዕ በሰላም መፃእኻ ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን❤❤❤
ጀጋኑ ኢኩም ተጋሩዋኒ❤❤❤❤❤💞💞
ሚዙዋይ ጎይታ ፀባይ እንካዕ ቅዱሙን ዱሑርን ከርተት ሓሊፊካ ብሰላም መሬት ዓድካ ኣርገፀካ ❤❤❤❤ ብፃይ ኩርዓትሰጋር ሞርታር
ጎይታዋይ እንኳዓ ካብዚ ኩሉ ከርተት ወፃኣካ🥰🥰🙏🙏
ተመስገን እንኮዕ ብሰላም ተረፍካ ጅግና እዚ ኩሉ ሽግር ሓልፍካ 🙏❤💛😍
እንኳዕብሂወት ተረፍካልና ጅግና በዓል በሕ ኣእምሮ❤❤ ዕድሚኡ ንእሽተይ ኣተሓሳስብኡ ላዕሊ ስለ ስደት ብጣዕሚ ገይርካ ገሊፅካዮ ለባመይ ናይ ስደት ነገር ዘርዚርካ ዘይውዳእ መከራ እዩ 💔💔
እንኳዕ ብህይወት ተረፍኻ ካብ ብሱል ጥራይ ዝሓወይ❤️💛❤️
Jegna, Tebae, Tegedalay Tegraway hawna enqae kab exu kulu chinki , sikay fetari atrefeka ze hawey edme mis tiena temeniyelka niberelna 🙏❤
ጅግናየይ ዛሓታት ከየድነቅኩዋ ክሓልፍ ኣይደልን ❤❤ ኩሉ ጊዜ
ደምርኒ እስኪ ወለለይ
ዝሓወይ ማዓረይ እኳዕ ብሰላም ተመለስካ ❤❤❤🎉🎉🎉
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Busul atehasasba zelewo mensey you are example to several people
ሚዛነይ መማህርተይ ናይ ጀገኑ ጅግና እንኳዕ ናብ መሬት ዓድካ ኣርገፀካ
እንቋዕ ሰላም ተረፍካ ጅግና ተጋዳላይ ኣብቲ ዕጻዋን ክባን ንኣብ ደገ ዘለና ተስፋ ዘስነቀና ጅግና ተጋዳለይ እዩ ። ገድሊ ፕላስ ብተልቨይን ይማሓላለፍዶ ዓዲ ዘለዉ ካብዞም ተጋድልቲ ሰሚዖም ተኣመኑ ብዛዕባ ስደት
በዓል ሰፊሕ ልቦና ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ዓደይ ሽኮር 🎉❤♥️🥰
ሚዛን ሓወይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካና ኩርዓት ኢና ብኣኹም ዕድመን ጥዕናን ንዓኹም TDFY❤❤❤❤🎉🎉
እንኳዕ ተረፍካ ጅግና ሓውና TDF❤️❤️❤️❤️❤️
ናይ ሱዑዲ ተዛሪብካ አይውዳኢ 😢😢😢እንካዕ ብሰላም ተረፍካ ጀግናና
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ለባም ሓወይ 💗💗💗💗
ስደት ልረአዮ እዩ ልፎልጦ እንሰካዕ ብሰላም ወፃእኻ🙏
ትግራወይት ምኻነይ ሕጉስት እየ ተጋሩዋይ ዓድ ጀጋኑ 💊💪💪💪💪
ጀጋኑና ተስፋ ሲኢኖም ጠመተ ሲኢኖም ናብ ሞት ናብ ሱዑዲ ይከዱ ለዉ ብዘሕዝን መልክዑ ዉን ኣብ በረኻታት የመንን ሱዕድን ይጠፍኡ ይረግፉ ለዉ ኣሕሕ ህዝበይ😭
ሳብስክራይብ ግበርለይ ሓላለይ
❤❤❤❤❤❤ ጅግናዋይ እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ጎይታዋይ🙏🙏🙏👏👏💗💗💗💗
ሚዛነይ እንካዓ ተረፍካ ወድነይ❤
Enkaa bhiwet terefka zhaweyyyy❤❤❤❤❤
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ ሰደት ረሳሕ መግሊፂ ዘይብሉ❤❤😢😢
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ማዓረይ ክብሪ ለእግዚአብሔር ይኩን❤
ሚዛነይ ኩሉ ብፍሽክታ ኣዳሚፀዮ እናሰሓቅኩ ብጅግንነትኩም ተደሲተ ካብ 56 ደቂቃ ንድሓር ዘሎ ግን እናበከኩ ኣዳሚፀዮ ብሰንኪ ስራሕ ሳእኖ ሽግር ወለድካ ከይትርኢ ሃፅ ኢልካ ወፂእካ ስደት እንኳዕ እስቲ ብሂወት ተመለስካ😢😢😢
ካብ ኩሉ ብሳላም እኳዕ ፈጣሪ አውፅአካ ክትና ገሮ ቐሊል እዩ
ንተጋዳላይ ሚዛን ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0969518481 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
ጥቆማ ክህበኪ ይደሊ ሓደ ብጣዕሚ ጎበዝ ተጋዳላይ ኣብቲ ናይ መጀመሪያ ጦርነት ቃለምሕተት ጌሩ ኔሩ ትግራይ ድሕሪ ሕጂ ጦርነት ክተብቅዕ ኣለዋ ኣነ ናይ መጨረሻ ስውእ ወይም ተጋዳላይ ክኾን ኣለኒ ህዝቢ ትግራይ ባንዳን ድኽነትን ክቃለስ ኣልህዎ ዝበለ ካብቶም ፍሉይ ሓይሊ እዩ ቃለ ምሕተት ክትገብርሉ ትደልዪ ተኾይንኪ ኣድራሻኺ ሃብኒ እቲ ወዲ ከራኽበኪ ሻሎም 🎉🎉🎉🥰🥰
ጅግና
@@tekezemedia6093ብመሰንጀር ክተረኽቦም ትኽእል ኢኻ😊
የቐንየልና ክንድውለሉ ኢና❤❤
ጀግና🤴🥰🥰🥰
ተጋሩዋኒ ጅግና ተጋደላይ ሚዛን ሓውና ይቱብ ይኽፈት ንሕና ሳብስክራይብ ላይክ እንዳበልና ክነዕብዮ ኢና እትብሉ👍
ፅቡቕ ሓሳብ❤❤
ፅቡቅ ሓሳብ🎉
ብጣዕሚ ፅቡቅ ሓሳብ❤
ፅቡቅ ሓሳብ💐💐💐💖💖
Btekekel ❤❤
ጋዜጠኛ ትሕትናኪ ልተጋደልቲ ለለኪ ክብሪ ብጣዕሚ ደስ ትብሊ ቀፅልሉ❤❤❤❤💛💛💛
ደምርኒ ማዓረይ❤
እሳትም ዘይ ካበሪ ከመን ይካብር❤❤❤
ወድ ሓፍትነይ ማዓረይ እንካዕ ተረፍካለይ ሚዛነይ❤❤❤
ደምርኒ እስኪ🌹
@@buudle8284❤🎉
❤❤❤
ማርያምን TDF ክዝክር ተለኩ ቅድሚት ናብ ርእሰይ ዝመፀለይ ጅግና ወላድኣ ከርተት ይብዛሕካ እምበር ስለ ዝረኣኩካ ታሕጓሰይ ወሰን የብሉን ዝሓወይ መዓረይ ማርያምን ከማይ ዝተሓጎስኩም እስኪ ላይክ ❤❤❤❤❤
ንሓግዞ ተጋሩዋይ 😢
ሚዛነይ ወዲነይ አንዃዓ ብሂወት ተረፍካ ጀግና my king bro🤴♥️👑
ኩሉ ጊዘ ካብ ሕልናይ ዘይፍለ ጅግና ተመስገን ኣለካ ብሂወት😢❤❤❤❤
ሳብስክራይብ እስኪ
@@buudle8284 እምብለይ
@@buudle8284ለማንት😂😂
ጋዘጠኛ ሀለን የማነ ኩሉ ግዜ እንድየ ዝከታተል ከያድነቅኹክ ክሓልፍ ኣይደልን ትዕግስተኛ ንዞም ጀጋኑ ዘለክ ክብርን ቀፅልሉ ወለላይ Tdfy ክብሪ ንዓኹም😍♥️
እህምም እህምም ተመስገን በል ዝሓወይ ከማካ ዝነበሩ ተጋደልቲ ራጎን ሕዱዱን ቀርዮም እዮም 😢😢😢😢😢😢
ንሓግዞ እሰከ አሕዋት ነዚ ብዕድሚኡ ንኡስ አደበቱ ዓብይይ ጀግናና ❤️
እወ ወደይ ንፀለኢካ እካ ኣትምነየሉይ ሰደት ሱዑዲ ዓረፍ 😢ታሞ እንጀራ ካኑና ተመሰገን ብጥዕና ብሂወት ኣለና ❤❤
Ezgabihier amlak enkae bselam awxaka hawey natey . Zterefe hiwetka ybarek ❤❤❤haftka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤️💛❤️🙏
❤️🙏
ለባመይ ❤
😘💙
Amen ❤😢🙏
ጋዜጠኛ ዘለዋ ትሕትና ግን ዋውውው ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ እስኪ ብሹም TDF🤙💚💚💚💚💚💚🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
ነዚ ሓውና ምስራኣኖዮ ደገ ዘለና ፍናን ተሰሚዑና እቲ ታሕጓሱን ደስትኡን ንዓና ተስፋ ሂቡና❤
*_ስደት ከርተት😢 እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓውና ዝንኛ ዝኮነ ተጋዳላይ✊💊_*
ክንደይ ከ ይፅብቅ ጅግና ኩሉ ዝዓደሎ ጅግንነት ለባም መስተዋዓሊ ካብዙ መከራ ኣምላክ እንኳዕ ኣውፀአካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ተመስገን ኣምላክ ኩሉ ግዜ ይዝክር ነይረ እንኳዓ ስላም ተመለካ ጅግና ናትና🎉🎉🎉❤❤
ደምርኒ እስኪ
ወዲ ሓፍቲ ጅግና እንካዓ ብሰላም መሬት ዓድኻ አርገፀካ ሚዛነይ ማዓረይ😢💘🙏
መጀርታ ሰላም ክብለኪ ። ብምቅፃል እተቅርብዮም መደባት ብጣዕሚ ደስ በሃልቲ እዮ ጠኪርኪ ቀፅልሉ ልብለኪ ይደሊ። ሓንቲ ሓደራ ክብለኪ ዝክእል ደቂ ሰባት ንእሽተይ ስራሕ ወይ ገንዘብ ተረኪብና ንሰብ ከማናን ፈጣሪናን ስለ ንንዕቅን ንርስዕን ሓደራ ድሕሪ እዞም ተቅርብዮም ዘለኪ መደባትክን ባህርያትክን ትሕትናክን ክይትቅይርዮም ክብለኪ ይፈቱ ። ወታዊ ሓቂ እየ ካብ በረካታት ትግራይ
ሚዛን ሓወይ እካዕ ብሂወት ተረፍካና TDF ጅግና❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ ህያበይ❤
ምሳና መፅኡ ሱዑድ ማርያምን ማዓዝ ተመሊሱ ♥️♥️♥️♥️👌
🥺🥺🥺😢
ሚዛነይ ጅግና ኩሉ ናስደት ብደምቢ ገይርካ ገሊፅካዮ♥️ኣሕ ስደት😢😢😢 ♥️♥️ማራ ተሓጊሰ💋💋💋💋💋💋
እንኳዕ ተረፍካልና ጅግናና ኩሉ ጊዜ ብሚድያ ክንሪኤካ ንደሊ ኢና❤❤
መዓር ኣዲኡ ኽንደይ ይፅብቕዩ❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጋዜጠኛ እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤🙏
ከብ ምግድል መፂኦሞ ዝመቱ ረጎ ብዝሓት አለዉ💔😭
እንኳዕ ብሰላም ተመለስካልና💊💝ሚዛነይ ረዚን መልአክቲ እዩ ሼር ንበሎ ደቂ መዳም☝😊
ሚዛን ብጣዕሚ ጎቢዝኻ እንኳዕ ተረፍኻ ሓወኒ
ደምርኒ እስኪ ክብረተይ
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ
ካብ ስደት እውን እንኳዕ ብሰላም መሬት ዓድካ አርገፀካ ክብር ሓው
ናይ ስደት ነገር ዝፈተና ጥራይ እዩ ዝፈልጦ
ጎይታዋይ የኔ ዱንቡሽቡሽ እንካዕ ተረፍካ ተመስገን 🥰🌹
ካብ ኩናት ካብ ባሕርን ሕዱድን ብሰላም ገፅ ወለድካ ረኢካ ተመስገን ❤
አንኳዓ ብሂወት ተረፍካ ጀግና ሓወይ 💖💖💖💖💪💪💪💖💖
ሚዛነይ ጎቢዝካ እካ እምበር ንእሽተይ እዩ ወዲ ዓደይ ጎረበተይ ካብ 20 ኣይሓልፍን እንካዕ ብህይወት ተረፍካ ክብሪ ንእግዚአብሔር ይኩን👏
እወ 20እዩ 👌96 ዓመተምህረት. ተወሊዱ
አንኳዓ ብሂወት ተረፍካ ጀግና ሓወይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሚዛነይ ሓወይ ወዲ ዓደይ ጀግና እንኳዕ በስላም ተመልስካ king of king💊💊💊💪💪💪💪❤❤❤❤
ኩሉ ጊዘ ካብ ሕልናይ ዘይፍለ ጅግና ተመስገን ኣሎካ ብሂወት❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
ለባም መስተዋዓሊ ለይ ከምዕድሙኡ እግዚኣብሔር ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ
ሓወይ መዓረይ ጀግና እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ስለ ዝረኣኩካ ደስ ኢሉኒ🎉🎉🎉🎉🎉
ካብ ምግዳል ብሂወት ተሪፍካሲ እንካዕ ኣብ ስደት ኣይሜተረፍካ ክኔደይ ተጋደሌቲ ኣብ ስደት ተሪፎም እዮም እሞ ተመስገን እንካዕ ካብ ዚ ኹሉ ወፂእኻ ዝሓውና❤❤🎉🎉🙏🙏🙏
ጀግና እንኳዕ ብሒወት ተረፍኻ ስውኣት ሐገረ እግዛብሔር ትግራይ ብስላም ዕረፍ ❤❤❤
ተጋሪ ኣሕዋተይ በጃኹም ስደት ንዮ በልዎ ናዓና ንኤርትራዉያን ኣይጠቀመናን ስደት ኣጥፊኡና እንበር ከቢድ ዩ
እሺ ክብረተይ
❤🙏😢
ዛጋዘጠኛ ቲሕተና ክብርት ትዕግሰቲ ዋውውው ዛሓፍተይ ይምቸኪ🥰🥰
እስይይይ እኳዕ ብህወት ተረፊኻ ጅግና💖💖💖💖💖💖🙏🙏🙏🙏🙏
ወድነይ ጅግና ወዲ ጀጋኑ🧡💛✊
_ሚዛነይ ከም ሽምኻ ሚዛን ለይርከቦ ወርቂ ተጋዳላይ ሓወይ እንኳዕ ተረፍኻልና ጎይታዋይ💐💜_
ጀግናይ. 20 ዕደመስ. ዝኬላይ ጀግንነት❤❤❤❤
ጎይታዋይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
እኩዓ ናትና ኾንኻ ይኔ ማርርርር ❤❤❤❤❤❤❤🎉
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤
እንካዐ ቢሂወት ተረፍካ ጅግና ሓዉና ስደት ስዕዲ ዓስብ ደም ኣንቢዓትኒ እያ ናዓይለ😭
አጆካ ጀግና ተጋዳላይ ኢካ❤❤❤❤❤
ሳጋረይ ጅግና ተጋዳላይ❤🎉🎉🎉
ሽኾረይ ጅግና እንቋዕ ዳግማይ ረአናኻ❤❤🙏
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓዎይ❤❤❤❤❤❤🧡❤️🧡❤️
ጅግና ክብሪ ይግባኣኩም እዩ ኩላትና ንሓግዙ ንዚ ሓውና ጀግና ተጋዳለይ ሚዝን ሳላኹም ኢና ብሂወት ዘለና
ኣሰይ ወዲ ዓደይ እንኳዕ ካብዚ ኩሉ መከራ ወፂኻ ናብዚ ኣብቀዐካ❤ደቂ እንደርታ ኣበይ ኣለና ንዚ ጅግና ሓውና ሳብስክራይብ ንግበረሉ❤
እንኳዕ ብሂወት ተመለስካ መዓረይ
ዕድመን ጥዕናይ ይሃብካ ጁግና ተጋዳላይ ❤️💛
ጅግና ዚሓወይ ❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሚዛነይ ጀግና እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም ተመለሰካ ዝሓወይ 💖💖💖💖🌹
ሚዛነይ ወዲ ዓደይ መማህርተይ እንኳዕ ብሰላም ተመለስኻ
ጀገና ተጋዳለይ
ሚዛን ዓርከይ እንካዕ ተረፍካ መማህርተይ❤❤❤❤❤❤
ሚዛነይ ብፃየይ መቃልስተይ ደመይ እኮ መዓረይ❤❤❤
ሚዛነይ እንኳዕ በሰላም መሬት ዓድካ አረገፀካ ኣጆካ በናይ ባዕልካ You tube ከፊትካ ክትመፀና ተስፋ ንግበር 🙏
ዕደመን ጥዕናን ያሃበኻ ጡዑሙዋኒ ❤
ሚዛነይ ናተይ ጅግና😢 ብሓደ ተሰዲትና ናበይ እዩ ኬዱ ናበልኩስ ለካ ተተሒዝካ ኔረካ የኔ ማር❤❤❤እንኳዕ ብሰላም ኣተኻ ጎይታዋይ❤
Hawey natey enkae bselam wetaka ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጣሚ ጅግና ተጋዳላይ ኢካ ❤
ተመስገን እንኮዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ኩሉ ጊዘ ይዝክሮ ነይረ ተመስገን ፈጣሪ👏💚
ጀግና ሓውና እንኳዕ በሰላም መፃእኻ ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን❤❤❤
ጀጋኑ ኢኩም ተጋሩዋኒ❤❤❤❤❤💞💞
ሚዙዋይ ጎይታ ፀባይ እንካዕ ቅዱሙን ዱሑርን ከርተት ሓሊፊካ ብሰላም መሬት ዓድካ ኣርገፀካ ❤❤❤❤ ብፃይ ኩርዓትሰጋር ሞርታር
ጎይታዋይ እንኳዓ ካብዚ ኩሉ ከርተት ወፃኣካ🥰🥰🙏🙏
ተመስገን እንኮዕ ብሰላም ተረፍካ ጅግና እዚ ኩሉ ሽግር ሓልፍካ 🙏❤💛😍
እንኳዕብሂወት ተረፍካልና ጅግና በዓል በሕ ኣእምሮ❤❤ ዕድሚኡ ንእሽተይ ኣተሓሳስብኡ ላዕሊ ስለ ስደት ብጣዕሚ ገይርካ ገሊፅካዮ ለባመይ ናይ ስደት ነገር ዘርዚርካ ዘይውዳእ መከራ እዩ 💔💔
እንኳዕ ብህይወት ተረፍኻ ካብ ብሱል ጥራይ ዝሓወይ❤️💛❤️
Jegna, Tebae, Tegedalay Tegraway hawna enqae kab exu kulu chinki , sikay fetari atrefeka ze hawey edme mis tiena temeniyelka niberelna 🙏❤
ጅግናየይ ዛሓታት ከየድነቅኩዋ ክሓልፍ ኣይደልን ❤❤ ኩሉ ጊዜ
ደምርኒ እስኪ ወለለይ
ዝሓወይ ማዓረይ እኳዕ ብሰላም ተመለስካ ❤❤❤🎉🎉🎉
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Busul atehasasba zelewo mensey you are example to several people
ሚዛነይ መማህርተይ ናይ ጀገኑ ጅግና እንኳዕ ናብ መሬት ዓድካ ኣርገፀካ
እንቋዕ ሰላም ተረፍካ ጅግና ተጋዳላይ ኣብቲ ዕጻዋን ክባን ንኣብ ደገ ዘለና ተስፋ ዘስነቀና ጅግና ተጋዳለይ እዩ ።
ገድሊ ፕላስ ብተልቨይን ይማሓላለፍዶ ዓዲ ዘለዉ ካብዞም ተጋድልቲ ሰሚዖም ተኣመኑ ብዛዕባ ስደት