ATV: “ዪከኣሎ ኩሉ ዝከኣሎ ብዘይካ ብሽክለታ” ብ ዶር ዮሃንስ ሃይለ / Dr Yohannes Haile

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 มิ.ย. 2024
  • Join this channel to get access to perks:
    / @atvasena
    Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ፡
    gofund.me/a29cab3b
    donorbox.org/support-the-voic...
    PayPal: www.paypal.com/cgi-bin/webscr...
    Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
    Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
    Twitter: / atvasena
    Facebook: / assenna-2110272969199739
    Facebook: / amanuel.eyasu.94
    email:aseye.asena@gmail.com
    Subscribe, Share, Like ATV to get Atv shows on time; or search 'Atv asena' on TH-cam.

ความคิดเห็น • 20

  • @meraftesfahannes1978
    @meraftesfahannes1978 12 วันที่ผ่านมา +3

    ናይ ብሓቂ ኩናት በላዒ ህዝቢ መብረሲ ሕብረተሰብ መባደሚ ዓዲ
    ጽቡቅ ትረካ ዶከተር ጆን❤❤❤

  • @habtezekarias6109
    @habtezekarias6109 12 วันที่ผ่านมา +4

    This is one of the best stories ,well said and well written.he explained the situation in our home country,in simple ways.

  • @nahomberhane7006
    @nahomberhane7006 12 วันที่ผ่านมา +1

    A very informative article!!

  • @samuelsegid796
    @samuelsegid796 10 วันที่ผ่านมา

    Thanks kemaka ybthah🙏

  • @Lidyayyy
    @Lidyayyy 12 วันที่ผ่านมา +1

  • @Wedibahta3880
    @Wedibahta3880 12 วันที่ผ่านมา

    👍👍👍👍 excellent explanation

  • @aradomweday9922
    @aradomweday9922 12 วันที่ผ่านมา

    🎉❤🎉❤🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺❤🎉❤🎉
    🎉❤🎉🌺ዘልአለማዊ ዝኽርን ክብረትን ንስዉአትና🌺🎉❤🎉
    🎉❤🎉❤ኤርትራና ከቢራን ኮሪዓን ትነብር ሳላ ደቃ❤🎉❤🎉
    ጆርጆ ሶሎ አኪለ ወዘተ መዲ ሃገር መዋእል ይሃቦ ሃገረይ ዉን ሰብ አለዋ 🙌

  • @user-zc3of8fl4j
    @user-zc3of8fl4j 11 วันที่ผ่านมา +1

    ዝኸበርካ ዶር. ዮውሃንስ፡ ናይ ባሓቂ ዝንኣድ ውሕሉል ስራሕ፡ ሳሙኤል ድማ ላዛ ዝመልኦ ኣነባብባኻ ኣድንቆተይ እገልጽ። እዚ ናብ ርሑቅ ዝተለመ ጽሑፍ ግን፡ ሰሚዕካ ጥራሕ ዝሕለፍ ዘይኮነስ፡ከም ሓደ ፕሮጀክት ተታሒዙ፡ ንድሕሪ ህግደፍ ዘላ ኤርትራ፡ ንኽትግበር ቅድመ ምድላዋት ክግበረሉ ዘለዎ ኢዩ።
    ስለዚ ክቡራት ኣሕዋት እዚ ሰናይ ውጥን ዋዓል ሕደር ዘይባሃለሉ፡ ኣገዳሲ ሰናይ ራእይ ኢዩ እሞ ጀምርዎ፡፡ ንሕና ድማ በቲ ዓቅምና ዘፍቅዶ ክንስዕበኩም ኢና።
    Thanks God Bless you.

  • @user-ep9fl3vy8s
    @user-ep9fl3vy8s 12 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ዝንኣድ ትምህርቲ ጆን ሓውና❤❤❤❤❤

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 12 วันที่ผ่านมา +1

    ቡሱልን ቡሩህን ንጹርን ለወባ ነቶም እንዳፈለጡ ዱሑሩን ጸቢብን ናይ ኣታሓሳስባ ኣእምሮ ዝውንኑ ዘይኮነ ነቶም ኣእምሮ ዘለዎም ብህዝቦምን ብሃገሮምን ዘስተንትኑ ግዱሳት ሃገራውያን ደሞክራሲያውያን ደቀባት ኤሪትራ ናይ ኣይንዓሹ ልቢ ንግበር ሓቢርና ንመሰልናን ንክብረታን ንኽብሪ ልዕላውነት ሃገርናን ንቃለስ ዝብል መልእኽቲ ኣማሓላሊፍልና ኣሎ ኣብ ልብና የሕድሮ ::
    ንኩቡር ሓውና ንዝለገሰልና ኩቡር ልቦና ዝመለኦ ምኽሪ ድማ ቡዙሕ ነመስግን ::

  • @berhanetewolde
    @berhanetewolde 12 วันที่ผ่านมา

    ህልዉ ኩነታት እዚ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ብፍላይ ክኣ ንኤርትራን ኢትዮጵያ ዘሎ ፡ ናይ ኩናትን ብሓይሊ ብረት ዝሓስብ ሕብረተሰብ ንክህሉ ዝግበር ዘሎ ኣከያይዳ ስርዓታት ንክፈርስ እንተኮይኑ፡ ከምዚ ክቡር ዶክተር ዮዉሃንስ ሃይለ ዝበሎ፡ ዝተማህረ ( ብሩህን ብሱልን ኣእምሮ ዝወነነ እንበር ዲግሪታት ዝጸዓነ ጥራይ ዘይኮነ) ፡ ኩናትን ናይ ክይናት ዉጺኢትን ነዚ ሓዱሽ ወለዶ ንክፈልጥ ብምግባር ፡ ኩሉ ዉጺኢት ትምህርቲ ናብ ናይ ሓባር ምዕባለን ዕቤት ሓባራዊ ምትሑቑቓፍ ሕብረተሰብ ንክዉዕል ባይታ ምንጻፍ ን ንሰላም ብተግባር ምስራሕ እዩ እቲ ኡንኮ መፍትሒ።ኩሉ ክኣ ነዚ ንምትግባር ክለዓል ኣለዎ።
    የቀንየልና፡ ዶክተር እሞ ነዚ ዝሃብካዮ እማም ንምጅማር ፡ ባዕልካ ፡ ንዓካ ዝመስሉን፡ ብሓሳብካ ዝሰማምዑን ብምሓዝ ዘይተበግስ።

  • @amannegus8465
    @amannegus8465 10 วันที่ผ่านมา

    ኣማኑኤል ዕደ: ዓባይ ድስቲ ደፊእካያ:: ምውት

  • @teametesfazion8190
    @teametesfazion8190 12 วันที่ผ่านมา

    Demom dem kelbi koynu kiaiuwo eti srat nay deki terrorists aybelen ayhadegon nay kalot wun aynhafon nana entay gber ybluna

  • @Hadera-od7jn
    @Hadera-od7jn 12 วันที่ผ่านมา

    Please! Asenna kemzi ziamesele tsihfat libi weled zanta aykonen adlayi ab hiliw gizie merir iyu! Dr! Tebahilom kemzitat zey tchbut halewlew kitsifu zehezin iyu! Mihurat etitreawiyan kemzi iyu😭😭😭😭😭😭😭😭😭

    • @Higuain1995
      @Higuain1995 12 วันที่ผ่านมา

      ካብዚኣ ንላዕሊ መልኽቲስ ከመይ ኢኻ ደሊኻ. እዝኩኣ እዩ ጸገምና ኾዩኑ ዘሎ ከይመመና ከይሓሰብና ናብ negativ ክርቲክ ንኣቱው 🙏

    • @samuelkusmu6160
      @samuelkusmu6160 11 วันที่ผ่านมา

      Kula semiekaya dika?
      Slrmntay eka ab kemzy zibele frdi brxihka kbur haw?

  • @user-zc3of8fl4j
    @user-zc3of8fl4j 11 วันที่ผ่านมา

    ዝኸበርካ ዶር. ዮውሃንስ፡ ናይ ባሓቂ ዝንኣድ ውሕሉል ስራሕ፡ ሳሙኤል ድማ ላዛ ዝመልኦ ኣነባብባኻ ኣድንቆተይ እገልጽ። እዚ ናብ ርሑቅ ዝተለመ ጽሑፍ ግን፡ ሰሚዕካ ጥራሕ ዝሕለፍ ዘይኮነስ፡ከም ሓደ ፕሮጀክት ተታሒዙ፡ ንድሕሪ ህግደፍ ዘላ ኤርትራ፡ ንኽትግበር ቅድመ ምድላዋት ክግበረሉ ዘለዎ ኢዩ።
    ስለዚ ክቡራት ኣሕዋት እዚ ሰናይ ውጥን ዋዓል ሕደር ዘይባሃለሉ፡ ኣገዳሲ ሰናይ ራእይ ኢዩ እሞ ጀምርዎ፡፡ ንሕና ድማ በቲ ዓቅምና ዘፍቅዶ ክንስዕበኩም ኢና።
    Thanks God Bless you.