ሰበር ዜና: ምምላስ ተመዛበልቲ ተቛሪፁ | ጎንፂ ጀነራላት ኣብ ፀለምቲ | ንዘተ ናብ ቱርኪ ኣምሪሖም | Kulu News ኩሉ ዜና

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ต.ค. 2024
  • ሰበር ዜና: ምምላስ ተመዛበልቲ ተቛሪፁ | ጎንፂ ጀነራላት ኣብ ፀለምቲ | ንዘተ ናብ ቱርኪ ኣምሪሖም | Kulu News ኩሉ ዜና
    እዚ ብኩሉ ሚድያ እናተዳለወ ዝቐርበልኩም Kulu News ኩሉ ዜና እዩ።
    tigray news today, ethiopian news, kulu media news, kulu media today news, kullu news today, tigray news, eritrean news, tigrigna news, Daily Ethiopia and Eritrea news
    #kulunews
    #kulumedia
    #ethiopianews
    #zaramedianetwork
    #eritrea
    #tigray
    #ኩሉ_ሚዲያ #ኩሉ_ሚድያ #news #newsupdate, kulu media, dimtsi weyane news, kulu media news, kulu entertainment tv, eritrean movie

ความคิดเห็น • 20

  • @AradomBerri
    @AradomBerri 3 หลายเดือนก่อน +1

    አቱም ሰባት :
    ወይ መረሕቲ ሃይማኖት ሰበኽቲ መንገዲ እግዝአብሔር ኩኑ ወይ መረሕቲ ፖለቲካዊ መስርሕ ናሰራሕኹም ንህዘቢ ክብረቱ ሐልዉ።
    ተዘይ ኮነ አብ መሬትና : ሽማግለ ሒዙ ዝመፅእ መከላከያ ይኹን ዝኾነ መራሒ : መን ፈቂድሉ : ህዝቢ ናብ መረበቱ ናተመልሰ አብ መንገዲ እናሃለወ : ሽምግልና ዝበሃል አሎድዩ ? :
    አብ መሬትና ይእቶ አይእቶ ኢሎም ንኽውስኑ'ኸ መንዩ ፈቂድሎም : ንሂወቶም ዘጠራጥር እንተሎ ይውፅኡ : መሲልና ክንነብር ኢና ተይሎም ይቀመጡ :
    ተዘይኮነ ኮነ ኢሎም ንህዝብና ንምትዕንቅቃፍ ዝግበር ዘሎ ስለ ዝኾነ : መጠንቀቅታ ተዋሂቡ : ዝኾነ ይኹን ክዕንቅፍ ንዝመፀ ሐይሊ ዘየዳግም ስጉምቲ ክውሰዶ አለዎ ።
    ወይ ቁዱሳን መረሕቲ ሃይማኖት :
    ወይ መረሕቲ ፖለቲካዊን ወታደራውን ኩኑ ።
    ህዝብና ብሰንኪ ዝሕትሉን ድንዝዙን አመራርሐ አይሳቀ :
    ብሰንኪ ድኹም አመራርሐኹም ይሳቀሎ :
    ሰላም ብዘይ ደልዩ :
    ናይ ሰላም ሃዋርያ ንኽትበሃሉ ህዝብና አይተሳቅዩ : ጠንካራን ተሐታታይነት ዘይፈርሕ : ቀዳምነት ንህዝቡ ሂወቱ ዝኸፍል'ዩ አመራርሐ ንትግራይ ዘድልያ ።
    ተዘይኮነ ጠንካራን በሳልን አመራርሐ አብዘይብሉ: ህዝብን ሰራዊትን አይተሳቅዩ :
    ንሰራዊት አምሪሕካ ዝመልሰና ሐይሊ የለን ኢልካ ነዲርካ :
    ንህዝቢ ናብ መረበትካ ክትአቱ ተላዓል ኢልካ ክተብቅዕ : ብዘይ ረብሑ ምትዕንቅቃፍ ማለት ካልአይ ሞትዩ : ንምንታይ ተቆመ :
    ንምንታይ'ከ ተቀባልነት ረኸቡ :
    ንምንታይ'ከ ህዝቢ አምሪሕካ ሽምግልና አብዘየድሊ ሽማግሌታት ስለ ዝተባህሉ ጉዕዞ ንኽቃረፅ ተፈቀደሎም : መንዩ'ኸ ፈቃዲ :
    ይእቶ አይእቶ ወሰንቲ'ከ መን ገበሮም መን'ከ ፈቀደሎም : አብ መሬትና አብ መረበትና መን'ዩ አዛዚ : ዝፈርሐ ዝተጠራጠረ ይውፃእ መሲለ ኽነብር ዝበለ ይንበር : ነዚአስ ሽማግለ ስለ ዝተብሃሉ እሞድማ ሞይትና ንርከብ ተበሉ : ንምንታይ ድብን ይበሉ : ህዝብና ካብ ጉዕዞኡ ይተዓናቀፍ ! : በዚበዚ ቀሊል ነገር ከምዚ ዝኾንኩም : ህዝብና ወላካ ናብ መረበቱ ይእቶ ብአኻትኩም ምትእምማን አይከአልን :
    ህዝብና አብ ሐደጋ'ዩ ? ..........

  • @LemonsfreutEritra
    @LemonsfreutEritra 3 หลายเดือนก่อน +1

    ትግራይ
    ኣብ ዚበሃል ዘሎ ቦታ ኣምሓራ ዘሚቶሞን ወሪረሞን ብሓይሊ ንዓመታት
    ሕጂኸ
    ተወሳኺ ህልቂት ንኽፍጸም ዑጡቓት ብስም ተዘናበልቲ ተአቱ ኣላ።
    እዚ ካኣ ነብሰ ቅትለት ኢዩ። ዞባዊ ዉግእ ክሳብ ኢርትራ ዚትንኪፍፍ ዉግእዩ ክኸውን።
    ካብ ዝሓለፈ 1•5 ሚልዮንሂወት ደቂ ድኻ ኣይተመሃርኩምን
    ሓብሳእ ሑሙራ
    ሓንሳእ ኢሮብ
    እዚ ኣውያት ተጋሩን ወያነን ናይ መወዳእታ ሞት ወያነ ዘቃላጥፍፍን
    ዶ/ር ዓቢዉን ዕረፍቲ ዝህብ ኢዩ። ኣምሓራን ትግራይ ብግጫው
    ሰራዊት ፋኖ ብተጋሩን ኦሮሞን ክህረም
    ኢርትራኸ ትምም ኢላ ትሪኢኢዶ?

  • @KinfGebrekidan
    @KinfGebrekidan 3 หลายเดือนก่อน +3

    ህዝብና ውፃእ ሰላማዊ ሰልፍ ንሳ እያ ትሕሸና

  • @SaadaMahmmed
    @SaadaMahmmed 3 หลายเดือนก่อน +1

    እዝይ. አቢይ. አህመድ. ሸረኛ. ናይ. ሰይጣን. ስርሑ .በይዛኹም. አይትእመንዎ. እድሕር. ትዝከሩ. እድህር ኮይኑ. ብድርድር. አሰተ. አመት. ክወስድ. እዩ. ክናገር. ልምታይ. ትርስኡ. እዝይ. አመታት. ክወስድ. እሉ. ክናገር. ልምታይ. ትርስኡ. አሮ. ማራ. እሎም. ከጥፍኡና. ልመፁ. ልምታይ. ትአምንዎም. አቢይ. አይትእመኑ. በዛኹም

    • @sarakonjo7475
      @sarakonjo7475 3 หลายเดือนก่อน

      ​ @rip meles unified all ethnicities .
      look big countries india more than 200 ethnicities living together shearing love living together
      the problem in ethiopia is in oromo ethniciti they hate other ethnicities
      oromo they are big ethnicity and they think that they should rule the countrie and they dont like to shear the land
      thats why they are killing amhara and tigray living in oromo region
      aby ahmed is removing all symbol and architicture for the old emperors menilik selassi in piassa
      he destroyed all building and houses representing amhara or tigrayan
      he killed general sar tigrayan.and asamenew amhara
      he killed million of inocent in tigray and amhara
      he destroyed economy 1 dollar more than 120 birr
      no job everything expensive
      all poeple hate this governement

  • @yetimgetamamo4299
    @yetimgetamamo4299 3 หลายเดือนก่อน

    ናይ ምንታይ ሽማግለ ኢሎም ዝመፁ ናይ ትግራይ ሓለፍቲ ክቕበሉ ኽኢሎም መጀመርያኡ መን እዮም ንውዕል ቢክቶርያ ዝኽልሱ ዘለው እንታይ እንታይ እዩ እዙ ጉዳይ ዙይ?

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 3 หลายเดือนก่อน +1

    መአንጣሃ ይቆረጥ ሓሳድ ሓሳዊ ።

  • @GrtachewKiros
    @GrtachewKiros 3 หลายเดือนก่อน +1

    አሹሩሩ እልካ ዝመጽእ ሰላም የለን መን ኸልኻል ገይርዎም እዮ ዞም ወንጀለኛታት

    • @sarakonjo7475
      @sarakonjo7475 3 หลายเดือนก่อน

      ​ @rip meles unified all ethnicities .
      look big countries india more than 200 ethnicities living together shearing love living together
      the problem in ethiopia is in oromo ethniciti they hate other ethnicities
      oromo they are big ethnicity and they think that they should rule the countrie and they dont like to shear the land
      thats why they are killing amhara and tigray living in oromo region
      aby ahmed is removing all symbol and architicture for the old emperors menilik selassi in piassa
      he destroyed all building and houses representing amhara or tigrayan
      he killed general sar tigrayan.and asamenew amhara
      he killed million of inocent in tigray and amhara
      he destroyed economy 1 dollar more than 120 birr
      no job everything expensive
      all poeple hate this governement

  • @AmbachewFiseha-yv9mf
    @AmbachewFiseha-yv9mf 3 หลายเดือนก่อน +1

    መከራና በዚሑ ብሰንኪ ርሙሳት መራሕትና

  • @haba11
    @haba11 3 หลายเดือนก่อน

    . ወረርቲ ከመይ ገይሮም ሸንገልቲ ይሆኑ?

  • @CbGbh
    @CbGbh 3 หลายเดือนก่อน

    ፈጣሪ የውጋሓዮ

  • @TesfuGber
    @TesfuGber 3 หลายเดือนก่อน

    ትኩስ ዜና በሉ ካብ ሰበር ዜና

  • @alemweldemichael5034
    @alemweldemichael5034 3 หลายเดือนก่อน

    ምዕራብ ትግራይ ብሰላም ክፍታሕ'ዩ ማለት ሕልሚ ቀትሪ'ዩ!!

  • @abebaberhe2161
    @abebaberhe2161 3 หลายเดือนก่อน

    ጌቹ የ ፈጣሪ ይኅልኻ ምስቡፆትኻ

  • @liyaweldeslasse8751
    @liyaweldeslasse8751 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ያሕዝን ማዓዝ ኮን ይወግሕ

  • @AdonayTeklay-o3h
    @AdonayTeklay-o3h 3 หลายเดือนก่อน

    ሕጂከ ዘሎ ለውጢ ንገረና