ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣብ መንጎ ትግራይን ኤርትራን ተጀሚሩ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ก.ย. 2024
  • ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣብ መንጎ ትግራይን ኤርትራን ተጀሚሩ

ความคิดเห็น • 62

  • @TeweldeMahari
    @TeweldeMahari 3 หลายเดือนก่อน +5

    ብጣዕሚ ባህ ዝብል ብጣዕሚ ቃሕ ዝብል ይቐጽል ይቐጽል ኣግዓዝያን ተጋሩ ክንዕወት ኢና

    • @Bereket-k7c
      @Bereket-k7c 3 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂😂😂😂 TEGRAWAY Temen

  • @henokbaire269
    @henokbaire269 3 หลายเดือนก่อน +4

    Bere I agree with your ideas. Nekeleka mesdad eya tewatsea!

  • @DanielZewdu-g7e
    @DanielZewdu-g7e 3 หลายเดือนก่อน

    ብርሂን ሓወይ ታይ ተረኪቡ ፀጉርካ። ቤዛካ ቀለምካ ግበር ብርሂነይ ።

  • @petrostsegai8738
    @petrostsegai8738 3 หลายเดือนก่อน +2

    🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮
    RECYCLE NEWS
    👎👎👎👎👎👎👎

    • @AbelTekeste-d2n
      @AbelTekeste-d2n 3 หลายเดือนก่อน +1

      Ata denkoro hmum adgi Europa 😂😂😂

    • @petrostsegai8738
      @petrostsegai8738 3 หลายเดือนก่อน

      @@AbelTekeste-d2n ሱቕ በል ጡስጡስ ድቓላ ዘመድካ እዚ ጃዕባብ

  • @didodido4814
    @didodido4814 3 หลายเดือนก่อน +3

    ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @berhanearaya-jh3ei
    @berhanearaya-jh3ei 3 หลายเดือนก่อน

    Good news bre for people who longing Eri-Tigray union under the ☂️ of Aga_azian.

  • @denaytgoytom6294
    @denaytgoytom6294 3 หลายเดือนก่อน

    Betaimi des yebel … hizbi Tigray n Eritrea
    Merekab 🍀🍀💚💚🙏🙏

  • @Hosaena806
    @Hosaena806 3 หลายเดือนก่อน

    Selam Brhin tsaeda 👍

  • @johnberhe9827
    @johnberhe9827 3 หลายเดือนก่อน

    Great job ❤

  • @meheretabtsegay2304
    @meheretabtsegay2304 3 หลายเดือนก่อน

    ናይ ሎሚ ትንታነኻ ብሐቂ ደስ ዝብል እዩ ብፍላይ ህግደፍን ሕወሐትን ንውድቦም እምበር ንህዝቦም ዝመስሉ አይኮኑን ዝበልካዮ ትኽኽክል እዩ፡፡እዚ ህዝቢ ትግራይ ዘይናይኢዱ ብሕወሐት ተፈድዩ እንታይ ክግበር ኮይኑ ፡፡

  • @amanueltechans8193
    @amanueltechans8193 3 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ትንታነ

  • @mk20155
    @mk20155 3 หลายเดือนก่อน +1

    I helped financially to Tigray people in their hardest time , I do not regret , but now my nephew abducted in tigray they asking me 4000 dollar. this is insane -
    who can give me like and pray for my nephew , please
    time will change

  • @TamratWelde
    @TamratWelde 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ብርሂን አነ አድናቂኻ እየ ግን ወላ 20 ዓመት ይንበር አምሐራይ እንተኾይኑ አባርርዎም ኢልካ ቁሩብ አርማ

  • @Tesfaldet-r3t
    @Tesfaldet-r3t 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኖኖኖ

  • @meridtafesse2867
    @meridtafesse2867 3 หลายเดือนก่อน

    Nobody brings more Adega to Eritrea than Evil Tigrea. Eritrean people know that very well. Eritreans know Amhara is not their enemy

  • @WediAslafyMesmer
    @WediAslafyMesmer 3 หลายเดือนก่อน

    ትግራይ ምስ ኤርትራ ሓደ ሓገር ምኻን ናይግዲ ኢዩ ሓደ ህዝቢ ስለዝኮነ ውድበይ ሕወሓት አንፃር መሠል ሕዝቢ መትከል የብላንሞ ፀላኢ ሕዝቢ ኤርትራ አይትበራ ።

    • @Bereket-k7c
      @Bereket-k7c 3 หลายเดือนก่อน

      Tegaruwani Mesakumsi Berehuku dea. Gegezana., Atman.

  • @sami85berhe18
    @sami85berhe18 3 หลายเดือนก่อน

    Bra

  • @aklilughebreigziabehere5756
    @aklilughebreigziabehere5756 3 หลายเดือนก่อน

    Berry u R ze zip best

  • @MewaelHagos-ti4dd
    @MewaelHagos-ti4dd 3 หลายเดือนก่อน +1

    xubuk smae yekexilo Amlake

  • @dawitghebremeskel552
    @dawitghebremeskel552 3 หลายเดือนก่อน

    ከርፉህ ኪ ናአደጋ ትግራይ ተዛረብ ጉዳይ ኤርትራ ንኤርራዊያን ይምልከት ኢትዮጵያ ኤርትራ ን ሀገር ኢየ ን

  • @ታራፊክ
    @ታራፊክ 3 หลายเดือนก่อน +1

    በርሃነ ወደ ቀሺ ዐጋመ ትግራይ ዓደቨኻሰ ትሰፋን ሀሀሃፊን ኹይና እያ አይትቅበጺን ኢኻ መቺም ነ ስናተቲም ከትበል ዘይኺዉን ተሰፋን ሃፋን ጊይረካያ ክሊል ካ 😂😂😂

  • @meridtafesse2867
    @meridtafesse2867 3 หลายเดือนก่อน

    You were officially asked to create independent Tigrea and avoid the war you refused! What are you saying today??

  • @kebedetilahun7940
    @kebedetilahun7940 3 หลายเดือนก่อน

    በሊህ እንተዃይኑ ኢሳያስ ንኩናት መልዐሊ ዝኾኑ ነገራት ከዓጺ አለዎ እዚ ኻዓ ካብ ትግራይ ቦታታት ቀልጢፉ ክለቅቅ አለዎ

  • @asgedomyehdego409
    @asgedomyehdego409 3 หลายเดือนก่อน

    where the Beef

  • @MeleyAmare
    @MeleyAmare 3 หลายเดือนก่อน

    ህወሓትን ሻዕብያን ከመይ ገይርካ ሓደ እዮም ትብል? ህወሓት እኮ ምስ ጉድለቱ መኸተ መሪሑ ህዝቡ ካብ ሙሉእ ፅንተት ኣድሒኑ ናብዛ ዘለናላ ኣሰጋጊሩ ኢዩ። ሻዕብያኻ ግና ህዝቢ ኤርትራ ዝበተነን ነፃነት ኤርትራ ዘባኸነ እዩ።

  • @AfricaGeezCalendar
    @AfricaGeezCalendar 3 หลายเดือนก่อน

    ዊዲብ ህዋህት ናብ ጡርታ ኽኸዱ እዪም፡ ውዲብ ሻዓብያ ኽኣ ናብ ገበን ብጆነሳይድ ትሃተትይ ኽኾኑ እዮም፡ እዙይ እዮም ዝፅበዮም ዘሎ፡

    • @Bereket-k7c
      @Bereket-k7c 3 หลายเดือนก่อน

      Merahti Hewehat Shefatu Dedebit, Fetuhat Serre Belait Dekom Kereshenu Alewom 4.

  • @gebremedhintimo6695
    @gebremedhintimo6695 3 หลายเดือนก่อน

    ካልአይ መዓልቲ ፂሒፈልካ መልሲ ግን ደስዝበለካ ኢኻ ትምልስ

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 3 หลายเดือนก่อน

    ተፃራፊ እንካዕ ደሓን መፃካ

  • @SamsomYobel
    @SamsomYobel 3 หลายเดือนก่อน

    Sekt hasawi kedea

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 3 หลายเดือนก่อน

    ብርሂን:- አ/ያ ትገበሮ ኩይናት ኣንፃር ኤርትራ ዘይኮነሥ ኣንፃር ህግደፍ ኢዩ ዝኸውን።

    • @Bereket-k7c
      @Bereket-k7c 3 หลายเดือนก่อน

      ulu Hezbi Eritrea HEGDEF Eyu. 4.

  • @yemanefisehaye5647
    @yemanefisehaye5647 3 หลายเดือนก่อน

    እዚ ህግደፍ ምስ ትግራይ ዝገብሮ ዘሎ ምርኻብ ንተቓወምቲ ኤርትራ ንምርሓቕ ንትግራይ እንዳቃባጠረ ህግደፍ ዕድመ ስልጣኑ ንምውሓስ ተዘይ ኮይኑ ንኤርትራያን ሲ ህግደፍ ክሳብዘሎ ምርጋጽና አይተርፍን።

  • @TsegayKfle
    @TsegayKfle 3 หลายเดือนก่อน

    ህዝቢ ምስ ህዝብኮ ብቐደሙ ፍልልይ ኣይነበረን።ስለምንታይ ኢኻኸ ህዝቢ ህዝቢ ኢልካ ናይ ጀነራላት ስእሊ ትዝርግሕ?

  • @unknownUnknown-lv9gb
    @unknownUnknown-lv9gb 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሓቂ እንተኾይኑ ብጣዕሚ ደስ ዝብል
    ኢዩ

  • @yetimgetamamo4299
    @yetimgetamamo4299 3 หลายเดือนก่อน

    ኤርትራውያን ተመሳሳሊ ከይሃቡኻ
    ተመሊስካ ንኻልአይ ዙር ካብ ትግራይ ምምልላስ ጓል ድዮም ክልምኑ ዋላ ንኽልቲኡ ስቢል ህዝቢ ዝጠቅም ሰላም እዮም ዝሓቱ ዘለዉ?
    ብስሩ ከምሓቂ ኤርትራውያን ድዮም ናብ ትግራይ አትዮም ቓል ዘይተረኸቦ ግፍዕንበደልን ግህሰትን ዝፈፀሙስ ወይ ትግራወት እዮም እዚ ብሓቂ ይቅረታ ክብሉ ዝግብኦምን ሰላም ይሃሉ አብ መንጎና ዝሓለፈ ዝተፈፀመኩም በደል ሕድገት ክት ገብሩ ንመፃኢ ገበረኒ ክገብር ባዕዲ ይገብር ኢሎም መጀመርያ ክመፁ ዝግብኦም ብወገን ኤርትራ እዩ ነይሩ ሓቂ ቅንዕና ናይ ህዝቢ ንህዝቢ ሰላም ድልየት እንተልዩ ብወገን ኤርትራ ግን የለንሕጂ ግን በዲልካኒ ኢኻ ሞ ግንአነ ይቅር ክብለልካ እዩ ዘሎ ከምኡ ኢሉ ውን ክብሪ አይተዋህቦን ዘሎ ኻልአይ ግዜ ካብትግራይ ተመሊሶም ዋላኳ መልሲ አይትሃቡና ንሕና ግን በደልና አይንቖፅር ተስፋ አይንቖርፅ እስ ሕራይ ዝብልቃል እተስምዑና ክንመላለስ ኢና እያ ዘላ
    እዚኣ ድማ እንዳ ወዲ ንመውስቦኦም አዕርዮም ዝባሃጉዎም እንዳ ጓልተስፋ ከይቆረፁ ዝመላለሱ ከምኣ ኾይና ከምዚኣ ብሓደ ወገን ድልየት እትመፅእ ሰላም ዕድሚአ ሓፂር እዩ ምኽንያቱ ብኽልቲኡ ሙሉእ ድልየት ስለ ዘይኮነ ማለትእዩ ጌጋ እዩ በዳሊ ይቅርታ እንትብል እዩ ሰላም ዝመፅእ እምበር በዳሊ ተበዳሊ ይቅርታ ክብሎ አይተራእየን አብታሪኽ ዓለም ሓቂውን ይቕየር አሎ

  • @UseurtimeNow
    @UseurtimeNow 3 หลายเดือนก่อน

    ኣይተ ብርሃነ ዓጋመ ፣ ኢኒኤኻ ብህይወት? ? ?
    ዳርጋ ወርሒ ልኸውን ኣይረኣኹካን ኣኔ ድማ ተቓቢጩ ዶ ኮን ይኸውን ኢለ ዓቢ ተስፋ ገረ ነረ ምስ ብጾተይ ውን ደስ ኢሉና * ቮድካ * ሸሪብና ሓደ ኣሻባሪ ዓጋመ ተቓቢጩ ኢልና ሹሽ ኢልና ደርፊ ናይ ከያኒ ኪሮስ ኣለማየሆ ተቖነኒ ተኳሕሊ ቕረቢ ነባይ እትብል ደርፊ ኢያ ነራ ብጣዖሚ ጥዑም ግዘ ቐኒና ነርና ሕዚ ግን ምስ ረኣኹኻ " ኤህ ከመይ ሞዓኮርካ ቑሰል ኮፍ ንከይትብል ኢለ ካሊእ ግዘ ንክትቓበጭ ኣብ ልሓጸረ ግዘ ተመኒየ !!!!!!!

  • @KirosAbrha-cp1hx
    @KirosAbrha-cp1hx 3 หลายเดือนก่อน

    ሻዕብያ ዘብፀሓልና በደል ዝርሳዕ ኣይኮነን።ኾይኑ ግና ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ኢ/ያን ኣነፃፅርኻ ግና ንህዝቢ ትግራይ ዝቀርቦ ህዝቢ ኤርትራ እዩ።

  • @wewe4481
    @wewe4481 3 หลายเดือนก่อน

    አንታ ፈሳዊ ትስቱስ አልቦ መዕቆሪ መን ክሰምዐካ እዩ ጠሰስ እትብል ዘለኻ ትደልያኦሞ ይዝንገዐክን ይበሀል

  • @DanielZewdu-g7e
    @DanielZewdu-g7e 3 หลายเดือนก่อน

    ዳሓን ብሬ ሓወይ ፀላም አስፋቲ እውን ፀኒሖም ክገድፍዎ እዮም። ምክንያቱ ነገራት ቀስ ኢልካ እዩ።

  • @Bereket-k7c
    @Bereket-k7c 3 หลายเดือนก่อน

    Berhane Angual Wedi Keshi Kebreab Agame, Mess TEGRAWAY Temen Selam Zebehal Yelen. Bezey Mekneyat Aykonan
    "Ne TEGRAWAY ADRERO EMBER AYTEHDERO" zebelna. Tekalat Gorebet Nekuxat Hasadat, Serekti Lementi Sedemawian. Fooooooooo

  • @bharenegashe6471
    @bharenegashe6471 3 หลายเดือนก่อน

    ይሄ ህዝብ አንድ ካልሆነ የነአብይ መጫወቺያ ነው የሚሆነው

  • @meridtafesse2867
    @meridtafesse2867 3 หลายเดือนก่อน

    Amhara, Amhara Amhara we are dead dead dead These people can just walk in on Amhara land anytime they want????

  • @AfricaGeezCalendar
    @AfricaGeezCalendar 3 หลายเดือนก่อน

    ፃውታ ቖልዑት መሬት ትግራይ ክመለስ ኣሎ መሬቱ ናይ ትግራይ ህይዝካ ኣይኾዊን ምን፡ መሬትኩም ህርሱ እዋ ንምንታይ ንምንግስትይ ትግራይ ዝየሪክብ፡ ፃዋራ ቖልዑት መንግስትን ስራውት ትግራይን ብእንተርናሽናል ህግይ ክህተት እዩ አይ ብሃይልይ፡ ምፅነትይ ፍፂሞም እዮም ናት ክልተ ምልዮን ስላማዊይ ህይውት ትሃተትይ እዮም፡ እዋ ኾምዙይ ዝበለ ገብን ፊፅምካ ከምይ ገይርካ ከኣ ህልናካ የፍቕደልካ፡ ካብ ትሃታትነት ኣይነልጡን፡

    • @Bereket-k7c
      @Bereket-k7c 3 หลายเดือนก่อน

      Tehateti Nay Hezbi Kelel Axebo Sherok Tigray, Hewehat Shefatu Dedebit Eyom.

  • @AmaneaiaberahaGberaslasa
    @AmaneaiaberahaGberaslasa 3 หลายเดือนก่อน

    አይትሸክል ዳሀይ መናእሰዮ

  • @wedajenehe
    @wedajenehe 3 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ዜና, ❤

  • @BirhaneGebre-g1s
    @BirhaneGebre-g1s 3 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቅ ሓሳብ

  • @tesfayeberhe8590
    @tesfayeberhe8590 3 หลายเดือนก่อน

    ❤🙏

  • @gebremedhintimo6695
    @gebremedhintimo6695 3 หลายเดือนก่อน

    ብርሃነ ሐደ ጌጋ ትንታነ ምሃብ ግን ሐቂ አይኾነን ነኽብረካ ኢና ግን ህዝቢ ትግራይ ጥራሕ ከይኮነስ እንኮላይ ሰበስልጣ ትግራ ብዛዕባ ኤርትራ አብዳባባይ ተጠሊዖም እናሐገዙ እዮ ዝውዕሉ ዝሕመይ ስለዚ ዕርቂ ዘይደሊ ሻዕብያ ምኻኑ ግልፂ ዘይትገብሮ
    ሻዕብያ ሕዚ ዕርቂ ዝደሊ ዘሎ አብይ አሕመድ ብዝገበሮ ቤርገድ ንሐመዱ ይመፅእ ስለዘሎ ፈሪሑበር ብዛዕባ ህዝቢ ትግራይ ሐሲቡ አይፈልጥን ስለምንታይ ተማሳስሎሞ ሕዋሕትኮ ፀረ ኤርትራ ተቃለስቲ ከልኪላ ዝተቀመጠት ዓሻ ውድብ እያ

  • @esaiasberhane6756
    @esaiasberhane6756 3 หลายเดือนก่อน

    I agree with you our brother, it must be hard against hard in southern and western Tigray. Wedi-Tigray.

  • @Tesfaldet-r3t
    @Tesfaldet-r3t 3 หลายเดือนก่อน

    አምላኽ አየስልጦምስ ተጋሩ ሰላም

  • @hweldegebriel3792
    @hweldegebriel3792 3 หลายเดือนก่อน

    🤙

  • @weredetsehaywoldeyohannes9434
    @weredetsehaywoldeyohannes9434 3 หลายเดือนก่อน

    ብርሂን አይትህሰቦ ምስ ሠረቅቲ መሽረፈትን ጃሪካን ህልፈተ ዓለም አይንህወስን አይንዋሰብን

    • @ታራፊክ
      @ታራፊክ 3 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂😂😂😂
      ተሓሊም አሊኻ ቆንዳፈ ዓጋመ መን ሰብ ቁጸሩኩም በርሃነ ከዓ ኣብ እረትራ ዛዓበይ ዓጋመ እዩ የሓሊም ኢዩ ዝሎ እምበር ኣይትሕስብ ህዝቢ ኢረትራ ጪዋ እዩ እንተ ናትኩም ግን ፎፎፎ

    • @Bereket-k7c
      @Bereket-k7c 3 หลายเดือนก่อน

      Kondaf Sahsah Kab Mess TEGRAWAY Selam Megbar Temen Tetemtimka Mehdar Yehayesh.

  • @aklilughebreigziabehere5756
    @aklilughebreigziabehere5756 3 หลายเดือนก่อน

    Bere❤😂😂❤😂

  • @menasebohiluf1410
    @menasebohiluf1410 3 หลายเดือนก่อน

    Keep it up your straggle the only way out is unification of tigrai & Eritrea for the betterment of our people