ድምፃዊት ሰብለ ካሕሳይ ጋሻ ሰጉደም ሚድያ _ Interview with

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ส.ค. 2024
  • ንዝኾነ ይኹን ሪኢቶን ሓበሬታን 0914681370
    ብዋትስኣፕ፣ ቴሌግራም፣ ኢሞን ቫይበርን ኣቕምጡልና!
    Please #Share and #Subsccribe
    Segudem Media is one of the most well-known Ethiopian social media with an increasing number of followers and subscribers. It broadcasts a number of interesting music clips and other related entertainments. It is a favorite social media channel to many Ethiopian, Eritrean and is known for it’s undying
    #ethiopianewmusic
    Copyright ©2024 Segudem Media

ความคิดเห็น • 446

  • @TFYGMYMIT
    @TFYGMYMIT 3 หลายเดือนก่อน +39

    አር ምጥዓምኻትኹም #ኣትኖ #ኣትሞ ይበል በእውነት። ወናይ ኻሕሳይ ዕጣቕ ካትገብሩ ህንደይ ምጥዓመ

    • @HermelaAraya-eu4jz
      @HermelaAraya-eu4jz 3 หลายเดือนก่อน

      ገብረልኽ ግበርለይ እስኽለ🎉​@SaraTube-qb9tj

    • @abaynirie7153
      @abaynirie7153 2 หลายเดือนก่อน +2

      ብጣዕሚ እዩ ደስ ልብል አትን አቱም ትባሃሉ ተለዉ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ገበረለይ ኣብ ናተይ ማዓረይ❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@abaynirie7153ሳብስክራይብ ገበረለይ ኣብ ናተይ ማዓረይ❤❤❤

    • @HermelaAraya-eu4jz
      @HermelaAraya-eu4jz 2 หลายเดือนก่อน

      @@merhawitmuaz1619 እሽ ንስኽለ ግበርለይ

  • @mawchagebreyohannes5987
    @mawchagebreyohannes5987 3 หลายเดือนก่อน +20

    ብጣዕሚ ዝፈትዋ ድምፃዊት ሸገ፥ ራያ ትግራያና 😘ሰ💖ብ😘ለ💖

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ገበረለይ ማዓረይ❤❤❤

  • @musiebmoshe
    @musiebmoshe 6 วันที่ผ่านมา

    ናይ ብሓቂ ሰብለ❤❤❤

  • @AliOmer-x9v
    @AliOmer-x9v 5 วันที่ผ่านมา

    ቀፅሉሉ

  • @HayetTesfay
    @HayetTesfay 3 หลายเดือนก่อน +14

    ኣጆኺ ሰብሊ ሽኮር ወዲ በላይ ትዓቢ ወጣት እያ እና ሞራልካ ግድን እዩ ከድልያ እና ብነፀላ ዜማ ክንደየናይ ከይትጉዳእ ዋ ፕሊስ ተረድኣላ ልዓቢ ቆልዓ ኣይቀየምካ እዩ ዋ ልንግስቲ ጠይቃታ ማለት ልኣኻ ጠይቃ ማለት እዩ እና ተጋግየ እየ ትብለካ ኣላ እና በድጋሜ ይቅርትኣ ተቀቢልካ ቱ ስራሕ ልደኸመትሉ ክልቀቅ ሓሳበይ ትድግፉ 👍 ግበሩ so respect girmay belay and seble kahsay🙏

    • @freberhe9501
      @freberhe9501 2 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ገበረለይ ማዓረይ ኣብ ናተይ❤❤❤

    • @HayetTesfay
      @HayetTesfay 2 หลายเดือนก่อน

      @@merhawitmuaz1619 ብ ጉያ

  • @Desertflower-k6z
    @Desertflower-k6z 2 หลายเดือนก่อน +11

    I love your accent ♥️ I can hear it all day. From Eritrean

    • @Ioveumam
      @Ioveumam หลายเดือนก่อน

      ማራ እስከ ኰፍ ኣለዎ እዚ ኣክሰንቱ✌

  • @AliAbdilhadye
    @AliAbdilhadye 3 หลายเดือนก่อน +13

    ሰብለዋ ኣይዘኺ ተስፋ ድንሀኪ ቖልዓ የኺ ፈተና ገጣሚ ይኡ ይቅርታ ናፈላጣት ይኡ ጎበዝ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ገበረለይ ማዓረይ❤❤❤

  • @jaguarb6307
    @jaguarb6307 หลายเดือนก่อน +1

    The best hosting service from Tigray I don’t know if anyone agrees but he is for me.

  • @kalMHe
    @kalMHe หลายเดือนก่อน

    She has such a beautiful voice , I always listen to this song , much love from Eritrea!

  • @Etsaykebede
    @Etsaykebede 5 วันที่ผ่านมา

    Ewanawin tefetawi bahilawinetun zhalewe eyu emo bertieeee ❤💚🧡🙋‍♂️💚

  • @Calvinbrooks2019
    @Calvinbrooks2019 3 หลายเดือนก่อน +2

    @segudem Media, thank you for bringing this to light. This kind of transparency should be our cultural norm. Excellent interview with Artist Seble Kahisay.

  • @medid.454
    @medid.454 วันที่ผ่านมา

    Seble shikor

  • @christewelde2948
    @christewelde2948 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጽብቅቲ ደስ ትብለካ ንሳን ደርፋን❤

  • @AXUM13
    @AXUM13 3 หลายเดือนก่อน +4

    ዋይ አምላክ ይውሰድካ ሓሳድ ታይ ዓይነት ሰብ እዩ ዕድመካ ይሕፅሮ ኣጆኪ ሓፍተይ ኣብ ሂውት ፈተና ዘሎ እዩ ኣጆኪ ማዓር ድምፃ 😘ተስፋ ከይትቁርፂ መጀመሪያ ሰሪቃ እያ ሰሪሓቶ ሰሚዐ ንዕኡ ይድግፍ ነይረ ይቅርታ 🙏 ብጣዕሚ ለባም ኢኪ ዝኩሉ ካሲሪኪ ይቅርታ ምባልኪ

  • @user-fx6ys6yd6m
    @user-fx6ys6yd6m 3 หลายเดือนก่อน +19

    ዓሳዲ ትግራይ ❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ገበረለይ ማዓረይ❤❤

    • @user-fx6ys6yd6m
      @user-fx6ys6yd6m 2 หลายเดือนก่อน

      @@merhawitmuaz1619 እሺ ክገብረልኪ እየ። ኣበይ ኢኺ ትነብሪ ? ኣበይ ኣለኺ?

  • @janyraga5203
    @janyraga5203 หลายเดือนก่อน +1

    I love Raya accent, it’s the most sweetest Tigrigna accent

  • @user-fg7px6nr1p
    @user-fg7px6nr1p 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ ጥዕምቲ ላዛ

  • @akezaweldehawaryat6833
    @akezaweldehawaryat6833 24 วันที่ผ่านมา

    ፅቡቅተይ እንካዕ ብሂወት ተመለስኽልና ጅግናና 💞💞💞💞

  • @DanielZeru-bi4yp
    @DanielZeru-bi4yp 2 หลายเดือนก่อน +2

    መላእ ትግራይና አትስማዕ ዘላ ተፈታዊት ደርፊ ለለየ ለለውማ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-gf6hv2lx9w
    @user-gf6hv2lx9w 3 หลายเดือนก่อน +5

    ሰብልየ ጅግና የኺ ንቀፃሊ ብሸገ ግጥሚይ ዘማይ ሃምትመፅኢ ተስፋ ይገበር ክሳብ ሐዚ ዝፀነሐኪ ድግርም ዜማኺን እቲ ጥዑም ለዛኺ ግርም ዪ ዕድመን ጥዕናይ ይሀብኺ ዓሳድዋ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ገበረለይ ኣብ ናተይ ማዓረይ❤❤❤

  • @astro20400
    @astro20400 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ayzeki welelay kulu ygatim eu.❤❤ Kahsay Mesele i respect u from bottom of my heart.

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ገበረለይ ኣብ ናተይ ማዓረይ❤❤

  • @user-wk3ed4tr2q
    @user-wk3ed4tr2q 2 หลายเดือนก่อน

    ቃላት የለኝም እድሜ ጤነ ስኬት እመኝልሻለሑ

  • @TsegaHadush-l2i
    @TsegaHadush-l2i หลายเดือนก่อน +1

    ብቱ ላዛኩም ምድያ ምቅራብኩም ደስ ኢልኩምን ካልኦት ደረፈት ለ ካባኩም ይመሃሩ

  • @haftomabadi
    @haftomabadi 3 หลายเดือนก่อน +2

    ደቅ ዓደይ ፁሩያት ናይና መርኣያና ኹርዓትና

  • @user-dw5wn9dw8w
    @user-dw5wn9dw8w 3 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚ ዝፈትዋ ድምፃዊት ሰብለ ከሕሳይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-gc5ob3nk9h
    @user-gc5ob3nk9h 2 หลายเดือนก่อน

    Good voice ,and we expect your own work😮

  • @meresagirmay2637
    @meresagirmay2637 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጎብዙ ቐፅልሉ!!

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ገበረለይ ማዓረይ ኣብ ናተይ❤❤❤

  • @AbebaAbe-ru4fw
    @AbebaAbe-ru4fw 3 หลายเดือนก่อน +6

    ጥዑም ላዛኣቶም #ኣቱኖ❤ ኣትሞ ኣነለ እግዚአብሔር እንድሒር ፈቕድዎ ካብ ብቆልዓአይ ድምነዮ ይኡ ባህለይ ካኽብር ባአካዳድና ብዝተፈላለየ መንገዲታት ባህለይ ካዕብይ ዓለም ብዓለሙ ባህልና ክፈልጦ ንስርሕ ይና ብስላም መሬት ዓዲና ያርግፀና ጥራሕ ❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ገበረለይ ማዓረይ ኣብ ናተይ❤❤❤

  • @user-pd1wn6fi8y
    @user-pd1wn6fi8y 2 หลายเดือนก่อน +13

    እሺ ብመጀመርያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፅሩያት ትጋሩ አሕዋትና እሺ ካሕሳይ መስለ ሓዉና እስኪ ልከያኒ ከሙኡዉን ተጋዳላይ ጎቶኦም ገብሪየ አቅርበልና እልትቡሉ ላይክ ግበሩ❤

    • @Bahadnsani
      @Bahadnsani 2 หลายเดือนก่อน

      ፅሩያት ራያ

  • @tigraihagerey8246
    @tigraihagerey8246 2 หลายเดือนก่อน +2

    ደስ ዝብል ላዛ ክብረት ዘለዎ መዓር ኣፍም ❤ደቂ ራያ ዓደይ 🎉

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ገበረለይ ማዓረይ ኣብ ናተይ❤❤❤

  • @zamzammohammed9789
    @zamzammohammed9789 3 หลายเดือนก่อน +5

    ኩኩፍቶ ኣደይ ጋል ኣደይ ደኺ ወለላይ 😮ሰብለዋይ ድምፂ መረዋ ኣጀብ ላዛኩም ደስ ክብል እስኺን እሲኩም ትባሃሃሉ ተለው ምጥኣሞም ኣይዛኹም ራያ ትግራይና ንቅድሚት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ገበረለይ ማዓረይ ኣብ ናተይ❤❤❤

    • @zamzammohammed9789
      @zamzammohammed9789 2 หลายเดือนก่อน

      @@merhawitmuaz1619 እሺ ዝያዳይ

  • @gebeyaneshbeshah726
    @gebeyaneshbeshah726 3 หลายเดือนก่อน +2

    ፅቡቃተይ ደስ ክትብሉ
    ፅብቅቲ ድምፃዊት ናይ ክንደይ ሰብ ህሉፍ ህይወት ልትንክፍ እዩ ብጣእሚ ኢና ናድንቀኪ ሰብለ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ገበረለይ ማዓረይ ኣብ ናተይ❤❤❤

  • @user-up7jp9co9p
    @user-up7jp9co9p 3 หลายเดือนก่อน +1

    ካሕሳይ ዋ ብጣዕሚ የና ናመስግን ምኽንያቱ ድጠፈኡ ኣኽበርቲ ባህሊ ራያ ናብ መረበቶም ትምሊስለኻዮም ሰብለ ዉን ቓፅሊሉ ኣብ ጎኒኺ የና

  • @user-pk7xg8dn3t
    @user-pk7xg8dn3t 3 หลายเดือนก่อน +1

    አር ምጥዓምኻትኹም #ኣትኖ #ኣትሞ ይበል በእውነት። ወናይ ኻሕሳይ ዕጣቕ ካትገብሩ ህንደይ ምጥዓመ. ሰብለዋ ኾኾብ ራያና

  • @NgstiBerhe-rm8ro
    @NgstiBerhe-rm8ro 3 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ጥዑም ድምፂ እዩ ዘለኪ ናይ ባዕልኪ ግጥምን ዜማን ሒዝኪ ክትመፅና ተስፋ ይገብር

  • @AmonInfotainment
    @AmonInfotainment 3 หลายเดือนก่อน +5

    #ዳብ_ሰብለዋይ 😍😘😇
    ሓዩልኒ ፍቅሪ......ኣስካሕክሒኒ 🙄
    ናዙሓጋይ.....ሙቐት በርቲዑኒ 🌞
    ምሽይ ክብል....ድንሆ ኣሳሓይታ 💦
    ጥውይ ብልኪ.....ንዒ ብሸላሕታ 🤭
    ትጓጓይለ......ክኮነኪ ኩታ፣ 😇 ፍግም ልኣነ 🤗
    Åmøñ øfflínè ❤

    • @zaebakulu8553
      @zaebakulu8553 2 หลายเดือนก่อน

      Kid natey eya wa negirekaleku

  • @MTHA-ee1ym
    @MTHA-ee1ym 3 หลายเดือนก่อน +2

    ጡዑማት ደቂ ራያ ትግራይ ኩርዓት ትግራይ ኢኹም

  • @user-rz8iu5tx9w
    @user-rz8iu5tx9w 3 หลายเดือนก่อน +2

    ጡዑምቲ ላዛ ሰብለ❤❤❤❤❤❤❤

  • @AbebaAbe-ru4fw
    @AbebaAbe-ru4fw 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣይዘኺ ስብለዋ እስኺ ተስፋ ፅባሕ የኺ ብዙሕ ስራሕ ምስራሕ ትኽእል የኺ ተስፋ ከይትቆሪፅ ኣብ ህይወት ድነሆ ይኡ ፈተና በተለይ ጀማር ምኻን ብዙሕ ይኡ ዳምህረካ እዚ ካምህረኪ ዳኣ ካድንነኪ የብሉይ ስብለዋ ሓደራ #ካሕሳይ መስለ#ለ ብጣዕሚ ነመስግን ፈታው ባህሉ ፈጣሪ ይሓልኹም❤

  • @user-rx4dz3df2j
    @user-rx4dz3df2j 3 หลายเดือนก่อน

    Kahsay ብጣዕሚ የቀንየልና ወዲኖዋ ብዚ ቀፅለሉ
    ንሰብሊ ድማ long live በልልኝ

  • @TesfayBelay-i8q
    @TesfayBelay-i8q 16 วันที่ผ่านมา

  • @TFYGMYMIT
    @TFYGMYMIT 3 หลายเดือนก่อน +3

    ይመችኹም ጋዜተኛ ኻሕሳይ ምስ ሸገ ሓያም ራያ ሰብለ። Mr kahsay am so respect to u and seble,

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ገረልካ እየ ሳብስክራይብ ገበረለይ ኣብ ናተይ❤❤❤

  • @ararayinfotainment504
    @ararayinfotainment504 หลายเดือนก่อน +1

    ምንቀኛ ትግራይን ትግራዋይን ካብ ርሑቕ እይመፅእን። ኣጆኺ ዛሓፍተይ እዙይ ሚሒር ከጠንክረክን ክስሕለክን እምበር ከበሳብሰኪ የብሉን። ሓቂ እዩ! ዝኾነ ይኹን ሰብ ንዓኻ ከየፍቀደ ወይ እዉን ናይ ባዕሉ ኣምሲሉ ስራሕኻ ክጥቀም ከሎ የሐምም እዩ። ኣነ ከምዙይ ዓይነት ኣጋጣሚ ገጢሙኒ እዩ ማለት ንሰብ ግጥምን ዜማን ሰሪሐ ኣብ ስቱዲዮ ኣእቲናዮ። እቲ በዓል ስቱዲዮ ድምፃዊ እዉን እዩ። ስለዚ እቲ ናይና ንብዙሓት ኣዋርሕ ከይወፀአ ፀኒሑ። ካብኡ እዚ ወዲ ካብቲ ናተይ ግጥሚ ክልተ መስመር መሪፁ ከም ዘለዎ ወሲዱ ቅድሚ ሕዚ ዜማ ጥራሕ ሰሪሑ ቅንብሩ ወጊኑ ግጥሚ ሰሪሑ ንኽኣትዎ ኣቐሚጡዎ ንዝነበረ ናይ ኣምሓርኛ ስራሕ ከም ናይ ባዕሉ ስራሕ ጌሩ ተጠቒሙሉ። ኣብ ዝኾነ ይኹን ቦታ ሹመይ የለን። እዚ ወዲ መሓዛና ስለ ዝነበረ ነዚ ስሕተቱ ዝፈለጠ ኩሉ ፀሪፍዎ ይቅርታ እኳስ ኣይሓተተን። እዚ ዝብለኩም ዘለኹ ስራሕ ኣብ ዩቲዩብ ኣሎ። ኣድላዪ እንተኾይኑ ሊንክ ከቐምጥ እኽእል እየ። ስለዚ እቲ ቃንዛ ይርደአኒ እዩ። ሰብለ ሓፍትና ትብሎ ዘላ ሓቂ እንተኾይኑ ግን ግርማይ ብጣዕሚ እዩ ተሳሓሒቱ ይብል። By the way, ሓደ ናይ ሰብ ስራሕ ልዕሊ 25 ዓመት እንተኣቑፂሩ ናይ ህዝቢ እዩ ማለት ናይ copyright ሕቶ ተቐባልነት የብሉን። ምንም ይኹን ምንም ግን ክንድዙይ ዝኣክል ርሕቐት ከይዳ እንዳለመነቶ፣ እንዳኣኽበረቶ፣ ክሳብ AA ከይዳ ብሽማግለ እንዳኣለሽቶን ይቅርታ እንዳሓተተቶን ዘይምስማዕ 'ይቺ ለቅሶ ከፍየሏ በላይ ነች' ነገር ትመስል። ነዚ ውልቃዊ ሪኢቶ ክንድዙይ ግዜ ወሲደ ክፅሕፍ ዘገደደኒ እቲ ትብሎ ዘላ ሓቂ እንተኾይኑ ብጣዕሚ ስለ ዘብሽቕ እዩ። ብኻሊእ ኣገላልፃ ናይ ግርማይ ወይ ናይቲ ካልኣይ ወገን ሓሳብ ስለዘይሰማዕኹ ማለት እዩ።
    ዝኾነ ይኹን ግን ነዛ ኣምባሳደር ባህልና ዝኾነት ሰብለ ሓፍትና ኣበረታቲዕና ብናይ ባዕላ ኦሪጂናል ስራሕቲ ንኽትመፅእ ክንገብር ኣለና። ኣነ ዝሕግዞ ነገር እንተሎ ድሉዉ እየ።

  • @habegk3271
    @habegk3271 3 หลายเดือนก่อน

    For both of you thank you for your hard work & keep it up your outstanding efforts and performance.

  • @user-hq9pw6up8b
    @user-hq9pw6up8b 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ብሰላም መፃእኹሙ ኣይዛኽ ዓባይ ሰብ ❤❤❤

  • @user-ei5vt6xi2n
    @user-ei5vt6xi2n 18 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @diegrg4252
    @diegrg4252 3 หลายเดือนก่อน +3

    ቃፅልሉ ርእስኺ ከይትድፍኡ ኹሉ ፈተና ይኡ❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ገበረለይ ማዓረይ ኣብ ናተይ❤❤

  • @avrahamavraham4811
    @avrahamavraham4811 20 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @tomasfeshaye6319
    @tomasfeshaye6319 3 หลายเดือนก่อน +1

    My favourite seble shikorina keep up it sweet girl 🥰🥰🥰🙏🙏

  • @haftamuhaleselassie
    @haftamuhaleselassie 3 หลายเดือนก่อน

    number one media segudem media number one seble kahsay i like it

  • @user-tb6mk3vb7p
    @user-tb6mk3vb7p 3 หลายเดือนก่อน +2

    እኝኳዕ ጓል ዓደይ ኾንኺ❤❤❤❤👍👍👍👍👍❤❤

  • @AbiAyinekulu
    @AbiAyinekulu 28 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @estifanoskidane4650
    @estifanoskidane4650 27 วันที่ผ่านมา

    ሰብልየ ሓደጊዜ ኣብኤሜሪካ መፂኺ ሸርብትን ከተብልና ንፅበየኪ ብልፅቲ ወናም ሰብ ኢኺ ኣድናቕኺ እየ

  • @abrahamtekie1503
    @abrahamtekie1503 2 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ጸሓይ ዝኮነት ቆልዓ ❤

  • @user-eu1jm6gt7l
    @user-eu1jm6gt7l 2 หลายเดือนก่อน +1

    ራያቶት ❤❤❤ሸገታት ሰብለዋ😘😘😘😘😘😘😘😘

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ገበረለይ ኣብ ናተይ ማዓረይ❤❤❤

  • @Salama-n4j
    @Salama-n4j 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @user-xv8fu7xt9i
    @user-xv8fu7xt9i หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @dejenweldemichael4289
    @dejenweldemichael4289 2 หลายเดือนก่อน

    ሰብለ ካሕሳይ ጥዕምቲ ድምፂ ኣጆኺ ኣብ ጎንኺ ኣለና ❣️❣️❣️🙏📌

  • @fsehadesta9760
    @fsehadesta9760 2 หลายเดือนก่อน +1

    ግርማይ በላይ ከርና ትጨማልቑ

    • @DanaytFitsum
      @DanaytFitsum 16 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂

  • @user-ww9gu5ko9z
    @user-ww9gu5ko9z 3 หลายเดือนก่อน +10

    ካሕሳይ መሰለ ብጣዕም እና ንፈትየካ ❤❤ሰብለ ዓሳ❤❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራያብ ገበረለይ ማዓረይ ኣብ ናተይ❤❤

    • @user-ww9gu5ko9z
      @user-ww9gu5ko9z หลายเดือนก่อน

      እሽ❤

  • @Tsigeg12
    @Tsigeg12 2 หลายเดือนก่อน

    በርትዒ ኣብ ቀፃሊ ናይ ባዕለኪ ክትመፅእና ሺኮሪናታት ጥዑማት ላዛ💜💜💜

  • @hadushhaftu363
    @hadushhaftu363 2 หลายเดือนก่อน

    ፀሓይ ጕሓት የኺ💗ሰብለየ ጓል ኣቡኣ ጓል ኣምባሳደር መንገሻ ረዳኢ ካባኺ ብዙሕ የአና ንሕሊ!

  • @user-be6zm5ik8h
    @user-be6zm5ik8h 2 หลายเดือนก่อน

    ደቂ ዓደይ♥️

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ገበረለይ ማዓረይ ኣብ ናተይ❤❤❤

  • @shewittafere6061
    @shewittafere6061 2 หลายเดือนก่อน

    Good job our sister

  • @user-tp6rr4pw6s
    @user-tp6rr4pw6s 3 หลายเดือนก่อน +3

    ብትክክል ግርማይ ድገበሮ ሃምቲ ካብ ሰልበ ትቃበለክዎ ሓሳብ ናይ ሕስድና ናይ ቅኒእ መንፈስ ከምዝኾነ የመልክት ብሓቂ እዛ ቆልዓስ ብዙሕ ነገር ደኽማ ለፍዓ ዝሰርሐቶሲ ህንዲ ክሕግዛ ከምዚ ክገብር ኣይነበሮን!!

    • @DanaytFitsum
      @DanaytFitsum 16 วันที่ผ่านมา

      Ere ydfeayooo

  • @yosiefokbamichael9209
    @yosiefokbamichael9209 2 หลายเดือนก่อน

    Btaemi tesfa zelewa dmxawit qexlyo❤

  • @shirealene4436
    @shirealene4436 2 หลายเดือนก่อน

    ፅብቅቲ ስኒ ወለላ

  • @user-rr3pb2so9n
    @user-rr3pb2so9n 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ የና ድናኽብረኩም ክልተኹም ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም

  • @Geeztube21
    @Geeztube21 3 หลายเดือนก่อน +3

    ብዙሕ ክእለት ብቃዓት አይ ለለዋ በይዛካትኩም ብልተካአለኩም ዋላ ብሞራል አዮኪ አለናልኪ ብምዋል ሓግዝዋ ተጋሩዋይ❤

  • @EfremTekIuEfrem
    @EfremTekIuEfrem หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-wb8ry3cj6g
    @user-wb8ry3cj6g 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዓዲ ለተመስቀል እንድሕር ኸይድኹም ሓቂ ድዩ ካብ ውትድርና ንወዲ ራያ ኣፍቅራ ኣብ ራያ ትቅመጥ ነይራ ዝባሃል ሕተተልና ካስየ❤❤

  • @stanislavbozhikov9046
    @stanislavbozhikov9046 24 วันที่ผ่านมา

    አዎን በእርግጥ ጥሩ ዘፋኝ፣ ሁሉንም የበጎነት ምኞት ለአንተ/ለአንቺ። በፍቅር ከቡልጋሪያ።

  • @tsgabuhyete4517
    @tsgabuhyete4517 3 หลายเดือนก่อน +1

    Hello Seble , Ayzaki eza haftey btami yena nfotweki. Werki le bhawi tfotunu yeu dtkabere. For sure you will win , you are young with complete talent. Ms znabu abadi , haftom tsegay terta ab raya lul bota yeu dnheki. Respect your culture. You are better than everybody that is why they need to stand against you. Ezi hzbi gn ab gonki deam ab goni manm aykoney.

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 2 หลายเดือนก่อน +1

    I feel in love with seble wedmesele please tell her ❤❤❤

  • @alleyesonme303
    @alleyesonme303 2 หลายเดือนก่อน

    ሎሚ ፈሊጠያ ንመዸመርታ ግዘ ሰሚዐያ ደርፋታታ ጉይላ
    ጉማየ ክትብል ከላ በጣም ቆንዾ ጎበዝ ❤ I like you beautiful and I wish you all the best ❤

  • @tinatadele5319
    @tinatadele5319 2 หลายเดือนก่อน

    Don’t give up my sister challenge makes stronger. Just keep the great work. Things happen for a reason and take it as a positive step……much love and respect ❤
    Raya Adey💛

  • @selam801
    @selam801 2 หลายเดือนก่อน

    ሰብለዬ እንዲሁም ካሕሳይ ኽፎትወኹም❤😊

  • @Akezaabrha
    @Akezaabrha 2 หลายเดือนก่อน

    Kahsay meselle ❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤

  • @abaynirie7153
    @abaynirie7153 2 หลายเดือนก่อน +1

    እምባሕ በሉለይ ደቂ ትግራይ ዓደይ!!!!!

    • @Bahadnsani
      @Bahadnsani 2 หลายเดือนก่อน

      ደቂ ራያ

  • @RoziRozi-yx1dr
    @RoziRozi-yx1dr 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ጡዑማት ኣትኖ❤ኣትሞ💗😍

  • @MarsLOVE-hi6he
    @MarsLOVE-hi6he 3 หลายเดือนก่อน

    አይዘኺ ሰብለየ❤❤❤ ቑፅራ ዘለኩም ሰባት ሓሞኹም አቕሙጡለይ❤❤❤

  • @user-mn1yj2hh9u
    @user-mn1yj2hh9u 2 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ድፎትያ ሰብለዋ❤❤

  • @jafeerrani5730
    @jafeerrani5730 3 หลายเดือนก่อน +1

    ስብለ ካሕሳይ ጋል ኪክፊቶ ደየኣ አነ ጋል ሞኾኒ ያአ ትመስለን ድነበረ ጥዕምት ❤❤❤❤

    • @user-wb8ry3cj6g
      @user-wb8ry3cj6g 3 หลายเดือนก่อน +3

      ክኩፍቶ እና ሞኾን ኣፋላለይ ኮ የብሉይ

    • @HenokDerbew
      @HenokDerbew 3 หลายเดือนก่อน +2

      No difference between them bro all of raya....

    • @user-dp4ge3xb9u
      @user-dp4ge3xb9u 3 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂ሞኾኒይ ኩኩፉቶይ ብብሕቱ ደየኡ ዲኾኑሎ ኸዝ ወይ ጉዱ😂ቓኑኹም ሓድሽ መንደርይ ማርሳይ ከይትፈላሉዩ ዩኡ ዳፍርሕ

    • @user-dp4ge3xb9u
      @user-dp4ge3xb9u 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@HenokDerbew👍💝

    • @user-on3uj6jk1j
      @user-on3uj6jk1j 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@user-dp4ge3xb9u😮😮😮😂

  • @AaAa-kq7kh
    @AaAa-kq7kh 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤

  • @TadeEbayRayatube
    @TadeEbayRayatube หลายเดือนก่อน

    ሰብለዋይ ጂግና ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zayid5204
    @zayid5204 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጥዕማት ላዝ ደቅይ ዓደይ💊

  • @gessesesamuel1562
    @gessesesamuel1562 2 หลายเดือนก่อน

    Nice Thanks

  • @yonasdebesay8350
    @yonasdebesay8350 2 หลายเดือนก่อน

    ቃላት የብለይን ንሰብለ ዝኸውንሲ ❤❤❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ገበረለይ ኣብ ናተይ ማዓረይ❤❤❤

  • @hilufgirmay5315
    @hilufgirmay5315 3 หลายเดือนก่อน

    ደስ በሃሊ ቃለ መሕተት

  • @felemaymeb7294
    @felemaymeb7294 2 หลายเดือนก่อน

    Best

  • @gebremichaelgebru5538
    @gebremichaelgebru5538 หลายเดือนก่อน +1

    Chele Dimstawit

  • @user-mo3zw3lb3j
    @user-mo3zw3lb3j 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ሸገታት ደስ በሃሊ

  • @Mimisyum2813
    @Mimisyum2813 2 หลายเดือนก่อน

    ሰብለዋ ጥዕምቲ ድምፂ 👍👌❤️❤️❤️

  • @Calvinbrooks2019
    @Calvinbrooks2019 3 หลายเดือนก่อน

    Beautiful sight! Seble is as wise as she is beautiful.

  • @birhanugesese8746
    @birhanugesese8746 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤እንኳዕ ብሰላም መፃእኽልና ኽብርት እና ብልፅት ጓል ዓድና እንኳዕ ብኽብር መፃእኽልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GigiMan-ev1ls
    @GigiMan-ev1ls 21 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @simretberhe9818
    @simretberhe9818 2 หลายเดือนก่อน

    ዛምበይተይ ❤❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ገበረለይ ማዓረይ ኣብ ናተይ❤❤❤

  • @user-vh4ov2mx9j
    @user-vh4ov2mx9j 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዓሳዲ ትግራይ❤❤❤❤

  • @user-we7ku5gi4p
    @user-we7ku5gi4p 3 หลายเดือนก่อน

    አይዞኽ ሰብለ ካሕሳይ ብጣዕም ሸገ ሰራሕ ይኡ ድትሰሪሕለኽዮ ። ድ ግርማይ ምኽባሪኽረ አድንቀክ እሱ አብድቅፅል ሰራሕኽ ምድሕግዘክ ተሰፋ ይገብር ዳብ ልበናኡ ይመለሰ

  • @user-zx6vl3zu7i
    @user-zx6vl3zu7i 3 หลายเดือนก่อน

    Brother I your hosting!!!!