Just wow broooo this is fire just amazing no words to express ☘️☘️ Raya is getting back you should be proud all eyes are on Raya if you focus at this time . Broooo Raya is different Love Raya Love Tigray Bless you Tigray ♥️☘️
I cant stop listening dear Seble! The color you have is amazing! That boy reminded me of my childhood life and was just waiting for you to have an eye contact in some point culture 100% and the details are perfect director 100% Camera quality 100% It deserves Millions of views
I Have Not Words ! እጅግ የሚደንቅ ስራ 🙏 ደይፅገብ ቱባ ባህልና ባህሊ ራያ ራዩማ 😍
ቃዲምኻን😂
❤❤❤
ህበይ ብትግርኛ ልይትፅሕፍ ተልፋስ መምሰሊ
ብትግርኛ ተፀይፍካ ድዩ ብጎንደርኛ ትፅሕፍ ከመካ ድራዝ ግን የረአኩን መሕፈሪ🙄🙄😏😏
የራያ ሸገ❤❤
እት ደርፊ ዋላ ድጋሜይኹን ብጣዕም ፅቡቕ ስራሕኡ ባህል ራያ ወጀራት ድገለፅ ቐፅልሉ ሰብለየ❤😊
መዝክርታ ነባር ተጋዳሊት ለተመስቀል ሞት ሓያል ላዛና ጡዕሙ😢😢🙏
Gut kaka gemacht
ብሓቂ😢
ራያ ናይ ትግራይ 🇪🇷❤❤💛💛🤘🤘
🥰💛❤💙🇪🇷
❤❤❤
❤❤❤
💖💚💙 ዕበብ ዕንባባ ሸጋ ምልጭ ቁንጂና መርዓት ቀደም ወዜሪት 🇪🇷👍👍👍
❤❤❤❤
ተጋሩዋይ ንዑ ሓፍትና ነታባበዐያ❤
ججج😊😢ذذ٠٠٠0ذذذ٠ذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذ٠٠٠ذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذ😊ذذ٠❤😊❤😊ججذذذذذذذ٠٠جذ
@@ahmedbakeit8001ተተሀተተሀተሀተተሀሀተሀሀሀተተሀ።ሀተሀሀሀተሀሀሀሀተሀተተሀተሀተሀሀተተሀሀሀተተሀሀተሀተተሀሀሀተሀሀተተተሀሀተሀተተሀሀተሀተተሀሀተተሀተተተተሀሀሀ።።ተሀተ፡ሀሀሀተተተሀሀተሀተሀሀሀሀሀተሀተሀሀተሀተሀሀሀሀሀሀሀተሀተተሀሀሀሀሀሀሀተሀተተሀሀሀተሀሀተተተሀተሀሀሀተተ።ተሀሀሀተሀሀተሀሀሀሀሀሀሀሀሀ ሀተሀሀተተተሀሀሀ ሀሀሀተሀሀተሀሀሀሀሀተሀሀሀሀሀሀተሀሀሀሀሀተሀተ ሀተሀተሀሀሀሀሀሀ ተተሀተተተሀሀሀሀ ሀሀሀተሀተሀሀተሀሀተሀተተሀሀተሀተሀሀሀሀሀሀሀ❤ሀሀሀ ሀሀ።ተተሀሀሀተሀ።ሀሀተሀሀሀሀተሀሀሀሀሀሀተሀሀሀሀተሀሀሀሀሀሀተሀሀሀሀሀተተተተሀሀሀ።ሀሀሀተተሀተሀተተ።ሀተ❤ሀሀሀተተተሀሀሀሀሀተተሀ፡ሀሀተተሀሀሀሀሀሀሀ።❤ተ።ተ፡ተተ፡ሀሀተሀሀሀተተተሀሀሀሀተተተተተ።ሀሀተተሀተሀሀ፡ሀሀ።❤ሀተተተሀ።ሀሀሀተተተሀሀሀተ።ተ ሀተሀሀሀ።ሀሀሀተሀሀሀሀተሀሀተሀተሀሀሀሀሀሀሀሀሀሀተተሀሀሀተሀሀተተሀሀሀሀተሀሀ።ተተተሀሀሀሀ ተሀሀሀሀተተተሀሀሀሀተሀተሀሀተሀሀተሀተሀሀሀሀ ፡ሀተ።ሀ።❤❤❤❤❤❤
ይፈትወኪዬ❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሰይይይይ ሰምዕኻ ደይፅገብ ብድምፃዊት ሰብለ ካሕሳይ ❤ላዛ ራያ ባህል ራያ ርእኻይ ሰምዕኻይ ደይሙነይ ይዕስ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም ኣሕዋተይ ደቅ ሓመድ ራዩማዋ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አታ ህንደይ ደስ ይብል እት ባህልና ሰምዕካ ደይሙኖ ደርፍ ቆፁሉሉ እስት❤💛❤💛
ኻብድና ሕቁንቁንዶ ኣብልኹምናይ ለለ😢ደቂኖዋ ባህልና ኣጥዕዩ ድገልፅ ስራሕ ቃፅልሉ ሰብለዋ ዓሳዲ💚💚
ሸገ ስራሕ ምስ ጡዑም ድምፂ ምስ ፁሩይ ክለፕ በርቱዑሉና ራየቶትዋዬ❤🎉 ድሓፍትና ለተመስቀልለ ነብሳ ኣብ ሕቁፊ ቅዱሳን ያንብረልና ምስ ግዜ ደይሽርሸር ዱሙቕ ድበለ ስራሕ ሰርሓትልና ሓልፋ💔🙏
ናይ ብሓቂ 💖💖💖💛💛💛🌽🍀🍃🌴
እንኳዕ ብሰላም መፀእኺ ብደሰ ድብል ድምፅኽይ ደሰ ድብል ድባህሊ ራያና ድገልፅ ሰራሕ ይኡ❤❤❤
ኣቤት ድምጺ ቃሕ ምባሉምንም ዝጎደሎ የብሉይ መኣር ኣዲኣ ቀጽልሉ ኣነስ ተተመሊሰ እየ ዝሰምኣ ለተመስቀልዋ ነብስ ይምሓር ተጋርዋይ ባህልናን መንነትናን ንኣቅቦ❤❤❤❤❤❤
ተጋሩዋይ ኣቲኩም ኣታባብዕዋ ቀፅሉሉ ጋል ትግራይ ሽኮር😍😘😘
እሰይ ራያ ዓደይ ባህልና ሸገ ሰላም ድትግራይና😢❤❤❤❤❤❤❤
ኣይዋይ ለለ ናፍቀእንበር ተጋሩዋይ እስኪ ይመችኩም ጡዑማት ላዛ💊💊💊😥❤❤❤
እንደኔ ከtiktok የመጠ Like ያርግልኝ🌾💚
ኣቤት ድምፅዋ ስያምር ከድንቅ ስራጋ💜👸💫
ሯዝ😊😊😊😊😊😊ዞዞዞ
ሯዝ😊😊😊😊😊😊ዞዞዞዞ
መሰሉሉለመሰሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉለሉሉሏሉሏሏሏሉሉ
ፅቡቅ ክሊፕ ፅቡቅ ድምፂ እዩ እኒኤኪ ና ባዕልኺ ድረፊ ማዓረይ ራያ ራዩሟ ጥዑማት ላዛ ❤❤❤
ገራሚ ስራሕ ሰብለ ዋዕሮ ትግራይ በርትዕልና ማዓረይ ናተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ገራሚ ድኸነ ስራሕ ብጣዒሚ ይኡ ደስ ብሃሊ ቓፅሉሉ ሃመዚ ድበለ ነብሲ ድንሀዎ ስራሕ ስሩሑ ❤❤❤
ደሰ ዝብል ድምፂ ዋዕሮ ጓል ትግራይ ጅግና❤💛❤😍😍😍
ቀፅልልሉ ባህሊ ራያ ብጣዕሚ ዝፈትዎ ሰላም ንኹሉ ትግራዋይ ❤❤❤
አቦ ተባረኪ የድምጿ ውበት ከልጅቷ ቁንጅና ጋር 👌🥰
ሰይ እነኳዕ ብደሓን መፃእኹም ፅቡቕ ሰራሕእዩ ቀፅልሉ ደቂ ራያ🌎🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ዳግማዊት ዛፉ ኪሮስ ኢለኪ ኣለኹ ኣንቲ ጥዕምቲ ላዛ! ጉማየ ከማይ ዝፎቱ ኣለዶ?! ❤💛💛❤❤💛💛❤💛
ኣፍቂረ ኣለኹ። ልበይ ሞሊቓ! ትደርፊ ምሳይ ይኸይድ ❤💛❤💛❤💛😻😻😻😻😻
እሰይ ፅቡቅ ስራሕ ይብል ንእሽተይ ለተመስቀን ተባረኩታ ተጋሩዋየ ነትባብዐዮም እዞም ኣብ ባህልና ዓውዪ ታራ ልድጫወትለዉ🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍😍😍😍😍
ምን እንደምትል ባይገባኝም ውስጤን በላችው 😢ድምፅዋ❤❤❤❤❤
ኣሰይይይ ምቅርቲ ጥዑምቲ ድሚፂ❤እቲ ባህልና ክንደይ ደስስስስ ይብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ኩቡራት ኣሕዋትና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ካብ ቲክቶክ ዝመፃኩም ላይክ ፀፊዕኩም ሕለፉ❤❤❤
ፋቕዕ እንታይ ማለት እዩ?
ናፊቀ ማለት እዩ @@samgeb1577
አሰይይይይ ይበል ድምፂፂፂፂ❤❤❤❤❤ እዚ ባህልናስ ክንደይ ምጥዓሙ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመልሰልና❤❤❤❤😢❤ራዩማየየየየ❤❤❤❤❤❤
ኣቤት ድምፂ ተጋሩዋይ ፉሉያት ፍጥረት❤❤❤
raya shih amet niberu halalat
ብጣዕም ደስ ዝብል ስራሕ ቃፅሉሉ ዋዕሮ ትግራይ ❤️💛🥰
ኣሰይ ደስ ዝብል ድምፅይ ተጋሩዋይ ጥዑማት ላዛ❤❤
ነጋስ ሓወይ ጥዑም ግርማ ሃም ኣየታቱ ❤ብዘይ ኣፋላላይ ኹሉኹም ደቅ ራያ ትስረሕለኹሞ ስራሕ ደስ ብሃል ስራሕ ዩኡ ቃፅልሉ❤
❤
ኣሰይ ደስ ዝብል ድምፅይ ተጋሩዋይ ጥዑማት ላዛ 💛❤💛❤💛❤✅️
❤❤❤❤❤❤😂
ናይ ብሓቂ ደቂ ዓድና ቃፅልሉ ባህሊ ራያ ይድመቕ ይዕበ ወርቂ ድኾነ ባህልና ማዕረግ ትግራይና 💊💊🍀🌴🍃🌽✌👌
😂😂😂😂😂 raya baheli tigre 😂😂😂 besmam
@@TigistTakeleAdmasuኣማራ🦓🦓😂
@@AaA-nq7il adgi agame 🫏🌵🫏🌵komalt
@@TigistTakeleAdmasu 🤣🤣🦓🦓🦓🦓
Zgerm srah selu haftey ❤✌️
ፅቡቅ ስራሕ ዝሓፍተይ ጡዑሙቲ ድምፂ እሰይ ባህሊ ራያና ደስ ክብል ♥️ሰ
ሙሉእ ሰላም ንዓድናን ህዝብናን💊🙏
እዋይ ኻብድና ሕቁንቁን ኣብልኽሞ ደቂ መይዳ ራዩማ❤ 💚
ፅቡቕ ባህሊ ራያ መግለፂ ደርፊ። ብፍላይ ኣብ ኣችቲንግን ኣልባሳትን ይነኣድ።
ዋው !!!! ግሩም ነው ፡እስካሁን ከተሰሩ የራያ ራዩማ ቪድዮዎች ልዩ የሆነ ፡ትክክለኛውን የራያን ባህል ያንፀባረቀ ስራ ነው ፡እጅ ይባርክ ያስብላል ፡❤ዛሬም ነገም ራያዬ ትድመቅ !!
tgrgna Please 🙏
ናታኮ ኣይኮነን ለትሸይ ዝደረፈቶ እያ ደጊማቶ😮
❤
ኣሰይይይይይይ ራያ ዓደይ ትግራይ ብጠቅላላ ኩሉ ዝሃርፋ ተናፋቂት❤❤❤❤
Wow what amazing song ❤
ሰሚእኻዮ ዘይምኖ ይበል መልክእ ይበል ድሞፂ❤ አታዮ ተምርእያተንዶ ይኾና? እዋይ ቁንጅና ጋልዓደይ ራያ ሸገ ዓሳዱ❤❤
ያዕስ ደስስ በሃሊ ላዛ
ተፈጥሮኣዊ ኣገላልፃ ባህሊ ራያ ብትኽክል ኣብዚ ደርፊ ርእየዮ። የቐንየልና ሰብለ። ድምፅኺለ ጥዑም ሰምዕኻዮ ደይፅገብ። ብሩኽቲ ኹኒ እዛ ጓለይ። ኣከዳድና፣ ኣመራርፃ ቦታ ኹሉ ሙሉ ደስ በሃሊ። ቓፅልሉ።
🥰🥰🥰 ምዓረይ ቃሕ mebaleke
ሽገ ስራሕ ይኡ ቃፅልሉ ራዩታት እስይ ጥዕማታ ላዛአ ፍቅዕድ ለላ ቃስቅስኽልናይ አይይይይ ራያ ዓደየ ደይሙነ ባህልና ጥዑም😘😘😘😘😘😘😘😘
ለተ መስቀል ነብሳ ይምሓሮ she will be proud of you. Keep shining our new star 👏👏👏
ዋውው ደስ ከበል ባህልና ራያ ትግራይ ❤💛
ሸገ ስራሕ❤❤❤❤❤❤
እሰይይይ እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ክቡራት ኣሕዋትና ጥዕሚት ላዛ ቀፅልሉ ጀጋኑ ተጋሩ ❤❤
❤❤❤Amazing music with video production ❤❤❤❤
Just wow broooo this is fire just amazing no words to express ☘️☘️
Raya is getting back you should be proud all eyes are on Raya if you focus at this time .
Broooo Raya is different
Love Raya
Love Tigray
Bless you Tigray ♥️☘️
Wooooooow l love you raya ትግሪይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ገለ ዓይነት ስራሕ I love it !! ❤❤❤ 💛💛💛
ዋውውውው ብጣዕሚ ደስ ዝብል🥰🥰💛❤
ባህልና ከተበርዝ ከመዝ ከስራሕ አለዎ ራያ ትግራይ ዓደይ ፅብቅተይ ሓፍተይ 😘😘😘😘😘😘
💥💥💥ደስ ዝብል ስራሕ💥💥💥
ተስፋ ኣለን ኣብ ልዑል ደረጃ ትብፅሕ ብጣዕም ፍሉይ ድምፅ ኣለክ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Edmen tenan yhabki hasab lbki yesmrelki amlak Haftey mearey Ajoki Forsa endiyamo ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ሰይ ሰይ ደቂ ራያራይማ ደቂ ዓባይ ትግራይ ኣጆና ኣጆኹም ዋዉ ፅብቕ ስራሕ
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ስራሕ የኡ ይበል ባህሊ ዓደይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ውይ ውይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ❤❤❤
ኣሰይ ደቂ ትግራይ ራያ ዓደይ እቲ ባህልና ኮ ደስስስስ ክብል 💖ብዝተረፈ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ😍
ኣነ ጋል ኣፅቢ እየ ግን ብናይ ራያ ደርፍ ፅልልልል እኻዕ ናትና ኾንኹም ኣቲ ጡዑማት ላዛ😍❤❤
ሸገ ስራሕ ባህልና ባህሊ ራያ ብዙሕ ይኡ ደይሙነ ላዛ ቓፅልሉ ሸገዋ ❤❤ ኹልኹም አሕዋትና ባህልና አብ ምፍላጥ ድትገብርለኹሞ ፃዕሪ ኽብር ይግበአኩም ብጣዕሚ 🙏😘😘😘
❤❤❤ይዕስ ፅብቅ ስራሕ ቃፅልሉ❤🎉
አቤት ድምፅ እግዚአብሔር ይጠብቅሽ❤❤❤❤
አረ የትርጉም ያለህ እህ ራያየ አቤት ቀረፃ በእውነት ምርጥ ስራነው አየ ትዝታየን ሁላነው የቀሰቀሰብኝ ቋንቋውን ባልሰማው ቅንብሩ💚✌️
ኩሉ ሙሉ ፅሩይ ዶኾነ ባህሊና ድሓዘ ምስ ጥዑም ድምፂ እዩ በሪትዒ ሓፍትና ሰብለ ካሕሳይ ፍትዉት ዉ አብለኪ❤😘😘
4ግዜሪአያኣለኩ
This gives me goosebumps🥹
መኹረዕት ራያ ናባዕልና, ጥዑምት ደምፅ
keep promoting our unique culture 🌽😍
❤❤❤💛💛💛👑👑👑👑ምዓረይ
ትክክለኛው የራያ ራዩማ ባህሊ ርእኻ ዘይፅገብ ቓረፃ ቓፅሉሉ ኣይዞኽም ወጣት ራያቶት ❤❤❤❤
መንእሰይ ራየቶት
በርትዑ ራያና
ደሰ ዝብል ቅፅለሉ ደቅ ራያና💚
ኣሰይ ማዓረይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኽ ጥዕምት
ኣሰይ ደስ ዝብል ድምፅይ ተጋሩዋይ ጥዑማት ላዛ
ድቅ ራያ ክፍትወካ ማዓት አንኳዕ በሰላም መፀእኺ ብደሰ ድብል ድምፅ❤❤
ኣስልታታታ ደቅ ራያ❤❤❤❤❤❤
ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅልሉ ኣለና ኣብ ጎንኺ ናተይ❤𝑴𝒀 𝑳𝒐𝒗𝒆 𝑹𝒂𝒀𝒂 𝑨𝒅𝒆𝒚🌾🌻💚
ምን ቋቋዉን ባላቀዉ ሽግዜ ደጋግሜ ሰማሁት በጣምነዉ የመወዳችሁ አራያ ዉች 😍😍😍😍😍
ትግርኛ ባልችልም ራያን አሳምረሽ ያሳየሽበት ስራ ነው❤ I love it
❤❤ age d Dr
Waw waw waw hiwet zelewo srah, zbelexe srah ktekrblna edmen tenan yhabki Seble shkor Ertrawi hawki eye ❤❤
ዕድመኹም ይንዋሕ ዘርእኹም ይብዛሕ ራየቶተይ..!!!
አኹሩዕኹማና ነኹሙዋ ዳኹርዕ ይሀብኹም...👍👍
ጓል ዓደይ ጀግና ጓልራያ 🔥❤
ካብ ቲክቶክ ናጎየየ ልመፀ ❤❤❤ሰይ ኣቤት ድምፂ ❤❤🌹
ከመይ ድየ ዝፈትወኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Migerm sira Shege Rayeteyti😍
ዋው ደስ ዝብል ስራሕ ተታክኢት ለተመስቀል 🥰🥰🥰ድምጺ 100% ክሊፕ 100% ዜማ 100%❤️💛🙏🏼
መን ፈቂዱላ ሰሪሓቶ እዚ ደርፊ ኩሉ ናይ ለተመስቀል እዩዋ
ድምፅኺለ ምስ ናይ ዛፍ ኪሮስ ኣለማየሁ ይመሳሰል ♥️♥️♥️♥️
good job 👍👍👏👏👏👏💋
የኔ ጆግና ቀፅሉሉ ደቂ ሓላል መርየት 🥀🥀🥀🥀🥀🥀💋💋💋💋🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ራያና💙😍
እሰይ ሰላም ንተጋሩ ፅብቅ ሰራሕ ቀፅሉሉ❤❤❤
ኣሰይ ደስ ዝብል ድምፂ ተጋሩዋይ ጥዑማት ላዛ💙🥰
እንኳዕ ብስላም መፀእኺ ማዕረይ ፅብቅ ስራሕ❤❤❤❤❤❤❤❤😊
ሸገ ስራሕ 😍😍😍😍
በርትዒ ምዓረይ ቐፅልሉ ፅቡቕ ሰራሕ❤❤❤❤
I cant stop listening dear Seble! The color you have is amazing! That boy reminded me of my childhood life and was just waiting for you to have an eye contact in some point culture 100% and the details are perfect director 100% Camera quality 100% It deserves Millions of views
ፅብቅ ስራሕ ቀፀለሉ ጋልኖዋ❤🥺