ไม่สามารถเล่นวิดีโอนี้
ขออภัยในความไม่สะดวก

ኩሉ ዝምህር ቀሺ ሓደ ድዩ? ጓል መፅሓፍ ቅዱስ ክትሕዝ ፍቁድ ድዩ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 มี.ค. 2022
  • #smile #ሰላምፀጋይ #selamtsegay #ኦርቶዶክስ_ተዋህዶ #tigray

ความคิดเห็น • 561

  • @user-ik2xx9vu4c
    @user-ik2xx9vu4c 2 ปีที่แล้ว +121

    ነዛ ኮመት ተንብቡ አብ ዘለክምወ ቅዲስቲ ዲንግል ማርያም ትሓልኹም ምስ ዝናፍቅክምወ ስብ ተራክብኹም 🥰😥🌺❤️ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ስሉየይ ቀፅልዮ🌺♥️ ግን እቶም ቀሽሽ ገሪመሙኒ ምክንያቱ ጎይታናን መዳሃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ደሙ ብቅርሺ ዘይኮነ ብነፃ እዩ ዘፍስስልና 😥 ንሕና እዉን ዝኮነ ይኩን ብቅርሺ ክንሸጦ ክንዕዲጎ የብልናን ኦርተዶክስ ተዋህዶና ኹሉ ብናፃ እያ ትፍቅደልና🥰 እቶም መምሃረን ክዓ ብዝሓት አለዊ ጌጋ ትምህርቲ ዝምህሩ 😣 ብዝሓት ክዓ አለዊ ትክክለኛ ዝምህሩ ♥️ ንአብነት መጋቢ ሃዲስ ) ማሕበር ቁድስ ያርየዲ ) ስልጠን ከስተር ) ፍተዉ አበዉ) ሩፍታ ልበይ) ወዘተ🌺♥️ እታ መፃሓፍ ዝበልክያ ሓቲተ ካልአይ ኮሞንት ከቅምጠልኪ የ።

    • @Abitesfay672
      @Abitesfay672 2 ปีที่แล้ว +2

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @tesfamichaelsolomon138
      @tesfamichaelsolomon138 2 ปีที่แล้ว +2

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @user-xe4gq4gg7w
      @user-xe4gq4gg7w 2 ปีที่แล้ว +3

      አሰይ ክንደ ሰብ እባእዩ ዘሎ ናይ ልብካ ዝፈልጥ ፀጉኡ የብዝሕ ልኡል እግዚአብሔር አምላክ ክብርተይ

    • @user-ik2xx9vu4c
      @user-ik2xx9vu4c 2 ปีที่แล้ว

      @@user-xe4gq4gg7w 🥰❤️

    • @abubokkor9132
      @abubokkor9132 2 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-ni3jh5un6i
    @user-ni3jh5un6i 2 ปีที่แล้ว +11

    ሰላምኪ ይብዛሕ ሰሉ ሓፍተይ
    እቲ ትብልዮ ዘለኪ ብዙሕ ጌጋ ኣለኪ ዝሓፍተይ
    ንዝረክብካዮ ቀሺ ባርከኒ ኣይባሃልን ትፈልጥዮም ደቂ ዓድኪ ወይ ኣባት ንሳሃኪ እንድሕር ዘይብልኪ ደማ ናይ ወለድኪ ኣባት ንሰሃ ገይርኪ ክትንስኪ ወይዉን ክትባረኪ ነይሩኪ።
    ከምኡዉን መፅሓፍ ቅዱስ ፔሬድ ናሃለወካ ነብስካ ተሓፂብካ ምንባብ ምንም ሓጥያት የብሉን። ታይኮይና እያ ጓልኣንስተይቲ ፔሬድ ናሃለዋ ቤት መቅደስ ዘይትኣቲ ዝብል ቤተ ክርስትያንና ብጀካ ናይ ኣምላክናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ናይ ካሊእ ደም ኣይትቅበልን።ብምቅፃል ክትፈልጢ ተደሊኪ ምስ ኣቦታት ትሕት ኢልኪ ተምሃሪኢኪ ዝሓፍተይ።

  • @user-kz3ov3ju4w
    @user-kz3ov3ju4w 2 ปีที่แล้ว +21

    ሰላመይ ኣደታትና ኣይማሃራን ነረን ትብሊዘለኪ ኣደታትና በቱ ሽዑ ግዜ ተመስገን እለን እንተሰርሐን እንተደቅሰን እኩል እዩ ምክንያቱ ንፁህ ልቢ ነሩወን ።ዳኬራ ሳዕስዕት ክዳንካ ቃድድካ ምካድ ቅድሚ መራዓ ዝሙት ኮታስ ቡዙሕ ነገር ኣይነበረን ሐዚ ግና ኣንሕና ቃል ኣምላክ እንድሕር ዘተማሃርና መፃሓፍ ቅዱስ ተዘይ ኣንብብና ናብ ኣቦታትና ቃርብና ተዘይ ተምህርና ክንጠፍእ እና ኣብዙ ሐዚ ሳዓት ሓደ ዘይ ኣማኒ መፅኡ እምነትኪ ታይ እዩ ታይ ማለት ከ እዩ እተእሉና ታይ ንምልሰሉ እና ክንፈልጥ ግዴታና እዩ ማዓረይ ኣብ ዓዲ ለይንማሃር ነርናስ ኣብ ስደት ድና ክንማሃር ዝበልኪለ ኣብይ ኣለኩም እበር ኣበይ ነርኩም ኣይብለናን እግዝአብሔር ኣምላክ ዝያዳይ መፃሓፍ ቅዱስ ክንሕዝ ክንፈልጥ ክነንብብ ግዴታና እዩ
    ተዘይ ተምህርና ተዘይ ኣንብብና ካዓ መን እዩ ሓቀኛ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዝምህር መን እዩ ከ መናፍቅ ቀልጥፍና ክንፈልጦም ኣንክእልን እና
    መንፈሳዊ ትምህርቲ ዝምህሩ ኣቦታትና ትግራይ ይሰሱንልና ኣንሕና ከንጠፍእ

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ወለላይ❤❤

  • @user-ro6qz5tk3x
    @user-ro6qz5tk3x 2 ปีที่แล้ว +76

    በሰም ሰላሴ ሰላምኪ ይብዛሕ ሰላም ሓፍተይ!
    መማሃሪ ኢልኪ ምቅራብኪ ፅቡቅ እንድዩ ግን ሰላመይ ካብ ተቃዳዲምና እዚ ከምዚ እዪ እዚ ገለ ክንብል መጀመርያ ንመርምር ንፍለጥ ንማሃር ኣብ ትሕቲ ኣቦታትና ንወደቅ ካብኡ ኣይንኡ እዪ ጥዑ ኣይንኡ እዪ ሕሙም ካዓ ንፈልጥ ኻብኡ ካዓ ጋል ኣንሰተይቲ ንፅህቲ ኣይኮነትን ኢልኪ ይርደአኒ እዪ ግን እዚ ኣብ ቡሉይ ኪዳን ዳኣ እምበር ኣብ ሓዲሰ ኪዳን ኩሉ ማዓረ እዪ ወዲ ኮነ ጋል ርሳሓት ዳኣምበር ሓጥያት ኣይኮነን ርሳሓትን ሓጥያትን ብደምቢ ይፊላለ እዪ ርሳሓት ብማይ ሓፂብካ ዝከድ እዪ ሰለዚ ምንም ነገር ዘይፈለጥና ሱቁልና ዝሓዝና ዘይብልና ኣይንዛረብ መፃሓፍ ቅዱሰ ጋል ትሕዝ ድያ ኢልኪ እሰከ ክሓተኪ ሰላመይ ሓደራ መልሰለይ መፃሓፍ ቅዱሰ ሰእሊ ኣድህኖ መሰቀል እንታይ ኣፊላላይ ኣለዎም⁉️
    መሰቀል ኣብ ክሳድና ኣሲርና ዶ ኣይኮንናን ዕንድር ንውዕልለና ሰእሊ ኣድህኖ ኣብ ቅድምየና ናሃለዎ ዶ ኣይኮነን ንሓሚ ንሑሲ ኮታሰ ኩሉ ነገር ሓቂኪ ኣለኩ ኩሉ ርእሱ ናንጠምጠመ ቀሺ ማለቶ ኣይክነን ክንደይ ኣለዉ መናፍቃን መሳሓሐቲ ግን ንመርምር ካብ ኢድካን እግራካን ኣሪምካ ሱቅ ንማሃር ንኩሉ ሳዓቦ ነቲ ሰናይ ሳዓቦ ንኩሉ መርሚርና ፈሊጥና እቲ ዝጠቅመና ንውሰድ እቲ ዘይጠቅመና ንግደፎ ብማዓልቲ ንእሰነታትካ ፈጣሪካ ዘክር ይብለና መፃሓፍ ቅዱስና መፃሓፍ መክበብ 12-1 ሰለ ቃሉ ይክበር ይመሰገን ጎይታ መዳሃኒኣለም✝️ኣብ ሰደት ብዙሕ ነገር ኢካ ትማሃር ኣብ ዓዲ ዳኣሞ መንፈጣሪና እውን ዘይንፈልጥ ካብ ኣብዘይ ኮነ ግዜና ነባክን ናብ ፈጣሪና ምልሰ ኢልና እቲ ሕማቅን ፅቡቅን ምፍላጥ ይሕሸና ሰላመይ ካለአይቲ ሕቶ ክደግመኪ ፈጣሪ ሰለምንታይ ብኩሉ ምሉእ ገይሩ ፈጢርና ማለተይ ከም እንሰሳ ዘይኮንና ተዛራቢ ልሳን አእምሮ ልቢ ዓይኒ እዚኒ ኩሉ ፈጢርልና ሰለምንታይ ⁉️
    ብዝተረፈ ሰላም ኣምላኽ ምሰ ኩላትና ይኩን ኣብ እምነትና ፅኑዓት ይግበረና ኣምላክ ብመንገዱ ይምረሐና 🤲💘

    • @user-hk3zp2wd3f
      @user-hk3zp2wd3f 2 ปีที่แล้ว +5

      ቃለ ሂወት የስመዐልና አሜን ኣብ እምነትና የጽነዐና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም

    • @tsegagaltgray
      @tsegagaltgray 2 ปีที่แล้ว +7

      ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ክብረተይ ጓል ክትቅድስ፣ታቦት ክትሕዝ ፣ ኣብ መድረክ ወፂኣ ክትምህር እዩ ዘይፍቀደላ እምበር መፅሓፍ ክተንብብ ትክእል እያ

    • @user-ws5ss5sj4j
      @user-ws5ss5sj4j 2 ปีที่แล้ว +3

      ለባም ከማኽ ይብዛሕ ሚሊ ጋል ለባማት

    • @user-lj9yh7fd6y
      @user-lj9yh7fd6y 2 ปีที่แล้ว +3

      አሜን አሜን አሜን 🤲🤲🤲🙏🙏🙏ብሓቂ ፅቡቅ መልሲ እዩ ቃለ ህይወት የስምዓልና ክብርቲ ሓፍተይ

    • @user-jf3ri3nn8s
      @user-jf3ri3nn8s 2 ปีที่แล้ว +1

      ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብረተይ

  • @user-cc3yi4cv5h
    @user-cc3yi4cv5h 2 ปีที่แล้ว +18

    በስማኣም መጀመርታ ግዜ ጋል ንፅህቲ ኣይኮነትን መፅሓፍ ቅዱስ ኣይትሕዝን ክባሃል ሰሚዐ ሰላም ሓፍተይ ጌጋ ፈጣሪ ዝፈጠራ ነብሲ ንፅህቲ ኣይኮነትን ኣይባሃልን ጋል ኣንስተይቲ ናይ ኣዴታታ ክመፃ ከሎ ናብ ውሽጢ ቤተክርስትያን ምእታይ እና መገበርያ ምስፊር ምስ ስባኣይ ምርካብ ጥራሕ እዪ ዘይፍቀደልና

  • @legessebirhane3287
    @legessebirhane3287 2 ปีที่แล้ว +15

    ትክክል ክኮን ይክእል እንድዩ ግን ብእምነትና ከምዚ ዓይነት ናብ ደገ አይወፅእን። ናይ ምፍራድ መሰል አይብልናን ባዕለይ ክፈርዶም እየ እዩ ዝብል እግዚአብሔር አምላክ

    • @zufanamera8795
      @zufanamera8795 2 ปีที่แล้ว +1

      ብሓቂ ፀግኡ የብዘሐልኪ ዛምበይተይ 1ይ ነገር ካህናት ኣዕይንተ እግዚአብሔር እዮም ኣቦታትና ካህናት ክንዲ ጌጋ ዝፈፀሙ ጌጋ ይፈፅሙ ስልጣኖም ባኣናን ክዉቀሱን ክኽሰሱን ኣግባብ ኣይኮነን ኣቦታትና ካህናት እግዚአብሔር አምላክ ናዓና ኣሰርትን ፉታሕትን ገይሩ ዝሃቦም ፍሉይን ዓብይን ስማያዊ ስልጣን ኣለዎም ስቕ ኢልና የጥዕመልና ኣሎ እናበልና ኣብ ቲክቶክ ከም ንጭፈሮን ንልፍልፎን ተዘይንዛረብ ❖🙏
      2ይ ነገር ደሞ ኣንሕና መን ኢና ሰብ ክንፈርድ ኣብ ዓይንኻ ዘሎ ጎድፍ ዘይኣዉፃእኻ ኣብ ዓይኒ ሓዉካ ዘሎ ጎድፍ ከመይ ገይርኻ ሪእኻዮ ይብለና ቅዱስ ወንጌል ነዉሪ እዩ እስኺ ጓል ተንስተይቲ ኣይኮንክን ዋላ ዲያቆን ወዲ ተባዕታይ ልካህን ክወቅክን ክፈርድን ስልጣን የብሉን ኣብ ካህናት ክፈርድን ክወቅስን ስልጣን ዘለዎ ሓደ ፈጣሪ ጥራሕ እዩ ❖🙏
      ብተወሳኺ ጓል ተንስተይቲ ኣብ ጉባኤን ኣብ ቤተክርስትያንን ክትሰብኽ እያ ዘይትኽእል እምበር ዝተፈላለዩ ቅዱሳት መፃሕፍቲ ሒዛ ልባዕላን ልስድራን ከይተምህር ኢላ ቅድስት ቤተክርስትያና ኣይተምህርን እሱን ክንዲ እሱን እዩ ድማ ወድሰብ ገና ብህፃኑ ቤተክርስትያን ምምልላስን መፅሐፍ ቅዱስ ምንባብን ከም ባህልን ነዉርን ቆፂርና ክፈርሖ ብምግባር ስለ ዝዓቢ ኣብ ሃይማኖትና እኹል ኣፍልጦ ዘይብልናን ስለታ ሓቀኛ እምነትና ሕቶ ታሓቲትና ዘይንምልስን ክንደይ ከም ዝኾና ገዛና ይቑፀረና ካብ ናብ ቤተ ፆሎት ምኻድ ናብ ክለብ ናይትን ናብ እንዳ ጎይላን ናብ እንዳ መስተን ጭፈራን ክኸዱ ላፈቐድናን ላማሃርናን ብሃይማኖቱ ብቑዕ ሰብ ዘይብልና ተሪፍና ዘለና እዚ መጥፍኢና ዝኾነ ኣታሓሳስባ ንቕረፎ ።
      ጓል ተንስተይቲ ርኽስቲ ዝነበረት ኣብ ብሉይ ካዳን እዩ እምበር ኣብ ሓዱሽ ኪዳን ከምኡ የለን ክርስቶስ ብሓይሉ ስዒሩልና እዩ ። እዙይ ክብል ከለኹ ግን ብሕጊ ቤተክርስትያና ጓል ተንስተይቲ ትገብሮ ኣሎ ክትገብሮ ወይ ክትሰርሖ ዘይተፈቐደላ ድማ ኣሎ እዩ ❖🙏
      መጽሐፍ ቅዱስ ብዘይምንባብና ግን ክንደየናይ ጠፊእና ከም ዘለና ካብ ሰላም ሓፍትና ምምሃር እኹል እዩ ጓል ተንስተይቲ ብተፈጥሮ ፈሳሲ ዘለ ዘለዋስ ቅዱሳት መፃሕፍቲ ክትሕዝን ክተንብብን የብላን ማለትኮ በቃ ሰፈር ሰይጣንን መጫወቲ ርኩሳት መናፍስቲ ትኹን ማለት እዩ ❖🙏
      ብተፈጥሮ ፈሳሲ ተልይዋ ኣብ ዝፀረየቶ ተንብብን ትፀልን ምክንያቱ ሰብ ካብ ቃል አምላክ ተተፈልዩ ዳርጋ ዝሞተ እዩ ኣንሕናኮ 12 ዓመት ሙሉእ ደም ዝፈሳ ዝነበረት ካብ ሰብ ተፉልያ ትነብር ዝነበረት ሰበይቲ ዘድሐነ አምላክ እምበር ሓንቲ ጓል ተንስተይቲ ብፈሳሲ እናተሳቐየት ስቕ ኢሉ ዝርኢ አምላክ ኣይኮናን ነምልኽ

  • @yygentertainment4290
    @yygentertainment4290 2 ปีที่แล้ว +33

    ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ገጽ ስድራካ የርእየካ ኣምላክ ብሩካት ኣሕዋት ሳብስክራይብ ባ ግበሩለይ በጃኩም🙏

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 5 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤

  • @selam801
    @selam801 2 ปีที่แล้ว +46

    ~በሰላሴ ሰም ዝሓፍተይ እዚ አባ ቀሺ ኢልኺ ትዛረብዮ ዘለኺ ደፍተራ ዝብል ሰም ሃብዮ እቲምንታይሲ ንቤተ ክርሰትያናን ነአቦታትናን ንኸጽርፉ ብናይ መናፍሰቲ ተደሪኾም ዝሰርሕዎ ሕማቅ ሰራሕ እዩ ተዋህዶ ኦርቶዶክሰ ሃይማኖት ብቅርሺ ንሰሃ እቶ አይትብልን እያ።
    መጽዋት ንዝተሸገሩን ግን ክትሕግዚ ትኽእሊ ኢኺ ብድሌትኺ
    ~ጓል አንሰተይቲ መጽሓፍ ቅዱሰ ክትትሕዞ አይፍቀድን ኢልኺ ንምንታይ አበይ ረኺብክዮ?
    መፅሓፍ ቅዱሰ ወዲ አይብል ጓል አይብል ኹሉ ኽትሕዞ ይፍቀድ እዩ ምኽንያቱ ንዕኡ አንቢብና ኢና መንግሰተ ሰማያት ንወርሰ። ከመይ ኢልናን እንታይ አንቢብናን ደአ ህይወት ኽንረኽብ እናሳዕሳዕና ዋላሰ ናይ ዓለማዊ መጽሓፍ እናንበብና😥 አይተሓዝን ዶ ንጽሃት አይኾናን ዶ ዝብል ናይ ብሉይ ኪዳን ብአዳምን ሄዋንን ዝሰርሕዎ ሓጢአት እዩ ነይሩ።
    ሕጂ ግን አብ ሓዱሸ ኪዳን ርሰሓት እምበር ሓጢአት አይኾነን ሰለዚ ርሰሓትና አንጺህና ክንትሕዞን ክነንብቦን ይፍቀደና እዩ
    ~ግን ካብ ካምዙይ ዶ ገለ ዶ ምባልና ሰለ መን ፈጠረና ዝብልን መሰጢረ ሰላሴን ትምህርትን ኮርሰ ዝብል ናይ ሃይማኖትና ትምህርትን ኽንመሃር አለና
    አብ ሙዚቃ እናውዓልና ትርጉም ሃይማኖትና ዘይንፈልጥ ክንመሃር እውን ድልየት ዘይብልና ብጣዕሚ ኢና ነሕዝን😥
    ~እቲ መፅሓፍ ቅዱሰ መን ዝባርኾ መን ዘሐተሞ ዝብል ከአ ጥዑይን ሕማቅን ምኻኑ ንኽትፈልጢ ብንጹህ ልብኺ ናብ አምላክ ጸልይ ንአቦታት እውን ሕተቲ እንተዘይኾይኑ ንሃይማኖትና ዕንቅፋት ዝኾኑ ሓሳባት አይንዛረብ ቅድሚ ናብ ሚድያ መጺእኻ ምዝራብ ብውሸጢ መሰመር ምሰ አባታት ምርድዳእ መጽሓፍ ቅዱሰ ምንባብ ይሓይሸ
    ~ግን ክሓተኺ እየ ንምንታይ ኢና አብ ክሳድና መሰቀል ንአሰር ከምኡ ውን በሰመ አብ ወወልድ ወመንፈሰ ቅዱሰ ኢልና ካብ ላዕሊ ንታሕቲ ንጎኒ ነማዕትብ?
    ንክትምልሰለይ ተሰፋ ይገብር ወድሓንኺ

    • @user-ik2xx9vu4c
      @user-ik2xx9vu4c 2 ปีที่แล้ว

      ናይ ልበይ ።❤️✅

    • @user-es4fn5dv8i
      @user-es4fn5dv8i 2 ปีที่แล้ว

      አንደ ልቤ ኮሜ ክውቅጥ ደልየሰ ታናትኪ ሓሳብ አኩል አዩ

    • @user-iu3fg1zr8d
      @user-iu3fg1zr8d 2 ปีที่แล้ว

      ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት ይሰመዐልና

    • @hulubersuhone1356
      @hulubersuhone1356 2 ปีที่แล้ว

      ለሁሉ ኣዛሄል ነዉ መልሴ ትክክል መልሲ ንገሪልኝማ

    • @user-nx8zx1sj5p
      @user-nx8zx1sj5p 2 ปีที่แล้ว

      ዋዉ ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ፀግኡ የብዝሐልኪ መሰተዉዐሊ ልቢ ይሃበና👏🥰

  • @salama9687
    @salama9687 2 ปีที่แล้ว +12

    ክብርቲ ሓፍተይ ትምህርቲ ታካታተሊ ኣብ ድርፊ ላዋዕልና

  • @haderahadush7186
    @haderahadush7186 2 ปีที่แล้ว +9

    ብሓቂፅብቅቲ ትምህርቲ እያ ሰልየ ምቅርተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ቀፅልሉ ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @user-ds4pv9by5r
    @user-ds4pv9by5r 2 ปีที่แล้ว +27

    ባሪኮምና ማለት እንታይ ማለት እዩ ?ንስሃ ተአቲኪ ግድን ኢኺ ክትኸፍሊ ካልአይ አከ አብ ዓዲ ከለና መን ፈጠረና አይንፈልጥን ነይርና አብ ስደት መፂና ኢና ፈሊጥና ስለዚ መጽሓፍ ቅዱስ ጓል አነስተይቲ ከተንብቦ ዝብል ወይም አይትትሕዞን ዝብል ጾሑፍ የለን እዃ ደአ ንዓለም ምፍታው ንአምላክ ምጽላእ ማለት እዩ ይብለና ሰለዚ ካብ ሳዕሲዒት ካብ ዓለማዊ ነገር ወጺና ሕጊ መጽሓፍ ቅዱስ ንሓዝ ነንብብ ካብኡ ካአ በሉና በለኒ ሓዲግና ብእምነት ናብ እግዚአብሔር አምላክ እንተቀሪብና ባዕሉ እዩ ዝመርሐና ቃል እግዚአብሔር ንመሓር ምስ ደቂ ሰባት ተዊዒልና ሓጥያት በደል ሓሜት ንእግዚአብሔር ዘቀይም ንሰርሕ ምስ መጽሓፍ ቅዱስ ተዊዒልኻግን ስለ ሓጥያትኻ በደልኻ ስለ ዘዕልለኻ ንእግዚአብሔር አምላክ ማዕረግ ክንደይ ከምዘቀየምኻዮ እዩ ዘዕልለኻ ስለዚ አንብቡ እበር አይትሓዙ ክትብሊ የብልክን

    • @user-ik2xx9vu4c
      @user-ik2xx9vu4c 2 ปีที่แล้ว +1

      ቃል ህይወት የስመዕና🌺❤️ ግን አብ ንስሃ መን እዩ ክፍል ዝበለ አብራህርህልይ ? ንአምላክ ብገንዘብ ንዕዲጎ አለን ማለት እዩ እኮ😥

    • @zebibhagos1922
      @zebibhagos1922 2 ปีที่แล้ว

      Tbuk aleka gn nensah gnzeb aykfeln eyu ayhsbe eyu keman ezi si mtotat eko eyu abey adi terayu ezgooooo eyu zebel zemenu 😔😔🤲🤲🤲

    • @lave9644
      @lave9644 2 ปีที่แล้ว +3

      ቃለ ህይወት የስመዓልና ክብርቲ ሓፍተይ ኣብታ ምስተነሳሕካ ገንዘብ ይኽፈል እዩ ዝበልክያ ግን ንቤተክርስትያን እዩ ዝኽፈል ነቲ ቀሺ ኣይኮነን ይመስለኒ እንተተጋግየ ግን ኣርምኒ 🤲🤲🤲

    • @user-wz5oe7mr6b
      @user-wz5oe7mr6b 2 ปีที่แล้ว +3

      ንሰሃ ክትኣቱ ገንዘብ ዝቅበል ቃሺ ወይ ዲያቆን ካብ ሕጊ ኣምላኽ ዝርሓቀዬ ።ኣባት ነብሲ ተሒዝኻ ንሰሃ ኣቦና ናብ ኣምላኽ ክትምለሰ እና መባእ ንቅድሰቲ ቤተክርሰትያን ክትግብር ይእዝዙኻ ኣልያ ግን ንሰሃ ኣቦኻ ገንዘብ ላብ ጅባኡ ክእቱ ጌጋ ዬ።

    • @user-kj5jo7ei1s
      @user-kj5jo7ei1s 2 ปีที่แล้ว +1

      በትክክል ናተይ ሓሳብውን እዚኣ እያ

  • @marcellopollari3393
    @marcellopollari3393 2 ปีที่แล้ว +7

    መጀመሪያ ክብርቲ ሐብተይ ብዙሕ ሰላምታይ ይብፃሕኪ ምስ ርሑስ አፋስካ ይግበረልና እንዳበልኩ ። ዝመስለኒ ሪኢቶይ ከስተንትነልኪ ከተፍቅድለይ ይሐተኪ ። እቲ መፅሐፍ ቁዱስ ዝፀሐፎ ብትእዛዝ አምላክ ። ታሪክ ከምዝባሃል ሰብ ከማና ኢዩ ካብቶም 12 ሐዋርያት ሳዓብቲ ኢየሱስ ክርስቶስ ዝነበሩ ። በቲ ጊዜ ናይ ታአምራት ኢየሱስ ዝፍፀመሉ ዝነበረ እዋን። ቀፂሉ ብድሕሪኦም ዝነበሩ ካህናት ድማ ምንዋሕን ምስትንታንን ቀፂሉ ብታሪክ ዝፀንሄ ንሰምዕ ። ኮይኑ ግን ንሕና ኩላትና ንርስዖ ። ንምሳሌ መኪና ብዘይ በንዚና ከምዘይትኸይድ ኢዩ ። ማለተይ ቀሺ ዝገበሮ ጌጋ አይትግበር ከሺ ዝበለካ ፅቡቅ ተግባር ግበር ይበሃል ። ዋላ እኳ ንሶም እንተተጋገዩ ። ከም ሞባእ ብሺም እግዚአብሄር ማሃብ ጉቡእ ኢዩ ። ማለተይ ንሶም ድማ አቦ ስድራ ክኾኑ ስለ ዝክእል ። ቀፂለ ጓል አንስተይቲ መፅሐፍ ቁዱስ ዝኽልክላ ሕጊ አምላክ አሎ ዝብል ጉጉይ ኮይኑ ይስማዓኒ ነዓይ ። እታ ትመስለኒ ብዘበን አዳምን ሒዋን ጊዜ ንአዳም ዘስሐተቶ ትእዛዝ አምላክ ዘየኽበረት እንተዘይኮይኑ ። ወሳኒ ብንፁህን ፃዕዳ ልባ እንተአሚናትሉ ብዘይ ጥልመት ። እግዚአብሄር ማሐሪ ሐጥያት ናይ ኩላትና ኢዩ ኢለ ኢየ ዝአምን ።

  • @user-fb9ss3bv8b
    @user-fb9ss3bv8b 2 ปีที่แล้ว +7

    ብዙሕ ጌጋ ኣለኪ መጀመርያ ካብ ጭፈራን ዕብዳንን ንዉፃእ ካልኣይ ካኣ ስለ ተዋህዶ እምነትና ኣፀቢቅና ንመሃር እባእ ለባም ይመስለኒ ነይሩ

  • @luwamtadese3469
    @luwamtadese3469 2 ปีที่แล้ว +1

    ብርኽቲ ሓፍተይ፡ ኣምላኽ ይባርኪ፡
    ናተይ ምኽሪ ኩሉ ሰብ መጽሓፍ ቅዱስ ኩሉ ሰብ ክውንንን ከንብብን ኣሎዎ። ደድሕሪ መራሕቲ ሃይማኖት ዘይኮነስ ክርስቶስ ናባይ ንዑ ኢዩ ክብል ኣዚዙና።
    ጓል ኣይተንብብን ኢያ ዝብል ኣዝዩ ስሕተትን ሃሳይን ኢዩ። በጃኺ ብርኽቲ ሓፍተይ መጽሓፍ ቅዱስ ሂወት ዘጽሪ ብምንም ድማ ዘይ ረስሕ መጽሕፍ ኢዩ።
    ጓል ኣንስተይቲ መጽሓፍ ዘይተንብብ እንተኮይና፡ ኣዴና ክዳቲ ድንግል ማርያም ዳኣ ከመይ ጌራ ንጎይታና ኣብ ማህጸና ጸይራቶ ፡ ኣይተርክሶን እንድያ።
    ኣብ ሓድሽ ኪዳን ጓል የልው ወዲ፡ ኣይሁዳዊ የለ፡ ጸርኣዊ ኩሉ ሓደ ኢዩ።
    Galatians 3 (ትግ) - ገላትያ
    26-27: ብክርስቶስ እተጠመቕኩም ዘበልኩም ንክርስቶስ ለበስኩምዎ እሞ፡ ብእምነት ብየሱስ ክርስቶስ ኵላትኩም ውሉድ ኣምላኽ ኢኹም።
    28: ኵላትኩም ብክርስቶስ የሱስ ሓደ ኢኹም እሞ፡ በዚ ኣይሁዳዊ ወይስ ጽርኣዊ የልቦን፡ በዚ ባርያ ወይስ ጭዋ የልቦን፡ በዚ ተባዕታይ ወይስ ኣንስተይቲ የልቦን።
    ክርስቶስ ዝመጸ ክፈላሊ፡ ንስኻ ንጹህ ንስኺ ርኽስቲ ክብል ዘይኮነስ ንኹሉ ብሓባር ከድሕን ኢዩ ፡ መጺኡ።
    ቃል ኣምላኽ ከምዚ ይብለና፡
    Romans 3 (ትግ) - ሮሜ
    23: ኲሎም ሓጢኦም ክብሪ ኣምላኽውን ስኢኖም።
    24: በቲ ብየሱስ ክርስቶስ ዚርከብ በጃ ምሕላፍ ብኸምኡ ብጸጋኡ ይጸድቁ።
    እታ ኣመንዝራ ንጎይታ መጺኣ ብንብዓታን ጸጉራን እግሩ ምስ ሓጸበቶ፡ እቶም ሰረቕቲ መራሕቲ ሃይማኖት እንታይ ድዮም ኢሎማ፧ የሱስ ከ እንታይ ክብል ምውሊስሎም።
    Luke 7 (ትግ) - ሉቃስ
    37: እንሆ፡ ኣብታ ዓዲ ሓንቲ ሓጢኣተኛ ሰበይቲ ነበረት። ኣብ ቤት እቲ ፈሪሳዊ ምቕማጡ ምስ ፈለጠት፡ ቅዱይ ቅብኢ ዝመልኤ ቢልቃጥ ኣምጽኤት።
    38: ብድሕሪኡ ኣብ ጥቓ እግሩ ደው ኢላ እናበኸየት፡ በቲ ንብዓታ እግሩ ኸተጠልቅዮ ጀመረት፡ ብጸጉሪ ርእሳ እናደረዘት እግሩ ትስዕም፡ ቅዱይ ቅብኢውን ትለኽዮ ነበረት።
    39: እቲ ዝጸውዖ ፈሪሳዊ ድማ ነዚ ርእዩ፥ እዚ ነብዪ እንተ ዚኸውንሲ፡ እዛ ዝተንከየቶ ሰበይቲ ሓጢኣተኛ እያ እሞ፡ መን ከመይ ዘመሰለትውን ምኳና ምፈለጣ ነይሩ፡ ኢሉ ብልቡ ሐሰበ።
    40: የሱስ ከኣ፥ ስምኦን፡ ዝብለካ አሎኒ፡ ኢሉ መለሰሉ። ንሱ ኸኣ፡ በል፡ መምህር፡ በለ።
    41: ንሓደ መለቕሒ ኽልተ ሰብ ዕዳ ነበርዎ። ኣብቲ ሓደ ሓሙሽተ ሚእቲ፡ ኣብቲ ሓደ ድማ ሓምሳ ዲናር ነበሮ።
    Luke 7 (ትግ) - ሉቃስ
    42: ዚፈድይዎ ስለ ዝሰኣኑ ግና፡ ንኽልቲኦም ሐደገሎም። ካባታቶምሲ ኣዝዩ ዜፍቅሮ መኖም እዩ፧
    43: ስምኦን ከኣ፥ ንኣይሲ እቲ ብዙሕ እተሐደገሉ ይመስለኒ፡ ኢሉ መለሰ። ንሱ ኸኣ፥ ቅኑዕ ፈርድካ፡ በሎ።
    44: ናብታ ሰበይቲ ግልጽ ኢሉ ኸኣ ንስምኦን በሎ፥ ነዛ ሰበይቲ እዚኣስ ትርእያዶ አሎኻ፧ ናብ ቤትካ ኣቶኹ እሞ ንእግረይ እኳ ማይ ኣይሃብካንን፡ እዚኣ ግና ብንብዓታ ኣእጋረይ ኣጠልቀየት ብጸጉሪ ርእሳውን ደረዘት።

    • @merhawidebesaymerhawidebes9285
      @merhawidebesaymerhawidebes9285 ปีที่แล้ว

      ብዝኮነ አቲ ሃሳብካ ኣይጸላክዎን ሃንት ኪብለካ ዝደል ጊን ናይ ኣደና ኩድስተ ኩዱሳን ኒጽህተ ኑጹሃን ኩድስት ድንግል ማርያም ወላዲት ኣምላክ ኪድስት ድንግል ማርያም አያ ንሳከ ኪድስት ድብግል ማርያም ንክሪስቶስ ኣብ ማህጸና ጸራቶ አልካ ኣሎካ ብትኪክል ጸራቶ አያ ኪድስት ድንግል ማርያም ጊን ካብ ደኪ ኣንስቲዮ ፍሊት አያ መክንያቱ ኪድስት ድንግል ማርያም ምሊተ ጸጋ አያ ምሌተ ጸጋ ማለት ከኣ ሃትያት ዘይከርባ ማለት አዩ ስለዚ ኪድስት ድንግል ማርያም ሃቲያት ኣይከርባን ኡዩ ብሂልና ዲንግል ብሲጋ ዲንግል ብሃሳባ ድንግል ብነፍሳ ድንግል አያ ስለዚ ኪድስት ድንግል ማርያም ካብ ኣንስቲ ፊሊት አያ ኣደ ኣምላኪን ዲንግልናን ዘታመረት ብፊጹም ሃትያት ዘይከርባ ብሪኩቲ ቡጺኢት አያ ምስ ካለኦት ደኪ ሂዋኒን ኣንስቲን ንምሳልየ ትከሪብ ኣይኮነቲን ኪድስት ድንግል ማርያም ቲሂት ኣምላክ ሊአሊ ኩሎም ፉቱራር አያ በፊጹም ኒጺሂቲ ቢጼኢት ፊጺምት ኩብሪት መህደርት አግዛብሀር(መለኮት አያ) ስለዚ ብዛባ ኪድስት ድንግል ማርያም ኪትዛረብ ከለካ ሃሳብካን ኣዘራሪባካን ብመንፈስ አግዛብሀር ዝተመሪሀ አንተዚከዊን ጽቡክ ኮይኑ ይስመኣን ንካል አግዛብሀር ጽቡክ ጋርካ ኣንቡቦ አካ አሞ ኪብሪ ኪድስት ድንግል ማርያም ወላዲት ኣምላክ ስጋብ ኪንደይ ኣቢ ምካኑ አግዛብሀር ኪምህረካን ከፍሊተካን ዩ

  • @brhaneggg7311
    @brhaneggg7311 2 ปีที่แล้ว +11

    ሠላምኪ ይብዛሕ ብክርስቶስ መጀመርያ
    ካብኡ እቲ ጌጋ ኣባዕልኪ እዩ ዘሎ ንተዋህቶ እምነት ኤይትንቀፈ ሓደ ቀሺ ናይ ቤተክርስትያና ኣቦ ዳኣበር ንተዋህዶ ኣይውክላን ፉፁም
    ካብኡ ውን ኩሉ ይመስለኒ እናበልኪ ትናገር ኣለኪ እበር መስረጃ የብልክይ ናይ እምነት ትምህርቲ ብይመስለኒ ኣይማሓላለፍቢይ
    ቃለ ኪዳን ክባርኩልና ኢልኪ ካኣ ቃል ኪዳን ዝባረክ ኣብውሽጢ ቤተ ክርስትያን ዳኣበር ብቃሺ ኣብ ዝኮነ ብዝኮነ ኣይ እስርን እዩ
    ስለዚ ቃሺ ኣግንየ ኢልካ ዘይኮነስ ኣበይ ኣሎ እቲ ሓቀኛ ናይ ቤተክርስትያ ኣቦ ኢልካ ምእላሽ እዩ ስለዚ ናቱኩ ጌጋ እዩ
    ብካልእ ኣጋላት መፃሓፍ ንሕዚ ኣይግበአናይ ይመስለኒ ኢልኪ
    ካብኡ ውን ናይ ኣደታትና ርክሰት ኢልኪ
    ፉፁም ጌጋ ኣቤይ ኣሎ ከሙኡ ዝብል
    እና ይመስለኒ ኣይትበሊ ልቅድም ተማሃሪ ከብኡ መስረጃ ሒዝኪ ትናገሪ
    ብዝተረፈ ካብ ኩሎም መማህራና ኢና ዝብሉ ተጠንቀቁ ብምባልኪ ከናኣድኩኪ ኣይሓልፍን እየ

    • @user-bi4hk9iz1d
      @user-bi4hk9iz1d 2 ปีที่แล้ว +1

      ፍትዉተይ እዝ ትብለኽዮ ፍጽሙ ካብ ሓቅ ዝራሓቐ እዩ ልክዕ ዩ። ጓላንስተይት ወራሓዉ ጽግያ ትኸዉን ግን ቅዱሳን ኣቦታትና ክምህሩና ከለዉ ምስ ወራሓው ፅግያ ናበት እግዝኣብሄሪ ክንኸይድ ኣይፍቀደናን ግን መጻሃፍ ቅዱስ ክነንብብ መስቀል ክንሳለም ይፍቀደና እዩ ወራሓው ጽግያ እስካዕ ንንጽህ እዝ ማለት 7 ማዕልት ድሕሪኡ ዘሎ ናበት እግዝኣብሄሪ ክንኸይድ ንኽእል እና።
      ንስኽ ቀለበት ክታኣስሪ ከለኽ ኖሩማል ናይ እምነት ኣርቶዶኩስ ተዋህዶ ትዝህልየክ ከምዝ ኣይምገበሪኽን ነይሪኽ መጀመርያ ሓዳሪ ብእግዝኣብሄሪ ዝተባረኽ ምኻኑ ኣጸብቕኽ ክትሪዳእ ይግባኣክ

  • @user-gx5gt7kf9j
    @user-gx5gt7kf9j 2 ปีที่แล้ว +14

    አነ ካብዚ ዘተረዳኩዎሲ አምላክ የመስገን ኩሉ ሰብ ሃይማቶቱ ከፈለጥ አብ መንፈሳዊ ካም ዝውዕል ዘሎና ዓለማዊ ቻናላት ካም ዘቀዝቀዙ እዩ ተረዲእኒ ከይተምሃርካ አይፍለጥን ከይፈለጥካለ አይፅደቅን እይቡሉ ዓበቲ ሰላመይ ኩሉ ሓላፊ እዩ መልክዕም ረጋፊ እዩ ዘይሓልፍ ቅዱስ ቃሉ እዩ አብ ግዜ ንስነትኪ ተምሃሪ

  • @syena-ph8fs
    @syena-ph8fs 11 หลายเดือนก่อน +2

    ቀሺ ዝበሎ እንበር ቀሺ ዝገበሮ ኣይትግበር እዮም ዝብሉ ኣቦታትና ስለ ምንታይሲ, ቀሺ ሰብ እዩ ሰብ ይጋገ ቀሺ awn ይጋገ ስለዚ ነ ስተውዐል ኣሕዋተይ , ንቀሺ ኣምላኽ ባዓሉ ኣለዎ ባዓሉ ክፈርደሉ እዩ, 🙏 ሰላምኩም ብዝሕ ይበለለይ ኣሕዋተይ ❤️❤️🕊️

  • @user-rg2hs1bf7d
    @user-rg2hs1bf7d 2 ปีที่แล้ว +1

    ይቅረታ ዝሓፍተይ ቃል ኣምላኽ ሕወት ዝህብ ቃል ኢዩ። ቃል ስጋ ኮነ ... ኣብ ማእከልናውን ሓደረ። ንኹላትና ብማዕረ ሂወት ዝህብ ቃል ኢዩ። ኣብ ቅድሚ እግዚኣቢሄር ወዲ ጓል ዝብል ፍልልይ ስለዘየለ ቅዱስ መጽሓፍ ንኩሉ ሰብ ማዕረ ኢዩ። ኣብ ቅድሚ ኣምላክ ኣድልዎ የለን።

  • @tirhashaylu1328
    @tirhashaylu1328 2 ปีที่แล้ว +5

    ስጀመር አብዝኮኖ ቀሺ ዘይትፈልጦ ምብራክ ይኩን ምንሳህ አየድል ክትንሳህ ወይ ክትባረክ እንተኮይንካ ኣብ አባት ነብሲካ እዩ ክከውን ዘለዎ ዘይብልኩም እንተኮይንኩም እውን ምሓዝ የድሊ ኩሉ ስለዝጠምጠመ ቀሺ ምባል ትክክል አይኮነን ካብኡ ድማ ደቂ አነሽትዮ ንፅሃትን ፅሩያትን እንተኮይነን መፅሓፍ ቅዱስ ኮነ ካልእ መፅሓፍ ክማሃራን ከፅንዓን ክሕዛን ፍቁድ እዩ

  • @fi7521
    @fi7521 2 ปีที่แล้ว +2

    ሓፍተይ መዓረይ መጀመርያ ሃይማኖትን ቦሎትካይ ብጣዕሚ እዩ ዘፍረሐኒ ትብሊ ኣለኪ ሃይማኖትኪ ዘፍረሐኪ ተኮይኒ ንምንታይ ስለሃይማኖት ትዛረቢ ኣለኪ መጀመርያ ክትግልጢ ተደልኪ መፅሓፍ ቅዱስ ኣንብቢ ተምሃሪ ስምዒ ካብኡ ጋል መፅሓፍ ቅዱስ ትሕዝ ድል ኣይትሕዝንን ክትፍልጥን ብዛዕባ እቲ ኣስርክዬ ዘለኪ መስቀል ትርግሙ ክትፍልጥዪ እቲ ኣስርክዮ ዘለኪ መስቀል ማዕረ ምስ መፅሓፍ ቅዱስ ዩ ፍልሉይ አብ ትርጉሙ ዩ ናይ ባዕልኪ ጌጋ ኣለኪ እዩ ቅድሚ መርዓ ምስ ኣፍቃርኪ ቃል ትኣትዊ ዘለኪ ንምንታይ ምስ ተመርዓውኪ አባት ነብስኪ ቃል ዘይኣትኪ ካብኡ ከዓ ቅድሚ መፅሓፍ ቅዱስ ኣይትሓዛ እትብሊ ቅድሚ መርዓና ቃል ኣይንእቶ ርክብ ኣይንፈፅም እልኪዶ ኣይትምህርን ባዕልኪ ዘጥፋእክዩ ንዓኦም ኣይታግብዩ መጀመርያ ናትኪ ዩ ጌጋ ከምቲ አብ ስርናይ ክርዳድ ዘይስኣን አብ ቀሽውን ሓደ ሓደ ከምዙይ ኣቦ ኣይስኣንን ቅድሚ ንዓና ከምዙይ ከይትገብራ ተምሃራ ኣቦታት ፍለያ ትብሊ ንባዓልኪ ፍለዪ ተምሃሪ ጋል እንታይ ይፍቀዳ ዘይትትሕዞ ዘይትምህሮ ንዓኣ እንታይ ይግባእ እንተዘይኮይኑ ምድያ ርክበ እልካ ወላ ሓንቲ ዘይፈለጥካ ኣይዛረብን ዝሓፍተይ ብዝተረፈ ኣሕዋትና ገልጾምዎ ገሊፀንኦ እየን ንስኪ ግን ተምሃሪ ኣንብበ ንአብነት ሓንቲ ክሓትኪ እየ ሓንቲ ዝትፍልያ ማሓዛኪ ናይ መስሊም ክትከይድ ተኮይና መፅሓፍ ቅድስ ዘየንበብኪ ብከመይ ትምልስያ ብከመይ ተረድእያ ኣረድእኒ ተእላትኪ ?

  • @MrGezai
    @MrGezai 2 ปีที่แล้ว +2

    መፅሓፍ ቅዱስ ንኹሉ እዩ: ወንጌል የድልየኩም ኣሎ ናብ ሓቂ ንዑ: ንሓቂ ፍለጥዋ: እታ ሓቂ ድማ ሓራ ክተውፅኣኩም እያ: እግዚኣብሔር ይባርኽኩም

  • @rezenemebrahtu1753
    @rezenemebrahtu1753 2 ปีที่แล้ว +1

    ክብርቲ ሓፍቲ እቲ ቀሺ ዝገበሮ ፍፁም ጌጋ እዩ እቲ ደቂ ኣንስትዮ ቅዱስ መፅሓፍ ክሕዛ ኣይግባእን ዝበልክዮ ጌጋ እዩ ምኽንያቱ ዋላኳ ጓል አንስተይቲ ፈሳሲ ይሃልዋ እምበር ርስሓት ዘይኮነ ተፈጥሮ እዩ ንመፅሓፍ ቅዱስ ኩላትና ከነንብቦን ከንርድኦን እዩ ዘለና እንተኽኢልና ውን ንዘይፈልጡ ከነፍልጥ ይግበአና እዩ ንመፅሓፍ ቅዱስ ግን በዝመስለካ ምትርጓም ፈፂሙ ኣይፍቀድን እዩ።

  • @kflegebreyesus1227
    @kflegebreyesus1227 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ መሃሪት ሓፍቲ ብዙሕ ፀገም ኣሎ ፀበል ባርኩለይ ኢልካዮም እኻስ ስዋ ኣይንሰትን ቢራ ኣምፅእ ዝብሉ ኣይሰኣኑን እንተዘየለስ ዝረከቦ ይስተ ትውልዲ ይባላሾ ኣሎ ኩላትና ኢሂንሚሂን ንበሃል!!!ቃለ ሂወት የስመዓልና ቀፅልሉ::

  • @user-qr9sw5jn3e
    @user-qr9sw5jn3e 2 ปีที่แล้ว

    በጣም ጽቡቅ ሳልም ቡዙሕ ተርዱና ሳልም ኣነ ወዲ ኦምረ የቅርታ ሙስልም ዛሓልፍ ጌዜ ቡና ኣፍልሕና ኤዛ መስክል ሃማኖት አያ ገነ ኣብር ኣብግዝርክብ ክትውጽ ኣሎውዶ ዋይስ ይበላን ኣነ ሩኹስ ቤትክርስትያን ከምዝይኺድ ዘፍልጥ

  • @egziabhereregnayenewtemesi7846
    @egziabhereregnayenewtemesi7846 2 ปีที่แล้ว +4

    የሙና ያለበምና ያ ክብላስ ፃሕል ዓዘና ዶ ወሉ ወለድና ሰሉ ሓፊተይ መጀመርያ ንርእስኽ ፈትሽያ ካዉኡ ንሰብ ታምህሪ ኣቱም ፈወስት እና ትቡሉ ንሪእስኹም መጀመርያ ፈውሱ ይብለና ጎይታና መድሓንና ኢየሱስ ክርስቶስ ስለዚ ንዋዕልኽ መጀመርያ ኣፀብቅኽ ተማሃር እሞ ዳሓር ንሰብ ክተምህሪ ዝያዳይ

  • @user-hk3zp2wd3f
    @user-hk3zp2wd3f 2 ปีที่แล้ว +11

    እሺ ክብርቲ ሓፍትና መጽሓፍ ቅዱስ ሰይበቲ ክትሕዞ ኣይትክእልን እያ ኢልክና ካበይ ኣምጺእክዮ ንብዓልኪ ግን መፅሓፍ ቅዱስ ሙርኩስ ጌርኪ መልስለይ ደሞ ወርሓዊ ጽግያት ኣብ ቡሉይ ኪዳን ከም መርገም እዩ ዝረአ ኔሩ ኣብ ሓዱሽ ኪዳን ግና ከም ርሳሓት ዳኣ እምበር ከም መርገም ኣይ ኮነን ብርግጽ መርገም ተሓጺብካ ኣይከይድን ርስሓት ግና ተሓጺብካ ዝከይድ እዩ ስለዚ መጽሓፍ ቅዱስ ንምሓዝ ዝክልክላ የለን

    • @tdflove3582
      @tdflove3582 2 ปีที่แล้ว

      ትክክል ክብሪ ንእግዚአብሔር ይኩን ክብርተይ

  • @tube9434
    @tube9434 2 ปีที่แล้ว +1

    በስመ ስላሴ ብስም ኣብ ብስም ወልድ ብስም መነፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ብመጀመርታ ተጠንቀቁ ምባልኪ ነመስግን
    ብምቅጻል ሃይማኖትን ሰብን ክትፈልዪ ኣልኪ (ና)
    ኣብ ዓዲ ይኩን ኣብ ስደት ብስም ሃይማኖት ዝሽቅጡ ብዝሓት እዮም ብድሕሪኡ ከም ሓሳብ ግን ናብ ሓደ ድያቆን ወይ ሓደ ኣቦ ከይድኪ ዝገጠመክን ዘይተረድኣኪ ክትሓትን ነይርኪ ማለተይ ነዊሕ ገይርኪ ዶንጊኪ እውን ቅድሚ ሚዳያም ዝበለጸ እሱ ስለ ዝኮነ ። እንተ ንስኪ ምስ ፍቅረኛኪ ይኮን እዩ ቃል ክንኣቱ ምባልኩም ኣምላክ ይባርኩም ፍቅርኩም ይብዛሕ ።
    ግን ብስም ቓሺ እዩ ኢልካ እውን ንስሃ ይኩን ካልእ ኣይክየድን
    ትሕትናኡ ዘይሰክር ብደንቢ ኣጽንዕካ ንዝፈልጥዎ ጠይቅካ እዩ ዝትሓዝ ኣሕዋተይ ።
    መጽሓፍ ቅዱስ ግን ጋል ኣይትሕዞን ዝብል ጽሕፍ ግን የለን ኣቦታት እውን ኣይምህሩን ኣብ ብሉይ ኪዳን ግን ከም ነውሪ ነይሩ ወርሓዊ ጽግያት ኣብ ሓዲስ ኪዳን ግን ከም ርስሓት እዩ ።
    ትሓጺባ ጸርያ ትከድ እያ ።
    መረጋገጺ ዘይብልናስ ክንደይ መምሃራን ኣለዉ ከመይ ንኣምኖም ዝብል ድማ √√√ናብ ጥዕያት ኣቦታት ንኣብነት ከም ማሕበር ቅዱስ ያሬድ ዝበሎ ኣሽሓት ሊቃውንቲ ዘለውዎ ማሕበር ኣቲካ ምምሃር ኣባት ነብሲ እውን ምሓዝ እምበር ከመይ ገይርና ንፈልጦም ከምዚ ኣሎ ከምዚ ገጢሙና ብምባል ሃይማኖትካ ገዲፍካ ክሳድካ ናቅጸካ ምውዓል ትጎዳኢ ባዕልካ ኢካ √√~~
    መጽሃፍ ቅዱስ እውን ናብ ማሕበራት ጠይቅካ ምግዛእ ።
    ናይ ኣቦታት ስህተት ግን የጋጥም እዩ ኣቁሑ ቤተክርስትያን ዝሽጡ እውን ኣለዉ እዮም ሰይጣን ፍትወት ገዘብ ዘሕደረሎም።
    √√ብምቅጻል ሰሉ ሓፍተይ ዝኮነ ይኩን ብዛዕባ ሃይማኖት ክትናገሪ ከለኪ ነጸላ ግበሪ
    ¶ ሰበይቲ ግና ይብል ዝኮነ ትንቢት ወይ ካሊእ ክትትንበ ክትናገር ከላ ጽጉራ ትሸፈን እንድሕር ዘይተሸፈነት ግና ከም ልጻያ መላጣ ትኩን ይብለና ሰላም ንኩሉ ኩርናዕ ዓለም ዘለኩም ኣሓትን ኣሓትን ¢¢¶

  • @Alem-jd7iy
    @Alem-jd7iy 2 ปีที่แล้ว +2

    አነ ዝገረመኒ ትክክል ዝብሉ ሰባት ግን ሙሉእ መልሲ ሂበናኪ እየን አሕዋትና ክተንብብዮ ተስፋ ንገብር😥

  • @vjr7453
    @vjr7453 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣፍቃር ኣለኪ ድዩ ?? በል ድሕር ሐጂ ዓቕል ግበር እት ቅምፅምፅ ምባል ግደፍዮ ርግዕ በል🙏 ድሓሪ ክኣ መጀመርያ ተምሃር ክተምህሪ ተደልኺ🙏

    • @lmiss-youmom
      @lmiss-youmom 2 ปีที่แล้ว +2

      ኣነ ሓው ስላስ ዶ ኣፍቃር ኣለዋ ድዩ ታይ ድኣ ጓለይ ብዓልት ሓዳር ዘይትመስል ቀበጥበጥ ትብል ንኣወዳት ክኣ ፕራንክ እናበለት መማሳለት ትዳዋወል🙄

    • @vjr7453
      @vjr7453 2 ปีที่แล้ว +1

      @@lmiss-youmom ስለ ሓዳራ ባዕላ ትፍለጥ ዋ ካብ ኣብ tiktok ዝሓለፈ አብዝ ጭፉር ናሓደረት ስ ሐጂ መፅኣ ስለ መፅሓፍ ምዝራባ እዩ ገርሙን መጀመርያ ንባዕላ ተማህራ ንሰብ ዘይትምህር ሓንቲ ማዕልት ኳ መዝሙር ዘምራ ዘይትፈልጥ ስ ባእእ ካብ ሸይጣናዊ መንገድ ናብ ቤት እ/ር ይምለሳ🙏
      እተን አብ መዝሙር ዝውዕላን መንፈሳዊ ዝምሃራን ኳ ከምዝ እለን ዘይተዛረባ ስ🙏 እዝኣ👹

  • @user-mo3wt9zm6d
    @user-mo3wt9zm6d ปีที่แล้ว +1

    ሠላመይ አፍቲ ቅድሚት ጽቡቅ፡አፍታ መጨረሻ መጽሓፍ ቅዱስ ጓል አይትሕዞይ፡ጌጋ እዩ።እግዚአብሔር አምላክ አፍርዲ ጊዜ ንወድን ንጋልን ሓደ ዓይነት ሕቶ ከምዝሓተናከ ትፈልጥዶ
    ጎል መጽሓፍ ቅዱስ አይትሕዝይ ማለትስ፡ጋል ብዘይ ግብሪ መንግስተ ሰማይ ትአቲ ትክእል እያ ዘዓይነቱ ዘረባ
    እና ብሓጺሩ ጓ ል መጽሓፍ ቅዱስ አይኮነን ወርሓዊ ጽግያ ዘይብላ ፡ሃልይዋኳ ተንብብ ትጽሊ ትሰግድ፡መስቀል ትሳለም ትክእል እያ
    ብቻ ግን ቤተ መቅደስ አይትአትውይ።ዘይትአትወሉ ምክንያት ከዓ ፡ብጀካ ናይ ክርስቶስ ክቡር ደሙን ቅዱስ ስግኡን ካሊእ ክረአ ስለ ዘይብሉ እዩ።

  • @user-xr8ei4oy3c
    @user-xr8ei4oy3c 2 ปีที่แล้ว

    ስላም ንዓኺ ብርኽቲ ሓፍተይ ብዝዕባ አታ ዝሓተትክያ መጽሓፍ ቅዱስ ተፈሪሑ ከይተቀርበ ኣብ ሳንዱቅ ዝቅመጥ ኣይኮነን እንታይ ደኣ ሂወት ኢዩ። ማለት ጋል ወዲ ሰበይቲ ሰብኣይ ዝፈሊ ኣይኮነን ኩሉ ክሕዞን ከንብቦን ዘለዎ ምምርሒኡ ክገብሮ ዘለዎ ኢዩ። መዓልታዊ ከምቲ ምሳሕ ድራር ንስጋና ከይረስዕና እንምግባ ቅዱስ መጽሓፍ ከኣ መንፈሳዊ መግቢ ኩሉ ግዜ ክንበልዖ (ክነንብቦ) ይግብኣና ብርኽቲ ሃፍተይ ምስንበብናዮ ይግስጸና ፥ምስኣንበብናዮ ይምህረና ፣የልብመና ከምቲ ኣምላክ ዝደልያና ክንነብር ይምህረና ስለዚ ከመይ ኢዩ ኢልኪ ምሕታትኪ ጽቡቅ ኢዩ ኣጆኪ ቅዱስ መጽሓፍ ዓርክኺ ግበርዮ ንሱ ከኣ መንፈሳዊ ነገር ክለማምደኪዩ። ሓሳብና ክንህብ ስለ ዘፍቀድክልና የቀንየልና።

  • @abadihadush3276
    @abadihadush3276 2 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ሓሳብ እየ።ነቶም ኣቦይ ቀሺ ካዓእንተሰሚዐምዎ ትምህርቲ ይኮነም።ንስኪ ካዓ ከምታ እምነት ካልኣይኪ ተኣማኒት ክትኮንሉ ይምነ።

    • @user-bp5ye2rh6f
      @user-bp5ye2rh6f 2 ปีที่แล้ว

      ብጣዕሚ ፅቡቅ ሓሳብ እየ

  • @user-gn2bg9bw2v
    @user-gn2bg9bw2v 2 ปีที่แล้ว +1

    ታይ ፀገም አለዎ እንተሓዝናዮ እስቲ ክሓተኪ ነዚ ወረቀት ናይ መፅሐፍ ቅዱስ ዲኪ ትሕልዊ ዋላ ቱ አብ ውሽጢ ተፅሒፉ ዘሎ ቅዱስ ቃላት ?መልሲ ነቲ ወረቀት ተኾይኑ አብሰማያት እትነብር አቦና ዝብል ዓብይ ፆሎት አምላክና ዝማሃረና ፆሎትከ አበይ ሒዝክዮ አለኪ ? አብ ልብኪ እዪ ሓቀይ አወ አብልበና አሎ መጀመሪያ ምሓዝ ዘይ ምሓዝ ዘይኮነስ ልብናከ ተይ እዪ ሒዙ ዘሎ ?
    ለለ እውን አንዃን አብዚ ዘሎዉ መምህራን አብ ዓዲ ዘለው መምህራን ሐደ የኾኑን ትብለኪ ተይ እዪ ሓደ ዘይገበርም?
    አብኪ ቅርሺ ተለይኪ ተይ ፀገም አለዎ ተሃብክዮም ሐደ ሓኪም እኾ ነናይ ባዕሉ ስራሕ እዪ ዘለዎ ስለዚ ዋላካ ሃይማኖትና ብቅርሺ ዘይተነስህ ዘይትባርክ ተኾነት ግን ዝግዛእ ተዝከውን ፀጋ እግዚአብሔር ከማ ከመይ ነይሩ ? ግን ዝሓፍተይ ካብ ከዚ ከምዚ ገይሮምኒ ኢልኪ ምድያ ትወፂ ሽዑ አቦዋ ኢልኪ መረ ዳእክዮም ፅቡቅ ነይሩ ዋላ እቶም አቦ ከምኡ ይግበሩ እቲ አብልዕሊኦም ዘሎ ክህነት ግን ናይ እግዚአብሔር ፀጋ ስለ ዝኮነ ክነክብሮም አለና ንሕና ምእመን ዝበልኹም ግበሩ ዝገብርዎ ግን አይትግበሩ ተባሂልና አለና

    • @user-gn2bg9bw2v
      @user-gn2bg9bw2v 2 ปีที่แล้ว

      ካልአይ እውን ሃይማኖትና አፀቢቅና ዘይንፈልጥ ተኾይንና ብውሽጢ ንመምህራን ንሕተት ብዛዕባ ቀሺ ክባርኩ ከለው ቅርሺ ይክፈሉ ድዮም ኢልና ንሕተት መምህራን ወንጌል እውን ከም ዘይክፈል ብወንጌል ምስጢር ዘይክፈለሉ ምክንያት አስፍሖም ክነግርና እዮም ተዘይ ኮይኑ ጫፍ ሒዝና ምስጢሩ ዘይንፈልጦ ግን ወፂእንና ከምዚ ኢሎምኒ መፅሓፍ ቅዱስ ጓል ትሕዝ አይፈቀድን አይንበል ሃወርያ ቅዱስ ጳውሎስ ተይ ድዪ ዝበለ ጓል አብ መድረክ ወፂኣ አይትማሃር ርእሳ ትሸፈን እዪ ዝበለና እምበር መፅሐፍ ቅዱስ ከይትሕዝ ዝበለ አሎዶ አብ ውሽጢ መፅሐፍ ቅዱስ? ናይ ዓድና አቅሽቲ አብ ላዕሊ እዮም ዝሰቅልዎ ደቂ አንስትዮ ከይሕዝኦ ትብለኪ መን እዪ ከምኡ ኢሉ ? ለለከአ መድያ ክነዕቢ ኢልና ሓደራ ደቂ ተዋሕዶ ኦርቶዶክስ ሃይማኖት ምስጢሩ ዘይንፎልጦ ነገር ከም ፈለጥቲ አይንምሰል ሰላም ሓፍተይ ምውቃስ መሰሉ ከይስመዐኪ ተደፍረ ይቅርታ

  • @genet6293
    @genet6293 2 ปีที่แล้ว +2

    እቲ ጌጋ ኣብኪ እዩ ዘሉ ማለት ናይ ኣቦት ንስህ ናብ ምድያ ኣይቀርብን ዝረከብክዮ ቀሺ መን ምክኑ ከይፈለጥካ ቀለበት እሰሩለይ ኣይብህለን ንስኪ ናይ ብዕልኪ ኣባት ነብሲ ክህልወኪ ኣለዎ ካብ ኣብ መንገዲ ረክብዮም እልኪ እስሩና እትብሊ
    መጀምርያ ንንብስኪ ፈትሺ ካብ ደርፊ ስዕስዒት ሪሕቂ መንፈስዊ ተምህሪ
    ንኣቦታት ካብ እተቃልሊ ከይተምህርኪ ክትምህሪ ኣይትፈትኒ መፅሐፍ ቅዱስ ጋል ኣንስተይቲ ክትንብባ ትክእል እያ መን ክልክልዋ እተን ቅዱስን ኣንስቲ 36 ከመይ ድየን ዝነበራ ኣንብብዮ እንዶ መጽሓፍ ከይፈልጥኪ እትፈርዲ የሐዝን ብጥዕሚ

    • @genet6293
      @genet6293 2 ปีที่แล้ว

      ገላትያ 5
      ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯
      ¹⁹ እቲ ግብሪ ስጋ ግሁድ እዩ፡ ንሱ ኸኣ ምንዝር፡ ርኽሰት፡ ዕብዳን፡
      ²⁰ ኣምልኾ ጣኦት፡ ጥንቈላ፡ ጽልኢ፡ ባእሲ፡ ቅንኢ፡ ቍጥዓ፡ ሻራ፡ ምፍልላይ፡ ዝርግርግ፡
      ²¹ ቅንኣት፡ ቅትለት፡ ስኽራን፡ ጓይላ፡ ከምዚ ዘመሰለ ኻልእውን እዩ። እቶም ከምዚ ዘመሰለ ዚገብሩ ንመንግስቲ ኣምላኽ ከም ዘይወርስዋ፡ ከምቲ ቐደም ዝበልክዎ ኣቐዲመ እብለኩም አሎኹ።

  • @user-cs3gt6di6c
    @user-cs3gt6di6c 4 หลายเดือนก่อน +1

    ብትኽክል እዩሰሉ የ ቀፅልሉ እስኪ ብጣዕሚ ኢኪ ዓባይ ሰብ ክብረ ተይ

  • @kbrabzekarias8064
    @kbrabzekarias8064 2 ปีที่แล้ว +3

    መጽሐፍ ቅዱስ ክትሕዝ ፍቑድ'ዩ ። nature ባዕሉ ዝመጸ ምኽንያት እንዳ ኣምጻና ነዘን ኣዋልድ የሕዋትና ኣይንኸልክለን። ወዲ ይኹን ጓል ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ብ ሓደ ዓይኒ'ዩ ዝረአ።

  • @salama9687
    @salama9687 2 ปีที่แล้ว +3

    ጓል ኣንእስተይቲ ንፅህቲ እያ ወርሓዊ ፅድያ ተኮይኑ ላብ ቤተመቅደስ ጥራሕ እያ ዝይትኣቲ
    ዋላ ወዲ ኣብ ኣካላቱ ደም ተለዎ ላብ ቤተ ምቅደስ ኣይኣቱይን በጃኩም. ብመንፈሳዊ ትምህርቲ እንምሃር

    • @justdoit5260
      @justdoit5260 ปีที่แล้ว

      blke haftey natey abzi hbreteseb n gual zelewom areaeya ygermeni u

  • @user-cs3gt6di6c
    @user-cs3gt6di6c 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣነ ብጣዕሚ ኣመስ ግነኪ ብጣዕ ሚ ድማ ይፈት ወኪ እየ ዝያዳይ

  • @user-bz1xm2ht3o
    @user-bz1xm2ht3o 2 ปีที่แล้ว +1

    እሽ ሰላም ሓፍትና🥰 ኩሉ ቃሽ ሓደ አይኮነን ብፉፁም ቅርሽ ክቅበሉ የብለምን ምኺንያቱ እት ማዕረግ ብነፃ ካብ እግዚአብሔር ሰለ ዝተቀበልዎ ግን ኹሉ ሐደ አይኮነን😍 ጓል አንስተይት መፅሓፍ ቅዱስ ክትሕዝ የብላን ዝበልኺዮ ፉፁም ጌጋ እዩ እንታይ ኾይና ዝይትሕዝ ? መፅሓፍ ቅዱስ ኸ ንደቅ ተባዕትዮ ጥራይ ድዩ ተፃሕፉ ከምኡ ዝበል ኸ አበየናይ መፅሓፍ አሎ ? ቅዱሳን አዶታትና ኸ መፅሓፍ ቅዱስ አይሕዛን ነይረን ማለት ድዩ ኖ ጌጋ ይሕዛን ፈረቃን ጓል አንስተይት ከም ድላያ መፅሓፍ ቅዱስ ትሕዝን ተንብብን ፍቁድ እዩ !! ጓል አንስተይት አብ በተክርስትያን አብ አደባባይ ወፅአ እያ ክትሰብኺን ክተምህረን ዘይፍቀዳ እምበር መፅሓፍ ቅዱስ ተንብብ ይኹን ትፈልጥ ፉቁድ እዩ !! ወርሓው ፅድያ ሰለ ዝመፃ ዝበልኺዮ ድማ ንሱ ተለዋ ናብ በተ መቅደስ ክትአቱ እዩ ዘይቀዳ እምበር ካልእ ይፍቀዳ እዩ አብ በተ መቅደስ ዘይትአትወሉ ምኺንያት ድማ ናይ ጎይታና ኩቡር ስጋኡን ኩቡር ደሙን ሰለ ዝዳለወሉ እዩ እምር ከምዝ ዝበልኺዮ ማለት አይኮነን !! ሰላም ሓፍተይ🥰😍❤

  • @user-ds4pv9by5r
    @user-ds4pv9by5r ปีที่แล้ว

    ኣጣሊ ሓጥያተን እና ሓጥያት ብጻየን ኣይሽፍናን ኣባጊዕ ግን ሓንያቶም እና ሓጥያት ብጻዮም ሸፊኖም ይኸዱ ኣጣሊ ዝተብሃላ ልልክማይ ዝኣመስልና ኢና ኣባጊዕ ዝተብሃሉ ከኣ እቶም ብሃይማኖቶም እና ብምግባር ንኣምላክ ድስስ ዝብልዎ ጻድቃናት እዮም ንስክኸ ንፍጣሪኺ ኢልኪ ኣብ ውሽጥኺ ዘይትትሕዝዮ ኣየ ደቅሰባት😢200ብር ክፈሊ ተባህልኪ ተገርምኪ ካብ ትውለዲ ጅሚርኪ ኹሉ ጌጋታትኺ ሓቢኡ ምሕረቱና ቸርነቱ ዘብዘሐልኪ ኣምላኸ ኣምላከማ ታይ ትብልዮ ምስክነይቲ ብጣዕሚ ኢኪ ተጋጊኪ ኣቱም ኣብ ኮሞት ቀጽልሉ ትብሉ ከኣ ልቦና ይሃብኹ/ክን😢

  • @capitaltube7613
    @capitaltube7613 2 ปีที่แล้ว +1

    መጀመርያ ሰላምታኪ ይብዛሕ ግን ኣብቲይ ትብልዮ ዘለኪ ቡዙሕ ስሕተት ኣለኪ
    እና ኣንሕና ቀሺ ክንወቅስ ዓቅሚ የብልናን ካብኡ ካዓ መፃሓፍ ቁዱስ ክንሕዝ ንክእል እና ወራሓዊ ኣብዝመፀአና ካዓ ናብ ቤተ መቅደስ ብቻ እና ክናኣቱ ንክእል ሓፍተይ ማዕረይ መጀመርያ ተማሃሪ ካብኡ ንሰብ ክተርድኢ

  • @optionscell2630
    @optionscell2630 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለህወት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና

  • @elyassium211
    @elyassium211 2 ปีที่แล้ว +2

    ዋዉ ትግርኛ መይታትኪ ስነ ስርዓት ቀብሪ ንገርና ዛሓፍተይ

  • @NoName-ru1tx
    @NoName-ru1tx 2 ปีที่แล้ว

    መፅሓፍ ቅድስ ጓል ኣነስቴይቲ ክትሕዛ ትክእል እያ
    ወርሓዊ ፅግያት እንተሃልይዎ ጥራይ እያ ናብ ቤተ መቅደስ ክትኣቱ ዘይብላ ከምዚይ. ዝበለ ትምህርቲ ካልአይ ግዘ.ክተእትዊ የብልክን.ዛሓፍተይ ናይ ኣባ ቀሺ ፅቡቅ.ነገር.ዘይ ማሓለለፍክስ ናይ ሕማቅ ነገር.ክተምሓላልፊ አይነበረክን እየ ዝብል ብወገነይ

  • @hghkhg2691
    @hghkhg2691 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ፅብቅ ቆንጆ ቀፅሊ

  • @user-eb2yq2ni6s
    @user-eb2yq2ni6s 2 ปีที่แล้ว

    ስላምኩም ይብዛሕ አሕዋትን አሓትን
    እሺ ክብርቲ ሓፍተይ አነ እካ ንመጅመርታ ግዜ እየ ለማዓንቲ ተካታቲልኪ ግን ሓሳበይ ከቅምጥ ስለ ዝደልኩ እየ በዓቅመይ እምብር ብቁዕ መልሲ አሊኡኒ አይኮነን
    በቅድሚያ ስለ እቲ አብ ዓዲ አጋጢሙና ዝብልክዮ ነገር ከጋጥም ይክእል አሎ እዩ እውን ሓዱሽ አይከውንን ግን ኩሎም ካህናት ከምኡ እዩም ክንበ አይንክእል ካምዚ ዓይነት ፀባይና ልምዲ ዘልዎም አቦታትን ካህናትን እውን ቤተ ክርስትያን አይውኩሉን ምክንያቱ ካህናት ዝተውሃቦም ሓድራን ህያው ቃል ፍፀምቲ አግልገልቲ እዩም እምብር ካልእ አይኮኑ ካብቲ ምዓርግ እና ክህነት ወፃኢ ከማና ታራ ስባት እዩም ስለዚ ክስሓሓቱ ይክእሉ አብ ምንባር ምውዳቅ ምትሳእ ስለ ዘሎ። እዩም እዙይ ማለተይ ግን እናተስሓሓቱ ስቅ ኢልና ንርአዮም ማለተይ አይኮንኩን
    ካብ ባዕልና ካብ መእመናን እውን ዓበይ ስሕተት ዘሎ ይመስለኒ ንአብነት በናትኪ እንተወሲድና ንስካትኩም በተለይ ንስኪ ምብራክ ፥ መስቀል ምስላም ፥ ሓደ ሓደ ምክሪ ምሃብ ገንዘብ ከም ዘይክፍሎ ቤተ ክርስትያን ከም ዘይትእዝዞን ከም ዘይትፍቅዶን ትፍልጢ እንድሕር ድአ ኮይንኪ ካብ ዘውር ኢልኪ አይህብን ክትብሊ ንአክም ንእኦምን ፅቡቅ አቦ ንክምዚ ዓይነት ተግባር እኮ ግንዘብ ምክፋል ቤተ ክርስትያን አይትፍቅድን ንምንታይ ድአ ንሶም ካህን ኮይኖም ከምኡ ዝብሉና እዚአስ ጌጋ እያ ኢልኪ በትሕትና ክትነግርዮም ይቀልል ነይሩ ንእኦም እውን ጌጋ ይግብሩ ምህላውም ዋላ ወሽጦም ይፍለጥ ግን አብ ቅድመኩም ዋይ ኢሎም ሓፊሮም ይቅርታ ምሓተትኩም ወይ እውን በዘይ ምንም ገንዘብ መስነይኩም ይነብሩ ንአክም ካብ ምስ ስብ ከምዚ እኮ ገሮምና እናብልኪ በናቶም ገመና ወይ ስሕተት ተዳጋጋሚ ምዝራብ መዳሓንኪ ነይርኪ ይብል ከም አነ
    ስለ እቲ መን እዩ ዝምህረና ዘሎ አብ ዓዲ እኮ ከምዚ ዝብሉስ አብ ደገ ዘለዉ በሶሻል ዲድያ ዝምህሩ ከ ድአ ክንድይናይ ንዝብል ሓድ ስብ ህልንኡ ፥ስብእንኡ ፥ ልሙዱ ፥ አታዓባብይኡ ድአ እምብር ቦታ አይቅይሮን ወይ በቦታ አይንፍርዶን ከምኡ ገይሮም ነንሕድሕድ ዝህብዎ አግልግሎት በዘይ አግባብ ዝቅብሉ ወይ ዝጥይቁ ክህልዉ ይክእሉ ይኮነ ዋላ እውን አለዉ ግን ኩሎም ድማ ሓደ አይኮኑን ስለዚ ስለ ዝምህረና ምፍላጥ ናይ ባዕልና ድርሻ እዩ
    ስለ እቲ ጎል አነስተይቲ ከመይ ኢላ መፅሓፍ ክትሕዝ ይግብአ ምዓልታዊ ፅሪቲ ዘይኮነት ዝብል ሕቶኪ ግን ከም አነ ፍፁም ስሕተት አራዳድአ ይመስለኒ
    ምክንያቱ ወርሓዊ ዋላ በእርግማን ድአ ይምፃእ እምብር በአምላክና እየሱስ ክርስቶስ መርገሙ ተደሚሲሱ ናይ ፀጋ ወህብቶ ኮይኑልና እዩ ረሳሕ ደም እዩ ዝፍስስ እምብር ናይ ዘይምንፃሕን ናይ ረክሰትን ደም አይኮነን ዝፍሰና ስለዚ አብቲ ግዜ ወርሓዊ እዩ ቤተ ክርስትያን ወሽጢ ቀፅርን ቤተ መቅድስን ዘይንአቱ እምብር ካልእ አይክልከልናን እዙይ ድማ ካብዘይምንፃሕ ዝተልዓለ አይኮነን ቅድስት ቤተ ክርስትያን ናይ ክርስቶስ ድም ስለ ዝፍስሳ በደሙ ስለ ዝተመስረተት ስጋወድሙ ስለ ዝዘጋጅውሉ ናይ ፍጡር ናይ ዝኮነ ይኩን ድም አብ ቤተ መቅደስ ክፍስስ ስለ ዘይግባእ ጥራሕን ጥራሕን እዩ ንአብነት እኮ ካህናት አቦታትና ክቅድሱ እናብሉ በአጋጣሚ አፍንጭኦም እንተረሲኖም እሞ ደም እንተፈሲስዎም አይቅዱሱን ካልእ እዩ ዝትካ እና በከምዚ እዩ ዝርድኦ አነ
    በቻ ግን በአቦታት በግልፂ እንተዝምልስልኪ ደስ ይብለኒ ያው በፅሑፍ ነዊሕ ምካድ ስለ ዝከብድ በዝተርፈ ድማ ካብ ኮመንታተር ከንበብ እየ
    እንተተሰሓሒተ ክእረም እየ

  • @bsi2367
    @bsi2367 2 ปีที่แล้ว +1

    በስመ ስላሴ
    መጀመርታ ናይ ባዕልኪ ብዙሕ ጌጋታት እኒአኪ ሓፍተይ
    ቀዳማይ እቶም ትብልዮም ዘለኪ ናይ ንስሃ ኣቦኪ ክኮኑ ኔርዎም ኣብ ዝረከብካዮ ቀሺ እዩ ኢልካ ከምዚ ቃል ይኩን ንስሃ ክትኣቱ ኣይትክእልን አብ ዓድና ግዴታ ካብ 18ዕድመ ንልዕሊ ናይ ንስሃ ኣቦ የድልየካ ማለተይ ዝበዝሕ ካብ 18ንላዕሊ ዘሎ እዩ ክሕዝ ዝብል እምበር ብመጽሓፍ ቅዱስ ካብ 12እዩ ዝብለና ።
    እና እቲ ጌጋኪ አብዚ እኒኦ ናይ ንስሃ ኣቦ ዘይምህላውኩም
    ካልኣይ ከኣ ጓል ኣንስተይቲ ንጽህቲ ኣይኮነትን መጽሓፍ ቅዱስ ክትሕዝ ኣይብላን ኢልኪ?
    እዚ ኣብ ብሉይ ኪዳን እዩ ርክሰት መርገም ዝነበረ እምበር አብ ሓዱሽ ኪዳን ፀጋ እዩ ናይ እነታትና ይኩን ካልእ ርስሓት እምበር ርክሰት ወይ ሓጥያት ግን ኣይኮነን።
    ርስሓት ከኣ ብማይ እዩ ዝፀሪ። ጓል ኣንስተይቲ ነፃ ኣብ ዘይኮነትሉ ግዜ ማለት ናይ እኖታታ ዝኮነ ዓይነት ቆስሊ ነገር ኣብ ዘለዋ ናብ ቤተ መቅደስ ጥራሕ እያ ክትኣቱ ዘይፍቀደላ እዚ ከኣ ካልእ ምክንያት የብሉን ኣብ ቤተ መቅደስ ናይ ጎይታና ኣምላክና መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ስጋን ደምን ክቁረስ ጥራሕ ስለዝፍቀድ እዩ።
    ከምቲ ትብልዮ ዘለኪ መፅሓፍ ቅዱስ ክትሕዝ የብላን እንተኮይኑ ግን ኣበይ ኮይና ደኣ ክትፈልጥ ከምቲ ኣብ መጨረሻ ዝበልክዮ መን እዩ መምህራ ናበይ እዩ ክመርሓ ኣይትፈልጥን ሕግን ስርዓትን ቤተክርስቲያን ኣፅኒዓ መርሚራ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንቢባ ግን ክትፈልጥ ትክእል እያ።
    ስለዚ እዚ ጌጋ ናይ ባዕልኪ እዩ ናይ ማንም ኣይኮነን ምስ ይቅርታ

  • @user-kz1mt1sh4r
    @user-kz1mt1sh4r 2 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ዳሓን መፃኪ ዝሓፍተይ ግንሲ ሕሉፍ ምዝራብ ጌጋ እዩ ካብኡ ካዓ መፅሐፍ ቅዱስ ምሓዝ ምንባብ ወዲ ጋል ኣይፈልን ምክንያቱ ወርሓዊ ፅግያ ርክሰት ኣይኮነን ማዓረይ ደቂ ሰባት ሙሉኣት ኣይኮናን ወዲ ይጋገ ጋል ትጋገ ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ኩለና ማዓረ ኢና ሰለዚ አቲ ትምሃሮ ዝምህረካ መምህር ምሰብዓል ልክዕ ኣለኪ ።
    ጋል ኣንሰተይቲ ሰብከት ብቻ እያ ዘይትሰብክ ትምሃር መፅሓፍ ቅዱስ ምንባብ ምሓዝ ኣይግብኣን ዝብል ኣበይ ረኪብክዮ ተጋግኪ።

  • @user-bc7kv4jw9o
    @user-bc7kv4jw9o 2 ปีที่แล้ว

    ናይ መፃሓፍ ቅድስ ናይ ምሓዝ ፀገም የለን ሞ ጓል እንድሕር ዘይሒዛ ዳኣ መን ክሕዝ ንሱማ ወርሓዊ ተሃልዩ ነቅምጦ 🙏

  • @milimedhanie1753
    @milimedhanie1753 2 ปีที่แล้ว

    ብርኽቲ ሓፍተይ መጽሓፍ ቅዱስ ልኽዕ ኣብ ብሉይ ኪዳን ኣምላኽ ኮምኡ ኣዚዙ ጓል ኣንሰይቲ ኣብ ቤት መቅደስ ክትኣቱ እንተ ደኣ ኮይና ካብ ወርሓዊ ጽግያት ነጻን ጽርይትን ምስ ኮነት ማለት ምስ ወደአት ክትኣቱ እሞ ክትነጽህ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘለዋውያን ምዕራፍ 12 ጽቡቅ ጌርኪ ከተንብብዮ ባዕልኺ ትኽእሊ ኢኺ ምኽንያቱ ኣምላኽ ባዕልና ንመጽሓፍ ቅዱስና ክንፈልጦ ኢዩ ዝደሊ ።እዚ ግን ኣብ ሓዲሽ ኪዳም ክርስቶስ የሱስ ጎይታና ንኹልና ብ ሞቱን ትንሳኤኡን ንኹልና ኣንጺሁና ኢዩ ስለዚ ኣብ ሓዲሽ ኪዳን ከተንብቢ ባዕልኺ ን ኣምላኽ ክትፈልጥዮ ኣምላኽ ይደሊ ምኽንያቱ ብዙሕ ናይ ስሕተት ነገራት ስለ ዘሎ። ሓፍተይ ብርኽቲ ንሕና ክርስቶስ ኣብ መስቀል ዘንጸሃናን ዝቀደሰናን ሰባት ኢና መጽሓፍ ቅዱስ ኮምኡ ስለ ዝብለና ነዚ ግን ብዙሕ ሰብ ኣይፈልጦን ኢዩ ንስኺ ንመጽሓፍ ቅዱስ ባዕልኺ ከተንብብዮ ትኽእሊ ኢኺ። ብዝያዳ ግን ኣብ ናተይ መሰንጀር mili nay yesus ትብል ኣቲኺ ንዝያዳ ሓበሬታ ክሕብረኪ ይኽእል ኢየ። ነዓኺ ይኹን ንኹልና ሕዝቢ ዓለም ጎይታ የሱስ ክርስቶስ የፍቅረናን ናብኡ ክንመጽእን ክንጸድቅን ሕድገት ሓጥያት ክንረክብን ኢዩ ዝደሊ እምበር ደድሕሪ ቀሺ ዶ ካልእዶ ምኻድ ኣየድልየናን ኢዩ ምኽንያቱ ደቂ ሰባት ሙሉእ ዝበሃል ክርከቦም ኣይክእልን ኢዩ። ስለዚ ናብ ጎይታ የሱስ ክትመጽን ክትድሕንን ሂወት ዘልኣለም ክትረኽብን ይግበኣኪ ኢዩ

  • @yemanehayle553
    @yemanehayle553 2 ปีที่แล้ว

    መምሀሪ ሓሳብ እዩ አብዚ ጉዳይ እዙይ ብዙሕ አከራኻሪ ፣ ሞጓቲ ዝኾነ ነገር ክለዓል ይኽእል እዩ ። በዚ አጋጣሚ ግን ንዓኽን ከማኺ ዝበላ አሕዋትናን ልዑል ክብሪ ይግበአክን ።
    ቀፅልሉ....

  • @eitrea5661
    @eitrea5661 ปีที่แล้ว

    ኣብ መጽሓፍ ብሉይ ኪዳን፡ ጓለንስተይቲ ኣብ ግዜ ጽግያትን፡ ቆልዓ ምስ ወለትን ክሳዕ ዝተወሰነ ግዜ (7, 40 ,80 መዓልታት) ከም ርኽስቲ እያ ትቑጸር ብድሕሪኡ ግን መስዋእቲ ሓጢኣት ተቕርብ እሞ ንጽህቲ እያ። ጓለንስተይቲ ካህን ወይ ሊቀ ካህናት ወይ ናዝራዊት ኮይና ከተገልግል ኣይተጽውዐትን እንተ ኾነ ግና ነብያት ኮይነን ህዝቢ ዘገልግላን ነገስታት ዝመርሓን ኣገልገልቲ ኣምላኽ ከም ሚርያም ሓብቲ ኣሮን፡ ነብዩት ሑልዳ ፡ ወዘተ ነይረን እየን። ኣብ ሓድሽ ኪዳን ከኣ እሞ እቲ መስዋእቲ በየ ወርሕን ወሊድን ተሪፉ እዩ። ከምቲ ብነብዪ ዩኤል እተባህለ መንፈስ ኣምላኽ ኣብ ስጋ ዝለብሰ ኩሉ ይወርድ ኣዋልድን ኣወዳትን ይንበዩን ራእያት ይርእዩን ካን ርኹስ ህይወቶም ይናገፉን ኣለው። ህዝበይ ስኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ ስለዚ ከኣ ኣፋ ከፊታ ትውጦም ኣላ ዝብል ጽሑፍ ከም ዘሎ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንተንብባ ኣይትተንክፋ ዝብል ሰይጣን ጥራይ እዩ። ንማርያም ሓብቲ ማርታ ካብኣ ዘይውሰድ ግደ ሓርያ ኣላ ተባህለላ። ሓብትና ስኣን ፍልጠት ብብዙሕ ነገር ትጠፍእን ትጋገዪን ኣለኺ። እቲ ዘድሊ ሓደ ነገር እዩ። መጽሓፍ ቅዱስ ሓዚ እሞ ኣንብብ። መድሂናኣለም ብደሙ ንኹለ መርገምን ሓጢኣትን ወጊዱ ይቕረ ኢሉ እዩ። ብክርስቶስ ትውስፋ ግበሪ። ንኣምላኽ ኣቦኽን ፈጣሪኽን ፍለጥዮ። ብዛዕብኡ ኣብ መጽ ሓፍ ቅዱስ ተጻሒፉ ኣሎ። ኣንብብዮ

  • @tititigray4923
    @tititigray4923 2 ปีที่แล้ว +2

    ብዘይ ኩሕሊ ክትፅብቒ ሰሉ😍

  • @user-rw2ho7nl6s
    @user-rw2ho7nl6s 2 ปีที่แล้ว

    ዝሓፍተይ መጀመርያ ነቦታት ካሙዝይ እልኪ ደፍርኪ አብ መይዳ ወፅእኪ ንክትዛረቡ ተሕዝኒ ምክንያቱ እቱ ቅርሺ ንምንታይ ሙካኒ ክትሓስቢ ነይርኪ ካብ ቅርሺ ወስዶሙኒ ክትብሊ እቲ ቃሺ ክትብህሊ ከለኪ ትሕት እልኪ ተትዛረቢ ፁብቅ ነይሩ አቦታትና ፀወርቲ ታቦት እዮም ብጣዕሚ ሐዝነ ካሙዙይ እልኪ ክትዛረቢ😥😥ግን ክሓተኪ ካብ መማህርና ንፍለጥ መፅሓፍ ቁዱስ ትብልዮ ዘለክለ ደብዳበ ናይ አምላክና ስለ ዝኮነ ንወዲ ንጋል አይብልን ንኩሉ ሓደ እዩ ካቡኡ ዉን አበይ ተሓቱሙ ትብልኪለ ካብ ካሙኡስ ምሽጥረ ስላሴ ትፈልጥየንዶ
    ክብርቲ ሒፍተይ ብጣዕሚ እየ ዝፎትወኪ ግን አብ ነቦታት ምስ አቃሊልክዮም ብጣዕሚ ሓዝነልኪ ካዉኡ ዉን ብዛዕባ እዙይ ቃል አምላክ ክትዛረቢ ወፅክለ ኡቱ ዘረባኪ ተመልስኪ ተሰምዕክዮ ባዓልኪ እንታይ እየ ዝብሎም ዞሎኩ ነቦታተይ እልኪ ትሓስቢ እኪ ክብረተይ ካዉኡ ዉን ብዛዕባ መፅሓፍ ቁዱስ እናተዛረብክን ኩሕሊ ተካሕልኪ ካዉኡ ዉን ዋላካ መፅሓፍ ቁዱስ አብእድኪ አይቲ ሓዚ ግን ነፀላ ትክደኒ ነይርኪ ካዉኡ ዉን ፆም ስለ ዝኮና አወዳት አሕዋትና ከይሳሓቡ ማለተይ ፆም ኩሉ እንትናካ እዩ ዝፀዉም እሞ ፅብቅቲ ስለ ዝኮንኪ

  • @user-ss5ml4zo6o
    @user-ss5ml4zo6o 6 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና

  • @kidanegebremariam7390
    @kidanegebremariam7390 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ክብርቲ ሓብትና ብዛዕባ መጽሕፍ ቅዱስ ጋል ኣንሰይቲ ኣይትሕዞን ኢያ ዝበልኪ ገጋ መረዳእታ ኣለኪ ምክንያቱ ግይታና እየሱስ ክርስቶስ ናብዚ ኣለም ዝመጸ ንኩልና ደቂ ኣዳም ወይ ሕዝበ ክርስቲያን ከድሕን ኢዩ ዝመጸ።ስለዚ ንደቂ ተባእቲዮ ጥራይ ኣይኮነን ንመን ድኣ ንኩልና ብዘይኣፈለላይ ኮላይ ደቂ ኣንስቲዮ
    ስለዚ ክብርቲን ሓፍትና መጽሓፍ ቅዱስ ምንባብ ንኩልና ጾታ ውዲ ወይ ጋል ኣይብልን ኢዩ ኩሉ ወዲ ሰብ ብዘያኣፈላላይ ኣንቢቡ ክድሕን መገዲ ህይወት ክፈልጥ እንተኮይኑ
    መጽሓፍ ቅዱስ ከንብብ ኣለዎ ከንብብ እንተኮይኑ ኪኣ ክሕዞ ክጥቀመሉ ኣለዎ።
    ኣብቲ ጋል ኣንሰይቲ ወርሓዊ ጽግያት ስለዝመጻ ከተርክሶ ኢያ መጽሓፍ ቅዱስ ዝበልኪዮ ገጋ ርድኢት ኣለኪ መን ምሂሩኪ ጋል ተርክሶ ዝበለኪ
    እዘን ኩለን ደቂ ኣንስቲዮ ወንገል ዝምህራ መጽሓፍ ቅዱስ ዝምህራ ደኣ ከመይ ገረን ይምህራ ስለዚ ክብርቲ ሃብትና መጽሓፍ ቅዱስ ምስ ጽግያት ዘራክብ የብሉን ጽግያት ኪኣ ሓጥያት ኣኮነን ተፈጥሮ ኢዩ ኣምላክ ባዕሉ ዝፈጠሮ መስርሕ ሂወት ኢዩ።

  • @dlshhe4706
    @dlshhe4706 ปีที่แล้ว +1

    ብርክቲ ሓፍተይ መፅሓፍ ቅዱስ እኮ ንምንታይ ድዩ ተፃሕፉ ? መቸም ንፃድቅ ስብ አይኮነን ፣ አብዚ ዓለም ዚ ዘሉ ስብ ከአ ኩሉ ጌጋ ዝገብር እዩ ፣ ስለዝይ መፅሓፍ ቅዱስ ከአ ንወዲ ኮነ ንኃል ንኩሉ ፣ ቃል እግዝአብሄር አንብቡ ተረድኡ ካብ ጌጋ መንገዲ ክንምለስሉ እዩ ተፅሕፍልና ። ግን ሓደ ንገር ክነግረኪ መፅሓፍ ቅዱስ ( ሓድስ ኪዳን እና ቡሉይ ኪዳን ዝብል ገዝእኪ አንብብ ። ጌታ እግዚአብሄር ይባርክኪ ሓብብቲ ። Galatians 3 (ትግ) - ገላትያ
    24: ስለዚ ኸኣ ብእምነት ምእንቲ ኽንጸድቕሲ፡ ናብ ክርስቶስ ኬብጽሓና እቲ ሕጊ ቐጻዒና ዀነ።
    25: እምነት ምስ መጸት ግና፡ ደጊም ትሕቲ ቐጻዒ ኣይኰንናን።
    26-27: ብክርስቶስ እተጠመቕኩም ዘበልኩም ንክርስቶስ ለበስኩምዎ እሞ፡ ብእምነት ብየሱስ ክርስቶስ ኵላትኩም ውሉድ ኣምላኽ ኢኹም።
    28: ኵላትኩም ብክርስቶስ የሱስ ሓደ ኢኹም እሞ፡ በዚ ኣይሁዳዊ ወይስ ጽርኣዊ የልቦን፡ በዚ ባርያ ወይስ ጭዋ የልቦን፡ በዚ ተባዕታይ ወይስ ኣንስተይቲ የልቦን።
    29: ናይ ክርስቶስ ካብ ኰንኩም፡ ደጊም ዘርኢ ኣብርሃም ኢኹም፡ ከምቲ ተስፋውን ወረስቲ ኢኹም።

  • @woldeamlake.7019
    @woldeamlake.7019 2 ปีที่แล้ว

    ፍጥረት እ/ር ኩሉ ጽሩይ እዩ። ጋል ውን ቅድስትን ጽሪይትን እያ፤ እንተኾነ ግን ሓቅታት መጽሓፍ ቁዱስ ኣብ ሕብረተሰብና ብባህልን ልምድን ዝተሸፈነ እዩ።

  • @user-rh6zq2ty4s
    @user-rh6zq2ty4s 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰሉየይ ዝፈትወኪ እና መን እዩ ዝምህረና ንፍለጥ ዝብል ሓቅኺ መፅሓፍ ቁዱስ ጓል ኣንስተይቲ ኣይትሕዝን ዝብል ሓቂ ኣይመስለንንን

  • @lmiss-youmom
    @lmiss-youmom 2 ปีที่แล้ว +10

    ዋይ ለበምና ያ ክብላስ ፃሕል ዓጠና ሐጂ ንስኽ ስ ስለ መስቀልን መፅሓፍን ትዛረብ እንታይ ኣፍልጥኪ ከም ሰብ መጠን ኳ መዝሙር ትሰምዕ ርእናኪ ዘይንፈልጥ🙏 እንብለ ጭፈራ ቅምፅምፅ👹
    ቅሩብ እታ መስቀል ዝገዝአትልኽ ዶ ኣይተቅንአክን እያ ጓለይ

  • @1jdhjjxnc449
    @1jdhjjxnc449 2 ปีที่แล้ว

    በስምኣብ ዋላ ሓንቲ ዘይትፈልጢ ብዘካ ቀሺ ንሕና ከ ኣንሕስ ኣንሰረርቅን ሓቀኛታት ማለት ድዩ መጀመርታ ሰባት እምበር ኦርቶዶክስ ኣይትጋገን ግና ንሕና ኦርቶዶክስ ዋይ ግዜ

  • @tetasolomon7107
    @tetasolomon7107 2 ปีที่แล้ว +2

    ብምቕፃል ሓደ ሰብ ተተረዲእዎ ናብ ደስ ዝበሎ ክመርሓኒ ይኽእል እዩ ኢልክይ ግን ተጠንቀቒ ጴንጤ ወይም ካቶሊክ ወይም መናፈቕ እዚ ትክክለኛ ኦርቶዶክስ እዩ ኢሉ ክመርሓኪ ይኽ እል እዩ ስለዚ ሰሉየ ኣነ ብደንቢ ብኣካል ይፈልጠክይ እየ ስለዚ ሸትት መተት ኣይትበልይ. ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እምነተይ ናይ ጥንትይ እያ ናይ ኣቦይ ናይ ኣደይ ኣጥቢቕኪ ሓዚ
    መናፈቕ ንስሐ ኣይኣቱን ኣይፈልጥዎን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብቻ እያ ንስሐ ዘለዎ ስለዚ ብዛዕባ ኣባት ነብስኹም ቂር ዝብለኩም ነገር ተልዩ ትቕይሪ ትኽእሊ ኢኺ ተዘይኮይኑ ኩሎም ሓደ ዓይነት ኣይኮኑን ተተኻኢሉኪ በፌስቡክ ምፅኒ ትርምስ ኣብርሃ ሽረ ኢልክይ ክንጫወት

  • @user-rb1wn3dn2k
    @user-rb1wn3dn2k 2 ปีที่แล้ว

    በስመ ስላሴ ብመጀመሪያ ሰላምኪ ይብዛሕ ቀጺለ ዝብለኪ
    1//ናብ ኣባት ንስሓ ክትቀርቢ ከለኪ ሓጥያትኪ ክተራግፊ ዉዒልኪ መሊስኪ ከኣ ከምዚ ደሎ እዩ ክትብሉ ክንሓምዮ ዉዒልና ትብለኪ ካብ ኣይትሕመ ዝብል ቃል ሓደ ጌጋ አለኪ እሞ ከኣ ንቀሺ
    2// መጽሓፍ ቅዱስ ማንም በአግኣዚተ አለምስላሴ ዝተፈጠረ ክሕዞን ከንብቦን ግቡእ እዩ። እንተዘይ ኣንቢብኪ ከመይ ገይሩኪ እምነትኪ ትፈልጢ አይኮነን ብመንፈሳዊ ሃይማኖትኪ ምፍላጥ አይኮነን ናይ ዓለማዊ ብአስኳላ ትምህርቲ ተማሂርኪ ዶ ኣይኮንክን ፈተና ትኣትዊ ምስ ትሕተቲ መልሲ ረኪብኪ ትምልሲ ።
    እኮ ደኣ ወርሓዊ ጽግያ ዉን ርክሰት ዘይኮነስ ብማይ ሓጺብካ ዝከይድ ርስሓት እዩ ዘለና ስለዚ ንሱ እንደሃለወና ከም አብነት
    ✔️አብ ቤተ መቅደስ ክትአትዊ የብልክን
    ✔️ክትጥመቂ የብልክን
    ✔️ማይ ጸሎት ክትሕጸቢ ኣይትክእልን ሰብ ዘምጸአልኪ ግን ክትሰትዪ ትክእሊ ኢኪ ምክንያቱ እቲ ምሕጻብ ነቲ ማይ ጸሎቶ የርስሖ እዩ እቲ ማይ ጾሎት ምስታይ ግን ከምቲ ጎይታና መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ከምቲ ብቅዱስ ስጉኡን ደሙን ዘድሓነና ንርስሓትና ዉን ብማይ ጸሎቱ ይሓጽበልና አሎ ማለት እዩ።
    እና አፍካ ዘምጸአልካ ምዝራብ ግን ጽቡቅ አይኮነን ብተለይ አብዚ ናይ አባት ንስሓ ቅርሺ ምሽ ወሲደምኪ አለዉ ደስ እንተ ዘይኢለምኩም ክትቅይሩ ትክእሊ እምበር ናይ አባት ነፍሲ አብ ምድያ ወጺካ ምስጥር ክነዉጽ ክልተ ግዜ ሓጥያት እዩ ንዓና ካብ ጌጋኪ ተኣረሚ ሰሉ ሓፍተይ🙏

  • @user-lw8se2gi4q
    @user-lw8se2gi4q 2 ปีที่แล้ว

    እሺ ክብርቲ ሓፍተይ መጀመርያ እቶም ኣቦና ተጋግዮም ከምኡ ብምግባሮም እዉን ፍርዱ ንባዕሎም እዩ ካልኣይ ንስኺ ተጋጊኺ እቲ ዝሓተቱኺ ዓቕሚ እንተሃልይኪ ምሃብ ፀገም የብሉን ምክንያቱ እቲ ፆርኪ ናብኦም ስለዝኾነ እግዚአብሔር የሪኢ ኣሎ ኢልኺ ሱቅ ክትብሊ ነይርኪ መፅሓፍ ቅዱስ ክትሕዝ ኣይትክእልን ትብሊ ኣለኺ ጌጋ ጓል ይኹን ወዲ ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ሓደ እዩ ካባና ዝድለ ነቲ መፅሓፍ ብፅሩይ ምንክብካብ ኣብ ፅሩይ ቦታ ምቕማጥ ፐሬድ እናሃለወና ዘይምሓዝ እምር መፅሓፍ ሒዛ ቃል እግዚአብሔር ክተንብብን ኣንቢባ ኣብ ልባ ክተሕድሮ ኣንቢባ ቃላቱ ክተተግብሮ ግቡእ እዩዉን ዘይኮነ ግዴታኣ እዩ እግዚአብሔር ናዓና ዝፈጠረና ንስሙ ክነመስግንን ትእዛዛቱ ክንሕልን ስለ ዝኾነ

  • @gebretensayegebrehiwot8150
    @gebretensayegebrehiwot8150 2 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ ኣለኺ ሰላም ሓፍተይ ብፍላይ ፡ ኣብታ ናይ ኣቦይ ቀሺ ብትሪ ክዛረብ መጽሓፍ ፡ ቅዱስ ፡ ከም ዝምህረና ነቲ ብናጻ ዝተዋሃብክምዎ ብናጻ ኣገልግሉሉ እዩ ዝብለና። ኣብ ፡ ውሽጢ ፡ ፡ ቤተክርስቲያን እንተዝኸውን ፡ ነታ ፡ ቤተክርስቲያን ፡ ዕብየት ፡ እዩ እዩ ምበልና ኣብ ደገ ግና ፍፁም ፡ ገጋ እዩ

  • @user-mc5ho4vs2e
    @user-mc5ho4vs2e 2 ปีที่แล้ว +1

    መፅሓፍ ቅዱስ ክንዝ ንኽእል ኢና ኣይተኽእላን ዝብሉ ተለዮም ጌጋ እዩ
    ናብ ቤተመቕደስ ዘይትኣቱ ድሞ ክህነት ንደቂ ተባዕትዮ እዩ ዝተውሃበ እምበር ንጓል ኣነስተይቲ ኣይተውሃበን
    ቤተመቕደስ ን ኣብ መድረኽ ደው ኢላ ክትብኽ እያ ዘይትኽእል እምበር ካሊእ ኩሉ ፍቑድ እዩ ዝያዲይ

  • @gumashame
    @gumashame 6 หลายเดือนก่อน

    ሰሉየ ፅቡቅ እዩ ግን ደቂ ኣነስትዮ ኩሉግዜ ፅሩያት ኣይኮንናን ዝብል እዚ ናይ ሕጊ ኦሪት እዩ ትትብልዮ ዘለኺ ኣብ ብሉይ ኪዳን እዩ ጓል ኣንስተይቲ ናይ ኣዴታታ ተመፅእዋ ኽትሕዞ ዘይፍቀዳ እንበር ሓድሽ ኺዳን ይፍቀድ እዩ
    ምንም ሓጥያት የቡልን ናይ ኣዴታትና ዝመፃና ርሳሓት እንበር ርክሰት ኣይኾነን እና ትብዶ ናይ ቀደም እዩ ኣነ ግን ሕይ እየ ዝሪኦ ዘለኩ እና ሰሉየ ጎቦዝ ኢኪ ጌጋ ተሊኒ ኣብ ካሜንቲ ኣቅሙጡለይ ስለዝበልኺ እየ ሰሊተይ ብካሊእ ከይትርድእዮ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኺ❤❤

  • @hidatteklom2411
    @hidatteklom2411 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ሰላም ነዓኺ ይኹን ሐሳብኪ ብሐቂ እንተ ተረዲኡኒ,ቅዱሰ መጽሐፍ ጓል አንሰተይቲ ክትሕዞ የብላን ብጽድያታ ምኽንያት ትብሊ አለኺ.ኩሉ እግዝአብሄር ዝፈጠሮ ብሩኽ እምበር ርኹስ አይኮነ ን,ጓል አንሰተይቲ ከአ ብአርአያ ስላሴ ዝተፈጥረት ብርኽቲ እያ,እቲ ጽድያት አለዋ ተባሂላ ትሳጎግ ዘላ እኮ እግዝአብሄር እዩ ፈጢሩዎ,ከምቲ አቀዲመ ዝበልኩኺ ኩሉ እግዝአብሄር ዝፈጠሮ ብሩኽ እዩ.እቲ ርኽሰት ዝበሃል ብልሳን ተግባርን ካብ ልቢ ደቂ ሰባት ብምርጨኦ ዝግበርን እዩ ርኹስ ወይ ረሲእ ዝበሃል,ስለዚ ጓል አንሰተይቲ ውን እንተ ተማሂራ ቅዱስ መጽሐፍ ክትምህርን ክትሰብኽን ቅቡልን ፈረቃን ከአ እምበር,

  • @user-vy6fh5md9h
    @user-vy6fh5md9h 2 ปีที่แล้ว +1

    ልክዕ ኣለኺ ሰላመይ

  • @user-kz3ov3ju4w
    @user-kz3ov3ju4w 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ስደት ንዝፈልጥ ትምህርቲ ቤት እያ ንዘይ ፈለጣ ግን ስድት ኣነሲ መጀመርያ በባሕረኛይ ስ ማሓዙተይ መንፈሳዊ ዝማሃራ እንታይ ድየን እለናኒ መን ፍጥርኪ እለናንስ ሚካኤል እለየን 🙄 ኣንሕና ሰባት ቅርፅና ናይ ምንታይ ቅርፂ እና እለናኒ ናይ ህበይ እለየን 😁 ክርስትያን ክንብል ከለና ቡዙሕ እዩ ክርስትያን ታይ እኪ ትክተሊ እለናኒ እንድዒ ክርስትያን ምካነይ እየ ዝፈልጥ እበር እለየን😞 እቱ ቀልል ነገር እካስ ተዘይ ኣንብብና ኣንፈልጦን እና እለ እየ

  • @ngstihylemaryam7540
    @ngstihylemaryam7540 2 ปีที่แล้ว +15

    ዋብርቲዒ ሓፍተይ ናተይ💛💛💛

    • @alihiok8737
      @alihiok8737 2 ปีที่แล้ว

      ትሕዚ እያ በጎይታና መድሃንና ድሕናና እና ማለት እቲ ናይ ኣታት ቀድም እዩ ሓጥት እምበር ሐዚ ናይ ፀጋ እዩ

  • @ngstihylemaryam7540
    @ngstihylemaryam7540 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ናይ ብሓቂ ሰላም ሓቅኺ ኢኺ ግን እቲ ቅርሺ ግን ዘክፎልኩም ንዓኩም ምንም ማለት ኣይኾነን እንተ ኣቦ ቀሺ ግን ጌጋ እዩ እቲ መፃሓፈ ቅዱስ ጋል ክትሕዝ የብላይ ማለትኪ ድዩ በጭራሽ እዚኣ ኣነለ ኣይተረደኣኒ ምሰ ይቅርታ ዋ ግን ዝተፋላለየ ኤና ንሰምዕ ኣብዚ ሐጀስ ናይመን ተክክል ናይመንከ ጌጋ ምፍላጥ ኣብይና ሰሉዬ ዋይ

    • @tube9434
      @tube9434 2 ปีที่แล้ว

      ኣብ ብሉይ ኪዳን ከም ነውሪ ነይሩ ወርሓዊ ጽግያት
      ኣብ ሓዱሽ ኪዳን ግን ከም ርስሓት እዩ ዝሓፍተይ ።
      ናብ ቤተ መቅደስ ኣይኣትዋን ናይ ጎይታ ስጋዎደሙ ስለ ዝፍተተሉ ተሓጺበን ግን ክሰግዳ ክጽልያ መጽሓፍ ቅዱስ ክሕዛን ከንብባን ይፍቀድ እዩ ፨

  • @HhGg-zm5gl
    @HhGg-zm5gl ปีที่แล้ว

    ስምዒዶ ኣበይ ትፈልጥዮም ዞም ቀሺ ዘይት ፈልጦ ቀሺከ ቃል ኪዳን ኣእትወና ይበሃል ድዩ ንስኪ ኢኪ ዘይት ሓፍሪ ዘይት ፈልጥዮ ቀሺ ባሩኩና ትብሊ

  • @zerisenayteklay1370
    @zerisenayteklay1370 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ውርዙይ ዝኾነ ኣገላልጻን ሓቀኛ ዝኾነ ነገር ኢኺ ተዛሪብኪ ኣምላኽ ይባርኽኪ

  • @user-df9rz4oo2o
    @user-df9rz4oo2o 2 ปีที่แล้ว +3

    እሺ ቃለ ህይወት የስመዐልና እና ጋል መፅሓፍ ቁድስ አይትሕዝን አይግበአን ዝብለ ተጋጊኪ ኩሉ ከም ደቂ ተባዕትዮ ይፍቀዳ እዪ ወርሓዊ ሃልይዋ እንተኮይኑ እያ ናብ ቤት መቅደስ ዘይትአቲ እምበይ ጌጋ እዪ ክትፅሊ ክትፀውም ክተንብብ ቤተ ክርስትያን ክትከይድ ይፍቀዳ እዪ ሰሉየይ

    • @user-od6nw5vk9f
      @user-od6nw5vk9f 2 ปีที่แล้ว +1

      መፅሓፍ ቁድስ እሱ ይቁድሰና እበረ ንሕና አይንርክሶን

  • @yfyfmfhftu892
    @yfyfmfhftu892 2 ปีที่แล้ว +1

    ንስካቱኩም ኢኩም ተጋጊኩም ትክከለኛ ቀሺ ምካኖም በከመይ ፈሊጥኩም ኢኩም መስቀል ሰለዝሓዙ ወይ ድማ ርአሶም ሰለዝተጠምጠመ ድዩ ቀሺ አንብሎ ከምአ አይኮነን ቀሺ አገልጋሊ አግዚአብሔር አካኑ አንፍልጦ ንቱ ቅዱስ አል አግዚአብሔር ነጊሩ ዘተጎብሮ አበር

  • @biniamtesfaye6614
    @biniamtesfaye6614 ปีที่แล้ว +1

    ኣነ ግን ካባኪ ዓባይ ትምህርቲ ዝወስድኩ እግዚአብሔር ከይረኤና እንተይኮነስ ስብ ከይረኤና በሃልቲ ምካና ጎበዝ ቀፅልሉ ክትሪድእዮ ዘለኪ ኩሉ ቀሺ ጥዑይ ኣይኮነን

  • @user-ut2dl3ko7o
    @user-ut2dl3ko7o 2 ปีที่แล้ว +9

    ባሓቂ ለባም ሓፍተይ 🥰❤️🙏

  • @mareykiros3371
    @mareykiros3371 2 ปีที่แล้ว +10

    ብሓቂ ፅብቕተይ ይገርማል

    • @selam801
      @selam801 2 ปีที่แล้ว +1

      እንታይ እዩ እኒኦ ዘገርም!!!?

  • @user-kz3ov3ju4w
    @user-kz3ov3ju4w 2 ปีที่แล้ว

    መጀመርያ ሰላመይ ጋልዓደይ ከመይ ድየ ዝፈትወኪ ፍሽክ ላበልኪ ንበርለይ ዝያዳይ❤️
    ለማዓንቲ ዘሐለፍክዮ መላእክቲ ንስኪ ዝመሰለኪ ክትገልፂ መሰልኪ እዩ ግን ጋል ኣነስተይቲ መፃሓፍ ቅዱስ ኣይታሓዝ ፥ ቃል ኣምላክ ኣትማሃር ፥ቤተ ክርስትያን ኣትኪድ፥ ኣብነ ሰማያት ክትደግም የብላን ማለትኪ ድዩ ትምህርትኪ ይቅርታ ግን ብሓቂ ኩሉ ቀሺ ሓደ ኣኮነን ብሓቂ እንተበልኩ ካብ ምእቲ ሓደ ኣለዉ እዮም ዝያዳይ ክንስተውዕል እዩ ዘለና መን እዩ እቲ ሓቀኛ ሳዓቢ ክርስቶስ እልና ክንላሊ ኣለና ህያበይ ። ሓደ ቀሺ ሕማቅ ረክብና እልና ግን ካብ ፍቅሪ ክርስቶስ ክንርሕቅ ክጠፍእ የብልናን ዝያዳይ እቱ መፃሓፍ ክንሕዝ የብልናን ዝበልክዮ ኣብ ቡሉይ ክዳን እዩ ዘይፍቀደና ነሩ እበር ኣብ ሓድሽ ክዳን ኣምላክ ይመስገን ይፍቀደና እዩ መፃሓፍ ቅዱስ ክንሕዝ ይፍቀደና እዩ ክንፅሊ ይፍቀደና እዩ ፀበል ክንሕዝ ይፍቀደና እዩ እና ሓደ ሰብ ክርስትያን እየ ክብል እንተኮኑ ንኮርስቶስ ክመስል ኣለዎ

  • @user-sy2qg8iq2r
    @user-sy2qg8iq2r ปีที่แล้ว

    በሰም ኣብ ወወልደ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሓፍተይ እቲ ናይቲ ቀሺ ዘጋጠመኩም ዓገብ ጌጋ ዩ።እቲ ጓል መጽሓፍ ቅዱስ ክትሕዝ ይግባኣ ድዩ ዝበልክዮ ግን ብወገነይ ጸገም የብሉን ክብለኪ ይደሊ: ካልእ ካኣ ነቦታት ቤተ ክርስትያን ምሕታት ካኣ ብጣዕሚ ጽቡቕ ዩ።ሓደ ነገር ግን ኣሎ ጓለ ንሰተይቲ ጥራይ ዘይ ኮነ ወዲ ውን ደም እንዳፈሰሶ ንቤተ ከርስትያን ክኣቱ ኣይግባእን ዩ።ምኽንያቱ ካኣ ኣብ ቤተ ከርስትያን ስጋን ደምን ክርሰቶስ ጥራይ እምበር ካልእ ኣይግባእን ዩ። ዝለዚ ጓለንሰተይቲ ወርሓዊ ጽግያ እንተ ኣለዋ: መጽሓፍ ቅዱስ ከተንብብ: ክትሳለም ትኽእል ያ: ኣብ ውሽጢ ቤተ ክርሰትያን ክትኣቱ ግን ኣየፍቀዳን ዩ። እግዝኣብሄር ምሳኺ ይኹን ሕቶኺ ግን ብጣዕሚ ንፍዕቲ ደስ ዘብል ዩ።

  • @nisri1567
    @nisri1567 ปีที่แล้ว

    .... እታ መልሲ ባዕልኺ መሊስክያ " ነቲ ኩሉ ዝፈጠረ ኣምላኽ እመኒ፡ እቲ ብጻይኪ ናብ ግጉይ መንገዲ ከምራሓኪ እንከሎ ጸኒዕኪ ኣይፋልን ኣይውዕሎን'የ በልዮ። ብላዕ ወይ ጉቦ ነቕሺሽቲ ኢና ብሓልቲ ግናኸ ኣብ ቤትመቕደስ ሰሊኾም ዝኣተው ሸፋቱን ከተርትን ምትሕብባር ኣብ ሓጥኣትን ጥፍኣትን'ዩ ዘምርሓካ።

  • @milashmilash3881
    @milashmilash3881 2 ปีที่แล้ว

    ኣብቲ ኣቦና ቅርሺ ኣክፊሎሙና ዝብል ጌጋ እዩ እቲ ጋል ኣንስተይቲ መፅሓፍ ኣይትሕዝን ዝብል ስሕተት ማለት ወርሓዊ ኣበባ እናሃለዋ ቤትክርስትያትያን ኣይትኣቱን እምበር መፅሓፍ ቅዱስ ክተንብብ ክትፅል ትክእል እያ ፅሬታ ሓልያ እቶም ኣቦታት ከመይ ዝበሉ እዮም ዝበልኪ ንኩሉ መንፈስ ዘበለ ኣይትእመንዎ ይበለና ታይ ድኣ መርምሩ እምበር መፅሓፍ ቅዱስ ብዘይምንባብ ክንደይ ሰብ ዝጠፍእ ዘሎ ኣብ ናይ ስብኣይ ሰበይትን መፅሓፍ ቅዱስ ኣይቅመጥን ዝበልኪ ሓዳር ወይ መውስቦ ርኩስ ኣይኮነን ክቡር እዩ እንታይ ድኣ ኩሉ ብኣግባብ እና ብስርዓት እዩ ክከውን ዘሎዎ ዝያዳይ ብዝበለፀ ምስ ኣቦታት ተትዘራረቢ እሞ ሙሉእ መልሲ ክትዋሃቢ

  • @yemanehabte5190
    @yemanehabte5190 ปีที่แล้ว

    Haki ktzarebi kolekisi ftwwwww abilnaki honest and beautiful. GOD BE WITH YOU

  • @fromtgray6076
    @fromtgray6076 2 ปีที่แล้ว

    ዓቅምኪ ተዛረቢ ዝሓፍተይ. መጀመርያ ተምሃሪ ሹዑ ትዛረቢ ፣ ምናልባት በቲ ቅርሺ እንታይ ይገብሩ ኣይትፈልጥን ብዛዕባ ኣቦታት ዝዛረብ ኣንደበት የብልናን ብሓጥያት ዝጨልቀና

  • @user-nr5sl1jb7u
    @user-nr5sl1jb7u 2 ปีที่แล้ว +1

    ንምንታይ ኣባት ነብሲ ዶ የብልኩምን እዩ ንስካትኩምስ ኣብ ዘግነኪ ቃሺ ዲኺ ትናዘዚ ዝሓፍተይ ለግነካ ቃሺ ትሳለም እምበር ለግነካ ቃሽዶ ትንሳህ ኢካ ኣባት ነብሲ ልምንታይ ድዩ ልትሓዝ

  • @user-rj9er5jh5q
    @user-rj9er5jh5q 2 ปีที่แล้ว +1

    ሃይማኖት ብይኮን ክንናገር ኣይንክእልን ለይትፈልጢ ተኮይንክለ ትሓቲ ነይሩኪ ጓል መፅሓፍ ቅዱስ ተንብብ ትክእልእያ

  • @lemlemgereziher7331
    @lemlemgereziher7331 ปีที่แล้ว

    ሐቂ ዛሐፍተይ ኩሉ ጊዜ ንምንታ እዩ ቀርሺ ዝጠይቁ ቅርሺ ዘይቡሉከ እለ የተሐሳስበኒ እዩ አነ ንባዕለይ ቀሺ ክርኢ እንተለኩ ይሀድም ።ከስተካክሉ አለወም።

  • @zenunegash6080
    @zenunegash6080 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ነአኺ ሓፍተይ አነ ቅድሚ ሕጂዉን ሰላምታይ ፅሒፈልኪ ነይረ እየ እሺ መልሲ ግና አይመለስክለይን ብዝኾነ እዚ ትብልዮ ዘለኺ እዚ ጥራይ አይኮነን አብ ትግራይና ዘሎ ወይ ዝነበረ ፀገማት እቶም ናይ ሃይማኖት መራሕቲ እዮም ዝኹሉ ፀገም መፂኡና ዘሎ አብ ርእሲ ህዝብናን ዓድናን ወሪዱ ዘሎ ፀገም ብሰንኪ ዘም መራሕቲ ሃይማኖት እዮም ብዝኾነ ከመይ ክነዕልል ከምንኽእል አይፈልጥን እምበር ብዙሓት አሕወመትና ዝታለላኦ ዘለዋ አዲስ አበባ ኾይኖም ዘዕሽዉወን አለ

  • @user-un9ej2vq4k
    @user-un9ej2vq4k ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ለባም ቃል ሂዉት የስመዐልና ናተይ❤

    • @user-vm5fq7tt9w
      @user-vm5fq7tt9w 9 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤😢

  • @piptika8083
    @piptika8083 2 ปีที่แล้ว +1

    ስለዚ ገንዘብ ምኽፋልኩም ዘይኮነ እቲ ብቃል እግዛኣብሄር ዝባረኹኹም ኡኹልዩ

  • @user-ny6lh6ds6j
    @user-ny6lh6ds6j 2 ปีที่แล้ว

    በሰመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን ፫
    እሺ ክብርቲ ሓፍተይ
    ጓል አንስተት መጽሓፍ ክትትሕዝ ይፍቀደላ እዩ መክንያቱ ድማ ብሓዱሽ ክዳን ብቡለይ ክዳን ግን መጽሓፍ ቅዱስ ክትትሕዝ አይፍቀዳይ ነይሩ ወርሓዊ ጸግያ ርኩሰት እዩ ነይሩ እቲ ፈሳሲ እትበልዮ ዘለኪ ካአ ዋላ ወዳት ካአ አለዎም እዩ ዝመስለኒ መልሱ ብሕጸር ዝበለ በሓዱሽ ኽዳን ወርሓዊ ጸግያት ርሕት እዩ።

  • @kidane2411
    @kidane2411 2 ปีที่แล้ว

    ሕጂ ዶብ ትሰግሪ ኣለኺ ኣንስቲ ክሰብካ ክቅድሳ ኣይተፈቅደለንን ወላዲተ ኣምላክ
    ኣይቀደሰትን

  • @siliommedia1719
    @siliommedia1719 2 ปีที่แล้ว +1

    #siliom production

  • @user-te9kv8ce1s
    @user-te9kv8ce1s 2 ปีที่แล้ว +1

    መጽሐፍ ደቂ አንስቶዮ አይሕዛን 😎😎ዋእ ዝያዳይ ናብ ቤተመቅደስ ክትአቱ የብላን ምክንያቱም ካህን ጥራሕ እዩ ዝአቱ ጽርይቲ ተዘይ ኮይና ናብ ቤተክርስትያን ክትአቱ የብላን አብ ቀጽሪ ቤተክርስትያን ክትሳለም ግን ትክእል እያ ብዘመነ ኦሪት ናይ ወርሓዊ ጽግያ ብዝመጻ ገዜ ኩሉ ይጽየፋ ኔሩ ጓል አንስትየቲ ሕጂ ግን እመቤትና ድንግል ማርያም ስለዝመጸትልና ኩሉ ተስተካኪሉ እዩ በሓጺሩ እየ ብዙሕ ክግለጽ ይከኣል ንአቦታት ኩሎም ማዐረ አይኮኑን ማለትኪ ድማ ማንም ሰብ ፍጹም አይኮነን አነስ መን እየ ንበል ና ናይ ንስሃ አቦ ክህልወኩም አለዎ

  • @user-fc8kj3rm5u
    @user-fc8kj3rm5u 2 ปีที่แล้ว

    መጀመርያ እንኳዕ ብሰላም መፃእኺ ብምቕፃል እቲ ን ኣቦይ ቀሺ ቅርሺ ዝበልኽዮ ቅርሺ ካብ ዝኮነ ይኩን ኣይቅበልን ነዉሪ እዩ ካልኣይ ጋል ኣነስተይቲ መፅሓፍ ቅዱስ ትሕዝ ይፍቀድ ድዩ ዝበልኽዮ ብሓፂሩ እወ እዩ መልሱ ምክንያቱ ጋል ኣንስተይቲ ኣብ መድረኽ ወፂኣ ክትምህር ኣብ ቤተ መቕደስ ኣትያ ክትቕድስ ወይ ክትባርኽ ኣይትኽእልን ብፍፁም መፅሓፍ ቅዱስ ግን ዋላ ሓንቲ ፀገም የብሉን ዋላ ወርሓዊ ፅግያ ይሃልያ ክትሕዞ ትኽእል እያ ምክንያቱ እቲ ወርሓዊ ዝፈሳ ብደም ጎይታና መድሓኒና እዮሱስ ክርስቶስ ነፂህና ኢና ሕጂ ዝፈሰና ዘሎ ክም ርኽሰት ዘይ ኮነስ ከም ርስሓት እዩ እና መፅሓፍ ቅዱስ ኣብ ገዝኣ ኮይና ከም መዝሙር ዳዊት፣ ወንጌል ክተንብብ ትኽእል እያ ፀገም ዝብሃል የብሉን እና ኣብ መንፈሳዊ ትምህርትታት ክተዳመፂ ኣለኪ ዉዴ

  • @halekakahsay7184
    @halekakahsay7184 2 ปีที่แล้ว +1

    መልስኺ ትኽክለኛ እዩ። ፅሪቲ ሰብ

  • @efremtekle2047
    @efremtekle2047 2 ปีที่แล้ว +1

    Matthew 10 (ትግ) - ማቴዎስ
    7: ኬድኩም ድማ፡ መንግስተ ሰማያት ቀሪባ ኣላ፡ ኢልኩም ስበኹ።
    8: ሕሙማት ኣሕውዩ፡ ምዉታት ኣተንስኡ፡ ለምጻማት ኣንጽሁ፡ ኣጋንንቲ ኣውጽኡ። ብኸምኡ ተቐበልኩም፡ ብኸምኡ ሃቡ።
    ብነጻ ተቐቢልኩም ብነጻ ድማ ሃቡ ይብል ቃል ኣምላኽ።ንስኺ ንዘይምሃቦም ወሲንኪ ኔርኪ ሓሳብኪ ጽቡቅ እዩ ኣምላኽ ይርኣየልና ኢልኪ ዝድገፍ ሓሳቢ ኢኺ ሓሲብኪ።ምእንቲ ክጽልዩ ምእንቲ ከገልግሉኹም ግን ዝወሃብ ህያብ የሎን።እዚ ድማ ብድሌትኩም እምበር ብድሌት ናቶም ኣይኮነን ዝኸውን።

    • @gembeltv
      @gembeltv ปีที่แล้ว

      th-cam.com/channels/UKF-yS82mpyFD4W1YdbZWA.html

  • @jfys1620
    @jfys1620 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣቲ ዝበሃል በሊ ሚድያ ንዕላል ዲኺ ከፊትክዮ እና ካሊእ ተዛረቢ ክትበረታተዒ ስለ መፅሓፍ ቅዱስ ኣይትዛረቢ ካሊእ ምክሪ ካሊእ መሃሪ ነገር ተዛረቢ መዲያ ከፊትና ኢልክን ገፋሕፋሕ ኣይትበሊ ስለ ሃይማኖት ኣይትዛረቢ🤕🤕🤕

  • @tetasolomon7107
    @tetasolomon7107 2 ปีที่แล้ว

    ሰላምክይ ይብዛሕ ሰላመይ እና ክብለክይ ዝደልይ ንስሃ ክትኣቱ ከለኻ ግድን እዩ ሳንቲም ክትከፍል ግን ቶን ኣባት ነብስ ምንም ኣይቕበሉን መፅውት ንቤተ ክርስቲያን ንምስክን ሃብ እዮም ዝብሉ ካብዚ ወፃኢ ካልእ ምንም የለን