ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ነዛ ፅሕፍቲ ንብብ ዘለካ/ኪ ፈጣሪ ካብ ኩፋእ ይሓሊኩም ስድትኩም የሕፀረልኩም የሕፀረልና ገፀ ትፈትውዎም ስድራኩም የርእይኩም💓 ዓድናን ህዝብናን ሰላም ይግበረልና☘️ አሜን ፫ ተጋሩዋይ ኣብ ኘሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክብራተይ አሕዋተይ💓💓☘️
ኣሜን አሜን ኣሜን
ኣሜን (3)👏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🎉🎉🎉
እሜን እሜን እሜን❤❤
ኣሜን ፫ንዓይ እውን ሳብስክራይብ ግበርለይ ገይረክልክ አነ 🥰
አሰይ ክንደይ ደስ ትብሉ ኢኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ሓደርኩም ይበራክ ❤ኣብ ሰደት ዘለና እወን ቅደስ ገበረኤል ሓሳብ ልበና አሰሚሩ በሰላም ይመለሰና ዓድና❤የመደም ቀሞሞች ከይትቃንኣ 😂
ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤
ሰሉዋይ ዕድለኛ እኺ ብዚ ሐዝ ስዓት ከምዚ ዝበለ ስብኣይ ምርካብኪ😊 ብዝተረፍ ፍቅርኹም ይብዛሕ ብጣዕሚ እየዝፈትየኩም👏❤
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
እንኳዕ ደስ በለኩም በለኪ እና ካብቲ ቃለበት እቲ ኣቤቱ ምኳኑ ደስስስስ ኢሉኒ ኣነስ እና መርዓኩም ቃል ኪዳን ኩም እውን ንስሓ ኣቲኩም ብስርዓትን ብሕጊ ቤተ ክርስትያንን ተትገብርዎ መርኣያ ምኮነና ነይሪሩ ንመናእሰያት መለተ ንደናግል ብተክሊል ንዘይ ደናግል ብፆሎተ መዓስባን ሰለ ዝኮነ ዝፍቀድ ካብኡለ ንበዓል ፃዕዳ ዘይኮነስ ነቲ ፅጉምን ስንኩልን ኣብልዑ ኣብ መርዓኩም ፍትዋተይ ምጥን ብዝበለ ብመዝሙር ይኩን ባንዲ ሙዚቃ ይቅረ እግዛብሔር ሓደርኩም ክባርከልኩም ታን❤🎉ናተይ ድልየትን ሓሳብን እዩ ምሳይ ትስማምዑ❤
ገይረ ካለኹ❤@@wegahtaChannel
ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ዝያዳይ ❤
@@itst4932 ሳብስክራይብ ግበርለይ ህያበይ
ፅብቅ ኣለክ✅✅✅
ኣቱም ሰባት የመና እኮ ፎትየኩም ፅሩያተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ ንሰበይትካ ክተሐጉስ ትገብሮ ፃዕሪ ብጣዕሚ እዩ ደስ ልብል ሰላመይ እውን ዕፅፊ ገይራ ከምልተሐጉሰካ ይኣምን እየ ምክንያቱ መብዛሕቲአና ደቂ ኣንስትዮ ምስ ለዋህ ፈቃር ስብኣይ ልዕሊኡ ኢና ንልውህን ነፍቅርን❤😘
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
Wala Ane ❤❤😂😂😂😂😂😂
ኣብ ሰደት ዘለና እግዚአብሔር ኣምላክ ሰደትና ኣሕፂሩ ናብ ንስሃ ናብ ቁዱስቁሩባረን ናብ ቃል ኪዳን ናብ ቁድስ ሓዳር የብቅዐና
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤ማዓረይ❤❤❤
ተመስገን እንካዕ ነዚ አረአኩምና ውቅሮ ዓደይ እንዳ ቆርቆስ ቤተክርስትያን ለካ ገብርኤል ዓመቱ እዩ ።በዚ ስደት ዘለኩም አሕዋተይ ቅዱስ ገብርኤል ይሓልውኩም ❤❤❤
ሰበሰክራይብ በልለይ ወለላይ
ኣሜንንን
@@AseTeklberhan :ሳክስክራይብ :ገይረልኪ አለኩ እህቴ
ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ዘለኣለማዊ ፍቅሪ ይዓድልኩም ኣሕዋተይ ❤️💛🙏ኩሉና ስደት ዘለና ለ ናብ ከምዚ የብቀዐና ደቂ ዓደይ🥰😊
ቴዲ ጎበዝ ኢካ ኮንፊደንስለ ናመሓየሽካ ትከድለካ ቀፅለሉ ካብኡለ ፍቅርኩም ይብዛሕ ፅሩያት❤❤❤
ፍቁርኩም ይብዛሕ ኣሕዋተይ ደስ ምባልኩም❤❤😊 ኣሰይ ቤተክርስትያን ደስ ክብለካ እቲ መዝሙርን ዕልልታን ናብ ኣፍደገ ቤቱ የብቀዐና ኣብ ስደት ዘለና ካዓ ኣሕዋተይ
ፍቅርኩሙ ይብዛሓ ካብ ዓይኒ ሓሳደት ይማሓርኩሙ ❤❤❤
@@wegahtaChannel እለኪ ኣለኹ
ፍቅርክም የብዝሓዮ ከብ ዓኒ ሓሳድ ይማሓርክም አሕዋተይ 🙏🙏🙏
@@Tdf-fg9qc ሳብስክራይብ ግበርለይ
Amen Amen Amen
ብጣዓሚ ኢኪ ለቢም አታሓሳሳባካ ኩቡርሰብ ኩሉ ግዘ ናይ ሰብ ክብሪ ይፈልጥ እዩ አምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒❤
ኣሰይይይ እንካዕ ደስ ቦሎኩም ሙቁራት ፍቁሩኹም ይብዛሕ 👏ኣብ ክንዳኹም ኣነ ሓፍረ ቡኡኖት ቁዱስ ቅንእ ቃንአ😁 ሰሉየ ማዓረይ❤
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤🎉
ሰሉዋይ ተዓዲልኪ ለባም ስብኣይ ዓዲልኪ ንስኺውን ኣብ ቀረባ ጊዜ ሳፕራይዝ ክትገብርዮ ልቴዲ ክፅበየኪ እየ❤❤❤
መን ዝባረኮ ቀለበት እዩ ንምንታይ እዩ ካብባህልናን ሃይማኖትናን ንወፅእ ቀለበት ስቅ ኢልካ አይግበርን ንምንታይ አባት ነብስኩም ዘይባረክልኩም❤
እንድዒ ህዝበይ ክዓ ሱቅ ኢሉ ፅቡቅ ጥራሕ ይብል ሰብ ክመንት እተን እዝዋት ኣዴታትናስ ሓፊረን ዋ
ይቅርታ ኣነፈላጥ ኣይባሃሊ ቀለቤት ቀሽ ክኣስሮ ኢዩ ቃልኪዳን እዩ ዝበለ እንኦ ዱዩ ሃለውለው ፁቡቅ ኣይኮነይ🙏🙏
@@meazaabreha2897ሰብ አብዘይ ምልከት አዩ ዝፅሑፍ አይተገደሰሎም♥️💜ሰሉየይ ጓል ሪመይ እግዚአብሔር አምላክ ይብርክልኩም ቀለበት ከም ሓለለተይ♥️🙏🙏🙏♥️ፍቅረኩም ይብዚሕ ♥️
ኖርማል እዩ ፕሮሚስ ኮእዩ መርዐኦም ገና እዩ
@@fgchffhfh9256ትክክል ንገና እዩ ንጥሪ እዩ🙏😍😍
እንኳን ደስ በለኪ ሰሊተይ🎉ቴዲ ሓዉና ደሞ ንሰበይትካ ከተሐጉስ ትገብሮ ዘለካ ጻእሪ ብጣም እዩ ደስ በሃሊ ግን ደሞ ሓንቲ ጌጋ አላ እዛ ቃል ኪዳንካ ምእሳርስ ንድሕሪ ሐጂ ዘለና ወለዶ አብ ቤተ መቅደሱ ክንአስር ባህታ ዝፈጥረና ምኳኑ እንተ ኣሚና ንክባርኩና አባት ንስሃና ሕዉስ አቢልና እንተትኮን ዝያዳ ንፈጣሪ መሐጎሶ ይብል ብዝበለጸ ግን ናትኩም አብቲ ዋና ጉዳይኩም ብኣባት ንስሃኩም ከም ትባረኩ ተስፋ ንገብር ብዝተረፈ እግዚአብሔር አምላክ መጀመሪያኩም ዘይኮነስ መጨረሻኩም የጸብቀልኩም አብ ፍቅርኩም የጽንእኩም ዞም አሕዋተይ🎉❤🙏🙏
❤❤❤❤❤
ተዓድልኺ ሰሉየ ኣብ ቃል ክዳኒኹም የፅንዕኹም♥️🕊
ኢለኪ ኣለኹ በልኒ ንስክለ@@BrhanchannelBrhanChannel
ለባም መስተዋዓልሊ ጅግና ኩሩዕ ትግራዋይ ኢካ ሰሉየይ እንኳዕ ደስ በለኪ
ፍቕርኩም ይብዛሕ ደስ ምባልኩም፣ ደሞ ኣብ ቤተ ክርስትያን ምኳኑ ደስ ኢልና ናብ ደገ ስላሙ የብቀዐና -ደጊመ እንኳን ደስ በለኪ ስሉዋይ🥀💛❤🥀💋🥰
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤💗
ማሪያምን ከምዝ ወድ ርእየ ዘይፈለጥድሰበይቱ ዘሎዎ ኹብር ምዓረይዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ሙቁራተይ♥️♥️♥️♥️
ማርያምን ከም ለማዕልቲ ተሓጊሰ ኣይፈልጥን ተመስገን ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ክብሪ ይሃብካ ዝሓወይ ለባመይ ኣብ ፍቅሪ የፅንዕክም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ተዓዲልኪ ስብኣይኪ ለባም ንስክለ ለባም ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባርክ ሰሉ ሓፍተይ❤❤❤
ታዓዲልኪ ፅሪተይ ኣብ ቃል ኪዳንኩም የፅንዕኩም ሓዳርኩም ይባርክ
ብጣዕሚ ደስ ይብል ፍቕርኹም የብዘሓዮ ኣሕዋተይ ❤❤❤ግን ኣብ ቤተክርስትያን እኩብ ሰብ ፈጢጡ ናረአየካ ንሰበይትኻ ምስዓም ግን ደስ ኣይብልን ኣይ ባህልናን ድማ ብዝኾነ ካብ ዓይኒ ሰብ ይምሓርኩ ፈጣሪ እድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤
ዋውውው አብ ቃልኪዳንኹም የንብርኹም 🎉🎉🎉🎉 ግን ዘን ወለድስ ተልዒለን ዘይዓጀባኹ አይ ተጋሩዋይ ገና ኮኢና በተለይ እነዋኹም ቆላሕ ውን አይበላን ሓፊረን ግዲ😂😂😂😂
❤❤❤❤❤❤❤ይፍለ እዩ ስባኣይኪ ሰሉዋይ ኣብቱ ቁዱስ ቦታ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ደቅኖዋ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ኣሰይ ደስ ክትብሉ እዞም ሓተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤ ክብሪ ይሃብካ ዝሓወይ ከማካ ዝበለ የብዘሐዮ ለባም ወዲ ዓበይቲ❤❤❤
@@dhhdbbddb4027 ሳብስክራይ ግበርለይ ወለላይ
ኣነሰ ክፈትወኩም ፁሩያተይ 💟🥰ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🥰
ፍርያትዬ ክብረተይ ሳብስክራይብግበርለይ ❤
🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
ሰላም ሓፍተይ ፍቅርኩም የብዝሓልኩም ውላድኩም እውን ብጥበብ አምላክ የዕብየልኩም ግና እቲ ቀለበት ወይ አብ ገዛ እንተኮነ አብ ቤተ ክርስትያን ኮይኑ ብደንቢ ብአቦታት ዝተፈለጠ ክከውን ነይርዎ ምክንያቱ አብ ገንበር ሰብ ክነሕጉስ ኢልና እንገብሮ ነገራት ንእግዚአብሔር አምላክ አዚና ንሕዝኖ አለና ምክንያቱ አብ መንገዲ አብ መረባ ቤተ ክርስቲያን ቀለበት ምእሳር ሃይማኖትና አይፈቅዶን ክብርቲ ሓፍተይ መርዓኩም እውን እቲ ዝዓበየ ቃል ኪዳንኩምን አብ ቤተ ክርስቶስትያን ብአቦታት ብቅዱስ ቅርባኑን ክትገብርዎ ዓብይ ትምኒተይ እዩ ❤❤❤❤
ብሓቂ ክቡር ሓወይ ጸግኡ የብዘሐልካ ናይ ልበይ ተናጊርካ እንታይ እዮም ዝኮንለዉ ላበልኩ ገሪምኒ ልባዕለይ 🤔😘👍👍👍
አነስ አዝዩ እዩ ገሪምኒ ቃል እግዚአብሔር ሃልያ እናተብሃለ እሞ አብ አፀዱ እግዚአብሔር አምላክ ብጣዕሚ ነሕዝፎ አለና ይቅረ በሃሊ እዩ ሞ ይቅረ ይበለልና
@@shishaykidanemaryam616 አሜን አሜን አሜን ይቅረ ይበለና ንኩላትና ማዓረይ 👏👍🌺🌷
እንካዕ ደስ ቀለኪ ሰሉዋይ እግዛኣብሄር ኣምላክ ፍቅርኩም የብዞሖዮ ኣብ ስደት ዘለና ኣሕዋትክለ ናብዚ ክብሪ እዚ የብቀዐና ኣሜንንን❤❤❤❤❤😘😘🙏🙏🙏
እንኳዕ ንዓመታዊ ክብረ ብዓል ሊቀ መላእኽቲ ቅዱስ ገብርኤል ኣብፀሐኩም ደቂ ተዋህዶ ❤ኣይፈላልኹም ሰሉዋይ❤
አሜን አሜን አሜን
ሰሉ ሓፍተይ እንቃዕ ደስ በለኩም አብ አበሳሪ ቅዱስ ገብሪኤል ማዕልቲ ከምዚ ዓነት ስጦታ ክብሪ ስለ ዘር አየኪ ክብሪ ይሃቦ እናተፋቀርኩም እናወለድኩም እናትሓጎስኩም ንበሩ ዞም አሓፍተይ ሰሉየ ሓፍተይ ብሓጎስ ነቢዕና ብሓቂ ንቴዲ ሓውና እውን ክብሪ ይሃብካ ዝሓወይ ኩሩዕ ትግራዋይ ብሓቂ ኩቡር ወዲ ኩብራት ክብረት ይሃብካ ወድነይ ጥዑም ላዛ ብድጋሜ ሰሉየ እንቃዕ ደስ በለኩም እዮኣስ ጁቡዕ አቦኡ መሳይ ዕድመ ይሃብካ ዝወደይ ፅሩይ 💚💚💚💚💚🌿🤲
ዋውውው ❤❤❤❤ ሰልየይይ እንኮዕ ደስ በለኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እሕዋተይ ፍቅርኩም እግዚኣብሔር አምላኽ ይባርኽልኩም ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ተዓዲልኪ ሰሉየይ ለለስ ስብኣይክን ኣሕዋትክን ፍቅሮም ደስ ክብል እግዚኣቢሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏❤🥰🥰
ሰላም እግዚአብሔር አምላኽ የብዝሓልኩምቃል ኪዳን ኣብ ቅድሚ ኣባት ነብስካ ኣብ ቤትክርስትያን እዩ ዝፍቀድ ክቡራት ኣሕዋተይ ❤❤❤
ትክክል ዝሓፍተይ❤
እግዚአብሔር እምላክ ፍቅሪኩም የብዘሐዮ ሰሉየይ💝💝💝💝
እግዚአብሔር አምላክ ይክብርኻ ውደእና መዓረይ ክብር ሰብ እኻ አድናቅትኻ እየ ሰሉየይ እውን እንካዕ ደሰ በልኺ❤❤❤❤❤
ፍቅርኹም የብዝሓዮ ደቂ ዓደይ ❤❤❤❤ እዘን ኣንሽቲ መስተዪ ቡን ክገብራኹም አየን 😂😂😂😂😂😂😂 ቡኡነት ብጣዕሚ ኢኹም ደስ ትብሉ ከምዚ ዓይነት ኣፍቃሪ ብምህላዉኪ ዕድለኛ ኢኺ ሰሉየ ❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒🙏
ኣሰይይይ መቁራተይ ደስ ትብሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ፍቅሩኹም የብዝሕዮ እግዚአብሔር ኣምላኽ መቁራተይ❤❤😘😘😘😍😍😍😍😍
እካዕ ደስ በለኪ ሰሉይ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ሓዳርኩም ይባረክ ፅሩያት ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
ኣነስ ሃንቲ ሂቶ ኣልትኒ ሰላመይ ምቅርቲ አድመን ቴናን ይህብኩም መጀመርያ መኣስ አኩም ተላሊኩም መኣስ ከ ወልድክዮ ን ኣዲ ኣረብ ከይድኪ አኣ መልስለይ ህፍትኪ። አርትራዊት ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
እንኳን ደስአለሽ ግን የተዋህዶ ሊጆች አስተውሉ እንደዚ ቀለበት አታድርጉ ትክክለኛ ቀለበት በቅዱስ ስጋው በቅዱስ ደሙ ታትማች ነው በአባቶች ተባርኮ ቀለበት የሚደረገው😢😢😢😢ተው
ፍቅርኩም ይብዛሕ ❤❤❤❤❤❤ተገልብጦ ሰሉ ሓፊራ😂
ይግብአኪ እዩ አዶ እንዲኺ ስለዝስ አዶስ ኩሉ ይግብአ እዩ ብዓብዩ ለ ብሩኽ ስብአይ ስለ ዝኾነ እዩ እግዚአብሔር አምላክ አብዚሑ ይባርኽካ ክቡር ሓው ንሰበይቱ ብሓፈሻ ስድርኡ ዘኽብር ዘቀድም እግዚአብሔር ዝፈትዎ እዩ ሞ ዝሓወይ አብዚሑ ይሃብካ ፍቅርኹም ሓዳርኩም ከም አብርኃምን ሳራን ይግበረልኩም ሓተይ ❤❤ትዕድልቲ እዩ በዚ ግዜዚ ከምዚ ምርካብ ሰሉየ እንኳን ደስስ አለሽ ውዴዋ እህት💙💙
ኣብ ቃል ኪዳንኩም የንብርኩም ኣሕዋተይ ፍቅርኹም ብዝሕ ትርፍ ይበል ሰሉየ ❤❤❤
@@wegahtaChannel ገረልኪ ኣለኹ ንስኽለ ግበርለይ
ብሓቂ ደስ ይብል ተመስገን እንኳዕ ናብዚ አብቅዐኩም ሓዳርኩም ይባርክ ግን ቃል ኪዳን አብ ውሽጢ ቤተ መቅደስ ሚሒልካ እዩ ዝእሰር አባት ንስሃ ገይርካ ብስርዓት ፆሎት ይግበረካ ከምዚ ናይ ምዕራባውያን እዩ አሕዋተይ ይመቺኩም ክአ❤❤❤
እግዚአብሔር ይመስገን እንካዕ ደስ በለኪ ሰላመይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤#ኣብ መጨርሻ ዝሓውኪ ደስ ክብል ክመይ እሞ ጥዒና ገለታት ስንጊል ሓወይ😂😂😜
እስይይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቅርክም የብዘሐዩ ናዓናለ ከምካ ዝበለ ወዲ ይፍጠረልና ስደትና ኣሕፅሩ❤💞❤❤❤
አሰይ ሶልየ ዕድለኛ ኢኪ አብዚ ሐዚ ስዓት ካብ ልቡ ዘፍቅረካ ስብአይ ምርክብ እግዚአብሔር ሓዳርኩም ፍቅርኩም ውላድኩም ይባርከልኩም❤❤❤❤
ቴዲ ካሜራ የፎትይ ድኣ ይብል ክንድዚ ኮፊደንስ ልሃለዎስ😁ብጣዕሚ ደስ በሃሊ እንካዕ ደስ በለኩም❤❤❤
ኣነስ ናይ ኣፈወርቂ ዘረባ ከስሕቀኒ ማዓት ንእሽተይ ሓወይ ኣሎ ከም ኣፈወርቂ ፅውኡ መስሓቂ❤❤❤
አንቃዕ ደስ በለኪ ሰሉዋይ አዋይ ዕድለኛ ኢኺ ናይ ሎሚ ወዲ ዘይመስል ደስ ክብለካ ትሕትንኡ ሙቁር ♥️
ተመስገን ዘም ደቀይ ተባረኩለይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኩላኩም ነዚ ክብሪ የብቅዕኩም❤❤❤❤❤❤ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ደስ በለኪ ስሉየይ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንአናለ ኣብ ስደት ዘለና እዉን ንዓኩም የመስለና❤❤❤
Ane eritrawit haftkum eye btaemi eikum des tbluni ezgabher amlak hadirkum yebark❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንካዕ ደስ በለኪ ሰሉየ🙏👸🥰ቴዲየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
አሰይይይይይ ምቅርቲ ሰላመይ እንኳዕ ደስ በለኪ ብሓቂ ዕድለኛ ኢኪ ❤አንሕና ከአ ዋላ ትንአስ ህያብ ንፈቱ ኢና ዋላ #ሊካሊካ ትኩን🤣😂
እንኳዕ ደስ በለኺ ስሉዋይ ይግበአኪ እዩ ክብር ንጓል ኣንስተይት ሓበሻ🙏💗
_ዋውው እንኳዕ ድስስስ በለኩም ብፍቕሪ የንብርኹም ክቡራተይ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡራት አቦታትና ቅዱስ ገብርኤል ፅቡቕ ብስራት ያስመዐና_
ዓድኻ ጥዑም እንካዕ ናብዚ ኣብቆዖኩም ኣብ ሓዳርኹም የፅንዕኹም❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
ኣሰይ እቲ ዕልልታን መዝሙርን ወቅሮ ዓደይ ህፃን ቁድስ ጨርቆስ ኣቦይ ስደትና ኣሕፂሩ ናብ ገፅ ዓድናን ወለድናን የሪአና❤❤❤❤
ኣሰይ ብርኻተይ ዳሓርኹም ይባረኽ ❤🎉
ብሓቂይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፍቅርኩም ይባርከልኩም ሓዳርኩም ይባርከልኩም ፅሪያት🎉🎉🎉❤
እንኳዕ ደስ በለክ ሰሉየ እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓሉኹም ምስ ብዓል ቤትክ ምስ ኣሕዋትኽ ምስ ማዘርክ ደስ ባሃልት ❤
ኣሰይ ክደይ ደስ ትብሉ እይኩም ቃል ኪዳንኩም ይባረክ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም❤❤❤
እንኻዕ ደስበለኪ ሰሉየይ ኣብ ቃል ኪዳንኩም የፅንዕኩም ፍቅርክም ብዝሕ ይበል ❤❤❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር አምላኽ ዘይውዳእ ፍቅሪ ይሃብኩም አሰይ ❤❤❤
ውይ ደስ ክትብሉ መባልይቲ ይግበርኩም ድዩ ዝባሃል ኣብ ቃል ኪዳንኩም የፅንዕኩም ፈጣሪ ንኣና ለ ንኣኩም የምስለና❤❤❤❤❤
አፍወርቂዋይ ፅሩይ ፀጉሩ ቆርፅዎ ልዋ ልዋ ልዋ
ጀግና አካ ማሪያምን ኩብር ጓል ዘልዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤
ማኣዝ ኮን ናብታ ቅድስቲ ስፍራካ ክበቅዕ ኣምላኸይ😢😢 ልበይ ኣብቲ ናይ ኣቦና ዝዛረብዎ ቃል❤❤❤❤❤
እንካዕ ደስበለኪ ስሉየይ ኣብ ቃል ኪዳንኩም የፅንዕኩም ፍቅርኩም ብዝሕ ይበል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤ለባም ሰብ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቅርኩም የብዛሕዮ 😍😍😍😍😍😍😍
ኣሰይ ምቁራት ካብ ዓይኒ ሰብ ይምሓርኩም ሓዳርኩም ይባርከልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ክቡራተይ
እንኳዕ ደስ በለክ ሰሉየ ዋውውውው ደስ ክብል መራዓኩም ያርእየና ደቅኖዋ መራዓኩም እውን ብቅዱስ ቅርባን ብቤተ ክርስትያ ትገብርዎ ተስፋ ይገብር ወድኹም እውን ፈጣር ያዕብየልኩም አሜን🤲🤲🤲🤲
ማርያምን ተዓድለኺ ሰላም ሓፍተይ ❤❤❤❤
ኣነ ኣይስማዕመዐላን ኣብ ቤተ ክርስትያንስ ስነ ሰርዓት ገይርካስ ቃል ኪዳን ይእሰር እምበር ከምዚ ይግበር ድዩ ስርዓት ኣይተባላሽዩ እንተኪኢልኩም ንስሃ ኣቲኩም ቃል ኪዳን ኣሰሩ ቁረቡ ኣሕዋተይ ማዓረይ ንስ እዩ ሃይማኖትና ዝፈቅዲ
ብትክክል❤
እዋይ ኣፈወርቂ ማዓስ ድኣ ተቐምቂሙ?ኣባላሸሙኻ 😔ሰሉ ጽብቕቲ ርሑስ ጋማ 🙏🥰🥰 ኣቤት ናይ ሰብኣይኪ ሕፍረት ተርኣዩኒ
ተባረክ ዝሓወይ ሰበይትካ ተክብር💜
ኣሰይይይደስ ኩቡሉ ፅብቃት ከማካ ዝበሉ ይቡዛሓዮም ዛሓወይ🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
እንኳዕ ደስ በልኪ ሰሉዋይ ፍቅርኩም የብዛሕዮ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣነሕናውን ስደትና ኣሕፂሩ ናብዙይ የብቅዐና ፈጣሪ🥀❤
ደስ ክትቡሉ ሰሉዋይ እንኳዕ ደስ በለኪ እቱይ ከመራ ሕዙ ዘሎ ሓውኪ ግን ዘረቡኡ ከስሕቀኒ ምዓት እዩ🤣 ይመችካ❤
አብ ማእከል ቅዳሴ ስለዝኮነ እዩ ዘይዓለላ 🙏እግዚአብሔር ይባርከልኩም አሕዋተይ❤
ኣሰይ ዕልልልልልል ዞም ናተይ ክንደይ ደስ ከም ልበለኒ ማርያምን ሙሉእ ሂወትኩም ናተሓጎሶኩም ንበሩለይ ❤❤
ፍቅሪ ኣብርሃም ሳራን ይግበረልኩም ኣይ ኣደዋይ ብጣዕሚ ኣስሒቀናኒ
ፍቅርኩም ይብዛሕ አሕዋተይ እንኮዕ ደስ በለኪ ብሓቂ ብልፅ ወዲ🙏❤❤❤❤
ሰላምኩም ይብዛሕ ምቁራተይ አነ ብጣዕሚ እነ ዝፈትወኩም ግን ምስ የቅሬታ ከምዚ ዝበለ ቃልኪዳን የለን አብ ቅድሚ እግዚአብሔር ምክንያቱ ቃልኪዳን አሲርና ዝበሃል እኮ ምስ አባት ነብስካ ተማኪርካ አብ ቤተክርስቲያን ካህናት ባሪኮም ቀዲሶም እዩም ዘእስሩ ሓቀን እየን እተን አዴታትና ዝሓፍራ ካብ ናይ ሎሚ ወሎዶ ዘለና ዝተምሃርናን ቃል አምላክ እንፈልጥን እተን አዴታትና ዘይተማሃራን ቃል አምላክ ዘይፈልጣን ብርእሰ ሕልነአን ንሳተን ይበልጻ አንሕና ግን ዋላ እናፈለጥና ብጭራሽ ተግባር ዘይብልና ካብ ሃይማኖትና ወጻኢ ዝገብሩ እናተከተልና ባህልናን ሃይማኖት አይነባለሺ ንሕማቅ አርአያ አይንኩን ከምኡ ዶ ይግበርለን እናበለ እዩ ሰብ ከአ ዝገብር ሰብ ከኣ ኩሉ ጹቡቅ ጹቡቅ እናበለ ይቅበሎ ?ምስ ሰናይ የቅሬታ ፍርዲ አይኮነን🙇♀️🙇♀️🙇♀️ ትርጉም ቃልኪዳንን ቁድስ ቁርባንን ናይ ኩሉ ምስጢረ ቤተክርስቲያንን ተነንብብን ተንማሃርን ጽቡቅ እዩ አሕዋተይ🌷💓🌺🌹😘
ቃልኪዳን ንኣስር ኣለና እኮ የበለይ መጀመርያ ትዝብሎ ዘሎ ቃልኪዳን ኣይበለይ ቃልኪዳን ኣባት ንሰሀ ክኣሰረሎም እዩ🙏
@@meazaabreha2897 አሽኒ እንበይተዋይ የቅሬታ 👏
አንካዕ ናብዚ ኣብቀዐኩም ኣብ ቃል ኪደንኩም የፅንዕኩም ፈጣሪ❤❤❤❤
ሰሉዋይ ማርምን ዕደለኛ እኪ ሰባኣይኪ ለባም ሰባኣይ ፈጠርልኪ ፍቅርኩም የበዘሐዮ❤❤❤
ሰሉየይ ምቅርተይ እንክዓ ደስበለኪ ማዓረይ ኣነሰ ክፈትወኩም ፁሩያተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🙏🙏
@@BrhanchannelBrhanChannel ok marr
ፍቅርኩም። ይብዛሕ ሐዳርኩም ይባረክ ሰላመይ እና ዝሓውኪ ፀጉሩ ምስ ተቆረፀ ግርማ ከፍ ኢልዎ ዝያዳይ
እንኳዕ አብፀሐና ንዓመታዊ ብዓል ቅዱስ ገብርኤል ደቅ ተዋህዶ
ኣሰይ ሰሉየ መዓረይ ደስ ክትብሉ ሓዳርኩም ይባረኽ ኣይይ ዓድኸ ጥዑም ዙናዓድና ሰብ ቆላሕ መናዕ ኮ ኢሉ ኣብ ቅዱስ ቤት ፅሩያት ሓደ ዓብዪ ቀሺ ተትሐውሱ ግን ፅቡቅ ነይሩ
አሰይይይይ ፍቕርኹም ይብዛሕ ደቅ ሓላል መሬት ትግራይ ብትግራውነተይ ሕቡንት እየ
እንካዕ ደስ በለኩም ሙቁራት ኣሕዋተይ ፍቅርኩም ይባርክ ኣሰይይይ ደስ ምባልኩም ቡሉፃት ❤❤❤❤
ክፈትወኩሙ ሓፍትኹሙ ካብወጀራት መጀመረያ ባዕለይ❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር አምላክ ፍቅርኩም ይባርከልኩም ምቅራተይ❤❤❤❤
ፍቅርኩም የብዘሐዮ ክንደይ ደስ ትብሉ❤❤❤
ኣነ ልዕሊ ኹሉ ናይዞም ኣሕዋትኪ ዘረባ ዩ ዘስሕቐኒ 😅ፅርያት እዮም ሰልየ ኽዓ እንኳዕ ደስ በለኪ የምስየልኩም መርዓኹም ውን ንዓና ኣብነት ንሓዳርኩም በረከት ዩ ሞ ብቤተክርስትያን ግበርዎ ❤
ነዛ ፅሕፍቲ ንብብ ዘለካ/ኪ ፈጣሪ ካብ ኩፋእ ይሓሊኩም ስድትኩም የሕፀረልኩም የሕፀረልና ገፀ ትፈትውዎም ስድራኩም የርእይኩም💓 ዓድናን ህዝብናን ሰላም ይግበረልና☘️ አሜን ፫ ተጋሩዋይ ኣብ ኘሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክብራተይ አሕዋተይ💓💓☘️
ኣሜን አሜን ኣሜን
ኣሜን (3)👏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🎉🎉🎉
እሜን እሜን እሜን❤❤
ኣሜን ፫ንዓይ እውን ሳብስክራይብ ግበርለይ ገይረክልክ አነ 🥰
አሰይ ክንደይ ደስ ትብሉ ኢኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ሓደርኩም ይበራክ ❤ኣብ ሰደት ዘለና እወን ቅደስ ገበረኤል ሓሳብ ልበና አሰሚሩ በሰላም ይመለሰና ዓድና❤የመደም ቀሞሞች ከይትቃንኣ 😂
ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤
ሰሉዋይ ዕድለኛ እኺ ብዚ ሐዝ ስዓት ከምዚ ዝበለ ስብኣይ ምርካብኪ😊 ብዝተረፍ ፍቅርኹም ይብዛሕ ብጣዕሚ እየዝፈትየኩም👏❤
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
እንኳዕ ደስ በለኩም በለኪ እና ካብቲ ቃለበት እቲ ኣቤቱ ምኳኑ ደስስስስ ኢሉኒ ኣነስ እና መርዓኩም ቃል ኪዳን ኩም እውን ንስሓ ኣቲኩም ብስርዓትን ብሕጊ ቤተ ክርስትያንን ተትገብርዎ መርኣያ ምኮነና ነይሪሩ ንመናእሰያት መለተ ንደናግል ብተክሊል ንዘይ ደናግል ብፆሎተ መዓስባን ሰለ ዝኮነ ዝፍቀድ ካብኡለ ንበዓል ፃዕዳ ዘይኮነስ ነቲ ፅጉምን ስንኩልን ኣብልዑ ኣብ መርዓኩም ፍትዋተይ ምጥን ብዝበለ ብመዝሙር ይኩን ባንዲ ሙዚቃ ይቅረ እግዛብሔር ሓደርኩም ክባርከልኩም ታን❤🎉ናተይ ድልየትን ሓሳብን እዩ ምሳይ ትስማምዑ❤
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
ገይረ ካለኹ❤@@wegahtaChannel
ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ዝያዳይ ❤
@@itst4932 ሳብስክራይብ ግበርለይ ህያበይ
ፅብቅ ኣለክ✅✅✅
ኣቱም ሰባት የመና እኮ ፎትየኩም ፅሩያተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ ንሰበይትካ ክተሐጉስ ትገብሮ ፃዕሪ ብጣዕሚ እዩ ደስ ልብል ሰላመይ እውን ዕፅፊ ገይራ ከምልተሐጉሰካ ይኣምን እየ ምክንያቱ መብዛሕቲአና ደቂ ኣንስትዮ ምስ ለዋህ ፈቃር ስብኣይ ልዕሊኡ ኢና ንልውህን ነፍቅርን❤😘
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
Wala Ane ❤❤😂😂😂😂😂😂
ኣብ ሰደት ዘለና እግዚአብሔር ኣምላክ ሰደትና ኣሕፂሩ ናብ ንስሃ ናብ ቁዱስቁሩባረን ናብ ቃል ኪዳን ናብ ቁድስ ሓዳር የብቅዐና
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤ማዓረይ❤❤❤
ተመስገን እንካዕ ነዚ አረአኩምና ውቅሮ ዓደይ እንዳ ቆርቆስ ቤተክርስትያን ለካ ገብርኤል ዓመቱ እዩ ።በዚ ስደት ዘለኩም አሕዋተይ ቅዱስ ገብርኤል ይሓልውኩም ❤❤❤
ሰበሰክራይብ በልለይ ወለላይ
ኣሜንንን
@@AseTeklberhan :ሳክስክራይብ :ገይረልኪ አለኩ እህቴ
ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ዘለኣለማዊ ፍቅሪ ይዓድልኩም ኣሕዋተይ ❤️💛🙏
ኩሉና ስደት ዘለና ለ ናብ ከምዚ የብቀዐና ደቂ ዓደይ🥰😊
ቴዲ ጎበዝ ኢካ ኮንፊደንስለ ናመሓየሽካ ትከድለካ ቀፅለሉ ካብኡለ ፍቅርኩም ይብዛሕ ፅሩያት❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
ፍቁርኩም ይብዛሕ ኣሕዋተይ ደስ ምባልኩም❤❤😊 ኣሰይ ቤተክርስትያን ደስ ክብለካ እቲ መዝሙርን ዕልልታን ናብ ኣፍደገ ቤቱ የብቀዐና ኣብ ስደት ዘለና ካዓ ኣሕዋተይ
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
ፍቅርኩሙ ይብዛሓ ካብ ዓይኒ ሓሳደት ይማሓርኩሙ ❤❤❤
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
@@wegahtaChannel እለኪ ኣለኹ
ፍቅርክም የብዝሓዮ ከብ ዓኒ ሓሳድ ይማሓርክም አሕዋተይ 🙏🙏🙏
@@Tdf-fg9qc ሳብስክራይብ ግበርለይ
Amen Amen Amen
ብጣዓሚ ኢኪ ለቢም አታሓሳሳባካ ኩቡርሰብ ኩሉ ግዘ ናይ ሰብ ክብሪ ይፈልጥ እዩ አምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒❤
ኣሰይይይ እንካዕ ደስ ቦሎኩም ሙቁራት ፍቁሩኹም ይብዛሕ 👏ኣብ ክንዳኹም ኣነ ሓፍረ ቡኡኖት ቁዱስ ቅንእ ቃንአ😁 ሰሉየ ማዓረይ❤
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤🎉
ሰሉዋይ ተዓዲልኪ ለባም ስብኣይ ዓዲልኪ ንስኺውን ኣብ ቀረባ ጊዜ ሳፕራይዝ ክትገብርዮ ልቴዲ ክፅበየኪ እየ❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒❤
መን ዝባረኮ ቀለበት እዩ ንምንታይ እዩ ካብባህልናን ሃይማኖትናን ንወፅእ ቀለበት ስቅ ኢልካ አይግበርን ንምንታይ አባት ነብስኩም ዘይባረክልኩም❤
እንድዒ ህዝበይ ክዓ ሱቅ ኢሉ ፅቡቅ ጥራሕ ይብል ሰብ ክመንት እተን እዝዋት ኣዴታትናስ ሓፊረን ዋ
ይቅርታ ኣነፈላጥ ኣይባሃሊ ቀለቤት ቀሽ ክኣስሮ ኢዩ ቃልኪዳን እዩ ዝበለ እንኦ ዱዩ ሃለውለው ፁቡቅ ኣይኮነይ🙏🙏
@@meazaabreha2897ሰብ አብዘይ ምልከት አዩ ዝፅሑፍ አይተገደሰሎም♥️💜ሰሉየይ ጓል ሪመይ እግዚአብሔር አምላክ ይብርክልኩም ቀለበት ከም ሓለለተይ♥️🙏🙏🙏♥️ፍቅረኩም ይብዚሕ ♥️
ኖርማል እዩ ፕሮሚስ ኮእዩ መርዐኦም ገና እዩ
@@fgchffhfh9256ትክክል ንገና እዩ ንጥሪ እዩ🙏😍😍
እንኳን ደስ በለኪ ሰሊተይ🎉ቴዲ ሓዉና ደሞ ንሰበይትካ ከተሐጉስ ትገብሮ ዘለካ ጻእሪ ብጣም እዩ ደስ በሃሊ ግን ደሞ ሓንቲ ጌጋ አላ እዛ ቃል ኪዳንካ ምእሳርስ ንድሕሪ ሐጂ ዘለና ወለዶ አብ ቤተ መቅደሱ ክንአስር ባህታ ዝፈጥረና ምኳኑ እንተ ኣሚና ንክባርኩና አባት ንስሃና ሕዉስ አቢልና እንተትኮን ዝያዳ ንፈጣሪ መሐጎሶ ይብል ብዝበለጸ ግን ናትኩም አብቲ ዋና ጉዳይኩም ብኣባት ንስሃኩም ከም ትባረኩ ተስፋ ንገብር ብዝተረፈ እግዚአብሔር አምላክ መጀመሪያኩም ዘይኮነስ መጨረሻኩም የጸብቀልኩም አብ ፍቅርኩም የጽንእኩም ዞም አሕዋተይ🎉❤🙏🙏
❤❤❤❤❤
ተዓድልኺ ሰሉየ ኣብ ቃል ክዳኒኹም የፅንዕኹም♥️🕊
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
ኢለኪ ኣለኹ በልኒ ንስክለ@@BrhanchannelBrhanChannel
ለባም መስተዋዓልሊ ጅግና ኩሩዕ ትግራዋይ ኢካ ሰሉየይ እንኳዕ ደስ በለኪ
ፍቕርኩም ይብዛሕ ደስ ምባልኩም፣ ደሞ ኣብ ቤተ ክርስትያን ምኳኑ ደስ ኢልና ናብ ደገ ስላሙ የብቀዐና -ደጊመ እንኳን ደስ በለኪ ስሉዋይ🥀💛❤🥀💋🥰
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤💗
ማሪያምን ከምዝ ወድ ርእየ ዘይፈለጥ
ድሰበይቱ ዘሎዎ ኹብር ምዓረይ
ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ሙቁራተይ♥️♥️♥️♥️
ማርያምን ከም ለማዕልቲ ተሓጊሰ ኣይፈልጥን ተመስገን ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ክብሪ ይሃብካ ዝሓወይ ለባመይ ኣብ ፍቅሪ የፅንዕክም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
ተዓዲልኪ ስብኣይኪ ለባም ንስክለ ለባም ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባርክ ሰሉ ሓፍተይ❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
ታዓዲልኪ ፅሪተይ ኣብ ቃል ኪዳንኩም የፅንዕኩም ሓዳርኩም ይባርክ
ብጣዕሚ ደስ ይብል ፍቕርኹም የብዘሓዮ ኣሕዋተይ ❤❤❤
ግን ኣብ ቤተክርስትያን እኩብ ሰብ ፈጢጡ ናረአየካ ንሰበይትኻ ምስዓም ግን ደስ ኣይብልን ኣይ ባህልናን ድማ ብዝኾነ ካብ ዓይኒ ሰብ ይምሓርኩ ፈጣሪ እድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤
ዋውውው አብ ቃልኪዳንኹም የንብርኹም 🎉🎉🎉🎉 ግን ዘን ወለድስ ተልዒለን ዘይዓጀባኹ አይ ተጋሩዋይ ገና ኮኢና በተለይ እነዋኹም ቆላሕ ውን አይበላን ሓፊረን ግዲ😂😂😂😂
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
❤❤❤❤❤❤❤ይፍለ እዩ ስባኣይኪ ሰሉዋይ ኣብቱ ቁዱስ ቦታ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ደቅኖዋ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
ኣሰይ ደስ ክትብሉ እዞም ሓተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤ ክብሪ ይሃብካ ዝሓወይ ከማካ ዝበለ የብዘሐዮ ለባም ወዲ ዓበይቲ❤❤❤
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
❤❤❤❤❤
@@dhhdbbddb4027 ሳብስክራይ ግበርለይ ወለላይ
ኣነሰ ክፈትወኩም ፁሩያተይ 💟🥰ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🥰
ፍርያትዬ ክብረተይ ሳብስክራይብግበርለይ ❤
🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
ሰላም ሓፍተይ ፍቅርኩም የብዝሓልኩም ውላድኩም እውን ብጥበብ አምላክ የዕብየልኩም ግና እቲ ቀለበት ወይ አብ ገዛ እንተኮነ አብ ቤተ ክርስትያን ኮይኑ ብደንቢ ብአቦታት ዝተፈለጠ ክከውን ነይርዎ ምክንያቱ አብ ገንበር ሰብ ክነሕጉስ ኢልና እንገብሮ ነገራት ንእግዚአብሔር አምላክ አዚና ንሕዝኖ አለና ምክንያቱ አብ መንገዲ አብ መረባ ቤተ ክርስቲያን ቀለበት ምእሳር ሃይማኖትና አይፈቅዶን ክብርቲ ሓፍተይ መርዓኩም እውን እቲ ዝዓበየ ቃል ኪዳንኩምን አብ ቤተ ክርስቶስትያን ብአቦታት ብቅዱስ ቅርባኑን ክትገብርዎ ዓብይ ትምኒተይ እዩ ❤❤❤❤
ብሓቂ ክቡር ሓወይ ጸግኡ የብዘሐልካ ናይ ልበይ ተናጊርካ እንታይ እዮም ዝኮንለዉ ላበልኩ ገሪምኒ ልባዕለይ 🤔😘👍👍👍
አነስ አዝዩ እዩ ገሪምኒ ቃል እግዚአብሔር ሃልያ እናተብሃለ እሞ አብ አፀዱ እግዚአብሔር አምላክ ብጣዕሚ ነሕዝፎ አለና ይቅረ በሃሊ እዩ ሞ ይቅረ ይበለልና
@@shishaykidanemaryam616 አሜን አሜን አሜን ይቅረ ይበለና ንኩላትና ማዓረይ 👏👍🌺🌷
እንካዕ ደስ ቀለኪ ሰሉዋይ እግዛኣብሄር ኣምላክ ፍቅርኩም የብዞሖዮ ኣብ ስደት ዘለና ኣሕዋትክለ ናብዚ ክብሪ እዚ የብቀዐና ኣሜንንን❤❤❤❤❤😘😘🙏🙏🙏
እንኳዕ ንዓመታዊ ክብረ ብዓል ሊቀ መላእኽቲ ቅዱስ ገብርኤል ኣብፀሐኩም ደቂ ተዋህዶ ❤ኣይፈላልኹም ሰሉዋይ❤
አሜን አሜን አሜን
ሰሉ ሓፍተይ እንቃዕ ደስ በለኩም አብ አበሳሪ ቅዱስ ገብሪኤል ማዕልቲ ከምዚ ዓነት ስጦታ ክብሪ ስለ ዘር አየኪ ክብሪ ይሃቦ እናተፋቀርኩም እናወለድኩም እናትሓጎስኩም ንበሩ ዞም አሓፍተይ ሰሉየ ሓፍተይ ብሓጎስ ነቢዕና ብሓቂ ንቴዲ ሓውና እውን ክብሪ ይሃብካ ዝሓወይ ኩሩዕ ትግራዋይ ብሓቂ ኩቡር ወዲ ኩብራት ክብረት ይሃብካ ወድነይ ጥዑም ላዛ ብድጋሜ ሰሉየ እንቃዕ ደስ በለኩም እዮኣስ ጁቡዕ አቦኡ መሳይ ዕድመ ይሃብካ ዝወደይ ፅሩይ 💚💚💚💚💚🌿🤲
ዋውውው ❤❤❤❤ ሰልየይይ እንኮዕ ደስ በለኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እሕዋተይ ፍቅርኩም እግዚኣብሔር አምላኽ ይባርኽልኩም ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
ተዓዲልኪ ሰሉየይ ለለስ ስብኣይክን ኣሕዋትክን ፍቅሮም ደስ ክብል እግዚኣቢሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏❤🥰🥰
ሰላም እግዚአብሔር አምላኽ የብዝሓልኩም
ቃል ኪዳን ኣብ ቅድሚ ኣባት ነብስካ ኣብ ቤትክርስትያን እዩ ዝፍቀድ ክቡራት ኣሕዋተይ ❤❤❤
ትክክል ዝሓፍተይ❤
እግዚአብሔር እምላክ ፍቅሪኩም የብዘሐዮ ሰሉየይ💝💝💝💝
እግዚአብሔር አምላክ ይክብርኻ ውደእና መዓረይ ክብር ሰብ እኻ አድናቅትኻ እየ ሰሉየይ እውን እንካዕ ደሰ በልኺ❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
ፍቅርኹም የብዝሓዮ ደቂ ዓደይ ❤❤❤❤ እዘን ኣንሽቲ መስተዪ ቡን ክገብራኹም አየን 😂😂😂😂😂😂😂 ቡኡነት ብጣዕሚ ኢኹም ደስ ትብሉ ከምዚ ዓይነት ኣፍቃሪ ብምህላዉኪ ዕድለኛ ኢኺ ሰሉየ ❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒🙏
ኣሰይይይ መቁራተይ ደስ ትብሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ፍቅሩኹም የብዝሕዮ እግዚአብሔር ኣምላኽ መቁራተይ❤❤😘😘😘😍😍😍😍😍
እካዕ ደስ በለኪ ሰሉይ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ሓዳርኩም ይባረክ ፅሩያት ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
ኣነስ ሃንቲ ሂቶ ኣልትኒ ሰላመይ ምቅርቲ አድመን ቴናን ይህብኩም መጀመርያ መኣስ አኩም ተላሊኩም መኣስ ከ ወልድክዮ ን ኣዲ ኣረብ ከይድኪ አኣ መልስለይ ህፍትኪ። አርትራዊት ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
እንኳን ደስአለሽ ግን የተዋህዶ ሊጆች አስተውሉ እንደዚ ቀለበት አታድርጉ ትክክለኛ ቀለበት በቅዱስ ስጋው በቅዱስ ደሙ ታትማች ነው በአባቶች ተባርኮ ቀለበት የሚደረገው😢😢😢😢ተው
ፍቅርኩም ይብዛሕ ❤❤❤❤❤❤
ተገልብጦ ሰሉ ሓፊራ😂
ይግብአኪ እዩ
አዶ እንዲኺ ስለዝስ አዶስ ኩሉ ይግብአ እዩ
ብዓብዩ ለ ብሩኽ ስብአይ ስለ ዝኾነ እዩ እግዚአብሔር አምላክ አብዚሑ ይባርኽካ ክቡር ሓው ንሰበይቱ ብሓፈሻ ስድርኡ ዘኽብር ዘቀድም እግዚአብሔር ዝፈትዎ እዩ ሞ ዝሓወይ አብዚሑ ይሃብካ ፍቅርኹም ሓዳርኩም ከም አብርኃምን ሳራን ይግበረልኩም ሓተይ ❤❤
ትዕድልቲ እዩ በዚ ግዜዚ ከምዚ ምርካብ ሰሉየ እንኳን ደስስ አለሽ ውዴዋ እህት💙💙
ኣብ ቃል ኪዳንኩም የንብርኩም ኣሕዋተይ ፍቅርኹም ብዝሕ ትርፍ ይበል ሰሉየ ❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@@wegahtaChannel ገረልኪ ኣለኹ ንስኽለ ግበርለይ
ብሓቂ ደስ ይብል ተመስገን እንኳዕ ናብዚ አብቅዐኩም ሓዳርኩም ይባርክ ግን ቃል ኪዳን አብ ውሽጢ ቤተ መቅደስ ሚሒልካ እዩ ዝእሰር አባት ንስሃ ገይርካ ብስርዓት ፆሎት ይግበረካ ከምዚ ናይ ምዕራባውያን እዩ አሕዋተይ ይመቺኩም ክአ❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
እግዚአብሔር ይመስገን እንካዕ ደስ በለኪ ሰላመይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
❤❤#ኣብ መጨርሻ ዝሓውኪ ደስ ክብል ክመይ እሞ ጥዒና ገለታት ስንጊል ሓወይ😂😂😜
እስይይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቅርክም የብዘሐዩ ናዓናለ ከምካ ዝበለ ወዲ ይፍጠረልና ስደትና ኣሕፅሩ❤💞❤❤❤
አሰይ ሶልየ ዕድለኛ ኢኪ አብዚ ሐዚ ስዓት ካብ ልቡ ዘፍቅረካ ስብአይ ምርክብ እግዚአብሔር ሓዳርኩም ፍቅርኩም ውላድኩም ይባርከልኩም❤❤❤❤
ቴዲ ካሜራ የፎትይ ድኣ ይብል ክንድዚ ኮፊደንስ ልሃለዎስ😁ብጣዕሚ ደስ በሃሊ እንካዕ ደስ በለኩም❤❤❤
ኣነስ ናይ ኣፈወርቂ ዘረባ ከስሕቀኒ ማዓት ንእሽተይ ሓወይ ኣሎ ከም ኣፈወርቂ ፅውኡ መስሓቂ❤❤❤
አንቃዕ ደስ በለኪ ሰሉዋይ አዋይ ዕድለኛ ኢኺ ናይ ሎሚ ወዲ ዘይመስል ደስ ክብለካ ትሕትንኡ ሙቁር ♥️
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒🙏
ተመስገን ዘም ደቀይ ተባረኩለይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኩላኩም ነዚ ክብሪ የብቅዕኩም❤❤❤❤❤❤ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
እንኳዕ ደስ በለኪ ስሉየይ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንአናለ ኣብ ስደት ዘለና እዉን ንዓኩም የመስለና❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
Ane eritrawit haftkum eye btaemi eikum des tbluni ezgabher amlak hadirkum yebark❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንካዕ ደስ በለኪ ሰሉየ🙏👸🥰ቴዲየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
አሰይይይይይ ምቅርቲ ሰላመይ እንኳዕ ደስ በለኪ ብሓቂ ዕድለኛ ኢኪ ❤አንሕና ከአ ዋላ ትንአስ ህያብ ንፈቱ ኢና ዋላ #ሊካሊካ ትኩን🤣😂
እንኳዕ ደስ በለኺ ስሉዋይ ይግበአኪ እዩ ክብር ንጓል ኣንስተይት ሓበሻ🙏💗
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
_ዋውው እንኳዕ ድስስስ በለኩም ብፍቕሪ የንብርኹም ክቡራተይ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡራት አቦታትና ቅዱስ ገብርኤል ፅቡቕ ብስራት ያስመዐና_
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
ዓድኻ ጥዑም እንካዕ ናብዚ ኣብቆዖኩም ኣብ ሓዳርኹም የፅንዕኹም❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
ኣሰይ እቲ ዕልልታን መዝሙርን ወቅሮ ዓደይ ህፃን ቁድስ ጨርቆስ ኣቦይ ስደትና ኣሕፂሩ ናብ ገፅ ዓድናን ወለድናን የሪአና❤❤❤❤
ኣሰይ ብርኻተይ ዳሓርኹም ይባረኽ ❤🎉
ብሓቂይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፍቅርኩም ይባርከልኩም ሓዳርኩም ይባርከልኩም ፅሪያት🎉🎉🎉❤
እንኳዕ ደስ በለክ ሰሉየ እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓሉኹም ምስ ብዓል ቤትክ ምስ ኣሕዋትኽ ምስ ማዘርክ ደስ ባሃልት ❤
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤💗
ኣሰይ ክደይ ደስ ትብሉ እይኩም ቃል ኪዳንኩም ይባረክ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም❤❤❤
እንኻዕ ደስበለኪ ሰሉየይ ኣብ ቃል ኪዳንኩም የፅንዕኩም ፍቅርክም ብዝሕ ይበል ❤❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒❤
እግዚአብሔር አምላኽ ዘይውዳእ ፍቅሪ ይሃብኩም አሰይ ❤❤❤
ውይ ደስ ክትብሉ መባልይቲ ይግበርኩም ድዩ ዝባሃል ኣብ ቃል ኪዳንኩም የፅንዕኩም ፈጣሪ ንኣና ለ ንኣኩም የምስለና❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
አፍወርቂዋይ ፅሩይ ፀጉሩ ቆርፅዎ ልዋ ልዋ ልዋ
ጀግና አካ ማሪያምን ኩብር ጓል ዘልዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤
ማኣዝ ኮን ናብታ ቅድስቲ ስፍራካ ክበቅዕ ኣምላኸይ😢😢 ልበይ ኣብቲ ናይ ኣቦና ዝዛረብዎ ቃል❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒❤
እንካዕ ደስበለኪ ስሉየይ ኣብ ቃል ኪዳንኩም የፅንዕኩም ፍቅርኩም ብዝሕ ይበል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
❤❤❤❤ለባም ሰብ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቅርኩም የብዛሕዮ 😍😍😍😍😍😍😍
ኣሰይ ምቁራት ካብ ዓይኒ ሰብ ይምሓርኩም ሓዳርኩም ይባርከልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ክቡራተይ
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒❤
እንኳዕ ደስ በለክ ሰሉየ ዋውውውው ደስ ክብል መራዓኩም ያርእየና ደቅኖዋ መራዓኩም እውን ብቅዱስ ቅርባን ብቤተ ክርስትያ ትገብርዎ ተስፋ ይገብር ወድኹም እውን ፈጣር ያዕብየልኩም አሜን🤲🤲🤲🤲
ማርያምን ተዓድለኺ ሰላም ሓፍተይ ❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
ኣነ ኣይስማዕመዐላን ኣብ ቤተ ክርስትያንስ ስነ ሰርዓት ገይርካስ ቃል ኪዳን ይእሰር እምበር ከምዚ ይግበር ድዩ ስርዓት ኣይተባላሽዩ እንተኪኢልኩም ንስሃ ኣቲኩም ቃል ኪዳን ኣሰሩ ቁረቡ ኣሕዋተይ ማዓረይ ንስ እዩ ሃይማኖትና ዝፈቅዲ
ብትክክል❤
እዋይ ኣፈወርቂ ማዓስ ድኣ ተቐምቂሙ?ኣባላሸሙኻ 😔ሰሉ ጽብቕቲ ርሑስ ጋማ 🙏🥰🥰 ኣቤት ናይ ሰብኣይኪ ሕፍረት ተርኣዩኒ
ተባረክ ዝሓወይ ሰበይትካ ተክብር💜
ኣሰይይይደስ ኩቡሉ ፅብቃት ከማካ ዝበሉ ይቡዛሓዮም ዛሓወይ🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
እንኳዕ ደስ በልኪ ሰሉዋይ ፍቅርኩም የብዛሕዮ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣነሕናውን ስደትና ኣሕፂሩ ናብዙይ የብቅዐና ፈጣሪ🥀❤
ደስ ክትቡሉ ሰሉዋይ እንኳዕ ደስ በለኪ እቱይ ከመራ ሕዙ ዘሎ ሓውኪ ግን ዘረቡኡ ከስሕቀኒ ምዓት እዩ🤣 ይመችካ❤
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤🎉
አብ ማእከል ቅዳሴ ስለዝኮነ እዩ ዘይዓለላ 🙏እግዚአብሔር ይባርከልኩም አሕዋተይ❤
ኣሰይ ዕልልልልልል ዞም ናተይ ክንደይ ደስ ከም ልበለኒ ማርያምን ሙሉእ ሂወትኩም ናተሓጎሶኩም ንበሩለይ ❤❤
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
ፍቅሪ ኣብርሃም ሳራን ይግበረልኩም ኣይ ኣደዋይ ብጣዕሚ ኣስሒቀናኒ
ፍቅርኩም ይብዛሕ አሕዋተይ እንኮዕ ደስ በለኪ ብሓቂ ብልፅ ወዲ🙏❤❤❤❤
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
ሰላምኩም ይብዛሕ ምቁራተይ አነ ብጣዕሚ እነ ዝፈትወኩም ግን ምስ የቅሬታ ከምዚ ዝበለ ቃልኪዳን የለን አብ ቅድሚ እግዚአብሔር ምክንያቱ ቃልኪዳን አሲርና ዝበሃል እኮ ምስ አባት ነብስካ ተማኪርካ አብ ቤተክርስቲያን ካህናት ባሪኮም ቀዲሶም እዩም ዘእስሩ ሓቀን እየን እተን አዴታትና ዝሓፍራ ካብ ናይ ሎሚ ወሎዶ ዘለና ዝተምሃርናን ቃል አምላክ እንፈልጥን እተን አዴታትና ዘይተማሃራን ቃል አምላክ ዘይፈልጣን ብርእሰ ሕልነአን ንሳተን ይበልጻ አንሕና ግን ዋላ እናፈለጥና ብጭራሽ ተግባር ዘይብልና ካብ ሃይማኖትና ወጻኢ ዝገብሩ እናተከተልና ባህልናን ሃይማኖት አይነባለሺ ንሕማቅ አርአያ አይንኩን ከምኡ ዶ ይግበርለን እናበለ እዩ ሰብ ከአ ዝገብር ሰብ ከኣ ኩሉ ጹቡቅ ጹቡቅ እናበለ ይቅበሎ ?
ምስ ሰናይ የቅሬታ ፍርዲ አይኮነን🙇♀️🙇♀️🙇♀️ ትርጉም ቃልኪዳንን ቁድስ ቁርባንን ናይ ኩሉ ምስጢረ ቤተክርስቲያንን ተነንብብን ተንማሃርን ጽቡቅ እዩ አሕዋተይ🌷💓🌺🌹😘