ሰላም ኣዕቢደያ ተሳኺዑለይ🙆‍♂️✌️ልገርም prank😜 በሻቒት😂

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 979

  • @KusuKusuadd
    @KusuKusuadd 7 หลายเดือนก่อน +252

    ላይክ በሉኒ ባጃኩም❤❤❤

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน +5

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤

    • @Smero-u2u
      @Smero-u2u 7 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @kinh-dk8vx
      @kinh-dk8vx 7 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤​

    • @HhHh-yk1fg
      @HhHh-yk1fg 7 หลายเดือนก่อน +1

      ላይከ በሉኒ በጃኹም

  • @ጋልሰብዓሓላል
    @ጋልሰብዓሓላል 7 หลายเดือนก่อน +75

    ሰሉዋይ የኔ ምስኪን 😂❤
    ኤፋ መሕረር 2ይ ክፋል ንፅበ ኢና😜🥰

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሰብሰክራይብ ግበርለይ ጋልዓደይ

  • @Lwam.21
    @Lwam.21 7 หลายเดือนก่อน +62

    ምስ ሓውካስ ኩሉ ጡዑም እዩ❤❤❤❤❤

    • @AbiAbiHadgu
      @AbiAbiHadgu 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርኒ ዝያዳይ❤

  • @slam4790
    @slam4790 7 หลายเดือนก่อน +23

    ኣነስ ሃዛው ኢላ ምስ ፀረፈቶ ጀመረ ካብደይ ቆሲለ 😂😂😂😂ብሳሓቅ ግን ብዘይ ቃላዓለም ዋዕዋዕ ዝብል ሰብ ኣብ ካብዲ ምንም የብሉይ እዩ ዝባሃል ገርሂ እያ ሰላም ፕሪንክ ስ ትግበአኪ እያ ሰላምይ ጨጉሩ ቆሪፅክሉ ኢኪ❤❤❤😂

  • @teftutey4175
    @teftutey4175 7 หลายเดือนก่อน +54

    ዋይ ሞይተ ብሳሓቅ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏💙

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤

  • @selamgaltewahdo5510
    @selamgaltewahdo5510 7 หลายเดือนก่อน +30

    ማርያምን ማራ ኣሕዚናትኒይ ስልየይ
    ልቃሕኪ መልሲ
    ትዕግስትኪ ግን😢
    አብ ሰብ ዘለኪ ሓልዮት ሎሚ ሪአዮ ሰልየይ ምስ ድካምኪ ምክሪ ክትልግሲ ድካምኪ እካ ኣይፀብፀብክን ፃዕዳ እዩ ልብኪ ዝሓፍተይ
    እግዚአብሔር ዘይዉዳእ እንጀራ ይሃብኪ🙏🙏🙏

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      ሰብስክራይብ ግበርለይ ሰሉዋይ

    • @DwefDwdf
      @DwefDwdf 2 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂✊✊✊

  • @gyff9632
    @gyff9632 7 หลายเดือนก่อน +8

    ክክክክክክ ማሪያምን ትዕግስትኪ የድንቅ እዩ ኣነ ግስም መበልክወ ነይረ

  • @shewitchannel9851
    @shewitchannel9851 7 หลายเดือนก่อน +76

    ቓደማኺ ሰሉየ😢 ገዛ ስለ ዘይዋዓልኹ ድዩ ትብለኺ አሕዚንኽኒ😢

    • @TsegaTesfu
      @TsegaTesfu 7 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ፍትውተይ❤❤❤

    • @alhamredae2472
      @alhamredae2472 7 หลายเดือนก่อน

      ኣነለ 😢

    • @brktitesfaytewahdonzelalem3995
      @brktitesfaytewahdonzelalem3995 7 หลายเดือนก่อน

      Wala ane 😢❤❤

    • @Tyty112-ij7qm
      @Tyty112-ij7qm 7 หลายเดือนก่อน

      ዋላ ኣነ ሶሉየይ😢❤

    • @HcHf-e6g
      @HcHf-e6g 7 หลายเดือนก่อน

      ​❤❤❤

  • @YsHd-ei6ws
    @YsHd-ei6ws 7 หลายเดือนก่อน +76

    ዋይዋይ ሞይተ እፍፍፍ😂 ታይ ገበረትካ ወደይ ዋይ ሰሉዋይ ልቃሓኪ ምለሲ በኡነት ከይትድቅሲ 😢አሐዚናቲኒ

    • @neguGebre-dg1nx
      @neguGebre-dg1nx 7 หลายเดือนก่อน +2

      ደምሪኒ ጋልእነኖዋይ❤

    • @alutigraweti6819
      @alutigraweti6819 7 หลายเดือนก่อน

      ኣነ ደሚረኪ ማዓረይ ላኣይለ ደምርኒ

    • @YsHd-ei6ws
      @YsHd-ei6ws 7 หลายเดือนก่อน

      @@neguGebre-dg1nx እሺ ሑቡዋ🥰

    • @neguGebre-dg1nx
      @neguGebre-dg1nx 7 หลายเดือนก่อน

      @@YsHd-ei6ws ታንክስ ክብረተይ💓

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሰብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ❤

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12 7 หลายเดือนก่อน +25

    ውይይ ሰሉየ መቀረት ኣፎም ይፈትወካ እንድየ ግን ብሰሉ ዝመፀኒ ሕቆይ ይቆርፀኒ😱 ሰሉ ያላ ልቃሕኪ ብጓሓቱ ኣሐጉስኒ❤🎉❤❤

    • @MazaAbraha
      @MazaAbraha 7 หลายเดือนก่อน +1

      🙏🙏🙏❤

    • @MeazaTube12
      @MeazaTube12 7 หลายเดือนก่อน

      @@MazaAbrahaሳብስክራይብ በልኒ ማኣዚየይ ❤❤❤

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@MeazaTube12ሰብሰክራይብ ግበራለይ ዘን አሕዋተይ

    • @MeazaTube12
      @MeazaTube12 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@meritubemeriእሽኒ መቀረተይ ንስኪ ውን መልሲ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      @@MeazaTube12 እሽኒ ፅባሕ ወለላይ ልግዚአ አይምለሰይ ይወስዶ እዩ ተክኢልኪ ኮመትግበሪ ኣብናተይ ቢድዮ🌹😘😘

  • @hdhhjsu3629
    @hdhhjsu3629 7 หลายเดือนก่อน +9

    ሰሉየይ ግን ጠባይኪ ኣማሓይሸኪ ፀባይ A ኾይንኪ❤❤❤❤

  • @salamaa668
    @salamaa668 7 หลายเดือนก่อน +5

    ሰሉዋየ ብጣዕሚ እየ ዝደኒቅክ ቃላት የብልይ ነት ትዕግስትኽ ናሕዋትኽ አልኽ ትኽፊልዮ መስዋእት ትዕግስት ቀፅሉሉ ማሪያም ስሉዋየ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኽ ፈጣሪ ወለላይ ኣፈወሪቅ ወን ይፈትየካ እየ ❤ ግን ኣይታባስጭያ🥺😊

  • @Alsehday
    @Alsehday 7 หลายเดือนก่อน +12

    ሰልዋይ አሕዝንክኒ ደስ በሃሊ 2ይ ክፋል ንፅበ❤❤😂🎉🎉🎉🎉ይመችኩም ፍትዋተይ

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      ሰብስክራይብ ግበርለየ ክብረተይ

  • @MhhHxd-q6x
    @MhhHxd-q6x 7 หลายเดือนก่อน +9

    አሕዚናትኒ አነስ ሚስክን ብዝኮነ ቀፅልሉ ኢኩም ደቂ ዓደይ❤❤❤

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 7 หลายเดือนก่อน +3

    ዊ ሰሉዋይ ምስኪን ኣሕዚንክንለ ኣስሒቅኹምኒለ😍😘😘

  • @fhhuuikk9179
    @fhhuuikk9179 7 หลายเดือนก่อน +9

    ሰሉየይ ምቅርቲ ኣሕዚንክኒ አረ ሓፍትካ ተከባከባ ዋይ ሓንቲ ሓፍቱኩም ኣተሕምቅዋ ሓጉዝዋ❤❤❤❤😢😢

    • @Zedutube-u8q
      @Zedutube-u8q 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ ግበርለይ ክብረተይ🙏❤

  • @MesiLove-hu1sc
    @MesiLove-hu1sc 7 หลายเดือนก่อน +7

    ማርያምን ኣሕዚናትኒ ገዛኣ ውዒላ ኢልካ ዲካ ያ ቃደማኪ 😢😢ትዕግሰቲ ግን ሰላመይ ፅሪቲ ኤፊየይ መሕረር ሞተ እየ ❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      ሰብስክራይብ ተሐባበርኒ መሲየይ

  • @ደሰታጓልሃገረትግራይ
    @ደሰታጓልሃገረትግራይ 7 หลายเดือนก่อน +17

    ኩሉ ጊዜ ከምዙይ ርግዕ በሊ ሰሉየይ ገፅ ገፅ ብዘይ ምባልኪ ኣድንቀኪ ሎሞዓንቲ

    • @Zedutube-u8q
      @Zedutube-u8q 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤🎉

  • @MerfaBajgimv
    @MerfaBajgimv 7 หลายเดือนก่อน +7

    ኣሕዝንኽኒ ሰሉዋ ገዛ ዘይዋዓልኹ ኾይነ
    ዱዩ ያ😁🤣ዒዲመይ ጥዒናይ ይሃብኹም ፈጣረ🥰🥰🥰

  • @SlamSlam-s2p
    @SlamSlam-s2p 7 หลายเดือนก่อน +13

    ዋይ ሞይተ ብሳሕቅ ዕደመን ጥዕናን ያሃብኹም ኣሕዋተይ ሰሉዋይ ሰርሕልኽ😂😂❤❤❤❤❤❤

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ሰሉየይ

  • @tigrayadijeganu2983
    @tigrayadijeganu2983 7 หลายเดือนก่อน +9

    ፅብቅተይ ንሓውኪ ዘለኪ ክብሪ ደስ ኢሉኒ❤

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      ሰብስክራይብ ግበረለይይ ክብረተይይ

  • @jastavms2119
    @jastavms2119 7 หลายเดือนก่อน +25

    ሰሉዋይ ኣሕዝንክኒ ምስክን ልቃሕኪ መልሲ ፕራንክ ግበርዮ ብሃንቀውታ ንፅበየኪ

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      ሰብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ

  • @Queentigray
    @Queentigray 7 หลายเดือนก่อน +6

    ውይውይ ሰሉዋይ ተፃዊትልኪ😃😃😃 ጨጉሩ ቁረፅየን ካዓ ማልስኪ ኣማልሲ

    • @Zedutube-u8q
      @Zedutube-u8q 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ ግለርለይ ናተይ🎉❤

  • @ደሰታጓልሃገረትግራይ
    @ደሰታጓልሃገረትግራይ 7 หลายเดือนก่อน +26

    እፍ ኣታ ሳሓቅ ሞይተ ልቃሕኪ ተዘይ መሊሰኪ ኣይ ሰበይትን ንፅበ ኢና😂

  • @jvh580
    @jvh580 7 หลายเดือนก่อน +10

    ማርያምን ብጣዕሚ እያ የሐዚናትኒ ሶሉዋይ ማዓረይ ልቓሕኺ መልሲ😢😢😢

    • @Zedutube-u8q
      @Zedutube-u8q 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤🎉

  • @MabiMaebelet
    @MabiMaebelet 7 หลายเดือนก่อน +17

    ሰሉ ሓፍተይ ዓቅላም ኢኺ በኡነት 😢ኣፈወርቂ ለ ደረቅ😂ካልኣይ ይፅሕፍለኩ ኮሜንት ኣስሒቅኩሙኒ😂😂ይፈትወኹምየ ለ💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      ሰብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

    • @TsegaTesfu
      @TsegaTesfu 7 หลายเดือนก่อน

      ደምራኒ ፍትዋተይ ❤❤❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤

  • @FgdFtdf
    @FgdFtdf 7 หลายเดือนก่อน +6

    ሰሉየ ኣሕዚናትኒ ዋይ ገፁ ክትሪኢ😮😮

  • @titisabawit3510
    @titisabawit3510 7 หลายเดือนก่อน +5

    ሰሉየ❤❤❤ትዕግስተኛ ኢኺ ኣብ ስዑዲ ኔርካውንዶ ክንድዚ ትዕግስቲ ኣሎ እዩ ሰሪሑልኪ❤❤ግን ተቀባጥርሉ ተዓዲልኪ/ኩም❤

  • @حبشتىحبشتى
    @حبشتىحبشتى 7 หลายเดือนก่อน +6

    ሰሉዋይ ትዕትኛ ኢኺ ብጣዕሚ ኣሕዝኪን 😢
    ኣፈወረቂ ደርቃ😂

  • @قرمانشق
    @قرمانشق 7 วันที่ผ่านมา +1

    ደስክቡሉን አሕዋት መንአሎ ከማይ ዚፈትዎም

  • @ንግሰቲTube
    @ንግሰቲTube 7 หลายเดือนก่อน +6

    ዋውውው ዘለኪ ዓቅሊ ሰሉዋይ ምንኣሰኪ ከይኑሰ ገዲፍክሉ ከይድኪ ብኡነት ሰዕዲ ዝነበርና ልብና ኣብ ቀረባ አዩ ዘሎ ሰሉ ግን ድሓን ኢኪ ❤❤❤❤❤

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      ሰብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይይ

    • @ንግሰቲTube
      @ንግሰቲTube 7 หลายเดือนก่อน

      @@meritubemeri አሺ ክገብረልኪ አየ ንሰኪ አውን ደምርኒ ሞዓረይ ጀማሪት አየ

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      @@ንግሰቲTube እሺ ተደማሪትየ ቢድዮ ርኢኪ ኮመንትግበሪ ከየልዕለና የልዕል እዮ

  • @DjfjhjNnjh
    @DjfjhjNnjh 7 หลายเดือนก่อน +6

    ስሉዋይ💖💗ምቂሪት ዋይይይ ፍቅርኩም ይብዛሓዮ❤❤❤❤ ኣፎም መሕረር❤❤❤❤

    • @Zedutube-u8q
      @Zedutube-u8q 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤🎉

  • @tmsgnamlky6344
    @tmsgnamlky6344 7 หลายเดือนก่อน +4

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ሰሉዋይ ኣሕዝናትኒ😢❤❤❤❤

  • @Sjkskskmdmsms
    @Sjkskskmdmsms 7 หลายเดือนก่อน +5

    ውይ ዓቅሊ ግን ሰሉዋይ ይመችኪ❤❤❤❤

  • @TEzEkARl
    @TEzEkARl 7 หลายเดือนก่อน +12

    ዞም ኣሕዋተይ❤😂
    አህ ድኣ አፈወርቂሰ😂😂

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      ሰብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤

  • @CelFie-dp5wg
    @CelFie-dp5wg 7 หลายเดือนก่อน +5

    ዋይ መሕረር ዝኮነ ሓዉ ኣለኪ ትዔዲልኪ❤❤❤❤❤😂😂😂

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 7 หลายเดือนก่อน +6

    እዋይ ሰላመይ ብትክክል ኣሕዚናትና 😢
    ኣፈወርቂ መሕረር ሰመይ ከዚ ድካ ፈሊጥካያ ዋ😅😅

    • @Zedutube-u8q
      @Zedutube-u8q 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ ግበረለይ ክቡረይ❤🎉

  • @QweQwe-bw6pi
    @QweQwe-bw6pi 7 หลายเดือนก่อน +2

    Selaway tiegisiti gin bitaemi fetiyo❤❤

  • @kokobkndeya5660
    @kokobkndeya5660 7 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይ ፅርያት ❤❤❤ግን ሰልየ ኣሕዚናትኒ❤❤❤

  • @herutigraweyti5269
    @herutigraweyti5269 7 หลายเดือนก่อน +1

    እውይ ሞይተ እየ ስሓቕ ፅሩያተይ ኣፈወርቂ ሕደግ የኾነይ ኣይተናድደለይ ሰሉዋይ😮😂😂ምንኣሰይ ሓወይ እኒአኒ ናዓኻ ዝመስል መሕረር😂😂😂ይመችኹም ግን❤

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ 7 หลายเดือนก่อน +12

    ዋይ ኣፈውርቂ ስሐቅ ሞይተ ሰሪሕልኪ😅😅😅😅ልቃሕኪ ምለሲ ሰሉየ😢🥰🥰🥰🥰

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      ሰብስክራይበ ግበርለይ ክብረተይ😘

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤

    • @TsegaTesfu
      @TsegaTesfu 7 หลายเดือนก่อน

      ንደማመር ፍትዋተይሓቢርና ንዕበ ኣይንተሓሳሰድ ❤❤❤

    • @ፍረቲዩብfretube
      @ፍረቲዩብfretube 7 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ክብራትይ ❤

    • @SalamSalam-jz2je
      @SalamSalam-jz2je 7 หลายเดือนก่อน

      አትዮ መፅልኢት ልምንታይ ኢኪ ሕት ዘይትምልሲ ገዛኪ ሰራሚክ ድየ ኢለክ

  • @MmMm-hp9ju
    @MmMm-hp9ju 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ሰሉዋይ ብጣዕሚ አሕዚንክኒ ምቅርተይ አጆኪ💞😘 አፈወርቂዋይ አብ ርእሲ ድካማስ ጮጎረኣ ሊሕጽካያ ምጭካንካ 😁🤓😄😢

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 7 หลายเดือนก่อน +5

    ዋየ ሓደ ስሓቅ😂😂😂 ግን ሰሉ ኣሕዚናትኒ 😮ይመችኩም❤❤

    • @AbiAbiHadgu
      @AbiAbiHadgu 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ይበርለይ ምቅርተይ

  • @SalamaM-d2n
    @SalamaM-d2n 7 หลายเดือนก่อน +3

    😂😂 እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      ሰብስክራይብ ግበርለይይ ሰሉዋይይይይ

  • @efkb320
    @efkb320 7 หลายเดือนก่อน +22

    ኣነ እንታይ እባ ገደሰኒ ንብዓተይ ክወርድ ኣነ ክምልስ ዝራባረብ ዋይይ😢😢😮😂😂😂❤

    • @TsegaTesfu
      @TsegaTesfu 7 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ፍትውተይ❤❤❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤

    • @fgddxccgg2273
      @fgddxccgg2273 7 หลายเดือนก่อน +1

      አሕዚናትኒ እፍፍ😢😢

  • @محمح-ت2د
    @محمح-ت2د 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኡፍ ሰሉዋይ ከብደይ በልዒትኒ ወለላይ

  • @ትግራወይቲ
    @ትግራወይቲ 7 หลายเดือนก่อน +11

    ገና ከይጀመርክዎ ስሓቅ ሞይተ 😂😂ለለስ ሰሉዋይ ማራ ኣሕዚንክኒ ሎሚየ ዝፈለጥኩ ለዋህ ምኳንኪ ታይ ገበረትካ ወደይ😢ሰሉየ ሒኑእያ ዘይፈድስ ወድ ኣድጊ😂❤

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      ሰብስክራይብ ግበርለይ ናተይ ዋ❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤

    • @TsegaTesfu
      @TsegaTesfu 7 หลายเดือนก่อน

      ኩላትና ብቅንዕና እስቲ ንደማመር ፍትዋተይ ❤❤❤

    • @ፍረቲዩብfretube
      @ፍረቲዩብfretube 7 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ክብረተይ ❤

  • @SAa-pv8vy
    @SAa-pv8vy 7 หลายเดือนก่อน

    ውይ በስመአብ ቃድማኪ ስለዋየ ብሓቅ አሕዝናተኑ እፍፍፍ 😢😢😢😢😢

  • @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
    @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ 7 หลายเดือนก่อน +18

    ካብ ከዚ ፕራንክ ክትሰርሕዮ እንተደሊኪ ምስኪን መሲልኪ ኢኪ ተሰርሕዮ ሰሉየይ 🤕😁

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      ሰብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤

    • @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
      @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ 7 หลายเดือนก่อน

      ኡሺ ክገብረልክን እየ😗

  • @ፍረጓልተዋህዶ-ዘ9ጰ
    @ፍረጓልተዋህዶ-ዘ9ጰ 7 หลายเดือนก่อน +5

    እፍፍ ሰሉየይ አሕዚናትኒ ❤

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      ሰብስክራይብ ግበርለይ ፍረዋይይይይ

  • @አዚቲአዚቲ-በ7የ
    @አዚቲአዚቲ-በ7የ 7 หลายเดือนก่อน +14

    ኤህ ማዓረይ ታይ ገበረትካ ሰሉ ምስኪን 🥰🥰

    • @TsegaTesfu
      @TsegaTesfu 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሰብ ግበርለይ ሰበይ ❤❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤

    • @ፍረቲዩብfretube
      @ፍረቲዩብfretube 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብሰክራይበ ደምርኒ ❤ናተይ

  • @KokobTube
    @KokobTube 7 หลายเดือนก่อน +2

    ደሙሩኒኒ ተጋሩዋይ ሕድርኩም ብሮፋይል ኣቲኩም ጠዉቑ😊

  • @ጓልስሑልሽረ
    @ጓልስሑልሽረ 7 หลายเดือนก่อน +3

    ዋይ አፊወረቂ ምሕረር ሰሊተይ ማዓረይ ልቃሓኺ መልሲ 😢

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      ሰብስክራይብ ግበርለይ ጋል ሪመይ መዓረይ

  • @محمح-ب2م
    @محمح-ب2م 7 หลายเดือนก่อน +10

    ሰሉ ሽካረ🤩♥️

  • @mamaayaalemey1112
    @mamaayaalemey1112 7 หลายเดือนก่อน +5

    ሰሉዋይ ኣሕዚንክኒ😢 ልቃሕኪ መልሲ😂

  • @SHSHAYHAGOS
    @SHSHAYHAGOS 7 หลายเดือนก่อน

    ውይይይ ሰሉየይ ምዓረይ ኣሕዚንክኒ 🤣
    አፈ ወርቂ ግደፍ መጺኤ ጉው ከየብለካ ብሰላም ዝመፃና ኣይንፈቱን ደቂ መዳም ብተለይ 😊

  • @TsegaTesfu
    @TsegaTesfu 7 หลายเดือนก่อน +16

    ሰላምይ እንኻዕ ሰላም መፃኩም ፍትይ እየ ዘብለኩም ❤❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤❤

    • @TsegaTesfu
      @TsegaTesfu 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@GenetChannel-uo3rvገረልኪ ኣለኩ መልሲ ኢኪ ፍትውተይ ጀማሪት እየ ሓቢርና ንዕበ

  • @Fujk-f4c
    @Fujk-f4c 7 หลายเดือนก่อน +4

    ሰሉየይ ሚስክን ኣሕዚንክኒ መዓረይይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 7 หลายเดือนก่อน +4

    ሶሊተይ መዓረይ ኣደንጊፃትኒ 😅♥️
    ኣፌ መሕረር 😂♥️

  • @LH-iu7mx
    @LH-iu7mx 7 หลายเดือนก่อน +2

    ደሰሰሰ ባሃሎ ሓዉኻ ሃሙሱ ትብለካ ኣይይይ ምዲባሩ ዋይይይ😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤💕💞♥♥💕💕💕💞

  • @FgfGgg-e7o
    @FgfGgg-e7o 7 หลายเดือนก่อน +4

    ኣብየት ዓቅል ሰሉየ ናተይ❤❤❤

    • @Zedutube-u8q
      @Zedutube-u8q 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ ግበርለይ❤🎉

  • @letslats9259
    @letslats9259 7 หลายเดือนก่อน +1

    ገና ከጀመርኩማ ሳሓቅ ሞይተ😁😁 ዕድመን ጥዕናን ይሃኩም ፈጣሪ ሙቁራተይ😘😘😘😘💋💋

  • @maki-f6l
    @maki-f6l 7 หลายเดือนก่อน +4

    ሰሉዋይ ሚስኪን ልቃሕኪ መልሲ ኢኪ ከይትገድፈፍዮ😂😂😂

    • @AbiAbiHadgu
      @AbiAbiHadgu 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ህያበይ

  • @HH-pf8vr
    @HH-pf8vr 7 หลายเดือนก่อน +8

    የኔ ማሬች ፈጣሪ ይጠብቃቸው ❤❤❤❤❤

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      ሰብስክራይብ ግበረለይ ክብረተይይይይ

    • @HH-pf8vr
      @HH-pf8vr 7 หลายเดือนก่อน

      @@meritubemeri አሺ ማሬ ❤️❤️❤️

  • @ራዕሲልዕል
    @ራዕሲልዕል 7 หลายเดือนก่อน +7

    እዛ ኮሜት ተንብቡ ዘለኩም ሙሉእ ናይነፃነት ንሮ ናይ ዕረፍቲ እጀራ ፈጣሪ ይሃቡኩም ክፉእ አይንካእኩም❤❤❤🎉🎉 1k ንካአቲ ሓላላተይ ስብስክራይብ ግበሩለይ 🙏🙏

  • @UgDz-u5u
    @UgDz-u5u 2 หลายเดือนก่อน

    ሽኮራት ያዓኪ እዚ ተዕድልቲ እዩ ኣሕዋተይ ደስ ባሃልቲ

  • @tasfaayusnmey1175
    @tasfaayusnmey1175 7 หลายเดือนก่อน +14

    ውይ ማዓረይ ኣሕዚናትኒ😢😂

    • @TsegaTesfu
      @TsegaTesfu 7 หลายเดือนก่อน

      ሰብ ግበረለይ ሰበይ❤❤❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤

  • @trhasgaltewahdo9489
    @trhasgaltewahdo9489 7 หลายเดือนก่อน

    ቁም ነገር እንደውም ትዕግስተኛ ኢኺ ብሓቂ ሰሉየ እሕዚንክኒ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
    @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ 7 หลายเดือนก่อน +43

    ገና ከይጀመርኩማ ሳሓቅ ሞይተ😅😅

    • @TsegaTesfu
      @TsegaTesfu 7 หลายเดือนก่อน +2

      ደምርኒ ፍትውተይ ❤❤❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤

    • @ፍረቲዩብfretube
      @ፍረቲዩብfretube 7 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ክብረተይ ❤

    • @aluአሉTube
      @aluአሉTube 7 หลายเดือนก่อน

      ክክክክክክክክ ሸካርናታት ሳብሰክራይብ ግበሩለይ አሕዋተይ

    • @ፍረቲዩብfretube
      @ፍረቲዩብfretube 7 หลายเดือนก่อน

      @@aluአሉTube ጌረልኪ ናተይ ስብሰክራይበ ግበርልይ

  • @DgfjSelam
    @DgfjSelam 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ሰልዋይ ሰሪሕልኺ ባሓቂ ኣስሕቂኒ 😂😂😂❤❤❤❤

  • @abadiabaditesfa
    @abadiabaditesfa 7 หลายเดือนก่อน +1

    ሰሉየ ማራ እኪ ዓቃል እና ይመችኩም❤❤❤

  • @lilaygaltgray
    @lilaygaltgray 6 หลายเดือนก่อน

    ማርያምን ሰሉየ ክፈትወኪ ኣሕዋትኪ ብጣዕሚ ኢኪ ትፈትዊ ዋውውውው ኣፎርቂ ውን ኣይትሓይል😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selamSelu-im4je6jh1s
    @selamSelu-im4je6jh1s 7 หลายเดือนก่อน +2

    ሰሉየይ የኔ ምስኪን😢😢😢😢😢😢

  • @tekletekle8440
    @tekletekle8440 7 หลายเดือนก่อน +8

    ወይ ሰሉየይ አሕዚንኽኒ😮😮😮

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      ሰብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤

  • @free-x4f
    @free-x4f 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዋው ትዕግስትኪ ብጣዕሚ እየ ኣድኒቀኪ❤❤❤

  • @Fer-t8o
    @Fer-t8o 7 หลายเดือนก่อน +3

    ሰሉዋይ ፅሪቲ❤❤❤

  • @ብራሃን
    @ብራሃን 7 หลายเดือนก่อน +5

    ይመችኩም ሙቁራት❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Seniseniii
    @Seniseniii 7 หลายเดือนก่อน +2

    ተሳኪዑልካ 😂😂ግን ሰላም ሓፍትካ ምኮነይ እኮ ረሲዕካዬ ትብላስ አሕዚናትኒ😢

  • @SemeawitSweet
    @SemeawitSweet หลายเดือนก่อน

    ሰሉሸይ ማዓረይ አሕዚንክኒ የኔ ማር ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Samsunga535G-we2pr
    @Samsunga535G-we2pr 7 หลายเดือนก่อน +4

    ተፃዊትካላ ልቓሕኺ መልሲ ስሉዋይ😂

  • @ሂዋንጋልትግራይ
    @ሂዋንጋልትግራይ 7 หลายเดือนก่อน +3

    ሰሉየይ አሕዝናትን ፍሽክታ ኣመለይ አሕዋታ ልለመደት ኣፍወርቂ ክእልካያ ስለምኩም ይብዛሕ ሙቁራት አሕዋት❤😁😁😁

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      ሰብስክራይብ ግበርለይ ሂዊዋይ😘

  • @SalamSalam-ex1fr
    @SalamSalam-ex1fr 7 หลายเดือนก่อน +3

    Prank mukanu nafeletkus ahzinatni😢selu haftey buzuh comment aythfn gn sk eile khalf aykealkun😂

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤❤

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣይ ሰላመይ አሕዚንክኒ❤❤❤❤ ኣጆኪ

  • @mesi4621
    @mesi4621 7 หลายเดือนก่อน +2

    ሰሉዋይ ምቅርቲ አሕዚናትኒ የኔ ለዋህ❤❤❤❤❤❤

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 7 หลายเดือนก่อน +1

    እውይ ሰሉየ አሕዚንክኒ😢ልቃሕ ምለሲ❤❤

  • @GggYy-vx4ie
    @GggYy-vx4ie 7 หลายเดือนก่อน +5

    ይመቸኩም 🥰🥰🥰🥰🥰

    • @Zedutube-u8q
      @Zedutube-u8q 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤🎉

  • @MuramMuram-s2r
    @MuramMuram-s2r 7 หลายเดือนก่อน +1

    ውይ ተፃዊትካላኢካ 😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂

  • @themehadehe8970
    @themehadehe8970 7 หลายเดือนก่อน +1

    ሰሉዋይ ሽከረይ ❤❤❤❤❤ግደፍ ሓፍት ኣይተብሽቀለይ ❤😅😅

  • @ካሓሲትማሓዛካሓሲት
    @ካሓሲትማሓዛካሓሲት 7 หลายเดือนก่อน +2

    የኔ ማር ገዛ ሰለ ዘይዋዓልኩ ደየ ምሰ በልክሰ ኣሕዝንክኒ የኔ ምሰክን😢 ኣፍወርቂ ከም ዋዓላትልካ

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      ሰብስክራይብ ግበርለይ መዓረይይ

  • @DgShh-l3d
    @DgShh-l3d 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይ ፁሩያት ይመቸክም ❤ ሰልዋይ ፅሩቲ ዓቅላም ዕድመን ጥዕናን ይብኩም ፈጣሪ

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤

  • @ኣሙጓልትግራይ-ነ7ጀ
    @ኣሙጓልትግራይ-ነ7ጀ 7 หลายเดือนก่อน +1

    እዋይ ሰሉዋይ ማዓረይ አሕዝናትኒ ❤❤❤❤

  • @ThrFhf-b2z
    @ThrFhf-b2z 7 หลายเดือนก่อน +18

    በሱረ ናይ ባዒሊኺ ጨጉረ ሃመይ ዲበለ ዩኡ አቲ እግዚአብሔረ ዛሃበኺ ጋለይ😍

    • @TsegaGhiwet-qv8fz
      @TsegaGhiwet-qv8fz 7 หลายเดือนก่อน

      ቆንጆ እዩ ጨጓራ ❤

  • @fgyhhu2924
    @fgyhhu2924 7 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይይይይይ ደሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰ ክተቡሉ ምቅራተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕደመ ጥዕና ይሃብኩም❤ ኣብ ሰደት ዘለናውን ናዓኩም የብሰለና

    • @ASLAM-i6n
      @ASLAM-i6n 7 หลายเดือนก่อน

      😂🎉

  • @sameralibis6724
    @sameralibis6724 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ አፈወርቂ መሕረር😂😂❤❤

  • @Abrhet_youtube
    @Abrhet_youtube 7 หลายเดือนก่อน +3

    አየ አፍወርቂ 😂እፍፍፍ ሰሉየ ትዕግስታ እውድእካያ አሕዚናትኒ እና ይሞቺኩም ደስ እትብሉ አሕዋይ ኢኩም❤❤❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ወለላይ❤❤

    • @Abrhet_youtube
      @Abrhet_youtube 7 หลายเดือนก่อน

      @@AseTeklberhan እሺ

    • @Abrhet_youtube
      @Abrhet_youtube 7 หลายเดือนก่อน

      @@AseTeklberhan ንዓይለ ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝሓፍተይ

  • @senugalTigray-r4l
    @senugalTigray-r4l 7 หลายเดือนก่อน +1

    ማርያምን ብጣዕሚ እያ አሐዘናትኒ😢😢😢❤❤❤❤❤❤

  • @Hwaa-k2c
    @Hwaa-k2c 7 หลายเดือนก่อน +2

    ህያበይ ኣሕዚንትኒ ሰሉዋይ ምዓረይ😢😢😢😢

  • @SalamaSalama-i7c
    @SalamaSalama-i7c 7 หลายเดือนก่อน +2

    ተጎብሕኪ ኣይ ትድቅሲ❤❤

  • @munatube2861
    @munatube2861 7 หลายเดือนก่อน +1

    ሰሉተይ ወለላይ❤❤❤❤

  • @Slamm-g6p
    @Slamm-g6p 7 หลายเดือนก่อน +3

    ዋይ ሰሉዋይ