ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Gofund me link of our monastery:)gofund.me/b8a9cd59
I really appreciate it. Dn.Meda
እግዚኣቢሔር ከማኹም የብዝሓልና ተባረኹ❤
❤❤❤
Btami des zbel medeb mhari eu kexlwo ❤ fthen selamn fkren ka nhaymanotnan nhzbenan yewurdelna Egziabher Amlak 🙏
God bless you and your family thanks ❤❤❤ we are help God 🙏
Amlak ybarkumAwesome 👌 medeb
ኣሜን
እግዚኣብሔር ኣገልግሎትኩም ይባርኽ ኣጆኹም በርትዑ ንሰይጣን ፡ተቃወምዎ
ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ሓድሽ ዝበሃል ነገር የለን ኩሉ ዝደጋገምዩ ዝበሃል ከምዚዩ
ብጣዕሚ ድስ ዘብል ሕቶን መልስን ኣብ ሓቂ ዝተመስረተ እዪ።
ክብረት የሃበልና!
እዚ -መራኸቢ ቡዙሓን ናይ ብዙሓት ሰዓብቲ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ስለ ዝኾነ፡ነቲ ግርማ ቤተክርስቲኣን ዝኾነ""ነጸለ" ጌርኻ፡መደብ ክትመርሖ ይግባእ ዲ/ን መዳ ሓውና !
Counter clockwise ena nzewr deacon Samuel. ማለት ንየማን ኢና ንዘውር (Right to left) Clock moves from left to right. If I am not mistaken.
ሕቶ ።እዛ ብናይ ኤርትራ ሰኖዶስ ትምሓደር ዘላ ቤተክርስትያን ካብ መስመር ወጺኣ ብዓቢኡ ንኣቦና እንጥንዮስ ዝኣሰርት እያ። ነዚ ዝፈልጡን ዝርዱኡን ኣለዉ። እቲ ንቡር ከይተርፍ ኢሎም ግን ኣብኦ ዘገልጉሎ' ዘጠምቁን' ዝቆርቡን' ኣለዉ ።እቲ ኣብ ቲሕቲ ዛ ናይ ኤርትራ ሲኖዶስ ዝግበር ኣጎልግሎት ከይመይ እዩ ? ሕጊ ቤተክርስትያን ከ እንታይ ይብል? ቅቡል ድዩ ብእግዝኣብሕር ? እንተ ዘይኮይኑ ብወግዒ ክፈልጡ ዶ ኣይግቦኦምን ? እትገብርዎ ጻዕሪ ንህዝቢ ንምንቃሕ እግዝኣብሕር ይባርኩም ❤☦️
ሓሚምና ኣለና በጃኹም፡ኣብኡ ስለዝጸናሕና ኣብኡ ኣለና ግን ሓሚምና ኢና።ኣባኹም ውን ጉድለት ኣሎ መስለኒ።ንምንታይ ኢኹም ምስ ኣቡነ መቃርዮስ ተዓሪቕኩም። ንሶም ኣቐዲሞም (ድንግል ማርያም ጥንተ ኣብሶ ) ኣለዋ ስለዝበሉ ብወግዒ።ምኽንያት ኮይንዎም ኣሎ።
Hi deacon ,can you send me Santa Antonio’s church for Gadam donation (gofundme) link please? Thanks
እሺ ኤደን ሓፍትና
I didn’t get the link .
@@edenaraya9552 gofund.me/b8a9cd59
@@edenaraya9552 sorry I forgot it.
I understand don’t worry.
Gofund me link of our monastery:)
gofund.me/b8a9cd59
I really appreciate it. Dn.Meda
እግዚኣቢሔር ከማኹም የብዝሓልና ተባረኹ❤
❤❤❤
Btami des zbel medeb mhari eu kexlwo ❤ fthen selamn fkren ka nhaymanotnan nhzbenan yewurdelna Egziabher Amlak 🙏
God bless you and your family thanks ❤❤❤ we are help God 🙏
Amlak ybarkum
Awesome 👌 medeb
ኣሜን
እግዚኣብሔር ኣገልግሎትኩም ይባርኽ ኣጆኹም በርትዑ ንሰይጣን ፡ተቃወምዎ
ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ሓድሽ ዝበሃል ነገር የለን ኩሉ ዝደጋገምዩ ዝበሃል ከምዚዩ
ብጣዕሚ ድስ ዘብል ሕቶን መልስን ኣብ ሓቂ ዝተመስረተ እዪ።
ክብረት የሃበልና!
እዚ -መራኸቢ ቡዙሓን ናይ ብዙሓት ሰዓብቲ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ስለ ዝኾነ፡ነቲ ግርማ ቤተክርስቲኣን ዝኾነ""ነጸለ" ጌርኻ፡መደብ ክትመርሖ ይግባእ ዲ/ን መዳ ሓውና !
Counter clockwise ena nzewr deacon Samuel. ማለት ንየማን ኢና ንዘውር (Right to left) Clock moves from left to right. If I am not mistaken.
ሕቶ ።እዛ ብናይ ኤርትራ ሰኖዶስ ትምሓደር ዘላ ቤተክርስትያን ካብ መስመር ወጺኣ ብዓቢኡ ንኣቦና እንጥንዮስ ዝኣሰርት እያ። ነዚ ዝፈልጡን ዝርዱኡን ኣለዉ። እቲ ንቡር ከይተርፍ ኢሎም ግን ኣብኦ ዘገልጉሎ' ዘጠምቁን' ዝቆርቡን' ኣለዉ ።እቲ ኣብ ቲሕቲ ዛ ናይ ኤርትራ ሲኖዶስ ዝግበር ኣጎልግሎት ከይመይ እዩ ? ሕጊ ቤተክርስትያን ከ እንታይ ይብል? ቅቡል ድዩ ብእግዝኣብሕር ? እንተ ዘይኮይኑ ብወግዒ ክፈልጡ ዶ ኣይግቦኦምን ?
እትገብርዎ ጻዕሪ ንህዝቢ ንምንቃሕ እግዝኣብሕር ይባርኩም ❤☦️
ሓሚምና ኣለና በጃኹም፡ኣብኡ ስለዝጸናሕና ኣብኡ ኣለና ግን ሓሚምና ኢና።
ኣባኹም ውን ጉድለት ኣሎ መስለኒ።
ንምንታይ ኢኹም ምስ ኣቡነ መቃርዮስ ተዓሪቕኩም። ንሶም ኣቐዲሞም (ድንግል ማርያም ጥንተ ኣብሶ ) ኣለዋ ስለዝበሉ ብወግዒ።ምኽንያት ኮይንዎም ኣሎ።
Hi deacon ,can you send me Santa Antonio’s church for Gadam donation (gofundme) link please?
Thanks
እሺ ኤደን ሓፍትና
I didn’t get the link .
@@edenaraya9552 gofund.me/b8a9cd59
@@edenaraya9552 sorry I forgot it.
I understand don’t worry.