- 408
- 815 122
Mahitot Zetewahdo // ማኅቶት ዘተዋህዶ ኤርትራ
Canada
เข้าร่วมเมื่อ 26 ก.ค. 2020
እዚ ገጽ እዚ ወግዓዊ ቻነል ናይ ሕብረት ኣብያተ ክርስቲያናት ኣብ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለምና ዝርከባ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክ ተዋህዶ ኣብያተ ክርስቲያናት ገጽ እዩ ።
# በዚ ቻነል እዚ እዋናዊ መግለጺታት ናይዚ ሕብረት
# ትምህርቲ ቤት ክርስቲያን
# ማዕዳን ምኽርን ዝኣመሰሉ ዝተፈላለዩ መደባት ናብ ህዝቢ እነመሓላልፈሉ ገጽ እዩ።
#Comment Share Like SUBSCRIBE ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ#
Email
mahitotzetewahdo@gmail.com
በዚ ኣድራሻ ንዘለኩም ሓሳብ፡ ወይ ድማ ናብዚ ሕብረት ክትኣትዉ ምስ ትደልዩ ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም፡
Whatsapp number : +13435540036
th-cam.com/channels/4YnbLCRSbCMi9o-PkQsOJQ.html

2ይ ክፋል / ቃለ መሕትት ምስ ቀሲስ ገብረሚካኤል ኣብ ዙርያ ደብረ ቢዘንን ኣቦታት መነኮሳትን/
1ይ ክፋል ናይዚ ቃለ መሕትት ኣብዚ ኣለኩምምም
th-cam.com/video/EQL0yNEWyPo/w-d-xo.html
"እዚ ገጽ እዚ ወግዓዊ ቻነል ናይ ሕብረት ኣብያተ ክርስቲያናት ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝርከባ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣብያተ ክርስቲያናት ገጽ እዩ።''
በዚ ቻነል እዚ እዋናዊ መግለጺታት ናይዚ ሕብረትን፥ ትምህርቲ ቤተ ክርስቲያንን፥ ዝተፈላለዩ ንሕዝብናን፥ ቤተ-ክርስቲያንናን ዝምልከቱ እዋናውያንን ኣገድስትን መደባት እነቕርበሉ ወግዓዊ ቻነል እዩ።
#Comment Share Like SUBSCRIBE ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ#
Email: mahitotzetewahdo@gmail.com
በዚ ኣድራሻ ንዘለኩም ሓሳብ፡ ወይ ድማ ናብዚ ሕብረት ክትኣትዉ ምስ ትደልዩ ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም፡
TH-cam #
th-cam.com/channels/4YnbLCRSbCMi9o-PkQsOJQ.html
Page #
mahitot.zetewahdo.eri
Facebook #
mahitot.zetewahdo.3

มุมมอง: 6 212
วีดีโอ
ቃለ መሕትት ምስ ቀሲስ ገብረሚካኤል ተወልደመድህን/ ኣብ ጉዳይ ደብረ ቢዘንን፡ ገዳማውያንን/
มุมมอง 7Kหลายเดือนก่อน
"እዚ ገጽ እዚ ወግዓዊ ቻነል ናይ ሕብረት ኣብያተ ክርስቲያናት ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝርከባ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣብያተ ክርስቲያናት ገጽ እዩ።'' በዚ ቻነል እዚ እዋናዊ መግለጺታት ናይዚ ሕብረትን፥ ትምህርቲ ቤተ ክርስቲያንን፥ ዝተፈላለዩ ንሕዝብናን፥ ቤተ-ክርስቲያንናን ዝምልከቱ እዋናውያንን ኣገድስትን መደባት እነቕርበሉ ወግዓዊ ቻነል እዩ። #Comment Share Like SUBSCRIBE ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ# Email: mahitotzetewahdo@gmail.com በዚ ኣድራሻ ንዘለኩም ሓሳብ፡ ወይ ድማ ናብዚ ሕብረት ክትኣትዉ ምስ ትደልዩ ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም፡ TH-cam # th-cam.com/channe...
"ኣብ ልብና ዘጥፋእናዮ ክርስቶስ፥ ኣብ ከበሮ ኣይንረኽቦን" መብርሂ ቀሲስ ክብረኣብ
มุมมอง 1.7K2 หลายเดือนก่อน
"እዚ ገጽ እዚ ወግዓዊ ቻነል ናይ ሕብረት ኣብያተ ክርስቲያናት ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝርከባ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣብያተ ክርስቲያናት ገጽ እዩ።'' በዚ ቻነል እዚ እዋናዊ መግለጺታት ናይዚ ሕብረትን፥ ትምህርቲ ቤተ ክርስቲያንን፥ ዝተፈላለዩ ንሕዝብናን፥ ቤተ-ክርስቲያንናን ዝምልከቱ እዋናውያንን ኣገድስትን መደባት እነቕርበሉ ወግዓዊ ቻነል እዩ። #Comment Share Like SUBSCRIBE ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ# Email: mahitotzetewahdo@gmail.com በዚ ኣድራሻ ንዘለኩም ሓሳብ፡ ወይ ድማ ናብዚ ሕብረት ክትኣትዉ ምስ ትደልዩ ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም፡ TH-cam # th-cam.com/channe...
ቁ፣4 "ተሓድሶ" ዝብል ቃል ንሓሰውቲ ነብያትን፡ ኣጽራረ ቤተ-ክርስቲያን ኣይገልጾሙን ኡዩ።
มุมมอง 2.2K2 หลายเดือนก่อน
ቀዳማይን ካልኣይን ክፋላት ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ኣርእስቲ ኣብዚ ኣለኩም። ቁ፣1 th-cam.com/video/4fvbqiIJ3Nk/w-d-xo.html ቁ።2 th-cam.com/video/4fvbqiIJ3Nk/w-d-xo.html "እዚ ገጽ እዚ ወግዓዊ ቻነል ናይ ሕብረት ኣብያተ ክርስቲያናት ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝርከባ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣብያተ ክርስቲያናት ገጽ እዩ።'' በዚ ቻነል እዚ እዋናዊ መግለጺታት ናይዚ ሕብረትን፥ ትምህርቲ ቤተ ክርስቲያንን፥ ዝተፈላለዩ ንሕዝብናን፥ ቤተ-ክርስቲያንናን ዝምልከቱ እዋናውያንን ኣገድስትን መደባት እነቕርበሉ ወግዓዊ ቻነል እዩ። #Comment Share Like SUBSCRIBE ብምግባ...
"ተሓድሶ" ዝብል ግሩም መንፈሳዊ ቃል ከም መፈራርሒ፥ ካልኣይ ክፋል ምስ ቀሲስ ክብረኣብ
มุมมอง 1.2K3 หลายเดือนก่อน
"ተሓድሶ" ዝብል ግሩም መንፈሳዊ ቃል ከም መፈራርሒ፥ ካልኣይ ክፋል ምስ ቀሲስ ክብረኣብ
"መግለጺ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ሕብረት ኣህጉረ ሰብከታት ኣብ መላእ ዓለም"
มุมมอง 8K3 หลายเดือนก่อน
"መግለጺ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ሕብረት ኣህጉረ ሰብከታት ኣብ መላእ ዓለም"
መግለጺ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ-ክርስቲያን ሕብረት ኣህጉረ ሰበከታት ኣብ መላእ ዓለም።
มุมมอง 3.3K7 หลายเดือนก่อน
መግለጺ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ-ክርስቲያን ሕብረት ኣህጉረ ሰበከታት ኣብ መላእ ዓለም።
"ቃለ ቡራኬ ብጹዕ ኣቡነ መቃርዮስ ብምኽንያት በዓል ልደት ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ"
มุมมอง 1.5Kปีที่แล้ว
"ቃለ ቡራኬ ብጹዕ ኣቡነ መቃርዮስ ብምኽንያት በዓል ልደት ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ"
"መግለጺ ጉባኤ ሊቃውንት" ኣብ ጉዳይ ዕርቀ ሰላምን፥ መልሲ ንሕቶታትን 2ይ ክፋል
มุมมอง 3.4Kปีที่แล้ว
"መግለጺ ጉባኤ ሊቃውንት" ኣብ ጉዳይ ዕርቀ ሰላምን፥ መልሲ ንሕቶታትን 2ይ ክፋል
"መግለጺ ጉባኤ ሊቃውንት" ኣብ ጉዳይ ዕርቀ ሰላምን፥ መልሲ ንሕቶታትን 1ይ ክፋል
มุมมอง 4.2Kปีที่แล้ว
"መግለጺ ጉባኤ ሊቃውንት" ኣብ ጉዳይ ዕርቀ ሰላምን፥ መልሲ ንሕቶታትን 1ይ ክፋል
"ኣብ ፈላሚ ጉባኤ ሃገረ-ስብከት ሰሜን ኣሜርካ ዝተሳተፉ ኣቦታት ካህናት"
มุมมอง 3.1Kปีที่แล้ว
"ኣብ ፈላሚ ጉባኤ ሃገረ-ስብከት ሰሜን ኣሜርካ ዝተሳተፉ ኣቦታት ካህናት"
መግለጺ ጉባኤ ሊቃውንት ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሕብረት ኣብያተ ክርስቲያናት ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ጉዳይ ዕርቅን ሰላምን።
มุมมอง 9Kปีที่แล้ว
መግለጺ ጉባኤ ሊቃውንት ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሕብረት ኣብያተ ክርስቲያናት ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ጉዳይ ዕርቅን ሰላምን።
"ኣባል ኦርየንታል ሰሜን ኣሜሪካ ኣቡነ ሲኖዳ ኣብቲ ንግንቦት ዕለት 10 ዝግበር ጉባኤ ጳጳሳት ንመጀመርያ ግዜ ክሳተፉ እዮም"
มุมมอง 6Kปีที่แล้ว
"ኣባል ኦርየንታል ሰሜን ኣሜሪካ ኣቡነ ሲኖዳ ኣብቲ ንግንቦት ዕለት 10 ዝግበር ጉባኤ ጳጳሳት ንመጀመርያ ግዜ ክሳተፉ እዮም"
መስርሕ ምፍርራም ዕርቅን ሰላምን ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኣብ ስደት
มุมมอง 6Kปีที่แล้ว
መስርሕ ምፍርራም ዕርቅን ሰላምን ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኣብ ስደት
መልእኽቲ ፋሲካን ቃለ ቡራኬን፥ ብብጹዕ ኣቡነ ሺኖዳ ጳጳስ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሕብረት ኣብያተ ክርስቲያናት ኣብ መላእ ዓለም
มุมมอง 3.7Kปีที่แล้ว
መልእኽቲ ፋሲካን ቃለ ቡራኬን፥ ብብጹዕ ኣቡነ ሺኖዳ ጳጳስ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሕብረት ኣብያተ ክርስቲያናት ኣብ መላእ ዓለም
ድምጺ ሕልፍኚ | ንሰማዕት ቅዱስ እንጦንዮስ ዝተዘመረ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ መዝሙር| ዘማሪ ዲያቆን ሳምሶን ብርሃነ
มุมมอง 90Kปีที่แล้ว
ድምጺ ሕልፍኚ | ንሰማዕት ቅዱስ እንጦንዮስ ዝተዘመረ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ መዝሙር| ዘማሪ ዲያቆን ሳምሶን ብርሃነ
መልእኽቲ ብጹእ አቡነ ሲኖዳ ጳጳስ ሕብረት አብያተ ክርስቲያን ብምኽንያት በዓል ልደት 2015 ግእዝ
มุมมอง 6K2 ปีที่แล้ว
መልእኽቲ ብጹእ አቡነ ሲኖዳ ጳጳስ ሕብረት አብያተ ክርስቲያን ብምኽንያት በዓል ልደት 2015 ግእዝ
Prayer for the New Year (ጸሎት ሓዱሽ ዓመት) Fr Habtom
มุมมอง 3302 ปีที่แล้ว
Prayer for the New Year (ጸሎት ሓዱሽ ዓመት) Fr Habtom
መልእኽቲ ብጹእ አቡነ ሲኖዳ ጳጳስ ሕብረት አብያተ ክርስቲያን ብምኽንያት ቅዱስ በዓል ዮሐንስ 2015 ግእዝ
มุมมอง 2.3K2 ปีที่แล้ว
መልእኽቲ ብጹእ አቡነ ሲኖዳ ጳጳስ ሕብረት አብያተ ክርስቲያን ብምኽንያት ቅዱስ በዓል ዮሐንስ 2015 ግእዝ
"ቅዱስ እንጦንዮስ ሰማዕት ኢዮም:: እዚ ንሕዝብኹም ስበኽሉ" ቅዱስ ቴዎድሮስ ፓትርያርክ ዘእስክንድርያ
มุมมอง 7092 ปีที่แล้ว
"ቅዱስ እንጦንዮስ ሰማዕት ኢዮም:: እዚ ንሕዝብኹም ስበኽሉ" ቅዱስ ቴዎድሮስ ፓትርያርክ ዘእስክንድርያ
ኣብ ምእታው ቅዱስ ታቦት አቡነ አረጋዊ ንግሥነት ኔዘርላንድ ብብጹዕ አቡነ ሲኖዳ ጳጳስ ሕብረት አብያተ ክርስቲያን ዝተዋህበ ትምህርቲ
มุมมอง 1.8K2 ปีที่แล้ว
ኣብ ምእታው ቅዱስ ታቦት አቡነ አረጋዊ ንግሥነት ኔዘርላንድ ብብጹዕ አቡነ ሲኖዳ ጳጳስ ሕብረት አብያተ ክርስቲያን ዝተዋህበ ትምህርቲ
መኽንያት ምቛም ሕብረት ኣብየተ ክርስቲያናት ኣብ መላእ ዓለም፡ሃዋርያዊ ዕዮ ብጹእ ኣቡነ ሲኖዳ'ኸ ከመይ ትርእይዎ ቀዳማይን ናይ መወዳእታ ክፋል 03
มุมมอง 2.8K2 ปีที่แล้ว
መኽንያት ምቛም ሕብረት ኣብየተ ክርስቲያናት ኣብ መላእ ዓለም፡ሃዋርያዊ ዕዮ ብጹእ ኣቡነ ሲኖዳ'ኸ ከመይ ትርእይዎ ቀዳማይን ናይ መወዳእታ ክፋል 03
ቃለለ ህወት የስመዓልና ኣቦና እግዚአብሔር ጸጋኡ የብዝሓልኩም ነዓና ከኣ ምስትውዓል ይሃበና: ነዚ መደብ ተዳልዉ ኣኝላኽ ይባርኽኩም
Amen:)
ቃለ ሂወት የስመዓልና
ነመስግን አቦና ቃለሂወት የስመዓልና መደንገፂዪ አተን መፃሕፍቲ ሓቡሩና
Qal hiwet yesmealna abona nikulkum admekumn agolguletkumn yibarik ab nebsi wegef zelo xegem ekum gelixkumo.🙏🙏🙏
Megeria ezi qeahi bhaki oethox duiu kemuu enyekoinu dea bkemwy bpiano geyru yzmr
Kalhiwet ysmana xegu yebzhalkum
ኣቦቐሺ ኣብ ትምህርትኹም ትደጋግምዋ ሓንቲ ቃል ኣላ ኣነ ዘስተውዓልኩላ! እግዚኣብሄር ኣምላኽን ኢየሱስ ክርስቶስ ወዱን ትብል ኢያ! ኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽ እውን ምኻኑ ተትምህሩና ጽቡቕ ኔሩ።
ቃለ ህይወት የሰምዓና። ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ።
ኣቱም ኣብ ልዕል ዝበለ ቦታ ዘለኹም ሃገራዊ ዕርቂ ይገበርሞ እዚ ናይ ዓድ ኣምሓራን ተተርጎመ እም ዝብል በሓባር ሳንሱር ንግበሮ እበር ሓርኢ ተለኺኻ ክትጸድቕ ኢኻ ዝብሉ ድርሳናት ተሰኪምካ ካብ ምንባር ዝኸፍእ ዉርደት የሎን
ቃለ ሂወት የስምዓልና ፍቁራት ስድራና ስሊኩም ንእግዚኣብሄር ነመስግኖ እግዚኣብሔር ጸጋኡ ይብዝሓልኩም ። ኣነ ብወገነይ ካብ ናይ ሎሚ መደብ ተጠቂመ እግዚኣብሄር ይመስገን ኣረዳድኣይ ኣስተኻኺለ ዲያቆን መዳ እንቃዓ ተወለድካ በረኽትና ኢካ ጎይታ ዘመንካ ይባርኽ ብሩኻ 💝
ዘገርም ሓሳባት እዩ እንተ ተመለስኩምና ኣይፍለጥን፡ እሞ እቲ ብዙሕ ግዜ ኣብ ኣእሙረይ ዝማላለስ ሓሳብ ኣሎ፤ ንሱ ከዓ "ንሕሙም መሓሮ ማለት ንስኻ ኣሕሚምካዮ ዶ የስምዕ"፧ ምስ ርኹስ መንፈስ ዝገብሮኸ ብኸመይ ንፈልዮ፧
ኣቦና ጉሩም ሙህሮ።
አምላክ ይባርኩም አቦና ከምልበይ ከምኩም እንትዝከውን ፍልጠት ናይ አቦታትናን ህዝብናን ከመይ ጽቡቅ ነይሩ::
ቃለ ሂይወቱ የስምዓልና ዘዝተውዕል እኣምሮ ይዓድለና እግዚኣብሔር 🙏🙏🙏.
Amen kal hiwet yesmelna ❤❤❤❤❤
Kiburat abotatna behabar hizbitat Eritrean Tigrayn! Awune Tecle haimaniot malet Awune tekli haimaniot ziteseyemu Awune eyom. Bezterefe egzabiher mssakatkum yikun kiburat dekebat hizbitat tewuahido Kristian deki Kristos. ❤🎉🎉🎉❤
The Eritrean Takle-Haymanot is not depicted with wings, nor is he considered handicapped. His icon is deeply revered and honored by the Coptic Orthodox Church. We are blessed to have his icon in our church and would be happy to share it with anyone. Thank you for the insightful interview. May God bless your service abundantly.
thanks! please can you share it with us?
❤❤❤❤
ጎይታ ምህረይ ብጣዕሚ ኣብ ሓቂ ዝተመርኮሰ ትምህርቲ ኢኩም ትህቡና ዘለኩን ቃለሂወት የስመዓልና ።ቀዳማዊ ኣቡነ ተክለ ሃይማኖት ሓዲስ ሃዋርያ ክንፊ ኣይነብሮሙን ።ክንፊ ውን ንኣዕዋፍ እምበረይ ንሰብ ኣይተወሃበን።ቅዱሳን ሃዋርያ ብደመና ካብ ሓደ ዓዲ ናብ ዓዲ ንስብከት ይንቀሳቀሱ ነይሮም።እቲ ክንፊ ኣለዎም ዝበሃል ናይ ኩሎም ሓሶት ጽውጽዋይ እዩ።ዲያቆን ነዚ ሓሳብ ሕዝካ ዘቅረብካልና ክብረት ይሃበልና።ደቂ ትግርኛ ታሪክና ተሰሪቁ ተቀቢሩ እዩ ስለዚ ንለብም ታሪክና ንፈትሾ።
ቃለ ሂወት የስመዓልና ወለድና
Amen kali hiwet yesimialna tebareku deki kirstos abiyn and haweyn ezen mexihaf nay lomi abey kirekibn ykiel zishiyet wey pdf
Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen agekum abawet yerakbena amyen xubg zereba eyu amyen ❤❤❤
Amlak xegeue ybzhalkum 🎉
Amien qal hiwet yesmalna abona ember bzaba ezi ab zurya bet krstyan zelo ember zhameme wey bztefalaleye kab bet krstyan zrhake zgasyo yeblun zbelkum haqi u ane nbaley nay qereba abnet ye ab gebremichal elkum kea ab xolotkum zekurni🙏
Bhaki lewti yedlyena alo haymanotna tsbuk gerana knfelton b geberi knnebron❤Egziabher Amlak nezi yebkana etom abu zbequ ka Egziabher tsegu yebzhalom❤ kale hiwet yesmalna sdra Egziabher 🎉❤
Kale hiwet yesmalna behaki des zibil timhrti ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤
Amitay zetekere lewiti kidiliyena amo miletey si kem orthodox atay mis gedelena
Men kem orthodox godilun eluka? Tiuy gerka smayo please
@mahitotzetewahdo No biruki hawey atay maletey mesilika miliwat kitibl keleka eko zigedele sile zelena do akenikan
Gin xibuk kere kisemia eye zehawey bireki
ክብሩ ሓው፡ ጽቡቕ ጌርካ ተመሊስካ ስምዓዮ፡ ገለ ኣብ ሕይወትካ ዝሕደስ እንተ ለካ ኸኣ እዋን ምሕዳስ እዩ እዋን ልደት፡ ዝኣረገ ነገር ኣወጊድና ክርስቶስ ኣብ ልብና ክውለድ ንለወጥ፡ ንተሓደስ እዩ ጽሟቕ ናይቲ መደብ።
Lewit nimintay yediliyena
Nitsidki
ፈጣሪ ኢዩ ፈራዲ
ኣገልግሎቱኩም ባሪኩ ቀዲሱ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ኣቦይ ቀሺ🙏💒❤💯
Amen
እዞም ኣብይ ቀሺ ቅኑዕ 'ዮም። ንሓቂ ሓቂ ንገጋ ጌጋ ይብሉ። እዚ ጋዘጠኛ ግን ነግራም ነገር ዝፍሕር'ዩ። እቦይ ቀሺ ዘይተበከልኩም ትመስሉ እሞ ካብዞም ነጋዶ ዩቱብ ርሓቁ። ነገራት ነቲ ኩሉ ዝክእል ሃቡ ጸልዩ።
Bitami des zibil timhrti qale hiwet yesmalna kubur Abona. Diyakoney dima thank you, bejaka nezom bruk abo digemena eka. Kem reto gin Diyakon hawey nexela kitgebr yilabeweka . Hope you know the reason.

አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና አቦና❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዕስልና ኣቦና❤
ካብዚኣ እተውጺ ካኒ ኢልና መብጽዓ ኣቲና ወጺና ዓዲ ሰብ ዶ ኣቲካ ትብሃል ኣቀዲምካ ዓዲ ሰብ ኣይነበርናን ማለት እዩ
ካብዚኣ እተውጺ ካኒ ኢልና መብጽዓ ኣቲና ወጺና ዓዲ ሰብ ዶ ኣቲካ ትብሃል ኣቀዲምካ ዓዲ ሰብ ኣይነበርናን ማለት እዩ
Kale hiwet yesmealna bhaki azyu mehari thzhto eyu. Zweale yngerka sle zkone. Nayten kaleyti gedamat wn kemzi gerkum ketemxuulna nxbe.
Gedam tethanxes entay alowo nesom hagozona eyom elom
😢😢😢kale hiwet yesmana
ከዳዓት ደመኛታት ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ሓሶት ሃይማኖቶም በጃ ደብረ-ቢዘን ጋሕ በሎ
th-cam.com/channels/AgP4GkFL0TJ6bettw8UeJw.html?si=QHxcLLWei0FrjqaL
ሓቂ ክነግረኩም ንሕና ንዕኦም ንጽበ ንዓና ዝጽበዩ ይመስለኒ ኣይነበረን ትሽግር ኣብርሃ ካሳን ሰዓብቱን እዮም 😭😭😭
❤❤❤
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ከማኹም ኣቦታት የብዛሓልና ❤❤❤❤❤❤
ኣብ ሞንጎ ሓሳባቶም ትኣቱ ኣለኻ ዲ/ን። ከም ተወሳኪ ምእመናን ኣብዚ ዝግበር ዘሎ ናይ ቤተክርስቲን ዓመጽ ብኸመይ ይኸታተልዎ ከም ዘለው ሓሳባቶም ንምፍላጥ ህዝቢ ንምብርባርን ዓድም !!!
ሰናይ ምህሮ እግዚኣብሄር ጸገኡ ይብዛሓልኩም ኣቦይ ቀሺ ከም'ኡውን ዲያቆን መድሃነ።ከምቲ ኣብ መጽሕፉ ጥበብ ኢያሱ ወዲ ሲራክ እቲ ዝኸበረ ዓሌት ዓሌት ወዲ ሰብይ ከም ዝብል 19፡30።መጀመርያ ጉዳይ እቶም ብንጽሆም ኣብ እስርቤት ዝሳቑዩ ዘለዉ ገዳማያን ኣቦታትና እዩ ዝቕድም።ከም መጽሓፍ ቅዱስውን ካብ ኦሪ ዝፍጠረት ክሳብ ራኢ የውህናስ ብዛዓባ ድሕነት ስብ ክብረት ሰብን እዩ ዝምህር።እንተኾነ ግን ከምሎሚ ግዜ ሰብ ዝሓሰረሉ ግዜ ኣይራኣናን ኣብ ኤርትራ።ሽሕኳ ወንጌል ይሰብኽ ክብረት ሰብ ማእከል ዝይግበረ ምስ ዝኸውን ክርስቶስ እና ሰበኻ ክርስቶስ ምስዳዳይ እዩ ዝቑጸር።እቲ ዝጠለብ ብርጆክት ድሕሪ ድሕንተን ህልውና ቅሳነትን መእመናን ክትገብሮ ቀሊል እዩ።ኣቦይ ቀሺ ክብረት ይሃበልና ሰብ ማእከል ዝገበረ ቀዳማይ ምርግጺ ሓሳብኩም ስለ ዝሃባኩም❤❤❤።
ሰላም ድያቆን ናይ ገዳም ኣቡነ እንድርያስ ህሉዉ ኩነታት ጽቡቅ ኣፍልጦ ዘለዎ ከተምጺኣልና ተስፋ ንገብር
Mhret yewrdelkum !!!
Qesis Gere belih seb