ቃለ መሕትት ምስ ናይ ታሪኽ ምሁር ሳሙኤል እመሃን ጸሓፋይ ኣቶ ዮሴፍ ገብረህይወትን፡ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ዘተኮረ ቀዳማይ ክፋል!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ต.ค. 2024
  • እዚ ቃለ መሕትት፡ ክልተ ኣዝዩ ዝተጻረረ መረዳእታን ፍልጠትን ኣተረጓጉማን ዘለዎም ኤርትራውያን ኣዝዩ ርሱን ክትዕ ዘካየድሉ ቃለ መሕትት'ዩ። ቀዳማይ ክፋሉ እነሆ!

ความคิดเห็น • 692

  • @traveltoeritrea7557
    @traveltoeritrea7557 2 ปีที่แล้ว +32

    ዮሴፍ ዕርቃኑ ዝወጸሉ ኣጋጣሚ! ቅድሚ ሕጂ ስቅ ኢሎም ዝሰምዕዎ ሰባት እንተረኸበ ምሁር ኮይኑ ዝስምዖ ዝነበረ ምስ ዓቕሚ ዘለዎም ሰባት ምግጣም ኣሽርጊርዎ ጥራይ ዘይኮነ፡ናብ ቁጥዐን ዘይምሁራዊ ኣገባብን ከምዝኸይድ ገይርዎ።ከቕርቦ ዝፈተነ ምጉት ፡ንኣንድነታዊ ኣተሓሳስብኡ ዘንጸባርቕ ድኣ እምበር ፈጺሙ ካብ ክውንነት ዝወጸን፡ ንዝንቡዕ ኣተሓሳስብኡን ጥማዕ ፍልጠዩን ዘርኣየ ክትዕ!

  • @samuelbokre2307
    @samuelbokre2307 2 ปีที่แล้ว +81

    ዶር ሳሚኤል ትምህርቲ ዝጸገበ፡ኣብ ፍልጠትን ርትዕን ዝተበገሰ፡ካብ ስምዒት ዝረሓቐን ኣዝዩ ብሱል፡ምቅሉልን ርእሰ ተኣማንነት ዘለዎን ኮይኑ ረኺበዮ።ዮሴፍ ኣብ ስምዒትን ጸርጸር ምባልን ዝዓብለሎ፡ብኣካዳሚክ ክትዓት ዘይተሰነየ ዘየእምን መርትዖታት ከቅርብ ተዓዚበዮ።ብሓፈሻ ከምዚ ዓይነት ምጉት ጽቡቕ'ዩ።

    • @rehaboth203
      @rehaboth203 2 ปีที่แล้ว

      Well described.

    • @nakurayagheli1846
      @nakurayagheli1846 2 ปีที่แล้ว

      በቃ ክትንእዱ ጥራሕ
      ባዓል እዚ ቦቕሳስ ሳሙኤል ዘዳልዉዎ ዝነበሩ መጻሕፍቲ ትፈልጦ ዲኻ?
      ኣበይ ኣሎ ታሪኽ ነጋውሳትናን ራእስታትናን

  • @ጆንኣብራሃም
    @ጆንኣብራሃም 2 ปีที่แล้ว +34

    ብራቮ ሳሚኤል። ከማኻስ 1000 ይኹኑ

  • @samuelbokre2307
    @samuelbokre2307 2 ปีที่แล้ว +47

    ብትሕትና ዶር ሳሚኤል እመሃ ማራ ተገሪመ።ብጣዕሚ ብቍዕን ርእሰ ተኣማንነትን ናይ ሰብ ኣኽብሮት ዘለዎ ወረጃ መንእሰይ።ብሱል ምሁር ብምቅላለኡ'ዩ ዝልለ።

    • @michealmengestab2013
      @michealmengestab2013 2 ปีที่แล้ว +1

      Yegerem sami hawey tedenike ey eti abey sebay kea rikayo eka resi tanika

    • @wintana2464
      @wintana2464 2 ปีที่แล้ว

      እቲ ዝገርም እቲ ዓቢ ክዛረቦ ዝግበኦ እቲ ንእሽተይ ሳሚ ብሱል ሙኻኑ እዩ ዘርእየና።

  • @Eritreahornafrica291
    @Eritreahornafrica291 2 ปีที่แล้ว +34

    በልዎ ጨፍጭፍዎ ደቂ ኤረይ እዚ ክልቢ ህውሓት😂😂😂😂 proud of you deki erey 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @imeritrean2724
    @imeritrean2724 2 ปีที่แล้ว +63

    ዮሴፍ ገብረ-ህወሓት በይኑ ኣብ መዳ TMH ምጽዋት ዝለመደ ሎሚ ምጽዋር ስኢንዎ ነዚ ብሱል ወዲ። ዮሴፍ ፋንዲያ

    • @begooddogood8334
      @begooddogood8334 2 ปีที่แล้ว

      Kkkk ፋንድያ 🤣🤣🤣

    • @selamawitabraha2409
      @selamawitabraha2409 2 ปีที่แล้ว +3

      @@begooddogood8334 ፋንድያ ከም fertilizer ትጥቀመሉ ኢኻ። ንዮሴፍ ግን አብ ትጉሕፎ እዩ ዝጨንቀካ።

    • @esaiasberhane8472
      @esaiasberhane8472 2 ปีที่แล้ว

      I'm Eritrean but my grandmother is Tigrayan.

    • @Justice-101
      @Justice-101 2 ปีที่แล้ว

      Exactly. I felt the same way

    • @nazrawitabbay7700
      @nazrawitabbay7700 2 ปีที่แล้ว +1

      Karaoke 🎤 ( one man band) እንድዩ ለሚዱ፡ ወላ ስነ ምግባር ዘብሉ። ናይ ምዝራብ ኪእለት ኪህልዎ ይኪእል እምበር ናይ በሓቂ ንሓደ ታሪክ ብዝተወሰነ ይፈልጥ ንዝብል ከደናግሮ ኣይክእልን እዩ።

  • @samitihabte34
    @samitihabte34 2 ปีที่แล้ว +23

    Proud of you Dr.Samuel 🇪🇷 wedi zurey mearey . I CAN see Mr yosief is burning 🔥he can't tolerate the truth.

    • @applep4026
      @applep4026 2 ปีที่แล้ว +1

      Mine too 😅😉

    • @samitihabte34
      @samitihabte34 2 ปีที่แล้ว +1

      @@amanuel-. 18 round

    • @mebrahtomgebremeskel5307
      @mebrahtomgebremeskel5307 2 ปีที่แล้ว

      @@samitihabte34 is he?i am 18 as well. Where he got earned his political education?? He looks very calm and full of wisdom.

    • @samitihabte34
      @samitihabte34 2 ปีที่แล้ว

      @@mebrahtomgebremeskel5307 yeah indeed . I remember him because we took matriculation exam at same room and he was on college of arts and social science Mai nefhi but I was on college of business and economics any way he was ginues from the beginning.

    • @applep4026
      @applep4026 2 ปีที่แล้ว

      @@amanuel-. 18 😉

  • @veronicaeyob3150
    @veronicaeyob3150 2 ปีที่แล้ว +56

    ጠራዕ ጠራዕ ስለዝበልካስ ፈላጥ መሲሉ ክርኤ ዝፍትን ቁጡዕ ሓሳዊ ዮሴፍ ተዋስኣይ!

  • @LYE4EVER
    @LYE4EVER 2 ปีที่แล้ว +100

    እዚ ዮሴፍ ገብረዕንወትስ ክዱንቁር ድዩ ዝማሃር ነይሩ ወይስ ባህርያት ናይ ዕሱብ ምኻን ከም ከልቢ ምንባሕ እዩ ጻምኡ።
    🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷

    • @mr.hrealpeople2135
      @mr.hrealpeople2135 2 ปีที่แล้ว +2

      ባህርያት ዕሱብን ጽልእን እዩ:: ዕራቆቱ ግን ወጺኡ ሎሚ::

    • @LYE4EVER
      @LYE4EVER 2 ปีที่แล้ว +3

      @@mr.hrealpeople2135 ብጣዕሚ ርካሽ ዝኾነ ፍጥረት እዩ

    • @Azeb1782
      @Azeb1782 2 ปีที่แล้ว

      መጀመርያ ኢሰያስ ከዳዕ ቆልዑ ኣብ ኪናት የእትዩ ዘጽንት ዝርሎ ንኣምሓሩ ከድሕን ::

    • @LYE4EVER
      @LYE4EVER 2 ปีที่แล้ว +3

      @@Azeb1782 ንህወሐት ካብ መሬት ምሕካኽ ምጽራግ ንድሕነት ኤርትራ እንበር ኤርትራውያን ንባዕዳውያን ንኽንሕጉስ ኢሊና ንገብሮ የለን ንወያነ ምጥፋእ ምስ ኣምሐሩ ከይ ኮነስ ዋላ ውን ምስ ሸይጣን ምስራሕ ውን ይካአል'ዩ 😜

    • @FIDEL0102
      @FIDEL0102 2 ปีที่แล้ว +3

      @@LYE4EVER denkoro ንህወሓት ክተጥፍእ በየናይ ሕጊ እዩ ዝፍቀደካ ? ልዕላውነት ትግራይ ጥሒስካ እትገብሮ ጉዳይ ፅባህ ንጉሆ ኣብ ዓድኻ ከምዝመፀካ ክትፈልጥ ኣለካ።ግዜ ስለዝረኸብካ ምስ ዝኸድዐና ፡ስልጣኑ እምበር ልዕላውነት ሃገርን ህዝብን ዘይፈልጥ ተለዋዋጢ ባህርይ ዘለዎ ኣብይ ኣሕመድ ኮይንኩም ነቲ እንኮ ደጋፊ ናፅነትን ልዕላውነትን ኤርትራውያን ዝኣምን ህዝቢ ክተጥፍኡዎ ተላዒልኩም።ህዝቢ ትግራይን ህወሓትን እቲ ቀንዲ ብኢ/ያውን ብፍላይ ብኣምሓሩ እኮ ንናይ ኤርትራ ናፅነት ዝደገፍኩምን ዝፈምኩን ንስኻትኩም ኢኹም ዝብል እዩ።ብዙሕ ምበልኩ ግን ኣይርድኣካን እዩ።ብፅልኢ ኣእምሮኡ ዝዓወረ ሰብ ነቲ ሓቂ ንኽርዳእ የፀግመሉ እዩ።

  • @simongrmay9975
    @simongrmay9975 2 ปีที่แล้ว +10

    ድንቈርናካ ሎሚ ብወግዒ ደገ ወጺኡ ቁሩብ ከማን ትሕትና ኣዘውትር ጸርጸር ኣይትበል ጒኑፍ

  • @nomoret.2017
    @nomoret.2017 2 ปีที่แล้ว +60

    ዮሴፍ ገ/ህይወት፡ ፍጹም ከዳዕን ዕሉል ዕሱብን ምዃኑ ዕርቃኑ ወጺኡ። ርእሲ ሓምሓም!

  • @ጆንኣብራሃም
    @ጆንኣብራሃም 2 ปีที่แล้ว +45

    ኣቶ ዮሴፍ ጌታቸውን ገብረጼንን ይድዉሉልካ ኣለዉ ተቀበሎም በጊዕ።

    • @h.gebrndras6749
      @h.gebrndras6749 2 ปีที่แล้ว

      Yesef
      Kenwze ezi jebjeb melhasu

    • @Wedieritrea323
      @Wedieritrea323 2 ปีที่แล้ว +2

      🤣😂🤣😂🤣 በጊዕ ጥራይ ኢልካ !

    • @ጆንኣብራሃም
      @ጆንኣብራሃም 2 ปีที่แล้ว +3

      @@Wedieritrea323 ሪኢኻዮ ዶ ሳሚኤል ቀስ ኣቢሉ ሚሳይል ኣብ ጁቡኡ ምስ ፈንጀረሉ ብ ኣፉ ዓፍራ ን ዓፍራ ኮይኑ ዓቅሉ ጸቢቡዎ

    • @Azeb1782
      @Azeb1782 2 ปีที่แล้ว

      ኢሰያስናኻትኩም ደገፍቲ ጽባሕ ንግሆ ትሓተቲ ኢኹም ቆልዑ ናብ ኢትዮጵያ ኣሰሊፍኩም ህጻናት ተጥፍኡ ኣለኹም ::

    • @ጆንኣብራሃም
      @ጆንኣብራሃም 2 ปีที่แล้ว +2

      @@Azeb1782 ክክክክክክክክ ክላ ሕልኩስ ንነብስኻ ብ ኸምዚ ኣጸናናዓያ ምዉት ወዲ ምዉት። ኪድ ህዝብኻ ብ ዓጸቦን ብ ደብዳብ ነፈርትን ይጠፍእ ኣሎ ቀብሪ ኣርክብ ካንሰር ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ

  • @nomoret.2017
    @nomoret.2017 2 ปีที่แล้ว +17

    ዶክተር ሳሚኤል ብጣዕሚ ብሱልን ዓሚቊ ታሪኻዊ ፍልጠትን ዝተላበሰ በሊሕ ምሁር ምዃኑ ጎሊሑ ይረኤ።

  • @ggmm2340
    @ggmm2340 2 ปีที่แล้ว +12

    Samuel was so decent and considerate to Yosef. First, I would like to salut you (Samuel) for your well manners, calmness and composure. Second, your debate skills and Eritrean history knowledge is unmatched on the show. One more thing, Yosef has published neither a peer-reviewed article nor a thesis. Hence, he ain’t up to your level!
    Looking forward to part II.

  • @mr.hrealpeople2135
    @mr.hrealpeople2135 2 ปีที่แล้ว +31

    አቶ ዮሴፍ: ምስ ጸላእቲ ኤሪትራ ኮንካ ምጭዳር ስለዝለመድካ: ሕጂ ምስ ሐደ ምሁር ኮፍ ኢልካ ክትሙጉት ዓቅሚ የለን:: ዓቅልኻ ጸቢቡካ: እዚ ናይ ምሁር ጠባይ አይኮነን:: ፈንጨርጨር ኢልካ ናይ ብሐቂ መልክዕካ አርኢኻ::

  • @hussenmohammed7976
    @hussenmohammed7976 2 ปีที่แล้ว +51

    ዓቕምን ሓቅነትን ዘይብሉ ሰብ ከምዚ ናይ የሴፍ ኢዩ ዝገብር ።

    • @h.gebrndras6749
      @h.gebrndras6749 2 ปีที่แล้ว +1

      It is true 😄😄😄

    • @neftea7
      @neftea7 2 ปีที่แล้ว

      ሓው ዮሴፍ ዉሪብ ስሚዒታዊ ትኽውን ኣሎኻ ፡እቲ ጽልኣት ናይዚ ስርዓት ነቲ ዝነበረሓቂ ታሪኽ ክትነግ ጌርካ ኣሎ።

  • @shewitzemichal2259
    @shewitzemichal2259 2 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ ዲኩም ምሁር አልኩም ኣምጺኩሞ መንእሰይ ካብዚ ዝመሃሮ የለን ዮሴፍ ደንቅሮ ወለድካስ ናኣካ ካብ ምውላድ 2 ደርሆ ናይሆላዲ ምፍራይ ምሃሾም እንቃቁሖ ከማን ምበልዑ ጋሓፍ ሸይቲ ዓዱ ይሁዳ

  • @tesfug.m.1907
    @tesfug.m.1907 2 ปีที่แล้ว +30

    Yosief caught in Red hand, in previous monologues he was going without challenge, now he is in complete denial & deceptive. Thanks Dr. Samuel for debunking this fraud

  • @veronicaeyob3150
    @veronicaeyob3150 2 ปีที่แล้ว +27

    ኣምሰሉ ወይ ቁጡዕ ሓሳዊ ዮሴፍ ገብሪሂወት ጠቀነ ወሰን የብሉን!

  • @whatabouttomorrow1990
    @whatabouttomorrow1990 2 ปีที่แล้ว +43

    ዮሴፍ ገብረዕንወት ከመይ ዓይነት ድሁል ከዛብ ሰብ ኢኻ ኮነ ኢልኩም እዛ ሃገር ክትከፋፍሉ እንድዩ ሕልምኹም 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍 ERITREA FOR EVER

  • @giorgiofasiledus2533
    @giorgiofasiledus2533 2 ปีที่แล้ว +8

    Bravo Samuel, calm and collected, the sign of a competent and confident man.

  • @ጆንኣብራሃም
    @ጆንኣብራሃም 2 ปีที่แล้ว +38

    ኣቶ ዮሴፍ ንነብስኻ ከተታልሎ ዝኽልክለካ ሰብ የለን። ን ህዝቢ ኤርትራ ከተታልል ግን ይትረፍ ዶ ንስኻ ሓደ ሂወትካ ዘይትመርሕ ሙሽሙሽ ሰብ እቶም ኣብ መቀለ ኮይኖም ዘማሓድሩኻ ኣዛብእ ቀትሪ ከማን መዋእሎም ፈቲኖም ቀቢርናዮም ኢና ሞ ዕጫ እቶም ጎይተትካ ዩ ክበጽሓካ።

  • @WediEgrimekel
    @WediEgrimekel 2 ปีที่แล้ว +43

    ገዛ ኤርትራዊን ይብዛሕ 🇪🇷. 🐅

  • @sabagebre8206
    @sabagebre8206 2 ปีที่แล้ว +24

    Yosif started with anger, he ended up with shame

  • @freweiniyemane6679
    @freweiniyemane6679 2 ปีที่แล้ว +16

    እዋይ ኣታ እዚ ዮስየፍ ዝብሃልሲ መሕፈር ዘይምቅራቡ ምሓሸ ግን ከኣ ዕሽነቱ ዘጉልሔ ቃለ ማሕተት ።ካብ ቅርሕንቲ ተበጊሱ ሓቅታት ክሽፍን ሃላው መጉርዒ።

  • @Leziz1
    @Leziz1 2 ปีที่แล้ว +7

    Yosief got undressed today. I have dreamed for this for a long time, thank you Shishay for hosting this and Samuel is exceptional. I don’t think Yosief will have the balls to face any Eritrean in an argument from now on. He can go to TMH and speak BS to himself. We are watching Mr self proclaimed ፋላስፋ

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael8091 2 ปีที่แล้ว +11

    Sami ; u did good job. Wonderful

  • @humhum3511
    @humhum3511 2 ปีที่แล้ว +17

    Bravo Dr. Samuel !!!!

  • @RS-zg2lp
    @RS-zg2lp 2 ปีที่แล้ว +12

    ሳሚ ሳሚ ጹቡቅ ሓሳባት እዩ እቲ ኣብ ኣርባዓታት ዝጀመረ ሓሳባት እዩ ኣብ ሱሳታት ሓዊ ተቀይሩ

  • @ንዘይትረኽቦምንፋቕክሓስም
    @ንዘይትረኽቦምንፋቕክሓስም 2 ปีที่แล้ว +37

    በጃኹም እባ ነዚ ዮሴፍ ድሕሪ ሕጂ ኣብዚ ሜድያ ኣይተምጹልና

    • @michaelkt4669
      @michaelkt4669 2 ปีที่แล้ว +1

      Yosief has only mouse no ears lol. Kzareb ember kisemie zeykiel seb yosief denkoro

    • @Rocky-life518
      @Rocky-life518 2 ปีที่แล้ว

      A country cannot developed with people like you! You just want to see or hear what you like or people who agrees with your point of views. If there is tolerances of other people views a country can be built and develop!

  • @salihosmansom1827
    @salihosmansom1827 2 ปีที่แล้ว +14

    ዮስይፍ ሎሚ ኢድ ፍንጂ ተታሕዙ
    ምስ ሳሚ ኢንቃዓ ኣቅርብካዮ ጁፉጁፉ
    ብይኑ ክዛርብ ዝጽነሕ ዮስይፍ ምስ ሓድ ምሁር ታሪኽ ሙስ ቅርበ ክመ ኣዝለ ቆልዓ ምንርጻር ክክክክ
    ከመ ኣብ ዉዑይ ማይ ዝጣሓለት ዶሮሆ ቆሮብቱ ቅልጦሞ

    • @Ayla-Gundet
      @Ayla-Gundet 2 ปีที่แล้ว

      ኣታ ረሳሕ ኣስላማይ መጀመርያ ስማዕ ብጽብጽ ኣፍ ከልቢ

    • @tesfitkubrom8730
      @tesfitkubrom8730 2 ปีที่แล้ว

      Yosief Ghebrehiwet eko intelligentsia Educated Nay eastAfrica eiu handasi Nay Hasab eiu tmhrti temahar pls kab Yosief Ghebrehiwet

    • @muradnejib4666
      @muradnejib4666 2 ปีที่แล้ว +2

      Ata bexbex entadika kigaber amharay ab meryat eritrra naytu endher megzati zaynberu guhaf agame

    • @Ayla-Gundet
      @Ayla-Gundet 2 ปีที่แล้ว

      @@muradnejib4666 ወዲ መክኑድ ጓሓፍ እንታዲኻ ይምልከተካ ስደተኛ ዋሒድ

    • @muradnejib4666
      @muradnejib4666 2 ปีที่แล้ว +2

      @@Ayla-Gundet neska endika ab amet zayakel fah elka fokodo maskerat sudan tilmn zelka komal chenawi sensrat enta zaygerkin kab sudan wn kitguhfa ekin chemalk hilaf kondom

  • @slm1341
    @slm1341 2 ปีที่แล้ว +20

    እዋይ ንእሽቶ ፍልጠት ሓደገኛ እዩ ዝበሃል ሲ ሓቂ እዩ። ኣይተ ዮሴፍ ዓሙይቕ ፍልጠት ዘይብሎም ኣምሰሉ ንዘይፈልጡ ደኣ ከዳናግሩ ይኽእሉ እምበር። ነቲ ዝፈልጥስ ዘይቅቡልን ንጹግን ምጉት ሒዞም ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ዝቐርቡ ፍንፉንን ብቕዓት ዘይብሎምን ንሑሉፍ ታሪኽ ኤርትራ ሰኒዖም ናይ ኣሸቀልቶም ወያነን ጎይቶቶምን ዕላማ ክወቕዑ ኣብ መጥቃዕቲ ኤርትራዊ መንነትን ልእላውነትን ዝተዓጥቁ ምዃኖም ይፈልጥ እዩ። እዞም ዝጠፈሹ ሰብኣይ ኮነ ኢሎም ንኹቡር ታሪኽ ኤርትራ ጸሎሎ ዝቐብኡ ዕሉል ከዳዕ ምዃኖም ብፍላይ ኤርትራዊ መንእሰይ ክፈልጦ ይግባእ።እቲ ርቡጽን ህዉኽን ባህሪ ኣይተ ዮሰፍ ንማንነቶም ዘቓልዕ እውን እዩ።

    • @Eritreahornafrica291
      @Eritreahornafrica291 2 ปีที่แล้ว +4

      ፈሊጥናዮም ሕጂ ድኣ ጽልኢ ህዝቢ ኤርትራን ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራን ከም ዘለዎም

  • @ጆንኣብራሃም
    @ጆንኣብራሃም 2 ปีที่แล้ว +16

    ኣቶ ዮሴፍ ብዙሕ ዓፍራ ስለ ዘውጻእካስ ታሪኽ ትዛረብ ዘለካ ይመስለካ ይኸውን። ንነብስኻ ከተታሊል ሕቡእ መርዛም ድሌታትካ ከተዕግብ ኢልካ ነዊሕ እንተ ተዛረብካ ወይ እንተ ዓፈርካ ንስኻን ሕልምታትካን ኢኩም ክትቅበሩ። ቀዳሞት ጎይተትካ ቀቢርናዮም 2ይ ዝመጸ ጎይተትካ ውን ናብ ገደል ኣጽዲፍናዮ። 3ጎይተትካ እቲ ኣብ መቀለ ኮይኑ ዘማሓድረካ ውን እንተ ኮነ ኣብ ኣፍ ደገ ሞት ኣእቲናዮ ኢና። ምስኦም ክትቅበር ኢካ። ምጅሉሕ ኣረጊት።

  • @hfgh2617
    @hfgh2617 2 ปีที่แล้ว +40

    አዚ ዮስየፍ ገብርሂወት ዝብሎ አየረድእ አይርዳእ ትርጉም የብሉን ብካ ንቶም ስድራኡ ትምህርቲ ገዲፋ ንቶም ስድራኡ ጥሪት ሐለይሎም

  • @begooddogood8334
    @begooddogood8334 2 ปีที่แล้ว +7

    እዚ ሰብአይ(ዮሴፍ) ባዶ ገረወኛ እዩ። please take time and read 📖 the books 📚 behind you which are on the shelf. He is on fire please give him a glass of water.
    Dr, Samuel much respect bro.

  • @issayasnewatu9452
    @issayasnewatu9452 2 ปีที่แล้ว +1

    ደኩተር ሳሚኤል የቀንየልና ትዕግስተኛ፡አብነገራት ዘለካ ርድኢት፡ትሕትናኻ፡አርአያ ናይ በሓቂ።

  • @brave_newworld4628
    @brave_newworld4628 2 ปีที่แล้ว +9

    Yoseph's shallow and biased knowledge of Eritrean History starts with Shabia and ends with Shabia.
    His intellectual capacity is limited to criticising Shabia and Gedli as a whole.If he doesn't know that there were various newspapers and discussions in Eritrea in the 40th and 50th, what else does he know then? This young historiean has walked on him in every aspect of history and intellect. He had the upper hand.

  • @noramesqora7396
    @noramesqora7396 2 ปีที่แล้ว +8

    ሎሚ እባ ተረኺቡ እዚ ዓንጃል። በይኑ ስለ ዝተዛረበ ፈላጥ ይመስሎ ኒሩ።

  • @samsomyohannes2151
    @samsomyohannes2151 2 ปีที่แล้ว +41

    ዮሴፍ ጠራጢ ይበኪ ኣሎ በይንኻ ምዝራብ ለሚድካ ሎሚ ኣብዘይ ዓቕምኻ ኣቲኻ

    • @tesfitkubrom8730
      @tesfitkubrom8730 2 ปีที่แล้ว

      Yosief Ghebrehiwet intelligentsia Educated eiu

    • @tesfug.m.1907
      @tesfug.m.1907 2 ปีที่แล้ว +9

      @@tesfitkubrom8730 ስገደሉ እንዶሞ እምበር ዮሴፍ ሒዝዎ ዘሎ ጫሌዳን ዉስልትናን አዩ

    • @eritreanhiwot4667
      @eritreanhiwot4667 2 ปีที่แล้ว +7

      @@tesfitkubrom8730 ዮሴፍ ንፉዕ ካድር ወያነ እዩ። ካብኣ ኣይሓልፍን እዩ። ብጥቕጣቕ ዛንታታት ለጋጊቡ ከደናግር ዝፍትን ናይ ወያነ ሜላ ከምዘላታ ተሓንጊጡ እዩ ዝቐርብ።

    • @EmmanuelAngosom
      @EmmanuelAngosom 2 ปีที่แล้ว +2

      yesof dyom zblouka eti txihfo ab enda Gahaf ena kinetwo resah

    • @tesfitkubrom8730
      @tesfitkubrom8730 2 ปีที่แล้ว +1

      @@EmmanuelAngosom Entay eiu Nay yosief Ghebrehiwet gega ? Eske Ms respect hasabka xahafeley

  • @simongrmay9975
    @simongrmay9975 2 ปีที่แล้ว +9

    የሴፍ ነቲ ድሩት ኣፍልጦካስ ብሳሓቅ ከተህጥሮ ትፍትን ውዱቅ

  • @NMra.2023
    @NMra.2023 2 ปีที่แล้ว +7

    Woow! Very nice discussion. Part 2 please.

  • @ንዘይትረኽቦምንፋቕክሓስም
    @ንዘይትረኽቦምንፋቕክሓስም 2 ปีที่แล้ว +11

    ደቂ ኤረይ ፡ ነዞም ጎሓላሉ ጸረ ኤርትራውያንን ኤርትራን ከም በዓል ዮሴፍ ንፍለጦምን ነጋልጾምን

  • @simongrmay9975
    @simongrmay9975 2 ปีที่แล้ว +8

    ብሓይሊ ኣነ ዝብሎ ጥራይ ስምዑ ኣየ የሴፍ ጊባቦ

  • @ggmm2340
    @ggmm2340 2 ปีที่แล้ว +12

    ዮሴፍ ድኣ በይኑ ምጉያይ እዩ ለሚዱ። ቅኑዕ ሓሳብ ከፍልቅስ ይትረፍ ፡ ፉቱንን ቁቡልን ሓሳብ ዉን ብግቡእ ክስዕብ ዘይክእል ባእታ እዩ። እዛ ናይ ሎሚ ክትዕ መርኣያ እያ። ዮሴፍ ኣብታ ናይ ትግራይ ሚድያ ጥራይ ድኣ🤣😂🤣😂

  • @eri_ayt
    @eri_ayt 2 ปีที่แล้ว +17

    ዮሴፍ ገ/ሂወት ጥራሕካ ወጺእካ። ለካስ ካብቲ ዝግምተካ ዝነበርኩ ንታሕቲ ሑሱር ኢኻ። ካብ ሙሁር የ ባሃሊ ደንቆሮ፤ የድሕነና ዝበሉ ኣቦታተና ከምዚ መሰጋጠሞም ኢዩ። ዮሴፍ 0, ሳሙኤል 2 ነጥቢ ብምጭባጥ ቀዳማይ ዙርያ ተወዲኡ ኣሎ፣ ኣብ ካላኣይ ዙርያ ብሰላም የራኽበና።

  • @copyetbarek8538
    @copyetbarek8538 2 ปีที่แล้ว +9

    ዮሴፍ ዕንክላሎ.. ዋላ ሓንት ብቕዓት የብልካን.... ቦታኻ ኣብ tmh እዩ ዝካተኣካ ዘይብልካ ኣደንቁር ከተብሎም.... ዓጁስ ዋሕድ

  • @habteabkesete4803
    @habteabkesete4803 2 ปีที่แล้ว +18

    Thank you shishay for organising wonderful discussion. I hope to see more debate like this one for coming months. Regarding the result of the debate, it is 10 -1. Yossef is very weak when he duscussed his argument because he has nothing to bring to the table.Of
    cource he is probability best for tigrians as they have none,that can present and discuss his ideas with valid points. Viva Eritrea.

  • @eritreanhiwot4667
    @eritreanhiwot4667 2 ปีที่แล้ว +5

    ነቲ ኣብ'ቲ እዋን እንግሊዝን ምፍራስ ፈደረሽንን ዝነበረ ኵነታት ዝተፈላለየ ሰነዳት መንግስቲ እንግሊዝ ብምውካስ፡ ኣብቲ ግዜ'ቲ ተዋሳእቲ ዝነበሩ ሰባት ብምዝርራብ፡ ዝሕተሙ ዝነበሩ ጋዜጣታት ብምውካስ ዝተጻሕፈት 'ኣይንፋላለ' ዘርእስታ ብተጋዳላይ ኣለምሰገድ ተስፋይ ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ኩሉ ኣብቲ እዋን'ቲ ዝነበረ ሃዋህውን ስታተስቲካዊ ሓበሬታን ከይተረፈ እርይ ቍጽር ኣቢላ ኣቕሪባቶ እያ። እዚ ዮሴፍ ዘቕርቦ ዘሎ ቆሎ ጥጥቖ ዘረባ ከም ወትሩ ኣካል እቲ ንፍትሓውነት ቃልስን ናጽነትን ኤርትራ ንምንእኣስ ዝገብሮ፡ ሕሱር ፈንጠርጠር እዩ። ካብ'ቲ ተጋሩ ብመልክዕ ወፈራ ዝፈትልዎ ዛንታታት ኣይፍለን።

  • @finanteklemichael2035
    @finanteklemichael2035 2 ปีที่แล้ว +2

    I like the debate...I really appreciate Samuel
    can please invite Samuel again and pick some other point for great future 🇪🇷. Thanks

  • @mohammedhassen2839
    @mohammedhassen2839 2 ปีที่แล้ว +11

    እዋይ ዘረባ
    ዩሴፋ።።
    ሙሁር ድንቆሮ ብጽልኢ ተማዕጢጥካ እምብር እምብር ንበዓል ተላ ባይሮ እንደዘከርካስ ንቶም ካልኡት ሃገራዊያን ምርኣይ ሲእንካ።

  • @ጆንኣብራሃም
    @ጆንኣብራሃም 2 ปีที่แล้ว +13

    ኣየ ኣቶ ዮሴፍ ሃላይ በላዒ መፍለስ። ግዳ ናብራኻ ምራሕ ሙዉት።

  • @berihawala7828
    @berihawala7828 2 ปีที่แล้ว +1

    Samuel was so polite, respectful and patient. He is very analytic. I do also admire Yosef's analytic skill and capacity. He was sometimes lacking patience though.

  • @kerenshikor1981
    @kerenshikor1981 2 ปีที่แล้ว +9

    Rip yosef Gebrehiwet

  • @dolcevitac.lassale9974
    @dolcevitac.lassale9974 2 ปีที่แล้ว +6

    ምፍራስ ፈደረሽን እኹል መግዛእታዊ ሕቶ ዩ period

  • @eritrea63
    @eritrea63 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣንታ ከመይ ዓይነት ሰብ ኢኹም ኣምጺእኩም ነዚ የስየፍ ገብሪሂወት ዝበሃል ብስለት የብሉ ኣፍልጦ የብሉ ዝሓተትካዮ ኣይምልስን ኢዩ ዘሎ እዋይ ዘይሓፍር ብምልእታ ኤርትራ ጎቢጦም ሒዞማስ ኣብ ኤርትራ መግዛእቲ ኣይነበረን ይብል እዋይ ኣንድነታውያን ኣርቶፊሻል ተጋሩ ከመይ ዝበለ ኣተሓሳስባን ርእሲ ኢዩ ዘለዎም

  • @yonisabrha8887
    @yonisabrha8887 2 ปีที่แล้ว +2

    ትግራይ ሚድያ ሃውስ መሲልዎ ዮሰፍ ከምድላዩ ክሕሱ በይኑ ፈላጥ ኮይኑ ክቀርብ። አሞ የለን ሕጂ ጸርጸር ኣይኮነን

  • @eritreanerena7332
    @eritreanerena7332 2 ปีที่แล้ว +5

    ዮሴፍ ከዳዕ ብዓንብቀራ ተታሒዛ ሎሚ አብ ገዛ ደደቢት መሲሉዋ ተሃንዲዳ መጺአ ተነፅያ

  • @eritreanyoung4468
    @eritreanyoung4468 2 ปีที่แล้ว +6

    ሳሚኤል እማሃ ሙሁር ዩ ዮሴፍ ዓቢ ዓርግን ግን ብ ስምዒት ዩ ዝዛረብ ኩሉ ግዜ ኣብ TMH ዝለመድካዮ ኣብዚ ሓፍ ኪፍ ኣይትበል ኣይሕሉፉካን ኢዮም ን መንእሰይ ሳሚኤል ኮ ምዝራብ ከሊእዎ ዮሴፍ ኮ ቅድሚ 3 ዓመት ኣንድነት ትብል ዝነበርካ ን ሰውራ ኤርትራ ድም ዝተከፍሎ ባርነት ዝበልካ ክዳዕ ኢካ

  • @daytripper4756
    @daytripper4756 2 ปีที่แล้ว +2

    እዛ ቪድዮ ዓባይ ዶኩመንት እያ። ናብ ኩሉ ከተታሓላልፉዋን ከተቐምጥዋን አለኩም። ን20 ዓመት ዝአክል ንኤርትራን ንገድሊ ኤርትራን ከናሹን፥ ከባሳብስን ዝነበረ ገበነኛ ሎሚ ብግሁድ ጥርሑ ዝወጸላ፥ ድንቁርንኡን ሕማሙን ዝተጋለጸላ፥ ሓሳውን መታለልን ምኳኑ ዝተጋለጸላ፥ ስዕረትን ውድቀትን ናይ ጸላኢ ኤርትራ ዝተመስከረላ ቪድዮ እያ።
    አብ ትግራይ ሜዲያን ቴዲፕረስን ዑቕባ ይሕተት።

  • @omersalih812
    @omersalih812 2 ปีที่แล้ว +8

    Bravo sami ezi yousef sakit felasifa eye ena bele berara ena bele xubuq geberkayo .

  • @sewitghabremichael3132
    @sewitghabremichael3132 2 ปีที่แล้ว +8

    In all societies there are naturaly negative persons like Yosef, but we must always fight them , otherwise they can spoil many.

  • @ሳሕለይስፍራጀጋኑ
    @ሳሕለይስፍራጀጋኑ 2 ปีที่แล้ว +12

    ዮሴፍ ዕሉል ከዳዕ

  • @salehtaha826
    @salehtaha826 2 ปีที่แล้ว +6

    ገልጣም እዚ ሕጅስ ታሪኽ ይፈልጥየ ድዩ ክብል ።ኤሬትራዊ ከምዘይኮነ ግልጲ እዮ ዳሐር ድማ ብስነ ስርዓት ደይዛረብ. ሐደ ውቁዕ ሰብ እዮ ።ፈላጥየ ኢልካ ድማ ምጅሃር

  • @hussenmohammed7976
    @hussenmohammed7976 2 ปีที่แล้ว +11

    ኣቶ ሳሚኤል እንጀራ ብላዕ ።እዚ ደንቅሮ ዑሱብ የሴፍ ኣይርድኦን ኢዩ ግዜኻ ክበልዓልካ ኢዩ ።

  • @EriUpload
    @EriUpload 2 ปีที่แล้ว

    Good job on teaching us all Sami, I appreciate your patience and confidence and not trying to convince by being loud which was esp. noticed when you told him about how Senegal elites were given similar previlege by French. Thanks also Shishay for helping those who may be confused by loud noises and fail when asked to materialize

  • @ንዘይትረኽቦምንፋቕክሓስም
    @ንዘይትረኽቦምንፋቕክሓስም 2 ปีที่แล้ว +3

    ልኡላውነት ትግራይ ጥሒሱ ዝኣተወ ኤርትራዊ የለን ። ባድመና ክንመልስ ፡ ሃገርና ካብቶም ከጽንቱና ዝተበገሱ ክንከላኸል ግን ፡ ግድን ኣቲና ንጭፍጭፎም

  • @humedthekeren1161
    @humedthekeren1161 2 ปีที่แล้ว

    Bravo Dr. Samuel.....entekone mis elfi guhafat sebat... dereja zeyblom aytizareb...
    Yosef malet nay husurat husur!!

  • @sabinel6269
    @sabinel6269 2 ปีที่แล้ว +4

    Yosef got a good lesson against his text book _linear_ thinking. I doubt, however, he is able to accept the hard truth.

  • @ጆንኣብራሃም
    @ጆንኣብራሃም 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣቶ ዮሶየፍ እኮ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ሲ ክንደይ ሰብ ኢካ ትፈልጥ ብቁጽሪ እንተ ዝበሃል ሲ እንታይ ኮን ምበል ኣሕ። ሓመድ ብላዕ ኤርትራ ሲ ንባዓል ዮሴፍ ኣዕብያ በላዕቲ 2 ስጋ

  • @mohdberhan7122
    @mohdberhan7122 2 ปีที่แล้ว +6

    ዬሴፍ ገብረህወት ንበይኑ እዮ ክዛረብ ዝደልይ ጸርጸር አብዚሑ ።

  • @embahbelen4657
    @embahbelen4657 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣታማ ኡዙይ ዮሱዮፍ ድዓ እንታኣሙ ዩ ዝብል እእእእእእእእእእዋዋዋዋፋፋፋፋፋፌኣኣኣኣኣኣ ዳሕና ድዮም ዋይዋይይይይይ። ኣብዮት በስመኣብ ወልደፍደፍ TMH የላይ ድያ ህ እንደበልዎ ዋ ህ ዩ ለሚዱ ሃሃሃሃሃ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷። ኤረትራዊነት ኩቡር መንነት

  • @Rocky-life518
    @Rocky-life518 2 ปีที่แล้ว +5

    I love this type of interview regardless of the difference!

  • @truthmatters9482
    @truthmatters9482 2 ปีที่แล้ว +9

    Few points to note:
    1. Revolution starts with questions/demands, then evolves to demonstration -> Protests-> armed struggle
    2. If the rulers are homegrown/domestic, it is called dictatorship
    3. If the rulering party is an external force, it is colonialism
    4. BTW. Eritreans were OK with the Federal arrangement. What caused the armed struggle was the forced annexation

    • @eritreanhiwot4667
      @eritreanhiwot4667 2 ปีที่แล้ว +3

      How can you say that the Eritreans were okay with the federation. Even the federation was forced upon them by the UN. The Eritreans only accepted it only because self determination was also ruled to follw after a limited time of 10 years. That is why the armed struggle was said to be for self determination and came to rest only after that.

    • @AliMohammed-gm9fr
      @AliMohammed-gm9fr 2 ปีที่แล้ว

      Good points but Eritreans weren't even ok with the 1952 federation's but initially they were searching for a peaceful method of independence nd that federation was forced federation for the preparation of annexation

  • @eriangelino7800
    @eriangelino7800 2 ปีที่แล้ว +1

    This is what will happen when you are confronted with a well informed intellectual.
    One of them is highly charged and emotional and the other one is well-informed, measured and prudent to clarify the points with tangible examples.
    Most uninformed people like to shout and talk loud and incessantly interrupt the conversation.
    Although the questions were insightful, the moderator failed to curb one of the speakers to stick on the subject.
    Note: tautology does not mean "anything goes". It means saying the same thing using different words.

  • @ST-rd5dj
    @ST-rd5dj 2 ปีที่แล้ว +1

    Questions to Mr Yesef
    1) When did you leave Eritrea?
    2) Does you believes Eritrea is an independent country or it is part of the Un-great Tigray or Ethiopia?
    3) Did you participate or any member of your close family members in the Eritrean independent army struggle in person?
    4) If the history is not recorded, how do you know with absolute authority
    what the wishes of majority Eritrean people were?
    5) You speak about Eritrean people leaving their countries, what role are you playing in that and do you assist/help people when they come to where you live?

  • @ንዘይትረኽቦምንፋቕክሓስም
    @ንዘይትረኽቦምንፋቕክሓስም 2 ปีที่แล้ว +3

    ዮሴፍ ርቡሽ ድርቡሽ ፡
    ልቡ ብ ኣፉ ነጢራ ክትወጽእ ደልያ።
    እዋይ ሃለፍታ ጌርሉ

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta6954 2 ปีที่แล้ว +2

    Thank you so much, very interested discussion political & historical Eritrea peoples

  • @ምባርጥበብዩ
    @ምባርጥበብዩ 2 ปีที่แล้ว

    We proud sami b/c you are very intelligent keep it up♥♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hailatweldemichael7874
    @hailatweldemichael7874 2 ปีที่แล้ว

    ዶር ሳም ዓቅልኻን ቃላትካን ምርግጽ ምልክት ወይ ውጺኢት ትምህርትካ እዩ፡ናይ ብሓቂ ኣድኒቐካ።ኣቶ ዮሴፍ ድማ ብዙሕ ሓቅታት ኣለኩም ግና ቅሩብ ትህወኩ ወይ ትኮልፍዎ ነርኩም።ብሓፈሻ ግን ደስ ዘብል ትምህርትን እዩ ኔሩ ነመስግነኩም።

  • @everythingispossible7770
    @everythingispossible7770 2 ปีที่แล้ว +3

    Anyone who has no idea just talks a lot and doesn't give the others a chance to say anything, so please don't get into the media with a person like that
    Eritrea 🇪🇷 hagerey 💪🏾

  • @halen12shay68
    @halen12shay68 2 ปีที่แล้ว +3

    ሳሚኤል respectful 💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼

  • @ghirmayakberet1252
    @ghirmayakberet1252 2 ปีที่แล้ว +10

    Well done Historian Sami!!! ናይ ዮሴፍ ዘረባ ሲ እና ሰምዐ ዘስቀጠ፡ ........ ትብል ጥቅሲ እዩ እዘኪሩኒ?!

  • @asra735
    @asra735 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣንታ እንታይ ዳኣሉ ኣዛርቡኒ እምበር ተዛረቡ ዘይብል እቲ ፍልጠቱስ ካባይ ዘይሓይሽ ዬሴፍናብ እንዳ ተጋሩ ኪድ እሶም እዬም ዓቅምካ

  • @negodatatselam443
    @negodatatselam443 2 ปีที่แล้ว +3

    ዮሴፍ ዘርባዕባዕ ዶ ኣብሎሙኻ ኣታ ባኮ ሓንቲ ፍልጠት የብልካን ወረግ ጡዑይ ሓታታይ እንተረክብካ ሲ ካብዚ ናይ ሎሚ ዝኸፈአ ረሃጽ ንረሃጽ ክትከውን ኢኻ ሳምኤል ግን ብፍልጠት እዩ ዝካትዓካ ኔሩ.. እቲ ጸገም እቲ ሶሻል መድያ ብኸም በዓል ዮሴፍ ገብርሂወት ብኣፍልጦ ዘይኮነ ብስምዒት ዝማጎቱ ተዓብሊሉ ጸኒሑ እዚ ከኣ ወያነ ኮነ አሉ ብገንዘብ ዓሲቡ ዘሸቅሎ ዘሎ ባርያ እዩ ኣይተሓዞን እዩ.

  • @halofomhagos6068
    @halofomhagos6068 2 ปีที่แล้ว

    ብሓፈሻ ጽቡቕ ምብህሃል ነይሩ።ዝተፈላለየ ኣመለኻኽታ ዘሎዎም ሰባት ብሃናጺ ኣገባብ ክዘራረቡ ባይታ ምፍጣር ኣገዳስን ሓጋዝን እዩ።ገይጋ ትዕዝብቲ እንየዘይኮይኑ እዞም ብዕድመ ቅድም ዝበሉ (ኣቦታትና) ዝያዳ ከረድኡ ብማለት ይመስለኒ ነቲ ዕድል ዝያዳ ክጥቀምሉ ናይ ምድላይ ኩነት የስተብህል እየ፡ኣብዚ'ውን ከም'ኡ ዝተዓዘብኩ ይመስለኒ። ምክብባር ዝመልኦ ምንባሩ ግን ክተባባዕ ዝግበኦ እዩ።
    ሓታቲ ንተሓተቲ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ዝበልዎ ከም ቀንዲ ሕቶታትካ ገርካ ምቕራብ ብፍላይ ድማ ንሓዲኦም ጥራይ ምስ ዝኸውን ምዛናውነት ስለ ዘጥፍእ ተመራጺ ኮይኑ ኣይተሰማዓንን።ምናልባት ከም ሰዓቢ ሕቶ ወይ ድማ ሓፈሻዊ ከምዚ ንዝብል ኣበሃህላ ከመይ ትርእዩዎ ወይ ትገልጹዎ ኢልካ ንኽልቲኦም ብማዕረ ምዕዳል ዝበለጸ ኮይኑ ይስማዓኒ።ብዝተርፈ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሎ።

  • @aaronmerihyemane5912
    @aaronmerihyemane5912 2 ปีที่แล้ว +3

    ሸንኮለል
    ዮሴፍ ወያናይ ሰብ ቆጺርኩሞ ማለት ድዩ?

  • @ንዘይትረኽቦምንፋቕክሓስም
    @ንዘይትረኽቦምንፋቕክሓስም 2 ปีที่แล้ว +3

    ዮሴፍ ሎሚ ተረኺብካ ፡ ደንቆሮ ። በይንኻ ምህዳድ ለሚድካ ። game over

  • @zenzen7104
    @zenzen7104 2 ปีที่แล้ว +4

    Bravo Samuel 👍👍👍👍👍

  • @sabahaile9239
    @sabahaile9239 2 ปีที่แล้ว +7

    ዮሴፍ ኣበየናይ ናይ ታሪኽ መጽሓፍ ተመርኩስካ "ናይ ኣምሓራ መሳፍንቲ ንደቡብ ገፊዖም" ኢልካ፣ ? ቃልሲ ሓደ ሰብ እውን ክጅምሮ ይኽእል፣ ንኣብነት ምሃትማን ጋንዲ::

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 2 ปีที่แล้ว

      እዚ ደኣሞ ፍሉጥ እንድዩ ሚኒሊክ ካብ ደቡብ ሰባት ንባርነት ይሸይጥ ኔሩ።

  • @Habenzerierzghi1
    @Habenzerierzghi1 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣየ ምሁር እየ በሃሊ፣ ዮሴፍ ገብረሂወት። ኣቦታት ክምስሉስ " ኣይትብከ እንዲዩ ዘብክየኒ " ይብሉ። ንሕና ኤርትራዊያን ድማ፣ እዚ እስኻ ትብሎ ዘሎኻ መምዘኒታት ከተማልእ እትኽእል ሃገር እንትትገዝኣና ብዙሕ ኣይመጉሃየንን፣ ናትና ኣደራዕ ግን እዘን ሓያላት ዝባሃላ ሃገራት መሰልና ጓዕጺጸን በታ ንነብሳ ብዴሞክራሲያዊ መገዲ ከተማሓድር ዘይትኽእል ሃጸያዊት ኢትዮጵያ ከምንጉበጥ ጌረናና። ስለዚ መግዛእቲ ጥራይ ዘይኮነ፣ ዘይንቡር መግዛእቲ እዩ።

  • @dolcevitac.lassale9974
    @dolcevitac.lassale9974 2 ปีที่แล้ว +11

    እዚ ሰብዚ ዮሴፍ ዝበሃል ጽልኢ ኤርትራውያን ዶ ኣልዎዩ ንምንታይ የንጸርጽር ኣሎ፣ኣቲ ኣነ ዝበልኩም ንሱዩ ልኽዕ ይብለናሎ።ምሰረት ዘይብሉ ዘረባ ይዛረብ ንዓይ ስምዑኒ ዲታቶሪያዊ ጸቕጢ ንምንታይ? ፍኹስ ኢሉ ሓሳቡ ክዛረብ ንምንታይ ዘይክእል ዓቢ ይመስል ?ህዝቢ ኤርትራን ንፖለቲካዊ ያን ኤርትራውያን ምፍልላይ ድክመት ጥራሕዩ። ህዝቢ ኤርትራ ጣልያን ወጺኡ እንግሊዝ ክ ኣቱ ከሎ ብጣቒት ክቕበሎ ከሎ ፈትዩ ዘይኮነ ሓሊ ስለዘይነበሮ ጥራሕዩ። እንግሊዝ ወጺኡ ኢትዮጵያ ክኣቱ ከአሎውን ሓይሊ ስለዘይነበሮ ውሽጡ ሕሩር ኮይኑ ቁሒምዎ ስቕ ምስበለ ነዚ ውሽጣዊ መረረ ዘስተብሃለ ውላድ ኩሉ ምስቶም ንቑሓት ፖለቲካውያን ብምሕባር ነቲ ብውሽጡ ዝሓረረ ህዝቢ ኤርትራ ሓይሊ ዘይነበሮ ህዝቢ ኤርትራ ኣሎኻ ኣለናልካ ኢሎም ካብ መታሕት ደሓር ካብ ከበሳ እናተኣኻኸቡ ንውሽጡ ሕሩር ህዝቢ ኤርትራ ናጽነት ክወግኡ ኣንጻርቲ ኩሉ ሸርሕታት ሃይለስላሰን ኣሜሪካን ብሓይልን ፖለቲካን እናሰወደ ከይዱ ን ኢትዮጵያ ካብ ምድሪ ኤርትራ ሓኺኹ ኣውጺ ኡዎም። ናይ ዘይተወደበ ህዝቢ ሓሳብ ሕቶ ፣ድሌት ንምፍላጥ ኣጸጋሚዩ ፣ህዝቢ ኤርትራ ኣብትህቲ ኢታዮጵያ ኣብዝወደቐሉ ጊዜ ግን ኣይጎሃየን ፣ውሽጡ ኣይሓረረን ፣እኳ ድ ኣ ብሓጎስዩ ተቐቢልዎ ኢልካ ምዝራብካ ግን ናይቶ ኣንድነታውያን ሓሳብ ሎሚውን ስለዘሎ ንዑዑ ተንበድብድ ኢኻ ዘለኻ ።እቲ ሕርቃንካ የነጽር ኣሎ። ዲና ሙፍቲውን ነዚ ትብሎ ዘለኻዩ ኢሉ፣ንሱ ግን ቀልጢፉ ነቲ ዝነፍሕዕ ስሚ ይቕሬታ ሓቲቱሉዩ። ሎሚውን እቶም ኣንድነታውያን ፈልኽ ፈለኽ ትብሉ ከምዘለኹም ብጎንደር፣ብገል ብነገራ፣ብገለገለ ምሁራት በሃልቲ ከምዝስማዕዩ።

  • @teklubokre137
    @teklubokre137 2 ปีที่แล้ว +5

    እዚ ዮሴፍ ዝብልዎ ሓደ ማዳ ሃገር ዑቡድ ሰብኣይእዩ ስቅ እይሉ እዩ ዓጀውጀው ዝብል ንሳሙኤል ውን ምዝራብ ይከልአ ኣሎ

  • @bisratgoitom6279
    @bisratgoitom6279 2 ปีที่แล้ว

    ዶር ሳሚኤል እምሃ ርትዓውን ካብ ዝኾነ ወገናዊ ጸግዒ ተኣልዩ ንሓቂ ንምግላጽ ብህዱእን ርጉዕ መንፈስን ብሓቂ ንታሪኻዊ ኣፍልጥኡ ዝበቅዕ ቅኑዕ ሓሳብ ኢዩ ድዛረብ ደሎ። ብሓቂ ድማ ሚዛናዊ ንዓቅሉን ርግኣቱን ድማ የመስግን ጽባሕ ኤርትራ ኣለውኒ ካብ እትብሎም ፖተንሻል ዘጋታት ሓደ ኢዩ።
    ኣቶ ዮሴፍ ካብ ነዊሕ እዋን ንጻዕዳ ጸሊም ክብል ኣብ ጽሑፍን ሚዳያታትን ክኾልል ዝጸንሐ ጸረ ኤርትራውነት ምዃኑ ካብ ኣንደበቱ ኩሉ ኤርትራዊ ክርድኦ ኪኢሉ ኢዩ።
    ሕጂ ኣብዛ ቃለ መሕትት ውን ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ምኽንያታዊ ኣይኮነን ኤርትራ ሃገር ኣይኮነትን ይብል ኣሎ። ካብዚ ዝዓቢ ረሳሕ ሓሳብ ክሕደት ንህዝቢ ኤርትራ ድማ የለን።

  • @negodatatselam443
    @negodatatselam443 2 ปีที่แล้ว +2

    ዮሴፍ ገ/ሂወት ስነ ልቦና ናይ ኤርትራዊ ዘይብሉ ብገንዘብ ናይ ወያነ ተታሊሉ ንቃልሲ ኤርትራ ጸለሎ ክለኪ ዝውዕል. ሓደ ጡዑይ ሂወት ዘይመርሕ ሰብ ዋርድያ /Security guard/ ዝሰርሕ ጉዙእ ናይ መስተ ኣብ ሓንቲ ጸባብ ገዛ ዝቅመጥ እዩ ጉዙእ ናይ መስተ ከኣ ገንዘብ ዝኣኸለ ኣይኣኽሎን እዩ ወያነ ነዚኣ ፈሊጦም ኣብትሕቲ ቁጹጽሮም ይአትዮም እዮም. ስለዚ ካብዚ ዑሱብ ናይ ወያነ ዋላሓንቲ ክትመሃር ዋላ ክትፈልጥ ኣይትኽእልን ኢኻ.

  • @fitsumzeray3649
    @fitsumzeray3649 2 ปีที่แล้ว

    Betami adnikeya aza media erirea nekedmet .2kefal alewa di u aza interviev tanks kea nezi medebat zekrebkumna

  • @eritreasweet6864
    @eritreasweet6864 2 ปีที่แล้ว +3

    TMH ሚድያ ንዮሴፍ በይኑ ተጋለብዎ ንነብሱ ፈላጥ ጌርዋ ጸርጸር ኢሉ በኽዩ፡ ሳሙኤል ቀጽለሉ ንፉዕን ፈላጥን ርጉእን ሰብ ኢኻ።

  • @Zemen9475
    @Zemen9475 2 ปีที่แล้ว +4

    Samuel Amaha jegna😎

  • @abeilhedguhedgu8994
    @abeilhedguhedgu8994 2 ปีที่แล้ว +8

    It is interesting in my opinion if you do part 2 very good.

  • @noramesqora7396
    @noramesqora7396 2 ปีที่แล้ว +2

    ኩሉ ኤርትራዊ ከምዚ ኸምኡ፡ ንዝርገት፡ ንኽድዓት፡ ንዕግርግር፡ ንምእንቲ ኸብዱ ምሻጥ፡ ቀረባ እዩ ዝመስሎ። ኣለዉና ኣለዋና!

  • @hagerawizete3390
    @hagerawizete3390 2 ปีที่แล้ว +1

    Yesief Ethiopian go to what you love. Eritrea is fully independent. Dem teqereTs. The next phase of our struggle will be achieved on our scarification.