ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ሚኪ ጅግና ሓቂ ኣባኻሎ።እቲ መላጥ ሰብኣይ ግን ያድብስብስ ኣሎሓቅነት የብሉን።
ኣታ ሰብ ኣብ ውሑስ ሰላም ኮይንኻ ብሰብ ህይወት ኣይትቐልድ ኣሰፋ፡፡
ሚኪ ራያ ሓቂ ምድላይ እንተይ ኮነስ ዝኾነ አካል ንምቅዋም እዩ እቲ ዝደልዮ ኣካል ንፀልም ፃዕዳ እዩ እንተይሉ ኣይኮነይ ይብል ፀልማት ዝኾነ ሰብ እዩ
ናይ ህንፃ ሓሳብ ምልዓል ዘይተረፈ ብደንቢ ዘይትንትንዎ እቲ ዘረባ እኮ ብዙሕ መልእኽቲ ኣለዎ።
ጅግና ክንብሎ ውግእ ንከይመፅእ ተልግበር ነይሩ ኸዝውን ትርጉሙ ክቅየር አለዋ
እዚ ናይ ሰለሙን መዓሾ ነገር ኮነ ተባሂሉ ስም ሕውሓይን TDF ን ንምጽላም ዝተሰርሐ ናይ ፈጠራ ድራማ'ዩ ። መኪና ኣብ ሓደ ጽምዋ ደው ኣቢልካ ካብ ሩሑቅ ብጥይት ሃሪምካ ረሳሕ ናይ ፖለቲካ ረብሓ ንምርካብ ዝተገብረ ኣዚዩ ዘተሓሳስብ ፖለቲካ ትግራይ ናበይ ገጹ ይጎቱዎ ከምዘሎዉ ንምርድኡ ኣየጸግምን ።
❤❤❤❤❤❤❤❤ሚኪ ራያ ብሱል አብልብኻ ዝአቱ ዘረባ ብሉፅ❤❤❤❤❤❤❤
ህንፃ1. ምስ ሰለሙን ማዕሾ ንሓደ ዓመት ሓቢርና ሰሪሕና ኢና እዩ ዝብል። እዚ ማለት ድሕሪ ጉባኤ ሓቢሩ ምስራሕ ኣቋሪፁ ማለት እዩ። ብስሩ እውን "ሕጂ ናይ ባዕሉ ናይ ፖለቲካ ኣፈላላይ ፈጢሩ ክኾን ይኽእል እዩ።" እዩ ዝብል። ኣፈንጊጡ ዓይነት እዩ ዝብል ዘሎ። ንምንታይ?2. ኣብ ተንቤን ዝተፀወዐ ኣኼባ ክሕተት ከሎ ናዕቢ እዩ ተሓሲቡ ኔሩ ኢሉ እዩ ዝድምድም። ሰቦም(ሕሰቦ ሰቦም እዩ ዝብል) ካብ ከተማ ተንቤን ጥራሕ ኣይኮነን ካብ ኩለን ወረዳታት እዮም ዝፅውዑ። ምልዕዓል እውን ጌሮም ኔሮም እዮም። ኬላታት ምስገበርና እዮም ተመሊሶም ዝኾኑ እዩ ዝበለ። መንግስቲ ከመይ ናዕቢ ይፅውዕ? ግዚያዊ ምምሕዳር ኣብ ተንቤን ኣኼባ ፀዊዑ/ጌሩ ኣይፈልጥን ድዩ?3. እሱ ናብ'ዚ ኣይመፅእን። ንሰለሙን እዩ። "ኣይመፅእን" እዩ ኢሉ ኔሩ። ዳሕራይ እዩ "ኣይመፀን" ኢሉ ዝእርማ።4. ክጅምር ከሎ ኣብቲ ከባቢ ናይ ፀጥታ ኣካል ከምዘየለ ፈሊጦም ኮነ ኢልካ ዝተገበረ እዩ ዝበለ። እዚ ማለት ሓደ ተፈፂሙ ክኾን ከምዝኽእል መረጋገፂ ሂቡ እዩ። ካልእ ዝተፀንዐን ዝፈልጥን ከምዝገበሮን ንሳቶም ከምዘይገበርዎን እዩ ቃሉ ሂቡ።5. ካልእ ነቲ ርእሰ መምህር ሓዊሱ ብዛዕባ እቶም ዝተኣሰሩ ሰለስተ ሰባት ተሓቲቱ ፍፁም ሓሶት እዩ ኢሉ መሊሱ። ከነፃሪ እኳስ ኣይበለን። ድሓር ግን እቲ ርእሰ መምህር ኣብ ሚድያ ተራእዩ እዩ።ኣብ መጨረሻ እቲ ከባቢ ናይ ፀጥታ ሓይሊ ከምዘይብሉ እንተፈሊጡ ንምንታይ ክምድብን ናይቲ ከባቢ ፀጥታ ከውሕስን ዘይሰርሐ? ምስ'ዙይ ተኣሳሲሩ "ሰብ ዝሰኣነ ሰብ" ዝተብሃለ ናይ ፌስቡክ ነጣፊ ሸዑ ምሸት ወፅዩ ንኣውራምባ ታይምስ ካብቲ ቦታ ኢሉ እዩ ቃሉ ሂቡ። ንምንታይ ኣብኡ ተረኺቡ? መቐለ እዩ ዝነብር። ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ናይ ቀንፀልቲ ቡድን ክህሊ ዝውትውት ሰብ ምኻኑ ይሰመረሉ።ብደንቢ ተንቲንኩም መደብ ከም እትሰርሕሉ ተስፋ ይገብር።
You nailed it out. ሠራዊት እንተኔሩ'ሞ ተግልሶ ኢኻ መታን ክጥዕመካ
ናይ tdf መግለፂ አይነበረን ብዜሮ ዝተባዝሓ መግለፂ እዩ
Very improving 😊
ወዲ ራያ 99% ሒበካ አለኹ ይበል አባይ ሓዱሽ ዝብልፅግ ሓሳብ ኢኻ ዘለካ እግዚ ይሓልየና
ሚኪ ፀማም😢😢😢
ኣብእምነቱን ዘንበል ዘይብል ልክእ ከምዚናይ ሕዚ ውድብ ንምድሓን ዝተኸፈለ ፅንዓትን ሕልኸ ድማ ድላዩ ውን ዘፈፀመ ማለትኢ ጀግና ዝበሃል
" መጅሙዕ ? " ኣድራጋ ።
ሲሳይ ሓደገኛ ምልከታ ሃምድንሀካ ብትኽክል የርኢ።
ሚኪ ራያ😢😢😢😢😢 መሕዘኒ
ጥይት ዝቱኾስ ንምቅታል ሙከራ እንበር ንቶኽሲ ምልምማድ ከይኮነን መንዩ ዝብልዋ መልሲ ግና ነቲ ከባቢ ዝሕልዩ ሰራዊት እንሓለዩ ናይ ሻእብያ ድዮም ክብሓሉ መንዩ ናይቲ ከባቢ
ቦንብን ካራን እምኒ ከመይ ዝመሰለ ግምትዩ
ሓዊ ሒዝካስ ገለልተኛ ኢና እንታይ ማለትዩ ? ደብሪፅ ይውረድ እንትብሓል ኖ ይልካ ጠጠው ክብል ምግባር ሱቅ ይልካ ምርኣይ ንትግራይ ናበይ እያ ክወስድዋ ናይ ማእኸል ሓለይቲ
Ata miki raya hzbka enatechefchefe hwhat tbl nierka 2 amet kinat kelo hzbi endamote mfnchah exwan kiban kitbl aribka banda eka Solomon hasawi eyu fetera eyu. Aytetekoson DDR kibl n usa nab sdra kimexie elu fetera eyu nska gn Getachew zgebero geben aytzarebn xbah keythafr.
ወዲ ራያ ነብሲ ነቲ ሓደ ዱኡል ኣፉኒካስ ነዚ ምክት ኣምጺእካልና 😅
እምኒ እውን አይነበረ ዒፍ ኣይነበረት ሰለሙን ዝተብሃለ መዕለቢ ዝሰአነ ተንሳፋፊ ዝፈጠሮ ነበረያነበረ እዩ
ሒማቅ ጊታቸው እዩ
መጀመሪያ እቲ ኣጀንዳ ክኾን ድግባእ እቲ ፈተነ ቅትለት ደምንታይ ተፈፂሙ ክኾን ሃምተገበአ? ግን እቲ ሕማቕ ናይ TPLF ጅን ኣብ ደምኩም ኣሎ።ብጣዕሚ የሕዝን።
Moki raya hones man
Miki raya, with all due 🙏 I have for you. I disagree with you.ኣብ ደገ ለሎ ሕቶታት እያ ኢኑጸባሪቃ. መልሲ ዘይምሃብ ናቱ እዩ ኔሩ
ሚኪራያ ብስሩ ግና ናይተጋዳላ ደም የብልካን ካብዚ ዝተረዳእኹ ምስ ዝጋደሉ ምውዓል ተጋዳላይ ዘየብል ምኻኑ ተረዲኢ ኣለኹ
You are a trader, a TPLF slave. When Mickey seeing something wrong he has the right to oppose. Mickey Raya is Tegadalay with purpose period
ሚኪ ራያ ጀግና 💪💪💪💪💪👈
አብዝሰልጠነ ሃገር እናነበርካስ ክንድዙይ ድንቁርና? ብትኽክል እምኒ ኢኻ!
ሚኪ ራያ ዝኩሉ ሃቲፍካስ ቃልስኻ ውፅኢት ቀዳማይ ወያነ ኮይኒ
666
Miki raya busul ykbel agelaltsa
In your media, Efrem, Sisay looks highly biased against reform (in favour of the statuesque) like miky Tigray though "better" shrewd but no doubt both are intentionally doing their best against the interest of the Tigrian people.
ኣነ ኳ ተተኩሱዎም ኢለ ኣይኣመንኩን! እግ/ሔር ይፍለጦ። እንተኾይኑ ድማ ዕጡቕ ኣብዘይብሉ በረኻ ሓለውቲ ኣጣል እምኒ ደርቢዎምሎም ይኾኑ😅
ሚኪ ጅግና ሓቂ ኣባኻሎ።
እቲ መላጥ ሰብኣይ ግን ያድብስብስ ኣሎሓቅነት የብሉን።
ኣታ ሰብ ኣብ ውሑስ ሰላም ኮይንኻ ብሰብ ህይወት ኣይትቐልድ ኣሰፋ፡፡
ሚኪ ራያ ሓቂ ምድላይ እንተይ ኮነስ ዝኾነ አካል ንምቅዋም እዩ እቲ ዝደልዮ ኣካል ንፀልም ፃዕዳ እዩ እንተይሉ ኣይኮነይ ይብል ፀልማት ዝኾነ ሰብ እዩ
ናይ ህንፃ ሓሳብ ምልዓል ዘይተረፈ ብደንቢ ዘይትንትንዎ እቲ ዘረባ እኮ ብዙሕ መልእኽቲ ኣለዎ።
ጅግና ክንብሎ ውግእ ንከይመፅእ ተልግበር ነይሩ ኸዝውን ትርጉሙ ክቅየር አለዋ
እዚ ናይ ሰለሙን መዓሾ ነገር ኮነ ተባሂሉ ስም ሕውሓይን TDF ን ንምጽላም ዝተሰርሐ ናይ ፈጠራ ድራማ'ዩ ። መኪና ኣብ ሓደ ጽምዋ ደው ኣቢልካ ካብ ሩሑቅ ብጥይት ሃሪምካ ረሳሕ ናይ ፖለቲካ ረብሓ ንምርካብ ዝተገብረ ኣዚዩ ዘተሓሳስብ ፖለቲካ ትግራይ ናበይ ገጹ ይጎቱዎ ከምዘሎዉ ንምርድኡ ኣየጸግምን ።
❤❤❤❤❤❤❤❤ሚኪ ራያ ብሱል አብልብኻ ዝአቱ ዘረባ ብሉፅ❤❤❤❤❤❤❤
ህንፃ
1. ምስ ሰለሙን ማዕሾ ንሓደ ዓመት ሓቢርና ሰሪሕና ኢና እዩ ዝብል። እዚ ማለት ድሕሪ ጉባኤ ሓቢሩ ምስራሕ ኣቋሪፁ ማለት እዩ። ብስሩ እውን "ሕጂ ናይ ባዕሉ ናይ ፖለቲካ ኣፈላላይ ፈጢሩ ክኾን ይኽእል እዩ።" እዩ ዝብል። ኣፈንጊጡ ዓይነት እዩ ዝብል ዘሎ። ንምንታይ?
2. ኣብ ተንቤን ዝተፀወዐ ኣኼባ ክሕተት ከሎ ናዕቢ እዩ ተሓሲቡ ኔሩ ኢሉ እዩ ዝድምድም። ሰቦም(ሕሰቦ ሰቦም እዩ ዝብል) ካብ ከተማ ተንቤን ጥራሕ ኣይኮነን ካብ ኩለን ወረዳታት እዮም ዝፅውዑ። ምልዕዓል እውን ጌሮም ኔሮም እዮም። ኬላታት ምስገበርና እዮም ተመሊሶም ዝኾኑ እዩ ዝበለ። መንግስቲ ከመይ ናዕቢ ይፅውዕ? ግዚያዊ ምምሕዳር ኣብ ተንቤን ኣኼባ ፀዊዑ/ጌሩ ኣይፈልጥን ድዩ?
3. እሱ ናብ'ዚ ኣይመፅእን። ንሰለሙን እዩ። "ኣይመፅእን" እዩ ኢሉ ኔሩ። ዳሕራይ እዩ "ኣይመፀን" ኢሉ ዝእርማ።
4. ክጅምር ከሎ ኣብቲ ከባቢ ናይ ፀጥታ ኣካል ከምዘየለ ፈሊጦም ኮነ ኢልካ ዝተገበረ እዩ ዝበለ። እዚ ማለት ሓደ ተፈፂሙ ክኾን ከምዝኽእል መረጋገፂ ሂቡ እዩ። ካልእ ዝተፀንዐን ዝፈልጥን ከምዝገበሮን ንሳቶም ከምዘይገበርዎን እዩ ቃሉ ሂቡ።
5. ካልእ ነቲ ርእሰ መምህር ሓዊሱ ብዛዕባ እቶም ዝተኣሰሩ ሰለስተ ሰባት ተሓቲቱ ፍፁም ሓሶት እዩ ኢሉ መሊሱ። ከነፃሪ እኳስ ኣይበለን። ድሓር ግን እቲ ርእሰ መምህር ኣብ ሚድያ ተራእዩ እዩ።
ኣብ መጨረሻ እቲ ከባቢ ናይ ፀጥታ ሓይሊ ከምዘይብሉ እንተፈሊጡ ንምንታይ ክምድብን ናይቲ ከባቢ ፀጥታ ከውሕስን ዘይሰርሐ? ምስ'ዙይ ተኣሳሲሩ "ሰብ ዝሰኣነ ሰብ" ዝተብሃለ ናይ ፌስቡክ ነጣፊ ሸዑ ምሸት ወፅዩ ንኣውራምባ ታይምስ ካብቲ ቦታ ኢሉ እዩ ቃሉ ሂቡ። ንምንታይ ኣብኡ ተረኺቡ? መቐለ እዩ ዝነብር። ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ናይ ቀንፀልቲ ቡድን ክህሊ ዝውትውት ሰብ ምኻኑ ይሰመረሉ።ብደንቢ ተንቲንኩም መደብ ከም እትሰርሕሉ ተስፋ ይገብር።
You nailed it out. ሠራዊት እንተኔሩ'ሞ ተግልሶ ኢኻ መታን ክጥዕመካ
ናይ tdf መግለፂ አይነበረን ብዜሮ ዝተባዝሓ መግለፂ እዩ
Very improving 😊
ወዲ ራያ 99% ሒበካ አለኹ ይበል አባይ ሓዱሽ ዝብልፅግ ሓሳብ ኢኻ ዘለካ እግዚ ይሓልየና
ሚኪ ፀማም😢😢😢
ኣብእምነቱን ዘንበል ዘይብል ልክእ ከምዚናይ ሕዚ ውድብ ንምድሓን ዝተኸፈለ ፅንዓትን ሕልኸ ድማ ድላዩ ውን ዘፈፀመ ማለትኢ ጀግና ዝበሃል
" መጅሙዕ ? " ኣድራጋ ።
ሲሳይ ሓደገኛ ምልከታ ሃምድንሀካ ብትኽክል የርኢ።
ሚኪ ራያ😢😢😢😢😢 መሕዘኒ
ጥይት ዝቱኾስ ንምቅታል ሙከራ እንበር ንቶኽሲ ምልምማድ ከይኮነን
መንዩ ዝብልዋ መልሲ ግና ነቲ ከባቢ ዝሕልዩ ሰራዊት እንሓለዩ ናይ ሻእብያ ድዮም ክብሓሉ መንዩ ናይቲ ከባቢ