Mestyat Betna | ሰልፊ ህግደፍ ኣብ ኖርወይ ፍረ-ኣልቦ ኮይኑ | ማዕከናት ዜና ኖርወይ'ውን ነዚ የቃልዓ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 29 เม.ย. 2024
- Mestyat Betna is one of the most well known Eritrean TH-cam channels with an ever increasing number of followers and subscribers. It broadcasts a number of interesting topics and issues with a particular focus on Eritrean politics, culture and art. It is a favorite media channel to hundreds of thousands of Eritreans and is known for its undying, relatable and timely content. Mestyat Betna also provides a platform for motivating and encouraging Eritrean rising stars in music, drama and poetry.
- บันเทิง
ፍረ ኣልቦ ምዃኖም ድኣ ነርወይ ዘይኮነስ የሕዋቶም ደቂ ዓዶም ነጊርናዮም ግን ጸማማት ኢዮም። 💙#Blue-Revolution-will-win 💪💙ንሓመዱ ኢየ ኣነ
መጽሓፍ ቁዱስ ህዝበይ ሳአን ፍልጠት ይጠፍእ አሎ ኢሉ ህግደፍ ሳአን ፍልጠት ይጠፍኡ አለዉ።
ኣየ ህግደ እንካዕ ከምዚ ኣራኣየና ገና ገና 😂
በዚኦም ዓድና ገዲፍና ወጺእናስ ኣብዚ መጺኦም ከኣ ድቃስ ከሊኦምና
ዛኪ ጅግና ቀጽሎ።ሰማያዊ ማዕበል ኣብ ነርዎይ ተጋናጺፎሞ ዘለው ዓወት ዓቢ እዩ።ቀጽልዎ
Haknet zey blom bergedey brki lilo kem kulu gzye bulusat yekenyelna Zaki hawna kea🌿💙🌿💙👌👌💪💪
Thank you ዛኪ ነዞም ውርደተኛታት ዓለም ትፍለጦም
ንፍረ ኣልቦ እናደገፉ ደኣ ፍረ ኣልቦ ክኾኑ ኢዮም እምበር 😂
💙💙💙💙💙💙💙💙🦋🦋🦋💚💚💚ነዞኦም ምስሉያት ደገፍትን ኣቦኦምን ብሰንኪ ኣብ ደለይቲ ፍትሒ ዘሎ ምፍጣጥ ኣወገድና ሰሚርና ፍልልያትና ኣጽቢብና እንተ ንቓለስ ቐደም ካብ ገጽ ምድሪ ጉሒፍናዮም ምሃለና ነዞም ባራዩ ምስ ኣቡኦም ። ንስመር ንሕበር ንፋቐር ንላዘብ። ዕንወት ንበራዩ ዓወት ንበርገደይ 💙💙💙💙💙 ሩሑስ ፋሲጋ ደለይቲ ፍትሒ
ህግደፍ ካብ ሕንቃቐ፡ዝነቐለ ሓንቅቖም ምዕረባዋን ሕጂ ውን ኢንካዕ ጸገምና ፈለጥልና።
Wc zaki hawey ❤❤
Thanks so much Zak keep going don't give up I am 100 % agree with you don't worry all ways we support .
Thank u 💙💙💙
Thanks Zaki hawna
Brjiedna nkdmit🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵
እዋይ ዞም ጥሪት ሕፍረት አልቦ እብ ዓድኻ ፍጽም ዘይትሐስቦን ዘይትረኽቦን ንጽነት እንዳ አስተማቐርካ ክንድዚ ሀለው ለው ብሰንኪ ዞም ጥሪት ሐፊርና ጁጅ ንጁጅ
መለይ ትዕወት 💙💙💙💙
U’too Have a good day Zaki 🎉
የቀነልና ዛኪ 💙💙💙💙💙💙💙💙
❤❤❤Thank you dear for sharing this update and I appreciate for your effort!!❤❤❤
Danke Zaki❤❤❤
ጽቡቅ መብሪሂ ዛኪ ብዓል መትከል ብDHL ሰዲዶምሎም ኣለው ብካል ዝሰምዖም ስለ ዝሳኣኑ ድሃር ኢሱ ብል ጎንጎ ሳእኒ ናበይ ኣበለ ኣብ ዝባን ኣዲጊ ኮይኑ ዝዓለለ እሎም ዛዚሞሞ
Thanks Zaki good job
Husur kulu gze husur eu ezom resahat belaeti seb Awet n brged nhamedu 💙💙💙💙💙💙💙💙💙
👍💙💙💙💙
Kkkkkkk fre albo, regime change thank you zaki 💙💙💙💙💙💙👍👍🙏
💙🆓Zaki, ብጣዕሚ ደስ ዘብል Information.🆓💙
Tanks zaki
ሑሱራት ዝኾኑ ሰባት ናይቲ ክትስደድ ዝገበረካ ስርዓት ዶ ወደይ ባርያ ይኽወን እዩ. በቃ ስቃይ ህዝቦም ዘይሕምሞም ኣረመናት
💙💙💙💙👌
Thanks so much bro
Thank you 💙 😊😅
good job 🎉🎉🎉🎉🎉
ውርደትን ሕስረትን ኢዩ ዘፍትወሎም ደገፍቲ ህግደፍ፡ ከምዚ ዓይነት ኣተሓሳስባ ሒዞም ሓቖም አንዲዩም ባርነት ክናፍቑ!
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
Zaki xbuq tntena qexlo ❤
መስትያት ቤትና ከም ስማ❤❤❤
The blue ✊💙💙💙💙💙
Good job 👍
💙💙💙💙💙💙
💙💙💙💙💙💯💪💪💪
ዛኪ ኣቦ ሓቂ።
Welcome Mestyat betna
🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙
❤❤❤❤❤❤🎉
Fithi nhzbi Eritrea
ኣነ ዝሕዝነኒ ናይቶም ሰገናት ኣብዚ ጭቃ ጠንቀላዕላዕ ዝብሉ ዘለዉ ብሰንኪ ስድረኦም እዩ ዘሕዝን እዩ
GOOD NEWS NO MORE Dictator in nerwey.
Bra jobbat zakey hwe hezby 🩵🩵🩵🌿🌿🌿
Hademeti Hegedef Adekum da Selmawi selfi deytegeberu haseweti Hegdefe .
ህግደፍ ኣይቀብጹን ድዮም
🙏🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Our detail information finds on the document. I & my husband were one of the 600s.
The supporters of the dictator they have to go back to The dictator❤❤❤
ለኽባጣት ተበለጽቲ ይበሀሉ ዚኦም!
ዛኪ ማለት ጅግና ኢካ ሓቄና ወዲ ሰብ ብትክክል ዜና ዝፍንው ካብ ኩለን ቻነል
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Jigna zaki
ሕብሪ ባንዴራ ናይ ህግደፍ ናይ'ዞም ሰብ ቆለን ናይ'ዞም ግብረሰዶምን እያ ትመስል::
Eway ezom mehiferat getsom ytifuau. Gohufat eyom kulom ezom degefti higdef.
እዞም ህጂ የዕዱግ ህግደፍ ኮይኖም ዘለው!አንፃር ወድ በራድ ኮይኖም ንኖርወይ ዝአተው እዬም ክቓልዑ አለውም😎እዞም ድሁላት ተደመርቲ ደቒ ኮመርቲ👈🏽😃
💙Wxuhat Kemeyom zkoxrwa neanfet atsefyea zella hewotom nhlnaom ente zsemhu nkulna mehashena💙🙏🏻🙏🏻Thanks kbur zaky💙
🙏🙏🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵
👌👌👍👍💯💯✅️✅️💙💙👌👌👍👍💯💯✅️✅️💙💙
ቅንዕና ዘብሉ ፍረ ከምጽእ አክእል ዩ
Samsom hsawi kehadi
Weyo nalem amberkike zbl gujle da lomi entay koynu kmashaken jemri leka Bado resi eyu
Ayrdomen eyu gle hmam da alwom
እንዳ ተመን ዳኣ መን ክረትዖም፡ ያኢ ነቲ ካብቲ ጸላም ሃዲሙ ዶብ ዝሰገረ መንእሰይ ኤርትራ ንዒቖምሲ ውድባት ኖርወይ ክልእ መርትዖታት ደልዮም ህግደፍ ርጉማት
ሳምሶም ርእሲ ኣድጊ ኢሰያስ ዝተጋሰሶ ርእሱ ተረዋኢ