ኣብ ሊብያ ሰባት እንዳጨወዩ ዝቀትሉ ደለልቲ ተታሒዞም፡ ማይክ ሃመር ኣብ ኢትዮጵያ ( ሓድሽ ምዕባለ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 พ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 63

  • @teresaaraiaberhe2842
    @teresaaraiaberhe2842 19 วันที่ผ่านมา +9

    ኦ ጎይታይ ምስትውዓልን ጥበብን ሃበና ካብዚ ናይዞም ጨካናት ኣረመነታት ተግባራት ከኣ ሰውረና ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @efremjirom4088
    @efremjirom4088 19 วันที่ผ่านมา +4

    ዝሓገዘ ይሓግዝ እዞም ከምምዚ ዝንቡዕ ሓበረታ ንሶም ደገፍቲ ዮም ዝኾኑ ስለዚ ኣይትገደስሎም እቲ ክግበር ዘለዎ ጥራይ ንግበር

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey 19 วันที่ผ่านมา +3

    😭😭😭😭😭it is so sad to lose this kind of hero. But you all his friends must be strong more than ever to defeat the brutal regime.🩵🩵🩵🩵🩵

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 19 วันที่ผ่านมา

    ሰብን ሰጋሰብን ኢናበላዕካ ምባር ኢዩ ተፈጥሩ ዞሎ!!!!!!!!😭😭😭😭😭😭

  • @heidshop4103
    @heidshop4103 19 วันที่ผ่านมา +4

    በዞም ትሕቲ እንስሳ ዝኾኑ ርኹሳት
    ሂወት ሰብ ቀቲሎም ሕጂውን ሓድነትና
    ክቐትሉ ዝፍትኑ ብሕጋዊ መስርሕ ዋጋ ክኸፍሉ ካብ ስምዒት
    ወጺእና መርትዖታት ክንእክብ ይምረጽ
    ንየማነ ልዑል ምስጋና።🙏🙏🙏

  • @merry7267
    @merry7267 19 วันที่ผ่านมา +4

    💙💙💙💙💙💙👍👍👍👍🙏

  • @habri9761
    @habri9761 19 วันที่ผ่านมา +4

    💙💙💙💙💙

  • @efremnega1781
    @efremnega1781 19 วันที่ผ่านมา +3

    🙌🙌ሠላም ሠላም🙌🙌🙌

  • @user-ed3nm9zb5i
    @user-ed3nm9zb5i 19 วันที่ผ่านมา +6

    ኤርትራዊ ሓሳድ ሕጂኸ ብዛዕባ ገንዘብ ዶ ክጨቃጨቁ ጀሚሮም ሂወቱ እዩ እካ ሲኢኑ ዘሎ ወላ ትሪልዮን ተዋጽእዎ ምስ ሂወት ዝመጣጠን ኣይኮነን ስለዚ በጃኹም እንተ ኪኢልና ንሓግዝ እንተዘይኪኢልና ከኣ ኣፍናን ኢድናን ነሓዝ 🙆🙆 ኦ ኣምላኽ ባዕልኻ ምሕረትካ ኣውርደልና ሕማቕ ኣለና😔😔

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 19 วันที่ผ่านมา +2

    Selam yemane dehan atesbahlolom amotm anxarna eyom Bana tekalestikegudmu eyom xemam azni hebwom❤❤

  • @risomlegese387
    @risomlegese387 19 วันที่ผ่านมา +3

    እወ ሰነድ ይታሓዝ ጥራሕ

    • @abytesfamicael2119
      @abytesfamicael2119 19 วันที่ผ่านมา

      Oòoooooooòoooooòoòòkkķķķkkkķkķkkkkkkkķk

  • @weldehiwettsegu
    @weldehiwettsegu 19 วันที่ผ่านมา +3

    ይሙን በጃኻ ኢለካ ነታ ዝምኩሑላ ናይ ኮሎጅ ማይ-ነፍሒ ቪድዮ ቆሪጽካ ኣብ ፈይስቡክን ካልእ መራኸቢ ብዙሃን ሸር ግበራ

  • @yerustekeste2461
    @yerustekeste2461 19 วันที่ผ่านมา +2

    Wufuyyy 🤣🤣🤣🤣🤣 ketilomka emrka newihyu bhaki

  • @tirhasghbray1049
    @tirhasghbray1049 19 วันที่ผ่านมา +1

    አንታ የማነ ወደይ አነ ዝገርመኒ ንምሸቱ ከመይ ኢልና ኢና ክንነብር ምስእዚኦም ሰብ ድዮም ከ ቦእ

  • @freedompeace3359
    @freedompeace3359 19 วันที่ผ่านมา +3

    ሰላም የማነ
    ኩሉ ሰብ ከማካ ተዝሐስብ ምሰሐለፈልና ኔሩ።
    -_-_-_-_-_-_
    ምቁራዛም በዚሑ

  • @misginaamanuel9985
    @misginaamanuel9985 19 วันที่ผ่านมา +1

    ብባዓል ጆን ዝተዘርኤ ኣውራጃውነት ዓዳውነት እዩ ዝዕጸድ ደሎ ኩሉ ህዝቢ ድማ ኣብ ሓደጋ ኣትዩ!! ደንቢያ ሰራየ ኣኮሎጉዛይ ካልእን ፈላለይ ዝኮነ መደረ ስለዚ ዓገብ ንበሎም ኩልና ውን ንጠንቀቅ ካብዚ ሓደገኛ ምንቅስቃ

  • @user-vb4vy2db3i
    @user-vb4vy2db3i 19 วันที่ผ่านมา +2

    💙💙💙💙💙👍✋✋

  • @elsajefter5596
    @elsajefter5596 19 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ሰላም የሙን እንኳዕ ብሰላም መጻእካ 💙🌿

  • @ghenetwoldeiesusmenghistu3330
    @ghenetwoldeiesusmenghistu3330 19 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙🙏🙏🙏💙💙💙

  • @HiwotKidanemariam-bu6yn
    @HiwotKidanemariam-bu6yn 19 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤

  • @tm.h.3262
    @tm.h.3262 19 วันที่ผ่านมา +2

    አነ ብወገነይ ንሞት ናይ ውፍይ ምስተዛረቡ ጽሒፈሉ ነረ ። ሞይቱ ዝበልካዮ ብህይወቱ ስለዘሎ አብ ሕጊ ወይ ምድያኻ ምዕጻው ስጉምቲ እንተዝወስድ ኢለ ጽሒፈ መጀመሪያ ግን ተረበሸ ምኽንያቱ ድማ አብ ሰልጠነ ጆስን ውፍይን ዝቀርቡላ ማዓልቲ ውፍይ አይቀረበን ነቲ ሻቅሎት አግዲድዎ ።

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 19 วันที่ผ่านมา

    ገበነኞታት ክትሓዞ ጥራይ ኢዩ ዞሎዎም!!!

  • @fkreykahsay5665
    @fkreykahsay5665 18 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🙏

  • @user-zr3vu8io3z
    @user-zr3vu8io3z 19 วันที่ผ่านมา +1

    Nic job dear brother

  • @hiwetghebreab8159
    @hiwetghebreab8159 19 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢😢

  • @brhanemebrahtom6264
    @brhanemebrahtom6264 19 วันที่ผ่านมา +2

    mjrm wahd defnahe kea ybl key hafere duhul

  • @teresaaraiaberhe2842
    @teresaaraiaberhe2842 19 วันที่ผ่านมา +2

    ደሓን ኣምሲ የማነ

  • @akliluyosief6408
    @akliluyosief6408 19 วันที่ผ่านมา +2

    Wey wufuy zeyrekbo zeyblu

  • @duhberhe9991
    @duhberhe9991 19 วันที่ผ่านมา

    Wc yumuney 😢❤❤

  • @faet9285
    @faet9285 19 วันที่ผ่านมา +1

    ብሰላም ዕረፍ ጅግና ሓውና::
    መልእኽቲ ናብ ኩሉ ኣባል ብርጌድ ንሓመዱ:
    እዛ ናይ ኣጋንንቲ ጉጅለ ህግደፍ እዚ ኹሉ መንእሰይ ናብ ሜዳ እንተወሪዱ ሓንቲ ለይቲ'ውን ክትሓድር ከምዘይትኽእል ፈሊጣ : ከይወርድ ምእንቲ በዞም ኣራዊት ልኡኻታ ኣቢላ መጻወዲያ ኣዳልያ ኣላ::
    እቲ ኣዳልያቶ ዘላ መጻወድያ ድማ ንሕና ነዞም እትልእኮም ኣራዊት ክንታሃላለኽ ገንዘብና: ሓይልናን ግዜናን ሂወትናን ክባኽን'ሞ ዝእሰር ክእሰር ዝመውት ክመውት : ብኡቢሉ እቲ መንእሰይ ናብ ሜዳ ከይወርድ ክዳኸም ኢላ ዝማሃዘቶ እኩይ ዕላማ ምኻኑ ተረዲእና : ብስም እዞም ጀጋኑ ብጾትና ናብቲ ገዚፍ ዕላማና ከነማዕዱ ይላቦ::

    • @freedompeace3359
      @freedompeace3359 19 วันที่ผ่านมา +1

      👌 ከምዚ ኢዪ
      መልእክቲ ማለት🤝

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 19 วันที่ผ่านมา +2

    Yamane ksedelkya Twint

  • @user-zy9bz5dn6g
    @user-zy9bz5dn6g 19 วันที่ผ่านมา

    Ayete hasu masehafe embare shahane zehaze yalne hasote gedafe

  • @user-lu4sh8wi4y
    @user-lu4sh8wi4y 17 วันที่ผ่านมา

    Anta Yemane, Ezi nay mai nefhi zbelkayo nmgbna aykonun kmeharu eyom zdefafuau zelew. leacture hall eyu. ab qdmit bota nmhaz eyu.

  • @remziremzi5829
    @remziremzi5829 19 วันที่ผ่านมา

    🙄😒

  • @helenberhane8534
    @helenberhane8534 19 วันที่ผ่านมา

    Ertrawi eu

  • @yemanehaile5138
    @yemanehaile5138 19 วันที่ผ่านมา +2

    Yumun zebuk tebegso etom himak zizarebu aytgedeslom

  • @Solvlove495
    @Solvlove495 19 วันที่ผ่านมา

    ኮሙ አንዳቐተሉ ዝመጹ አንድዮም አሞ ኣብ ዓዲ ሰብ ሚሳኣተዉ አቲ ደም ዝሽትቶም ዘሎ አንበር ኣብ አሪትራ ዶ ብካራ ሚቕታል ኣሎ አዩ ።

  • @shinasslutan
    @shinasslutan 19 วันที่ผ่านมา +2

    ሠላም ሠላም የማነ ብሓቅይ ቀጽሉ ኣቸኾ

  • @Sim-rv8rl
    @Sim-rv8rl 18 วันที่ผ่านมา

    Hawey kithsu keleka pls akonkanhasu eka....ezom temahro abbkidmit bota kihzu eyu ezi kulu kididim nay bhaki Mainefhi tenerka kea class and cafeteria miflay aymseankan...

  • @feriateyob6863
    @feriateyob6863 19 วันที่ผ่านมา

    Atay gedeska hasawi hadami

  • @miriamhabtemichael2393
    @miriamhabtemichael2393 19 วันที่ผ่านมา

    Izom husurat bjeka mhsaw kalei zeyfeltu netom aremenawiyan kikelakelu kblu, baelom yilefalefu alewu degeftom mqwanom. Mexai hiwetom yixelmt. Mesta yewrdelom

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 18 วันที่ผ่านมา

    ግርም እኮ እዩ ዝብል ናይዞም ደናቁር ጃሱሳት ብጠዐሚ አትሪርካ ምቅላስ እዩ መርዚ ጌሮም ውን ክምርዙ ይኽእሉ እዮም ህግደፍ አመንዝራ

  • @gualbahtahagos7001
    @gualbahtahagos7001 19 วันที่ผ่านมา +2

    Hgn hgawnetn tselaeku 😢 hji kaleay hawna kesirna wae meriruna ko hjis 😭 dahar ka i have quick question ይሙን slemntay eiu nay haile hawna kndzi genzebawi gosguas zeytegebrelu ??? Sorry

    • @yemaneyohannestube9477
      @yemaneyohannestube9477  19 วันที่ผ่านมา

      ጽቡቅ ኣለኪ እንተኮነ ካብ ብኢድካ ትረክቦ ዓወት ብሕጊ ትረክቦ ዓወት ዩ ዘላቂ ዕግበት ዝፈጥር። ናይ ሃይለ ሓውና ሕምቀት ናትና ዩ ኔሩ። እቶም ቤተሰብ ውን ብዙሕ ኣየማከሩናን። ኣነ ንባዕለይ ድሒረ የ ፈሊጠ

    • @gualbahtahagos7001
      @gualbahtahagos7001 19 วันที่ผ่านมา

      @@yemaneyohannestube9477 thank you ymun💙💪

  • @user-ue5ng6eg4g
    @user-ue5ng6eg4g 19 วันที่ผ่านมา

    እስኻ እንበር ብዙሕ ትዛረብ ተቆጠብ አይተናሃህር አገብ ሰባት ከምተዛረቡ አይተምስል ካብቲ ትዋፀ ገንዘብ በዓል ሰልጠነ ክበልእዎ ኢዮም ።

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 18 วันที่ผ่านมา

    ናይ ሳሕል መቐፀልታ ሻዕብያዊ ጭፍጨፋ እዩ
    ጭካኔ ሻዕብያ እዩ ከምዚ ጌሮም ሰብ ዝገፍዑ

  • @user-ij3gh2fd8i
    @user-ij3gh2fd8i 19 วันที่ผ่านมา +2

    ጎዱራ እዩ ድበሃል ትግራዋይ እዩ

  • @Csk2020
    @Csk2020 19 วันที่ผ่านมา +1

    ኤርትራዊ ማለት ሓሳድ ውዱቅ ፉንፉን እዩ:: በቲ ኮይኑ በቲ ህግደፍን ባራዩን አብገምገም ጸድፊ እዮም :
    ብርጌድ ንሐመዱ ዕላምኡን ሽቱኡን ከምዝወቅዕ ዘጠራጥር የብሉን::

  • @risomlegese387
    @risomlegese387 19 วันที่ผ่านมา +1

    እዚ ናይ ልብያ ተዋሶኦ'ዶ ይመስል ?
    ክንድዚ ገበን ዝገበረ ንምንታይ ኢዱ ዘይተኣስረ

    • @musaelteme-ob2sf
      @musaelteme-ob2sf 19 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😂ኣብቲ ሰጣሕ ገልጎልሲ ናበይ ኢዩ ክሃድም።ሓደ ሰብ ዘይኮነን ን30 ሰባት ከብኪብዎም ዝከይድ ኩሉ ግዜ።

    • @mengsgubsa9973
      @mengsgubsa9973 19 วันที่ผ่านมา

      ናበይ ክትሃድም * ካብ ልባውያን * ትም ኢልካ ስማዕ ። ብዝከውን ዘይተመራመርካ በዚ ሓቂ ክትመራመር ። ወይ - መርገም ።

    • @SemharSiele-vq7cc
      @SemharSiele-vq7cc 19 วันที่ผ่านมา +1

      Hawey ezi haki eu semsari eu kab mekzen police ms mexwom nab kale mekzen kkyrom elu mekina xianu enda ahdemom kelo khamu ms fetenu eu ketiluwom dem sle zey sedd gn ab ed police wediku